DNKUAN HAGOS - መንፈሳዊ ፊልም - ትርጉም ታሪኽ ርእሰ ባሕታውያን ኣባ ጳውሊ ራብዓይን መወዳእታን ክፋል

  Рет қаралды 135,939

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

5 жыл бұрын

Пікірлер: 646
@rahwaghirmai1297
@rahwaghirmai1297 5 жыл бұрын
ኦ ኣምላኽና ናይዚ ምድሪ ሃብትን ርስትን ከይገዛና ሰማያዊ ሃብቲ ሃበና ።ኣብ ትመጽ መንግስትካ ብምሕረትካ ዘክረና ክብራት ኣገልገልቲ አግዛብሄር ካብቲ ዘይውዳእ በረከት ጸጋኡ ዕጽፍን ድርብን ያድልኩም በርከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣባ ጳውሊ ይክፈለና ። ነፍሰይ ነግዛብሄር ኣመስግኒ ንዑኡ ዉን ተገዘኢ ተኣዘዚን ብመንገዱ ተመላለሲ ።
@nathanhawey294
@nathanhawey294 4 жыл бұрын
ኣሜን
@user-ji5rd2fb2h
@user-ji5rd2fb2h 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲
@yosieftekeste3016
@yosieftekeste3016 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንቅዱስ ኣቦና ጳውሊ ነዛ ቪድዮ ምስ ረኣክዋ ፈሊጠዮምን ዝያዳ ድማ ፈትየዮምን።እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ደቂ ተዋህዶ።በርኸት ናይ ኣቡነ ጳውሊ ኣይፈለይኩም።
@user-rr1kh6hc9y
@user-rr1kh6hc9y 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋተይ ከምዚ ጌርኩም ትትርጉምለና ዘለኩም እግዚአብሔር ጸጉ የብዛሓልኩም ኣጀሚሩ ዘፈጸመኩም ከኣ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ በረከት ጸሎት ናይ ኣቦና ጳውሊ ኣይፈለየና ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 5 жыл бұрын
ቃል ህይወት ያሰማልን የአባታችን ጳዊሊ በርከተ ይደርብን የአብርሃም ምኝታ ይሁንልን 👐👐👐
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 5 жыл бұрын
Amen ትርጉም ምንባርና ግን እንታይ ዩ? ኡፍፍፍ ኣምላከይ ኩሉ ምዓልታዊ ሓጥያተይ ሕደገለይ
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@sarahs7029
@sarahs7029 Жыл бұрын
😥😥
@SamsonKubrom-jn4yk
@SamsonKubrom-jn4yk 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@medhaniebrhane5287
@medhaniebrhane5287 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሰር ኣሰሮም ክንስዕብ ኣንተዘይካኣልና ሲ ብበረከቶምታሪኮም ክንክስፈል ስለ ዝበቃዕና ተመስገን ኣግዚኣብሄር ኣሜን፥ ንዓኩም ካኣ ኣምላክ ፍረ ጻዕርኩም ኣብ መዝገብ ሂወት ይጽሃፈልኩም ኣንተተካኢሉ ታሪክ ኣቦታትና ክተፍልቱና ዓክምኩም ዝፈከዶ ክተምጽሉና ኣምላክ ይሓግዝኩም።
@ermilove685
@ermilove685 5 жыл бұрын
*እንካዕ ብድሓን መጻኩም በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ቅዱስ ጳውሊ ኣይፈለየና*
@adiammisgna277
@adiammisgna277 5 жыл бұрын
Amen hawey beraketom ayfelyena
@frezeresak962
@frezeresak962 5 жыл бұрын
amen amen amen
@mebrhitzaxsm5526
@mebrhitzaxsm5526 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐሌኹም ናይ አቦታትና ጸሎቶም በረከቶምን አይፈለየና አሜን፫
@tseboqnedieu3690
@tseboqnedieu3690 3 жыл бұрын
Amen (3) nay abona xelotomn rediatomn ayfeleyena
@filmon.G
@filmon.G 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ኣብ ልብና የህድሮ ን የህዋትና ድማ ናይ ኣገልግሎት እድሚኦም ይባርከሎም እግዚኣብሄር ናይ ኣቦና ጳውሊ ጸሎቶምን ጸጋ በረከቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን። ነብሰየ ኣብ ቅድሚ እቲ ሓቀኛ ፈራዲ ምስ ዝቕላዕ ኣብ ዓራት ሃጢኣት ተሰጢሕኪ ኣብቲ ሽለልተኛን ከዳዕን ስጋኪ ከሎኪ እንታይ እዩ እቲ እትህብዮ መልሲ። ኦ ክርስቶስ ኣምላከና በቲ ዓቢ ምህረትካ ምሓረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@kiflaygberu2787
@kiflaygberu2787 3 жыл бұрын
Amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲
@Aranshi-menderini
@Aranshi-menderini 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ነቶም ከምዚ ጌርኩም ክንምሃረሉ ተቅርቡልና ዘለኩም ድማ እግዝአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም። ናይ ካልኦት ቅዱሳን ኣቦታትና ከምዚ ጌርኩም ከተቅርቡልና ኣምላኽ ይሓግዝኩም። ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና
@sami891
@sami891 5 жыл бұрын
Ⓐⓜⓔⓝ /፫/ Qal hiwet yesmealna እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም ። *በረኸትን ጸሎትን ናይ ኣቡነ ጳውልን ኣቡነ-እንጦንዮስን የካፍለና።*
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@nesterabandebrhan3352
@nesterabandebrhan3352 5 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna egzabher amlak ms yehwatna n sdrana n knkebabel n hdget kngeber amlak yeinte lbonana ykfetelnaxelotom n amaldenetom n bereketomn nay abona ጳውሊ ms kuluna hzbe ክርስትያን ይኩን ኣሚን ኣሚን ኣሚን።ናኩም ክኣ ናይ ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባርከልኩም ኣቦታተይ ን የሕዋተይን ኣሚን(3)
@user-xu2pc6qx1k
@user-xu2pc6qx1k 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም መድሃኒ ኣለም ጸሎቶምን በረኮቶምን ናይ ርእሰ ባሕታውያን ኣይፈለየና ኣሜን።
@teweldemedhnbrhane8126
@teweldemedhnbrhane8126 5 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ፥ እንቋዕ ናብ ዕርገት ናይ ኣምላኽና ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና።ብምቕጻል እዚ ንኽትርጉምን ብድምጺ ክትሰርሖን ቀሊል ስራሕ ኣይኮነ ነዚ ክትሰርሑ ደኺምና ከይበልኩም እቲ ኣብ ልቢ መእመናን ዝህቦ ጸጋን ትምህርትን ጠሚትኩም ነዚ ቪድዮ ክዉን ስለ ዝገበርኩም ዓስብኹም እግዚኣብሔር ይኽፈልኩም በረከትን ጸሎትን ናይ ኣቡነ ጳውልን ኣቡነ ኣንጦንስን ምስ ኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ኣሜን።
@dadimami7620
@dadimami7620 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ደቂ ክርስቶስ ናይ ኣጎሎጉሎት ዘመንኩም ይባሪክ በረከት ናይ ኣቦና ጳውሊ ምስ ኩልና ይኩን 🙏⛪🙏
@kariaabudu4092
@kariaabudu4092 4 жыл бұрын
እሜን
@yonasgoitom2177
@yonasgoitom2177 5 жыл бұрын
ኣሜን በረኸትኩም ኣብ ልዕሌና ይኹን ኣቦና። ነዚ ፊልም ዘቅረብኩምልና ከኣ ኣምላኽ ይባርኽኩም ናይ በሓቂ መሃሪ ዝኾነ ዛንታ ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ጳውሊ። ኣቦይ ምእንታይን ምእንቲ ስድራይን ጸልዩለይ።ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!!
@mulyetamzgi6979
@mulyetamzgi6979 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሄር ኣምላክና ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረከት ረዲአት ኣማላድነት ጸሎት ናይ ኣቡነ ጳዉሊ ኣይፈለየና ኣሜን !!! ንቤተ ክርስትያና ሰላም ንሃገርና ሰላም የዉርደልና ኣሜን
@user-bl4ej9nq7j
@user-bl4ej9nq7j 5 жыл бұрын
ኣሜንንንን ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንንንን ቃለ ሂወት የሰማዓልና ናይ ቁዱሳን ረዲኤት በረከት ኣማላድነት ብቃል ኪዳኖም ኣይፈለየና ናይ ኣባ እንጠንዮሰ ከምኡ እውን ናይ ኣባ ጻውሊ ፀጋ በረከት ረዲኤት የሕድረልና ኣሜን ፫
@azekriydngl201
@azekriydngl201 5 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መጻኩም ስድራ እግዛብሄር በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ጳውሊን እንጦንዮስን ናይ ኩላቶም ቁዱሳን ኣቦው ምስኩላትና ይኩን እንካዕ ከኣ ካብተን ዓበይቲይ በዓላት ናይ ጎይታ በዓለ ዕርገት ብሰላም ኣብጸሓና ዘመንኩም ይባርኽ እሕዋት
@hiwotyosief119
@hiwotyosief119 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@teweldemedhnbrhane8126
@teweldemedhnbrhane8126 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜ ኣሜን
@yordanosgebremaskel8370
@yordanosgebremaskel8370 4 жыл бұрын
Kal Hiwet yesmalna bereketemn rediaetomn ayfeleyena
@kuidusMekial12
@kuidusMekial12 4 жыл бұрын
Ezgbhier Kal hiwat yesmalkume goyta. Amen3. Abona pawlie xeltome yefliyena
@user-pz4lr7bu3u
@user-pz4lr7bu3u 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@weldumussie9934
@weldumussie9934 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ወላዲት ኣምላክ ምሳኩም ትኩን ድካምኩም ድካም ቅዱሳን ይግበረልኩም ኣምላክ መወዳእታና የጸብቀልና ከም በዓል ባሕታዊ ኣቡነ ፓውሊ ኣሜን።
@hm-np4oo
@hm-np4oo 5 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN amlay berekotu ybzhalkum
@user-gy1mz8fm6j
@user-gy1mz8fm6j 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታት ኣምላክ የባርኩም በረከትን ጸጋን ናይ ኣቦታትናን ናይ ኣቦና ጳውል ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርሰትያን ይኩን::
@hallomaialba8229
@hallomaialba8229 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qala hiwat yesmealna ezghbar amelak ❤💒❤⛪❤💒❤⛪❤💒❤⛪❤💒❤💒❤⛪❤❤❤
@ortotv127
@ortotv127 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለ ህይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ብበረከቱ ይምላእኩም ጸጋ መንፈስ ቅዱስ የዕዝዘልኩም፡ናይ ኣጎልጉለት ዘመነ ዕድሜኹም ይባርኸልኩምን ይቀድሰልኩምን፡ኣይትጥፉኡና ድማ ካባኻቱም እንመሃሮ ኣዝዩ ብዙሕ ብዙሕ እዩ'ሞ ኣብ ቀረባ እዋን ክንጽበየኩም ኢና ፍቁራት ኣሕዋተይ!!!
@KebromNegasi
@KebromNegasi 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የእስምዓልና በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣባ ጳውሊ ምስ ኩላትና ይኹን ከምዚ ጌርኩም ገድለ ናይ ቅዱሳን ክተቕርብ ብተስፍ ንጽበ ብድጋም እግዝኣሄር ጸግኡ የእብዝሓልኩም
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-xf4tx9zw2i
@user-xf4tx9zw2i 5 жыл бұрын
* ኣሜን ኣሜን ኣሜን🌹🌹🌹☘☘☘☘☘☘☘ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ጽላት ልቦናና ይጽሓፈለና እግዝኣብሔር ኣምላክ ቃል ሂወት የስመዐልና √√√* 🙏✝️🙏💜💗🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️💒⛪💒⛪💒⛪💒⛪💒⛪💒⛪💒⛪💒⛪💒
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-id6ru4je2u
@user-id6ru4je2u 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ።እግዚኣብሄር በረከት ኣባ ጳውሊ ኣብ ልዕሊ ህዝበ ክርስትያን ይሕደር
@amelestsem2010
@amelestsem2010 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@user-vi4xm5wb9s
@user-vi4xm5wb9s 5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሕዋትና በረከት ኣቦና ጳውሊ በረከት ኣቦና ኣንጦንዮስ ኩሎም መነኮሳትን ያትን ምሕረት ጎይታናን ኣምላክናንን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ምስኩልና ይኩን
@nanyatheupy7909
@nanyatheupy7909 4 жыл бұрын
ቃል ሂዉት የስምዓልና ኣሕዋተይ በረከት ኣቦና ጵዉሊ ኩሎም መነኮሳት ምስ ኩላትና ይኩን
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና
@user-dr8gk3ij5x
@user-dr8gk3ij5x 5 жыл бұрын
በረከቶምን ረዳኤቶምን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ስለ ዝመሃርኩምናን ዝገሰጽኩምናን እግዚኣብሔር ኣዕዚዝሁ ይባርኩም የሕዋት።
@kokobteklit1535
@kokobteklit1535 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማልና ንሕና ድማ ካብቲ ትሕትኖኦም ተማሂርና ክንከይድ ኣምላክ ይሓግዘና ንሕዋትና ድማ ጸጉኡ ይብዛሓልኩም
@user-zp4kz6fg8j
@user-zp4kz6fg8j 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ በረኸት ሬዲኤት ናይ ኣቦና ፓውሊ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታታትና ኣዴታትና የካፍለና ቅዱስ እግዚኣቢሔር ኣምላኽና። ❤️ 💎💒💎❤️
@user-rx8hc1gn2b
@user-rx8hc1gn2b 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-nn4kq2he7d
@user-nn4kq2he7d 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ
@mulugetagebrhiwet5979
@mulugetagebrhiwet5979 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna egziabher xegu yebzhalukum
@simonabrehale604
@simonabrehale604 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና የሕወተይ ኣምላኽ ይባርኹም ይቅደስልኩም ኣምላኽ ቅደሳን ኣቦታትና በረኸት ረደኤት ኣይፈልየና ኣሜን
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 5 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና፡በረኸት ቅዱስ ኣቡነ ጳውሊ ይኽፈልና!!
@mulugietasolomun4598
@mulugietasolomun4598 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiewt yesmalena xgeu yebzahalkum yehwatey Egzabiher amlak nay agolgulote zbenkum yebark.
@Habteabgremay2023
@Habteabgremay2023 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣዉሊ ጾሎቶምን በርከቶምን ኣይፈለየና ንቦታትና ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኢግዝብሄር ኣምላክ
@selamteweldebrhan3260
@selamteweldebrhan3260 5 жыл бұрын
Amen kalehiwet yesmalna 👏🏽🙏🏽💒
@samuelweldegebriel1003
@samuelweldegebriel1003 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ተመስገነ ይኹን ኣሰሮም ይጥለል ኣቦታትና ፈጣሪ ካብ በርኸቶ የካፍለና፡ የሕዋትና ካኣ ኣምላኽ ጸጋ የብዝሕልኩም።
@hlinatesfay5598
@hlinatesfay5598 5 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 5 жыл бұрын
እንቆዕ ብድሓን መጻኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣማላድነት ናይ ኣዲና ቅዱስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከቶም ረዲኢቶም ናይ ኣቦና ጳዉሊን እንጦንዮስን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!
@yonastesfamaryam1347
@yonastesfamaryam1347 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna egzabhir bereketum ykfelen
@temesgengoytay1114
@temesgengoytay1114 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪ ንአምላኽ የክን ጸለት ኣቦና ጰውሊ ኣይፈለየና
@user-bf3de5bq5d
@user-bf3de5bq5d 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋን በረከትን ናይ ኣባታትንን እይፈለየና አሜን ፀጉኡ የብዝሕልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ክብራት እሕዋትይ
@ahadali2332
@ahadali2332 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወ ኣሜን ለይኩን ለይኩን ፀጋ በረከት ኣባ ጳውሊ ኣብ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን። ይኩን ኣሜን
@Quayside2127
@Quayside2127 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen amlak xegiu yebzhalkum fquratey nab nsiha zmels yu , bhaki meharn mesatn rika zeyxgeb.
@user-wg3pp1rl4p
@user-wg3pp1rl4p 5 жыл бұрын
amen amen amen berket aba pawli ayfeleyena xegua yebzahalkum fetari ahwat sleti zmaharkumna . amen(3)
@user-kx1jr4ev4x
@user-kx1jr4ev4x 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ጳውሊ ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏
@Xelyunselam92
@Xelyunselam92 5 жыл бұрын
ኣሜን በረከት ኣቦና ቅዱስ ጳውሊ ኣይፈለየና፡ብጸሎቶም ኣይፈለየና። ንዓካትኩም ድማ ኣቦታተይ እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሓልኩም። ንዓና ንደቅኹም ንምምሃር ኩሉ ግዝየ ትጉሃት ኩኑ ኣቦታተይ በረከትኩም ኣይፈለየና ።
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ቡርኩቱምን ጸሎቶሞን ኣይፍለይና ናይ ኣቦና ጳውሊ🤲🤲🤲
@nunichbins8346
@nunichbins8346 5 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmealna beajakum abatatey kemzi nay kalot ewn kdusan tarik bmelke film gerukum ente tekrblna neana abi rebhan ebyetn eu EGZABHIER asbkum yhabkum berketom nay abona Pawli ms kulatna ykun amen!
@samisami8412
@samisami8412 5 жыл бұрын
Amen amen amen kalehwet yesmealna ezigeabihar amlak tsegua yebzehalkum nayzom kudusan abotatnan bereket ayfeleyena nezom ab Libya zelew yhwatnan kea egzeabihar amlak mewaxeo yfterelom bdgam kalehwet yesmealna amen amen amen
@tesfutsegay8337
@tesfutsegay8337 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen bereketomn xelotomn ms kulna hzbe kristyan ykun
@frehiwettesfamikael5964
@frehiwettesfamikael5964 5 жыл бұрын
Amen (3) bereketom mes kulatna ykun neakum kea amlak yhagzkum
@wediaraya4968
@wediaraya4968 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም በረከት ረዲኤት ኣማላድነት ናይ ቅዱስ ኣቦና ፓውሊ ኣይፈለየና
@mussierahel6943
@mussierahel6943 5 жыл бұрын
Amen Amlak xegu yebzhalkum yehwat
@mihretubelay3956
@mihretubelay3956 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kuburat yehwatna nay zemenat admekum ybarkelka berkt qudusan abotatna ms kulatna ykun amen 🙏🙏🙏.
@azebdesta1080
@azebdesta1080 5 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmeana
@yemaneabraham376
@yemaneabraham376 5 жыл бұрын
ኣቱም ኩላትኩም ነዚ ቅዱስ ስራሕ ንኽትሰርሑ ዘብቃዓኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባረኽ ።ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም። በረከት ናይ ርእሰ ባሓታዊ ቅዱስ ኣባ ጳውሊ ምስኩላትና ይኹን
@sesentesfankal9924
@sesentesfankal9924 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ናይ ኣቦና በርከት የካፍልና ኢዝጋብሀር ኣምላክ ።
@user-es7ki9wp1c
@user-es7ki9wp1c 5 жыл бұрын
amen.amen.amen kale.hewate.yasmalen Nay.abaticenbarkaticwo.yederben
@rgatrgat3585
@rgatrgat3585 5 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna amlak nay abune Pauli nay kulom kudusan bereket yesatfukum 💖
@samrawitweldeab9444
@samrawitweldeab9444 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Egzabihar amlak xegueu yebzhalkum💒🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤
@blackboy8715
@blackboy8715 5 жыл бұрын
ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን ፍቅራት ክርስቶስ ናይ ኣቦና ጳውሊ በርከቶም ይክፈለና
@htdgyrdf158
@htdgyrdf158 3 жыл бұрын
አምላክ ዝተመስገነ ይኩን ፍቅራት ክርስቶስ ናይ ኣቦና ጳውሊ በርከቶም ይክፈለና👏👏👏
@user-sx7vb3vw1l
@user-sx7vb3vw1l 5 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓለና ምስ ኣምላኽ ምንባር መወዳድርቲ የብሉን ቃል ኣቦና ጳወሊ ፀጋ በረከቶም ኣይፈለየና።
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen gal hiwet yesmealna
@selamtigray3173
@selamtigray3173 14 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣባ ጳውሊ ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና🙏✝️⛪️
@habteabeyob7391
@habteabeyob7391 5 жыл бұрын
Amen amen amen berkuten rdetin ney abona pawel mes kulun kersten yekun amen
@semerekefela7477
@semerekefela7477 5 жыл бұрын
Amen amen amen berkuten rdetin ney abona pawel mes kulun kersten yekun
@tsigereda2299
@tsigereda2299 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna yehwat xegau yebzhalkum egzabhier mhretu ylakelna🙏🏻
@tesfamariam250
@tesfamariam250 5 жыл бұрын
ኣሜን ውህበት ጻጋ ቅዱሳን ኣቦታትና ይበርከናን የካፍለናይ ኣሜንን
@user-xh8um3vm9s
@user-xh8um3vm9s 5 жыл бұрын
ኣሜን (3) ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ቡሩኻተይ
@biniambrhane1550
@biniambrhane1550 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@silvanamihtsun4070
@silvanamihtsun4070 5 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna brukat yehwat Egziabher nay agelgulot zemenkum ybark bereket nay abona pawli ms kulna hzbe krstiyan ykun
@japanwedigoilj4399
@japanwedigoilj4399 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም
@gezana21
@gezana21 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጉልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልና ኣምላከ ሰላማ
@temesgenkaamlakey2293
@temesgenkaamlakey2293 5 жыл бұрын
Amen amen amen kali hiwet yesmealna egzabher Amlak xegome ayfelyena
@tesfitwedizaid2326
@tesfitwedizaid2326 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕና ጸሎቶምን ረደአቶምን ናይ'ዞም ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ንኩሉ ኣመንቲ ክርስትያን
@kibromaraya178
@kibromaraya178 5 жыл бұрын
Amen amen amen kal hwet yesmalna Abona admen tana yhebkum Amlak
@Milkias-gs5ru
@Milkias-gs5ru 4 жыл бұрын
በረኸት ቅድስ ጳውል ኣቦና ጸለቱን በረኸቱን ኣይፈለየና
@tesfaldetlegese4444
@tesfaldetlegese4444 5 жыл бұрын
Egziabher xegau ybzhalkum bereket kudusun abotatna yekaflena Amen !!!
@mesitesfi2486
@mesitesfi2486 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna berktomen rediatomn meskultna ykun fuqrat yhwatey
@samuelhayle6872
@samuelhayle6872 5 жыл бұрын
ኣሜን ((((3))))) ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ቡሩኻተይ
@habteslasetesfamikael1193
@habteslasetesfamikael1193 5 жыл бұрын
Amen amen amen qal hewet ysmaelna berket nay abona bawli ayfelyena mskulatna hezib krstian ykun amen (3)
@user-pt5od1gu9z
@user-pt5od1gu9z 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ጳውሊ በረከትን ረዲኤትን ምስ ኩላትና ህዝበክርስትያን ይኩን ኣሜን ፫
@user-qx7hz2hk6u
@user-qx7hz2hk6u 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና የአባታችን ብዊሊ በርከተ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@emeelohe
@emeelohe 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ቅዱሳን ልዑል እግዚኣብሄር ጸሎቶምን በተከቶምን ናይ ቅዱሳን ስድራ ክርስቶስ ቅዱስ ኣቡነ ኣባ ጳውሊን ኣቡነ እንጦንዮስ ኣይፈለየና፡ ጸሎታን በረከታን ናይ እመ ብርሃን ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም።
@fithawighile7727
@fithawighile7727 4 жыл бұрын
ጸሎቶምን በረከቶም ናይ ኣቦና ቁዱስ ኣቦና ጳውሊ ኣይፈለየና ኣሜን(3)
@bereketaraya9454
@bereketaraya9454 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Egziabiher amlak Nay zeben Agolguletkum ybarkelkum n ykedselkumn Behaki mesatit eye
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ፆሎቶም በረከቶም ናይ ቅዱሰ አቦና ጳውሊ አይፈለየና አሜን👏💒
@helenyonas5098
@helenyonas5098 19 сағат бұрын
ኦ ኣምላኽይ ናይዛ ኣለም ስግዊ ሓዲግና ናይለኣለም ሂወት ክንረክብ ደግፈና ጸለቶምን በረኽተሙን ይብጻሓና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ ኣምልክና ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅዱስ ኣቡነ ጳውሊ ናይ ኣቡነ ኣንጦንዮስን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን።
@wediyemanhayle8606
@wediyemanhayle8606 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ተራዳእነቶምን ጸለቶምን ናይ ኣቦና ጳዉሊ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን።
@rahwatesfamaryam6366
@rahwatesfamaryam6366 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen nay behaki qal hiwet yesmelna ❤❤❤❤❤
@Filipos610
@Filipos610 5 жыл бұрын
አሜን በረከቶምን ረዲኦቶምን ናይ ቅዱስ ኣቦና ጳውሊ ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን።
@mussieandebrhan1787
@mussieandebrhan1787 5 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna nay abon ጳውሊ xelotn bereketun ayfeleyena
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግለትኩም ዘበን ይባርኮ በረከትን ረድኤትን ናይ አቦና ጳውሊ ምስ ከላትና አመንቲ ክርስትያን ይኩን ፍቁራተይ
@myfamilyforever4378
@myfamilyforever4378 5 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna nay agolglot zebenkum ybarkelkum ahwatey🙏🙏🙏
@user-vr8om7sk7d
@user-vr8om7sk7d 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ጳውሊ በረከቶምን ረዲአቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን👏⛪️✝️💗
@filmontekle6398
@filmontekle6398 5 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋ ኣብ ሪእሲ ጸጋ የብዘሓልኩም ዝተረፉ መንፈሳዊ ፍልምታት ካኣ ከምዚ ገይርኩም ክትሰርሑ ኣምላክ ይሓግዝኩም
@ineedonlylove5472
@ineedonlylove5472 5 жыл бұрын
Amen amen amen qela hiwet yesmaeln 🙏🙏🙏
@fithawteokbazge9391
@fithawteokbazge9391 5 жыл бұрын
Amen amen amen Qalui hewata yesmalna yhawtay amlaka pgaou ybzhalkama
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 5 МЛН
تجربة أغرب توصيلة شحن ضد القطع تماما
00:56
صدام العزي
Рет қаралды 53 МЛН
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Circle?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 44 МЛН
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 114 МЛН
St Mary The Egyptian in Tigrinya Part_1
19:53
Eri Orthodox
Рет қаралды 38 М.
"ዲያብሎስ ዝእሰረሉ  ሸውዓተ ናይ ጸሎት ግዜያት"
21:42
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 57 М.
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 5 МЛН