Рет қаралды 337,311
ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ ሜሪ ሸው (The Mary Show) ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና አንዳ በልና፤ አዚ ክቡር በዓል ምኽያት ብምግባር ምስ በሃር ድምጻዊ ተስፋለም ኣረፋይነ(ቆርጫጭ)ን ዕለት 9/9/2017 Saturday (ቀዳም) ኣብ ከተማ ለንደን ዘካይዶ ምርኢት ምድላዋቱን ኣመልኪትና ዘካየድናዮ ቃለ መሕተት ጆባእ ንብለኩም።
ላይክ ሼር ኮመንት ምግባር ኣይንሕመቅ ስድራ-ቤት።
ደጊምና ርሑስ ቅንያት በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ::
መድባትና ብቐሊሉ ንሞዕዛብ አምበኣር ኣብ KZbin ዝርከብ ቻነልና Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ ፥
• DESTA TV - Presents - ...
ኣብ ናይ (FB page፡ / themaryshow like) ብምግባር ስድራ-ቤት ከትኮኑ ብክብሪ ንዕድመኩም።
ኣብ ናይ (Instagram / _themaryshow follow) ክትስዕቡናን ስድራ-ቤት ከትኮኑን ብከብሪ ንዕድመኩም።
Team The Mary Show
AMNACAD TV