DW TV ዑደት ታሪኻዊ ገዳም ቅብፅያ ሰነዳዊ ምድላው | Documentary |

  Рет қаралды 70,977

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 131
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 4 жыл бұрын
ብሓቂ ብፅኣት ዝኮንኩም ኣቦታት ኣለክምና! ኣብ ስደት ዘለና ኣውን ስደትና አሕፂሩ ናይ ኣቦታትና በረከት ንካፈለሉ.ግዜ የምፀአልና እግዚአብሔር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-eo1xe9dp5m
@user-eo1xe9dp5m 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መንፈስ ዘሕድስ ቅድስ ገዳም ዓድና ተመሊስና ተኻፈልቲ በረኸት ክንከዉን ናይ እግዝአብሔር ቅድስ ፍቃድ ይኹን ።
@user-qz7ex2on7p
@user-qz7ex2on7p 4 жыл бұрын
ኣሜን
@garmshgg6101
@garmshgg6101 3 жыл бұрын
Amen mearey
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 жыл бұрын
ደስ ክብል እግዚአብሔር ብሰላም ገርኳ ስደትና አሕጽርኳ መርየት ዓድና መልስና አብ በርኳ አብጻሓን። ናይዚ ገዳም በረከትን ረድኤትን አይፈለየና። ትግራይ ዓደይ ዓዲ ገዳም ዓዲ ታርክ ተንትንኳ አይውዳሃን።
@samrawit7393
@samrawit7393 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን💔💔💔💔
@oneday9699
@oneday9699 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-qz7ex2on7p
@user-qz7ex2on7p 4 жыл бұрын
ኣሜን
@user-gf2pp1fc9i
@user-gf2pp1fc9i 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና
@user-fl8lv2yf8s
@user-fl8lv2yf8s 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@arayagared
@arayagared 4 жыл бұрын
ገዳም ቅብፅያ ዓዲ ራእሲ ፋርስ ዓዲ ሹም ስላዋ ረምሃ ዒዲ ራእሲ ሃይሉ ረምሃ በረከትኹም አይፈለየና አሜን::
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 жыл бұрын
Amennnnnn
@user-wc9cr4yk7r
@user-wc9cr4yk7r 4 жыл бұрын
አሜን
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
በረከትኩም አይፈለይና በረትእ ሓዊና ንሃገርና እግዝአብሔር ይሓልወልና
@erisun1278
@erisun1278 4 жыл бұрын
ጸሎትኩም ኣይግደፈና ኩቡራት ወለድና
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ፀሎትኩም በረከትኩም ረዲአትኩም ንዓና ንሓጢአን ይትረፈና ክቡራት አቦታትና🙏🏾ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም። አብዚ ክብሎ ዝደሊ እንተሃለወ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ አብ ሓድግታት ትግራይ ምንም ዓይነት ስራሕ ይሰርሕ የለን። ንምንታይ?????አነ እስካብ ሕዚ አብ ዝተኸታተልኩዎ ብዙሑ ገዳማት አብ ሓደጋ እዮም ዘለው።በዚ አጋጣሚ ድወት ከመስግነኩም ይፈቱ። ግን ድማ ናብ ዝምልከቶ አካል እንተተብፀእሑዎ ፅቡቅ ነይሩ ይብል።
@sarat.1578
@sarat.1578 4 жыл бұрын
እግዛአብሄር ይመስገን ቃለ ሂወት ያሰማልኝ በፀሎት አስቡን አባቶች አብሰራ ማርያም ብላቹ
@samrawit7393
@samrawit7393 4 жыл бұрын
ትግራይ ምቅርት ፍጥረት⛪⛪⛪😘😘😘
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ዝገርም እዩ በእውነት
@abrahalegebretsadik6285
@abrahalegebretsadik6285 4 жыл бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቅዱስ ቦታታት ትግራይ ኣቦታትና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን እቶም ከምዚ ገርኩም ቅዱሳት ገዳማት ቦታታት ዓድና እተላሊዩና ዘለኹም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ እና ነመስግን ንእግሪ መንገደይ ግን ሓንቲ ክብላ ዝደሉ ኣብ ከምጺ ቅዱሳን ገዳማት ቦታታት ክትከዱ ከለኹም ናይ ዓለም ነገር ክትገድፍዎ እዩ ዝምረጽ ከም ደርፊ ዘኣመስለ ዓለማዊ ነገራት ጽቡቅ ኣይኮነን ምኽኒያቱ ቅዱስ ነገር ብቅዱስ እዩ ክኸውን ዘለዎ ብ መዝሙር ወይ ድማ ናይ መዝሙር ክላስካል እዩ ዝምረጽ
@hilufbrhane6249
@hilufbrhane6249 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ድምጺ ወያነ ተዓወቲ ኢኩም እግዚኣብሄር ይባልክኩም ንፉዓት ቀጽልሉ ኩሉ ገዳማትና ዳህስስዎ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ወርቂ
@kabitalkabitalkabital2024
@kabitalkabitalkabital2024 4 жыл бұрын
በረከትኩም ረዲኤትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና ድምፂ ወያነ እውን የቀንየልና
@zv2467
@zv2467 3 жыл бұрын
ዋይ ንሕና ተለና ዙኩላይ ቅዱሳት መፃሕፍት ተባላሽዩ እህ ይቅር በለልና ጎይታ በጃኹም ኣድራሻ ፅሓፍልና👏
@user-ec9vs3dz4w
@user-ec9vs3dz4w 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብርኽትኩም ይብፃሓና ብፃሎትኩም ይማሕርና በጣዕሚ ፅብቅ እዬ ስራሕ እዬ ቅፅሊል
@user-ho6px5lg4v
@user-ho6px5lg4v 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በረከት ናይዚ ቅዱስ ገዳም የካፋለና አቦታትና ዉን ብፀሎትኩም ሕሰቡና
@hphi3707
@hphi3707 4 жыл бұрын
ክብራት ኣቦታትና ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@simretgebre9200
@simretgebre9200 4 жыл бұрын
I love you Tigray
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 4 жыл бұрын
ኣሜን ፀሎትኩምን.በርከትኩምን ኣማልድነትኩምን ኣይፍለየና .ስደትን የሕፅረልና ናብ ቤቱ የብቀእና ኣሜንንንን
@user-pw1jt6mr5g
@user-pw1jt6mr5g 3 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ምድረ ቅዱሳን እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና አሕፂሩ ናብ ገዳማትና ከይድና በረከት ንካፈለሉ ይግበረልና
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ ኣምላኽ ኣሜን። እንቋዕ ንቅዱስ ኣምላኽና መድሓኒዓለም ጎይታ፤ ንቅዱስ ኣማኑኤል ጎይታን እና ንቅዱስ ኣቡነ ይምዓታ ወርሓዊ ዝኽሪ ክብሪ ብዓል ብሰላም፥ብደስታ፥ብሓጎስ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፫። ናይ ጎይታና መድሓኒትና ምሕረትን፥ርህራሔን፥ሰላምን፥ፍቅርን፥በረኸትን፥ረዲኤትን ፈውስን ለጋስነትን ቸርነትን ኩሉ ኣይፈለየና ምስኩልና ደቂ ኣዳም ዘርኢ ይኹን ሎማዓንትም ኩልሻዕም ዘወትርም ንዘለዓለም ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣ ናይ ፃድቁ ቅዱስ ኣቡነ ይምዓታ ፈጢን ተራዳኢነትን፥ኣማላድነትን፥ሰላም፥ፍቅሪ፥ገፀ በረኸትን፥ፀጋ ረዲኤትን፥ፀሎትን ኹሉ ምስ ኩላትና ሓቢሩ ይሕደር ንሓዋሩ ኣይፈለየና ንዘለዓለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣ «ኣማኑኤል ማለት ኣማኑ ፣ኤል፣ ኣማነ ኤል፣ናይ ኣምላኽ ሰላም፣ ናይ እግዚኣብሔር እርቂ፣ ናይ ጎይታ ሓድነት » ማለት እዩ። ኣማነ እና ኤል ካብዝባሃሉ ክልተ ቃላት ዝተመስረተ ሹም እዩ። ኣማኑኤል ማለት «እግዚኣብሔር ምሳና እዩ» ማለት እዩ። ኣምላኽና ኣማኑኤል ኩልሻዕ ምሳና ይኹን ንዘለዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣ ማኑኤል ኣምላኽ ምስጋና ይግብኦ ንኣዳም ደቂ ኹሉ ሂወትን ሂቡ እዩ፣፣፣ ዕልልታ ይግብኦ ንዓብዩይ ጎይታ ሂወትን ንዝሃበና ብሓጥያትና ፋንታ ንዘለዓለም ዝኸውን ሂወትን ሂቡና፤ ክብሩ ይስፋሕ ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ንዓለም ኩሉ ምሕረትን ፈውስን ሰላምን ኹሉ ይሃበልና/ይሃበና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣✝️✝️✝️✝️ 💒❤ † 💒❤
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 жыл бұрын
I'm Eritrean senafe great time
@brhanuhaile544
@brhanuhaile544 4 жыл бұрын
Wow Tigray the blessed land
@haftomwelday2204
@haftomwelday2204 4 жыл бұрын
E/r Amlak neti Gedam ne krieyo fkadu ykun!!! Amen Amen Amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@yrgalemgtr1355
@yrgalemgtr1355 4 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ወርቂ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇻🇳
@tekie897
@tekie897 4 жыл бұрын
Betami des zebe tarik 🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹
@user-zp9gn1xx4p
@user-zp9gn1xx4p 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ባርኾትኹም አይፈለየና
@wasli8257
@wasli8257 4 жыл бұрын
ሰላም ጌታ ክብርና ምስገና ለጌታችን ለመዲናችን ለየሱስ ክርስቶስ ይሁን አሜን አሜን አሜን አባቶች የናንተ ፀሎት ይጠብቀን አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ያስመን መምህር የናንተ ፀሎት ይጠብቀን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
@mickymicky7415
@mickymicky7415 4 жыл бұрын
Good job @DW tv exposing all of our hidden religious and cultural Tigray unknown heritage
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ካብዚ ጉማማ ስደት ብሓጎስ ዓድና ምለሰና 🙏🙏🙏💛💖
@selmselm9212
@selmselm9212 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ቃል ህወት የስመዓና
@yeebyoyohannes7423
@yeebyoyohannes7423 4 жыл бұрын
ክቡራት ኣበዉ መነኮሳት ኩሉ ዝመፅአ ሰብ ቅኑዕ ክኸውን ስለ ዘይኽእል ብጣዕሚ ምጥንቃቅ የደሊ እዩ ዘለዎ ንዋየ ቅድሳት ብዙሓት ሃወፅቲ መሲሎም ለያቡ ኣለዉ ።ነኣብነት ከም ማህበረ ቅዱሳን ዘኣመሰሉ ።ጥንቅቅ በሉ።
@girmayhailu2813
@girmayhailu2813 4 жыл бұрын
ንሪኢቶኹምን ሃናጻይ ሓሳባትኩምን ካብ ልቢ የመስግን። ነቲ ጥንኩር ጎኒ ብምቅፃል ክዕረ ኣለዎ ንዝበልኩሞ ሪኢቶታት ክዓ ብዝግባእ ክዕሪ እየ። thanks, all in all!!
@chtrhadasmengesha5225
@chtrhadasmengesha5225 4 жыл бұрын
Jj0 got IBM x'ccj h
@salam5113
@salam5113 4 жыл бұрын
ተመስገን አምላከ ቅዱሳን እንታይ ይሳአነካ በረከትኩም ይሕደረና በሓቂ
@azebnugusse7116
@azebnugusse7116 4 жыл бұрын
Tigray adi Tarik yekeniyelna hawena keselelu👍💐😘
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 жыл бұрын
ትግራይዓደይ ሰላምኪ ይመለስ ኣቦታትና በረከትኩምይሕደረና ብሰላም ንዓድና ይመልሰና
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ብሓቂ ፍሉይ ገዳም ናይ ኣቦታትና ጸሎት ኣይፈለየና ኣሜን ግን ንዞም ማሕበረ ቅዱሳን ተጠንቀቅሎም ንሳቶም ናይትግራይ ናይነባር ኣብ ኣብያተክርትያና እንዳሰረቁ እዬም ንሽዋ ዝወስድዎ ክፉኣት እዬም ንጠንቀቀሎም
@SsslSss-vo5ce
@SsslSss-vo5ce 4 жыл бұрын
ብሓቂ ደሰ ዘበል ግዶም እዩ ቃል ህይወት የሰመዐልና
@negishtube3519
@negishtube3519 4 жыл бұрын
በረከቶም አይፈለየና DW Thanks
@soloare4855
@soloare4855 4 жыл бұрын
tarikina dahsiskum b mtihllafkum btami nemesgen.fetari ybarkekum
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ዓኽ እዚ ብራና መጽሓፍቲ እንታይ ቀርይዎ ኣዝዩ የንብዕ በጃኹም ኣትኩረት ንግበረሉ ንኣቦታት ንሓግዝ ምክንያቱ ብራና መጽሓፍ እዩ ሃፍትና
@furtunafurtuna151
@furtunafurtuna151 4 жыл бұрын
በረከትኩሙ ኣይፈለየና ኒሃገራና ሰላም የዉረደልና
@semu621
@semu621 4 жыл бұрын
Egzabher ymsgen Amen Bewnat abatachin Kale hiwet yasmalen Amen Amen Amen
@tseqaygoeay6871
@tseqaygoeay6871 4 жыл бұрын
በረከትኩም እይፈለየና እምላክ
@haftomhaile2659
@haftomhaile2659 4 жыл бұрын
BEST
@fi7521
@fi7521 4 жыл бұрын
ነፀላ እውን ግበሩ ኣሕዋተይ ብሩካት
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
በረከቶም ኣይፈለየና🙏
@AA-fw4kp
@AA-fw4kp 4 жыл бұрын
Amazing God bless Tigray thank you for your job
@kunamawedisheraro8918
@kunamawedisheraro8918 3 жыл бұрын
Merhab tigray adey ILovey 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏💒💒💒
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ኣቦታትና ነዊሕ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም እንተ ናይ ሎሚ ትውልዲ ግና ብትዒቢት ተወጢርና እቲ ጌታና መድሐኒና እየሱስ ክርስቶስ ዘምሃረና ትሕትና ገዲፍና መንገዲ ድያብሎስ ንኸይድ ኣለና ልቦና ይሃበና ኣሜን3
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 жыл бұрын
ዓደይ ዝያዳ❤❤
@user-od8rk4nv1m
@user-od8rk4nv1m 3 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይምለሶ 😥
@user-hh1of5ou1d
@user-hh1of5ou1d 2 жыл бұрын
በረክትኩም ይሕርና🙏🙏🙏
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 4 жыл бұрын
Yekenyelna
@gebreslasegebremedhin5386
@gebreslasegebremedhin5386 4 жыл бұрын
temesgen ezuy enquae aytefeana
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 4 жыл бұрын
ወይ ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ ኣብ ዓድካ ዘሎ ፍልጠት ታሪክ ክንዲ ንመራመር ናብ ስደት ንጥምት እግዚኣብሄር ኩሉ ሂብና ንሕና ግን ዓይኒ ልቦና ምርኣይ ተሳኢንዎ ታሪክና ሃይማኖትና ብሸለል መለል ይጠፍእ ኣሎ የሐዝን ኣምላክ ሆይ ኣስተውሊ ልቦና ኣበና ኣብ ዓድና ክንሰርሕን ክንመራር ኣለና ኦርቶዶግስ ተዋህዶ ሰብ እያ ሲኢና እበር ኩሉ ኣብ ኢድና እዩ ሂብና ፈጣሪ ብሃይማኖትና ፅኑዓት ተንከውን ንኩሉ ምበረሀልና ኦ ኣምላክ መንገድካ ምርሐና ኣሜን
@user-zk5mx4jn1c
@user-zk5mx4jn1c 4 жыл бұрын
tigray adeyyy agere e/r agere kidusan aseyyy
@hailuabreha9675
@hailuabreha9675 4 жыл бұрын
Our history was hide by the neftegna era instead they forced us to learn abroad history of imperialist and feudali and distorted history . Tigray is the source of rich history and proud culture.But It becomes very scary because of poor handling our proof of history documents are gone to be lost. They were very important holy manuscripts.
@fi7521
@fi7521 4 жыл бұрын
በረከትኩም ይሕደረና ኣቦታትና ግን ዘይ ቃርየኩም መዝምር ግቦርዎ እቲ ክላሲካል ናይ አምላክ ቅድስ ቦታ ብናይ ሽይጣን ደርፊ ኣይትግበርልና
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 жыл бұрын
በጃኩም ዓቅብዎ፡ካብ ኣዘይጠቅም ኣኬባ ኣሽሓት ተጥፍኡ ኣብዚ ኣውዕልዎ ካብ ኤረትራ እየ።
@dankegott6038
@dankegott6038 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-eo1xe9dp5m
@user-eo1xe9dp5m 4 жыл бұрын
ካብቲ ዝገርም ዓለም ብፍልጠት ዘይኮነስ ጸሎት ቅድሳን ኣቦታትና ኣዴታትናን እዩ ዓንዲ ማእከል ኮይኑ ደው ኣቢልዋ ዘሎ ፡ በሉ እስከ ኣብታ ቅድስቲ ሃገርና ክሳብ ንምለስ ብጸለትኩም ዘኩርና እንበር ስደት,ሲ ኣይግድን ኣይጥዓመናን !!!
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 4 жыл бұрын
It's sad to watch those kind of books they cannot be replaced
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 4 жыл бұрын
ATI KDSTI MERET BKDUSANATZTEKEBEBET MDRI ETHIOPIA ADI SLTANE ADI KDUSANAT😍🌾🍃🌱❤
@mengstabsibhatu1448
@mengstabsibhatu1448 4 жыл бұрын
ኽቡራት አቦታት እዚ ብኽብሪ ክታሐዘዝ ኣልዎ
@saarasaara5584
@saarasaara5584 3 жыл бұрын
Amen.amen.amen
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ግን መዝሙር ዘይምግባርኩም ቅር ይብለና
@buzeneshehailegebriel2779
@buzeneshehailegebriel2779 4 жыл бұрын
ሀገሬ ኢትዩጵያ እንደዚህ ነበረ አሁንም ይሆናል። አትጠራጠር
@user-tx8tt2uy3b
@user-tx8tt2uy3b 2 жыл бұрын
ትግራይ መበቆል ስልጣነ እያ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ቅድስቲ ሃገር ሃገር እግዚ ኣብሔር ኣነስ ከመይ ድየ ዝኮርዕ ካብዛ ቅድስቲ መሬት ብፍጣረይ ካብ ድሕሪ ሕጂ ሃገር እያ ትግራይ ዓደይ ኣብ ትግራይ ዝተመርኮዘት ኢትዮጵያ ገደል ትእቶ
@salam5113
@salam5113 4 жыл бұрын
አረ በኪዳንምህርት ከመዝይ አይባሃልን ሓፍተይ ናተይ ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ ትግራይ ደማ ብዘይ ኢትዮጵያ ዋጋ የቡልን በሐደ ሐደ ሩጉማን ንምንታይ ሃገር እግዚአብሔር ኢትዮጵያ ገደል ተአቲ ፀላአቲኣ ገደል ይእተው ትፍልጢ ዘልኪ እግዚአብሔር ኢትዮጵያ ኢሉ እምብር ትግራይ ኢሉ እካ አይተናገረን መፅሐፍ ቅዱስ አንቢቢ ሓደነት እምበር ፅሊኢ ዋጋ የቡልን እና ደሞ ዝትርኢዬ ዘልኪ ናይ ቅዱሳን ገዳም እንተተረዲእኩ ንፍቅር ንሐደነት ንሰላም ኢሎሞ መከራ ስቃይ እናከፈሉ ንዓና አፂኒሖምንልና ዘለው በረከቶም ሹካን ንኢትዮጵያስ ንመላእ ዓለም እዩ እግዚአብሔር ይቅር ይበልኪ ይበለና በድመአብ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
@@salam5113 ክክክ ኢትዮጵያ ባዕላ ትግራይ እዩ ስለ ኣየነይቲ ኢትዮጵያ ኢኪ እትዛረቢ ዘለኪ እታ ናይ ተጋሩ ደም እትሰቲ ዘላ ናይ ኣምሓራ ኦሮምያ ክልላት ምንም ታሪክ ዘይብለን ብስም ትግረዋይ ዝንግዳ ዘለዎ ክልላት ድኪ ኢትዮጵያ እትብሊ ዘለኪ መጽሓፍ ቅዱስ ኢትዮጵያ ዝብላ ኦሮማ ሓምሓራ ኣይኮነን ተረት ተረት ንግደፎ ሱዳንም ኢትዮጵያ እያ
@salam5113
@salam5113 4 жыл бұрын
@@berihugerezghier6451 እይአለማወቅ ሞኛ አትሁኚ እህቴ እሮሞ እማርኛ ሰለተናገሩ ሁሉም እንድ አይነት አርግሽ አትውስጂ እና ደሞ ዋነው ማወቅ ያልብሽ ስው እግዚአብሔር ሲፈጠረው በአንድ ቋንቋ ነበረ ልክ እንዳሁኑ በኃጥያታችን ብዛት አማራ ትግሬ አሮሞ እንደምንለው ነው ቋንቋ የተለያያ ይሆነ ስው ስው በመሆኑ መክበረ ግዴታ ነው ሁሉ በአመሳለ ስላሴ የተፈጠረ ነውና በክርስቶስ ደም ደሞ እህት ውንድ ነን ሰለዚ ታሪኩ የትግራይ ብቻ ሳይሆን ለኢትዮጵያ አልፎ ከጠበቅነው ለመላ ዓለም የሚበቃ ነበረ ነገረ ግን ምን ዋጋ አለው ውንድም ለውንድም ሲባላ ለምላእ ዓለም ይልቅና ለራሳችንም አለሆነም እንጂ ኢትዮጵያማ ከመጠን በላይ ሃፍት አላት
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 4 жыл бұрын
@@salam5113 እግዚኣብሔር ኢትዮጵያ እዩ ዝበለ ዲኪ ዚበልኪ ክክክክክክክክክክ ኢትዮጵያ መዓስ ዲያ ተመስሪታ ብግዚየ ሚሊሊክ ግዚ ከማን ኣብሲንያ ኢያ ትባሃል ነይራ ብግዚየ ሃይለስላሲየ ኢያ ከም ኢትዮጵያ ሃገር ተፈሊጣ ስለዚ ናይ ኣምሓሩ ጽንጽዋይ ኣይቲዛረቢ ኣምሓሩ መጽሓፍ ቅዱስ ኪጽሕፉ ከለዉ ብኣምሓሪኛ ባዕላቶም ዚጻሓፍዎ እዩ እዚ ከኣ ብግዚየ ሃይለ ስላሰ እዩ ስለዚ ታሪክ ጽቡቅ ገይርኪ ኣንብቢ ኢኪ ፍለጢ ንህዝቢ ብሃይማኖት ገይርካ ምትሓዝ ዚተጠቀምሉ ስልቲ እዩ ስለዚ ብዝተረፈ ትግራውቲ እንተ ኮንኪ ጽንጽዋይ ናይ ኣምሓሩ ክትደግሚ ኣትዋዓሊ
@sarat.1578
@sarat.1578 4 жыл бұрын
ይቅርታ አጃቢ ሙዝቃ ባኻቹ መዝሙር ቀይሩት
@thelightofmine3789
@thelightofmine3789 4 жыл бұрын
betam yasazenal yaslekisal metsehafu endih sihon betam betam yasazinal...ye tigrai sewoch lenasebebet yigebal merdat aleben !!
@እየሩሳሌምጓልቅዱስገ-ደ3ጐ
@እየሩሳሌምጓልቅዱስገ-ደ3ጐ 4 жыл бұрын
❤❤❤🙏
@simretgebre9200
@simretgebre9200 4 жыл бұрын
Poor music !!! you should put spiritual or at list Tigrinya classical Don't go by your interest you should listen peoples interest.
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 3 жыл бұрын
ዓሕ መጻሕፍቲ ተባላሽዩ ሳኣን ህልውና ትግራይ ዝቑርቆር መንግስቲ ሳኣን ኣፍልጦ ናይ ኣምሓራ ሽጣራ ውን ኣሎዎ ንምብልሻው
@hmh2324
@hmh2324 4 жыл бұрын
mtami yakinyaln
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 3 жыл бұрын
ፅቡቕ ማይ እኒሀሎም ንምንታይ ፍራምረ ዘየልምዑሉ? ሓሳብ ክዋሃቦም ይግባእ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ብጣሚ እዩ ዘብኪ ዘሕዝን ሃፍትታትና ቅዱሳን መጻሕፍትና ክምዝይ ኢሎም ክባላሸው ባዕልትና ጺሕፍናስ ካብ ጀመርመን ክጽግኑልና ክንጽበ ዋይ ውርደት እዩ
@sesenasegidselu1585
@sesenasegidselu1585 4 жыл бұрын
Xelotkum ayfelenna
@haileluelmamo3216
@haileluelmamo3216 4 жыл бұрын
you should use spiritual songs
@kilopos8814
@kilopos8814 4 жыл бұрын
Gn bemezmur bitajeb yebelete yamr neber
@albadralbadr9937
@albadralbadr9937 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል
@kidanegebremedhin4004
@kidanegebremedhin4004 4 жыл бұрын
bemseretu ayteserehelun wey aynfelton elka melsi mhab tsbuk eyu. amber brana ztshfu bzuhat memhrane bete krstyan alewuna gna wechi mwtsa slezeydle eyu. ati hntsa awn antekone bnay hage wshti msrah mteakele neru gn mnm kttl slezeyele hadgitattna yfersun ytefaun alewu.
@shewittaddesse9788
@shewittaddesse9788 4 жыл бұрын
አጃብይ ሙዝቃ ቀይርዎ ብአማርኛም ብትግርኛ አብ ውግእ ተመሳሳሊ ትጥቀሙ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 4 жыл бұрын
ቕበጽያ እንታይ ኮን ይኾን ተቐቢጹ?
@user-fn2li6lv4y
@user-fn2li6lv4y 4 жыл бұрын
You can listen it again about (kebteya)!!!
@ramzifearon6611
@ramzifearon6611 4 жыл бұрын
ituyi musicaua nayina diuliea 🙄 ?😉👍
@ramzifearon6611
@ramzifearon6611 4 жыл бұрын
😉kkkk 👍
@tsegu6068
@tsegu6068 4 жыл бұрын
Nay amhara copy keygeberkum ayekonelkum dehulat. Eti background zelo music lewetewo.
@michaelhabtetechlemicheal570
@michaelhabtetechlemicheal570 4 жыл бұрын
Gedam meraye thebuke eyu gene mezemure etetzekewne klasekale berktom yedrbebne
@tekleabreha4520
@tekleabreha4520 4 жыл бұрын
telephonkum ayserhn zbezh hade gzi gna dewile mlash yelen zegrm trikwi bota neyru
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
you should restore the old historic rather than bulid a new one wasting money and resource!!!!. PLEASE PRESERVE ALL THE BOOKS PLS ASK INTERNATIONAL CHARITY
@saarasaara5584
@saarasaara5584 3 жыл бұрын
Derfi.aytedrufu.mezmur.gberwo
@berhanekidane8604
@berhanekidane8604 4 жыл бұрын
Abotatna kindey Taktik serihom anhna ewn aserom nketelom btaemi des ybel kebtsya aba edmen tenan yhabkum gena wetat ekum abgonkatkum alena
@user-fn2li6lv4y
@user-fn2li6lv4y 4 жыл бұрын
My Question is, how will be save it this damage bible.
@tasfaysoljana3775
@tasfaysoljana3775 4 жыл бұрын
Telotkum yhgena
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot Жыл бұрын
Muska menfesawe geberuwo
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 3 жыл бұрын
ክልል ትግራይ ዝባሃል ብ14 ክፍለ ዘመን ነይሩ? ወይ ኣፈ ታሪኽ ማለት
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
እረ በጃኻትኩም ንክሕደስ ንሰብ ሃብቲ ግዱሳት ተጋሩ ንገርዎም ታሪክና ይጠፍእ ኣለዎ
@fikadutsehaye6376
@fikadutsehaye6376 2 жыл бұрын
ተጋሩ ብታሪኽን ቅርስታትን ጥበብን ዘዕለቅለቀ መሬት ኣለዎም ኮይኑ ግን ክሰርሑ ዘይጽገሙ ክነግሩ ዩ ዝጽግሞም።ብኣንጻሩ እቶም ክሰርሑ ዘይክእሉ ክነግሩ ግን ንፉዓት።መዓስ ክመሓየሽ ይኽእል ? ቅድሚ 2 ዓመት ዝተሰርሐ ዶኩመንታሪ ናይ ብዙሓት ገዳማት ትግራይ ክርእይ ቀንየ ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ።ዘተሓሳሰበኒ ግን ዳርጋ ኩሉ ትሕቲ 40 ሽሕ ጥራይ ምርኣዮም ኢዩ!!?ንሕና እቶም ናይ ኤርትራ እኳ ነዚ ተሓሲምና ንድፍዓት ሳሕል ከነድንቅ ኢና ተፈሪድና ሎሚ ሎሚ ግን ብዙሓት ዝኣሳሱሩና ኣሕዋት ምዃና ብዙሓት ዘስተውዓሉ ሓጺናዊ ሕውነት ይምስረት ምህላዉ ኣስተብሂለ ኣለኹ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን።
@tsegayteklay6170
@tsegayteklay6170 4 жыл бұрын
ezi jemirkumwo zelekum yibel zebil bitaeemi tsxibuk sirah u kwtslilu gena zejemernayom buzuhat kinfotom zigeebuen@ kirsetat alwuna yom mo berteeu N.B GAZETEN@ gin kitjimer keleka abey akebabi kemzirkeb nenay ketema kemzikerib aynegerkanan .bisiru ewun ko kemzi aynet kirsi zyfeletwo sebat nikfeltwo (promotion) mililay migbar u betsahi dim location bikelilu kirekbo alwo esika gin abey akabai? bebe yanfet ? kemzirkeb keynegerkana eika program jemirka bizkone ketselilu::
@girmayhailu2813
@girmayhailu2813 4 жыл бұрын
ዝሃብካዮ ሪኢቶ ትክክል እዩ። መሊእካ ኣይረኣካዮን ማለት እዩ እምበር ኣብ ኣጋ መወዳእታ እቲ መደብ እቲ ገዳም ኣበይ ከም ዝርከብ ተገሊዝፁ እዩ።
DW TV "ገዳም እንዳ ኣባ ዮሃኒ" ሰነዳዊ ምድላው(Documentary)
30:33
DW TV  ታሪኽ ገዳም ቤተ- ጴራቅሊጦስ ፃድቃን ወ ሰማዕት
37:02
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 14 МЛН
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 32 МЛН
August 31, 2024
21:50
Soloda studio
Рет қаралды 7 М.
#ትግራይ_ቲቪ፡ገዳም እዮሱስ ጓሕጐት
30:53
ገዳመ አስቄጥስ የአቡነ መቃርስ ገዳም ሐዋርያዊ ጉዞ
58:24
ሐሲሶን - ሚዲያ Hasison - Media
Рет қаралды 12 М.
ገዳም እንዳባ ገሪማ ካብ ማህደር - ጥንቲ
32:35
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 17 М.
DW ገዳም ኣቡነ መርዐዌ ክርስቶስ-ፃዕዳ እምባ
30:10
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 27 М.
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44