ዶክተር ደብሪጭ ሽማግለታት ልኢኹ፥ ናበይ ኮን ይኸውን፥ ብዛዕባ ቢኒያም ዝተሰምዐ ሓድሽ ሓበሬታ፥ ኤርትራ ናበይ ገጻ እያ!!

  Рет қаралды 12,820

EriVoice-ኤሪቮይስ

EriVoice-ኤሪቮይስ

Күн бұрын

Пікірлер: 45
@EriTesfu
@EriTesfu 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤ብጣም ደስ ኢሉና ናይ ህዝብና ሓጎስ❤❤❤❤
@bsrattesfay2104
@bsrattesfay2104 2 ай бұрын
ኤርታራ ህባን መረታን መንግታን እግዛብሄር ይባርኽ።
@bbnaam9220
@bbnaam9220 2 ай бұрын
WOW AB ADNA TENHLU KNDEY XBUQ NERU QUDUS QNI QENINA MAY AYAJEBOM N ERITREAWIYAN MKANA YEHEBNENA AMLAK NKULU HZBNAN MERYETNAN YBARK❤🎉❤🎉❤
@LemlemHagos-z7s
@LemlemHagos-z7s 2 ай бұрын
bini haben hager xeba Asriuna deki Ereyyyy🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hansgebre2712
@hansgebre2712 2 ай бұрын
ጽ ቡ ቕ ሓ ቤ ረ ታ ን ትን ታ ነን 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kalidali2547
@kalidali2547 2 ай бұрын
God bless Eritrea
@meronzafier5563
@meronzafier5563 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 2 ай бұрын
Gdefa dea guday kal kal tbel kulom neana ayerbhunan eyom.
@nigistiteclai4957
@nigistiteclai4957 2 ай бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@HabtegabarGhide
@HabtegabarGhide 2 ай бұрын
yess 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 2 ай бұрын
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@salinahabte4975
@salinahabte4975 2 ай бұрын
ንፋዕ በርትዕ
@nakfadenden5904
@nakfadenden5904 2 ай бұрын
Erey forever ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@lemlemberhe1005
@lemlemberhe1005 2 ай бұрын
🎉❤❤❤
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 2 ай бұрын
Merhaba ❤❤❤❤❤❤❤
@fanusgezanaadeya3087
@fanusgezanaadeya3087 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asterkidane3093
@asterkidane3093 2 ай бұрын
እውሀት ሐው ይእትዎም በቲ ክፍኡ ተግባሮም ንኤርትራ ፈሕ ከብሉ ዓመታት ሰራሕምሉ ግን ኩሉ ናብኦም ተገልቢጡ ብንያም ዓወት ዘይተሐጎሱ ገደል ይእተው🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MekonenKahsay-f4b
@MekonenKahsay-f4b 2 ай бұрын
አታ ደንቆሮ ገና ፋሕ አቢልና ሰሪና ክትርኡዋ ኢኩም ደቂ ተረፍ መረፍ ደቃል ጣልያን ንሕና ተጋሩ ሓደ ልብና ሓደ ቋንቋናን ንፀለእትና ዱማ ብሓዊ ንልብልቦ ከም 40000ሰ ራዊት ሻዕብያ
@yiho3837
@yiho3837 2 ай бұрын
ኩሎም ይቦንቁሶም ርጉማት ሐሰውቲ ሰረቑቲ መታለልቲ ሀደምቲ
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 2 ай бұрын
I was in Asmara Eritrea they told that ወያነ is dead long- long time ago.
@SelemonGebir
@SelemonGebir 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@fitsumghebreselassie9600
@fitsumghebreselassie9600 2 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🍀🙏🙏🙏🙏
@mesfinteklemariam2207
@mesfinteklemariam2207 2 ай бұрын
ዝኸበርካ ኣቕራቢ እዚ ሚድያ እዚ ርክብ ኣለዎ ዶ ይኸውን ምስቲ በላይ መንገሻ ዝብሃል ጸላኢ ዝተቐየረ ጉሐፍ?
@EriVoice43
@EriVoice43 2 ай бұрын
ዝኸበርካ ተኸታታሊና፥ እዛ ሕቶ እዚኣ ካብ ብዙሓት ትመጽእ ብምኳና ጥቅልል ኣቢልና ክንምልሳ፥ እዚ ኤሪቮይስን ኤሪቮይስ ኒውስን ዝብል ቻነላት፥ ብኤርትራውያን ጉጅለ ምሁራት ዓውዲ ጋዜጠኝነትን ታሪኽን ዝምራሕን ዝዳሎን እዩ፥ ስለዚ ምስ ዝኮነ ኣካል ርክብ ዘለዎ ኣይኮነን!! ስለ ሕቶኻን ኣኽብሮትካን ኣዚና ነመስግን!!💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RahawaRahawa
@RahawaRahawa 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉
@astermogos3105
@astermogos3105 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@yonastedros613
@yonastedros613 2 ай бұрын
🇪🇷✅💋✅🥰🥰🇪🇷 abet ewe asmera wekiba naeka ka blbi eye zdnklqeka btaemi abesa hageru
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 2 ай бұрын
To Eritrean government (ሻዕብያ): No matter what do not trust to ወያነ : & their bosses.
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 2 ай бұрын
Merhaba Des zebl zena❤️🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@brhanetsigehalslasetsige576
@brhanetsigehalslasetsige576 2 ай бұрын
Donakur Mahra kinday Ndehrit Melskumuna sport Ms plolotca kulu mis polotica baka nhenxat mehbale Aythasbun?
@BelulHayle
@BelulHayle 2 ай бұрын
ኣታ ሓወይ ብዛዕባ ጸገም ተዛረ ተዛረ ብዛዕባ ሃገር ግና ዝኮነ ሰብ ፍቅሪ ሃገሩ ንህዝቡን መዳርግቲ የብሉን።ኣበይ ኮይንኩም ኢኩም ብዛዕባ ጸገማቱ ሃሲብኩም ትፈልጡ ናብ 0 ወሪዳ ዘላ ሃገር ሲ እቲ ካብ ዓለም ወላ ተተባህለ ኣብ ጸላም ዝነብር ዘሎ ህዝቢ መን ዲዩ።ኣብ ዋጋ ዘይ ረክብሉ ኩባንያታት ህግደፍ ደሙ ዝኩዕው ዘሎ መንእሰይ መዓስ ኢዩ። ።ሂወቱ ክምስረት ከምዚ ከማካ ናጽነት ሓርነት ከስተማቅር ባ ሕሰበሉ ።ኣብ በረካታት ለይትን ቀትርን ብዘይ ዕረፍቲ ከርተት ዝብል ዘሎባ ሕሰብ።ኣነ ኣጸቢቀ ይፈልጥ ኢየ ።ዕድሉ ኢዩ ከም ትብሉ።ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘሎ ኮሙኡ ከም ትብሉ።
@TacHaile
@TacHaile 2 ай бұрын
I love your show but what did with the flag is no acceptable. Flag suppose to be pure
@adakashay6058
@adakashay6058 2 ай бұрын
Is not that Bini with his glory’s he had destroyed the federation and slander against Eritrea 🇪🇷
@meronzafier5563
@meronzafier5563 2 ай бұрын
Kulom hade eyo zetemahre seb yeblan eza gorobietna ...
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ግቡእ ናጽነቱ ምስ መግዛእቲ ኢትይዮጵያ ብረታዊ ቃልሱ ክጅምር ከሎ ምናልባት 3 ሚልዮን'ዶ ነይሩ ይኸውን? ምኽንያቱ ኤርትራ ኣብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ስለዝነበረትን ብልክዕ ስለዘይፍለጥ ዝነበረን። ህዝቢ ኢትዮጵያ ግን ኣብ'ቲ እዋን'ቲ 80 ሚልዮን እዩ ነሩ። ስለ'ዚ ብዝሒ ህዝቢ ዘይኮነስ፡ ንምንታይ ትቃለስ ኣለኻን? ሕቶ ቃልስኻ'ከ ንሓቅነቱ ህዝቢ ኣረጋጊጹ ይፈልጦ ድዩ? ነዚ ኣርጋጊጹ ክቃለስ እቲ ህዝቢ ዝተዳለወ ድዩ? እዩ'ቲ ብቕዓትን ክትዕወት ምዃንካን ዘረጋግጽን። ሕጂ ካኣ ህዝቢ ኢትዮጵያ 120 ሚልዮን እዩ ዝባሃል። ህዝቢ ኤርትራ ግን ኩሉ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ባዕሉ ልዕሊ 6 ሚልዮን እዩ። ሓሰውቲ ወያነ ግን ኤርትራ ሰብ የብላን እዮም ዝብሉ። መን ድዩ ዳኣ ንወያነ ስዒሩ ክሳብ ንኢትዮጵያ ዘድሓነን? ጅግና ሰራዊት ኤርትራ'ዶ ኣይኮነን ኣንቱም ሓሰውትን ጽሉላትን ወያነ።
@galweyenti8890
@galweyenti8890 2 ай бұрын
ባራዩ ጉዳይ ዓድካ ዘይትገብር
@SmeeraSam
@SmeeraSam 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 91 МЛН
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 16 МЛН
S2E20፥ ፍጥጥ ኣቢ ኣሕመድን ጀነራላት ትግራይን
THE HORN POLITICS MEDIA NETWORK
Рет қаралды 807
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 91 МЛН