Eden Kesete - New Eritrean music 2022 - Mexakuka - መጻኹኻ (Official video)

  Рет қаралды 2,113,101

BAHGNA TV

BAHGNA TV

Күн бұрын

Пікірлер: 822
@BAHGNATV
@BAHGNATV 2 жыл бұрын
Please follow us on the following social media. Insta: instagram.com/bahgna_tv/ Facebook: facebook.com/Bahgnatv
@heruashenefom
@heruashenefom 2 жыл бұрын
X A
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 2 жыл бұрын
ሰላም ንኩሉ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ፉጡር ወዲ ኣዳም ሰላም ካብ Dr.Zerit ኣብ ኩሉ Media ኣብ ዓለም Share ግበርዋ መታን ስደትና ከሓጵር መታን ዊዕልና ሓዲርና ዓድና ከንምለስ። ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኤርትራዉያን መጽሓፍ ጻሓፍቲ ኣነ ሓዉኩም Dr.Zerit ኣነ እንቋዕ ናብ ምምራቅ መጵሓፍኩም ኣብቃዓኩም ብምባል እዛ Comment እዚኣ ናብ ኩሉ መጽሓፍ ዝጻሓፈ ኤርትራዊ ተቃዋሚ:ኤርትራዊ ደጋፈ:ኤርትራዊ ላንጋ ላንጋ:ኤርትራዊ ተደናገጺ ከምኡ ዊን ኤርትራዊ ስቅ ባሃሊ ስደድዋ። መጵሓፊይ ኣብ ናይ ዝኮነ ኤርትራዊ መጽሓፍ ጻሓፈ መጵሓፈይ ምስ ህዝቢ ከላልያ እየ። ኣብዛ ኣነ ድምስርታ ዘለኩ ዓለም ለካዊት ማሕበር ናይ ኤርትራዉያን መጵሓፍ ጳሓፍቲ (International Global Eritrean Book Authors Club) ሓደ ማዓልቲ ንኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ኤርትራውያን ብምዕዳም አብ 24 ግንበት 2023 ኣብ U S A መጵሓፈይ ከላልያ እየ። International Global Eritrean Book Authors club ንኩሉ ተቃዋምን ደጋፍን ስቅ ባሃልን ላንጋ ላንጋን ዝጥርንፍ ፍቅሪ ኤርትራዉያን የሕዋት ዝኩስኩስ ካብ ረሳሕ ፖለቲካ ነጻ ድኮነ ናይ መጀመርያ International Global Eritrean book Authors Book club እዬ። ህዝብና መጽሓፍ ናይ ምንባብ ልምዲ ንከገብር ንህዝብና መጵሓፍ ምምባብ ልምዱ ከዓቢ ንህዝብና ወትሩ ንሓብሮን ነዘካከርን። ኣብ ታሪከ ናይ ኤርትራዉያን KZbin ቻነላት በጀካ ሓደ ከልተ ቻነላት ብዛዕባ መጵሓፍ ምምራቅን ምሕታምን youtube content ዝሰርሓ ዘይምህላወን ከሳዕ ከንደይ ህዝብና መጽሓፍቲ ምንባብ ልምዱ ዉሕድ ምካኑ ዘረጋግጵ ጭብጢ እዩ። ስለዚ ነባሪ መጵሓፍን ታሪከን እምበር ነባሪ ሰብ ስለዘየለ: አቶም ብሂወት ኣብ ዓለም ከለና መጳሕፍቲ ንጵሕፍ ዘለና ደቂ ሰባት: ምፍራይ መጵሓፍቲ ንቀጽሎን ህዝብና መጵሓፍቲ ምንባብ ልምዱ ነከዓቢ ካኣ ብሓባር ንስርሓሉ።Global Eritrean Authors Book Club ዝብል ዓለም ለካዊ Eritreans Book Club ካብ Politica ነጳ ዝኮነ ኣነ Dr.Zerit መስሪተ ኣለኩ። ነዘም ኩሎም ኣብዛ ዓለም ዘለዉ ኤርትራዉያን ጻሓፍቲ መጵሓፍ ኣብ ዓመት ሓደ ግዝየ 24 ግንቦት ንከንራከብ መደብ ኣዉጲአ ኣለኩ። ዝኮነ መልእከቲ ከትሰድ ኣብ amazoxa.com ዘሎ Contact form ብምምላእ ስደድለይ። ዘካርያስ ንኣስመራ ኣነ Dr.Zerit ዉን ብጣዕሚ ናፈቀያ ኣለኩ። ሰንሰለት ስደት ተበቲኩ ኣብ ዓለም ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ ኤርትራዊ:።ከምቲ ሙዚቀኛታት ከም ባዓል የማነ ባርያ መርርና ናብራ ጰሊእናዬ ሰደት:ከምኡ ወን ናይ ሕጂ ወለዶ ሙዚቀኛ ሳንድር ሕጂ የ ፈሊጠ ንወዲ ሰብ ዓዱ ምካኑ ከብረቱ ኢሉ ዝደረፍዋ: ንሕና ኣብ ስደት ደለና ኤርትራዉያን መጳሕፍቲ ዉን ካብ ረሳሕ Politica ነጳ ብሙካን ሰብ ዓድ የ ከብረቱ ዝብል መጵሓፍ ብምጽሓፍ ህዝብና ኣብ ፍቆድ ስደት መታን ከይጠፍእ ነንቅሓዬ። እቶም ኣብ ስደት ደለና ካኣ ባህጊ ናብ ዓድካ ምምላስ ጥራይ ዘይኮነስ:ድወረደ ይዉረድ ብትብዓት ዓድና ከንምለስ ኣብ መደብ ነእትዋ። ተቃወምቲ:ደገፍቲ ኢልና ነንሕድሕድና ኣይንበላላዕ መታን ምፍቶ ጋና ከይንከዉን። ንኩሉ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ወዲ ኣዳም ሰላም:ፍቅሪ:ጥዕና:ፍትሒ:ቅሳነት ይምነየሉ። ንኩሉ ንሰናይ ምዕናዉ ዘይኮነስ ኣብ ምህናጽ ሰንሰለት ስደት ኤርትራዉያን አብ ምብታከ ኣብ ባይታ ዝሰርሕ ዘለኩ ኣነ ሓዉከም Dr.Zeritን ንኩሉ ሰንሰለት ስደት ኤርትራዉያን ንከብተከ ዝሰርሕ ደሎኩ ኤርትራዊ እየ። ሰንሰለት ስደት ኤርትራዉያን ናተይ ሓላፍነት ጥራይ ዘይኮነስ ሰንሰለት ስደት ንከብተከ ናይ ኩሉ ኣብ ስደት ዘሎ ኤርትራዊ ሓላፍነት ምካኑ የዘካከር። Dr. Zerit ነዘን ኣብታሕቲ ዘለዋ ሰንሰለት ስደት ከብተከ ዘዛካከራ ኣዝየ ዝፈትወንን ከሉ ግዜ ድሰምዕንን ደርፍታት ስምዕወንን Like ሃብወንን: Yemane Baria Sidet:kzbin.info/www/bejne/hJrGkImFr9lsoLs Sandro Didet : kzbin.info/www/bejne/eaaQq5Znm7GHhNk Kiflom Yika alo Tiblena Ala : kzbin.info/www/bejne/goC7ZpWYeZ6jarM Bereket Meles ምስተሰማማዕና: kzbin.info/www/bejne/l5DcenWlqqxkacU Abrar Osman &Fitsum Beraki Bahgi Aleni: kzbin.info/www/bejne/e6OqpJiIgJypkMk Ghirmay Andom mama songo: kzbin.info/www/bejne/n4jMh32kob-ihJo Goitom Negasi Fikri: kzbin.info/www/bejne/sIG4oaCChdVnsLs Zer Esenay Ghirmay: kzbin.info/www/bejne/n16td2Rnlt-ha7s Mel ake Abraham ዋና ኣለዋ ዛ ሃገር(እዛ ብርከቲ ሃገርና ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ እዬ ዋናኣ) kzbin.info/www/bejne/iXnHiJ2cmNutnNE Temesgen Yared ኣርካናት kzbin.info/www/bejne/fanZl4Nqndxpn8k Eritrean Hero Bitweded Abraha Life Changing Speech: kzbin.info/www/bejne/jqu1h6qBiNd_p6M Kibrom Hailemariam እምነት kzbin.info/www/bejne/eIOshoFug9Scd5o Mihreteab Mi cheal ማማ ትሓመና ኣላ። kzbin.info/www/bejne/qmjLlHVmntpqb9E From Dr.Zerit ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኩ እዪ ዝዉረስ kzbin.info/www/bejne/jpbdmHmAe8itqNk Mel ake Abraham Remix ዋና ኣለዎ ዛ ሃገር(ባሕራን ምድራን እዛ ብርከቲ ንናፍቃን ንፈትዋን ሃገርና ኤርትራ ወልቀ ሰብ ወይኮነስ ንሕና ኣብ ዉሽጥን ኣብ ደገን ዘለና ኤርትራዉያን ኢና ዋናታት ሃገርና ኤርትራ። kzbin.info/www/bejne/rGqvZmSYirGLjJY ኣገዳሲ ሓበሪታ: ዝኮነ ሙዚቃ ንይ ተቃዋሚ ይኩን ናይ ደጋፈ ሙዚቃ ካብ ረሳሕ ፖለቲካ ነጻ ብሙካን ስምዕዋ። አነ ሓዉኩም Dr.Zerit ንይተቃወምትን ናይ ደገፍትን ሙዚቃ ብማዕረ ይሰምዖ። ከሳብ መወዳእታ ሂወተይ በጀካ ንህዝበይ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ዝኮነ ፖለቲካዊ ጉጅለ ኣባል ኣይከከዉንን እየ። ካብ ጽቡቅኩምን ጽቡቅ ናይ ሃገርና ኤርትራ ዝምነዬ ሓዉኩም Dr.Zerit ካብ U S A
@aminaherbo6286
@aminaherbo6286 2 жыл бұрын
@@heruashenefom tt
@mesfunhaylum1468
@mesfunhaylum1468 2 жыл бұрын
I j.g was a message to a 6th man that delivery was
@esayasmehanzel8266
@esayasmehanzel8266 Жыл бұрын
I love this song. Thank you.
@HERIHERI-yl1on
@HERIHERI-yl1on 2 жыл бұрын
ኤዱ ናተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ 💯❣❤ ከምዚ ከማይ ናይ ኤዱ ኣድነቅቲ ኣበይ ኣለኩም ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@etsegentmelese4344
@etsegentmelese4344 2 жыл бұрын
የኔ ውብ ማራኪ ድምፅ ነው ያለሽ ደጋግሜ ነው ያየሁት ከ እኢትዮጵያ ነኝ
@black_____life7668
@black_____life7668 2 жыл бұрын
ኤዱ መጭውቲ በዓልቲ ጥዑም ድምጺ ❤🤛 ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና እዚ ኲናተ ወዲ ኲናት የጥፈአልና ፈጣሪ 🙏🙏 የፍቅረኩምየ ❤❤❤❤❤🤛
@asmerabella9329
@asmerabella9329 2 жыл бұрын
Ammmmmmen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️💕
@entsarmahammedabobekar841
@entsarmahammedabobekar841 2 жыл бұрын
Danke 😍
@ውጽዕስደተኛ
@ውጽዕስደተኛ 2 жыл бұрын
ኣሜን ዓባይ ሰብ 🥺❤️🙏🏻
@black_____life7668
@black_____life7668 2 жыл бұрын
@@ውጽዕስደተኛ ውጹዐይ❤🤛
@salferberket8346
@salferberket8346 2 жыл бұрын
Tgraway hasad.kolo.ab alem.selam yelen.
@merigaltigray8904
@merigaltigray8904 2 жыл бұрын
ማራ ደስ ትበል ደርፊ ቀፅልሉ ኢዱ ሽኮር ብጣዓማ እያ ዝፍትወኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ፍትውትው
@dailyhope2222
@dailyhope2222 2 жыл бұрын
መጻኣኹኻ!! እዉይ ክዝከር ጣዕሚ ፍቕሪ ዝሓለፈናዮ፡ 'ታ ክናፈቕ ምቁር ሂወት ዝነበርናዮ፡ ማዕዶ ማዕዶ ይእኸል ምበር ከላእ እፍለዮ፡ መዓስ ካልእ ንስኻ ኢኻ ኣነ ዝደልዮ፡ ፍቕረይ መጻኣኹ በል ከምዝስ ኣግድን፡ ልበይ ንዓኻ'ምበር ገለ 'ይፈልጥን፡ ውኖይ ካብ ምንፋቕ ዓዲ ኣይውዓለን፡ ናተይ ምኻኣል'ሞ ዋላ ኣይተኻእለን። ብዓይነይ ክትወጽእ ብናፍቖት እውይ ዝሕመሶ'ታ ፡ ሰሓቕካን ዕላልካን እናመጸአስ ሰለም ክሊእኒ'ባ፡ ኣይከምሳኻን፡ተጸበቐ፡ ኣይከምሕቑፎኻን፡ተማሙቐ፡ ትናፈቕ እባ ኣታ፡ተናፋቒ፡ ክእለ ተልኩስ፡መዓስ ሓቂ፡ ዘለኒ ዝሓኩ ሒዘ፡ በል መጻኹኻ ጎበዘ፡ ልበይ ንዓኻ እና'ለ ዘይከኣል'ዶ ኪእለ፡ ይእኸለና፡ታ ወለላይ እንከለና'ዶሞ ፍቕረይ ምፍልላይ፡ መጻኣኹ ሕራይ፡ ድርብ!! ክንደይ ግዜ ክግረፎ፡ ጾር ናይ ውሽጠይ ከርጋፎ፡ ብደሓን'ዶ እዋን ክሓልፎ፡ ንሕቑፎኻ ክሕቆፎ፡ ንማእገርካ ክድገፎ፡ ክኾነለይ ከምቲ ዝሃርፎ፡ መጻኣኹኻ በል ተጸበየኒ፡ ምሳኻ'ንድዩ ፍቕረይ እቲ ዝሕሸኒ፡ ቁስለይ ሓቤአ ንኽንደይ'ሞ፡ ፍቕርኻ ከሎ እቲ ዝሕክሞ፡ ኩሉ ገዲፈስ መጻኣኹኻ'ሞ፡ ዘዝመቀረ ክንደጋግሞ። በቃ ከሙኡ ደልየ፡ወ ኣነ፡ እሞ ንሱ ደልየ፡ታ ኣነ፡ ልበይ ከምዚ ደለ፡ሞ ከመይ'ለ፡ ሕቑፎኻ ተመንየ፡ሃሪረ። ብርሃነ ክፍሉ(ብሩኖ)22
@ዐምሐራነኝፋኖአሏህአክበር
@ዐምሐራነኝፋኖአሏህአክበር 2 жыл бұрын
ኤደን በጣም ነዉ የምወድሽ ሻከር ያለዉ ድምፅሽ ይመስጠኛል። ቢቀጥን አያምርም ነበር። በዚህ ላይ ቅብጠት ያምርብሻል በጣም ለዛ አለሽ በርቺ 🙏👍👍👍💚💛❤
@ffffanuel3633
@ffffanuel3633 2 жыл бұрын
ድምጺ 100% ግጥሚ 100% ዜማ 100% ኡንቆዕ ብዳሓን መጻኺ 🥰 ኤዱተይ ሹኮር ❤😘
@TediTig-መባቻቲቪ
@TediTig-መባቻቲቪ 2 жыл бұрын
From gondar ethiopia i love eritrean music specially eden kesete's all music
@kwtkwt5015
@kwtkwt5015 2 жыл бұрын
🤗🤗🥰እኔ ኢትዮጵያዊነኝ ናሆምና ኤዱን በጣምነው ምወዳቸወ
@fnannguse450
@fnannguse450 2 жыл бұрын
ውሸታም
@kwtkwt5015
@kwtkwt5015 2 жыл бұрын
@@fnannguse450 😏ማለት
@amenkflesus1190
@amenkflesus1190 2 жыл бұрын
@@kwtkwt5015 ❤❤️❤️
@ajjb9552
@ajjb9552 2 жыл бұрын
kwt 💞🙏👌👍💯✅
@ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ
@ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ 2 жыл бұрын
ኤዱ ስሕልቲ ጎሮሮ አንታይ ክወጾ ግን ንዕባ ምስዚ ጡዑም ድምጽኺ ናይ ሃገር ደርፊ ሒዝኪ ምጽና አቶም ኣብዛ ሓሳብ ትሳማምዑ ክኣ ብ 👍👈 ጌርኩም ኣራጉድዋ
@eritreanwomenhelpingheraut9459
@eritreanwomenhelpingheraut9459 2 жыл бұрын
Yes true🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@kebreabwoldemariam8821
@kebreabwoldemariam8821 2 жыл бұрын
ስደተኛ ኮይኑ ካልአይ ስመይ እቲ ባህሊ ብዝኾነ ምስ ቋንቋ ተሐዊሱ ሃገራዊ እዩ። ሃገራዊ ከአ ቋንቋ፤ ባህሊ፤ ሃይማኖት ፤ ኩሉ ዝሐዘለ እዩ ። እቲ ሕጂ አምጺእኩም ዘሎኹም ፖለቲካ ንሐደ መንግስቲ ዝድግፍ ሃገራዊ ትብሉ ብ ሃገር ብ ህዝቢ ዝሐምም ን ምንግስታዊ አረአእያ ዘይድግፍ ከአ ተቋማራይ ትብልዎ ። ፓሎቲካዊ ሐዘል ደርፊታት ሃገራዊ ቋንቋ ፤ ባህሊ ፤ ክብርታት ሒዙ ዝደረፈ ግን ---- እንታይ ትብልዎ??
@ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ
@ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ 2 жыл бұрын
@@kebreabwoldemariam8821 አዋአ ኣንታ ካብ ዜሮ ተበጊስካ ስቅ ኢልካ ትህውትት ኣነ ንአሰያስ ድረፍሉዶ ኢለ ኢየ በዚ ዝርአየካ ዘለኹ ጽቡቅ ናይ ኤርትራ ዝሕጉሰካ ኣይትመስልን ኢኻ ኣነ ሃገራዊ ደርፊ ስለዝፈቱ ኢየ ከምኡ ኢለ ድሓር ክኣ ሑሉፍ ሓላዪ ህዝቢ ክትከውን ኣይትፈትን ተቃዋሚ ስለዝኾንካ ጥራይ ሓላዪ ህዝቢ ከብለካ ኣይክአልን,ዩ ታንኪ ወያነ ተወጢሕካ ኤርትራ ክትኣቱ አናሃቀንካ ብኸመይ መለኪዒ ኢኻ ሓላዪ ህዝቢ? አንበር አዚ ዘሎ ስርዓት ድኣ ኩልና ክቅየር ንደሊ ተቃዋሚ ለዋህ ደጋፊ ጨካን ዝበለካ መንዩ በዚ ሕጂ ንዕዘቦ ዘለና ድኣ አቶም ደገፍቲ ኡካ ይሕሹ።
@wedebteages1373
@wedebteages1373 2 жыл бұрын
Yah xbuq aleka 🇪🇷
@mercymercy8563
@mercymercy8563 2 жыл бұрын
Ayteredeakan mber hagerawit ya ezza derfi ko🙃
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 2 жыл бұрын
Edu the super talented artist. A pure definition of an Eritrean waro, an artist, loyal to her country 🇪🇷, a wife and a mother. That’s what I call a good role model. 💐🇪🇷🔥🎊🇪🇷🥰🍋🔥🇪🇷❤️🙌🏾🇪🇷
@nahomsocialmediaeritrea7394
@nahomsocialmediaeritrea7394 2 жыл бұрын
ንኤዱ ዝፈቱ እስከ ላይክ ይርገጽ 🇪🇷🇪🇷 👇
@kisanetkahsay5129
@kisanetkahsay5129 2 жыл бұрын
Ebi
@voxpopuli735
@voxpopuli735 2 жыл бұрын
ኤደን ሽኮር ንፍዕቲ ካብተን ንግስትታት ዜማታት ትግርኛ። ድሙቕ ሰላምታ ይብፃሕኪ ካብ መቐለ! ♥
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 жыл бұрын
ኤዱ ሽኮር እንካዕ ብሰላም መጻኪ
@pop_smoke3834
@pop_smoke3834 2 жыл бұрын
From USA 🇺🇸🇺🇸I like 👍 this girl 👧 Welcome back 🥰😍❤️🐪🇪🇷👈
@yonashagos288
@yonashagos288 2 жыл бұрын
And im from jou mother
@Bilenaycatholic
@Bilenaycatholic 2 жыл бұрын
Selam diyu pop smoke arkey 😂😂
@yonashagos288
@yonashagos288 2 жыл бұрын
@@Bilenaycatholic 🤣🤣
@pop_smoke3834
@pop_smoke3834 2 жыл бұрын
@@Bilenaycatholic Good 👍 my brother 🤍
@mlnmz8773
@mlnmz8773 2 жыл бұрын
@@Bilenaycatholic 🤣🤣🤣🤣 Moyte
@TomasDaniel-b6z
@TomasDaniel-b6z 9 ай бұрын
Hii eduye bxbuq derfi Mexican ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kullab_funs_100k
@kullab_funs_100k 2 жыл бұрын
أمازيغ المغرب معجبون بأغانيكم ⁦❤️⁩⁦❤️⁩⁦❤️⁩⁦❤️⁩👍👍👍⁦🇲🇦⁩⁦🇲🇦⁩⁦🇲🇦⁩⁦🇲🇦⁩ ⵜⵖⵣⵣⴰⵎ ⴷⴰⵔⵏⵖ ⴰⴽⴽⵏ ⵉⵃⴼⴹ ⵕⴱⴱⵉ ...
@selamawitgebregiorgis4901
@selamawitgebregiorgis4901 2 жыл бұрын
We are Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💟💟💟
@superjet6503
@superjet6503 2 жыл бұрын
Thank you moroccan brother. Fun factb "What is your name" sounds almost the same in tigrinya and amazigh
@kullab_funs_100k
@kullab_funs_100k 2 жыл бұрын
@@superjet6503 My nam is hassan , thinks
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 жыл бұрын
@@kullab_funs_100k 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🤮🤮🤮🤮🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 жыл бұрын
@@kullab_funs_100k 💪🦁ትግርኛ 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁❤️👌
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
Welcome Back Edu shkor great Songs 💯❤️ piece to All our 🇪🇷
@ኣደይእምበርናፊቐ
@ኣደይእምበርናፊቐ 2 жыл бұрын
ኤዱ ጅግና ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ምስ ሰራሕኺ ኢኺሞ ኣጆኺ ካብኡ ንላዕሊ ክትብርትዒ ንጽበ ጽብቕተይ !!!
@melkamugebeyeyehu7898
@melkamugebeyeyehu7898 2 жыл бұрын
i am from Ethiopia but i like it this one
@cvsipwis1
@cvsipwis1 Ай бұрын
Eza derfi 2 amet aymenekwan sgab lomi 😍😍
@meharizufan1206
@meharizufan1206 2 жыл бұрын
Wala anes za adu tigraweyti mesila tismaeni beka tigray 🙈🥰😍🥰 love you
@letehaymanotbahtaletinabah3818
@letehaymanotbahtaletinabah3818 2 жыл бұрын
Eden shikur gal erey marey
@jhonocbay693
@jhonocbay693 2 жыл бұрын
kulu edu sikor gna telmtkonu nemtay berhn selwo. seit gbere ab Eritrea Elterki tesbika eka. mesel zeblkum idi agoki eski kem mulst nay okem silindon kemtkoni regxegae. Edu shikor❤❤
@beti_boo556
@beti_boo556 2 жыл бұрын
Eritrea the beautiful country of my mom I fall in love without seeing you because of her I wish I can visit one day
@almaztesfai6576
@almaztesfai6576 2 жыл бұрын
🇪🇷❤️🌹🙏🏽
@dt2535
@dt2535 2 жыл бұрын
ደቒ ኤርትራ ሽኮሪናታት ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቕ ስራሕ ።
@erierenaasmera3672
@erierenaasmera3672 2 жыл бұрын
Proud to be Eritrean ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷well come Edu Shekor Natena ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@josefhistory5276
@josefhistory5276 2 жыл бұрын
Wedi adey marey we too 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾
@danielyonas4526
@danielyonas4526 2 жыл бұрын
ኤደይ ምቅርቲ ናይ ሙደይ ንግስቲ መድረኽ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ። ከምዚ ከማይ ትጽቢት ዝነውሖ እንተ ኣሎ ላይክ ይግበር ።
@kokobmessimessi6634
@kokobmessimessi6634 2 жыл бұрын
Edu ሽኮር ብልጽቲ ዓለም ሙሉእ ጥዕና ምስ ዕድመ ይሃብኪ እግዛቢሀር መቀረት ዓለም ንስኽስ እንቃዕ ናትና ኮንኪ ❤❤❤
@abieltekle3103
@abieltekle3103 2 жыл бұрын
ኣቲ ዓለመይ ኢኪ ንስኪ እኮ ካብ ኩለን ጸብለል ኢልኪ ዝወጻኪ ኾኮብ ኢኪ ቀጽሊዮ ጽቡቅ ስራሕ
@ጓልቶማስኣላዛር
@ጓልቶማስኣላዛር 2 жыл бұрын
I love u Eritrean music from indian 🇮🇳 ኤዱ ምቅርቲ
@milushmey8397
@milushmey8397 2 жыл бұрын
አዋይ ሕቡሸይ ኣብ ዘይ ትኣትውዋ ዘይብልኩም 😳 አንታይ ኣሎ ባ india ከድኪ ቤትየ መዓረይ
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 2 жыл бұрын
@@milushmey8397 kkkk ስደት ኣበይ ዘይ እተወና ይገርምውካ አዩ ኣነ ከኣ ጃፓን ኣለኩ ንእመሪኻ ክኸይድ ተታሒዘ ኣብ ዚ ኣለኩ ሕጂ
@kebronlilay1505
@kebronlilay1505 2 жыл бұрын
Ewyy kuchi muchi hotahe si beynki eki🤣🤣🤣🤣🥰
@milushmey8397
@milushmey8397 2 жыл бұрын
@@berofayohagermedia9215 ዋይ ሓወይ መዋጽኦ ይፍጠረልካ/ኪ. ጃፓን ደኣ በየናይ ዓይኖም ደኣ ርአዮም ሒዞምካ/ኪ. ወይ ዞም ጭምቻማት.
@filmonissak4593
@filmonissak4593 2 жыл бұрын
@@milushmey8397 kkkkkkkk
@hegahega6866
@hegahega6866 2 жыл бұрын
ኤዱ ሽኮር ናስ ናስ ዕድመን ጥዕናን ናዓኺ ኤዱየ
@thanksgod3243
@thanksgod3243 2 жыл бұрын
የኔ ቆንጆ ኤዱ እንቋዕ ብደሓን መጻኺ ጥዑም ድምጻ ኤዱ
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 2 жыл бұрын
ኤዱ ናተይ ኣነ ማራ እየ ዝፈትወኪ፡ ወትሩ ጽቡቅ ስራሓ ንኤዱ ዝፈቱ ላይክክክክ።
@mikaldawit1702
@mikaldawit1702 2 жыл бұрын
Welcome edu ayney wawww yebel srahat deqi rimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 жыл бұрын
ብራቮ ኢዱ ሓፍትና ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደስ ትብል ስራሕ በርትዕለይ ዝሓፍተይ መዓረይ ጎበዝ ❤️🇪🇷❤️👍🏿❤️👍🏿💪🏿❤️👍🏿
@matiwesephrem660
@matiwesephrem660 2 жыл бұрын
Edu shikor .xibukat deki ereyyy. Kemzi nhate s zifetwen ni deki anstyo eritrea alo do mara endiye zhiben beziyen waro ahiwatna ❤❤❤💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ወዲህዝባዊግንባር-ወ7ሰ
@ወዲህዝባዊግንባር-ወ7ሰ 2 жыл бұрын
ጋል ከሰተ ኩሉ ግዜ ድምቅቲ 🇪🇷
@habtabhagos7756
@habtabhagos7756 2 жыл бұрын
ኤዱ ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ ኢድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@ethio-nov
@ethio-nov 2 жыл бұрын
ተርጉሙልኝ በጣም ስለምወዳት ዘፍኖቿ በሙሉ ይመቹኛል ትርጉም ተርጉሙልኝ
@hugushatekestehugushatekes1880
@hugushatekestehugushatekes1880 2 жыл бұрын
beautiful sister Eden tekeste beautiful 🇪🇷❤🙏🌹🇪🇷❤beautiful 🇪🇷❤beautiful red sea Eritrea 🇪🇷❤🌹
@asmeraeritrea8594
@asmeraeritrea8594 2 жыл бұрын
Welcome ኣዱ ሽኮር ስሕልቲ ጎሮሮ ❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹 and nice background with our 🐫🐫and red sea 🌹❤️❤️ proud to be 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫 ብኤረይ ኩሕሎ ትሕበን ዓወት ብዓወት ኮይና ምያዛ 👈👈👈👈 አብዚ ጠውቅ ኤርትራዊ ዝኾንካ
@asmerabella9329
@asmerabella9329 2 жыл бұрын
Edueyyyy mkrtie wana fkrie 🌹💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💋
@jaguarb6307
@jaguarb6307 2 жыл бұрын
Adu shukur ❤️❤️♥️sidet yeaklena emba muxu belena. Nabey nskike
@solomonemirie9410
@solomonemirie9410 2 жыл бұрын
yene work mar nesh
@andinuguseandi7600
@andinuguseandi7600 2 жыл бұрын
Super best Eritrean musc well done Helen Keste
@gibayegilcho7451
@gibayegilcho7451 2 жыл бұрын
Great ! I love it from Arbaminch Ethiopia,
@yumunazerkawi6112
@yumunazerkawi6112 2 жыл бұрын
Such an amazing voice and song edu shkorrrr🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎼🎶✌️
@elsat792
@elsat792 2 жыл бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amlakeybehaqisenayeka
@amlakeybehaqisenayeka 2 жыл бұрын
Deqi erey 🇪🇷awalid si melkiekin mehenen eyu 💯💯💯enqae natna konkin xbuqatey
@ambesajerbrhane586
@ambesajerbrhane586 2 жыл бұрын
Anuqae Bselam Mexaki edu gal erey shikorina Aske n ede zfetu Like
@eritreaneertrawian9778
@eritreaneertrawian9778 2 жыл бұрын
እታ ዋጣ ናይ ባህልና አዝያ አመቂራታ ደስ ዝብል። 👏👏👏👏👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 2 жыл бұрын
Edu shekorna great job ❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@noorhusienabdul5722
@noorhusienabdul5722 2 жыл бұрын
the music mlodey and the picture the video is great the musian did not waste time great music , we thank you musian and producer eden kesete ,, we wish eid,mubarake holy month for all muslim all over the world ..
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 2 жыл бұрын
ኤረይ ዓደይ ናፊቅና ሕጅስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️💙💚
@mulugetaaregay9133
@mulugetaaregay9133 2 жыл бұрын
Edu shikorrr gal Rimey 🇪🇷🥰❤👈 edemen tenan ybeley 👑🥰👈❤🇪🇷
@judilove2033
@judilove2033 2 жыл бұрын
Welidey nty 🥺♥️❤️👑
@tsnatestifanos8439
@tsnatestifanos8439 2 жыл бұрын
Welcome Eden shikori Great music 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@etnatube2660
@etnatube2660 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/np_UmnaIh8ufnMk abza zwer belei shkorna
@MaxamedAli-x7v
@MaxamedAli-x7v 9 ай бұрын
Eden Kesete from.somaalia ERiTREAN i love you,❤❤❤❤❤❤❤❤
@okubittekle4741
@okubittekle4741 2 жыл бұрын
ኤዱ ናተይ ♥️ገለ ዓይነት ጓል ኤረይ🇪🇷🇪🇷♥️ ሽኮር♥️
@mahbul615
@mahbul615 2 жыл бұрын
ኤዱየ መቀረት ኣጆኪ እስከ ቀጽልዮ ጓል ኤረይ ምቅርቲ🇪🇷❣🇪🇷👸❣🇪🇷
@etnatube2660
@etnatube2660 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/np_UmnaIh8ufnMk abza zewer beli mekerti
@mebrihittedros6199
@mebrihittedros6199 2 жыл бұрын
Adye mkrti kslyo so love u nkkulkn Artist 🇪🇷🇪🇷edmen tenann
@etnatube2660
@etnatube2660 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/np_UmnaIh8ufnMk abaza tezweri xebekti fetert
@mengsweldemichaelmengsweld6786
@mengsweldemichaelmengsweld6786 2 жыл бұрын
Wawww edu shikorrrr adneqti edu abey alekum
@selamselam2348
@selamselam2348 2 жыл бұрын
Eday azeya zednqa neskes enqa geal rimey konjo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
@rigbetesfay6422
@rigbetesfay6422 2 жыл бұрын
Eden shkorrr edmen tanan yhabeki fetari
@elsat792
@elsat792 2 жыл бұрын
I love you sister I love all your songs 🇪🇷❤️❤️❤️❤️👏thanks
@merihabay4779
@merihabay4779 2 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ኤዱ ሽኮር ዝነኣድ ስራሕ 💯 👍👍👍
@MesiMesi-mj6tm
@MesiMesi-mj6tm 5 ай бұрын
Aduye marey 🥰🥰🥰btamiy zfetwa kab tigray adnakit Aduye ❤❤❤❤
@philmonkiflay6564
@philmonkiflay6564 2 жыл бұрын
god bless eritrea❤️ great video🙏🏾
@simontesfu8952
@simontesfu8952 2 жыл бұрын
ኤዱየ ምቅርቲ ገለ ዓይነት ደርፊ የኔ ቆንጆ
@asmeretasmir630
@asmeretasmir630 2 жыл бұрын
Wow edie sekorie nice job ajokie kaxiliyo edimanie teinanie yehabikie bealie fatrie Alem nice one
@jerusalem208
@jerusalem208 2 жыл бұрын
Eduye meqeret kulu gize blux srah ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fikaduabraha3490
@fikaduabraha3490 2 жыл бұрын
Edu sweet konjo keep up guys ♥️ deki ery ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️
@danielWeday
@danielWeday 2 жыл бұрын
Asararak zema ayhalwena.ab za zema nay saba Andemariam teserka. Ala
@mosshb1396
@mosshb1396 2 жыл бұрын
wawwww edu haftey qexlyo yebel dmxi
@lovelovelove1346
@lovelovelove1346 2 жыл бұрын
Kabti gitmn zemann n lali n akedadena tichinekyooooo bezihuuuu
@dkabetramdkabetram6864
@dkabetramdkabetram6864 2 жыл бұрын
Brhan gexa mexa kaa natki dmxi ksema keleku edu beqa kulu hasab nabey ke zkeyd endia gal eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅
@titimila6283
@titimila6283 2 жыл бұрын
ኤዱየይ ፅቡቅ ስራሕ ዕድመ ይሃብኪ ኣምላክ😘
@SamuelSamuel-r5c
@SamuelSamuel-r5c 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@kebronlilay1505
@kebronlilay1505 2 жыл бұрын
Just wowww edu shkor..nay bhaki btaemi gele aynet srah..kab dmxi gtmi zema clip..💯💯💯💛 kendi des zbeleni gn eti wkub botatat hagerna ariekna so thanks dear. Love u deki erey🥰😇🇪🇷😊
@user.peniel
@user.peniel 2 жыл бұрын
Btaemi xbuk srah deki erey!!!!!😘♥️😘♥️Gn ab (Fqrey...)ktbel kela ziema nay hieln meles...Shwyaa tederibtkum ala.mesleni......gn gele aynetttttt srah halalateyy😘😘
@elsat792
@elsat792 2 жыл бұрын
Sister I love your songs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WekilAbrha
@WekilAbrha 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌍🌍
@michaelhabte8086
@michaelhabte8086 2 жыл бұрын
Ma favorite artist nic job eduye
@kidaneyehuala2650
@kidaneyehuala2650 2 жыл бұрын
arif musica temechignalesh musicashin hule adametewalehu liyu nesh from ethiopia.
@ruthalinda8358
@ruthalinda8358 2 жыл бұрын
ዋው ገለ ዓይነት ብኩሉ ብልጽቲ ኤዱ ብራዦ
@etnatube2660
@etnatube2660 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/np_UmnaIh8ufnMk abza zewer belei mekerti
@tekahailu9273
@tekahailu9273 2 жыл бұрын
ኤደን እወድሻለሁ ከናዝሬት
@newalkedir5881
@newalkedir5881 2 жыл бұрын
Wow🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷
@dembenaentertainment
@dembenaentertainment 2 жыл бұрын
Welcome Edu Our Star and Good Luck 🥰🥰💯🥰💯
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 2 жыл бұрын
Nay behaki xebuk darfe edan haftey natey ajoki kaxeleyo teray adnaki natkeye kaxeleyo teray amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex
@amiboymoyey2303
@amiboymoyey2303 2 жыл бұрын
Derfi eritrea moyutu blash akaburuna ekum... Welahanti tehzto yebaln eza derfi nzia ketgetm zwealkas eidka tqorx
@berekettadesse5510
@berekettadesse5510 2 жыл бұрын
Nice Music Eden, from Ethiopia.
@antonyotesfazghi5106
@antonyotesfazghi5106 2 жыл бұрын
She is not from Ethiopia she is from eritrea bro
@selamnegash234
@selamnegash234 2 жыл бұрын
@@antonyotesfazghi5106 i think he’s saying he’s from Ethiopia
@ggyrtu3599
@ggyrtu3599 2 жыл бұрын
Wero gal ERI EDANIN KESATA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍓🍓🍓🍇🍇🍇❤❤❤🌹❤🌹🌷🌷🌷🌷🌷
@awetawet7101
@awetawet7101 2 жыл бұрын
First time eden you touched my feeling
@buruhtesfa7781
@buruhtesfa7781 2 жыл бұрын
ኩሉ ስራሕኺ ዝዎፆ የብሉን ኤዱ ሽኮር
@natsinetkesete6528
@natsinetkesete6528 2 жыл бұрын
Edu skor mkrti welcome
@henokteklemariam5555
@henokteklemariam5555 2 жыл бұрын
Gele aynet 👌🏾👌🏾👌🏾👍🏾
@almazghilamicael5934
@almazghilamicael5934 2 жыл бұрын
Asey edu bealti teum demxi 😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤
@betelhemeshetu8870
@betelhemeshetu8870 2 жыл бұрын
I'm lessining tegray Kelele music write know it's so beautiful,and modern, and a traditional tegray music also so beautiful.🌹😙🌹🌹
@jonwelu7085
@jonwelu7085 2 жыл бұрын
Edu shukor enkae mestkena.haftey
Eden kesete-New Eritrean Music 2021 - Aythfereni I ኣይትሕፍረኒ
6:04
DEMBENA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 3 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
37:51
bayGUYS
Рет қаралды 774 М.
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 4,9 МЛН
Eden Kesete - Kizirifeka (Official Video) | Eritrean Music
5:14
ADMAS MUSIC
Рет қаралды 3,8 МЛН
Eden Kesete - Eamnekaye -እኣምነካ'የ-  New Eritrean Music -2023
5:41
DEMBENA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 1,6 МЛН
Eritrean Live Music Mix 2024 ( Akrem Jemal, Qarya, Saliem, Chapiko)
30:31
Eden Teklit - Tegagika[ተጋጊኻ] -  New Eritrean Music 2022 ( Official Music Video )
5:21
Eden Kesete - Ferah Gorah - New Eritrean Music 2018
5:09
ADMAS MUSIC
Рет қаралды 3,5 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
37:51
bayGUYS
Рет қаралды 774 М.