DW International ትግርኛ ዜና ሰዓት

  Рет қаралды 2,828

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Пікірлер: 29
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤ጌታቸው ይምረሔና ዝብል መንእሰይ የለን ግዝአት ትግራይ ካብ ወረርቲ ነፃ ይውፃእ እዩ❤ዝብል ዘሎ ህዝብና መንእሰይና
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤ፃዳቃን ብዛዕባ ግዝአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ምምላስ አጀንዱኡ አይኮነን አጀንዱኡ ለውጢ እዩ የሕዝን❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤ብልፅግና ጆኖሳይደር ባንድ ምዕፋን ክሕይል ይግባእ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ ግዝአት ትግራይ ን ዝተማዛበለ ህዝብናን ከይተመልሰ ሰራዊት አይንብትንን ዕጥቂ አይነውርድን እዩ ግን ጌታቸውን ፃድቃን ጆኖሳይድ ዝፈፅመ መከላከያ ብልፅግና ናብ ትግራይ ይፅውዑልና አታ ሰብ ዶ የለን❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤ፃድቃን ብዛዕባ ተማዛበልቲ ህዝቢ ምምላስ አጀንዱኡ አይኮነን አጀንዱኡ ለውጢ እዩ ስብሰባ እንዳበለ አጀንዳ ህዝቢ አቅጣጫ ምቅያር እዩ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ ዝተማዛበለ ህዝብና ይመለስ እዩ ። ጌታቸውን ፃድቃንን አብ ለውጢ ዝብል ክልተ ዓመት ስብሰባ እናዳበሉ አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ አቅጣጪኡ ቅይሮም አብ ዕንክልል ክብል ህዝብና ግዜ የቃፅሉ ድሌት ፅላእትና የተግብሩ በቃ በቃ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ ወርቂ ማአድን ብሚሎን ዶላራት እንዳተዘርፈ ህዝቢ ትግራይ ብጥሜትን ሳአን ሕክምናን ዝሞት ሕጊ ዘክብር አብ ትግራይ ተቀባልነት ዓቅሚ ዘሎዎ ይምረሔና እዩ አይካአልካን ስልጣን ልቀቅ እዋይ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤እዞም ኩሎም ተሰብሲቦም ዘሎው ኮንቱ እዮም በለካ ለክዔካ አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ መቀየሪ እዮም ። አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ ግዝአትና 48% ሚኢታዊ ዝተወረ ን ዝተማዛበለ ህዝብናን ይመለስ እዩ ግን ልሕልሕቲ እያ እዛ ጥያቄ ሕማሞም ለውጢ እዩ የሕዝኖ ምድረ ኮንቱ መንቱ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ ለውጢ አይኮነን ። ግዝአት ትግራይ 48% ሚታዊ ዝተወረ ብጨካናት ይመለስ እዩ ጌታቸውን ፃድቃን ተከተልቶምን አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ አብ ሎውጢ ዝብል ክልተ ዓመት ግዜ አቃፂሎም ብስብሰባ ምንም ከይሰርሑ ንህዝቢ ትግራይ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤አቢይ አህመድ ክበልዔኩም እዩ መራሕቲ ፖሎቲካ ውድባት ትግራይ ን ንህዝቢ ትግራይ ከፅንት እዩ ምክንያቱ መንእሰይ መራሕትና ከይትንከፉ ኢሉ መስዋእቲ ዝከፍል መንእሰይ የለን ተስፋ ቆሪፁ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ጥቅሚ ዝሰርሕ አመራራሓ የለን ክልተ ዓመት ሙሉእ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤አጀንዳ ህዝቢ ይቀድም ስልጣን ይፅነሔልኩም ለውጤ ይፅነሔልኩም ግዝአት ትግራይ ዝተወረ አምልሱ ዝተማዛበለ ህዝቢ አምልሱ ።ዝዝረፍ ወርቂ ጠጠው አብሉ ።በቃ ፃድቃንን ጌታቸውን ተከተልቶምን አጀንዳ ህዝቢ አንገብጋቢ ገዲፍኩም ለውጢ እንዳበልኩም ሓድነት ትግራይ አይትበትኑ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤ፃድቃን ን ጌታቸውን ተከተልቶምን ዘገድሶም ለውጢ እዩ ግዝአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ዝተወረ አይኮነን ። ዝተማዛበለ ህዝቢ ናብ መረበቱ ምምላስ አይኮነን። ❤ንምንታይ ዘይእሰሩ ወይ ብክብረቶም ስልጣን ዘይለቁ ቤተሰቦም ምከርዎም መሪሩና እዩ በቃ ከይንጨካከን ❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤መስዋእቲ ዝከፍል መንእሰይ የለን ንመራሕቲ ትግራይ ኢሉ አቢይ አህመድ ከበልዔኩም እዩ ምክንያቱ ንስልጣን ለውጢ አጀንዳ እንበር ግዝአት ትግራይ ን ዝተማዛበለ ህዝብን ከተምልሱ ክልተ ዓመት ሙሉእ አጀንዳ ጌርኩም ጥቅሚ ህዝቢ ትግራይ አይጠቀምኩምን እንድያው ግልግል እዮም ዝብሉ ዑራቆትኩም ትወፁ አለኩም❤
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤መራሕቲን ሙሁራትን ትግራይ ስሮሖም ዘረባ ስብሰባ እዩ አብ መሬት ወሪዶም ፅግም ህዝቦም ክፈቱሑ አይረኤዮን ክልተ ዓመት ሙሉእ አይሰርሑ አየስርሑ ሕንበለል ክብሉ ህዝቢ ትግራይን መሬቱን ሸጦሞ 100% ግን ሰብ ድዮም ብሓቂ ?❤እዋይ ጉድ
@lchiasfha-lx6cs
@lchiasfha-lx6cs 18 күн бұрын
ዝተቃወመ ሕቶዘልዐለ አብሕፃፅን ከባቢኡን ምእሳሪን ምዐፍንን ከፈቲ ይሞታ ኣለዋ በጃኹም ጠጠዉ ኣብሉልና
@getachewwork5480
@getachewwork5480 18 күн бұрын
ምልክት አልቦ ምምህጋር
@zameerhagos7972
@zameerhagos7972 18 күн бұрын
እዚ ካሕዳም ጀነራል ክጥየቅ አለዎ።
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 18 күн бұрын
Mehayem!
@zameerhagos7972
@zameerhagos7972 18 күн бұрын
ንምታይ እዩ ኩልሻዕ መንግስቲ ዝብል ግምት ዘይብል እዚ ጀነራል?
@TesfayKahsay-n7e
@TesfayKahsay-n7e 18 күн бұрын
ናይዙይ ሲራ ተጠያቂ ቀንዲ ተዋሳኢ ናይ አለም ቡድን ናይ ህዝቢን መርየትን ትግራይ ደምን ምአድንን ምጢጦም ዘይፀገብ ወንጀለኛታት እዮም እዚኦም ግብእ ፍርዲ እንተዘይ ተዋሂብዎም ትግራይ መፍትሒ አይትረክብን
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 18 күн бұрын
❤TDF እንታይ እዩ ስርሑ ? ንምንታይ ወርቂ ምዝራፍ ህዝቢ ትግራይ ብከሚልካ ካንሰር ናይ ህዝቢ ትግራይ ቀፃላይ ወሎዶ ክህሉ ሱቁ ኢሉ ዝሪኢ አመራራሓ የለን ጦጦው ዘየብሉ ? በቃ ትግራይ ሰብ የብላን የሕዝን እዋይ ?❤
@Yirgalem-tp8rk
@Yirgalem-tp8rk 18 күн бұрын
መሬት ኣይኾነንድዩ እቲ ዝዓበየ ናይ ልኡላውነት መግለፂ ።ብቐጣን ፈትሊ ውዕል ፕሪቶሪያ ዝተንጠልጠለት ርክብ ኢትዮ_ትግራይ ኣሻብኩም ኢኹም ንመሬት ትግራይ ከም ድሌቶም ክገብሩ ከመይ ፈቒድኩሙሎም? ።እዚ ሃፍቲዚ ናይቲ ኸባቢምበር ብዘይ ፍቓድ ህዝቢ መንግስቲ ክእዝዘሉ ምግባር ንህዝቢ ዘሎ ንዕቐት እዩ ዘርኢ። ካሊእ መሬትና ከይተመልሰ ሓረስታይ ሓሪሱ ከይበልዕ ብኬሚካል ንክብከል ዕድል ምፍጣር እዩ ዝኸውን ዘሎ።ኹሉ ምስተፈትሐ ናብ ስሩዕ መንግስታዊ መሓውር ኣብ ትግራይ ደው ምስበለ ርክባት ኢትዮጵያን ትግራይን ምስተጀመረ ክነርክበሉ ይመስለኒ ።ሪፈረንደም ከይተኻየደ መኣድን ትግራይ ንምጉሕጓሕን ንምብላፅን ዝግበር ሻማሻማ ይመስል።
@StehaiGebreselassie
@StehaiGebreselassie 18 күн бұрын
Bejakum ab hzby gony kunu.
@ramadanali4556
@ramadanali4556 18 күн бұрын
Fake news
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 18 күн бұрын
666 midya
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
DW International ሰማዒ ዝሰኣነ ድምፂ ተመዛበልቲ
4:12
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 1,1 М.