DW International እዋናዊ መግለፂ ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ 20 ሓምለ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

  Рет қаралды 85,423

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

#dw #International #tigray
#እዋናዊ መግለፂ ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dimtsiweyan...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Пікірлер: 686
@samcity7267
@samcity7267 2 ай бұрын
ዶ/ር የዋህ እና ለሕዝብህ ሞች እንደሆንክ አዉቃለሁ የትግራይ ሕዝብም ያዉቃ ግን ብልጠትና እርሰ በእርሰ በመሳሳብ ጠላትን በግድ አትጥሩ የበግ ፖለቲካ አሰቀሩ ተባበሩ ሰለ ትግራይ ሕዝብ ጥቅምና ህልዉና እንዲያሰቡ ከእልህ ዉጡ ትግራዋይ በተለይ በፖለቲካዉ ዙሪያ ያላቹሁም ልብ ግዙ ባካቹ !!!
@TsegaNegash-q9u
@TsegaNegash-q9u 2 ай бұрын
Jegna ! He made it clear. Now the people of Tigray have a choice to follow the right direction .
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
I agree with your comment
@SABABEYENE-ol5yi
@SABABEYENE-ol5yi 2 ай бұрын
ደብሪፀይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪 አቅላምምምምም ወዲ አበይቲ አክሱም ፅዮን ማርያም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ምሰ ሙሉእ ብፁትካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አይትፈለየኩም ትግራይና❤💛💋 ካብዳግም ጦርነት አምላከ ቅዱሳን ይሰውራ🙏❤❤❤❤💛❤💛❤💛❤💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 ай бұрын
Brave people have great leader like Dr. Debretsion.
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Yes
@user-dk9of1ok1n
@user-dk9of1ok1n 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@ሩሁብመርሃዊ
@ሩሁብመርሃዊ 2 ай бұрын
ልተኸበረ ጠቕላይ ሚኒስተር ክትብል ተለኻ የሕምመኒ ።ጠቕላሊ ሚኒስተር ጥራሕ በል ወይም ልሓሰረ በሎ እምበር ልኽብሪ ኣይበቅዕን
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 2 ай бұрын
That is the point thank you Dr debretsion
@user-ei7zk3wv4f
@user-ei7zk3wv4f 2 ай бұрын
በሮትዕ ኦጀኻ🙏
@gebrialaboy7610
@gebrialaboy7610 2 ай бұрын
ዘይፀገብካዮ ደም ተሪፉ? ቆራዲድ ደደቢት
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 2 ай бұрын
Dr Debretsion thank you for all that you do to preserve Tigray
@SiemGeri
@SiemGeri 2 ай бұрын
Aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa
@mulutsegaye
@mulutsegaye 2 ай бұрын
አብ ጎንካ አለና ደብርፅ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
ጎንኻ ሳኣን ርኹስ
@Gebrewmichael
@Gebrewmichael 2 ай бұрын
ንህዝቢ ትግራይ ክትብሉ ተስማዕሚዕኹም ስርሑ ሓደራ።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 ай бұрын
አይመለከትህም አረብ ግን ከየትኛው ነህ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ የመን ስሀራ በገባህበት ውጣ አታስፈልግም ተኩላ አሳማ አትምጡብን የግርድና ስራ የለንም😂😂
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ ንከልአይ ወሎዶ አጆኻ በርትእ እታ ቅንእቲ ልብኻ እካ ተአክል እግዚአብሔር ፅምእኻ የርዊየካ ሰብ እንተኸድአ እግዚአብሔር ምሳሃ ይኹን !!!
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
​@@abebakebede1270 I like your comment. Amen to that your prayer
@mulutsegaye
@mulutsegaye 2 ай бұрын
ደጉተር ንበረልና ❤🎉
@user-zz7bc4su7i
@user-zz7bc4su7i 2 ай бұрын
The best leader of Tigray kubor Dr Debretsion go head and lead our people down the right path as you have your whole life! God bless you!
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 2 ай бұрын
ይቐንየልና
@EtopiQwert
@EtopiQwert 2 ай бұрын
ጅግና
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 2 ай бұрын
ነፃነት ን ትግራይ ✊✊
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam 2 ай бұрын
ብአል ቅዋም ወዲ ስብ❤❤❤
@amarechhaileselassie8793
@amarechhaileselassie8793 2 ай бұрын
% ትክክል!!
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 2 ай бұрын
Debirtsey Wedi Hzbi👍👍👌💛❤️
@mulutsegaye
@mulutsegaye 2 ай бұрын
አጀካ ጀግና ደብርፅ ❤ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንካ አሎ ተረድኡና አሎ ባንዳታት አለዉ
@soud986
@soud986 2 ай бұрын
ህወሓት ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@TheBerihu
@TheBerihu 2 ай бұрын
You are right ;all should be done based on the agreement reached in Pretoria.
@hardsg
@hardsg 2 ай бұрын
Nothing will happen.tplf TDF have officially become abiy's bitch.😂😂😂😂
@BrightFutureHealth-ui8wl
@BrightFutureHealth-ui8wl 2 ай бұрын
Desi abona❤
@RrrJhj
@RrrJhj 2 ай бұрын
ህወሓት.ነንባዕልኩም ክፍተት ክህሉ የብሉን ንፀላኢ መእተዊ እዩ እዙይ ንኮን ንምንታይ
@KahsuAmare
@KahsuAmare 2 ай бұрын
ጅግና ኣያና ሓቂ ይስዕር❤❤❤❤
@Samera1967
@Samera1967 2 ай бұрын
ደብሪፅ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfalemteame5881
@tesfalemteame5881 2 ай бұрын
ዘሎ ምዕባለታት ብእዋኑ ንህዝቢን መንግስቲ ግልፂ ብዝኮነ መንገዲ እንድሕር ኣባፅሕኩሙዎ ካብ ምድንጋር ከም ዝድሕን ፍለጡ ኩሉ ግዜ፡፡ ትግራዋይ ሓድነቱ እንተሓልዩ ክቡር እዩ፡፡ ሓድነት ዝሽርሽሩ ነገራት ካዓ ኩሉ ትግራዋይ ክቃለስሉ ኣለዎ፡፡ ክፍፍል ሃፍቲን ስልጣን ብመዓረ ክህሉ ምውሳን የድሊ፡፡ ልዕልነት ሕጊ ይሃሉ፡፡ ኩሉ ነገር ምስ ግዜ ክመሓየሽ ኣለዎ፡፡ ኣብ ህፃናት ይሰራሕ፡፡ ኣብ ትምህርቲ ይሰራሕ፡፡ኣብ መንእሰይ ይሰራሕ፡፡ ጠንቂ እዚ ኩሉ ካዓ ግዕዝይናን መትከላቱን ምኳኑ ክፍለጥ ኣለዎ፡፡
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 ай бұрын
የቀንየልና ኹቡር ሐው ደ/ር ደብረ ፄዩን እግዚአብሔር እምላእኽ ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስደራኻ ያሃብኽ ወትሮ ተጋደላይ እግዚአብሔር ምእንተ ህዝብ ትግራይ ክብል እማንጎኻም እህን ምህን ይፍጠርልኹ ፃዕርታት እውን ግበሩ ብ እግዚአብሔር ሐይል ንኩል ህዝብ ስላም ይፍጠረሉ ድቤሪፄ ቀፅለሉ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
I like your comment
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 2 ай бұрын
ፕሪቶርያ ዝፈረመ ህወሓት እዩ ስጋዕ ኹሉ ፀርዩ ስጋዕ ናብ ቦቱኡ ዝምለስ ህወሓት ክልዓል ወይም ክም ብሓድሽ ክምዝገብ የብሉን ዝፀንሐ ውድብ ንምንታይ እዩ ክም ብሓድሽ ዝምዝገብ ወይ ክባረር ዝድለ ዘሎ ኣብይ ተደራዳሪ የብለይን ክብል ስለዝደለየ ንህዝቢ ትግራይ ሃም ድሌቱ ክገብር ስለዝደለየ ጥራሕ እዩ so እዚ ውድብ ናይ ህዝቢ ትግራይ አዩምበር ናይ ኣብይ ኣይኮነን ኣብዚኣ ምፅራይ ተድሊ
@TsegayAraya-o3t
@TsegayAraya-o3t 2 ай бұрын
ደፂ ጀግና
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 2 ай бұрын
We proud of you Dor Debertseon God bless you 🙏 ❤️ 💖 🙏 ❤️ 💖 🙏 ❤️ 💖
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam 2 ай бұрын
ክብረት ይሓብካ🎉🎉🎉🎉
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ай бұрын
Debrits the real person am so proud of you 👏 🥰 ❤❤
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 2 ай бұрын
Debris Nay kalay meraf jegna edmen tenan yhabka nberelna❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
@TesfayAssefa-d7t
@TesfayAssefa-d7t 2 ай бұрын
ማስተዋልና ሰላም በማሀላችሁ ይኑር ለዚህ ሰላማዊና ጀግና ለሆነ ህዝብ !!
@teklemariame264
@teklemariame264 2 ай бұрын
ካብ ዉዕሊ ፕሪቶርያ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ዘሎ ከይዲ ኣፈፃፅምኡ ድኽመቱን ጥንካረኡን ብደምቢ ዘነፀረ ፣ ምስ ጉባኤ ተተሓሒዙ እዉን ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ፣ሰፊሕ ገምጋም 'ዉን ዘተኣናገደ፣ ካልኦት ትካላት ከም ጀነራላት 'ዉን ሓዊሱ ሰፊሕ ገምጋም ተገይሩ ኣብዚ ደረጃ 'ዚ በፂሐ ስለዚ እቲ ኸይዲ ዝሓሸን ግልፅነት ዝፈጠረን ንቀፃሊ 'ዉን ተኾነ ለዉጢ ኸምፅእ ዝኽእልን ምዃኑ ... ዝሓሸ ግልፅነት ፈጢርካልና ኣለኻ ሐዚ እቲ ፀገም ኣብ መን ኣሎ ንምግማት ኣየፀግምን።
@GebreMebredWediMebred
@GebreMebredWediMebred 2 ай бұрын
በላዒ ሰብ
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 ай бұрын
Dr Debris ayoka bertie hadinetna hizna likdmit 👍👌💪
@mulutsegaye
@mulutsegaye 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ተረድእዎ አሎ አጀካ ደጉተር ደብርፅ ❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Ewo
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 2 ай бұрын
Tegaru jeganu Ajokum Agzabiher msakum ykun selam yewrdelna fetari ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
1200አንድ በአንድ ታወቀዋለህ ራስህ ስለፈጠረካቸው ነው የምታውቃቸው
@zenebetesfai9910
@zenebetesfai9910 2 ай бұрын
Thanks Dr Debretshion, 🙏🌹💪💛❤️ ትግራይ ትስዕር 🙏🌹💪💛❤️
@HagosGere-vl8dh
@HagosGere-vl8dh 2 ай бұрын
ቀይዲ በተኽ ኣካይዳ ኣብ ዘይምልከተካ ናብ ሚድያ እና ወፃኣኻ ዝግበር ዘሎ ስዕረትካ ናይ ምጉልባብ ሽፋን ክእረም ኣለዎ፡፡ ምስ ህወሓት ንቕድሚት !!
@AshebrWeldegebreal
@AshebrWeldegebreal 2 ай бұрын
በጀኩም ነዚ ህዝቢ ሕሰብሉ ኣብ ዕንክሊል ኣየንብሩና። ፀላእትና ሰባት ኣይኮኑን
@HoHo-bp6tx
@HoHo-bp6tx 2 ай бұрын
ንአብይ አሕመድ ዝሰግድ ትግራዋይ የለይ .....ሕድሪ ስዉአት እዉን ንሱ አይነበረን👈
@weldesemayatseyoum7591
@weldesemayatseyoum7591 2 ай бұрын
This is very good 🙏🏿
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
አንቱም ነባራት ነብሪ ይብላዕኩም እቲ ሥልጣን ንመንእስያት አረኩብ ስብ መልክዕኩም ክርእይ አይድለን እዩ
@Goytahaleqa
@Goytahaleqa 2 ай бұрын
ደብርፅ ጅግና
@tesfayegebru5803
@tesfayegebru5803 2 ай бұрын
Jegna abonaa Selam netigray
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 2 ай бұрын
Selam nahagerna selam nihizbna selam ni tigray amen❤💛❤
@harusemret8272
@harusemret8272 2 ай бұрын
Ajoka bal qunue metkel haqina resu zamen wedi hezbi,hadra syem mesfn,hadra abay xahaye ,hadera asmelash weldslase ,hadrakulom swuat bxotka alka,hanti gen ket erm zlwa tqlaynister abi ilka xwayo👍👍
@tilahuntsige5187
@tilahuntsige5187 2 ай бұрын
Good interview Dr.
@BK-gd8rw
@BK-gd8rw 2 ай бұрын
good to see u Dr in such clear speech ❤❤❤❤❤
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r 2 ай бұрын
The real elected president of Tigray. You are a man of principles and a true son of Tigray, its organization TPLF. I salute you, sir! Long Live TPLF the safe guard and savior of Tigray.
@Mhalt-m7h
@Mhalt-m7h 2 ай бұрын
💛💛👏
@gebrehiwotteklay7670
@gebrehiwotteklay7670 2 ай бұрын
Ajoka debrits 🎉🎉🎉
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
ብቃህ አንተ ማሀይም ጌታቸው ይምራል የናንተ ጭንቅላት ድንክ ነው
@عليسلمان-ق9ز7ص
@عليسلمان-ق9ز7ص 2 ай бұрын
ካብ ዝፎትዮ መራሒ❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Me too
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 2 ай бұрын
በርትዑ እዚ እዩ ንትግራይ ህዝቢ ዝጠቅም ድሓር ኹሉ ነርክበሉ ኢና 🙏
@wediadi6788
@wediadi6788 2 ай бұрын
ኮሚተ ቁጽጽር ዝበሎ፣ ከም ዝተረዳኣኒ፣ እቲ ጉባኤ፣ ናይ ቅድሚ ሕጂ ውን ከይተረፈ፣ መን ንመሪሕነት ይጥቆም፣ መን ይምረጽ ዝብል ወሰንቲ ሕቶታት ቅድሚ እቲ ጉባኤ ምክያዱ፣ ብሰበይ ሰብካ፣ ብጉጅላውነትን ኢዩ ዝውሰን ኢዮም ኢሎም። ካብ ከምዚ ዓይነት ውዱቕ ኣሰራርሓ ንውጻእ ኢዮም ዝብሉ ዘለዉ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
I watched the interview with commissioner Teklay, but he is lied to us. Everything, he said was lie.
@AmanuelAyelign
@AmanuelAyelign 2 ай бұрын
ደብሪጸይ ጅግና❤❤❤
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
አንተም አስረክበህ ጥፋ
@tomytk6430
@tomytk6430 2 ай бұрын
ደስ ዝብል መግለፂ, ግልፅነት ዘለዎ 👍
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Ewo
@hardsg
@hardsg 2 ай бұрын
😂😂😂
@hanafkr8237
@hanafkr8237 2 ай бұрын
አረ ደብፅ ነዙ ሕሳር ሰብኣይ ከብር ኣይትበል ገለ ህዝብካ ገለ ዓይነት ይስመዐሎ
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 2 ай бұрын
@mulutsegaye
@mulutsegaye 2 ай бұрын
ጅግና ደብርፅ ❤
@benyamasgdom4722
@benyamasgdom4722 2 ай бұрын
Well done.
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 2 ай бұрын
ኢዚ ለማሰ ግዝያዊ መንግስቲ ክልተ ዓመት እንታይ ይሰርሕ ነይሩ? በተለይ ገሊኦም ከብዳማት አባላት ሽግግር መንግስቲ ብሂዝቢ ትግራይ ደም ዝቀለዱ ብኸብዶም ዝሐስቡ ብሕጊ ትግራይ ይጠየቁ። ደብሪፅን ብፆቱን ንኸብዳማት አሚንኹም ሰኽ ከይትበሉ ከየብልዑና ሐደራ።
@angesomhagos300
@angesomhagos300 2 ай бұрын
ለቁማፅ ሓሳዊ 2 እመት ዶ ይበልፅ ካብ 27 አመት
@greattigray5290
@greattigray5290 2 ай бұрын
ኪብዚ ከብዳም ንዓቀብ ከብዳም የለን ዙ ኩሉ ሚልዮናት ኣጥፊኡ ን ኣብዪ ኩቡር ጠቅላይ ሚኒስተር ዝብሎ ኮ ከብዳም ስለዝኮነ እዩ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 ай бұрын
@@angesomhagos300ንጎሰ ነገስት አድዋ ብኸመይ ንካልኦት ሸር ኽግበር እቲ ቀንዲ ቁምነገር ግን እንታይ ሒዝካ እዩ እቲ ፈኸራ እምበርከ ብ ኢሳያስ ተኸቢብካ ብ አብይ ብ ምድርን ብ ሰማይን ተኸቢብካ.???
@nathiibex621
@nathiibex621 2 ай бұрын
​@@greattigray5290ዲፕሎማሲ ማለት እንታይ ምዃኑ ዘረድአካ ሰብ ድለይ።
@greattigray5290
@greattigray5290 2 ай бұрын
@@nathiibex621 ዲፕሎማሲ ቅድሚ ዙኩሉ መንእሰይ ምጥፍኡ ኣይፈልጡዎይ ድዮም ነይሮም ከም ህፃን እናፀረፉዎ ናወዓሉ ነበሩ ብኩሉ ሚድያታቶም
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
ቁፅሪ ሐድ አጭበርባሪትን ስረቀቲ ረድኤት ህዝብና ንስካን TPLF ዘመሮሐ ናይ ስረቅቲ
@soud986
@soud986 2 ай бұрын
ደብሪፅ ጅግና😍😍😍😍😍😍😍
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 2 ай бұрын
ኣሕዋት ነስተውዕል። ፀርፊ ስልጣነ ኣይኮነን። ብፀርፊ ዝዕሪ ነገርውን የለን። ካብ ሓደ ወረጃ ህዝቢ ዝፅበ በሳል ነቐፌታ ምቕራብን ምኽሪ ምልጋስን እዩ። ንለብም፣ ንሰልጥን፣ ንብሰል፣ ብሓሳብ ሰዓርቲ ንኹን!!!
@tekezzemedia1485
@tekezzemedia1485 2 ай бұрын
Enough is enough. We need change and peace.
@SelamReda-j6v
@SelamReda-j6v 2 ай бұрын
You can’t survive without Tplf don’t be stupid. we need to stand ass one and support Tplf unless we will be like amhara a people with out a leader then it’s easy for them to destroy us Tplf💊✊
@samiloveeth7920
@samiloveeth7920 2 ай бұрын
You nailed it 👏
@berhetewelde
@berhetewelde 2 ай бұрын
Jegna 💪💪💪💪💪💪💪❤️
@LETUSHHADERA-ec7qt
@LETUSHHADERA-ec7qt 2 ай бұрын
ደክተር ደብሪፅ ጅግና አጀካ አለና አብ ጎንካ
@ghfghf3633
@ghfghf3633 2 ай бұрын
ደብሪፅ ጀግና ኣጆና እዞም ባንዳታት እናወገድና ቃልከይነዕብር ህዝብናደሞ ፅባሕሎሚ እናብልኩም ቁርፅዝበለ ማዓልቲ ሓዙ
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 2 ай бұрын
ባንዳ እማ ኣያታትኻ እዮም ።ል 20 ዐመት ከይንካእ ላተከባከባ ልጸንሐ ጉጅለ ። ካብዚ ውድብ ታይ ኣትሪፍኻ ። ደ.ዕንኪሊል እኾ ላኣብይ ነመስግን ኢሉ ልቀታሊና ለመስግን ደናቁር ከባቢታት ኢኹም
@MegaSofiamia
@MegaSofiamia 2 ай бұрын
ተረፍ ጣልያን ካውዚ ገዛ ውፃእ አይገዛኻይ!
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 ай бұрын
@@MegaSofiamiaተረፍ ጣልያን አይትበል ኤርትራዊ እዩ ካብዚ ክሉ አለም አብታ ሕማቅ Genocide ትግራይ ኤርትራዊ እዩ ዝሐገዘ ዝሐዘነ ክሉ ለባም ኤርትራዊ ብጀካ ባራዩ ሕግደፍ ግና ሕጂ ጋና ብኽያታ ዘይነቀጸ ትግራይ ሚልዮን መንእሰያት ዘሐለቀሉ ሕጂ አንኮራ ናብ ኩናት ዳግማይ ክሉ ዝባሐል ብሪሞት ካብ ኡራት ኪሎ እንታይ ተጩባጥ አሎ ናብ ኩናት ልክእ ቅዲሚ ኩናት ተመሳሳሊ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዶክተር ዱብረጼን ዳግማይ ኩናት የዋጽእ ዶ???🙏🙏🙏???
@YsgHshs-vi6on
@YsgHshs-vi6on 2 ай бұрын
ገዛ ተጋጊኻ ውፃእ እንዳ ባንዳ ውይ እንዳ ሻዕብያ አይኾነን እንዳአ ተጋሩ ይባሃል
@nathiibex621
@nathiibex621 2 ай бұрын
ዝሓወይ ተጋገኻ ይመስለኒ። እቲ ዘረባ ብዛዕባ ኣብ ማእከል ህወሓት እዩ። ንስኻ ግና ህወሓት ኣይጠቐመናን ኢኻ ትብል ዘለኻሞ፣ መልሱ ህወሓት ተፀሊእካ ናብ ካልኦት ውድባት ምኻድዩ።@@binyamygizaw6680
@TcyhffghuYvfgvbh
@TcyhffghuYvfgvbh 2 ай бұрын
ጅግና ጅግና
@myChannel77950
@myChannel77950 2 ай бұрын
ደብሪጽ ጅግና ድምብርጽ ዘይብል እዋይ እኒኤኻ ጅግና ❤ አብ ሶሻል ሚድያ ደኣ ፈሪሳ እኮ እያ።
@MengstabHailu
@MengstabHailu 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መግለፂ
@TcyhffghuYvfgvbh
@TcyhffghuYvfgvbh 2 ай бұрын
ኩራዕ ደብሪፅ
@MG-su4nh
@MG-su4nh 2 ай бұрын
Entay geyru eyu zkoreee?
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r 2 ай бұрын
​​@@MG-su4nhtegadilu sab geruka. Qdmi nesu megdalu neaka elu temhertu gedifu derbay deka thti sab nerka.
@mulebest3214
@mulebest3214 2 ай бұрын
ምሀይም
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r 2 ай бұрын
ከታሪን ባንዳን has no moral to talk about Dr.Debrestion a true elected President of Tigray.
@MuauzGerensea
@MuauzGerensea 2 ай бұрын
ደብሪፅ ጅግና
@truthfor27
@truthfor27 2 ай бұрын
እቲ ቁፅር ኮሚሽን ቅድም ክብል ኣብ ዛራ ሚዲያ ቀሪቡ ጉባኤ ደንጉዪ እናበለ ነይሩ::
@mulutsegaye
@mulutsegaye 2 ай бұрын
ባንዳታት እናወገድና ዓባይ ትግራይ ነዕቢ
@hannegebrehiwet1590
@hannegebrehiwet1590 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር ኣያና ከማካ ብሓቅነት ተዝሰርሕ ኩሉ ፅቡቅ ኔሩ። አምላክ ንህዝብና ክብል ሰላምን ሰላምን ስኒትን ጥበብን ምክእኣልን ይዓድለልና ንኩሎም ፖለቲከኛታት ትግራይ።🙏💛❤️🌿💯🌹🌹
@tesfamichaelh7538
@tesfamichaelh7538 2 ай бұрын
መትከላዊ ጽንዓት ናይ ቃልሲ ሕመረት ኢዩ'ሞ ቀጽለሉ።
@Ethio.2024clasicals
@Ethio.2024clasicals 2 ай бұрын
it is good interview realy keep it Dr.Debretsion we need good Reform.
@hiatalemu2894
@hiatalemu2894 2 ай бұрын
I new that there is strong networking in TPLF that crated before 30years.TPLF I am tired of you. Stop lying.
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ай бұрын
Tesmaemikum surhu ayani hadera ayokum tselaena des keybulo libikum asfuhu ❤❤
@tigray447
@tigray447 2 ай бұрын
Viva Tigrai and TPLF 💪💪
@TemesgenWeldeselassie
@TemesgenWeldeselassie 2 ай бұрын
ይመቸየካ ደብሪፅ
@truthfor27
@truthfor27 2 ай бұрын
ጉባኤ ሕወሓት ካብቲ ተታሒዙሉ ዘሎ ፕሮግራም ክናዋሕ የብሉን ዝብል ሓሳብ አለኒ:: ምክንያተይ ድማ ውድብ ሕወሓት እቲ ሕዚ ኣቲዎ ዘሎ ውሽጣውን ብፍላይ ድማ ግዳማዊ ፅዕንቶታ ተዋሃሂዶም ህልውና ሕወሓት ቡኡኣቢሉ ድማ ናይ ትግራይ ህዝቢ ጠበቃ መሪሕነት ብምስኣን ባህጊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ደልሃመት ዝድርቢ እዮ:: ስለዚ እቲ ዝከፍኣን ዝመረረን መድረክ ዝሓለፍናዬ እኮ ካብ ክብርታትናን መሰል ዓርሰ ውሳነናን ዝከበረ ነገር ስለ ዘይነበረን ክህሉ እውን ስለ ዘይብሉን እዩ:: ስለዚ ጉባኤ ብምግባር ውድብ ፀርያ ትውፃእ ህዝቢ ዘዖስል መስመር ትሓንፅፅ ክራገፍ ዘለዎ ጉሓፍ ትጉሓፍ ምክንያቱ ሕድሕድ ኣመራርሓ ካብታ ውድብን ዕላማታታን ብታሕቲ ስለዝኮነ ማለተይ እዮ:: ካብኡ ወፃኢ ናይ መሽረፈት ጃህራ ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ጃህራ ዘሊሉ ክከደሉ ዘክእል ነባራዊ ኩነታት የለን::
@azebhadgu9508
@azebhadgu9508 2 ай бұрын
Tigray people frist please united
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 2 ай бұрын
ደብረ ዕንክሊል ብዛዕባቲ ቀንዲ ጉዳይ ተዛረብ ሱቕ ኢልካ ሸንኮለል ኣይትበል ኣብ መንጎኹምን ጉጅለ ጌታቸው ረዳን ዘሎ ፍልልይ ተዛረብ በዚ ናይ 50 ዓመትኩም ህውተታ ሰብ ኣይተድክም
@YoniMan-l2k
@YoniMan-l2k 2 ай бұрын
1.5 ወጣት ዉሕጥኻስ ሐዝለ ትግራይ ትስዕር ዲዉል በኽት ወለዶ
@kaprino
@kaprino 2 ай бұрын
ክክክክ እዋይ ወይዘሮ ደብሪጽ ኣላ ዲያ😂😂😂 ፈካሪ ሕልኩስ።
@rgatghiwet6616
@rgatghiwet6616 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@adisu323
@adisu323 2 ай бұрын
What about corruption,theift ,?who is responsible?
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
ሓሳዊ ከቃወመኩም ኮሎ ትውንጀለዋ
@habenn7407
@habenn7407 2 ай бұрын
ኣመራርሓ ሕወሓት ስልጣኖም እምበይ ብዛዕባ ድሕነት ህዝቢ ትግራይ ግዲ የብሉን።
@mulutsegaye
@mulutsegaye 2 ай бұрын
ጠስሚ ልቢ ትግራይ አስትካና ደጉተረይ ደብርፅ ❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
I agreed with your comment
@mulutadele6826
@mulutadele6826 2 ай бұрын
ደም ደቃ ድአ አስትይዋ ደብረዕንክሊል
@mulebest3214
@mulebest3214 2 ай бұрын
መሀይም
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
ሕልኩስ
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 2 ай бұрын
በርትዕ ሓልዎም ዞም ልኡኻንን ባንዳታትዓገብ በልዎም ንስኹም ድማ ጸጥታ ትግራይ አይታርሱሞ ጸጥታ አኽብሩ ሰራቒ ውን ፈንቂልኩም አውጽእዎም ንድሕሪት ዝባሀል የለን በልዎም ተልእኾ አለዎም
@kidestm2193
@kidestm2193 2 ай бұрын
ከምቲ ንርእዮ ዘለና መን ንህዝቢ ዝሰርሕ መን ዘይሰርሕ 100% ብንጹር ዘርእየና መግለጺ እዩ። እዚ ብፍጹም ስልጣን ናይ ምድላይ ጸገም ኣይኮነን። ንህዝቢ ብኹሉ ዓቕምናን ነጻ ክንወጽእን መሬትና ህዝብና መንነትና ንሸይጥ ብዝብል ፍልልይ እዩ። ምርጫ ሕዝቢ ትግራይ ንጹር እዩ።❗️❗️
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
You are absolutely right
@hiatalemu2894
@hiatalemu2894 2 ай бұрын
Personally, It’s hard to believe your lies.
DW International  ዑደት ኣብ ከተማ መቐለ
23:16
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 2,4 М.
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 29 МЛН
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 12 МЛН
Synyptas 4 | Арамызда бір сатқын бар ! | 4 Bolim
17:24
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 7 МЛН
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 29 МЛН