ዶብና ብ ሓጹርን ፈንጅን ክሕጸር ኣለዎ ድዩ ? ወዱ ዓይኖም

  Рет қаралды 20,085

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Пікірлер: 492
@meronsat7665
@meronsat7665 6 ай бұрын
ሜሮን ሳት ካብዚ ዘላቶ ንምዕባይ ኣባላታ ኬንኲም ክትዳጋገፍዎ ትደሊዩ ኣብዚ ሊንክ ኣትኩም ኣቲኹም ክትድግፍዋ ትክእሉ። ኣቀዲምና ነመስግን ። kzbin.info/door/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQjoin
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 6 ай бұрын
እዚ ሊንክ ኣይከፍትን ኣሎ
@meronsat7665
@meronsat7665 6 ай бұрын
ክፍትኖ ጸኒሐ ይሰርሕ ኣሎ ፥ ምናልባት ደጊምካ እስከ ፈትን
@fitsummehari6894
@fitsummehari6894 6 ай бұрын
ሜሮን ነቲ ትሓቶ ዘለካ ሕቶ ብጽልኢ ህዝቢ ትግራይ ዝዓወረ ፖሎቲካ ትንተና ንክትንትን ብቅዓት ዘይብሉ ካብ ዓዲምካ መልሲ ምጽባይ ብብቅዓት ክትንትኑ ዝክሉ እንተትዕድም ጹቡቅ ነይሩ ብቁዕ መልሲን ብርዲእትን ምመለስዎ እቲ ሙሁር ትግረዋይ ውን ተሓቲቱ ልኡላትነት ሃገርና ብምክባር መልሲ ሂብሉ እዩ
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 6 ай бұрын
🇪🇷ኤርትራዉነት ኩኩር መንንነት። 🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንህዝቢ ኤርትራ። 🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ተጋደልቲ ሰማእታትን ስንኩላንን ኤርትራ። 🇪🇷A tribute and honor to the people of Eritrea. 🇪🇷Eternal memory and glory to the heroes and heroes of Eritrea's FREEDOM FIGHTERS
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 6 ай бұрын
መጸጽቲ ገምጥልዎ ገማጥልዎ ጥወይዎ ጠዋዉይዎ መጸጸጽ በሉ መጸጽቲ እቲ ዝተባሃለ ተባሂሉ እዮ ኣበይ ኣብዚ ገዛ
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 6 ай бұрын
ዋው ወዲ ዓኖም ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ብጣዕሚ ጹቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ አምላክ ፍልጠትካ የብዝሐልካ ኤሬትራዉነት ኩቡር ማንነት❤❤❤
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 6 ай бұрын
ናይ ባሐቂ ዶብና ክዕጾ ብኤሌትሪኽ ብፈንጂ ምሳኻ ይሳማማዕ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 6 ай бұрын
ትኽክል!!!!
@tesfuhabte4505
@tesfuhabte4505 6 ай бұрын
ብራዎ ውዲ ዓይኖም ንቁሕ ንኤርትራ ከማኻ ይብዙሗ
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 6 ай бұрын
ንፈንጂ መሕጸሪ ገንዘብ ሃባ ተዝባሃል ገዛይ ሸይጠ ገንዘበይ ምወፈኹ። ትግራዋይ መራሒ ጥልመቱ አሰልቺና ኢዩ። ትግራይ መራሕታ ካብ ምእማን ብዕራይ ጸባ ደሊኻ ምሕላብ ይቐልል። አንጻረይ ኣንጻር ወለደይ አሕዋተይ አንጻር ደቂ ሃገረይ አንጻር ኤርትራዊ አስላማይ ክስታናይ አንጻር ኤርትራውነትና ካብ አወጁ ክንምሕሮ አይግባእን፡
@weyniissac2053
@weyniissac2053 6 ай бұрын
ካበይ ከተምጽእ ዶንቆሮ ባሃም ሬሳ 💀💀💀💀🐖🐖
@militenegasi172
@militenegasi172 6 ай бұрын
ደንቆራ መዕበያ ዝበደሎ
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 6 ай бұрын
@@militenegasi172 ብፈንጂ ይታሓጸር ጥራይ አይበልኩን ነገር ግን ንሳልሳይ ጊዜ መቐለ ኬድና ነቶም ኤርትራዊያን ይጽነቱ ዝበሉ ወያነ ክንጅፍዖም ኢና፡ ተጸበይ
@mikael3245
@mikael3245 6 ай бұрын
​@@militenegasi172 ነቶም አብ ትግራይ ኮይኖም ለይትን መዓልትን ጽልኢ ቅርሕንቲ ክጉስጉሱ ዝውዕሉን ዝሓደሩን ዘለዉ ተጋሩ ኤሊትከ አይትዛረብዮምን? ንስኺ ግን ነዞም ንህዝቢ ትግራይ አብ ክንዲ ናብ ሰላም ናብ ዝገደደ ህውከት ዝመርሕዎ አብ ክንዲ ዓገብ ትብልሲ ተመሊስኺ ነቲ ግብረ መልሲ ዝህብ ኤርትራዊ ትጻረፊ አለኺ,
@Love_you_mo
@Love_you_mo 6 ай бұрын
@@militenegasi172wedi amenzra Tgraway kxent tray eu zelewo 😂😂😂
@user-hh2pk1nn9n
@user-hh2pk1nn9n 6 ай бұрын
መግለጺ ሲኢነሉ ኣገላልጻካ ወዲ ዓይኖም በሊሕ መንእሰይ ኢካ ሜሪ ካኣ ኣንበሳ ቆጹሎ ክምዝእታት ምርድእዳ ተምጾኦ ኣይተቆሩጾ❤❤❤
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@user-ht1hi9dd5b
@user-ht1hi9dd5b 6 ай бұрын
ያ ወዲ ዓይኖም ብጣዕሚ ደስ ዘብል መግለጺ
@user-ht1hi9dd5b
@user-ht1hi9dd5b 6 ай бұрын
ብጣዕሚ መግለጺኻ ይበል። ቀጽሎ ወዲ ዓይኖም ሐወይ
@halay4067
@halay4067 6 ай бұрын
ኣነን የሕዋተይን ካብ ሓንቲ እደን ካብ ሓደ ኣቦን ተወሊድና ነናትና መሬት ግን ኣለና።
@abrhamkidane4235
@abrhamkidane4235 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ናይ በሓቂ ዝድርበ ዘይብሉ ዘረባ ዩ ከማካ ትኽ ብትኽ ዘንቅሑ መንእሰያት እንድዮም ዊሒዶም ና ዘለዉ ቀጽሎ ኣይትታሓለል ንፉዕ ቅኑዕ√
@genettesfaslase6340
@genettesfaslase6340 6 ай бұрын
እወእ ዶብና ብፈጅ ክህጸር አለዋ❤❤❤
@user-ge9ut2uf5p
@user-ge9ut2uf5p 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና ኣንበሳ ወርሳይ ይካኣሎ ወራሲ ሕዲሪ ኣጆኻ ኣብ ጎነኻ ኣለና።መሮን ከኣ ብጣሚ ነመስነካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️💪💪💪💪💪 Eritrawinet kubur mennet deq hade libi alo ab kulu bota 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaygebru
@tsegaygebru 6 ай бұрын
ወዲ ኣይኖም ጽቡቕ ዘረባ ተዛሪብካ🇪🇷👍
@Titi-sx2wx
@Titi-sx2wx 6 ай бұрын
We love you my beautiful people 🇪🇷🫶🇪🇷🙏🇪🇷 Eritrea forever 💪
@alemmebrahtom3234
@alemmebrahtom3234 6 ай бұрын
ወድ ዓነም ኤሪትራዊ ምኸን የኹርዕ እበር ኣየሕፍርን እዩ ስለዝይ ክራዕ ተሓበን❤
@gerebrehanhadgu292
@gerebrehanhadgu292 6 ай бұрын
ይበል ሓስብ ወዲ ዓይኖም ሐላል ሕማቕ ዘወጾ ስብ ኢዩ
@habtomgirmay2046
@habtomgirmay2046 6 ай бұрын
ዛወዲ ሓሳብ ፈተዮ ቀጽሎ ዝዓርከይ
@andemariam1763
@andemariam1763 6 ай бұрын
This guy has a clear understanding. One he will win.
@ruthyemane2842
@ruthyemane2842 6 ай бұрын
ብጣማእሚ ንፉዐ እዚ ወደይ ! መንነትኩ ጥራይ ዐቅብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ruthyemane2842
@ruthyemane2842 6 ай бұрын
ጽልኢ አኮነን ዘለካ ናሐሳብ ለዉጢ እዮ ዘለካ ብጣዕ ጽብቅ ዕላል
@zowdi810
@zowdi810 6 ай бұрын
Yes 💯 it's right thanks my haro 🇪🇷 erterawe god bless to you ❤️ 🙏
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 6 ай бұрын
የቐኔልና ጽቡቕ ጌርካ ጌጋኻ ኣሪምካ ሜሮን ኣጉሂኻና ኔርካ ኢኻ።ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና በርትዕ❤
@user-zb1wt9xc7w
@user-zb1wt9xc7w 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ሓወይ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ❤❤❤❤
@christinemabratu5053
@christinemabratu5053 6 ай бұрын
አይተጋገየን አነ ከማን እታ ዶብና ክትህንጸጽ አለዋ አየ ዝብል ካብወሮ በላታት ምእንቲ ክንድህን🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@MahmoudBrihan
@MahmoudBrihan 6 ай бұрын
Thanks you brother fethawi brhane for sending our country eritrean first No matter what ! my pleasure to you brother
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 6 ай бұрын
🇪🇷ኤርትራዉነት ኩኩር መንንነት። 🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንህዝቢ ኤርትራ። 🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ተጋደልቲ ሰማእታትን ስንኩላንን ኤርትራ። 🇪🇷A tribute and honor to the people of Eritrea. 🇪🇷Eternal memory and glory to the heroes and heroes of Eritrea's FREEDOM FIGHTERS
@ldaachannel6101
@ldaachannel6101 6 ай бұрын
ሜሮን&ወዲ ዓይኖም ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ወዘተ ምስ ካለኦት ብሉጻት መንእሰያት ቀጽልዎ ክብረት ንስኻ ምምሳል ኢዩ ክብረት። ኣብታ ናይ ብፈንጂ ምሕጻር ዝበልካ ጌጋ የብልካን ወዲ ዓይኖም ምክብባር እንተ ዘየሎ ኪኖው ብዘረባ ብተግባር ኣይክተርፎን ኢዩ ስለዚ ብመንነት ካልእን ብሓሶት ዝኸይድ ዘሎ ኩልና ኤርትራውያን ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ጌርና ንሓዞ።እዚ ሻዕብያ እናበልካ ዓዘፍዘፍ ዶብ ይሃልዎ;ኤርትራውያን ውን ኣብ ፍትሕን ለውጥን ምቅዋምን ዝግበር ንሓቶ ንፍለጥ ብሰንኪ ሕቶና ዘይምፍላጥ ዝፍጠሩ ጸገማት ብሕጂ ውን ንተኣረመሎም ሓደራ እቲ ረዚን ታሪኽና ብሰንኪ ድኽመትና ዝኸፈአ ዘሕፍር ዛንታ ከይዝቶ ብፍላይ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣሰተውዕልካ ሰጉም ኤርትራ ህዝባ መንነታ ታሪኻ ሂወቶም ዝኸፈሉ ኣቦታት ኣደታት ነኽብር ስነሓሳበይ ዝባሃል ኣሎ ስነሓሳብ ኣብ ምታይ ይፍቀደናን ኣይፍቀድን ንፍለጥ ክብሪ ህዝብን ሃገር እና የዕነኻ ስነሓሳበይ ብትሪ ንኾንኖ ክኸይድ ዝጸነሐ ድኽመት ደንምበ ተቃውሞ ከምቲ መንግስቲ ሃገርና ክእረምን ደው ኢሉ ክሓስብ ደለይቲ ፍትሕን ለውጥን ብትብዓት ብሕጊ ብሓቂ ንመግቶም ንህግደፍን ን ኣንፈቶም ዘጥፈኡ ደምበ ተቃውሞን ሰሰናዩ።
@LidiaTeame-bx3nh
@LidiaTeame-bx3nh 6 ай бұрын
Wedi Aynom siq elka nab hagerka edka hab fetikum tselia Saebya niqdmit wetru Eritrea 🇪🇷 hagerey teqmerti nidhrit 😂❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ቡሱል ጂግና መንአሰይ
@lulaarefayne
@lulaarefayne 6 ай бұрын
ኣጆኻ ወዲ ዓይኖም ሓላል ከም ድላዮም ይውሰድዎ ንሕና አለና ኣብ ጎንኻ ኣይትግደሰሎም ❤❤❤❤❤
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 6 ай бұрын
መርሓባ ወዲ ዓይኖም ዓድነይ ጂግና ኤርትራዊ ከማኻዮም ዝድልዩና ብጣዕሚየ ዝሕበነልካ ጂግና ኢኻ ወዲ ዓይኖም ዓድነይ ጂግና ዩ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹😘
@how7454
@how7454 6 ай бұрын
ጽቡቕ ሓሳባት ኣለካ ወዲ ዓይኖም። ነሓድሕድና ዓቢ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ከምዘለና ርዱእ ኮይኑ፡ ክንሰማማዕ ከምዘይንኽእል (እንተወሓደ እብዚ እዋን) ንርኢ'ለና። መጀመርታ ናይ ምብህሃል ባህሊ ክነማዕብል ድሕሪኡ ክንዘራረብን ክንከባበርን ንኽእል ካብኡ ሓሊፍና ንለውጢ ክንሰርሕ ንኽእል። ነዚ ክንገብር ክንደይ ግዜ ከድልየና ኮን ይኸውን ። እዚ ንርእዮ ዘለና ነሓድሕድና ምትፍናን፡ ምትህርራምን እምበኣር ዝተርፈና ነገር ስለዘሎ እዩ። We are not mature to bring the changes yet. ርኢቶይ'ዩ።
@abrehett9078
@abrehett9078 6 ай бұрын
I like the way u explained❤🇪🇷🇪🇷🙏🏽
@lulaarefayne
@lulaarefayne 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ አገላልጻ ፍትሓዊ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤
@Asmara33213
@Asmara33213 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ሐላል ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጂግና ፡ ኣብ መትከሉ ኮፍ ዝብል!
@chosenone5355
@chosenone5355 6 ай бұрын
God bless this guy, well spoken and intelligent
@alganeshafewerqi1168
@alganeshafewerqi1168 6 ай бұрын
ዋዉ ሜሠር ወዲ ዓይኖም ብዲሓን መጸአኹም አጆኹም ደቅ ኤሬይ ሐራላላት
@user-ks1ge8jy2f
@user-ks1ge8jy2f 6 ай бұрын
ብጣዓሚ ጽብቅ ሓሳብ
@astierinarocketmailcom
@astierinarocketmailcom 6 ай бұрын
God bless you Berhane. Well spoken and totally agree with all your points 👍
@zowdi810
@zowdi810 6 ай бұрын
Wow 🇪🇷 🙏 👍 👌 👏 😍 🇪🇷 yes I am happy to you ❤️
@user-dg5ry8rh6u
@user-dg5ry8rh6u 5 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ናይ ብሓቂ ንፉዕ መንእሰይ
@JohnTesfagabir
@JohnTesfagabir 6 ай бұрын
ወደይ ንስኹም ጥራይ ድኣ ዘይተዕልሉ ኹሉ ግዜ ንዓኹም ክንሰምዕ
@freweyinimelake5309
@freweyinimelake5309 6 ай бұрын
ኢትዮጵያውነቶም አሚኖም ካብ ሕልሚ ወጽዮም ካብ ጥንቲ ናይ ሐሶት ጽውጽዋይ ወጽዮም ከም ዝኾነ አብዛ ዓለም ዘሎ ፍጡር ክነብሩ ክሐስቡ አለዎም ባሃላይ እየ።ምኽንያቱ አብዚ ይሕሸኒ ኢሉ ብምርጫ ዝተወልደ የለን።
@zowdi810
@zowdi810 6 ай бұрын
Yes you are right 🇪🇷 my haro 🇪🇷 erterawe god bless to erterawe people and to you 🇪🇷 🙏 ❤️ yes 🙏 ❤️
@Zeytenebemexhaf
@Zeytenebemexhaf 6 ай бұрын
ተጋሩ ጸረ ኤረትራዊነት እምበር ኤረትራዊያን ጸረ ትግራውነት ኮይኖም ኣይፈልጡን ሰለምንታይ
@berhaneberihuhadusberihu5271
@berhaneberihuhadusberihu5271 6 ай бұрын
ኣብ ህዝብና ጸገም ኣሎ መሪ ቁራጽ ቢዶን ቁራጽ ጽሕፉን ሰሚዖም ወዛዕትን ፈረድትን ይበዝሕ ምሉእ ቢዶ ካይሰምዑ ናብ ጸርፊ ዝኣትው
@SabaSium-hg8uw
@SabaSium-hg8uw 6 ай бұрын
I like you explanation.you’re so smart Eritrean to Eritrea
@helenyohannes4619
@helenyohannes4619 6 ай бұрын
I'm a real supporter of our government , right or wrong. But I hear you wedi Ayenom hawey wedi rimeyyy Eri shikor , you are the best 👌 👍 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 l hope we see you more .....
@semereabsemere2270
@semereabsemere2270 6 ай бұрын
Right or wrong you will be in Hell very soon Animal ane Gin I love my people and my country right or wrong
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 6 ай бұрын
እዛ ወዲዓይኖም ዝብላዘሎ ብትኽክል ሓቁ ኢዩ ጎስጉሶም ናብቃልሲ ክወርዱጌሮም ኒባዕሎም ካናዳከይዶም ኒዓይወዲ ዓደያሎ ኢትዮፕያ ዝወረደ ባዓል ክፍሎም ኒባዕሎም ኒካናዳይኸዱ ኒሰብ ሰዲዶም ደቂ ገርሂልባ ሓንቲማዓልቲ እዉንትኹን ግልጽ ኢሎሞም ኣይፈልጡን ወዲዓይኖም ትኽክል ኢዩ ዚዛረቦ ዘሎ❤❤❤❤
@adyamteklay4121
@adyamteklay4121 6 ай бұрын
Wedi Aynom jigna huzbun eritreawi ika emo kexilo I proud of you so keep up wedi erey ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👈
@senaitg3377
@senaitg3377 6 ай бұрын
Thank you so much for this great program ❣ . Yes, you are right ✅ that we need electrical walls on the board , so the lovely 😍 Eritrean people ♥❤ can live peacefully ❣🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❣
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om 6 ай бұрын
Both of you are very excellent Eritrean youth.❤
@eliaskeleta1342
@eliaskeleta1342 6 ай бұрын
ኣታ እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ እሞ ጸላእትና ፈጂ ከይትረግጹ ኣስተዉዕሉ :
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 6 ай бұрын
واد عينوم بطل الله يحفزك ♥️💪🇪🇷💕🇪🇷💪♥️💪🇪🇷💕🇪🇷💪♥️💪🇪🇷💕🇪🇷💪♥️💪🇪🇷💕
@elsaabraha478
@elsaabraha478 6 ай бұрын
መሮን ወደይ፡ ጽቡቕ ጌርካ ነዛ መደብ ብምቕራብካ፡ እዚ መንእሰይ ብጣዕሚ ንፉዕ ምዃኑ ክዕዘብ ጸኒሔ ክሳብታ ናይ "ፈንጂ" ትመጽእ (ካልእ ሰብዩ መሲሉኒ ኔሩ ምኽንያቱ እታ ሽዑ ዝርኣኹዋ መልክዑ ኣብ ርእሰይ ተቐሪጻ እያ ጸኒሓ መስለኒ) ኣነ ኣብ ገለገለ ኣጋጣሙታት ስምዒት ዝፈጥረለይ ኩነተ ህላወ ኣሎ ኣብታ እዋን ወዲ ዓይኖም ኣብ ገጹ ካብ መጠን ንላዕሊ ናይ ሕርቃን ምልክት ኔሩዎ፡ እዚ ዓይነት ኩነተ ኣተሃካልዋ ግን ኣብ ሓደ ተቓላሲ ኣድማዒ ክኸውን ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእልዩ፡ ተቓለስቲ መንእሰያት ናይ ዕጉስነት ባህርያት ከማዕብሉ ይግባእ ንሱ እዩ ዕዉት ክገብረካ ዝኽእል። እዚ መንእሰይ ንዓይ ክልተ ዝተፈላለዩ ሳባት ክርኢ ጌሩኒ ምኽንያቱ ኣብዚ ገዛኻ ብህድኣት ቀሪቡ ስለዝርኣኹዎ፡ ንብሎን ንኾኖን ምምእዛን እቲ ቀንዲ ኣብ ዓወት ከብጽሓና ዝኽእል ኩነተ ኣእምሮን ነርእዮ ነጸብራቕንዩ መንገዲ ዓወት።
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 6 ай бұрын
አምበሳ ውድዕይንም ዕድመ ይህብክ ሜሮን እኳ ዘዳምጸካ አይመስለንን።
@robielmichael7141
@robielmichael7141 6 ай бұрын
Bravo wedi aynom and thank you meri
@helenyohannes4619
@helenyohannes4619 6 ай бұрын
Wedi rimeyyy Shikor ❤ eritrea is for eritreans only and God bless our people and our beautiful country.. right or wrong with my people and with my country ❤❤❤eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Wedi Ayenom true eritrean bless you
@user-ut6pr8vt7d
@user-ut6pr8vt7d 6 ай бұрын
እንተ ዳኣ ከምዚ ኣብዚ ኣኼባ ዝተዘረበ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ተቐብልዎ ሬቶ ኣይ ኮነን ፈንጂ ክተኽሎሉ እና ሕጂ ዊን ከም ጎሬቦት ተኻባብርና ክኒነብር ግን መርሓባ እዩ መልሰይ ብወገነይ❤ወዲ ዓይኖም ካኣ ካብ ስምዕት ወጽኻ ተተዛርብካ በልኽ እኻ ቀጽሎ❤
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 6 ай бұрын
ናይ ቢሓቅ ጂግና ዋዲ ዓይኖም ሓላል ጹቡቅ መልስ ዘይቲካኣኣል ኢንተዳ ኮዪንካ ኩሉ ግዜ ዶብካ ቢደም ካብ ቱሑሉዎ ቢፈንጂ ታኽልካ ቃሲንካ ሚንባር ሚባል ኣበኡ አቲጋጋ ዘይ መረቱን ኤረትራ ንክትህሉዎ ዘይደሊ ግና ኣብ ዝደለዮ ዪጥምዚዞ
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ማለት ወርቂ ሰንሰለት: ናይ ብሓቂ እዝኖም ደጊፍካ ኣስሚዕካዮም እዚ ምሳኻ ዘሎ ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴል ንባዕሉ ነቶም ታሪኽ ዝሰርሑ መራሕቲ ከነኣእስ ዝውዕል ለኽባጥ ስለዝኾነ ካባኻ ብዙሕ ክመሃር ዩ።
@harerta20088
@harerta20088 6 ай бұрын
እወ! ሕጂ ውን ብፍቅሪ ክንነብር ካብ ዘተካእለ፡ ዶብና ብፈጂ ከሊልና በቤትና ንንቅመጥ።
@teklele8442
@teklele8442 6 ай бұрын
አትም ሰብ ግደፉና ትግራይ ንተጋሩ ግደፉና በጃኩም አይናይ መራህትኩም ብልሽዋት
@eritrea63
@eritrea63 6 ай бұрын
ጽቡቕ ገሊጽካዮ ኣለኻ ወዲ ዓይኖም ኣንቅሓዮም ነዞም ንቕሓት ጎዲሉዎም ዘለው መንእሰያት ኤርትራ
@xaka5505
@xaka5505 6 ай бұрын
😂
@RuthRobin-li6bc
@RuthRobin-li6bc 6 ай бұрын
HGDEF live forever still going Strong🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💓💓
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ወርቂ ዝኮነ ሰብ (ወዲ ዓይኖም ሓላል) ኣብ ፈይስቡክ ጥራይ እየ ዝፈልጦ ኔረ ክብረት ይሃብካ ንዓድኻ ብምፍቃርካ ንሜሮን ቀዘዝ ኣቢልካዮ ሜሮን ካባኻ ብዙሕ ክመሃር ይጽበ እዛ መትከል ኣልቦ ሙዃን እንተገደፋ ሓንሳብ ምስ እንዳ ገረማርያም ሓንሳብ ምስ እንዳ ካሕሱ ይኸውን
@amannguse
@amannguse 6 ай бұрын
Bravo wedi aynom xbuk tezaribka xfuf hasab kulu hasabey kemenatka eu ezi eu kea eti haki
@desalegnkeleta2902
@desalegnkeleta2902 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fq3ec2sz6s
@user-fq3ec2sz6s 6 ай бұрын
I support this idea
@alemmebrahtom3234
@alemmebrahtom3234 6 ай бұрын
ወድ ዓነም ዘረባ እተይ የውጽኦ ኣመርካ ደባ ሓጽራ ስራአል ደባ ሓጽራ ኔሪትራ የነውረላ መለት ድዩ በዓለም ሕጽርዎ ይብልዎ ኣለዉ ዝተረፈ ዕም ዝበለ ይተሓገም
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 6 ай бұрын
Wedeaynomn Merin kebtom tesfa zelekum ekum qexlwo hzbkum gosgusu hzbkum ytefe eu zelo ❤❤❤❤❤❤
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጂግና ኤርትራን ኤርትራውያን ጥራይ ኢያ። ሜሮን ግን ስለምንታይ ኢካ ሓደ ሓደ ጊዜ ምስ ትግራይ ትከውን ኣብ መትከልካ ገጥ በል ኣብ ኤርትራውነትካ ከም ዚ ናይ ወዲ ዓይኖም ጂግና ምስ ኩሉ ተጋሩ ፍትን ንፍት ትኽ ኢሉ ይዛረብ ካብ በዓል ወዲ ዓይኖም ን ተጋሩ ሰጥ መጥ የብሎም መኽንያቱ ኤርትራዊ ኣይፈራሕን ኢዩ ሓቂ ስለዝኮነ ኢዩ ወዲ ዓይኖም ሓቂን፡ቁኑዕ ፡ መስተውዓልን ስለ ዝኮነ ኤርትራዊ ኣጆካ ቀጽሎ💪💪💪🫶👌👌👌🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪። ፡❤❤❤❤።ሜሮን ግን ጥኽ ኢልካ ንበዓል ቱፓኽ እቲ ሓቂ ዝይ ትነግሮ እንድሕር ሓቀኛ ኤርትራዊ ኢንተኮንካ❤❤❤❤
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 6 ай бұрын
Yess!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብፈንጂ ክንሓጽሮ ኢና።!!!
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 6 ай бұрын
እቲ ፈንጂ ኣብቲ ዓሌትካ ክንተክሎ ኢና ባርያ ኢሰያስ መክኑድ።
@user-zm7kz5eu7p
@user-zm7kz5eu7p 6 ай бұрын
kido emo teklwo
@weyniissac2053
@weyniissac2053 6 ай бұрын
💀💀💀💀🐖
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 6 ай бұрын
@@EriHome-fu2zq ጉዳይ ኤረትራ ኢዩ። ትግራይ ክኣ ኣካል ኢትዮጵያ ኢያ። ከሰላ ክኣ ኣካል ሱዳን ኢያ። ናይ ሃገርና ክኣ ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ እንተ ደሊና ብወርቂ እንተ ደሊና ብፈንጂ ክንሓጽሮ ኢና። እንታይ ትሓርቁ ደቃሉ🐒 ድኹም🇻🇳🐍ጸገምኩም ከከከከከከከከከከ
@militenegasi172
@militenegasi172 6 ай бұрын
ኣቲ ፈንጂ እቶም ንዓካ ብስነ ምግባር ብዝጎደሎ ኣተዓባብያ ዘዕበዩካ ስድራ ክትጠፍእሉ ኢኩም
@user-iw4ti6qi9x
@user-iw4ti6qi9x 6 ай бұрын
ብመጀመርታ ጽቡቕ መደብ፡ሜሮን ሓንቲ ሓሳብ ክህበካ፡ ብዛአባ አዚኣ አቲ ትግራዋይ ዝበላ ዘረባ ዳኒ ወዲ መምህር ኣብ ማህደርና ሜድያ ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዋ ኣሎ።በጃካ ተኪኢልካ ን ዳኒ ኣምጺካ ኣዘራርቦ።ናይ ሓደ ወገን ጥራሕ ኣረኣኢያ ክትረኢ ቅሩብ ክብድ ይብል።አቲ ወዲ ደሓን ዝኮነ ሓሳብን ትንታነን ኣለዎ።
@mniyamozeraihamas5427
@mniyamozeraihamas5427 6 ай бұрын
Wedi aynom hero we love ✊️🇪🇷✊️🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅☝️🙋🏻‍♂️
@michaelabebe1216
@michaelabebe1216 6 ай бұрын
ኤርትራዊ ኣምሰሉ ሃገር ።
@Halamadr146
@Halamadr146 6 ай бұрын
መሮን ኣይበለን ድዩ ኢሞ ዶብና ብሓጹር ኢሉ ኢዩ ሕጂ ጋል መንገድ ኣይትድለ ዘረባ ከይወጸ ክትጥቀቀሉ ኣለካ ሕጂ ናብዚ ናብዚ ኣይትበል ፡ሓጻር ኢለ ኢየ ሶሪ ኢያ መልሳ ሓውካ ኤርትራዉ
@user-zb1wt9xc7w
@user-zb1wt9xc7w 6 ай бұрын
ዓጋመ ምጽላእ እንታይ ሓጢኣት ኣለዎ
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ናይ ፖለቲኣካ ዓቕሚ ኣለዎ ብጣሚ ጽቡቕ መግለጺ ሜሪ ቀጽልዎ
@petrosdawit5499
@petrosdawit5499 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 wedi Aynom love from Germany
@user-zb1wt9xc7w
@user-zb1wt9xc7w 6 ай бұрын
ጌጋ ሕቶ ጽልኢ ትግራይ ኣለካ ድዩ? ዓጋመ ብግብሮም ይጽልኡ ደመኛ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ እዮም። ኣጆካ ወዲ ዓይኖም
@saron-si5ym
@saron-si5ym 6 ай бұрын
Gohaf meakorka be haxer hexero Gasch barka awaledekum awedatekum Gasch barka tebehalu ne kuluna hezbe Eritrea 🇪🇷 axerefekumuna derbayat sedemaweyan
@lulamozulo5358
@lulamozulo5358 6 ай бұрын
Haka i ka Wed ajnm zblkajo. Hgwen. Mizaw dob 👍👍👍👍👍👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼🙏❤️
@alexanderhabte1648
@alexanderhabte1648 6 ай бұрын
ዓይኖማ ስዮማ Bravo👏👏
@abebaderar8298
@abebaderar8298 6 ай бұрын
ህግደፍ እንተ በልኩ ህግፍ አሕዋተይ እዮም በሎም እንይ ኢኹም ትፈርሑ አይ ውዑይ አይ ዝሑል አይትኹኑ ዕድል አይትሄብዎም እወ ዶብና ክሕጸር አለዎ ኬብዞም ሐሳዳት ከማን ነዕርፍ አታ ለብሙ በጃኹም ብሰንኪ እዞም ጎርቤትና እዩ ሽግር ዝመጸና ዘሎ ጉድ እኮ ረኺብና እዞም አወዳትና እኮ ተኸኽ አቢልኩምና
@user-fq3ec2sz6s
@user-fq3ec2sz6s 6 ай бұрын
Yes hatsur yedli eyu ❤❤❤
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 6 ай бұрын
ሐንቲ ካብዞም ሐሳዳት ክትፈልየና ትኽእል ሐጹር ብዃረንቲ ወይ ፈንጂ ምትካል እዩ
@akiyor3615
@akiyor3615 6 ай бұрын
ንስካ ከ በየን ክትኣቱ ዋላስ ኣንጭዋ ኮንካ ኢካ ክትኣቱ ደሊካ ምስ ተሓጸረ😢
@abibabraham8763
@abibabraham8763 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጀግና
@Mendelaye
@Mendelaye Ай бұрын
I like this guy very true fetwaye
@tesfahiwetwedikeshi8599
@tesfahiwetwedikeshi8599 6 ай бұрын
Kulu nkitgebr akimni bsletn eyu zhatit slez kemzi kemakum busulat koynom ksab zeyterekebu kedenay kaysemekum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbielMo
@AbielMo 6 ай бұрын
ያ ወዲ ዓይኖም ኣስሊ I like you❤ and mieri❤❤❤
@salamahbareu1700
@salamahbareu1700 6 ай бұрын
ብዛዓባ ህዝብይ ትግራይ ክትዛረቡ ብቅዓት የብለክምን አበይ ናርክም
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 6 ай бұрын
ዶብ ናይ እሜሪካን ሚክሲኮን ብክቢድ ሚሊተሪያ ብድሮን ብስታላይት እዩ ዝሕሎ ንሕና ኤሪትራውያን ካኣ ዎላ ሰላም እንተኮነ ነዞም እትዩጹያ ተጋሩ እምሓሩ ዝብሃሉ ዓዲ ልክዕ ክምኡ ኡና ክንገብሩ ንዘልኣለም ምስ ቁርዲዳት ዘይናቶም ዝሓልሙ ክንኣምኖም እይንክእልን ኢና ንሕና ሓድሽቲ ውለዶ ብፍላይ እቶም ለካብጥ እክላባት ትግራይ ትግራዮም ይከዱ
@futsumamare9074
@futsumamare9074 6 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ወዲ ዓይኖም፡አቲ ትብሎ ዘለኻ ናይ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ ዘይ ልወጥ መርገጽ"ዩ።ቀጽሎ ድማ ፡ነቲ ሽርሒ ናይ ተጋሩ መታን ኣሕዋትና ክርድአዎ ግን ቀጻሊ ኣብ ሚድያ ምቅራብ ከድልየና ከምዃኑ ፈጺመ ኣይስሕቶን'የ።ጥቅሚ ሚድያ ብግቡአ ስለዝርዳኣኒ።ነገርና ደልዮማና ከምዘለዉ ኩሉ ኤርትራዊ ክግንዘቦ ኣለዊ። 14:04
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 6 ай бұрын
ጂግና ወዲ ዓይኖም ንሳ ኢያ እታ ሓቂ እዚ ኢካ ብሉጽ ሰብ ኢዩ ዝሓስቦ ❤❤❤❤❤❤❤ እቶም ብተጋሩ ተከፍሎም ኣጀንዳ ናይ ተጋሩ ኢዩ ።
@user-ly1sf7yd1i
@user-ly1sf7yd1i Ай бұрын
❤❤❤❤❤ nnay klitekum hasab zeydgif seb wexa hbireteseb aertira zeyegedso eyu bzkone gna nkulu bsletn awimn wesan eyu nsu msizey twinin dew elka mhsabni regeka mzrabn muruz zere nkitzer yekeleka❤❤❤❤❤❤
@user-fv9eu5is1q
@user-fv9eu5is1q 6 ай бұрын
Wed aiynom jgna ❤❤❤
@user-yy6wf3ot2i
@user-yy6wf3ot2i 6 ай бұрын
Wedi aynom abey nierka bteami ika dongika bteami bluxn xbukn zereba thank you meri & wedi aynom halaln
@osmansilan1572
@osmansilan1572 6 ай бұрын
Wedi Aynom hawuna bravo❤❤❤
@user-ln5nw4hi4f
@user-ln5nw4hi4f 6 ай бұрын
ሜሮን እቲ ዝዝረብ ተዛሪብዎ እዩ ንሕና ከኣ ሰንድናይ ኣለና፡ ምክንያቱ ኣብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ስለ ዝነበርና፡ ንሱ ስለ ዝበለ ዝመጽእ ለውጢ እኮ እንተዛየለ፡ ዋግኡ ንክንህቦ ኢና ሒዝናዮ ዘለና፡ ሓደ ይኩን ሓደ ዝተዛረቦ ሒዝናዮ ኣለና፡ ዝተዘርአ ዘርኢ ከኣ ሓረስታይ የዓጽዶ እዩ፡ ስለዚ ንዝዘርኦ ዘርኢ ንምዕጻው ድልው ይኩን ጥራይ
@segeneasmara596
@segeneasmara596 6 ай бұрын
እዚ ወዲ ዓኖም ብጣእሚ ንፍእ እዩ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ኣጆኹም ልቢ ግበሩ ነዚ ፍያካ topak ኣባርርዎ ከይጠውየኩም
@redseastockcoininvestment
@redseastockcoininvestment 6 ай бұрын
ሜርን ኤርትራዊ ኮይኑ ን ኤርትራውይን ክሓትትን ሞራላውን ሕልናውን ሕጋውን ዘይብቈዕ ገረቤት ዓዲ እገለ ተዋልደ እናበልካ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓመታት ወያነ ካድርነ ዘገልገልካ ዓይኒ ዓራት ስለዝኾነ ወዲ ምልሻ ስርናይ ክልል ትግራይ ኣተሓሳስባኻን ሕጂስ ይኣኽልካ ሰፍሰስካዮ ደም ሕጂ ናይ መንነት ዋንነት ኣቲና ኢና ዝብሃል የለን ኢትዮጵያዊ ኢኻ ቅድሚ ሒጂ ክንዲ መልጎም ማዕተብ ኣርማ ንብረት ደቀባትን ሓርበኛታትን ክትታል
እዚ ጉዳይ ኣብ ኣስመራ ዝተመረቀ'ዩ።
38:04
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 14 М.
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 32 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 157 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 49 МЛН
ዘተ ኤሪትራውያን #eritreatiktok #eritreanmovie#eritreanguayla
1:24:34
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 23 М.
ዮአዳን (ክፍል 24)
32:41
ለዛ
Рет қаралды 217 М.
መደብ ብጋህዲ
3:56:21
Monicawit NEBELBAL MEDIA
Рет қаралды 14 М.
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 32 МЛН