ፃኒሒት ምስ ድምፃዊ ብርሃነ ወልዱ ፣ ሓምለ 04/2012 ዓ.ም

  Рет қаралды 63,953

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 120
@ariamemun9576
@ariamemun9576 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣልልልልል ሰላም ...!! ንትግራይ ኤርትራን : ብፍላይ ተዛረብቲ ትግርኛ የሕዋት እና ዝፈለና ማንም የልቦን ❤️🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳
@kihiromaykihiromay6750
@kihiromaykihiromay6750 4 жыл бұрын
ኣቺ ወዲ
@princeatimes4209
@princeatimes4209 4 жыл бұрын
ሕጂ ኮይኑኳ ተራኣየኒወ
@mrjohn5655
@mrjohn5655 4 жыл бұрын
ጋዜጠኛ መስቀልኪ ደስ ክትብል♥️♥️ Wear it always and God bless him he is really wise ወዲ ዓደይ ክኣ እዩ♥️♥️
@hagosabrha5700
@hagosabrha5700 4 жыл бұрын
ዋዋዋ ደስ ክቡል
@temetemimmm8557
@temetemimmm8557 4 жыл бұрын
ዝከበርኪ ሓፍቲና ብጥዕሚ ኢየ ዘመስግን ገጽ ኣዝየ ዝፈቲዎ ገድም ድምጻዊ ብርሃነ ወልዱ ሲለዘስመዕኪኒ። ብርሃነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ። ኢቲ ጥዑም ድምጽካ ከኣ ድግምና ኽንሰምዖ ንደሊ ኢና።
@yifdeatbaraki2051
@yifdeatbaraki2051 4 жыл бұрын
ብርሃነ ዓርከይ - ገጽካ ብምርኣየይን ድምጽኻ ብምስማዐይን ንኣምላኽ አመስግኖ! ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራቤትካ ድማ እምነየልካ! ሓውኻ/ዓርክኻ ዶ/ር ይፍደኣምላክ!
@Rakibella17
@Rakibella17 4 жыл бұрын
ዋዋዋ ብርሂን ጥዑም ድምጺ ንዓ እባ ናብ ኣስመራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-tz2vb1tk4t
@user-tz2vb1tk4t 3 жыл бұрын
ኣስመራ ዳኣ ፈንፊንዋ እንድዩ ኣብ ክንዲ ንቕድሞት ንድህሪት እንዳ ኸደት ሳላ ህግደፍ
@weldebirhankahsay9585
@weldebirhankahsay9585 4 жыл бұрын
ዋው DW አንታ ካበይ ጎርጕርኹም አምጻእኽምዎ እዚ ድምጻዊ ዚ ? ሐቂ የሐሽ አነ ኤርትራዊ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ። ብጣዕሚ..... እየ ዝፈትዎም ዜማታቱ። tx DW & Brhane
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 жыл бұрын
ብርሃነ ወልዱ ብህወት ዶ ይህሉ እንዳበኩ ጸንሐ ጽብቕቲ ቑኖ ትብል ደርፊኻ ብጣዕሚ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ
@Seb15
@Seb15 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተፈታዊ ዝኮነ ናይዚ ድዩ ብጣሚ ብሉጽ ብሓቂ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር 👍
@mohammedahned2327
@mohammedahned2327 4 жыл бұрын
ክንድወለድና ንትግራይ ብዓቅምና ኮፍ ኢልና አይንውቀስ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ንኮርዕ ብደቂ ትግራይ ዓይነይ
@gueshghebrekidan2459
@gueshghebrekidan2459 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ካብ ዘድንቖም ተፃወቲ ባህላዊ ሙዚቃ ትግርኛ ብርሃነ ወልዱ ንፉዕ ንበረልና።
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 жыл бұрын
ኣርቲስት ብርሃነ ወልዱ ብጣዕሚ ፅቡቕ ናይ ትግራይና ተፈታዊ ባህላዊ ደርፊ እዩ:: ዕድመን ጥዕናን ንምነዬልካ!
@ambesajurdesale3051
@ambesajurdesale3051 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ 👍
@brhinsium437
@brhinsium437 4 жыл бұрын
ደስ ክብለካ እዚ ሰባይ፡ ትሕትና ዘለዎ።
@princeatimes4209
@princeatimes4209 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ካብ ሰሜን ትግራይ
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 жыл бұрын
Every eritrean child remember this song 1990 _ 2000 , , tium ewan halifu
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ እወ
@merhawigirmay5928
@merhawigirmay5928 4 жыл бұрын
I am from Eritrea, i always admire him i never heard a voice like this when i hier him now play i start to cry i miss my culture my family friends i hope would invite him in my wedding..selamn tienan yhabka
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 4 жыл бұрын
ብትግርኛ እስከ ዘይትጽሕፍ ትምኢልካ ትህውትት ? ንስካ ትግርኛ ህዝቢ ትግራይ ትግርኛ ሲ እንታይ ኣምጸኦ እቲ ኢንግሊዝ ኩናማ፡ሕዳርብ፡ሳሆ፡ትግረ፡ዓፋር፡ብሌን ከይንብለካ ስምካ ይነግረልካ ኣሎ ዋላውን ካልእ እንተትከን ትሰምዖ ስለዘለካ ኢካ ርእዮቶካ ትጽሕፍ ዘለካ ስለዚ ብእንግልሽ ምጽሓፍ የሕብነካ ድዩኮይኑ ? ኣነ ኣብጀርመን እየዝቅመጥ ግን ቃንቃ ጀርመን (deutsch) ተገዲደ እየዝዛረብን ዝጽሕፍን ምክንያቱ ኣብዚ ይነብርን ስለዘለኩ እምበር ምስቲ ከማይ ትግርኛ ብካልእ ቃንቃ ክዛረብ ሲ እንታይ ንምርካብ እዩ ? ኣዲኣ ገዲፋ ሓትነኣ ትናፍቅ እዩነገሩ እምበር እኻጸዓዱ ሓትነና ኣይኮኑ ኣቦታትና ሰብኣውነት ጥራይ እዩዘራክበና
@alicopt4161
@alicopt4161 4 жыл бұрын
@@tekleyemanegash8739 ናይ ትግርኛ ኪቦርድ ዘይብሉ ይኸውን። ፅቡቕ ኣለኻ ነገር ግን ቀስ ኢልካ ሐሳብ ሃቦ።
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 4 жыл бұрын
ኣበይ ኣጽኒሕኩሞ አዚ ለጀንድ ዋጢስታ ኣዝዩ ዝድነቅ ኢዩ።
@milaluly6525
@milaluly6525 4 жыл бұрын
ኣበይ ታሓቢኡ ነይሩ ብጣዕሚ ዝፎትዎ ሙዝቐኛ
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 4 жыл бұрын
Wowww Ezi du Bilito Bilito Elu ziderf bidimtsis yifelteka eye . Bizikone bitaemi eye zifetiweka . Edimen tienan yihabka Brewa.🌷💐🌷💐🌷💐
@ebaytinsue6587
@ebaytinsue6587 4 жыл бұрын
ድምጺ ወያነ ንብርሃነ ወልዱ ብምቕራብኩም ኣዚና ነመስግነኩም ኣብ interview ግን ጽቡቕ ጌርኪ ካብ ኣጀማምርኡ ክትሓትዮ ተጸብየ ንብርሃነ ንሕና ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ ገጠራት እንቕመት እንዳሰማዕናዮ ዝዓበና ኣዝዩ ሰሓብን ተዘካርን ሙዚቀኛ ኢዩ :: ኣነ ግን ኣድራሽኡ ይደሊ ኣለኹ ኣብ ኢትዮጵያ 2011(2003) ብኢትዮጵያ ኣቆጻጽራ ዝተሳኣልናዮ ስእሊ ኣለኒ ምስ ብርሃነ ስለዚ ድምጺ ወያነ ተገዲስኩም ኣድራሽኡ ክትተሓባበሩኒ ይምሕጸን ናይ ወትሩ ተኻታታሊኹም ኤርትራዊ ሓውኩም ካብ ሃገረ ዴንማርክ ኤውሮጳ !!!
@abrahamb777
@abrahamb777 4 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓው፡ደቁ ኣለዉኻ ኣብ መረባ facebook፡ወይ ድማ ስልኩ ኣብ ኣድራሻ ደልየ ክስደልካ እኽል ኢየ።ኣነ ድማ ብዛዕባ ትውልዱን ሓረግ ሱርን ምስ በዓል ኤልያስ መስመር፣ምስ እኒ ደቂ የሓንሰይ ኣብ ሰራየን ዓድዋን ዚነበሩ፡ኣዝመርቲ ወይ ሰብ ጭራዋጣ ገለ ክብል ተፀብየዮ ነይረ።ምኽንያቱ፡ሓረግ ትውልዱ ኣብ መጋርያ ጸምሪ ኢዩ።ካልእ ድማ ምስ ገበረፃድቕ ወልደዮሃንስ ዝተፈላለይሉ ኣጋጣሚ ኰነ ኣብ ኣሥመራ ምስ በዓል ኣቦና ትኳቦ ወልደማርያምን ቪቶርዮ ቡሲ፡ዚነበሮ ሕይወትን ተመኽሮ ስራሕን ወ ዘጓንፎ ተጓንፎታት ተጸብየ ነይረ ግን ኣይኰነን።ብዝኰነ መርሃዊ ብርሃነ ወይ ድማ ሩታ ብርሃነ ደቁ ኢዮም ኣብ facebook ኣለዉኻ ኢዮም።
@ebaytinsue6587
@ebaytinsue6587 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ የቐንየለይ ዝሓወይ ኣብ ሕቶ ንፉዓት ኣይኮኑን እቶም ሙዚቀኛታት ናይ ትግርኛ ውን ንፉዓት ኣይኮኑን ንኣብነት ተስፋይ ዋጣ ኣብ ኤርትራ ኢዩ ብብዝሒ ዝፍለጥ ንኤርትራ ከምትዝድለ ኣይገልጻን ከምኡ ውን ኣቦና ብርሃነ እቲ ዝነበረ ሽግር ወይ ኩነታት ብዘየገድስ ብዙሕ ኢኻ ትጽበ : ብርሃነ ሃይለ ሰሚዐዮ ዕምቆት ትዝትኡ ውን መሲጡኒ ንብርሃነ ወልዱ ኣብ መድረኽ ዓዲምካ 30 ደቒቕ ዘይመልእ ጻንሒት ጌርና ምባል ግን እኹል ኣይኮነን ብስነጥበብ ክቡር ብዓል ሞያ ኢዩ ካልእ ኢዩ ዝግቦኦ ኣብ ትግራይ ውን እቲ ንስነጥበባውያን ዝዋሃብ ክብሪ ክስርሓሉ ይግባእ ከም'ዚ ናትና ከይተነግረሎም ዝሞቱ ከይበዝሑ
@abrahamb777
@abrahamb777 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኻ ክቡር ሓው እብል።እቲ ድኽመት ሓደው እቶም ማዕከናት ዜና ኣብ ትግራይ ዘለዋ፡ናጽነትን ሓርነትን ከም ዘይብለን ርዱእ ኢዩ፣ብተወሳኺ እውን እቶም/ጋዜጠኛታትን ሙሉእ ምድላው ኣይገብሩን እዮም ዝብል ትዕዝብቲ ኣለኒ፡ካልእ ድማ ኢድትንን ፖሊስን ድማ ዓቢይ ማሕለኻ ኢዩ።ማርኪዝም ሌኒንዝም ዝተሓንገጠ ዉድብ ጭው ዝበለ ባርነትን ናይ ይምሰል ተዋስኦ ምስራሕን ተዘይኮይኑ፡ማለሊት ደሞክራስን ፍትሕን ከረጋግፅ ማለት -ሕልሚ ኢዩ እብል።ካብዝን ካልእን ዉልቀ ድኽመይ ሓለፍትን ኣዳለውትን ተወሲኽዎ ኣጸጋሚ ይገብሮ ኢዩ።ናይ ኤርትራ ደርፊ ብዙሕ ኣይተድርፉ እዮም እኮ ዝበሃሉ ብዙሕ ግዜ ብተወሳኺ፡ንድምጻዊ ኣብራሃም ባይረን ሙሉጌታ በየን ኸማን ንከተማታት ኤርትራ ወይ ድማ ንኣስመራ፣ባጽዕን ከረንን ኢዮም ዝደርፉ ነይሮም ኢሎም ደርፍታቶም ንዓመታት (ንልዕሊ 10 ዓመታት) ከይድረፍ ተገይሩ እዩ።እዚታት ኣብ ግዚኡን ኣብ ቦትኡን ክንገልጾ ኢና ግን እዚታታን እቲ ጸረ-ደሞክራሲ ዝሕላገቱ መሪሕነት ዝወለዶ፡ብዙሕ ጎናይ መናይ ኣሰራርሓን ተርጊ ታሪኽን ኣለዎ እዩ።ሕጂ ከማን ንምንታይ ንገሊኦም የቅርብቆም ኣለዉ ኣብ ሕቶ ምልክት ዚኣቱ ኢዩ።ኣብዝሓ ባህርን ባህልን ወያነን ሻዕብያን ሓደ ኢዩ ክበሃል ይከኣል ኢዩ።ኣብ መወዳእታ፡ሞባይል ስልኪ ብርሃነ ወልዱ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ክሰደልኻ ኢየ።ወይ ድማ mail address ካ ንገረኒ ናብኡ ክፅሕፈልኻ ኢየ።እምበር ጉድን ጎዳጉድን ማለሊት፡ኣብ ሜድያን ኣብ ታሪኽን፡ታሪኽ ፍጹም ዘይርስዖ ኢዩ።
@abrahamb777
@abrahamb777 4 жыл бұрын
ሰላም፡ክቡር ሓው ስልኩ ረኺበ ኣለኹ።shamdenden@gmail.com ሰላም ወይ ምልክት ግበርለይ፡ክፅሕፈልኻ ኢየ።ደስ ኢልዎ፡"ሰላም በለለይ፡ክሳዕ ዝድውለለይ ወይ ንራኸብ" ኢሉኒ ኣሎ።
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
taxs more DW ኣርቲሰት ብርሃን ዉሉዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 😍😍😍
@dashimetayshow
@dashimetayshow 4 жыл бұрын
ይገርም ባዓል እዚ ዘስርሖም ሲኢኖም ክትሰምዕ።ክንደይ ጨብረቕረቕ ስራሖም ክሰርሑስ ንባዓል ብርሃነ ስራሕ ይስእኑ።ብርሃነ ሙዚቃኡ ካብ ህጻነይ እንዳ ሰማዕክዎ ኢየ ዓብየ።ብፍላይ እታ ካሴቱ ኣብ ገዛና ስለዝነበረት ዳርጋ ኣብ ጁባይ ሒዘያ ኢየ ይንቃሳቐስ ነይረ።ቴፕ ኣብ ዝረኸብኩሉ ካኣ ይሰምዓ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ብርሃነ።
@ELNAR93
@ELNAR93 4 жыл бұрын
ክንደይ ክጥዕም ኢዩ ይፈልጦ ኣይነበርኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጋዘጠኛ ድማ ንፍዕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ሰላሙ የብዝሐልና ን ኤርትራን ኢትዮጵያን
@merhawigirmay5928
@merhawigirmay5928 4 жыл бұрын
Please can you upload his whole Album? This is my life as a Tigrigna culture specially as an Eritrean
@tebetesala2701
@tebetesala2701 4 жыл бұрын
አገናዕ ወዲ ዓደይ ማዓረይ
@semeregoitom2851
@semeregoitom2851 4 жыл бұрын
ዋው ባባ ብርሃነ ኢንኻዕ ብ ሂወት ሃሎኻ። ዕድመን ጥዕናን ይ ሃብካ ፈጣሪ።
@kokobehaile2081
@kokobehaile2081 4 жыл бұрын
🙏🙏❤
@henokteklemariam5555
@henokteklemariam5555 4 жыл бұрын
Wow! Des debel interview kederef kelo microphone tedehelewo tsebuk neyru!!
@fitsumfitsum6839
@fitsumfitsum6839 4 жыл бұрын
እወ ሕጂ ግርም ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ከምኡ ኢልኩም ወስወስ በሉ ።ሰብ ምስ ሞተ ከምዚ ነይሩ /ነይራ ኣይግድን ። ማለት ናይ ዝኾነ ታሪኽ ብፅሑፍ ክቐርብ ፅቡቕ እዩ ግን ዝበለፀን ክኸውን ዘለዎን ብሂወት እንዳሃለዉ ዛንትኦም ታሪኾም ካብ ቃሎም ምርካብ ክዓ ዓወት እዩ ።ኩሎም ኣቦታት ኣዴታት ከም ሕጂ ዘይኮኑ ግዜ ሓያል ኣእሪግዎም ደቂ ህዝቢ ኣብ ግዜኦም ኮኾባት ዝነበሩ ብዙሓት ጀጋኑ ኣለዉና እዩም ። ደራፋይ ጥራሕ ኣይኮነን ማሰኛ፣ ገጣማይ ፣ሓረስታይ ፣ናጋዳይ ፣ተኳሳይ፣መሃንዲስ፣ ዶክተር፣ ኮታስ በቢ ሞይኦም ክንድይ ጅጋኑ ሰብ ቅያ ኣለዉና።ሰብ ኣይነብርን ስርሖም ታሪኾም እዩ ዝነብር ግን እቲ ዝበለፀ ብሂወት እንከሎ ኣለኻዶ ኢልካ ምሕታት ከም ባህሊ ንልመዶ።ከመይ ኣለኻ ኣያና /ኣዴና ንበሎም ንሶም እዮም መሰረትና። ከም ማስቲካ ሓይኽና ኣይንደርብዮም ሙዚቆም ሰሚዕና እንተዘይ ዘኪርናዮም ሞራሎም ይድክም እዩ ።በዚ ኣጋጣሚ ግዜ ዝፈላለዮ ዝናፈቐ ዓርኪ መሰታ እንተሎ ብቐሊሉ ክሪኦም ክረኽቦም ይኽእል ።ስለዚ ኣቕሊልኩም ኣይትረኣይዎ ብጣዕሚ ዓብዪ ስራሕ እዩ ቀፅልዎ ።ዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓኹም
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ጎይታዋይ ዕድመን ጥዒናን ንምነ ደሞ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻2013ዓ.ም ኣነ ትግራይ
@merhawisamuel2610
@merhawisamuel2610 4 жыл бұрын
May asmera zseteye raywo belu wela netagal marikwa kulu negeru fkeri ❤️❤️❤️❤️❤️
@noahnoah5447
@noahnoah5447 2 жыл бұрын
ብዓል ብርሃነ አልዱ ኢሎም ከዘንትዉ ወለደይ ይዝክር ናይ ብርሃነ ወልዱ ዝተመለኣ ካሴት ውን ክሳብ ኣብ ቁሩብ ግዝየ ኣብ ገዛና ነይሩ፡ ምክንያቱ ኣቦይ ጽሉል ናይ ከበሮ ሃራሚ ስለ ዝነበረ ብዝከዶ ካሴት ምሊኡ ይመጽእ ነይሩ በዚ ከኣ እዳሳዕሳዕና ዓቢና። በዚ ኣጋጣሚ ብሂወት ዘሎ ኣይመስለንን ነይሩ ። ዕድመን ጥዕናን ሃብካ ካብ ወድካ ኤርትራዊ ሰረወታይ
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 жыл бұрын
ዋዉ እዞም ደርፍታት ናይ ቀደምን ምቁራት ባህላዉ እዮም ደስ ይብሉኻ።ናይ መን ምዃኖም ኣይፈልጥን ነይረ። ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም።
@toumzghidesta8076
@toumzghidesta8076 4 жыл бұрын
ጎደሎ ኢንተርቪው ኣይትግበሩዎ, ኣብ ካርቱም ሪመላ ዝበሃል መንደር ይነብር ኔሩ ጠቕሊሉ ድዩ ዓዱ ኣትዩ? ኣብ ካርቱም, መደኒ , ፖርት ሱዳን, ፉሉጥ ደራፋይ እዩ ::
@mohammedahned2327
@mohammedahned2327 4 жыл бұрын
ደስ ክብል እቲ ባህክና
@jdhdhdxhddjdjxh9419
@jdhdhdxhddjdjxh9419 4 жыл бұрын
Wwwwwwww
@sgebres3137
@sgebres3137 4 жыл бұрын
እወ ብጣዕሚ ደስ ይብል ሓወይ
@weldaysemere4885
@weldaysemere4885 4 жыл бұрын
ኣቲዮ ቁፁይ ቁፁይ ዶ ኣብልዮይ ዋይ ኣነ ሙኮንኩስ ሹሽ ክብል ነይረ እየ በሉ Like ግጨዉኒ
@HMary-hn9iz
@HMary-hn9iz 4 жыл бұрын
Thanks DW des zibil artist Kemizi zibelu abeyti artist afaltwom Ab media good job
@kalayuh7340
@kalayuh7340 4 жыл бұрын
Please upload all his music
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 Ай бұрын
ንድሕሪት መልስካና ንከባቢ ሹቕ ሲነማ ሓማሴን: መቐለ ኣስመራ ብቐሊሉ እንዳተራከባ ከለዋ ጥዑም እዋን
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 9 ай бұрын
ኣነስ ክፈትዎ ብሂወት ዘሎ ኣይመስለንን ኔሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤ ክቡር ኣቦና ኤርትራዊ ይመስለኒ ኔሩ ግን ኩሎም ሓደ ኩልኹም ፍቕሪ ትግርኛ ❤❤❤❤ ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ዓቢ ቦታ ኣለኻ ❤❤❤❤
@peacenice8003
@peacenice8003 4 жыл бұрын
Wwwawww baba brhane we miss you kemeydiyu natka wata bteleb enber bqelil zeyrkeb neyrusi srah seine kbl btaemi yhzneka temeles neritra baserte edu kqbeleka eyu bzuh eyu fetawika gexka bmrayna btaemi tehagisna edmen tenan nmneyelka msdeqkan familkan
@salvesalvi9425
@salvesalvi9425 4 жыл бұрын
Nefeeti jornalisrt keberi neaki kemeuewen ne demetsawein melaki chirawatan fetewe aretisten berhane weledu belutse kab belutsat seledehayekan demetseka enquae semaena G. B. U..... SESENAYU NEAKA... THANKS
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
የኔ ትዝታ 😘😘😘
@michaelbeyene9677
@michaelbeyene9677 4 жыл бұрын
Wawww ብራሃነ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዘኪረ አብ ሰሪየ መንደፈራ
@lieber588
@lieber588 4 жыл бұрын
Baba Brhane ajoka Abo kulatena ay we bal tem dmxi ajoka deqka naka edmen tenan yahbka jegena abona
@feches1000
@feches1000 22 күн бұрын
Respected artist Berhane government of Tigray should think of recording with him all traditional songs as he is avery good memory of cultural heritage of Tigrigna
@MG-ir7si
@MG-ir7si 4 жыл бұрын
We love you brhin!!!
@TechTigray
@TechTigray 4 жыл бұрын
💙💙💙
@haremtesfay7
@haremtesfay7 4 жыл бұрын
Habwoo moral ab eritrea zewedadero wata aynberen
@hagertesfay5636
@hagertesfay5636 4 жыл бұрын
ዋው ዘባል ግዜ እንታይ እንብል።
@negash7146
@negash7146 4 жыл бұрын
ይኾኖ ይኾኖ ዛሓፍትና ከይስነነኪ ሞ ስራሕኪ ከይትገድፍዮ
@toremember8793
@toremember8793 4 жыл бұрын
ኣጀኹም በርትዑ ኣሕዋት ተጋሩ ኣብ ዓድና ኤርትራ ብሰኪ መላኺ ስራዓት ባህልና ጠፊኣ ኢያ ካባኹም ኢያ ተስፋና
@goitomande29
@goitomande29 3 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ነዚ ሰሚዕኻ፥ እዚ ሕጂ ኣጋጢሙ ኔሀለ ክትኽዘብ ካብ ልቢ ትበክን ይስመዓካን ኣምላክ ብምሕረቱ ፍቕሪ'ዚ 2 ህዝቢ ናብ ንቡር ይምለሶ ጥዑማት ተጋሩ የሕዋትና ኣጆኹም !!!
@samiadu2391
@samiadu2391 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተፈታዊ ድምፃዊ እዩ
@niyatsami6926
@niyatsami6926 4 жыл бұрын
Eway brehane weldu ziebeyena tefieka gn neyrka ajeka qoxlo abona 💯💯💯
@menulimenal7107
@menulimenal7107 4 жыл бұрын
Asey birhiney tefetawi Ebay shawley azmarino😍ms raekukha Mars eye tahagise kemey dye zfetweka g.b.u😘😘😘😘
@mulugetalegese7255
@mulugetalegese7255 4 жыл бұрын
ዋይ ዘይምፍላጥ ኪሓሲም ፡ቡዛሓት ሰባት ምዘከረ ነሩ ፡ካብ ሓታቲት ተዘይ ኮይኑ ፡ንቲካቦ ካብ ዘከረ።
@solomonweldemicheal4704
@solomonweldemicheal4704 4 жыл бұрын
You hearted me when I see you feeling to repeat the time you stay in asmera for 38 years , It explains how life in asmera is better than now for you. Long life berhane weldu!!
@muezaregawi5147
@muezaregawi5147 4 жыл бұрын
Smart Journalist,
@andualemkibret9194
@andualemkibret9194 4 жыл бұрын
አይተን ፍትውን ብርሃነ ወልዱ ከመይአለኻ ትካቦን ቪቶሪዮ ምስአማኒኤል ኤልያስ ከተልሎም ከለኻስ ከምገለኢሉኒ ተግባሩ ተኽላይ ረሲኻያ ምሳኻከቦሮ ይወቕነይረ ስሕትኢለውን መድረክ ይመርሕወይም የፋልጥ ነይረ ስለዝረኧኹኻ ባህ ኢሉኒ አድራሻ ወይም ቑፅሪ ስልኺ እንተትገብረሉ ፈተውትኻ ዝኻአልናዮ ምገበርና
@user-up1qo4fi7c
@user-up1qo4fi7c 6 ай бұрын
Adrasha abeo mulue haberetagiberiyozehaftey tarikeyu
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 4 жыл бұрын
ብሊቶ 1998 ተዘክረኒ ኣብ መርዓ
@user-dd3un7of9r
@user-dd3un7of9r 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ከመይ ክትብል ዘኪርካያ ብሊቶ እዋይ ሓሊፉ ይዓኽ
@samielmehary6878
@samielmehary6878 4 жыл бұрын
"ቆንጆ" ትግርኛ ኣይኮነን ደቂ ትግራይ።
@robel6702
@robel6702 4 жыл бұрын
Good
@dejenhadgu6148
@dejenhadgu6148 4 жыл бұрын
Anta abey tsenihku ksab hiji.netom kolo tituko ziderfu hizkumulna timetsu bal ezium nabey miskedukum eyom .bejakum netom nay lebzeben aytemtsulna nisom derafo zeykonus defaro eyom
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 4 жыл бұрын
Very nice music
@semehersemeher6909
@semehersemeher6909 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👑👑👑👑👑👑👌
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 7 ай бұрын
ብርሂን ወዲ ኣስመራ ጻዕዳ ዓለም ኮንቶ
@mdrehabesha6420
@mdrehabesha6420 4 жыл бұрын
በቲቪ ስለምናየው እባካችሁ ሳይዝ አስተካክሉት!
@nesredinnassr5184
@nesredinnassr5184 4 жыл бұрын
Berhin edmen tenan yehabka mes dekeka
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 4 жыл бұрын
Selamtakum ytam xbuqat
@fisshayemezgebu8858
@fisshayemezgebu8858 2 жыл бұрын
Selam-nekulu.
@user-zd2ui6fw2f
@user-zd2ui6fw2f Жыл бұрын
ኤርትርራዊ ድኡ
@amlesetberhe3771
@amlesetberhe3771 4 жыл бұрын
🤩💖💖💝
@abrahamb777
@abrahamb777 4 жыл бұрын
ብርሃነ ወልዱ፡ካብ ግዜ ደርጊ ኣብ ኣሥመራ ቆልዑት ኮይና ኣብ ምርኢት ንርእዮ ነበርና።ኣብ ግዜ ሻዕብያ ድማ መሳርሕቱ ነበር ሙዚቀኛታት ኣዕሩኽትና ብምንባሮም ንምፍላጡ መሣልል መገዲ ኮይኑኒ ኢዩ።ብድሕሪዚ ፍቕሪ መስሪትና፡ኣብ መስርሕ ምእካብ ታሪኽ ሙዚቃን ኣዝመርትን ብዓቕሙ ሓጊዙኒ ኢዩ።ዋላ እኳ ብማዕሥርትን ኣብ ልዕሊኡ ብዝወረዶ ግፍዕን መከራን ከምቲ ዝግብኦ ብዘይምኳኑን ንድሕሪት ብምጉታቱን ከም ዘሕዝኖ እፈልጥ ኢየ።ብዙሕ ክፅሕፍ ደስ ምስ በለኒ ግን ግዜ ገዲቡኒ ኣሎ።ብፍላይ ድማ ነቲ ኣዚየ ዘፍቕሮ ኣማኑኤል ኤልያስ መስመር ብምልዓሉን ግጥሚ ከም ዝሃቦ ብምስካሩ፡ደስተኛ ኢየ።ካልእ ግዜ ብሰፊሑ ቃለ-መጠይቕ ንምግባር ዕድል ተጋጢምዎ ግን ብርክት ዝበለ ሕቶታት ኣለና ኢዩ እብል።
@ELIAS533.
@ELIAS533. 4 жыл бұрын
Our legend
@Tesfahiwet100
@Tesfahiwet100 4 жыл бұрын
ajoka brhane weldu ebay eritrea ajoka
@huruyyrgalem4420
@huruyyrgalem4420 4 жыл бұрын
😍😍
@wedihumeraeygenwedimekelee8742
@wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 жыл бұрын
Abebe areya yemesl.
@haremtesfay7
@haremtesfay7 4 жыл бұрын
HAWAY BERYENEY WEDI ASMERA
@rasmichaelshul9642
@rasmichaelshul9642 4 жыл бұрын
ATA abey krekbeka bnatatkum wata zeabeku eye.
@girmaywerede8211
@girmaywerede8211 4 жыл бұрын
abet des kibleka
@arteri1342
@arteri1342 7 ай бұрын
Eritrawi ymesleni neyru baba brhane bnechtey derftatka ysemom neyre
@Tsswelday7617
@Tsswelday7617 2 жыл бұрын
Anes brhane woldu eritrea eu zimesli n neru
@danielwater1321
@danielwater1321 4 жыл бұрын
Brhane Aziye zedneqeka,eta selam beluley, tbl albemka ab Eritrea zderefkaya,kem'au wn ab ztefelaley mer'atat Adtat Eritrea txawetom,zneberkagayla enasemaku, z'abekuye. Edmen tiena yhabka fetari ybleka. Arige aytbel. Nska de'a mensey tmesl ms afroka endika zeleka. Ajoka,Bertie. Gerimatni zela gn, Ksab,hji,n'aka zwedader weqae chira wata, ayrekebkun,nska, bezi awdizi,kila elka tiray zhlef wn,aykonen. Nska,qrsi,chira wata eka.srah yebley zesrhani,sine,ktbl, ms sema'ekuka,gn Azya gerimatni'la. Bzkone, Ane klabeweka zdeli,eta tiemti albemka,kulu gzie degagma,keytrs'a.nska,menm watista zeywnno,dmxi, hrmet,qdi,hrmet, wey ton,etwnn,be'al brqi tewhbo,ekamo hadera,keytgedfa, nwata,hade me'altia tsamaka kthafs eka. Degime Edme yhabka be'al brqi dmxn brqi,hrmetn, Dmxawi Brhane Weldu.
@senaytberhe4604
@senaytberhe4604 4 жыл бұрын
Pleas hagze gbrulu ajoka mibal nbalu tsfa eyu
@goytomtevez5217
@goytomtevez5217 4 жыл бұрын
Ash azina nfetwo derafay ayana Berhane Weldu enkae getska reana bteaemi des zbl elal gezetena ka ktmsgeni zgbaki eu edmen tienan ab zelekayo ayana Berhane Weldu ab gezana Kaset mulae alo derfu azye zfetwo derafay derfu eba ab youtube sdedulna.
@adamkiflu6772
@adamkiflu6772 4 жыл бұрын
Tefika ata sebay ezi zimesil dimxin kieletin enkeleka. Bzuh ena nxbe kabaka ajoka aytitfae.
@Tsswelday7617
@Tsswelday7617 2 жыл бұрын
Bhrihn eritrea mimlas yhisheka
@habtomandom7477
@habtomandom7477 4 жыл бұрын
Hatatite bmikerebk n kubur Akbari behalena berahan weledu nmesgnki gn ketilekna hito zero silez hito yelen please dig mulena bkale hatati gerkum????? Please please
@user-gl3hr1ui1d
@user-gl3hr1ui1d 4 жыл бұрын
*#ሙቁሩ** ድምፂ#*
@abrahamasmerom5631
@abrahamasmerom5631 4 жыл бұрын
Bhaki brhane weldu abzalem alo ? Nay brhane weldu chra watà endasemaku eye abye admen tanan yhabka gn kulu derfyatka ab yutub tseano .
@minbareybisalakamekiru4046
@minbareybisalakamekiru4046 Жыл бұрын
Ni nesenty tzekeroo zegberika abo chera wata ka mo edemen teinan yhab
@76gasstation53
@76gasstation53 4 жыл бұрын
Please do the right your sundae don’t mess up you luck 4 years child okay
@76gasstation53
@76gasstation53 4 жыл бұрын
When you give interviews don’t 4 children
@eshrinashashira8415
@eshrinashashira8415 4 жыл бұрын
Tgrawot nqdmit
@user-ju6ut6hd9q
@user-ju6ut6hd9q 4 жыл бұрын
Brhin azmarino
@mals3744
@mals3744 4 жыл бұрын
Kdmi kebabi 20 ametat zfetwo zneberkun ksab hji zfetwon beal Wata nska ika nerka Shmka flut eyu yegda mslka ayfeletnakan nerna,ezi dma meraya hade neger teum derfi video clip aydeln eyu .Hanti kabti zegeremeni nska tmesl kemey ilu eyu srah zwhdeka yegda Wata zestemakr tesainu .Ente neaka emo selamn tienan yhabka.
@muluberhane4362
@muluberhane4362 4 жыл бұрын
ንቆርስ ኣለና ሕራይ
@godislovepeace6913
@godislovepeace6913 4 жыл бұрын
Abo atefoket beyiw foketam
Voice of Tigray ፃንሒት ምስ ከያኒ ብርሃነ ወልዱ
54:49
Now it’s my turn ! 😂🥹 @danilisboom  #tiktok #elsarca
00:20
Elsa Arca
Рет қаралды 12 МЛН
ያልታየው የአዋሬ ተአምር❗️
9:03
Hasab Meda
Рет қаралды 3,8 М.