10 ዓመት ኣብ ስዑዲ ዓረብያ ዝሰራሕክዎ ተካሒደ ፡ በዓል ገዛይ ኣይወደይን ኢሉኒ ፡ ሰራሕተኛ እያ ኢሉ ውሽማ ቆፂሩለይ 👉 መቅደስ 0968692849

  Рет қаралды 111,975

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
10 ዓመት ኣብ ስዑዲ ዓረብያ ዝሰራሕክዎ ተካሒደ ፡ በዓል ገዛይ ኣይወደይን ኢሉኒ ፡ ሰራሕተኛ እያ ኢሉ ውሽማ ቆፂሩለይ 👉 መቅደስ 0968692849
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 2 600
@SarahAbirahim
@SarahAbirahim 2 күн бұрын
ፎተኡ ይዘርጋሕ ትብሉ ላይክ😢😢😢
@HyabTadese
@HyabTadese 2 күн бұрын
Tikkil
@FhHdj-t7d
@FhHdj-t7d 2 күн бұрын
ፈቱኡ ይርገሕልና ካሎኡት ኣሕዋትና እዉን ዕጫ ከይኮና😢
@AgfshgXggffh
@AgfshgXggffh 2 күн бұрын
tikkli 😢
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 2 күн бұрын
ትክክል😥✅
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo 2 күн бұрын
እወ ይዘርጋሕ
@TsritiHaftu
@TsritiHaftu 2 күн бұрын
ይቃላዕ ትብሉ ላይክ ግበሩ
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 2 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 2 күн бұрын
​@@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘተደመሮ ከይተማሃርኺ ዲኺ ሓሊፍኺ
@TEzEkARl
@TEzEkARl 2 күн бұрын
​ዕጭ በቃ ኩሉ ግዜ ደምርኒ ዶ ገለ ዶ​@@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
@NaeemaImam-tp9fp
@NaeemaImam-tp9fp 2 күн бұрын
ምን ሆኗ ነው ትንሽ ነው የገባኝ
@Eyou-pi2ie
@Eyou-pi2ie Күн бұрын
​@@NaeemaImam-tp9fpባልዋ ገንዘብዋን በላት አስር አመት የለፋችበት 😢
@munatube2861
@munatube2861 2 күн бұрын
ፎቶኡ ይዘርጋሕ እዝ አረመን ካላአት አጋላት ከያባላሸ😢😢😢ፎቶኡ ይዘርጋሕ ትብሉ 👍
@NaeemaImam-tp9fp
@NaeemaImam-tp9fp 2 күн бұрын
ምን ሆኗ ነው 😢
@mohammedtselam
@mohammedtselam 2 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ❤🎉
@ለምለምጋልቀሺ
@ለምለምጋልቀሺ Күн бұрын
😢😢😢👎👎👎
@ግዜ-ቘ6ጘ
@ግዜ-ቘ6ጘ Күн бұрын
​ኣረብ ሃገር የ10ዓመት የሰረቻው ብር ሁሉ ፍቅረኛዋ ወሰደባት😢 @@NaeemaImam-tp9fp
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Күн бұрын
​@@NaeemaImam-tp9fpባል ተብየው 10 ዓመት ሙሉ በስደት ያፈራችውን ገንዘቧን በልቶባት አፈር ደቼ ይብላና ሕይወቷን አመሰቃቀለው 😢 በሴት ልጅ ላይ ግፍ የምትፈፅሙ ወንዶች ይድፋችሁ
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ Күн бұрын
ጥንካሬኺ ግን ከየድነቅኩኽይ አይሓልፍይ ምዓረይ ብጣዕሚ ጀግና ኢኺ ኣይዞኺ ክብረተይ ፈጣሪ ክሕግዘኪ እዩ🙏🥰
@ተመስገንፈጣረ
@ተመስገንፈጣረ 2 сағат бұрын
ደምርኒ❤❤
@ህርምላ
@ህርምላ Күн бұрын
ይቃላዕ ትብሉ ላይክ ግበሩ አሕወተይ😢😢
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓
@ህርምላ
@ህርምላ 4 сағат бұрын
@@ኣስኮል አሸ ዓለመይ
@samsontesete5119
@samsontesete5119 2 күн бұрын
በጃኽን ተጠንቀቓ ኣትን ኣዋልድ ጸገምክን ክትዛረባ ከለኽን ተጉህያና ኣለኽን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💙💙 ንሓግዛ ትብሉ ሃየ ጉሩብ ጌርና ንሓግዛ ኩቡራትን ኩቡራንን።
@ግዜ-ቘ6ጘ
@ግዜ-ቘ6ጘ 2 күн бұрын
በጃኩም ታሓባብሮና ናባክም ክንመፅእ😢😂
@samsontesete5119
@samsontesete5119 2 күн бұрын
@@ግዜ-ቘ6ጘ ዋ ናበይ ናባና
@edenzer8597
@edenzer8597 2 күн бұрын
Sebawntka desss iluni
@samsontesete5119
@samsontesete5119 2 күн бұрын
@@edenzer8597 ወዲ ዓደይ ናትካ ወሲደ💙💙💙💙💙💙💙💙
@Merhawit-z1i
@Merhawit-z1i 2 күн бұрын
ክብሪ ይሃብካ ስብኣውነት ይንገስ ❤
@gdfx3728
@gdfx3728 2 күн бұрын
ቡዚ ትሪአ እንድሕር ሃሊካ ብጣዕሚ ክፉእ ሰብ ኢካ ነዊሕ መንገዲ አየክይደካን መናጢ ፎቱኡ ይፖሰት ትብሉ Like ግጨይኒ
@mohammedtselam
@mohammedtselam 2 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ❤
@WeyniQueen
@WeyniQueen 2 күн бұрын
ኣሕ ብጣዕሚ ለሕዝን😢😢. ክጋለፅ ኣለዎ ዙ በካዕ😢
@rishane9576
@rishane9576 2 күн бұрын
ዋይ ንግዚኡ እምበር ኣበየኑኡ ከይበጽሕ ክልክሞ እዩ በስመኣብ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h Күн бұрын
​@@mohammedtselamደሚረኪ ደምርኒ ሓላለይ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@tahgasalema7545
@tahgasalema7545 Күн бұрын
ዝሓፍተይ ተገዲስኪ እዛ ሪእቶ ኣንብብያ እኪ ምስ ማዘረይ ብጣዕሚ ዘመሳስል ታሪክ ኣለኪ ኣቦይን ኣደዋይ ኣዶ 3 ደቃ ምስኮነት ብ1996 ዓም 40000ቅርሺ ሰሪቁ በይና ኣብገዛ ገዲፍዋ ጠፊኡ ኣሕፅር ኣቢለ ክነግረኪ ግን ዋላ ደኣ ስዋ ሸጣ ተዕብየና እምበር ሐዚ ልዕሊ ኩሉ ነንብራ ኣለና ኣጆኪ በርትዒ ወድኪ ከንግሰኪ እዩ😢😢😢😢😢😢
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
@ህንፃባርያእመብርሃንየ Күн бұрын
እረ ኣብ ሂወትና ልበፅሐና ኣሎ ግን ተመስገን ኹሉ ሓልፉስ ሕልፍን ትርፍን ሕዝና ኣምላክ ልኣይ የምስላ ክኸብድኮ ልረኸቦ እዩ ዝፈልጦ😢
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@rozy1257
@rozy1257 Күн бұрын
Kulom hade dey dekom si komom yom zebkuyka rgumat
@tahgasalema7545
@tahgasalema7545 Күн бұрын
no No Komau Elkn KeythasbA Maryamn Eye Zblekn Zeleku Ezuy Halifu Dro Tarik Koynu Xenihuna Dekkn Hezi Nesnet Alo Gele Alo Nay Mehaza Yriau Nhna Ewn Eko Bgziena RebishNaya Ena Koynu Gn kulu Biakli Halifato Nay Lomi eykones nay xbah temita aebyatna hezi gn adewana dekisa thadr ala sle zkone never give up nkdmit trah soguma dekkn amhra ahwatey ajokn
@LetayKiros-oe4sw
@LetayKiros-oe4sw Күн бұрын
አጆኺ ኩሉ ነገር ለቦጓ ነዉ ወዲኺ ባዕልኺ አዕብዬ እዝጋብሔር ንብረትኪ አጥፍኡ ወድኺ ህብኪ አሎ ሐዚ ኻአ እዝጋብሔር እታይ ከም ዝገብረልኪ ስለ ዘይትፈልጢ ፀልዪ ዛሐፍተይ እዝጋብሔር ምሳኺ ይኹን❤❤❤
@abrab2311
@abrab2311 Күн бұрын
አለና አሕዋትኪ ብኡ ዝሓለፍና እና ብዙይ ከትዳሃሊ ልግዝያዊ እዩ ዛሓፍተይ ልክዕ ነተይ ታሪክ😢
@milli12354
@milli12354 Күн бұрын
,ዛምበይተይ ተኺእልኪ ታሪኪ ንገርኒ መፅናንዒ ተኾነኒ 😢😢ብድልቲ እየ ኣነውን
@محمد-ث2ك7ت
@محمد-ث2ك7ت 3 сағат бұрын
አጅኪ ፅጋበይ 🥹ንዓና መምህሪ ክኮነና ታሪክኪ ንገርና
@DegiYouTube
@DegiYouTube Күн бұрын
ብጣዕሚ ኢኺ ሓያል ናይ ጅግና ጅግና ኢኺ ዛምበይተይ ንወድኺ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ👏❤❤❤ነዚ ካሕዳም ወዲ ከኣ እግዚኣብሄር ናይ ኢዱ ይፍደዮ🙏
@HjdjfggJfjbedhh
@HjdjfggJfjbedhh Күн бұрын
ትብፃሕ ናብቲ ጋዘጠኛ ፎቱኡ ዘርገሐልና በጃካ ታጋልን ትወድን ይዘርካሕ ትቡሉ ላይክ ግጨይኒ
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ንዳማመሮ
@FihbHhjj
@FihbHhjj 23 сағат бұрын
ትክክል😢😢😢
@weaszxxzsawq238
@weaszxxzsawq238 3 сағат бұрын
@dehabtesfay769
@dehabtesfay769 Күн бұрын
አጋጢሙና ነይሩ ነገር ግን ሻላ እቲ አደይ ዝወለደትለይ ጅግና ወድነይ አማሊስዎ ዕድመ ዝፈትዎ ወድነይ ክብረተይ ምንአሰይ ነገር ግን አቦይ❤ ከም ናተይ ዝበለ ወድነ ይሃብክን አሕዋተይ❤❤
@Sanirey777
@Sanirey777 Күн бұрын
Assey egziabher adme yhabo des zbl
@Kanal0809
@Kanal0809 Күн бұрын
ተመስገን እንኳዕ ኣምላኽ ሓገዘኪ መን ከም ሓውካ ዕድመ ይሃቦ❤❤❤❤
@dehabtesfay769
@dehabtesfay769 Күн бұрын
@@Kanal0809 አሜን🥰❤️
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@ሰብእንታይዘይበለ
@ሰብእንታይዘይበለ Күн бұрын
Wowwww 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@ኣጆኺ
@ኣጆኺ 2 күн бұрын
ብጣዓሚ ይሕዝን! ፎቶ ናቱ ዘርግሕዋ ደስታ ንኻልኦት ከኣ ከየደናግር።
@sara-h4z1h
@sara-h4z1h 2 күн бұрын
ወለላይ ደምሪን እስክ❤❤
@dmmksa-is8ri
@dmmksa-is8ri 2 күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ መደናገሪ
@mabrhetmoh1967
@mabrhetmoh1967 Күн бұрын
Tekll
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@Nebyattesfay
@Nebyattesfay Күн бұрын
ማዓረይ ኣጀኪ ከማኪ ቡዙሕ ሰደተኛ ኣሎ ኩሉ ዝርደኣ 😢😢 ኩሉና ክንሕግዘኪ እና ንዕኡ ግን ሙሉ ነብሱ ከም መራፍእ ይውጋኣዮ😢😢
@bahranandat1048
@bahranandat1048 Күн бұрын
💔💔💔💔
@AmaenኣሜንyouTube
@AmaenኣሜንyouTube 15 сағат бұрын
ሀዚ እዚኣስ እንታይ እዮ ጥፍኣታ 😢😢😢ክንዲ ዘፍቀረት: ክንዲ ዝኣመነት : ክንዲ ዝሓጎዞቶ እግዝኣብሄር ናይ ኢድካ ይሃብካ😢😢😢
@MeryMery-r1o
@MeryMery-r1o Күн бұрын
ደሰታ ኢንተርቪው ምግባር እኩል አይኮነን ፀገማ ህዝቢ ሰሚዕዎ ኣሎ ሰእሉ ብምዝርጋሕ ፅዕንቶ ምግባር ንባዕሉ የእሰሮ እዪ ሰለዚ ንክታሓዝ ዝከኣለና ንግበር ትብሉ ላይክ ግበሩለይ
@Zayd-b3u
@Zayd-b3u Күн бұрын
ተዘርጊሑ ኣሎ
@abrisheykesibe4310
@abrisheykesibe4310 Күн бұрын
@@Zayd-b3uAbey alo
@SaraSara-xm2ne
@SaraSara-xm2ne Күн бұрын
​@@Zayd-b3uabaylo
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc 2 күн бұрын
ልብና ጎድኢኽና ዛሓፍተይ 😢ደስታ show pelise ስእሉ ዘርጋሓዮ ክእሰር ኣለዎ ብሕጊ 👌
@mohammedtselam
@mohammedtselam 2 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ❤🎉
@LETEBRHANHAYIAY
@LETEBRHANHAYIAY 2 күн бұрын
​@@mohammedtselamገይረልኪ ግበርለይ ወለላይ❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ ንዳማመር 👏🥰❤
@birhanueestay1981
@birhanueestay1981 Күн бұрын
ፎተኡ ይዘርጋሕ ትብሉ ላይክ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@helenfanos7526
@helenfanos7526 Күн бұрын
መልከዐኛን ኣበራኛን እዩ ዙስዲ
@soligualagame
@soligualagame Күн бұрын
ብጣዕሚ ኢዩ ዘሐዝን ግን ኣጆኪ ሂወት ፈተና ኢያ ኣብ ዓብይ ዓወት ካምዘብፀሐኪ ርግፀኛ ኢየ ብቻ ኣብ እግዚአብሔር ተወከሊ ናብ እግዚአብሔር ኣሕሊፍኪ ሃብዮ እዚ ዘጋጠመኪ ነገር ዋላ ምስ ማሓዛኪ ዳግማይ ከይተልዕልዮ ናብ ሕጊ ገለ እውን ኣይትኪዲ ሱቅ ኢል ናብ እግዚአብሔር ጥራሕ ኣሕሊፍኪ ሃብዮ ንሱ ኢዩ ቅኑዕ ፈራዲ ግን ኣይርደአናን ናዓና እመነኒ እግዚአብሔር ፆርኪ ክፀረልኪ ፀገምኪ ክፈትሐልኪ ፍፁም ነዚ ዘጋጠመኪ ፀገም ከይተልዕልዮ ኩሉ ግዜ ን እግዚአብሔር ኣመስግንዮ ገድሊ ቁዱሳን ስምዒ ትዕወትሉ ቀረባ ክኩውን ኢዩ ኣጆኪ
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi Күн бұрын
ኤህ መድህናኣለም ክርስቶስ ኣብዚ ከዶ ኣይቅንዓዮ ንብዓትኪ ስጉምቲ ኣይሰዶን እዩ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጸላእኪ ይንባዕ
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc 2 күн бұрын
ብከመይ ንሕግዛ ብዝዓቅምና ንሓግዛ ትብሉ 👍
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Күн бұрын
ኣብ fp ቮስት ኢላቶ ኣላ ኣካዉንታ
@Zez295
@Zez295 23 сағат бұрын
አነ ከም አነ ንወዲ ገንዘብ ሂበን ዝበክያ ደቂ አንሰትዬ እምቢ አይሕግዝን
@moratekle5484
@moratekle5484 12 сағат бұрын
❤😢xebku u
@bxiigjcfbutn5491
@bxiigjcfbutn5491 12 сағат бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@MerryMerr-li8rb
@MerryMerr-li8rb 6 сағат бұрын
ትክክል፡ኢኪ፡ግን፡ንትቆልዓ😢​@@Zez295
@Kanal0809
@Kanal0809 Күн бұрын
ካብ ኣምሰሉ ዝኾነ ሰብ ይሰውረና ኣምላክ ለዋህ ሓፍተይ እግዚአብሔር ዘይተራእየ ይፍጠረልኪ❤❤❤❤❤❤❤
@eriilove2812
@eriilove2812 Күн бұрын
ቆልዓስ ጅግና ነርኪ ፃዕራም ዋ ታሞ ርግም ሰብ ኣጋጣሚኪ ዳሓን ኣጆኪ ኣምላክ ይሓግዝኪ😢🙏🙏🙏💗
@AtletGuja
@AtletGuja 9 сағат бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ኣጆኪ ብኣምላክ ክረክቦ አዩ ኣጆኪ ኢድኪ ኣይትሃቢ ተመስገን ኢልኪ 😢😢😢
@ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን
@ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን 22 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ መወቲ ምካና ረስዕና ናይ እማትና ንበልዕ ንምንጥል ኣደና ሓፍትን ሰብይትና ንብድል ደም ነብዕና ደም ርህጻ ናፍቆት ክእላ ትዕግስቲ ገይራ ደገ ከይትርእ ታዓጽያ ንዓማውቲ ተቆጽሪ ብሓቦ ተስፋ ብእግዚኣብሔር ጠንካራ ዝሰርሖቶ ንምንታይ 😢ከምዚ ትፈድያ ምጭካና ኣብየት እግዚአብሔር አምላክ ይፍረድካ ኣጀኪ ዝሓፍቲ እመ ብርሃን ትሓግዝኪ ❤❤❤
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg 2 күн бұрын
አሕ ሓፊተይ ጋል ትረኪቦ 🥹😢 ደቂ መዳም አሕዋተይ ጉሩፕ ይኸፈታ ባና ቴማስ Tdf ሳሚ ትግራይ ጉሩፕ ይኸፈታ ናሓጊዛ ዋላ 50 ሪያል ምርያም አሕዋተይ ሓስብ ተበላክዮ ባጣዕሚ አዩ ካብድ አፍፍፍ ሓፈተይ 💔 እሞ ሓራስ 🥹😢 ስደተኛ 🥹😢 ጋል አንስተይቲ አዶ ሓፊቲ አያ ኮ ነይራ ናበይ እና ንኮከዶ አፍፍፍፍፍ ጋል ሙካን ለሙሲ አጳልእን 🖤😭
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Күн бұрын
እሸኒ ንዕነ ደቅነይ😭😭😭እዘም ኣሪመናትኣወዳት በቃ ፀሊእናዮም ሞይትና😭😭
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk Күн бұрын
​@@samerh-ho4py እቲ ጸገም ኣብ ኣወዳት ወይ ውን ኣዋልድ ኣይኮነን ዘሎ ኣብ ኩሉ ኢዩ ። ወዲ ሰብ ካብ እግዚኣቢሄርን ሕልናን እንተደኣ ወጹ ውጺኢቱ እዝን ካብዚ ዝከፍእን ንምግባር ድሕር ኣይብልን ኢዩ ። ሰብኣውነት ኣብ ኩሉ ወዲ ኣዳም ይንገስ ❤ ካብ በዳሊ ተበዳሊ ይግበረኒ ፈጣሪ
@rimtigraytube
@rimtigraytube 2 күн бұрын
ክዝርግሖ እየ ፎትኡ ዝካሕዳም
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 2 күн бұрын
ደምርኒ ማርዋይ
@tsegeHaftu-o4s
@tsegeHaftu-o4s 2 күн бұрын
ዘርግሕዮ ሜሪ ከምዙይ ዓይነት ክሕደት ወሪድዋ ሸለል ክበሃል የብሉን በፍፅም ድሕሪ እዙይ ምግላፅ ምንም ዓይነት ዋሕስ የብላን ኣጋልፅዮ😢
@hyaub
@hyaub 2 күн бұрын
Merye haftey ajoki beliya zhaftey😢😢😢😢
@ChgjjgVjjgjg
@ChgjjgVjjgjg 2 күн бұрын
Meriyeyy zom enda selam&muez dyom wala😮
@ኣፅበታይሁራሰለስተ
@ኣፅበታይሁራሰለስተ 2 күн бұрын
ሜሪ ሓፍተይ ኣቲ ጅግና ፈላጥ በጃኪ ፎትኡ ይዘርጋሕ በጃኪ
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu Күн бұрын
ኣጀኺ ዝሓፍተይ ፎቶ ይዘርጋሕ ትብሉ ላይክ 😢😢😢
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
@ksaksa9236
@ksaksa9236 Күн бұрын
አጆኪ ክብረተይ ሰናይ "ዝገበረ ንርእሱ ክፉእ ዝገበረ ንርእሱ ሰለዚ ንሱ እግዚአብሔር አምላክ ባዕሉ ንሕና "ፈረድት አኮንናይ 😘
@AbaditF
@AbaditF 12 сағат бұрын
ኣጆኽ ፀዋረይ ማዓረይ ገና የኽ ኣብ ዝደለኽዮ ትበፅሕ ትኽእል እኽ😅 ዝያዳይ ዕድመን ጥዕናን ምስ ወድኽ ይኹን❤❤❤❤❤❤
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Күн бұрын
በጃኩም ፎቶ ዘርግሕልና😭😭😭😭😭😭😭ኣወዳት ተጋሩ ግን እንታይ በዲልናኩም ኢና ኣየ ኣታ ፈጣሪ ኣውያትና ስማዕ😭😭😭😭ዕመናን ምስልናን ኣህሲስና ሰሪሕና እዙይ ክንፍደ😭😭😭😭😭ግሩብ ናይ ሓገዝ ከፉትና ነሓግዛ የሕዋተይ😭
@KiyaHafi
@KiyaHafi Күн бұрын
ብጣዕሚ ኢኺ ጠንካራ ዘረባኺ ብጣዕሚ እዩ ብቁዕ ጀግና ኢኺ ዘለኺ ኣጆኺ ሓፍተይ ጠንክሪ 🥺💪 ንሱግን ናይኢዱ ኣይስእንን
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
@Kanal0809
@Kanal0809 Күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጠንካራ ጅግና እያ❤❤❤❤❤
@Sanirey777
@Sanirey777 53 минут бұрын
Eway entay emo zereba tray kemti zereba ktbelh nerwa gega ka ms sdra zeytezerarebet mkana u awald btami hmakat ena
@mahleyt7694
@mahleyt7694 Күн бұрын
ዘይትዓደለ ወዲ ዝሓፍተይ ካሲሩኪ ጥንካረኪ ከይደንቅኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ኣጆኪ ኩሉ ሓላፊ እየ እመብርሃን ኣደይ ምሳኪ ትኩን
@ZFANMEKONEN
@ZFANMEKONEN Күн бұрын
ብጣዕሚ ኮሲርዋ ብቻ ከንቲ የትርፍ
@ابويحي-د6ط
@ابويحي-د6ط Күн бұрын
ኣረ ወላ ንካብድና ወላ ይኮን ታይ ኣለና ንመፅእ ንኩላ ዓመት ዓድና ናነፍቅና እዙይ ናራኣካዶ ይምፃእ እዩ ፈጣሪ ኣቦይ ኣቅልሎ
@ብሬዩተብ
@ብሬዩተብ Күн бұрын
እፍፍፍፍ ታይ ዓይነት ወዲ እዩ ክድይና ይጨክን ዓይኒ ልቦናካ ይክፈትልካ ፈጣሪ ንግዚኡ ክምቸይካ ይኩዉን እዩ ፅባሕ ንጎሆ ግና ከምዚ ዓይነት በደል በዲልካ ታሰቃይ ተገሊብጣ ናባካ እያ ኣይጥዕምካ ተመልሰ ካብ ጌጋካ ፈጣሪ ፈራዲ እዩ ብሪኦ ☝ ክቡርቲ ሓፍተይ የኔ ጠንካራ ብዙሕ ተማሃሪና ካባኪ ጠንካሬኪ ኣጆኪ ፈጣሪ ፅብቅ ሕዚልኪ እዩ አብ ፅብቅ ደረጃ ክተብፂሒ ኢኪ ርገፀኛ እየ ፈጣሪ ኣብቱ ተበዳሊ ሰብ እዩ ንወዲኪ ለ ብጥበቡ የዕቢልኪ ፅባሕ ንጎሆ ብወዲኪ ክትሕጎሲ ኢኪ ❤😢 ፎቶኡ ይዘርጋሕሕሕሕ
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
@RhrUru-m1y
@RhrUru-m1y Күн бұрын
ኤህ ወፊርካ ኣይትእቶ መስቃኪ የውልደሉ ፎቶኡ ይዘርጋሕ💔
@salamasalama1266
@salamasalama1266 Күн бұрын
መሲልዎ እምበር ናይ እግዚአብሔር ኢድ እኮ ሓፃር ኣይኮነትን
@ንግስቲጋልንግስቲሳባ
@ንግስቲጋልንግስቲሳባ 2 күн бұрын
ጥንካሬኪ ግን ተየድንቅካ ምሕላፍ ኣይከኣልን👊💙 ኣጆኪ እግዚአብሄር ኣምላክ ይሓግዝኪ💙🙏
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 43 минут бұрын
Btami hayal lebam amlak axniewa bhaki ember ezis aykealn😢😢😢
@ቲጂ-አ6ሐ
@ቲጂ-አ6ሐ Күн бұрын
ኣሕ ዋይ ጋል ትረክቦ 😢 መቅዲ ሓፍተይ ኣጆኪይ በጃኩም ባ ግሩብ ፈጢርና ዓቅምና ንሓግዛ 😢
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 12 сағат бұрын
ኣዚዩ ዘሕዝን ኢዩ ነተን ብከምዚ ንሓልፍ ዘለና እሞ ክኣ ቆልዑ ሒዝና ሕማቅ ሰብኣይ ሒዝና ጥራይ ዘይኮነ ዘጉህየኒ እቶም ካብ ከምዚኦም ዝውለዱ ካብ ሕማቕ ኣቦ ብምውላዶ እንዳጎሃዩ ክነብሩ የሕዝነኒ ኣጆኺ በርትዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@galtigrayB
@galtigrayB Күн бұрын
ብጣዓሚ ኢኪ ጀግና መርኣያ በተለይ ንስደት ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣይዛኪ ፈጣሪ ክፍድዮ እዩ😢😢
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 2 күн бұрын
እዛ ኮሞቲ ትንብቡ ዘልኩሞ ሓለቃ መልአክቲ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ኩፍእ ዝበለ ኩሉ ያሓሊኩም ካብ ክሕደት ይስውርኩም ዓደይ ኣተየ ብማሃርቲ ናይ ፍቅሪ መደብ ክሰርሕ እየ ደምሩኒ 2k ኣእተውኒ❤
@Tesfachannel-f1w
@Tesfachannel-f1w 2 күн бұрын
ገይረልኺ ኣለኩ ናዓይውን ደምርኒ መዓረይ🙏
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 2 күн бұрын
​@@Tesfachannel-f1w ናዓይ እውን ደምርኒ ደምረኪ እየ
@HyabTadese
@HyabTadese 2 күн бұрын
Amen Amen Amen
@Mare-qb9xr
@Mare-qb9xr Күн бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@ወጋሕታትግራይዩቱብ
@ወጋሕታትግራይዩቱብ 2 күн бұрын
ኣጋልፅዎ ኣሕዋት ኣንሕና ኣሕዋትኺ ኣለና ፎቶ ብቻ ፖስት በሉሉና😢 በተለይ ብደቅ መዳም ድቅልድ እማ ካብዝ ዓለም ቡሱሩ ክጠፍእ ኣለዎ 😢 እዛ ቆልዓ ግን ብጣዕም እያ ጠንካራ ከይድነቅኽዋ ኣይሓልፍይ ክምዝ እልኪ ምንጋር ንባዕሉ ዓዉይ ነገር እዩ❤ ንሱ ግን እድኺ ይሕነቆ ጨምላቕ😢😢😢
@ኣስኮል
@ኣስኮል 2 күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@hadas425
@hadas425 2 күн бұрын
​@@ኣስኮልደምርኒ🙏
@ወጋሕታትግራይዩቱብ
@ወጋሕታትግራይዩቱብ 2 күн бұрын
@@ኣስኮልእሺ
@ኣስኮል
@ኣስኮል 2 күн бұрын
እሺ
@mohammedtselam
@mohammedtselam 2 күн бұрын
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ❤😢
@FriewGolesh
@FriewGolesh 2 күн бұрын
መቅድየ ናይ ስደት ማሓዛይ ኣምላክ ይሓግዝኪ
@ኣስኮል
@ኣስኮል 2 күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h Күн бұрын
​@@ኣስኮልደምርኒ ደሚረኪ ዝያዳይ
@Majthegreat560
@Majthegreat560 Күн бұрын
What’s her Number we might help her
@user-ትግራወይቲ
@user-ትግራወይቲ Күн бұрын
ስልካ ሃብና
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ Күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሓፍተይ አምላኽ ይርዳእኺ
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 9 сағат бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ንፈትወ ይሓልወና እና ኣጆኪ ዛሓፍተይ ጠንካራ ኢኪ ብሓቂ እዙ ኩሉ ፈተና
@እመብርሃንመራሒትመንገደይ
@እመብርሃንመራሒትመንገደይ 2 күн бұрын
ፎትኡ ይዘርጋሕ ብህፁፅ😢😢😢 ምክንያቱም ንካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና እውን ከምኡ ይገብር ከይህሉ ብርግፅ እውን ከምኡ እዩ ዝገብር እና ፎትኡ ይዘርጋሕ ኣይዞኪ ዛሓፍተይ በኡነት ብጣዕሚ ኢኪ ጠንካራ እቲ ናትኪ ፀገም ኣባየይ ምበፅሐ ነይሩሕ ብህይወት ኣይምሃለኩን ምክንያቱም ደካማ እየ ሐዚ ግን ካባኪ ብዙሕ ትምህረ ብጣዕሚ ኢኪ ጠንካራ ዛሓፍተይ❤❤❤❤
@ZFANMEKONEN
@ZFANMEKONEN Күн бұрын
ብጣዕሚ እያ ንፍዕቲ ግን ሓሳድ ዝኮነ ወዲ 😢😢😢
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 2 күн бұрын
ትግራይ ዳኣ ንደቂ ኣንስትዮ ሲኣል ካብ ትከውን እካ 2011ጀሚራ እያ።🖤💔💔ቀደማ ካ ሰደት ❤❤ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ ውልዳኪ ይካሓስኪ❤
@HelenKalay
@HelenKalay Күн бұрын
ኣጆኺ ውላድኺ እውን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኺ ምስ ዓበየ ከሐጉሰኪ እዮ❤ እቲ ወዲ እውን ናይ ኢዱ ይሃቦ
@HhHh-m5p
@HhHh-m5p Күн бұрын
ውይ ጥንካሬኬ ከቅነአካ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀኪ የኔ ጠንካራ ኣጆኺ ሐዚውን ጠንክሪ ክንሕክዘኪ ኢና ስራሕኪ ትቅፅሊ ኢኺ እምበይተዋይ❤❤ TDF እዩ ዘይጭክን እሙን ይብል ነይረ ኹሉ ወዮ ልመን ኢና ናኣምኖባ ፃዕዳናዶ ንሙርዐ ኢና ሕራሮት😢
@Gddgfh-f3z
@Gddgfh-f3z Күн бұрын
እዛ ፍጥርቲ ግን ማዕረ ክንደይ ጅግናን ጠንካራን እካ ኣነ ባኣኪ ከይተገረምኩ ኣይቀረኩን ካብ ስደተኛ ሓፍትኪ ሄርማላ ዝብለኪ ነገር እንተሎ ብጣዕሚ ጅግና እካ ብርግፅ ብክልተ እግርኪ ቆይምኪ እዚ ታሪክ ከም ዝኮነ ከምትነግርና ተመሊስኪ ርግፀኛ እየ በድጋሜ ጅግና ❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 2 күн бұрын
ወይ መቅዲ😢 ፎትኡ ይዘርጋሕ ትብሉ ብላይክ😢
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💜
@fdcfxf9005
@fdcfxf9005 2 күн бұрын
ፎቶ ናቱ ክዝርግሖ እየ ምስ ሙሉእ ቪድየታቱ 😢
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 2 күн бұрын
ግርም ኪክሰስ ኣለዎ
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo 2 күн бұрын
ዘርጋዮ ዙመናጢ
@jvh580
@jvh580 2 күн бұрын
ዘርግሕዮ እዙ ካሕዳም😢😢😢
@hanahaile6150
@hanahaile6150 2 күн бұрын
Yzergah ishi
@ሁሉምለበጎነው-ጐ1ጘ
@ሁሉምለበጎነው-ጐ1ጘ Күн бұрын
ይዘርጋሕ ዝቆርማድ
@ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh
@ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh 2 күн бұрын
ሓቀይ ዩቲብ ትሰርሒ ነይርኪ መቅዲየይ ኣጆኺ ዩቲብኪ ቀፅልዮ 😍😍ደምራኒ ዘን ኣሕዋተይ ኣይኽፎሎን ዋ😍
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 2 күн бұрын
ደምረኪ እየ ደምርኒ❤
@ጓልእንዳባጉና
@ጓልእንዳባጉና 2 күн бұрын
ንኣየለ ደምራኒ ደሚረክንየ
@jvh580
@jvh580 2 күн бұрын
ዩትብ መን ይብል ዝያዳየይ
@RutaTube01
@RutaTube01 2 күн бұрын
ዩቲባ መን ይብል ንገርኒ
@edlti123
@edlti123 2 күн бұрын
ዩቲባ መን ይብል ኣሕዋተይ ናበራታትዓ
@aishaais8070
@aishaais8070 Күн бұрын
ዝገርም ፍፃመ አገላልፃ ዝተምሃረ ዝተመሓረ አጆ ኺ ፈጣሪ አሎ ወድኺ ብሰላም የዕብየልኺ መድሃኔ አለም።
@TeheshMahari
@TeheshMahari 5 сағат бұрын
ኣጆኺ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ ሕማቅ ንሩእሱ ፅቡቅ ንርእሱ እዩ ንዑኡ እውን ልቢ ይሃቦ 😔👏
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 Күн бұрын
ጋልነይ ኣጆኪ ኩሉ ንፁቡቅኪ እዩ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ኣብ ዓይነ ብርኩ የብፃሓዮ እዚ ኩሉ ፈረፀማክን ንብዓትክን ምቅርተይ ዘይራእክዮ ካሕሳ ይፍጠረልኪ🙏🙏🙏
@FerFerFe
@FerFerFe 2 күн бұрын
ጀግና እኪ ናይ ባሓቅ አጆኪ ዝይሓሊፍ የለን ኩሉ ንግዜዩእ አዩ ጥንካሪኪ ክይድነቅኩ ካሓሊፍ አይድልን እንተ ኑሱ ግን ናይ መጭረሻ አረምን እዩ😢😢
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 2 күн бұрын
መስቃ የውርደሉ ላካሚኡ ይግበሮ ኣዮኺ ዛ እምበይተይ 😢😢❤❤🙏
@ኣስኮል
@ኣስኮል 2 күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@FreweiniKahase
@FreweiniKahase 14 сағат бұрын
ኣጆኺ ማዓረይ😢 ወላድኪ ድማ ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኪ❤
@tigrayteseer.2410
@tigrayteseer.2410 8 сағат бұрын
በዳሊ ኣይቀንዖንዋ ንዕኡ ለ ደሊኻ ረኺብካ ኣዛርቦ እዚ በደልዚ ፉርዲ ይርከብ Do not decided on one sided only a very strong hard worker Woman ኣይዞኺ ሓፍተይ እንኳዕ ውላድኪ ረኸብኪ ክፆረኪ እዪ🙏💔 Let’s help our sister💯
@titial9069
@titial9069 2 күн бұрын
ሓደራ ፎትኡ ይዘርጋሕ😢😢😢😢
@dmmksa-is8ri
@dmmksa-is8ri 2 күн бұрын
ኣነ ይፈልጦ ቲዲኤፉ እዩ ከዓ😢😢😢😢
@GDGGHrty
@GDGGHrty Күн бұрын
😮ታይ😡😡😡😡😡😡ትዲአፊ አይመሲለንን😭😭😭😭😭😭😭😭😭​@@dmmksa-is8ri
@rozaroza7147
@rozaroza7147 Күн бұрын
​@dmmአይኮነንksa-is8ri
@Sanirey777
@Sanirey777 Күн бұрын
@@dmmksa-is8risebaya neta selam tsegay malet du 😂😂😂😂😂😂😂
@ኣቢጋልትግራይ
@ኣቢጋልትግራይ Күн бұрын
​@@Sanirey777ዋይ 🙄
@ለምለምማሓዛደስታ
@ለምለምማሓዛደስታ Күн бұрын
ኣሕ 😥😭ሓፍተይ ማዓረይ አብ ክንዳኺ አነ ልበይ ተቐፅለ ግን ብሓቂ ጠንኻራ ዝብል ቃል ንዓኪ ኣይግልፅኽን ብምንታይ ክገልፀኺ ወርቒ ዳ ክብለኺ ብሓዊ ትፍተን ብጣዕሚ ጠንኻራ ትዕግስተኛን ሂዋን ኢኺ ኣጆኺ ዛሓፍተይ ዝሕስር ሰብ ሰብመስል ሰይጣን ፎቶኡ ናብ ምይያ ኣውፅዮ ንከመኺ ዝበለ ዕንባበታት ከይልኽመን ንዓኺ ሰማያዊ ኣቦኺ ፍትሒ ይሓብኺና ርሃፅኺ ይመለስልኺ ኣጆኺ
@fanafani2638
@fanafani2638 Күн бұрын
በፈጣሪ ስም ታይ ዓይነት ማህሰይቲ እዩ😢ፈጣሪ ሆይ ኣብ ፅቡቅ ኣውድቀና😢መቅድየይ ፈጣሪ ሓይልን ትዕግስትን ይሃብኪ❤ፎትኡ ይውፃእ ትብሉባ #like😢ዓቅሊ ዘይነበረኒ ቆላዓ ነሐዚ ዓቃል ኮይነ ክስካብ መጨረሻ ወዲአያ ስሚዒቱ ምክባዱ😢
@barakiyotala5671
@barakiyotala5671 Күн бұрын
Eway hafty meary ajoki , Egziabhier alo feday hene ,Eway gual terkebo uffff , ajoki meary ❤kidan mihret tehgzki🇪🇷❤️
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 23 сағат бұрын
ኣይምልከተክምን ሓሰውትይ
@Imissyoumom-z9p
@Imissyoumom-z9p 7 сағат бұрын
​@@rehan222-l1hሕልና ኣልቦ😏
@KhanKhan-fr4zs
@KhanKhan-fr4zs Күн бұрын
ፀላኢኺ ይንባዕ ናትኺ ንባዓት ክሕደትን ከንደይናይ ከይጥዕሞ ልቦና ይሃቦ
@ይርዱ
@ይርዱ 2 күн бұрын
ዋይ ሓፍተይ አጆኺ ንፅቡቅኺ እዩ ወድኽውን ብጥበቡ የዕብየልኺ ኡፍፍፍፍፍ ንመንዩ ዝእመኖ ሎምስ ክሕደት በዚሑ😢😢😢😢😢😢
@ኣስኮል
@ኣስኮል 2 күн бұрын
ብጣዓሚ እዩ ለሐዝን 😥ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 2 күн бұрын
ኣይ ከምዚ ዓይነት ሰብ እንድዮም ሂወትና ዘባለሸውልና ያኣኪ 😭😭ካሊእ ዜጋ ምምርዓው እያ እታ ምርጫ
@sara-h4z1h
@sara-h4z1h 2 күн бұрын
ወለላይ ደምሪን እስክ❤❤
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 23 сағат бұрын
ዋይ ልኽለም ድኽይ በፅሕክየም በቃ እዝእም ጥራሕ ድየም ተጋሩ እታይ ዓነት ርእስይ እዩ ዘለክን ሓደሓደግን
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 2 күн бұрын
ፅብቅ ገርካ ደቂ ኣንእስቲ ተጋሩ በደለን ስቃየን ሓጓሰን ኪስማዓ ኣለወን😢😢😢😢
@ኣስኮል
@ኣስኮል 2 күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@mohammedtselam
@mohammedtselam 2 күн бұрын
​@@ኣስኮልገይረልኪ ንስኪ እውን ግበርለይ❤😊
@waskan9628
@waskan9628 Күн бұрын
ትበደል ካብ ገዛአ እዪ ዝጅምር መረዓት ቆላዓ ሕዛ መረዓት ላማፃአ እየን ዘን ገበርቲ ጉድ ዝሓፍተይ ጥራይ ክትበኪ አይኳነትይ ጎል ምብዳል ማዓልቲ ይነውሕበይ አይቀርን ሓደራክን መርዒ አሕዋትክን ከይትብድላ ዘነሓተይ እንተ ሐፈተይ ገን ብናተም ግፍዒ አምላክ አይሓደጋይ ንፅብቃ እዩ😢😢😢😢😢
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@Eila-yv3oc
@Eila-yv3oc Күн бұрын
መዓረይ እግዚአብሔር ዘይረኣክዮ ሰፊሕ እንጀራ ይሃብኪ ጋልኪለ ብጥበብ ብሞጎስ የዕብየልኪ ኣጆኪ ስደት ዝረኣየት ጠንካራ እያ❤ ንዑ ግን ኢዱ ትፅናሓዮ
@JhonTesfay-pi4mc
@JhonTesfay-pi4mc 22 сағат бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ኣሎ ን ኩሉ ዝርኢ ብጥዓሚ ዓባይ ሰብ ኢኪ❤
@hgf6568
@hgf6568 Күн бұрын
ጓልነይ ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ካብ መጠን ንላዕሊ እና አጀኪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፅንዓት ዓድልኪ ንሓፍትና ንሓግዛ የቱብ እውን ክፈትላ ካልአይ ሰደት ከይትስደት ሰደት መሪርና አሎ ሰደት ካቢድ እዩ ተጋሩዋይ አረ ይረናእኩም በጃኩም አብ ስዕዲ ዘለናስ በደል በዝሕና እኮ ንመን ንአምን ፀጊምና 😢💔
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@AskalGebrehiwet-s7p
@AskalGebrehiwet-s7p 2 күн бұрын
አጀኪ መቅዲ ሓፍተይ ኩሉ ንፅቡቅኪ እዩ አወዳት ልቦና ይሃብኩም
@genet3442
@genet3442 2 күн бұрын
ፎትኡ ይቃላዕ ጨካን ደሞተራ 😢 ምጭካኑ ዋይ ጉድ 😢 ኩሉ ዓለም ይፍለጦ በጃኩም😢
@atiqedem156
@atiqedem156 Күн бұрын
ከምዚኤን ደቀንስትዮስ ከተተባብዐን በር ክትጎድአን ኢልካ ታይ ዘቅርብ ኣለካ ኣጆኪ ጣንካራ ኩኒ ናብ ልቡ ኸኣ ይምለስ ይከውን ውላድኪ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ❤❤❤❤
@abrab2311
@abrab2311 Күн бұрын
አጆኪ እግዛብሄር ንዝፈቶዮ እዩ ዝፍትኖ ረግፀኛ እየ አምህሩክስ አብ ፅቡቅ ደረጃ ከምትበፅኪ ምቅርተይ
@GffCf-q3e
@GffCf-q3e Күн бұрын
እቱ ሪከርዲ ጌርክዮ ዘለኪ ክሕግዘኪ እዩ ጀዋልኪ ተጠንቀቂ ከየስርቀኪ ዛሓፍተይ ኣጃኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ Күн бұрын
ብጣዕሚ እንድዩ ከቡድ ብእትኣምኖ ትክሓድ ግን ክዓ እግዚአብሔር ናይ ኢድኻ ዓይንኺ ለረኣኺ የርእይኺ ጥንካራኺ ግን ከይድንቅኺኪ ኣይሓልፍይ ኣጀኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ታሪኽ ክኾነልኺ እዩ ❤😌
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ናይ ባሓቂ💞ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@letushhaylay-nq7nq
@letushhaylay-nq7nq 2 күн бұрын
ፎቱኡ ንዝርግሖ ኢና ብሸር ተሓባበሩና ንከምኣ ዝበላ መሊሱ ከየታልል ዓይኒ ዘውፀአ ለማፅ ን ለባምን መሲሉ ሂወት ሰብ ዘዐኑ ሰብ መሰል ሰይጣን😢😢
@ugh6249
@ugh6249 2 күн бұрын
ዘርግህዎ ልካሊእ መህመሬ ክከዉን
@arsuarsu-e7q
@arsuarsu-e7q 10 сағат бұрын
ኑዑኡ ኣምላክ ናይ ኢዱ ይሃቦ እንተንስኪ ግን ጅግና ጠንካራ ኢኪ ኣምላክ ድማ ምሳኪ እዩ ኣጆኪ ዛሓፍተይ
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe Күн бұрын
ማዓረይ ኣጀኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን😢😢💔💔
@salamahsalamah4030
@salamahsalamah4030 2 күн бұрын
እንኻዕ ብሰላም ተገላገልኪ መዓረይ ልሓያል ሓያል አሎዎ እዩም እግዛብሄር ይፉረደልኪ
@XgHc-zp2rl
@XgHc-zp2rl Күн бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ኣብ ጎንኪ ኣለና ኣሕዋተይ ማዓረይ በብዓቅምና ንሓግዛ😢🙏💔
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓
@XgHc-zp2rl
@XgHc-zp2rl Күн бұрын
@@ኣስኮል እሺ ኢለኪይ❤
@GefgtYrdg
@GefgtYrdg 2 күн бұрын
ዋይ መቅዲ ናይ ስደት ማሓዘይ 😢
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 2 күн бұрын
አጆኪ በልያ ምቅርተይ እንድሕር ትደዋወላ😢
@GefgtYrdg
@GefgtYrdg 2 күн бұрын
እሺ ዝያዳይ ዋይ ከሐምም ከምዚ ኮይና ክትሪአ😢
@mohammedtselam
@mohammedtselam 2 күн бұрын
ተጋሩዋይ ደሙሩኒ❤🎉
@nነኝ
@nነኝ Күн бұрын
አጀኪኺ በለያ ማዓረይ ፀገም ሓላፍ እዩ ትዳዋወላ ተኾይንኺን💓😥
@rahwaal863
@rahwaal863 Күн бұрын
ኣረ ብጃኪ ስልካ ኣምጽእልና ኣሕሕሕሕሕሕ ሓፍተይ ዑዱለይ ዶ ረኺብኪ 😭😭
@HiyabTu
@HiyabTu Күн бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ደዉታ ተሃልዩ ኩሉ ተርክብሉ ኢኪ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪሞ ካብኡ ዝበልፅ ከም ትረክቢ አይትጠራጠሪ 🥰😘 ከምኡ እዉን you tube ትክፈት እሞ ነበራታተዐያ ንአይ እዉን ደምራኒ ክብራት የሕዋት አይክፈሎይዋ ንተሓባበር please 🙏
@kisanettumuzghi6615
@kisanettumuzghi6615 Күн бұрын
ኣጂኪ ሓፋተይ ማዓረይ ኩሉ ንጽቡቅኪ እዩ ኣምላኽ ኣብዚሑ ክህበኪ እዩ ❤❤❤😢😢😢
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube Күн бұрын
ሓደ ሓወይ ሲ እታ ጠንካራ ጓል ሂዋን ሓደ ዘይረብሕ እዩ ዝሽውዳ ይብለኒ 😢ኣነ ፍጹም ኣይአምነሉን ነይረ ግን ካኣ እዛ ሓፍተይ ብጣዕሚ ጠንካራ ምኳና ካልእ ይትረፍ ኣብዚ መጺአ ምንጋራ ብጣዕሚ ዘይግለጽ ጥንካረ አለዋ ግን ካኣ እዚ ዘይረብሕ ተጻዊቱላ ግን ኣጆኺ ህያበይ ንስኪ ጽባሕ ንጎሆ ኣብ ዓብዩ ነገር በጺሕኪ ትሪኢ ኢኪ ❤❤❤❤ኣጆኺ ጥራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 Күн бұрын
ይገርመኪዩ😢😢
@asterabreha5730
@asterabreha5730 Күн бұрын
​@@aotali8812 enki eya nera rugum rekiba
@መብራህተወለተመድህን
@መብራህተወለተመድህን Күн бұрын
ይግሪመክ እዪ ኣነውን ክምእ ይካራኸሪ ነይረ 😢
@رهوهحبشي
@رهوهحبشي Күн бұрын
ብሓቂ ከዝውን ጠንካራ ኢኪ ዝሓፍተይ ኣጀኪ ንቅድሚት ሰግሚ ከዝውን❤
@Richhaylu
@Richhaylu Күн бұрын
ውይ ዝወድኪ ክሽኩር ምቁረይ ብጥበቡ ይዕብየልኪ ዛምበይተይ ♥️ኣጆኺ ኣምላኽ ኣሎ ኩሉ ዘይሰኣኖ ኩሉ ን ፅቡቅ ኪ ክኾን አዩ 💕🙏🙏🙏ታይ በለት ትብልኒ ኣጆኺ በርትዒ ተጠንቀቂ ብሰብ ከይግዳኪ 🙏🙏
@ኣስኮል
@ኣስኮል Күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@ejehshehu843
@ejehshehu843 Күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ😢ሓደ ናይ ጹቡቅ ዝኾነ ሕሊና ዝባሃል ዝራሓቆ ስብ እዩ ግን ኣጆኪ ሂወት ኩሉ ግዜ ዝጋጠመካ ቡዙሕ እዩ
@ኣፀደኪማርያም
@ኣፀደኪማርያም Күн бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ እግዚአቢሄር ምሳኪ ኣሎ ኣይሓድከክን 🙏ኣንቱም ኣወዳትና ግደፉንዶ ናብዓትና ተአኪቡ ወሕጅ ከይኑ ከይወስደኩም😢😢😢😢
@HntsaGslasse-q9s
@HntsaGslasse-q9s Күн бұрын
አብዚ መፅኢኽን አፍኽን ኣይትኽፈታ ሓደ ሓደ ዘለክን አጓላት ናትክን ጉድ የገድድ እኾ ብሕቦኦ ፎዕ ጉረኛታት 😡 አጆኪ መቅዲ ሓፍተይ ኩሉ ንፅቡቅኪ እዩ 🙏ባሓቂ ጅግና ጓል እንስተይቲ ኢኪ 💜💜 ፈጣሪ ናይ ኢዱ ይሃቦ ጨካን ፍጥረት አዉሪየ ኸም ድኻ ጨኻን ዘየለ 😡😡😡😡
@احمدحسين-ت1ط1ت
@احمدحسين-ت1ط1ت 2 күн бұрын
ፎቶ ክልቀቀ ኣለዎ ንካልኦት ኣዋልዱ ከምኡ ከይገብር ጉሓፋ ብጣዓሚ ይሕዝነካ😢😢😢😢😢😢😢ኣጆኪ ሓፊተይ 💔💔💔💔💔
@Mereመሬtube
@Mereመሬtube 2 күн бұрын
ፎቱኡ ዘርግሕዎ ካልኦት ኣዋልድ ከየባላሹ
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 2 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@hhfhfhj4432
@hhfhfhj4432 2 күн бұрын
Bahki🥹
@ማሾጓል70እንደርታ
@ማሾጓል70እንደርታ Күн бұрын
ፈቶኡ ይዘርጋሕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Sjf-ul9rp
@Sjf-ul9rp Сағат бұрын
ተዘርጊሑዩ
@ሂዊጓልቶዋህዶ
@ሂዊጓልቶዋህዶ Күн бұрын
ኣጀኪ ዛሓፍተይ ክሉ ንፅብቅኪ እዩ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ♥️👏
@santhoshmk5693
@santhoshmk5693 Күн бұрын
ዋይ ዕድመኩም ትሕፀር ኣወዳትስ 😢😢😢 ፎትኡ ይዘርጋሕ በጃኩም😢😢 ኣጆኪ መቅዲ ሓፍተይ💙🙏
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 2 күн бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣቦና ካብዝይ ሰውረና ኣጀኪ ዝሓፍተይ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ምሰ ውፅዓት እዪ ኣሕዋተይ ካብ ሓፍትና ንማሃር ኩሉ እንግብሮ ቅዱሚ ኩሉ ብሕጊ ንግበሮ😢😢😢_
@alemefem5459
@alemefem5459 2 күн бұрын
wow ሃፍተይ ንስኺ ትበልዕዮ እንጀራ ኣለኺ መኣረ ክንድዚ ጥልመት ብደዉኪ ቀቲሉኪ ግን እንኳዕ ሂወትኪ ኣይሕልፈኪ እምበር ዝርጉም ዘርዒ በዲሉኪ እዩ ኣጆኺ እንኳዕ ዳኣ ናብ ደስታ ሸዉ መጻኺ ንስኺ ድሕር ሕጂ ንግስቲ ትግራይ ኢኺ ወይለዪኡ ንበዳሊ። ደስታ ሸዉ ሃዉና ዉን ከይትህፍረና ካብ ህልፈት ነብሲ ስለ ዝተረፈት ዛሃፍትና።
@ኣስኮል
@ኣስኮል 2 күн бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@MKrtihayli
@MKrtihayli 2 күн бұрын
​@@ኣስኮል ንደማመር😢❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js Күн бұрын
እህህ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጆኪ እሰኸ እግዚአብሔር ይሓግዝኺ ኣረ እንታይ ዓይነት ግዜ እና በፅሕና😢😢😢
@danidani-f5e
@danidani-f5e 16 сағат бұрын
ኣጀኪ እዛ ሓፊተይ ማዓረይ😢
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 34 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,6 МЛН
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН