DW International ዋዕላ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ሙሁራትን ሰብሞያን ትግራይ ኻልኣይ ክፋል ፣ 09 ነሓሰ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

  Рет қаралды 3,555

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

#dw #International #tigray
#ዋዕላ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ሙሁራትን ሰብሞያን ትግራይ
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Пікірлер: 19
@bisratabraham1421
@bisratabraham1421 26 күн бұрын
እዞም ተጋሩ ብትግርኛ ጥራይ መግለፂ ክህቡ ዓመቅሚ የብለመን :: አምሐርኛ ወይ እንግሊዝ ትግርኛ ዝኸእል ትግራዋይ አይረአኹን ::
@aregaiw
@aregaiw 26 күн бұрын
ወሳኒ ርኢቶ ካብ ሓደ ተሳታፋይ ፣ ኣብ ፅንተት እንዳሃለና ድሕሪ ፅንተት ምባል እንታይ ኣምፆ? ይቅርታ፣ አብዝእዋን ዚ ናይ ዚ አኼባ አጀንዳ ረብሕኡ አይተረደአንን።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 25 күн бұрын
ናይ ስልጣን ምምጣል ናይቶም ላዕልዋይነት ክረጋግፁ እዩ እዛም ሐስውቴ ረብሕእም ህዋሕት ምጥፍእ እዩ ብቆንቆኡ ዘይኽርዕ ምሆራት ምኻኖም ክፍልጡና እንጌሌዜኛ ብምዝራብ እዩ
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 25 күн бұрын
Zkeberka hzbn mengstn tigray slam ms mengstn hzbi Eritrea gberu selam gberu mknyatu kab selam mekseb enber ksara yelen please 🙏 hzbi tigray selam ydeli alo ksab meas kunat were kunat yakl entay ekum merahti tigray 1 million menesey tigray atfiekum s entay ktdegmu ekum simon kab Eritrea 🇪🇷 💪 💪
@henokGoyitom
@henokGoyitom 26 күн бұрын
This Is What Tigrai Need !! Not The congress of Corrupted Tplf Officials !!!
@arcominnab2871
@arcominnab2871 26 күн бұрын
ትግራይ ኣዲ ገባር ን ውጽዓት ያ ስለዚህ መንግስታ ድማ ብውጽዓት ዝቆመ ክኸውን ኣለዎ። ትግራይ መንግስቲ ብዓብይ ኣህመድ ደመወዝ ተቀበልቲ ኣይትመሃዳደርን። ትግራይ ቅድሚ ፮ ኣመታት ባእላ ንባእላ ተመሃድር ነይራ። ኢዚ ስንኩል ውላድ ድማ ተማሂሩላኮስ ሀዚ ህዝባ ፈቆዶ ፋህ ብትን ኢሉ ኣብ ድንኮናት ዝንበር መንግስቲ ወጊኑ ይዛረብ ኣሎ።
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 25 күн бұрын
💪🏽
@belesti9388
@belesti9388 25 күн бұрын
GSTS, ንምንታይ እዩ ናይ ትግራይ ባንደራ ኣብቲ ኣዳራሽ ዘይረአ ዘሎ? ብትግራዋይነቶም ድዮም ዝሓፍሩ ዘለዉ ወይ ንPP ምሕጏስ እዮም ደልዮም?
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 25 күн бұрын
@aregaiw
@aregaiw 26 күн бұрын
መሕፈሪ፣ ሊሂቃን ትግራይ ዘለኣለም አብ ክልስ ሓሳብ ክማጎቱ ይነብሩ ንህወሓት ክረግሙ ጥራሕዩ ስርሖም። ክሳብ ሎሚ እዚኣ ትባሃል ንሕ/ሰብ ዝረብሕ መፍትሒ ከምፁ ግን አይካኣሉን።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 25 күн бұрын
ትክክል እዩ እዛም ሐስውቴ ዐበይት ካብደ እብ እዋን ፃንተትና ተሐቤኣም ነይሪም ህዝ ህዝባዌን ክኻን ዝፍቶና ብሐይል ስልጣን ክምንጥሉ ዝፃዕሮ ዕሳባት እዩም ሕዝውን እዝ ሃተፍ ዝብልው ዘለው ፀገም ዛምፃእውስ ህዋሕት እያ እዩ ዛሕዝን ንሐውም ካጥፎእ ዝፃዕሮ እዩም
@almazadamu9175
@almazadamu9175 25 күн бұрын
እቶም ስባት ህዋሕት እምሄራ ንክትደራጄዩ ፍቄዳ ትግርኛ እምሄራ እዩ ዝክተለኻ ዝስእንኻ እት ትብላ ሐቅ ስለዜብልኻ እዩ እታዐሳባ
@user-st6lh6hi8j
@user-st6lh6hi8j 25 күн бұрын
Bandatat
@SladjanMilenkovic-d5f
@SladjanMilenkovic-d5f 26 күн бұрын
ትግራይ ምሁር አይስአነትን አብ ዚ አኬባ 70% ደቃሉን ስላህ ኢሎም ቀደም ዝአተው ጃዊሳ ከም ፈርሲ ጌታቸው ረዳ ቤተስብ ዛጊድ አብርሀ ኩሌኩም GSTS መን ዝወከለካ ናትኩም እብየት ንትግራይ አይንደልን ትግራይ ናይ ባእላ ሙሁራት አለዉዋ አብትበፅዎ የለን ድምፂ ወያነ ንመን ተገልግል አለካ ንጃዊሳ ጌታቸው ስነስርአት ድምፂ ወያነ ናይ ተጋሩ እያ ናይ ጃዊሳ አይኮነትን 😂😂 150 አመት ዘይፈተንዎ ተንኮል የለን አይካአሉን ተመሳሰሲሎም አትዬሙና ካሊእ ባንዴራ ትግራይና ዘይብሉ እቲ ተንኮል ርዱእ እዩ ፀገም ትፈጥሩ አለኩም ብአድና ዝመፃና ግንባሩ ምክፋት
@almazadamu9175
@almazadamu9175 25 күн бұрын
ትክክል እዩ ህዝብ ትግራይ ዴሜኽራሴ ዐፄም ናብ ሽዋ ክውስደን ዝደሌዩ ናቶም ራብሕ ዛቅዳሙ መሕፍርቴ
@SladjanMilenkovic-d5f
@SladjanMilenkovic-d5f 25 күн бұрын
@@almazadamu9175 አብ ህዋህት ሀንቲ ፀገም የለን ተኩላ ፅንፈኛ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይኮነንን 100% ካፍተም. ቀደም ኣላህ ኢሎም ዝአተው ንአላማጣ ስአብቱ ውን ታይ በሊኦም ንሽዑ ክወስድ ሽዋም አይአዶምን ፈሊሶም ዝመፁ ካብ የመን ኡማን ሳውዲ ስሀራ ተዋቂእዎም አቢዶም ገና አይረሳእናዬን ጌታቸው ረዳ እዚ አስጊ ስርቂ ናይ ረዲኤት እክሊ ሀፂን መፂን ካልእን ጉዱ ከይወፅእ አምሲሉ ዝገርም ንህዋህትና ክብትን ዝገርም እሞ ካብ ተባእታይ ደርሆ ፀባ ይህለቡ ነዚ ፈርሲ ግንባሩ ክፈርስ አለዎ
@almazadamu9175
@almazadamu9175 25 күн бұрын
መሕፍርቴ ምሁራን እብ ልዕል ሐውኹም ብዜይ እግባባ ክብ ህዝብ ግራይ ስልጣን ንምምጣል ላዕልን ታሕት ትብሉ ምምራራ እምበር ምስራሕ እልው ዝኻንኹም ዱኹማታ እግዚአብሔር ምስትውዕል ይፍጠርልኹም ሐሳዳታ
ስታሊን በወቅታዊ ጉዳይ
ADWA TIMES አድዋ ታይምስ
Рет қаралды 353
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 6 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН