DW International ምስክርነት በዓል ሞያ ጥዕና ኣብ ዙርያ 76 ዓመተን ውላድ ዝረኸባ ወይዘሮ መድህን

  Рет қаралды 22,914

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
#dw #International #tigray
ምስክርነት በዓል ሞያ ጥዕና ኣብ ዙርያ 76 ዓመተን ውላድ ዝረኸባ ወይዘሮ መድህን
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.co
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 40
@GebreGebre-bz4sn
@GebreGebre-bz4sn 13 сағат бұрын
ንዝወለዳ እንኳዕ ደስ በለን እሞ አብህብረተሰብ ብዙህ ተባሂሉ ስለዝነበረ አነውን አበይ ሆስፒታልን ብመን ዝበሃል ሐኪም ሓገዝ ወሊደን አቅርቡልና እናበልኩ ነይረ ስለዚ ሎሚ መብርሂ ስለዝረከብና ቀሲና ፅቡቅ ኩሉሳዕ መረዳእታ የሃሉ
@selamselam9214
@selamselam9214 12 сағат бұрын
9😊
@selamselam9214
@selamselam9214 12 сағат бұрын
😊
@Gdjutvkdhyfkjjdrrj
@Gdjutvkdhyfkjjdrrj 8 сағат бұрын
Enkae hagoseki ❤🎉
@ዕባይ-ዓጋመ
@ዕባይ-ዓጋመ 7 сағат бұрын
ሕብረተሰብና እንተዘይነቂሑ ግን እዚ ቆልዓ እንታይ ዓይነት ቃላት ክዘንቦ እዩ ካብ ህዝብና ኣይጠፍአናን እዩ😢😢😢😢
@GenetYeru
@GenetYeru 4 сағат бұрын
ዶክተር ግን ብጣዕሚ ጎበዝ ከይሓሰው ከም ዝዛረብ ቃላቱ ይዛረቡ❤🎉ፈትየዮ
@GenetYeru
@GenetYeru 4 сағат бұрын
ብሳይነስ ተሓጊዘን ይብልኣሎ ተቀበልዎ በቃ ❤
@SlamGhnvd
@SlamGhnvd 12 сағат бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@mass-media6445
@mass-media6445 6 сағат бұрын
አብዚ ዕድመ እዚ ቆልዓ ንኽወልዳ ምሕሳበን ብሱሩ ዝሓስብ ሓንጎል አይነበረንን ፣ ናይ ብሓቂ ቆልዓ ዝፈትዋ ኔረን ተትኾና እዘን ወናም ሰበይቲ እዞም አብ ትግራይ ዘለው ሽጉራት ወለዲ ዝሳአኑ ቆለውዕ መዕበዮኦም ምሓገዞኦም ንዔዔን ውን ዓቢ ሽም መትረፋ ከምኡ ውን ብአምላኽ ምተመረቓ። ሕንዲ ቆልዐ ከዕብያ ዘሕፍርን ዘነውርም ተግባር ሰርሔን። ትርጉም ዘይብሉ ውላድ
@Freselemon348
@Freselemon348 5 сағат бұрын
That’s correct children with out mother left behind
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 12 сағат бұрын
ተፈጥሮኣዊ ጥንሲ ምኳኑ ዶክተር ይምስክር ኣሎ በቃ።ካልእ ዘመራምር የብልካን ኣንታ መርዚ ዝኾንካ ህዝቢ።ዘይወለዳ ተባሂሉ ክንደይ ኣደራዕ ይወርደን ኔሩ ምስ ወለዳ ከኣ ኣብ ዘይእትወካ ኣቲኻ ነገራት ትፍትፍት ዘለኻ ሰስራሕካ ዘይትገብር ካብ ድኽነት ክትወጽእ ስራሕካ ገዲፍካ ኣብ ናይ ሰብ ሂወት ኣቲኻ ግዜኻ ኣይትኽሰር ብፍላይ ሓንጎልኩም ብዘይካ ኣሉታዊ ኣወንታዊ ክሓስብ ዘይክእል ርእሲ ዘለኩም ስቅ ከኣሉ መርዛማት።
@Tv-gr6rg
@Tv-gr6rg 9 сағат бұрын
መን ተፈጥሮ ኢልካ? መን ኢዩ ኣብኡ እስከ ክሓተካ?
@Tv-gr6rg
@Tv-gr6rg 9 сағат бұрын
ሳይነስ እንታይ ማለት ዲዩ? ምስ ተፈጥሮ እንታይ ዘራክብ ኣለዎ።ኣቦ ዘየብሉ ከመይ ኢሉ ተፈጥሮ?
@ዕባይ-ዓጋመ
@ዕባይ-ዓጋመ 7 сағат бұрын
ይገርም እዩ ናይዚ ሓፋሽ😢😢😢
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 6 сағат бұрын
Seb wn Rieteu u zhb zelo,Azi Kola nay Since u.Nsu kea mahtsen hizen,ATI zerie GN nay Hndawyan u.Nezen Ade Tsbuk Elen Aminenalu.okay ab zamenalu kemdlayen.Antekone GN Azi Kola wn Seb u Kem Seb Tsbah Ngho Zmetso bzuh skay alewo,Amo Kem Beal hbretesebna Zmetso Tenetslo aytizhato.Aboy Kibl ykial u.Bi abu dma Ametsatseu.Skay u kitblo Tikal.
@FanaDxb
@FanaDxb 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@adwsdas25
@adwsdas25 11 сағат бұрын
👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@ድንግለይትንሳኤትግራይኣር
@ድንግለይትንሳኤትግራይኣር 13 сағат бұрын
አረ በይዛኩም ጥብብ ዝሃበኩም እዝጋብሄር ዝሓመመ ክተኣሕውዩ እምበር ስራሕ እዝጋብሄር ክትሰርሑ ኣይኮነን ኣቦ ዘይብሉ ውላድ ክተውልዱ እቲ ህፃን ከ ምስ ዓበየ ወድመን እዩ ክብል
@letshegidey2935
@letshegidey2935 4 сағат бұрын
ፈረ ናይ ህንዲ ድዩ ክበሃል ማሓረና እዩ ዘብል 😢
@adhanommebrihit2282
@adhanommebrihit2282 12 сағат бұрын
Amlak yebyelen nweladit ka amlak edmen tenann yhaben
@awettesfa6461
@awettesfa6461 10 сағат бұрын
እዳ ሓሶት ባህሎም! ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ኢና ዘለና። ደቂ ኣንስትዮ እንቋቑሕአን ኣብ ባንኪ ኣቐሚጠን ኣብ ደስ ዝበለን ዕድመ ዝወልዳሉ ግዜ ኢና ዘለና። እዘን ኣደ'ውን ካብ ካልእ ጓለምሰይቲ እንቋቑሖ ኣምጺኦም'ዮም ምስ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታ ኣብ ማህጸና ኣዳቒለሞ። ስለዚ እዚ ህጻን ባይሎጅካዊት ኣደ ካልእ ኣላቶ ማለት ኢዩ። እዚ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። እቲ ፍሉይ ዝገብሮ ኣብ 75ዓመተን ብኸምዚ መስርሕ ክወልዳ ምውሳነን ኢዩ። እዘን ኣደ እቲ ህርፋን ውላድ፡ ካብ ማህጸነን ዝወጸ ውሉድ ምርካበን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ። ግን ንህዝብኹም ኣይተታልልዎ፡ ሎሚ ዝኾነት ጓለንሰይቲ ኣብ ዝኾነ ዕድመ ዘላ፡ ብሳይንሳዊ መስርሕ ክትወልድ ትክእል ኢያ። ኣይኮነን ጓለንሰይቲ ደቂ ተባዕትዮ'ኳ፡ ኩሉ ነገር ብምልቃሕ ክጠንሱ ጀሚሮም ኣለዉ።
@KingdomofAksum39
@KingdomofAksum39 7 сағат бұрын
@awettesfa6461 - The professional doctor has given his testimony. It isn't your business to know the details how this Tigrawayti lady becomes pregnant. You are blinded by hatred and are criticising the whole society. With the help of God, this miracle has happened, whether you like it or not!
@gebregirmay3351
@gebregirmay3351 8 сағат бұрын
እቲ ዶር ተፈጥረኣዊ ጥንሲ እዩ ክብል ይፀንሕ ም ብሳይንስ እዩ ተጠኒሱ ይብል? ተፈጥሮ Vs ሰብ ስራሕ ከመይ ምፍላይ ኣብይዎ ይሓዋዉሶ ኣሎ? ብዝኮነ ፕ/ት ትራምፕ ኣይስማዕ።
@adwsdas25
@adwsdas25 11 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏
@romagebrehiwet9673
@romagebrehiwet9673 7 сағат бұрын
Pls seb aytedanagru!
@Tv-gr6rg
@Tv-gr6rg 9 сағат бұрын
ኣቦ ዘየብሎም ዳኣ መሊኦም ማዓስ ሕጂ ተጀሚሩ።ንህዝቢ ኣይቲሓስውዎ።
@selammehari4709
@selammehari4709 6 сағат бұрын
ሐሶት እዩ ተጋሩ ሐሰዊቲ
@Freselemon348
@Freselemon348 5 сағат бұрын
It’s not nice in this age, children orphans are not having a parent 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🙄🙄🙄🙄 poor child from India with IVF support
@mejiger
@mejiger 12 сағат бұрын
Did the lady go to India for in vitro fertilization or not??
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 12 сағат бұрын
ተፈጥረኣዊ ጥንሲ ምኳኑ ምስክርነት ይህብ ኣሎ።ህንዲ ይኺዳ ኣይኺዳ እንታይ ይምልከተካ???
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 11 сағат бұрын
ህንዲ ከይዳ ተጌራ ማለት ድዩ እዛ ዕብዲት
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 11 сағат бұрын
@@semharkahsay1946 ተጋሩ ዘይትገብርዎ የብልክንን ምጥርኽን ክሳብ ትመታ ኢኽን ተእትዋሉ
@KingdomofAksum39
@KingdomofAksum39 7 сағат бұрын
​@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ- how disgusting, go and sleep with your sheep
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 5 сағат бұрын
Egziabher Amlak ymesgen
@ziyadaziyada9036
@ziyadaziyada9036 6 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabateklezgi7780
@sabateklezgi7780 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
ህጹጽ ጉዳይ ትግራይ ዓለም ኣዛሪባ
11:20
Neshnesh Tv
Рет қаралды 106 М.