DW TV "ኣሰር ኢዛና" ታሪኽ ኣክሱም ዝድህስስ ሰነዳዊ ምድላው

  Рет қаралды 8,025

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Пікірлер: 38
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
ታሪኽ ስልጣነ ኣኽሱምን መስረትታን ንተጋሩ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓበን ንኣፍሪቃውያን ውን,ዩ ትሰማምዑ ዲኹም ? ወላዲት ኣሉላ-ኣባነጋ ብዙሓት ጀጋኑ ዘፍረየት ማህጸን ኣኽሱም መዋእል ተባረኺ።
@oneday5754
@oneday5754 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ንጉስ ሓፀይ ኢዛና ማራ ጅግና እዩ ነይሩ ወድዞም ጀጋኑ ትግራዋይ ብፈጣሪ ሓይልን ፍቅርን ዝተኣማመነ
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ይገርም ስለጣነ ተጋሩ ኣበይ በፂሐም ነይሩ። ብጣሚ ስልጠነ ናይና ሓደ ንጉሰስ ኢዛና እዩ
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 5 жыл бұрын
Tigray is the mother of all civilization's in the horn of Africa .it is the source of the geez fidel, Christainity & islam . Tigray is the land of dauntless emperors such as #ezana #kaleb #zera yakob #yowhaness #ras alula ....& much more .....
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ሓፀይ ኢዛና እዩ ዝባሃል ንጉስ ጥራሕ ዘይኮነስ ሃፀይ እዩ ምስኦም ዝነበሩ ናይ ንጉሳት ንጉስ እዩ ነይሩ ጅግና ብዓል ስረ:::::
@ezanasehay1217
@ezanasehay1217 5 жыл бұрын
Please note King Ezana was not only the first Axumite christian king, he was also the first king [in the world] who made Christianity a state religion.
@admasfltet4753
@admasfltet4753 5 жыл бұрын
ትግራይ ገሐብን ድሕረባይታ ዘለዋ ገነት ምድሪ እያ
@hagosbobb9405
@hagosbobb9405 5 жыл бұрын
ኢዛና ኣበሳው ሓድግታት ገዲፉ ከይዱ ጂግና ንጉስ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 5 жыл бұрын
እቶም ንደቡብ ገጽ ተወሰዱ በጃውያን ናይ ሕዚ ኣምሓሩ እዮም
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ሃፀይ ካሌብ እውን ጅግና ትግራዋይ እዩ ነይሩ ሃገሩ ትግራይ ክትኽበር ምስገበረ ናብ ምናኔ ዓለም ኣትዩ ፀዲቁ ከይዱ እዩ! ንህዝቡ ዓብዩይ ትምህርቲ ኣምሂሩ ብፈጣሪ ፍቅሪ ተማሪኹ ከይዱ ኣቦና ሓፀይ ካሌብ:::::
@amanuelalem1397
@amanuelalem1397 4 жыл бұрын
ንግስና ጠንጢኑ ህዝቡ ጠንጢኑ ናብ ገዳም ምእታዉ ዓብዪ ጌጋ እዩ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 жыл бұрын
ኒፀላእትካ ማሪካ ብኽብሪ ሒዝካ ዘድልዮም ሓጊዝካ ሰብ ምግባርስ ለካ ካብጥንቲ ዝጀመረ ናይ ተጋሩ ስልጣነ እዩ !! ብትኢዋን ንሱ ማሪካ ባሮት ትገብሮም ወይ ትቀትሎም እበር መሰሎም ሓሊካ አብ ቦታትካ አይተቀምጦምን !!! ተጋሩ ግዳ ንልዕሊ 3ሸሕ ዓመታት ክሳብ ደርጊ አተግቢሮሞ !! ዝገርም ምጡቅ ሀሸዝቢ !!!
@meseret6947
@meseret6947 5 жыл бұрын
ዝገርም እኮእዩ እሳቶም ዝሰርሕዋን ሕዚ ዘለናሉን
@rona7755
@rona7755 5 жыл бұрын
ንጉስ ኢዛና እቲ ዝላዓለ ብራኸን ብስለትን ተጋሩ ክስብ ክንደየናይ ከምዝነበረ ኣሰር ገዲፎም ካብዝኸዱ ሓደ እዩ።
@tesfayberhe2183
@tesfayberhe2183 5 жыл бұрын
ናይ ትግራይ ስልጣነ አብ አፍሪካ ብጀካ ናይ ግብፂ ስልጣነ ብፍፅም ዝወዳደሮ የለን ትግራይ ዓደይ ናብ ቀደም ይመልስኪ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ንጉስ ኢዛና ቅዱሳን ነግስታት ኣክሱም ዝግርም ስልጣነ እዩ ነይርዎም ናይ ሓዚ ወሎዶኸ እንታይ ንገብር ኣለና ክንሓስብ ይግባእ
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
ሰላምኩ ይብዛሕ ደቂ ዓደ ሓንቲ ሕቶ አለተን ንጉስ ኢዛና አበይ ተወልዱ ሓዊ እውን ሳይዛና ይባላል እዩ እና አበይ እዮም ተወልዶም
@amanuelalem1397
@amanuelalem1397 4 жыл бұрын
ንጉስ ኢዛና ኣብ ከባቢ ዓጋመ ሲሔታ ዝበሃል ቦታ ተወሊዱ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ንግስቲ ሳባ ትግራወይቲ እያ የመናዊት ኣይኮነትን! ንግስቲ ሳባ ማንነታ ክሰርቅዋ ብዙሕ ሃገራትን ሙስሊማትን ላሕተት እናበሉ ይካትዑ ኣለዉ ሳባ ናትና እያ እናበሉ ሹማ እውን እናቀያየሩ ሻባ ማክዳ ገለ እናበሉ የመናዊት ዓረባዊት ገለ እናበሉ ይሕሽዉ ኣለዉ! ማክዳ ዝብል ተወሳኺ ሹም እንተተዋሂቡዋ እበር ትኽክለኛ ሹማ (ስማ) እዩ! ንግስቲ ሳባ ግን ትግራወይቲ ኣኽሱማዊት እያ! ሳባ ሹም ድማ ናይ ትግራይ ሹም /ስም እዩ! ሳባ፥ ርሻን፥ ንግስቲ፥ ሄለን፥ ዳናይት፥ዲያና፥ ኤልሳ፥ ነብያት፥ነባይት፥ ወዘተ ናይ ትግራይ ሹም እዮም:::: ንግስቲ ሳባ ትግራወይቲ እያ! ፃዓዱ እና ዓረባውያን ግን ንቢዝነስ እና ንታሪኽ ኢሎም ናታቶም ክገብርዋ ብዙሕ ፂዒሮም እዮም! ኣብ ትግራይ እናኸዱ ብዙሕ ቅርስታት ታሪኻት ብላይ ናይ ሳባ ብዙሕ እናሰረቁ ወዲአምዎ እዮም ኣብ ትግራይ ናይ ሳባ መንነት ከይፍለጥ ሙዜም ከይስረሐላ ደልዮም ብዙሕ ሻጥርን ጉርሕን ክፍኣትን እናፈፀሙ እናሰለሉ ትግራይን እናዳኸሙ ተጓዒዞም እዮም! ሰብ ብቅርሺ እናታለሉ ናይ ንግስቲ ሳባ መንነት ክቅይሩ ቅምጥሉ ከሕድጉ ብዙሕ ጨካን ዓድታት ሃገራት ከምዝሕስዉን ከምዝኽሕዱን ከምዝሰርቁን ብዙሕ ይረአ ኣሎ! ሚስኪን ትግራይ ዘለዋ ንኸሕድግዋ ዘይሰርሕዎ ሽርሕን ሻጥርን የለን ፈጣሪ ድኣ ሚስጢሩ ግልፅልፅ ኣቢሉ የርኢየልና ነቶም ኽሓድቲ ለያቡ ድማ መስተውዓሊ ልቦና ይግለፀሎም
@bereketnew3124
@bereketnew3124 5 жыл бұрын
Sebi tarik
@samrawit7393
@samrawit7393 5 жыл бұрын
ንምንታይ ንዲማርያም ወቅሮ ዘየተርአዩና
@rona7755
@rona7755 5 жыл бұрын
እዛ ዘረባ ሓበሬታ ድያ ወይስ ምፍርራሕ?
@samrawit7393
@samrawit7393 5 жыл бұрын
@@rona7755 ክክክ እንድዕ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 5 жыл бұрын
ህወሓት እዚ ኩሉ ታሪክና ደምሲሶም ብናይ ባዕሎም ታሪክ ጥራይ ከበሮ ሒዝኩም ዳንኬራ ደንክሩ ይብሉና አለው እዚ ኩሉ ታሪክ ግን ቆላሕ ዝብሎ ሰብ ሲኢና አምሓሩ ስብ ዋና ኢና ይብሉ አለው
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
Yes 100%•√
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
በትክክል ትግራይ ታሪክ ዋላ ሓደ ትክረት አይተዋሃቦን እዩ
@BIGBOSS-tt1if
@BIGBOSS-tt1if 4 жыл бұрын
ማዓርነት ሃይማኖት ዝተነጠቀላ ከተማ አክሱም በተክስያን አሎ። መስጊድ የለን ።
@meseret6947
@meseret6947 5 жыл бұрын
አንቲካ ጣልያንኛ እዩ
@oneday5754
@oneday5754 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkk
@oneday5754
@oneday5754 5 жыл бұрын
Ab xunxuway znebru duhurat hzbi
@setetapp1945
@setetapp1945 5 жыл бұрын
መን ይብሉኻ ንስኻ?
@oneday5754
@oneday5754 5 жыл бұрын
Kanka Dey1 Agame aykonkun
@KS-zn8ch
@KS-zn8ch 5 жыл бұрын
Tarik slezeyblka eko eu awexwex abiluka duhur gotati gimel chid wediza barya
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
ስማዕ እንዶ ሰበይ ባህልኻን ታሪኽካን ምዕቃብ ካብ ምዕባለ ዘትርፍ ኔሩ እንተዝኸውን ትግራይ ዞባ ዶ ትምዕብል ወይስ ሃገር ኤርትራ ? መልሲ ናባኻ ኤርትራ,ኮ ባህሊ ህዝባ ኣጥፊአሞ ታሪኻ ኣያታትና ፈንፊነሞ ተተጋጌ ሓሳዊ በለኒ።
@setetapp1945
@setetapp1945 5 жыл бұрын
@@oneday5754 ዓጋመ በየናይ ዕድልካ ክትረኽቦ!
ድምፂ ዩኒቨርስቲ መቐለ -  #ይኣክል #ላዛትግርኛ
21:08
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 3,3 М.
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
DW TV ገዳም ኣብራሃ ወኣፅባሃ
32:53
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 18 М.
ነጃሺ መስጂድ [Arts Tv World]
46:01
Arts Tv World
Рет қаралды 59 М.
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН