ela tv - New Eritrean Movie 2018 - Agoray - Part 1

  Рет қаралды 136,020

ELLA RECORDS

6 жыл бұрын

Download Now Ela TV
Google Play Link - goo.gl/q7feUZ
Itunes Link to Download App - goo.gl/rdQjBD
" New Eritrean Movie 2018 "
ela tv presents - New Eritrean Movie 2018 - Agoray - Part 1
Subscribe today: goo.gl/7936J7
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Ella Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Facebook : goo.gl/Xf2BNl
Instagram -goo.gl/2Ek4Jb
Twitter @ goo.gl/p46zo
Snapchat @ Ella_records
Best Music KZbin Playlist - goo.gl/X9vGA5L

Пікірлер: 70
@LideaBerhe
@LideaBerhe Жыл бұрын
Abeza felmey meklatkem endey zefeteweken befely kaeren aforky betamey ey zeftew nak kebel ey zera zelk❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 6 жыл бұрын
super muito boa!!! esse seu imagem sol parece!! de seu relacao para tu melhorar!!!
@kunamawedisheraro7115
@kunamawedisheraro7115 Жыл бұрын
Merhab 💖 👈🏿
@ermilove685
@ermilove685 6 жыл бұрын
*ሚለኑ ዓይነይ ምስ ሕጉሻ ጽብቅቲ*
@king-dg7ll
@king-dg7ll 6 жыл бұрын
*ኢላ ሓንቲ ማዓልቲ ብህዝብኩም ከይሓመምኩም ክትሓልፍዎ። ዝገርም ግን ንዕቤት ስነ ጥበብብ እናበልኩም ጉዳይ ራብሓኩም ጥራይ ትገብሩ ምኳንኩም'ዩ። ንህዝቢ ዘይከውን ስነ ጥበብብ ግን ታይ ክገብረልና'ዩ ዝጠፍኡ ዘለው ክንቅንዘወሎም ይግባኣና።* ባህልና ጥዑም ባህሊ ቀደም ፊልሚ ዝወጾ የብሉን ኣይትታዓንቀፉ ደቂ ባህሊ።
@erilove4346
@erilove4346 6 жыл бұрын
ክከውን'ዩ ሕልመይ Dram will king ስቅ በል ዓጢና
@king-dg7ll
@king-dg7ll 6 жыл бұрын
@@erilove4346 ተላኢካ ዲካ ኩርኩር እቶም ደቂ ክልተ መሬት ኣዲኦም እምበር ኣቦኦም ዘይፈልጡ መበቆል ዘይፈልጡ ደቃሉ ዲካ? ኣብዘይ ጠባይናንን ሓሳብናንን ኣይተእቱውና ኪዱ ርሓቁ ባኣኩም ብህግደፍ ደም እውሕዝ ኣሎ ደቃሉ።
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 6 жыл бұрын
ክከውን'ዩ ሕልመይ Dram will king hhhhhh abzi movie nay hgdef zibl alo du.senef
@jordanmichaluk552
@jordanmichaluk552 6 жыл бұрын
Serg zefen Ethiopia
@mhreteabokubazghi4630
@mhreteabokubazghi4630 6 жыл бұрын
Ata nemen kishiru eyom reclam gelen zgebru zelewu eziom ella anes hamt aykefiln
@Kusnat
@Kusnat Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@thiwettureboy8677
@thiwettureboy8677 6 жыл бұрын
Qdmie gele awarh rieya eza film why again???
@mttube8844
@mttube8844 6 жыл бұрын
ella tv mekseb alem misreakus tesenabide gidi koyne ayreakuwan aytkeyemuley heray!!
@akilebeyin9897
@akilebeyin9897 6 жыл бұрын
Thanks Ela tiv.
@SamuelSamuel-wv3lx
@SamuelSamuel-wv3lx 6 жыл бұрын
ELLA RECORDS hadish gda deytsedulna sakt ekum elekum aleku
@eritrawieyebelom242
@eritrawieyebelom242 6 жыл бұрын
ያ ትደጋግሙና ኣለኩ
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 жыл бұрын
ሚሊ ጅብዕቲ ኣሰይ ጽብቕቲ ፍጥረት. ..!!!!
@ሕልናቆሪራኣዝማሪኖ2007
@ሕልናቆሪራኣዝማሪኖ2007 6 жыл бұрын
Eway hagosa regemtie kema elkie alkie mesta tekal gebrekie so nice job continue
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 6 жыл бұрын
i like it.
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 6 жыл бұрын
esse suas cara tipico es muito boa bom!!! video e imagem es bonitas!!!!
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 6 жыл бұрын
Nice movie.
@ጋልዞምወየንቲሰብስረ
@ጋልዞምወየንቲሰብስረ 6 жыл бұрын
Wellcom sikornatat
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 6 жыл бұрын
essa a filme velho !!!! assisto veem!!
@wedieritrea5439
@wedieritrea5439 4 жыл бұрын
Abes meragxi sienelu ezi filim bebeynu chaniel sher yblwo ab hade gberulna jemiru ksab zwudi mudna kbewuxu nal girit
@robeldawit5422
@robeldawit5422 6 жыл бұрын
Wawwww milenu shikor nmilenu kriekie kelekus sneamrawi nebsey hawi yzrani milenu shikor tesfa ygeber hade malti msaki shahi kseti entay da eti film wedi film teterefenas eti shahi aynsenon nkewn embeba suf
@ሁሉምያልፋል-ሠ4ፐ
@ሁሉምያልፋል-ሠ4ፐ 6 жыл бұрын
ምን ተሻለኝ ትርጉም ዜሮ ነኝ እስኪ ቋንቋ የሚያስለምደኝ ማነው ስወዳችሁ ማሮች
@yonasghabretnsae7828
@yonasghabretnsae7828 6 жыл бұрын
ene enegrish alew
@ሁሉምያልፋል-ሠ4ፐ
@ሁሉምያልፋል-ሠ4ፐ 6 жыл бұрын
@@yonasghabretnsae7828 esh አመሰግናለሁ
@robieriboy5443
@robieriboy5443 6 жыл бұрын
Enie lastemrish
@ሁሉምያልፋል-ሠ4ፐ
@ሁሉምያልፋል-ሠ4ፐ 6 жыл бұрын
@@robieriboy5443 esh
@berekethayelom3194
@berekethayelom3194 6 жыл бұрын
wawww hji gerem part 2 wellcome
@siemsiem6883
@siemsiem6883 6 жыл бұрын
Hadash diya eza film entay dea dfelta ymesleni
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 6 жыл бұрын
*ሓዳሽ ኣይ ኮነትን ኣነ ከማን ርኤያ ኔረ ኣብ youtube ግን ውድእቲ ፊልም ኢያ ኤረና ድማ ሓንቲ ካብተን ብሉጻት ስነ ጥበባዉያን ሃገርና ኢያ ኣብ ንእሽተይ ሓወይ ክንዲ ሓሙተይ ሚለኑ ኮይና ተዋሲኣ ኔራ ትፈልጣ ትኸዉን ኢኻ ይቅረታ*
@siemsiem6883
@siemsiem6883 6 жыл бұрын
@@entertainment-yf7je enda ela tv susuat dea hadush entay elom ksedu germni endiu xenihu
@kusugalagameshqoragameshqo5789
@kusugalagameshqoragameshqo5789 6 жыл бұрын
Xbuk drama ❤❤💋😗
@mnasieabrham7677
@mnasieabrham7677 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@geryetewelde7175
@geryetewelde7175 6 жыл бұрын
wawwwww deki Ereyyyy
@bigthinkbethink2807
@bigthinkbethink2807 6 жыл бұрын
እዛ መኽሰብ ዓለም ኢልኩም ትብልዋ ፍሊም ከይትዝርግሕዋ ሕማቅ ትምህርቲ ኣይትምሃሩ እንተ ኪኢልኩም ደምስዋ ካብ ዩቱብ፡ ተኪኢልኩም ጽቡቅ ፍሊም ዘርጉሑ ተዘይኮይኑ ግን ሕማቅ ትምህርቲ ኣይትምሃሩ ንህዝቢ ኤርትራ,
@-smiley1
@-smiley1 Жыл бұрын
Gezet tbl film abey krekba ykel
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 6 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ኤዛ ምእሳሩሲ አዘኪሪኪሙና ኪንዳይ ታአሲሪና ዓብና
@robeltewelde9705
@robeltewelde9705 6 жыл бұрын
Bmulu azi msakum delo film terayu eyu rinayo ena advertayz
@candido6539
@candido6539 6 ай бұрын
❤🕌⛪🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helenaregay1234
@helenaregay1234 4 жыл бұрын
አታ ከምዚ ባህላዊ ሙቪታት ክፍተወኒ ጉድ ክትክእልዎ ድማ አሰይ ሽኮሪናታት
@ሓደንስደተኛ
@ሓደንስደተኛ 6 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ታ ሰለምታ፡ ይቅድም። ንቱ ኩቡር ድኮነ ባህልና ብምስራሕኩም፡ ከምስግን' ይፈቱ፡ በዙ ' ምክንያት ካ ሓደ ሓደ ግድለት፡ ክዛረብ ይፈቱ። እዛ ቻነለ ነታ ኣንጻር፡ ብህልና ዝኮነት፡ መክሰብ ዓለም፡ ዘርእስታ ፖቶጌራፍኪ"ዝኮነት ኣድቨርታይዝ፡ ትገብሩላ ኣለኩም። ተቃራጽ'ኮሞ ይሓይሽ፡ ኖቶም ኣብ፡ ካልእ ጉዳይ ' ዘለዉ ማለተይ ነዛ ፊሊም፡ ኩሰሩሑ' ላዕላን ታሕትን፡ ዙቡሉ ዘለዉ፡ ከይተክስሮም፡ ኤላ Tv?ተተጠንቆኩም ይሓይሽ፡ ማዕረ ህዝቢ እንተ ክይዱኩም፡ ፍረ ጻማኩም እይክሱኡኑን፡ ኢኩም። እቲ ዝገርመኒ ነገር፡ እንተሃሉ፡ ነዚ ሃናጺ ዝኮነ ሪኢቶና፡ ዘይንቡብዎ፡ ምካኖም ኢዩ፡ ተታካባበርና? ይሓይሽ፡ Ella Tv ????????????????????????????????????????????&ንካባበር።
@nahomtekie1638
@nahomtekie1638 6 жыл бұрын
xbkati film bhaki
@ሙኩሕይሕሰሞ
@ሙኩሕይሕሰሞ 6 жыл бұрын
ኣሰይ ስነጥበብ ሃገርና ይዓንብብ እዛ ይቱብ ፊሊብ ብፊሊም ኮይና
@elifreentertainment
@elifreentertainment 6 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሕእው ደርእሺ ፊልም ዓጎራይ ኣቶ ኤፍረም ሃይለ። ሰላምን ጥዕናን እናተመነኹልካ፣ ኣብዛ ፊልም ዘለኒ ሓጻር ርእይቶ ክህብ። እዛ ፊልም ኣብ 3 ክፋላት ተዛዚማ። ኣብኡ መዛዘሚኣ ክኸውን ኣይነበሮን። ብሕጂ ውን ካቢ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ሓሳባት ዝዓብን ዝበልጽን ሓሳባዊ ክዉንነታት ኣለካ። ዓጎራይ ብሞት ኣደ ውላዱ ክሕተት ነይርዎ። እቶም ሽሞኛ ንዓጎራይ ነገሩ ክደልዩዎ ነይሩዎም። ዓጎራይ መሬት ክሳብ ትጸቦ ከዕለብጥ ክንርኢ ንኽእል ኔርና። ወላዲቱ ውን ናታ ናይ ወላዲት ሰፊሕ ዝኾነ ናይ ስራሕ ከተመንጩ ትኽእል ነይራ። ኣብ መወዳእታ እቶም ሽሞኛ ጉዳይ ሞት ናይታ ሓራስ ምስፈለጡን ጠንቀኛ ውን ዓጐራይ ምዃኑ ምስተነግሩን ናብ ዓጐራይ ኣቕኒዖሞ ዝነበሩ በትሪ መሊሶም ብምውጥዋጥ፣ ንጓሎም ውን ኣሰር ናይታ መዋቲት ከስዕባ ከምዝሓሰበ ጌሮም ብሽመቶም ካብ ዓዱ ከምዝንጸል ብምግባር ንሓውቦኡ ብምእሳር ክጽንክር ምኸኣለ። ኣብ መወዳእታ እታ ብሰንኪ መልሓሳ ዝወስዳ ዝሰኣነት ነግራም መሓዛ ኣደ ጓሉ በዓልቲ ቤቱ ብሙዃን ነታ ሓቚፋ ዘረከበቶ ዕሸል ውላድ መሓዛኣ ባዕላ ተዕብያን ኩሉ ክትኮነላን ምኸኣለት። ስለዚ please ደጊምካ ሕሰበላ። ኣወዳድኣኣ ኣይማዕረገትን። ንሞት ውላዱ ከም ቅቡል ዝርእይን ዝቕበልን ወላዲ ኣበይ ርኢና። ቃሉ መሬት ኣይትጽርኒ ክብል ምተገበአ። ብድሕርዚ ደቂ ሓውቦኡ ክስዕብዎ ምተገበአ። ዓጐራይ በቲ ዘለዎ ተፈራህነትን ድፍረትን ሓይልን ኣብ ልዕሊ እቶም ሓደ ገዛ ክሳራታት ከውርድ ምኸኣለሞ፣ ነገር እናጸንከረ ምኸደ። ናቱ ፍታሕ ብምፍጣር ከኣ ዋሃ ዘበለ ስራሕ ምኾነ በሃላይ እየ። ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜ ይምነየልካ። ፍረዝጊ ኣብራሃ እየ ካብ ጀርመን።
@req3atkhidanah372
@req3atkhidanah372 6 жыл бұрын
EliFre Tv hszb
@teddyjoker4588
@teddyjoker4588 6 жыл бұрын
ELLA ድኣ ፊልም ኣይንዝርግሕን ኢና ኢልኩም ዶ ላዕልን ታሕትን ትብሉ ኣይነበርኩምን ታይ ድኣ ሎሚ ዘርጊሕኩም ጥሙያት ንዓኹም ብምጽላአይ ኮ ነዞም ኩሎም ኣብ ቻነልኩም ዝዝርግሑ ደረፍቲ ጸሊአዮም
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 6 жыл бұрын
ዋይ des kbl away hagerey nafike ati kedem ms muhazutey zehlefkwo may knemxse antelena terayouni way sdet fah fah abiluna
@natumaheri6042
@natumaheri6042 6 жыл бұрын
Hugusha shkorrrrrrr
@ኤረናኤረና
@ኤረናኤረና 6 жыл бұрын
ከምዚኣ ናገበርኩም ደኣ ስደድዎን እንበር ኣነስ ሓራም ኢለ ገንዘብ ከፊለ ዘይርኢ ፊልም ህንዲ ኮ ዘይከፈልክሉ
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 6 жыл бұрын
*ሓወይ እቶም ጻዕራማት ስነ ጥበባዉያን ኣበይ ይርከቡ እንተ ኢልካኒ ኣብ ኤርትራ ኢዮም ዝርከቡ ብኸመይ እንተ ኢልካኒ ድማ ሓደ ገንዘብ የብሎምን እንዳ ተማላልኡ ኢዮም ዝኸዱ ጽቡቅ ኣታዊ የብሎሙን ህዝቢ ዉን ሓቂ ትሓይሽ ኣይንሕግዘሙን ኢና ብኮቢ ራይት ኣዋሪድናዮም ኢና ኣይትሓዘለይ ሓወይ ህንዲ ኮ ዘይከፈልክሉ ምስ በልካ ተሰምዕኒ ምኽንያቱ ናይ ሃገርና ፍርያት ተገዲስና ስለ ዘይንርእዮ ኢዩ መቀረቱ ዘይ ርደኣና*
@ኤረናኤረና
@ኤረናኤረና 6 жыл бұрын
@@entertainment-yf7je ምስ ኤላ ሪከርድስ ወዲ ማሕበሮም ዲካ
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 6 жыл бұрын
Kiikiikikikiki
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 6 жыл бұрын
atencao e olha e assistir
@ገናግዜ
@ገናግዜ 6 жыл бұрын
እስከ ገለ በሉ ክንደይ ሚኢታዊት ይክፈሉ ይኮኑ እዞሙ ናይ ሃገርና ስነ ጥበበኛታት
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 6 жыл бұрын
vens as carga!!!
@mibraktewelde1991
@mibraktewelde1991 6 жыл бұрын
መኣስ፡ሞ ከተምጽአዎም አዘን ፊልም ብ ኣድቨርታይስ ዓመታት ወሲድኩም
@maryameykbleye7671
@maryameykbleye7671 4 жыл бұрын
Mekseb Alem tbl bfxum ktzrgah yeblan bhlnan ms rbhana zeytkeydn fxum xbuk sne mgbar tmhrti zeybla sle zkonet ashnkay ktzrghwa kabzi advertise ktwexi keman alewa ay kab bahlna aye kab yatana new belwo Amlak selamu yewrdelna
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 6 жыл бұрын
oque rir e engracado ??
@wedieri1957
@wedieri1957 6 жыл бұрын
swiz reject elomni hji nabey hager kekayd amakurune yehwatey
@beryewedigebar374
@beryewedigebar374 6 жыл бұрын
እዚ ፊልም ናይ ቀደም እዩ ፡ ርኢናዮ ኢና ።
@mkabrifli8012
@mkabrifli8012 6 жыл бұрын
entay malet eu htef htef k
@meksebberakigebremaryam4449
@meksebberakigebremaryam4449 6 жыл бұрын
1 c
@ሓደንስደተኛ
@ሓደንስደተኛ 6 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ታ ሰለምታ፡ ይቅድም። ንቱ ኩቡር ድኮነ ባህልና ብምስራሕኩም፡ ከምስግን' ይፈቱ፡ በዙ ' ምክንያት ካ ሓደ ሓደ ግድለት፡ ክዛረብ ይፈቱ። እዛ ቻነለ ነታ ኣንጻር፡ ብህልና ዝኮነት፡ መክሰብ ዓለም፡ ዘርእስታ ፖቶጌራፍኪ"ዝኮነት ኣድቨርታይዝ፡ ትገብሩላ ኣለኩም። ተቃራጽ'ኮሞ ይሓይሽ፡ ኖቶም ኣብ፡ ካልእ ጉዳይ ' ዘለዉ ማለተይ ነዛ ፊሊም፡ ኩሰሩሑ' ላዕላን ታሕትን፡ ዙቡሉ ዘለዉ፡ ከይተክስሮም፡ ኤላ Tv?ተተጠንቆኩም ይሓይሽ፡ ማዕረ ህዝቢ እንተ ክይዱኩም፡ ፍረ ጻማኩም እይክሱኡኑን፡ ኢኩም። እቲ ዝገርመኒ ነገር፡ እንተሃሉ፡ ነዚ ሃናጺ ዝኮነ ሪኢቶና፡ ዘይንቡብዎ፡ ምካኖም ኢዩ፡ ተታካባበርና? ይሓይሽ፡ Ella Tv ????????????????????????????????????????????&ንካባበር።
@ሓደንስደተኛ
@ሓደንስደተኛ 6 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ታ ሰለምታ፡ ይቅድም። ንቱ ኩቡር ድኮነ ባህልና ብምስራሕኩም፡ ከምስግን' ይፈቱ፡ በዙ ' ምክንያት ካ ሓደ ሓደ ግድለት፡ ክዛረብ ይፈቱ። እዛ ቻነለ ነታ ኣንጻር፡ ብህልና ዝኮነት፡ መክሰብ ዓለም፡ ዘርእስታ ፖቶጌራፍኪ"ዝኮነት ኣድቨርታይዝ፡ ትገብሩላ ኣለኩም። ተቃራጽ'ኮሞ ይሓይሽ፡ ኖቶም ኣብ፡ ካልእ ጉዳይ ' ዘለዉ ማለተይ ነዛ ፊሊም፡ ኩሰሩሑ' ላዕላን ታሕትን፡ ዙቡሉ ዘለዉ፡ ከይተክስሮም፡ ኤላ Tv?ተተጠንቆኩም ይሓይሽ፡ ማዕረ ህዝቢ እንተ ክይዱኩም፡ ፍረ ጻማኩም እይክሱኡኑን፡ ኢኩም። እቲ ዝገርመኒ ነገር፡ እንተሃሉ፡ ነዚ ሃናጺ ዝኮነ ሪኢቶና፡ ዘይንቡብዎ፡ ምካኖም ኢዩ፡ ተታካባበርና? ይሓይሽ፡ Ella Tv ????????????????????????????????????????????&ንካባበር።