DW TV መድረኽ ደቂ ኣንስትዮ መቐለ

  Рет қаралды 34,830

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

2 жыл бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 110
@roozroozy6793
@roozroozy6793 2 жыл бұрын
ዋዕሮየ ጋል እዚ ጀግና ኣይና ፈጣሪ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኽን ምስ ህዝብኽን
@user-fb8cr7uh5v
@user-fb8cr7uh5v 2 жыл бұрын
ኣደታተይ ኽበራለይ ንበራለይ ልኡል እግዚአብሔር ምሳኽን ይኹን 🙏🙏🙏
@promisefreedom6423
@promisefreedom6423 2 жыл бұрын
🥰ኣዶታት ትግራይ ጀጋኑ ደቐን ጀጋኑ🥰ክብረን ሓልየን ንኽብርታት ወዲሰብ መሰል ዓርሰውሳነ ተቓሊሰን ዝዕወታ🥰ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑና ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🙏 ትግራይ ትስዕር❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 2 жыл бұрын
ኣምሓራይ ወላሓንቲ ብሂወትና ተቃጽሉና ብኻራ ኣምሓራይ ትሓርዱና ሬሳና ናብ ዉሑጅ ሕላገት ጥሜት ህጻናት ዘሳቕዩና ዘለው ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ እዮም ።
@user-on6th7wj1z
@user-on6th7wj1z 2 жыл бұрын
ናይዚ ኹሉ ዘርዚርካዮ ዘሎኻ ትሓታቲ ብቐንዱ ወያነና እዩ። ሓይሊ እኒሂና ኢሉ ካሳብ ባህር ዳር ምንእሳያት ኣወዲኡ ህዝቢ ብጥሚየት ከምዝመውት ገይሩ። ሓቂ ምዝራብ ኣየፍርሕን። እኳ ድኣ ሽግርካ ንምፍታ ይሕግዘካ። ኣብ መቀለን ሽረን ደቀኒስትዮ ብቀትሩ ኣብ መገዲ ይዕመጻ ኣለዋ። ካብ ኣብ ጊዜ ውግእ ዝተዓመጻ ሕጂ ዝዕመጻ ዘለዋ ይበዝሓ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 2 жыл бұрын
@@user-on6th7wj1z ክክክክክ አሂታ ኣምሓራይ ኣድጊ እሕሚማትካ ዶ ርስቲ ዓዲ የብልካን ኪድ ተዳሎ ጎጃምካ ኣጉርዕ ነብስኻ መንጭት
@user-on6th7wj1z
@user-on6th7wj1z 2 жыл бұрын
@@adamhanibal3935 እዋዮ ኣንታዮ ሃሳስ በየናይ ዕድለይ ክረኽቦ ጎጃም። ኣብ ጎጃም ሲ ዝምንጨት እኒሆ። ናብ ትግራይናማ ሰርናይ፥ዘይቲ፥ፈውሲ፥ነዳዲ ብልማኖ እዩ ዝኒሆ ብዘይካ ሰበይቲ ኩሉ ካብ ረዲኤት ተጽቢኻ እዩ። እታይማ ይግበር።ወያነና ኣብ ጥራሕ ማዕኮሩ ሕይሊ እኒሂና ኢሉ ናብ ሓዊ ጠቢሱና።
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
@@user-on6th7wj1z ሐሳዊ ኮይንካ እቲ ዑቡድ ዉልቀ መላኺ ናህና ኢሱ አፈጨሮቂ እሞበር
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
@@user-on6th7wj1z ኤርትራዊ ኢየ ብበድዊን ተኾብኪበ ሐራጅ ሲናይ ዝሽየጥ ዝልወጥ፥ዝቕጥቀጥ ዝግረፍ ወድና ጉዋልና አጎምቢሑም ዝደፍሩና --- ናብ ሊብያ 3 ግዜ ዝሽየጥ አብ ላምቤዱሳ ጥሒለ- ወዲ አፈጨሮቂ ስደተኛ አፍሪቃዊ ዝብለኒ ንቡር ቀብሪ ሲኢነ አብ ጋህሲ ዝድርበ አነ ኤረ ወዲኤረ ወዲ ሐዎቡኡ ንወዲ ኤረ 😿 😿 😢 😭 😭
@gideyberhane7109
@gideyberhane7109 2 жыл бұрын
Great job madam Leaywa all clear comment and idea👌🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kidistiatsbha2151
@kidistiatsbha2151 2 жыл бұрын
ኣትን ጀጋኑ ደቂ ኣንእስትዮ ትግራይ ኣየኽን💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 жыл бұрын
ዋዕሮታት አሐትና ደቅና አምላኽ አብ ጎንኹም ይኹን ንፈትወክን ነኽብረክን ከምዚ ብአየር ንርኤክን ዘለና ብኣካል ብዓይነ ሥጋ ንምርኻብ ድማ የብቅዓና ዋዕሮ ክብርቲ ሊያ ሰስንልና ዘርእኺ ይባረኽ.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@goitommaru275
@goitommaru275 2 жыл бұрын
ክብርን ምዘጎሰን ዓወትን ምሳኽን እዩ
@DelinaMF19
@DelinaMF19 2 жыл бұрын
The strongest bond in the world i'm proud of you sis & mom you are the precious & marvelleous one . every man made problem which is installed by our enemy is broken by our sisters, brothers ,mom, fathers . keep it up
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 Жыл бұрын
ደቂ ኣንሰትዮ ትግራይ ኣጀኹን,ፈጣረ እወን ምሳኸን,ምሰ ዝተበደለት ትገራይ ያ,,,, ኣጆና።
@thunderkids7633
@thunderkids7633 2 жыл бұрын
ጎበዞች እናንተ ልዮናቹ ትግራይ ትሰእር
@user-vy2nm1hn1u
@user-vy2nm1hn1u 2 жыл бұрын
ልያ ካሳ ጀግና💪💛💊❤️🏖
@tamutafu528
@tamutafu528 2 жыл бұрын
Thanku. So. Much. Leya. Waero. TIGERAY. You. Telling The truth. TIGERAY 👍 TESEAERE.
@medhinkido2170
@medhinkido2170 2 жыл бұрын
Thankyou.jeganu.maher.sister
@vxnn4818
@vxnn4818 2 жыл бұрын
ዋዕሮታት አዴታት ተጋሩ
@user-rs1ej4wt5u
@user-rs1ej4wt5u 2 жыл бұрын
ኣጆኹም ተጋሩዋኒ በርትዑ ኣብ ዓዲ ዘለኹም ፡ እምበር ኣዶ ትግራይ ዶ ምስተበደለት
@aregaitedella7917
@aregaitedella7917 2 жыл бұрын
Briliant! we proud of you.
@berihugebreslasie8124
@berihugebreslasie8124 2 жыл бұрын
you are right
@wesenambaye1200
@wesenambaye1200 2 жыл бұрын
God Blisssyou
@Tm-ry3qi
@Tm-ry3qi 2 жыл бұрын
አይዛ ተኳን ግዘ እዘን ምልዖ ዝመስላ ዝነበራ አዴታትና ገፀን ብሓዘን ተመሊኡ እዬኽን ቀሪብና ኢና ክወግሕዩ ገፅኽን ከምፃሓይ ከብርህዩ
@healinaweldu7489
@healinaweldu7489 2 жыл бұрын
አዬኽን ጽንዓ እግዚአብሔር ሞሳና እዩ።
@user-sf4rq3sc9s
@user-sf4rq3sc9s 2 жыл бұрын
*#ምርባሕ**#*
@addisuberhe9148
@addisuberhe9148 2 жыл бұрын
እስከ ንስማዓየን አዶታትና አይታዓፍዮምን
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c 2 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍❤❤✅
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 жыл бұрын
❤️🥰😍😍😍😍😍😍jeganu adetatena 🥰😍😍😍❤️warotat 🐆🐆🐆🐆👸👸👸👸🙏አድመን ጠንኣና የሃበክን ፈጣሪ ❤️🥰🥰😍😍😍😍😍😍😍🥲🥲🥲🥲🥲😌😌😌😭💔❤️ህዘበይ ትግራይ አግዝኣብሄር ኣምለኽ mesakum yekun ክዳምህረት ጸልኣላ ተበረልኩም ❤️🙏🥰😍😍😍😍😍🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍❤️😍😍😍🥰🥰😍
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍
@0912447591
@0912447591 2 жыл бұрын
Liya ab edki zelo seat na ab kesadeki zelo werki sheytki betemeyet zemotu zelewu hetsanat adehenelu
@abrhashayne7539
@abrhashayne7539 2 жыл бұрын
💘💘💘💘🥰🥰🥰🥰🥰
@danielg9205
@danielg9205 2 жыл бұрын
ጀጋኑ አዴታት ትግራይ
@aexum1597
@aexum1597 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏👍👍👍👌👌👌✊✊✊
@selambrhane5825
@selambrhane5825 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@belaabay8903
@belaabay8903 2 жыл бұрын
❤️💛❤️💛❤️💛
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 2 жыл бұрын
💊💪💪💪💪💪💪💪🥰
@hitesfay8474
@hitesfay8474 2 жыл бұрын
Yes You're Right. If There's The Strongest Community There Will Succeed and There Will Bright Future Generation Tomorrow. So You Have To Stand Together By Anything Against Of Those Genocider Beast Animal Dictators .
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 2 жыл бұрын
Warooooo
@mengisteabassefazeweldi4412
@mengisteabassefazeweldi4412 2 жыл бұрын
ምዕራባውያን ኣብ ዝዓበየ ምዕባለ ዝበፅሑ ተሳትፎ ደቂ ኣነስትዮ ብዑምቐት ስለዝሰርሑ እዮም ቡን እንዳ ሰተያ እውን ብዛዕባ ሰላም ፀጥታ ከባቢአን ይመያየጣ ፍታሕ የናድያ
@avielavi990
@avielavi990 2 жыл бұрын
Weyzeru Lya Kassa very smart lady
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 2 жыл бұрын
Warrotate korealken! Enkuae kabaken tefeterku Poleticegna malet megedash ne hezbeka kabe wesa dekenet werdet medhane eu. Keytesekonken ab kalseken dewe bela. Geganu ab mengoken Dewe eile zemmesgeneken malti yeharfa alku! Tigray tewet!💪💪💪💪💪❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@billengebrehiwot1917
@billengebrehiwot1917 2 жыл бұрын
💖💛💖💛💊💊💊💊💊💖💛💖💛
@letebirhanatsbeha5774
@letebirhanatsbeha5774 2 жыл бұрын
ዋዕሮታት ትግራይ ክብሪ ንኣኽን።
@nigistisoloda65
@nigistisoloda65 2 жыл бұрын
You so right!!!! Kebaby mflay aageb aageb kibahal alewo.....This is what enemies want, or working at, to separate us apart so that way, it's easy to defeat us , and or kill us all once and for all....So be careful out there in every aspect that you do..... What you you do, and who talked to matters....Or else, it is going to be like the people of Negeria called Bayafra, we will be Elamite by the enemies, no questions about it.....So my message is know what's going to be good or bad for us, we all should look at all differences, between good, and bad..... Tigrai will prevail 💪🥰
@abigebru4878
@abigebru4878 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣዶታትናን ኣሓትናን ልዑል[ክቡር] ምስጋና ይብፃሕክን ዓንዲ ሕቈ ትግራይ ኢኽን❤ ወላድ ኢኽን፡መራሕቲ ኢኽን;መሃንድሳት ኢኽን ሓካይም ኢኽን; ሓበሓብቲ ስድራ ኢኽን; ማህፀንክን ክቡር እዩ ሊቃውንቲ; ጀጋኑ እዩ ዘፍሪ ። ንኣኻትክን ዝገልፁ ቃላት የለውን ካብ ማህፀን ትግረወይቲ ምፍጣረይ ኣዝየ እየ ዝኾርዕ ፍናን ይስመዓኒ። ንእትገብረኦ ዘለኽን ቃልሲ ንእትከፍልኦ ዘለኽን መስዋእቲ ካብ መዓሙቅ ልበይ የመስግን ኣዝየ እየ ዝወትወክን ዘክብረክን❤❤ ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና‼ ትግራይ ብቃልሲ ደቃ መሊኣ ነፃ ክትወፅእ 'ያ ክትዕምብብ እያ‼
@redsea6398
@redsea6398 2 жыл бұрын
Weyane still praying to go back to Addis they don’t care about Tegaru
@rahwagalweyanegaltomtekiso3201
@rahwagalweyanegaltomtekiso3201 Жыл бұрын
Enkae kabkin.tefeterna.
@user-di4ko7dm5e
@user-di4ko7dm5e 2 жыл бұрын
መራሒት ናይ ደቂ ኣንስትዮ የብልኩምን ኮይኑ ዲዩ ክልተ ስልጣን ንዛ ሓፍትና ተዋሂብዋ ?
@senaymengstab2012
@senaymengstab2012 2 жыл бұрын
ሰብአይኩም ሰይትኩም ናይ ሽርሙጥና ባህሊ ስለ ዘለኩም ከምኡ ስለዝኮነ እቲ ጋዜጣኛ ናይ ወያኒ ዝነበረ ንአዲስ አበባ አትዩ ዝፈድሐኩም ንሸራሙጥኪ 2500 እንዳ ኽፈልኪ ኢኪ ጀነሳይድ ትብሊ ዘለኪ
@tesfahanstesfahans4138
@tesfahanstesfahans4138 Жыл бұрын
ዋዕሮታት
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 2 жыл бұрын
ወ/ሮ ሊያ ካሳን ወአሮ ትግራይና ከምእውን አደታት ትግራይን ሀራስ ነብሪታት ኢኹም ጅጋኑ ቆራፃት ህዝቢ ትግራይና ንበሩልና ብ እድመ ብጥእና ይባርኸኩም አልፋ ኦሜጋ አሜን!!!!
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
ዋዕሮ ዋዕሮ (not ዋእሮ)
@yeaecobealula9423
@yeaecobealula9423 2 жыл бұрын
ጠንቂ መበገሲ ገበናትን እንቅፋት መኸተ ትግራይን አብ ከተማታት ትግራይ እንታይ እዮም ሰለምንታይከእዩ መንገስቲ ትግራይ ብህፁፅ ክፈትሆ ዘይከአለ? እንታ እዩ ብልሓቱ? ካብ ኩለን ከተማታት ትግራይ ብፍላይድማ ካብ መቐለን አኹስምን ዓድዋን አድገራትን ሸረን ዝተረኸበ ጥሉል ሐበሬታ ከምዝሕብሮ ቀንዲ መበገሲ ገበናትን ናብ ቃልሲ ዘይምስላፍን ኾይኑ ዘሎ > መብዛሕትኡ መንአሰይ ትግራይ ብፍላይ ድማ እቲ ወድ ሀገረሰብ ትግራይ ናብ ግንባራት ኸቲቱ ክቡር ናይ ሂወት መሰዋእቲ እናኸፈለ አብ ዘለሉ እዋን ሕዝብና ዝቕመስ ዝልሓስ ስኢኑ ብጥምየት ይመውት አብ ዘለሉ እዋንን አብ ከተማታት ኾፍ ኢሎም አብ እንዳ ጭፈራን ጫትን ሽሻን ቁማር ቤትን ከአብዱ ከሰኽሩን ናይ ሕዝቢ ሰላም ከሕውኹን አብ ክትራንን ስርቅን ዝሐድሩን ዝውእሉን ናይ ከተማ አዋሉ ናይ ከተማ ሸፋቱ ከምዘለው እንትትሰምእ ልብኻ እዩ ዝሰበር። መንገስቲ የለንድዩ? ናይ ሐደ መነገስቲ ቀንዲ ስራህ ናይ ሕዝቢ ሰላምንፀጥታን ምሕላውዶ አይኮነን እዩ? ሰለምንታይ እዩ ሕዝብና አብ እዋን ኪናትን ጥምየትን ክባን እፅዋን እናሐለወ ዘይንቡር ተግባራት አብ ከተማታት ትግራይ ከጋፋሕ አፍቂዱ? እተን እንዳ ጭፈራን እንዳ ጫትን እንዳ ሽሻን ቁማርን ብፅኑእ መነገስታዊ አዋጅ ብቤት ምኸሪ ትግራይ ክእገዳ ከእፀዋ ዘይገብር? ንመኸተ ምድሓን ሕዝቢ ትግራይ መን እዩ ዝእንቅፍ ዘሎ? እቲ ንዘይንቡር ከም ንቡር ዝፈቀደ አካል ድዩስ ወይስ እቶም ናይ ከተማ አዋሉ ሸፋቱ እዮም አንቀፍቲ? መንእዩ ተሓታቲ? ፍትሓውነት መኸተ ንኹሉ ማአረዶ ይኸይድ አሎ ?እቶም እብዳን ዝሐድሩ ዘለው አይፍለጡን ድዮም ኾይኖም? መነግስቲ ትግራይ ሳልሳይ ዙር ፃውኢት መኸተ ትግራይ አቅሪቡልና አሎ ግቡእ ፃውኢትውን እዩ ብሰንኪ እቲ አብላእሊ ዝተጠቀሰ ኩነታት አብልአሊ ስድራናን ሕዝብናን ቤተሰብናን ዝበፅሕ ዘሎ መከራን በደልን ሰለምንታይ እሺሽ ኢልዎ ? መንገስቲ ትግራይ እንዳ ጭፌራታት ብአዋጅ ምእጋድ ሰለምንታ አብይዎ? ብሱሩኽ ሎሚ ዝጨፍረሉ እዋንድዩ? ሕዝውን መንግስቲ ትግራይ ካብ ሕሉፍ ናይ ውድቀት ጌጋታቱ አይተማሕረንድዩ? እንዳ ጭፈራ እንዳ መሰተ ንረብሓ መን? ብህፁፅ መፍትሒ ንግበረሉን ብአዋጅ ንኸእገድ ብትሕትና ይሐትት አለኹ? ብጣእሚ እየ ሐዚነ ዘለኹ ናብ ብሐቂ እቲ ብፀላእትና አብ ልእሊ ሕዝብና ይወርድ ዘሎ ግፍኢ አይኣክልስ ብሕመቅ መነገስቲ ትግራይ ብናይ ባእልና ሰባት ከምዚ ከፍፀም? ዘሕዝን እዩ ብሱሩውን ከህደት እዩ መአልቲ ሰማእታትና እንዝከር ነቲ ዝተሰውእሉ አላማ አኽቢርና ነቲ ዝተሰውእሉ ሕዝቢ ሰላሙን ድሕንነቱን ብምሕላው ብምኽባርዶ አይኮነን? ንብልሒ ሕዝባዊ መኸተ ሕዝቢ ትግራይ ዘጉትም ዘሎ መን እዩ? አገብ አገብ መንገስቲ ትግራይ
@redsea6398
@redsea6398 2 жыл бұрын
Mesakin TPLF should retire and give Sawet a chance to lead the people power hungry weyane
@user-mk2is7vo1w
@user-mk2is7vo1w 2 жыл бұрын
ኢኒኤኽን ወይዘሮ ሊያ ብህይወት ? ኣነ ደኣ ኣይ መንደላይ ኣቓቢጩወን እንድየልብል ልነበርኩ? ምቕናይ ኩሉ ንምርኣይ ክትቓበጫ ምኳንክን ኣይትዘንግዓ !!!!
@jhi3325
@jhi3325 Жыл бұрын
አቲ መራሕት ራያ
@yeaecobealula9423
@yeaecobealula9423 2 жыл бұрын
National military service is mandatory for all Israeli citizens over the age of 18, although Arab (but not Druze) citizens are exempted if they so please, and other exceptions may be made on religious, physical or psychological grounds አብትግራይከ ሰለምንታይ ፍትሓውን ንኹሉ ማዕረ ዝጥምት ብሄራዊ መኸተ ምድሓን ትግራይ ብሕጊ ዘይእወጅ ? National military Serves to all Tigrayans should be mandatory ,
@tigraimedia3711
@tigraimedia3711 2 жыл бұрын
እቲ ኩነታት እዚ ክገጥመና እዩ ኢልና ሓሲብና ኣይፈልጥን ኢላ ወ/ሮ ልያ ስልጣን ንደርጊ ኣረኪብኩም መፂኢኩም ስለምታይ እዚ ክመፅእ እዩ ኢልኩም ዘይትሓስቡ?
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 2 жыл бұрын
ሙሩክ ከይትለቁ
@genetgualtigray7644
@genetgualtigray7644 2 жыл бұрын
Atum Himakat Nerahti enkab seltankum Weredu!! TPLF not good for Tigray!!
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
ቅንኢ ጣዕ ኢልኪ ትመስላ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 жыл бұрын
ዘብዒ*ዋርድያ !
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኢየ ብበድዊን ተኾብኪበ ሐራጅ ሲናይ ዝሽየጥ ዝልወጥ፥ዝቕጥቀጥ ዝግረፍ ወድና ጉዋልና አጎምቢሑም ዝደፍሩና --- ናብ ሊብያ 3 ግዜ ዝሽየጥ አብ ላምቤዱሳ ጥሒለ- ወዲ አፈጨሮቂ ስደተኛ አፍሪቃዊ ዝብለኒ ንቡር ቀብሪ ሲኢነ አብ ጋህሲ ዝድርበ አነ ኤረ ወዲኤረ ወዲ ሐዎቡኡ ንወዲ ኤረ 😿 😿 😢 😭 😭
@marykebade3087
@marykebade3087 2 жыл бұрын
ችድ ሐሳዊት መንእሰይ ትግራይ አወድእኽም ንስልጣንኩም ክትብሉ ድክታተር እኹም ንዘይፈልጠኩም በልዎ ነዉራማት ወያኔሌባታት ኢኹም አስመሰልት እኹም ዝሰምዐኩም የለን ነዉራማት ደም አሕዋትና መሉስልና ወያነ ዲክታተር እዩ
@maryedenbel9906
@maryedenbel9906 2 жыл бұрын
ክልተ ሓለንጊ ========= ኣብ ትግራይ ንቑሕ ወይ ጅግና ምርካብ ኣፀጋሚ እዩ። ክብል ክብል ግን ሓደ በሊሕን ጅግናን ውን ኢሉኒ። ካብኡ ቀፂሎም ከምኒ ሰለሞን ይኹኖኣምላክ ደሓን ዝኾኑ ሓደ ሓደ እውን ኣለው እዮም። ሓጎስ ስለዝተቓወመ ኣይኮነን ንቑሕ። ምቅዋም እማ ከም እኒ Abraha Desta ዝበሉ ዝሕቱላት እውን ንውልቃዊ ኸብዶም ኢሎም ይቃወሙ እዮም። ህወሓት ንኣብራሃ ናይ ወረዳ መራሒ ተዝገብሩዎ ኣይምተቓወመን። ኣብቲ ግዜ ብልፅግና ተረኸበ ኢሉ ዝሓዞ ስልጣን ርኢናዮ እኮ። ኣዲሳበባ ምስተመለሰ ሳላ ብልፅግና ስልጣን ጥዒምና ኢሉ ዝለጠፎ እውን ኣሎ። ሓጎስ ግን እቲ ሕዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ነገር ኣቕዲሙ ቁልጭ ኢሉ ተራእዩዎ ናይ ህዝቡ እዩ የጭንቐሉ ነይሩ። ናይ ውልቁ ጥቕሚ ተዝደሊማ ኣብ 11 ለካቲትን ጉንበት 20ን ፎቆዶ ኣውርፓ ኣሜሪካ ኮንሰርት እናኸደ ወድዞም እናበለ ምሃፍተመ። "ኢዶእ" ተመሊስኩም ስምዑዋ ሞ በይኑ ካብቲ ዝነበርናዮ ብርኪታት ብዙሕ ኣርሒቑ ዘሊሉ እቲ ናይ ሕዚ ዝተርኣዮ ነብዪ ክመስለኩም እዩ። ክልተ ሓለንጊ እንታይ ማለት ድዩ? kzbin.info/www/bejne/goOyk4uYp7qcaJI
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኢየ ብበድዊን ተኾብኪበ ሐራጅ ሲናይ ዝሽየጥ ዝልወጥ፥ዝቕጥቀጥ ዝግረፍ ወድና ጉዋልና አጎምቢሑም ዝደፍሩና --- ናብ ሊብያ 3 ግዜ ዝሽየጥ አብ ላምቤዱሳ ጥሒለ- ወዲ አፈጨሮቂ ስደተኛ አፍሪቃዊ ዝብለኒ ንቡር ቀብሪ ሲኢነ አብ ጋህሲ ዝድርበ አነ ኤረ ወዲኤረ ወዲ ሐዎቡኡ ንወዲ ኤረ 😿 😿 😢 😭 😭
@user-on6th7wj1z
@user-on6th7wj1z 2 жыл бұрын
ኣብ ቤተክርስትያን ዘለዋ መሲሉኒ። ክንዲ ምሕረት ኣውርደልና ኢልካ ምምህላልሲ። ሓሶት ንኽምህሩኽን ኣኪቦምኽን። እዋይ ዛወያነናስ ሸጣን ዲዩ ፈሲላ።
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኢየ ብበድዊን ተኾብኪበ ሐራጅ ሲናይ ዝሽየጥ ዝልወጥ፥ዝቕጥቀጥ ዝግረፍ ወድና ጉዋልና አጎምቢሑም ዝደፍሩና --- ናብ ሊብያ 3 ግዜ ዝሽየጥ አብ ላምቤዱሳ ጥሒለ- ወዲ አፈጨሮቂ ስደተኛ አፍሪቃዊ ዝብለኒ ንቡር ቀብሪ ሲኢነ አብ ጋህሲ ዝድርበ አነ ኤረ ወዲኤረ ወዲ ሐዎቡኡ ንወዲ ኤረ 😿 😿 😢 😭 😭
@user-on6th7wj1z
@user-on6th7wj1z 2 жыл бұрын
@@petrostsegai8738 ኤርትራዊ ኣብሲናይ ኣብ ሊብያ እንተ ተሓርደ ካብ ዓዱ ወጻኢ እዩ። ኣብ በርኻ ኣብጥራሕ ኢዱ ዘንጊዑ ከሎ እዩ። ንዓኹም ንትግራዎት ግን ብድሎ እብ ዓዱኹም እቲና መዳፍዕኩም መንጢልና ኢና ጎይሕናኩም። ሰብእይ ከምዚ እዩ ዝገብር። ኤርትራዊ ማለት ከምዚ እዩ። ሰርናይ ረዲኤት ብሪጋ ከምትጽበ እዩ ዝገብር መንደላይ።
@luwamlual2478
@luwamlual2478 2 жыл бұрын
@@user-on6th7wj1z ከይተረዳኣካ/ኪ ትናዘዝ/ዚ ኢካ ዘለካ ግን ኣጆካ ማዓልትካ ተፀበ ኣታ ተረፍ ጣልያን ካብ ናትኩም ጅግንነት ኣምላከ እስራኤል እስካዕ 9ተ ዓሌተይ ክህልወኒ ኣይምነን ኣይሓልምን ውን እወ ንብረት ምስራቅ ኣዶ ምዕማፅ ህፃናት ምዕማፅ እያ ዓቅምኩም ምክንያቱ ምስ ስራዊትና ይትረፍ ፊት ንፊት ክትገጥም ሽሙ እውን ኣፀቢቅካ ክትፅውዖ ኣይትክእልን ግን ቀሪብኩም ኢኩም ናይ ኢድኩም ክትረክቡ እስከ ብቅንዕና መልሰለይ ክሓተካ ኣብ ዓድካ ከምዚ ኢሉ ህዝብን መንግስትን ዝመያየጠሉ መድረከ ኣለኩምዶ ድሌታት ህዝቡ ዝሰምዕ መንግስቲከ ኣለካዶ ኣታ ፅቁጥ ሲኢልካ ብቲ ውላድ ሸይጣን ዝኮነ መንግስቲ ኢልካ ትኣምነሉ ታዓምፂፅካ ንበር ድሁል
@alemfutuwi1910
@alemfutuwi1910 2 жыл бұрын
ሕማቃት ንስኽን ጉጅለኺን እኹም!! ህዝቢ ትግራይ በባጊዕ ይምራሕ አሎ!
@fitsumhabtom2572
@fitsumhabtom2572 2 жыл бұрын
Nska wey nskike bmntay tmrah denqoro
@alemfutuwi1910
@alemfutuwi1910 2 жыл бұрын
ባርያ ሐራ ውፃእ መጀመርያ ዱሑል ካድረ !!
@tamutafu528
@tamutafu528 2 жыл бұрын
Ata. Fegere. No. More. Yilene,Kitemehare. Mehasheka. Rekuse.
@alemfutuwi1910
@alemfutuwi1910 2 жыл бұрын
ዱሑል ንቃሕ 21ን ክፍለዘመን እዩ ዘለኻዮ እዋን ! እዚኹሉ ውርደት በፂሕና ዘሎ ከምህዝቢ ዝፀንት ዘሎ ዋለዶ ብአኻን ብቲ ሐሽከር ዝኾንካሉ ዱሑር ጉጅለን ሕመቅ እዩ ! ንሱ ስለተነቀፈካ ውሕ ውሕ ትብል አለኻ ከምከልቢ !
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኢየ ብበድዊን ተኾብኪበ ሐራጅ ሲናይ ዝሽየጥ ዝልወጥ፥ዝቕጥቀጥ ዝግረፍ ወድና ጉዋልና አጎምቢሑም ዝደፍሩና --- ናብ ሊብያ 3 ግዜ ዝሽየጥ አብ ላምቤዱሳ ጥሒለ- ወዲ አፈጨሮቂ ስደተኛ አፍሪቃዊ ዝብለኒ ንቡር ቀብሪ ሲኢነ አብ ጋህሲ ዝድርበ አነ ኤረ ወዲኤረ ወዲ ሐዎቡኡ ንወዲ ኤረ 😿 😿 😢 😭 😭
@medhanyehaile5072
@medhanyehaile5072 2 жыл бұрын
hasot kemdi elka minbar ehahis
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 жыл бұрын
🤑🤑🤑🤑🤑adgi nay gonder 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@yecobeyerega5852
@yecobeyerega5852 2 жыл бұрын
ነቶም አብ ትግራይ ዘለው በለፀኛታት ናይ ፅንተት ትግራይ ነጋዶ እትገልፅ መፅሐፍ እያ ዝኸአልኩም አንብብዋ ። አብ ሕዝባዊ ዋዕላ ዞባታት ትግራይ ዝተአዘብናዮ አገዳሲ ነገር 1 ፍትሐውነት መኸተ ምቅላስ ዝምልከት አብከተማታትን ገጠራትን ብፍላይድማ አብ ከተማ መቐለ ናብ ቃልሲ ዘይከተቱ መናአሰይ አብ ስርቅን ገበንን ጭፈራን ስኽራንን ሽሻን ቁማርን ይውእሉን ይሐድሩን ከምዘወለው ተገሊፁ ሰለምንታይ? ናይ መንድኽመት እዩ? እቲ ድኽመት ናይ መንግስቲ ትግራይ እዩ። ሰለምንታይ ንኹሉ ትግራዋይ ካብ 18 እስካብ 50አመት እድመ ዝርከብ ፍትሐዊ ዝኾነ አዋጅ መኸተ ምድሐን ትግራይ ዝብል ብቤት ምኽሪ አፂዲቁ ናብ ተግባር ሰለዘይአተወ ወዲ ሐፍታምን ወዲ በአልስልጣንን አብ ከተማታት የውድልድል ይሕባእ ይሰክር ገበን ይፍፅም ወዲ ድኻን ወዲ ሀገረ ሰብንድማ ይቃለስ ናይዝኹሉ ሕመቅ ተሐታታይ መንገስቲ ትግራይ እዩ።ንኹሉ ትግራዋይ ማዕረ ቅንጪ ዝኾነ ብሄራዊ መኸተ ምድሐን ትግራይ ብህፁፅ አዋጅ አፂዲቁ ናብ ተግባር ከአቱ ይግባእ ንሳ እያ እያ መፍትሒት። www.amazon.co.uk/Nazi-Billionaires-David-Jong/dp/0008299765#immersive-view_1654387474489
@motherland1510
@motherland1510 2 жыл бұрын
ህውሓት ገና ደም መን እሰያት ትግራይ ሰቲኹም ኣይጸገብኩምን. ሕጂኸ ናበይ?????????
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 2 жыл бұрын
Barac Obama wondering how Tegaru speaking hell language Amharic ?
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 жыл бұрын
Kkkk ጸማም ሐደ ደርፉ እንዳፈተኹኻ ክባአሰካ ኤየ
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 жыл бұрын
Gedel eto eta seol enkatekum ekum keteatewa nedafat adgiu nay gonder wedi buda 🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 жыл бұрын
💪🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁❤️❤️❤️🥰🥰😍😍😍😍😍💋ትግራይ 🥰😍😍😍😍😍🥰🥰😍😍😍😍😘
@user-bt4ux1pv7e
@user-bt4ux1pv7e 2 жыл бұрын
Sharmmutha thafikum
@fitsumhabtom2572
@fitsumhabtom2572 2 жыл бұрын
Sdi atababya zbedelo monkey gefih nesayas tegombihalu shitaraka tegetimu.u diqala
@rital829
@rital829 2 жыл бұрын
ፉንፉናት ኤርትራውያን ትዕግስቲ ግበራ። ታዓለማ ስለ ስርዓት ከም ጀጋኑ ዋዕሮ ተጋሩ።
@tamutafu528
@tamutafu528 2 жыл бұрын
Atene. Resahate. Funefunate. Serekete. Sibe. Ena. Elekene. Afekene. Ayetekefeta.Jeganu. Dea Herereeee. Bela. Emebere. Muherate. Koratsate Akuwamene. Felute. Waerotate. Eko. Eyene. Derebaye.
@tamutafu528
@tamutafu528 2 жыл бұрын
Ha Ha 😄 Ha Ha 😄 that's. For. You. Hememete.
@user-vy2nm1hn1u
@user-vy2nm1hn1u 2 жыл бұрын
ተረፍ🦈🐟🐟🐟🐟ዓሳ ውፃእ
@araedombahram4150
@araedombahram4150 2 жыл бұрын
እንታይ ገበራኹም አሽሓት ደቀን ስኢነ ነስ ሕጂ ኸአ ብነብሰን መጺኹም መሳኺን
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 90 МЛН
Khó thế mà cũng làm được || How did the police do that? #shorts
01:00
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 30 МЛН
ቅድሚ ሕዚ ዘይተሰምዐ ቃል ወዲ ዜናዊ
8:13
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 75 М.
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 90 МЛН