DW TV ታሪኽ ገዳም ቤተ- ጴራቅሊጦስ ፃድቃን ወ ሰማዕት

  Рет қаралды 15,987

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 70
@easyandtastyrecipes4512
@easyandtastyrecipes4512 11 ай бұрын
ሃገረ ጽዮን ትግራይ ትንሣኤኺ ቀሪቡ እዮ አጆኺ❤
@ggt620
@ggt620 11 ай бұрын
ሐፍተይ እዝ ገዳም ክቡር ገዳም እዩ ስለምንታይ ነጸላ ጉልብብ ዘይትብሊ ሕጊ ገዳማትናን ቤተክርስትያንን ንሐሉ በጃኽን አሕዋተይ 🙏
@medhin8187
@medhin8187 11 ай бұрын
በረከተ ቅዱሳን ሰማእታት ይብፅሐና
@medid.454
@medid.454 11 ай бұрын
Amen
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 11 ай бұрын
ፅቡቅ ፅቡቅ ታሪኽና ክንፈልጥ አለና ልህቃን ፋኖታት ታሪኻ ክውኑኑ ድቃስ ዘብሎም የሃድርለው 🙏🤗💕✝️
@avielavi990
@avielavi990 11 ай бұрын
Rich culture of Tegaru 💪💯God bless the people of Tigray 🙏 💯
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ቅዱሳን አቦታትና ፀሎት በረከት አይፈለየና🙏💗
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 11 ай бұрын
ድምፅ ወያነ ተግባር የብልኩምን ኩሉ ግዜ ጥራይ ዘራቦ ኣይትግበርዎ እስኽ ሓደ ገዳም ኣቅንዕኩም ልቀቅና🖐
@selam801
@selam801 11 ай бұрын
በረከት ቅዱሳን አቦታትና ይደርብን
@GenetWsillasie
@GenetWsillasie 11 ай бұрын
በጄኻቱኩም ተጋርዋይ ናይ ኢትዮጵያ ዝባሃል ኩሉ ደብሪና ፅሪቲ ሃገረትግራይ ንግበራ ፈጣሪ ያሓግዘና ኣሜን
@tirhaswelu
@tirhaswelu 11 ай бұрын
Wow Tigray Adey❤️‍🔥🙏✝️🌼🙏💖💐🌻🕊️🌾✝️🌼🙏💛❤️‍🔥💖💐🌻🕊️🌾✝️🌼🙏
@HeniMan-p1z
@HeniMan-p1z 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ሠላም-ጰ3ቸ
@ሠላም-ጰ3ቸ 11 ай бұрын
በሉ በል አቦታትና በይዛኹም አይቱህምሙና እዛ ናይ ቀታሊት ጨፍጫፊት እዲ ባንዲራማ ካብድህር ህዚአብትግራይ ክረእይ ይብሉይ ቀለም እኳ እንድህ ሲኢንኩም እታ ቆፃላይ ምጥፋእ ዪ በይዛኩም አቦታትና ❤️❤️🙏🙏
@maergmlessis1299
@maergmlessis1299 11 ай бұрын
ጉሎምካዳ ዓደይ ዓዲ ፃድቃናት ❤
@mamayalemey9861
@mamayalemey9861 11 ай бұрын
Abey bota
@berhebestphotokidu5219
@berhebestphotokidu5219 11 ай бұрын
DW እዚይ ቪይዶዯ መዓዝ ዕዩ ተቀሪፁ ለበዘበን ተኮይኑ ንመታ ትልምፅ ባንዴራ ንምታይ ዘይተጥዕፍወ መሕመሚ ዕዩ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 11 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. behake. 🙏🙏🙏🌿❤️🌿🕊️🙍‍♀️
@tsiyonawiAxumawi
@tsiyonawiAxumawi 10 ай бұрын
ተመስገን ምድረ ፅዮን
@JawrahRiyadh-qs7eo
@JawrahRiyadh-qs7eo 11 ай бұрын
@hggu4567
@hggu4567 11 ай бұрын
Bereketom ayfeleyena amen amen
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 11 ай бұрын
በረከት ቅዱሳን ይሕደረና 🙏ደቂ ኣንስትዮ ግን ንበላሾዶ ኣለና ናብ በተ ክርስትያንስ ከም ናብ ምሪኢት እዋይ ይቅረ ግበረልና ኣምላከይ መዓርግ ኬ ዘይብሉ 😣
@rtgh9245
@rtgh9245 11 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 11 ай бұрын
የቅኒየልና
@GenetWsillasie
@GenetWsillasie 11 ай бұрын
እወ እወ እወ ቀሪባ ላ ትንሳኤ ትግራይ ክትከውን
@binyam1578
@binyam1578 11 ай бұрын
በጃክን አብ ገዳማት ክትመጻ ከለክ ጉልባብ ተሸፈና (ነጸላ) ንክብሪ ቤተክርስትያን😮ንክብሪ አቦታት ምእመናን። እቲ ኩሉ ጸጋ አምላክ 🕊👏✝️💒☔️👑⛱🔔🕊🕊⛪️🥰(❌🇪🇹❌😭🌗)።
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 11 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 11 ай бұрын
ኣይተረደአክን ሓፍተይ ጭው ዝበልኩ ትግረዋይ ፀረ ፅንተትብዓቕመይ ዝተቃለስኩ ዝቃለስ ዘሎኹ እየ ግን ኣነ ዘጉሃየኒ ሕብረተሰብና ክንደይናይ ብጭፍን ዝኣምን ምኳኑ ይጉሂ ንስኺ ውን ሕሰብዮ እቲ ቤተ እምነት ናይ ምንሊክ ባንዴራ ደሚቁ ክርኢ ጉህይ እየ ዝብል መቸም ምንሊክ ንትግራይ ታይ ገይሩ ሕዝ ውን ኣምሓራ ታይ ገይረሙና ኣይጠፍአክን ናይ ማሕበረ ቁድሳን እንተዘይኮይንኺ ቁሩብ ክስመዐና ይግባእ ኣብሪሰሙና እዮም ስለ ዝሓረቕኩ እየ ክፈርስ ኢለዮ ኣሕዋትና ውን ተምሃሩ ተቋወምዎ ንቲ ዘይጉቡእ ኣሰራራሓ እምበር ኣነ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ዝኸዶ ቤተክርስትያን ብናይ ትግራይ ባንዴራ ዝማዕረገ እዩ
@elsatesfay9974
@elsatesfay9974 11 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ዓዲ ታርክ መበቆል ስልጣነ🎉❤🎉
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 11 ай бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher yhagzkum amyen
@romadiabrha253
@romadiabrha253 11 ай бұрын
ብዛዕባ ባንዴራ ትዛረቡ ገንዘብ ሰዲድኩም እቲ ትደልይዎ ቀይርዎ በልዎም. ክጅመር ግን 🇪🇹 ፈላሚ ናይዚ ሕብሪ ሃፀይ ዬውሃንስ እዬም ኣምሓሩ ዘረፍቲ ስለ ዝኮኑ ኢና ናታቶም ዝመስለና...ብቲ በለ በቲ ግን ንምቅያር ገንዘብ ስለ ዘድሊ ሓግዙ ከምዚ ዳርጋ ኣብ መላእ ትግራይ እዩ ዘሎ .
@sabagebru6850
@sabagebru6850 11 ай бұрын
Yes you are right this flag for haqa Yohannes belong to as
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 ай бұрын
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI
@eyasukflemariam8184
@eyasukflemariam8184 11 ай бұрын
😢😢😢❤🙏💕🙏💕🙏
@NcKx-bv5fe
@NcKx-bv5fe 11 ай бұрын
በይዛኹም እዛ ኣምሓረይቲ ባንዲራ ቀለም ቀተልትና ካብ ቤት ኣምላኽ ኣልግሱና❌🇪🇹🇪🇹❌🇨🇬👹👎🇪🇹🇪🇹👎👎❌
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 11 ай бұрын
በይዛኹም እዛ ኣምሓረይቲ ባንዲራ ካብ ቤት ኣምላኽ ኣልግሱልና ባንዲራ ቀተልትና እናርኤኹም ከይነምልኽ ኣይትግበሩና ሕሰቡሉ ሓንቲ ብኣምሓራይ ዝተዓመጸት ኣንስተይቲ ኣብዚይ መጺኣ ጸሎት ትገብር ዶ ይመስለኩም?
@aberashreda2072
@aberashreda2072 11 ай бұрын
Well you have to send money for painting
@NcKx-bv5fe
@NcKx-bv5fe 11 ай бұрын
ባንዲራ ቀለም ካብ ቤት አምላኽ ኣልግሱልና ባንዲራ ቀተልትና❌🇪🇹🇪🇹👎👹👹🇨🇬🇨🇬👹👹👎❌
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 5 ай бұрын
Tegaru neza bandera hardtina bandera Ethiopia nay dergi wegid beliwa tebraberu Tegaru ina bahalti eway mergem ❌🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺❌🇲🇱❌🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱🇲🇱👺❌
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 11 ай бұрын
እዙኩሉ ገዳም ንህዝብና ታይ ኣድሒንዎ?
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 11 ай бұрын
ድምፅ ወያነ ብእንደረታ ዘለው ገዳማት ዘይታፎልጥና ስለምታይ እኩም🤔❗
@GenetWsillasie
@GenetWsillasie 11 ай бұрын
ኣነስ እዛ ባንዴራ ናይ ኣረሜኔታት ክሬኣተለኹ ናቀብ ከብለኒ እዩ ዝብል ተጓሒፋ ናብ ሽቃቅ ነእትዋ
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂🙏🙏🙏
@wediadi6788
@wediadi6788 11 ай бұрын
7:20 እቲ ኣሕባር ናይቶም ቀተልቲ በጃኹም እለዩዎ
@sabagebru6850
@sabagebru6850 11 ай бұрын
Ezh bandera nay abona hqea yuhnise eyu natina eyu
@ZenebechHadera-wv5xd
@ZenebechHadera-wv5xd 11 ай бұрын
Please take care.The eritrian Troup are still around tgigray.
@ST-tq9el
@ST-tq9el 11 ай бұрын
Why are you showing this ? Didn't you learn from what our enemies did ? Tegaru please lebe gebaru
@kahsaytsadik1094
@kahsaytsadik1094 11 ай бұрын
ቀስ ብቀስ እዩ ዝከውን እንበር ክጅመር ዘሪፎሙና እዮም እንበር ናቶም የብሎምን ስለ ዘይብሎም እዮም እንዛሩ ናይና ዝብሉ ዘለው ።
@lemlema2976
@lemlema2976 11 ай бұрын
አታ በጃኹም እንዶ ካብ ህሉፍ ተማሀሩ.ጋዜጠኛታት ትግራይ ሀደ ለባም ዘይብሎም .
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 11 ай бұрын
ሃደ ዝተአዘብኩዎ ነገር አሎ መአዝ ከምዝተቀረፀ አፈለጥክን ግና እታ ናይ ፋኖ ጨርቅ ቀለም እቱ በተ ክርስትያን አሸብርቁ ይረእ አሎ አነ ንዝአ ቀለም መጥፍዕ ወጫ ክኽዕል ቃል የአቱ ፃሃፉለይ
@mamayalemey9861
@mamayalemey9861 11 ай бұрын
Less than 20 years ygeber kab zhdes eti kelem ka shue eu tegyrulu nay hji aykonn hawey or haftey
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 11 ай бұрын
atum sebat hdegu ando mstir nay hzbi nayadi aytewtwo zraay siankum dikum ntelaati thburu alekum mehbiai nay hzbi
@fisgeb5225
@fisgeb5225 11 ай бұрын
እት ናይቶም ቀተልትና ቀይሕ:ብጫ:ቆፅለዋይ ባንዴራ ካብ ቤተክርስትያናት ትግራይ ክጠፍእ ይምነ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 ай бұрын
ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስን ኸበርቴ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ 4 ።TIGRAYAN WATCH OUT YOUR DEEPLY ENEMY IS TIGRAYAN WHO SPEAKING HELL LANGUAGE AMHARIC ! STOP SPEAKING EVIL HELL LANGUAGE AMHARIC IOR GO HELL ኣረጊት ተንኮለኛ ኢሳያስ ንምንታይ ድዩ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክትርእዩ ፈቂድልኩም ! ርኹስ ኣምሓርኛ ምስክኣልኩም መንፈስኩም ሼጥኩም ኩሉ ኽፋእ ከምትገብሩ ጌርኩም ቒቒቒትግራይ ክሳብ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ዘቋርጽዎ ኩልና ክንሳቀ ኢና ። ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ሳዕቤኑን ኣሸንዳ ኣብ ሚለንዮም ነውራማት ። ማዕቢልና ማለት ኸዳዕ ጀነራል ዮውሃንስ እሂ ብናይ ሳጥናኤል ጳጳስ ማትያስ ካብ ኣማሪካ መምለሲኡ ስሱዕ ማትያስ እሂሂሂ ርኹስ ኣምሓርኛ ተደጊፊም ጌና ከሳቅዩና ኢዮም ።እቱይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ህዝብታት ንዘመናት ዘሳቀኹሞ ኸ ! ደጊምኩም ርኹስ ኣምሓርኛ እህ ክትዛረቡ ነዉራማትመንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ጌና ሰብ ክቀትሉን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን ግድንዩ ! ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ከቋርጽዎ ኣለዎም ! ኣምሓራይ ዝብሃል መንነት የሎን ትግርኛ ንህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ..... ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ብኣምሓራይ ስነልቦና ክሳቀዩ ጌርኩሞም ኢኹም ይኣኽልኣየ ትግርኛ ፍርቅኹም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ፍርቕኹም መንነትኩም ኽሒድኩም መርገምኩም ተቀበሉ ! ዝቀለለ መገዲ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ ። ጆሲ ኣይትፍራሕ ተጋሩ ኤርትራ ተጋሩ ትግራይ በል ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ንዘመናት ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ..... ዘሳቀኹም ርጉማት ጠላማት ኢኹም እቲ ጽዋእ ይመጻኩም ኣሎ ።ጆን ትፈልጥዶ ኣገው ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ተዋህዶን ንዘመናት ዝተሳቀና ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትኖ ?ህዝብታት ኢስጦጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞም ንምንታይ ዘይትናስሑ ሕዚውን ኣሸንዳ ኣመኽኒኹም ንህዝብታት ክተሳቅዩ ሄል ።ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ዘምሓርሓሩን ርኹስ ጳጳስ ማትያስን ምጻሕጽሑ 4 ።ኣባ ገሪማ ኣብ ሆቴል ኣኣበባ ሰባት ዝሽርሙጡሉ ብኣቕሽሽቲ ተጋሩ ይረኽሱ 4።It is sad that priests pray in hotels where people are prostitutedህግደፍ ዕጥቆም ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡን ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ዝርእዩን ቒቒቒ ኣሸንዳ ኣብ ሚልንዪም ቒቒቒ ምስ ሓጢኣተኛታት ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ዓዲሞምኹም ጽገብዋ ከሙኡ ጌርኩም ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ህዝብታት ዘሳቀኹሞ ።PAIN OF EAST AFRICA IS HELL LANGUAGE AMHARIC SPEAKERS !! Why don't the liars, thieves and witches who invented the Amharic language that has made Tigrinya speakers suffer for centuries repentተጋሩኣገው ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀዩ ኸ ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትኖ ደንቆሮጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረብ ኢሎም ዝኸፍሉኻ ሓሳኽ ጨናዊ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ከ ?ኣምሓራይ ተደጊፎም ይዓፍሩ ኣየ ትግርኛ ጽገብዋ ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ እዪም ኢልኩም ተውርዩልና ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ህዝቢ ኣገው ቢለን ንስሕቀኩም ኣሎና ። ዕጫ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምታ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝና ምሂርና ዘሳቀነዮም ሕዚውን ናብ መንነቶም ክምለሱ ንናሳሕ በል ።ተጋሩ ትግርኛ ጽገብዋ ከሙኡ ኢኹም ንህዝብታት ኢትዮጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞም ።ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረብ ኢሎም ብላዕ ጥረስጋ ዝኸፍሉኻ ዘምሓርሓሩን ሓሳኽ ጨናዊ ሬሳ ጳጳስ ማትያስን ቒቒቒትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ 4 ። ኣሸንዳ ኣብ ፊንፊነ ርኹስ ሓሳኽ ጠላም ጳጳስ ማትያስን ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ብታሕጓስ ዊስኪ ይችረሱ ! ትግራይ ንፊንፊነ ኣዲስ እንዳበሉ ይኸዱለው ኸሓድያን ድዮም ዝብሃሉ ወላስ ዝኸፍኤ ! ንህዝብታት ኢትዮጵያ ኣምሓራይ ተቀይሮም ዘሳቀይዎም ንሶምዮም ተዋህዶ ጥራይ ይመስለኒ ኔሩ !ምስ ኣምሓራይ ተዓሪቅኩም ንኦሮሞ ክተሳቅዩ ቂቂቂ ታሪኽ ስቃይ ተጋሩኣገው ክትሓቡኡ ደም ደም ደምብያ ደምበዛን እህህ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምንሰበይቲ ሎጥ ከም ጨው ደሪቃ ! ሓሳኽ ጨናዊ ጠላም ጳጳስ ማትያስ ከ ንምንታይ ? ኣምላኽ ንዝኽሕድዎ ኡኡኡ ጨካንዩ ! እንድያው ማንኛው ተናጊርና ያው ያው ዉጪ ዓዲ ብጉብኝት ..በይዛኹም ኣቦታትና ርኹስ ኣምሓርኛ ከይሓወስኩም ተዛረቡ በጃኹም ጸጋኹም ክበዝሕ !ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ! ቋንቋ ኣዲኦም ጠሊሞም ብኣምሓራይ ስነልቦና ክሳቀዩ ጌርኩሞም ናብ መንነቶም ክምለሱ ንጸልን ንናሳሕን
@didodido4814
@didodido4814 11 ай бұрын
Nai fanno bandera?????
@yon7819
@yon7819 11 ай бұрын
በቃ ታሪኽና ተበኪሉ። ሉሙጽ ባንደራ የሕዝን አዩ ብጣዕሚ። ከመይ ገይሩ እዩ እዚ ናይ ትግራይ ጥንታዊ ታሪኽ ክኸውን ዝክኽእል፦ ኣይኮነን ብፍጽም።
@gueshgeber-mariam1211
@gueshgeber-mariam1211 11 ай бұрын
Pls-remove the dirty flag from our churches.
@lemlema2976
@lemlema2976 11 ай бұрын
አትን ሃፈትና ነፀላ ድርብ ዘይተብላ ናብ ቤተክርስቲያን እንዳኸድካድ ዶ ኸምዙይ ኢልካ ይኸየድ.
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 11 ай бұрын
Uaye❌🇧🇴❌🤦‍♀️👎
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 11 ай бұрын
ብፈንጂ ትድርምሶ
@salamb9556
@salamb9556 11 ай бұрын
😈👿😈👿😈👿
@lemlema2976
@lemlema2976 11 ай бұрын
እንታይ ''ሞ ሃይሊ ኣለኩም እምበር ጌርኩሞ እኮ ኢኹም.ምስ እግዝአብሄር ተባኢስኩም ቤተመቕደስ ብፈንጂ ደርሚስኩም ንግዚኡ ከህጉሰኩም ይኸእል ግን ግን ብዙህ ኣየኸይደኩምን.ፅቡቕ ምህሳብ ኣቢኩም ክተህዝኑ.
@medhin8187
@medhin8187 11 ай бұрын
ምስ ፈጣሪ ዝተበኣስኩም ርጉማን
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 11 ай бұрын
@@lemlema2976ኣነ ንቲ ናይ ምንሊክ ባንዴራ እየ የግዳስ ለምፅዎ በልዎም መለመፂ ዋላ ክንሕግዝ
@ggt620
@ggt620 11 ай бұрын
አቤት ድፍረት አግዚኦ መኀረነ ክርስቶስ 🙏ንኸምዚኦም ዝበሉ ሰባት መልሲ አይትኀብዎም ንእግዚአብሔር ኀብዎ 🙏
@user-yt1vj3pr7r
@user-yt1vj3pr7r 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@bcbc4594
@bcbc4594 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 11 ай бұрын
❤❤❤
#ትግራይ_ቲቪ፡ገዳም እዮሱስ ጓሕጐት
30:53
Je peux le faire
00:13
Daniil le Russe
Рет қаралды 20 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 15 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 40 МЛН
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 15 МЛН
አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን
23:42
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 9 М.
gere emun part 195 | ገሬ እሙን ክፋል 195
30:22
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 152 М.
ከምሽቱ 3:00 ሠዐት የአማርኛ ዜና
VOA Amharic
Рет қаралды 740
New Eitrean ኣዳልዩና #neshneshtv #habesha #ebs
17:17
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 10 М.
Je peux le faire
00:13
Daniil le Russe
Рет қаралды 20 МЛН