EmbassyMedia - WARSAY - ሓባራዊ ዘተ - ዋርሳይ 'መላግቦን ቅኒትን ሰለስተ ወለዶ'

  Рет қаралды 95,218

Eritrea EmbassyMedia

Eritrea EmbassyMedia

Күн бұрын

“ተልእኾ ኤርትራዊ ሃገራውነት ዘጒልሐ፡ ሓይሊ ውዳቤታትና ዘረጋገጸ፡ ንወለዶታት ከም ሰንሰለታዊ ቀለቤት ዘተኣሳሰረ’ ሓባራዊ ዘተ - ዋርሳይ 'መላግቦን ቅኒትን ሰለስተ ወለዶ'.
Panel Discussion, with Abraham Sium, Wedi Belay, Berhane Fasil, Mogos Zemichael and Berhane Woldegiorgish 'Wedi Keshi'. - WARSAY - The national service of Eritrea is the biggest national institution and national practice that brings together hundreds of thousands of Eritrean youth in service to meet the country’s critical needs in social, economic, cultural and political sectors. Service to the country and community has a long tradition and strong foundation. ktet, wefera and maetot are part and parcel of Eritrean people and are a common socio-cultural practices. In addition to the well-known national service, there are also supportive programs and interventions like summer campaign of secondary school students. Every summer, students are participated in various activities of public safety and environmental protection. The summer campaign run by ministry of education has two broad goals: one is to provide direct beneficial service to the country and the other is to produce positive effects on the young students in areas that include civic engagement, volunteerism and life skills.
#Eritrea, #Warsay, #EastAfrica, #BorderWar,

Пікірлер: 232
@mebfisaha9904
@mebfisaha9904 4 жыл бұрын
እዋይ የሕዋተይ ብፍላይ እዚ ምሊታሪ ስረ ገሩ ዘሎ በኽዩ ኣብክይኒ ታሪኽ ኤርትራ ወፍሊካ ኣይውዳእን እዩ፡ሞ ያሬድ ሓወይ ወስኸና ብዝኾመ ይኹን ክንሕግዘካ ካ ድልው እየ በኣይ ወገን። ዓወት ንሓፋሽ፡
@abrahamtedros1409
@abrahamtedros1409 3 жыл бұрын
.
@HAREGU1
@HAREGU1 4 жыл бұрын
መርሓባ ዋርሳይ ደቂ ጀጋኑ❤️🇪🇷❤️ ክብሪን መጎስን ንስዉአትናኑ ጀጋኑና❤️ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️ ዓወት ንሓፋሽ ❤️🇪🇷❤️
@erinabella5455
@erinabella5455 3 жыл бұрын
ኤርትራዊነት ጅግንነት እዩ: ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና: ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@mathu4616
@mathu4616 3 жыл бұрын
We Eritrean we will never forget Weyane! what they have done in our country!
@michael2915
@michael2915 4 жыл бұрын
ያሬድ እታ 200 ሜትሮ ቀዲማቶም መጺኣ ዝበልዋ ጋል ኣባል 5ይ ዙርያ ባ ብሂወት እንተላ ባ ሓታቲትካ ኣቅርበልና ብዝተረፈ ትሰርሖ ዘለካ ስራሕ ቀሊል ኣይኮነን እሞ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ 🇪🇷💪
@solaman1400
@solaman1400 3 жыл бұрын
Ala mhlaw dea sgro do ktsegri elom newih amet asiroma alewu
@amanuelzekarias1920
@amanuelzekarias1920 3 жыл бұрын
M
@selamg3325
@selamg3325 3 жыл бұрын
እወ ተዘቅርባ ጽቡቕ ኔሩ ተዘይ ተጋግየ በዚ እዚኣባል ዝጠቅሶ ዘሎ ኣባል ክ/ሰ 27 1ይ በርጌድ 2ይ ቦጦሉኒ እያ ትኸውን ብዝኾነ ብዙሓት ጀጋኑ ደቂ ኣንስትዮ ኔረን ብፍላይ 5ይ ዙርያ ንገዛ ከይተፋነዉ ወራር ወያነ ስለ ዝጀመረ ከምዘለዉዋ እዮም ቀጺሎም
@nebibtighebreweldi8079
@nebibtighebreweldi8079 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቅ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏 ኣጆኻ 😭😭😭
@freweiniteklemichael5017
@freweiniteklemichael5017 3 жыл бұрын
እዋይ ወያኒ እድክን አይ ትስአና ዝበላዕ ኩሙሉ ጻሕሊ ትሰብሩ እዚዶ ይርሳዕ ተመሊሶም የሕዋትና ኢኩም ዝብሉና አጆኩም ጀጋኑ ሕጂዉን ሎሚ ከም ትማሊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሐፍሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@gobushyared6046
@gobushyared6046 4 жыл бұрын
ክስማዕ ዝግብኦ ዉዕሎ ጀጋኑና👊🇪🇷 ዝመጰ ይምጳእ ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ደቂ ሓላል መሬት።
@edomefrem1825
@edomefrem1825 3 жыл бұрын
Nay behaki 👌🇪🇷
@teklit3568
@teklit3568 4 жыл бұрын
BRAVO፡ጎቦ ጎሶማ ኢያ ትብሃል፡ ጅግና ሓወይ፡ ኣነ ኣብኣ ኢየ ዓብየ ፡ብሰንኪ ወያኒ ግን 22 ዓመት ኮይኑ ኣማዕዲና ካብ ንሪኣ, ክንደይ ጀጋኑ ኢዮም ኣቡኡ ተሰዊኦም፡ ዘይ ሃስስ ታሪኽ ኢዩ፡ክብርን መጎስን ንጀጋኑና,ክገርመኩም ክሳብ ሎሚ ሬሳ ኢኻ ትርኢ ኣብቲ ጎቦ ጎሶማ ማይ ተሃሪም ፡ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@elltaeri3624
@elltaeri3624 3 жыл бұрын
አኽኽኽ ጭፍራ ዶርጎኛ ሎሚ አሕዋት ክትብለና አብ ልዕልመን ከተሽካዕልል ዶርጎኛ ወይለኹም እቶም ከዳዓት አሳሰይቲ ዶርጎኛ
@mulugetaaraya2362
@mulugetaaraya2362 4 жыл бұрын
ኤርትራ ክትነበር ብሉጻት ዘሕለፈት ሃገር ህዝቢ መንግስቲ ስለዝኮነት ከምወርቂ ተኮሊዓ ትነብር አላ ንጻላእታ አንበርኪካ ትጉዕዝአ ትቅጽል አላ ዓበይትኦም ንኣሽቶም ጸላእታ ተሕፍሮም ኩሉ ግዜ ውውትሩ ከም ኡ ኢዩ ተወራረስ ።
@elltaeri3624
@elltaeri3624 3 жыл бұрын
RESAH. WEYANE.
@ቻቺ
@ቻቺ 4 жыл бұрын
ኤርትራዊ ዋናኒ ታሪኽ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷። እንዳ ዓጋመ ታሪኽ የብሎምን። ዓጋመ ታሪኾም ታሪኽ ስርቂ እዩ ፎዕዕ
@redaghebrezghi149
@redaghebrezghi149 3 жыл бұрын
Game ovet
@Eri3-Bless
@Eri3-Bless 4 жыл бұрын
ጀጋኑና ብሂወት ተሪፎም ነዚ ከዘንትዉ ዘብቅዕም ኣምላኽ ሕጂኸእ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም። ነቶም ንክቡር ዕላማ ዝተሰውኡ ጀጋኑና ኸእ ክብርን ሞጎስን ይኹኖም። ሳላኹም ኮሪዕናን ተሓቢናን ንነብር ኣለና። ዓወት ንሓፋሽ
@rigatgirmay2958
@rigatgirmay2958 4 жыл бұрын
ከቢድን ረዚንን ዋጋ ስለ ዝተከፈለ እዩ ሕዝቢ ክሳብ ሕጂ ሸጥ መዓንጣ ኢሉ ዘሎ ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና
@followyourheart7766
@followyourheart7766 4 жыл бұрын
THANK YOU Yared this is SOMETHING we should (need) to hear & see over & over again to remainde our self,children,youth,&our people in General.. Eritreans are " WENENTI REZEN TARIKK" ❤🇪🇷❤🇪🇷 Bebgezeou abtie kemzee welo zeneberun ketereku zekkelun kemzeato mexeom jegnenetom kekafuluna tezeveber kemay XEBUQ neyru entetekaelu.
@redaghebrezghi149
@redaghebrezghi149 3 жыл бұрын
I am totally agree thank u brothet🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@meharitesfay2928
@meharitesfay2928 3 жыл бұрын
,
@syoumghebrehaimanot2297
@syoumghebrehaimanot2297 3 жыл бұрын
Warsay Yikealo and the next Generation will lift Eritrea forward. And they deserve great respect.
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 4 жыл бұрын
ካሕሳይ በላይ ናይ ቅያዓዲ በግዖ ዝተዛረብካዮ ብጥዓሚ ጽቡቕ ገልጽካዮ ወዲ15 ዓመት ኔረ ይዝከረኒ እታ ናይ ዓዲ በግዖ ተጸርግፎም ኣብ እንዳ ማርያም ዓይላ ዝነበረ ድፋዕ ብጥዓሚ እኩም ትሃስኩም ውግኣትኩም ንማይ ጸብሪ ካብ ማይ ጸብሪ ንፍቅያጨቀምጠ ብኣጋር ተምጽዎም ኔርኩም። ካብ ፍቅያጨቀምጠ መካይን ይቅበላኹም ኔረን። ክንደይ ነብዕና እወ ኣደታትና ኣንጣጥዕ በጽብጸን ይቅበልኦም ኔረን።
@Must-wu3br
@Must-wu3br 3 жыл бұрын
inqaterfkum bizaaba jaganu ahwatku ktgelthu
@Semiraasmara
@Semiraasmara 3 жыл бұрын
ናይ 271 አዘኪርካና ጀነራል ወዲ ሀብተስሉል ብሐቂ ጅግና እዬ ሐው ከማን አብ ሐይልታት ምሳና ኔሩ ተሰውኡ ቅኑዕ ሐቀኛ ጅግና እዬ ኩሉኩም ጀጋኑና ንበሩልና አባል 5ዙርያ እየ ስማ ተትነግረና ጽብቅ ኔሩ ስውሀትና ወትሩ አብ ልብና ኢዬም።
@michaelgebregziabiher5553
@michaelgebregziabiher5553 3 жыл бұрын
It's time to speak everyone has to talk about the history
@nakfasahil1091
@nakfasahil1091 4 жыл бұрын
Sacrifices of eritrawiyaN NEVER in Vain "* AykoNeN Nihamed "
@habtomnegasi7765
@habtomnegasi7765 3 жыл бұрын
Thank you yared Embassymedia🇪🇷🇪🇷❤️
@wedimiki4375
@wedimiki4375 3 жыл бұрын
ጅግንነት ኤርትራዊ ገና ኣይትገልጸን ዘሎ።ሕጂ ክሓታ ደልየ ደለኩ ዓንዳይ ሰብኣይ ሓብተይ እዩ፡ኣቦ 3 ቆልዑ እዩ።ሕጂ ደቁ ኣቦኦም ከምይ ከምዝነበረ ይሓቱና ኩሉ ግዜ ብፍላይ እቲ ወዲ።ሕጂ ኣነ ንኣብርሃም ብከመይ ክረክቦ ይክእል።ሰካ ዓርኩ ን ዓንዳይ እዩ። ሕጂ ኣነ ምስ ኣብርሃም ክራከብ ደልየ ነይረ ኣብርሃም ሓወይ እንተ ኣንቢብካያ እዛ ጽሕፍለይ መልሲ ግደፈለይ።ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 3 жыл бұрын
Josi hawey knfanew ena knmles nsdrana endabelna bhandebet werar weyana tefelikana 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 weteru ab lbna josi hawey nezentwelka ena kulguza zelalemawi zkri nsweatna
@michelberhe3379
@michelberhe3379 3 жыл бұрын
ይቅረታ ካሕሳይ በላይ። ኣብቲ ዓዲ ሓጋዶ ጥቃ ዘላ ዓዲ ቀይሕ ኢልካያ እሞ ቀይሕ ኩርባ እያ ትብሃል ንመአረምታ እየ ።
@abrarabdela3078
@abrarabdela3078 3 жыл бұрын
ኤርትራውነት ዘይብተኽ ሰንሰለት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 3 жыл бұрын
I proud to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thank you guys
@sarahtesfai4740
@sarahtesfai4740 3 жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና! ክብርን መጎስን ንህሉዋትና! መዳርግቲ ዘይርከቦ ብሳተላይት ምዕራባውያን ዝተመርሐ ኳናት በዲህኩም: መሰስ እልኩም ወጺእኩም ልዕላውነት ሃገር ኣውሒስኩም:: መን ከም ኤርትራዊ!!!!!!!!!!!!!
@drar6882
@drar6882 3 жыл бұрын
وارساي دبل شم مس تلعلي قنبر ات اري اب قطي تسالي ابشر ابشر ابش انسري لي المنادل
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 3 жыл бұрын
Chufra weyana lomi nezi tarik duro resikum ahuwatna ktbluna haftkum kab 491 neta melkt rado abey thelw enteteqrbulna jeganu ahuwat amlak edmen tenan nakum ymney nsweatna zelalmawi zkuri jugena aynebrn u tariku u zwres awet nhafashe ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrealove7981
@eritrealove7981 4 жыл бұрын
እዛ ብደም ሰማእታት ኣቦታትና፡ ዘተረክበት ሃገር፡ ንሉኣላውነታ ነኣሽቱ የሕዋትና, ዝተከፍለላ ኤርትራ፡ ጽናባ ንግሆ ብሰኪ እዚ ነውራም ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣትያዘላ ሃገር፡ ህላውነታ እንተጠፊኡ፡ ተሓተቲ ንስካትኩም ደገፍቲ ጅግደፍ ኢኹም። ዋርሳይ ኣብ ገዛእ ሃገሩ መሰሉ ዝተገፈፈ፡ ሸለብ ገለብ ንክብል ዝተፈርደ የዋህ መናሰይ ኢዩ።
@ቻቺ
@ቻቺ 4 жыл бұрын
ኣየ ዓጋመ ኣበጣ
@eritrealove7981
@eritrealove7981 4 жыл бұрын
@@ቻቺ ዓጋመስ ነታ ሃገረ ሰማእታት ኣብ ምድረ ሲኦል ዝቀየረ ንስኩም ትድግፍዎ ቁንጮ ህግደፍ ኢዩ።
@ቻቺ
@ቻቺ 4 жыл бұрын
@@eritrealove7981 ቂቂቂቂ ኣየ ቆማል ዓጋመ ጉዳይ ኣንበጣ ግበር ረሳሕ ዓጽሚ
@ቻቺ
@ቻቺ 4 жыл бұрын
@@eritrealove7981 ዕንቃዕ ኣሰይ ገበረ ኣንታ ሽንቲ
@eritrealove7981
@eritrealove7981 4 жыл бұрын
@@ቻቺ ርኢካ ዶ ሓቂ ልብኻ ይፈልጦ ኢዩ፡ ምቅባል ስለዛብየካ ግን ናብ ጸርፊ ትኸይድ፡። ኣምላክ ዓይነ ልቦናኩም ይኽፈተልኩም ደገፍቲ ወዲ ተንበናይ። ኢርትራ ግን ጽባሕ ንግሆ ሓርነታ ምስ ረከበት፡ ዝተበተኑ ደቃ ምስተኣከቡ፡ ሃገር ቤትማእሰርቲ ተቀይራ ዘላ፡ ናይ ልምዓት ምስኮነት ደገፍቲ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ሽዑ,,.......
@Bocaca49
@Bocaca49 3 жыл бұрын
👍 nice!! Eritreans have payed heavy price for the home land ! Try to bring the waro ; my 5th round badge. Fellow Eritreans , much respect. Our beautiful Eritrea will always be proud of it’s sons and daughters! The Future is bright!!!
@hagosgeberhiwet8928
@hagosgeberhiwet8928 3 жыл бұрын
ያሬዳ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን የቀንየልና ግን ናይታ ጋል ዝበላ እባ ኣቅርበልና ይቅሬታ ጋል ኢለ ጥራይ ኢለ ኣናእሰያ እታ ዋዕሮ ዘይበልክዋ ዋረሳይ መሳና ዳኣ ትድፈን እምበር ዘበት ከይትድፈር ኢሉ ሕድሪ ናይ ይካኣሎ ዝተቀበለ ይዝከረኒ ኣብ ዓድቀሺ ምዕባየይ ቆልዓ ኢየ ነይረ ወራር ወያኒ ኣብ ማእከሎም ኣእቴምና ከለዉ ምዕባየይ ሓብተይ ሳባ ዓጃበየ ዓጃቤና መለስ ሞይቱ ኣብ ጋቤና ኢላቶም ክቀትልዋ ኢሎም ወንትት ክብሉ ዋርሳይ ጥዕም ቃሉ ማንጁስ ዝኣመሉ ኣውሕስካያ ዓደቦኻ ኣላዳ ኣትየን ኣሓካ ሕለብ እስከ ስተ ጻባካ ተፋረየሉ ካኣ መርበት ህድሞ ኣቦኻ ተባዕ ጋሳ እንዲኻ
@user-mnbar
@user-mnbar 3 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ናይ ዋርሳይ ታሪኽ ኽብርበር ጀሞሩ ናይ ቕድሚ ናጽነት ናይ ተጋደልቲ ጥራሕ ተቕርቡ ኔርኩም ኣነ ዝጽበዮ ዝነበርኩ ግን ናይ ወራራት ወያነ ዘምከኑ ጀጋኑ ቐጽሉዎ
@Semiraasmara
@Semiraasmara 3 жыл бұрын
መርሐባ ብርሀን ገጾም ኤርትራዉነት መቦቆል ጅግንነት
@sshh5175
@sshh5175 3 жыл бұрын
ኡፈይ ከይ በሉ ንሰላም ናብራ ብህንጻ ሃገር ፍልም ከብሉ ፡ እቲ ብሕሉፍ ስዕረቱ ዘይ ተማህረ ተጻዪ ዳግማይ ክወርር እቲ ዓቢ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እግዚኣቢሄር ኣየፍቀደን ። ወራሪ ክቀትል እዩ ተሃንዲዱ ዝመጽእ ። ካልእ ኣይኮነን እንትርፎ ንዓመጽ ። እግዚኣቢሄር ምስቶም ምስቶም ዝዕምጹን ዝወሩን ኣይውግንን እዩ ። ቀደሙ ውን ከምኡ ስለ ዝነበረ እዩ እግዚኣቢሄር ኣብ ጎኒ እዞም ንሂወት ካልኦት ሂወቶም ዝበጅዉ ክኦይኑ ጻማ ደሞም ሓራ ኤርትራ ዘጓናጸፈ ። ሓራ ኤርትራ ህያብ ጀጋኑና ካብ እግዚኣቢሄር እያ። እግዚኣቢሄር ዝወድኦ ዝቅይሮ የለን ።
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 3 жыл бұрын
Were habuna were Esuratna, Were habuna were deqi suwuatna Were habuna were eteseweruna Were habuna were sunkulatna Were habuna were abotat, adetat Qebari tiwari zise'aneu Were habuna were timiet kebdom ziteaxefu Were habuna dehay Erena Tedemira keytitefeana, Were habuna ajenda Isayas!!
@mggb9549
@mggb9549 3 жыл бұрын
እዝ ኹሉ እታይ እዩ እቲ ዉጺቱ?
@fisshayezemuy5279
@fisshayezemuy5279 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ኤርትራዊ ኩሉ ግዜ ጅግና እዩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ !
@MichaelADR91
@MichaelADR91 Жыл бұрын
Our heroes always in our hearts ❤️
@bereketeabkidanemariam9933
@bereketeabkidanemariam9933 3 жыл бұрын
Seb sire Anewnow Abelkumo Warsayn ykealon 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kingsolomon1316
@kingsolomon1316 4 жыл бұрын
Rest and peace to our hero's martyrs God bless Eritrea glory to our martyrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@flameshockey7688
@flameshockey7688 3 жыл бұрын
አሰይ አናብስ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ሰብ ቅያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪
@bqse6142
@bqse6142 3 жыл бұрын
ዋውው ወዲ ስዩም ሓወይ ኣብሪሂሞ ምስ ኩሎም ብጾትካ ኣናብስ ካብ ሕድሕድ ትገዱ ጀጋኑ ምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ ደገምቲ ታሪኽ ኣቦታትኩም ኣዴታትኩም ኣያታትኩም ዋርሳይ ገዲም ልኡላዊት ሃገረ ሰማእት ኤርትራና ዳገመ ደውሓስኩም ኣብዚ ሕሱም ወራራት ሳላኹም ያ ኤርትራ ብርባዕተ እግራ ደው ኢላ ኩልኹም ጀጋኑ ተሓበኑ ኩርዑ ንሕና ሕቡናትን ኩሩዓትን ነኽብረኩምን ኢና ብኣኹም ዘልኣለማዊ ዝኽሮ !!! ንሰማእታትና !!! ወትሩ ዓወት ንሓጋሽ !!!
@meharigoitom3369
@meharigoitom3369 4 жыл бұрын
ኣናብስ ነዚ ረሲዕኩም ደደሕሪ ወያነ ትከዱ ዘለኩምን እስከ ይሰወጠኩም ኤርትራ ብደቃ እያ ደው ኢላ ኣጆና ኩሉ ተወዲኡ ኣብ ምመፈጸምትኡ በጺሑ እዩ ቅሰኑ ሰማታትና
@mebfisaha9904
@mebfisaha9904 4 жыл бұрын
Teawet
@nakfasahil1091
@nakfasahil1091 4 жыл бұрын
After - game over speech TeZaZiMu Ewe 💯% finally ERITREA 🇪🇷🐪 has Arrived .
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Nezen nezi tarik resien dedhriza chifra disti telimix zela mihret zibahal kenefikid yebilnan bihiwetom kinferdom alona xeweta aykonen kikinxelu alewom.!!!
@asterkidane2328
@asterkidane2328 3 жыл бұрын
አንታ ደንቆሮ አዶም ጸሊኦም አይኮንን አቶም አብ አድካ ዘለዉ ወያነ ካብ ጎይታካ ወዲ መድህነ በረድ ጀመሪካ ከፍ ከሊኦሞም ተሰዲደም ናብ ወየነ አይከዱን ነብሰኩም አዉጺኢኩም ትዋረዘዩ
@እምባጠቐራ
@እምባጠቐራ 3 жыл бұрын
@@asterkidane2328 ዓቅምኪ እይኮነን ዓቅምኪ ግብሪ ደንቆሮ።
@elltaeri3624
@elltaeri3624 3 жыл бұрын
ብርሃነ አብ ልብና አለዉ እቶም ንሃገር ንምድሐን ዝተሰዉኡ ዳኔኤል ወዲ ጨለ አዘኪርካና
@georgerut8321
@georgerut8321 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@rahelzerazion874
@rahelzerazion874 3 жыл бұрын
ክስማዕ ዘለዎ ታሪኽ ኤርትራ ክብርን ሞጎሰን ስንዋትና 🙏🇪🇷💖🌹መንሰያትና ኣብ ዘይከውን ሓሸውየ ዝኣትዉ ዘለዉ ታሪኽ ከሰምዑ ይግብኦም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ረዚን ክብሪ 🌹🌹🌹
@letinaweldu7804
@letinaweldu7804 4 жыл бұрын
Wesom lementi tegaru
@healthprogram10
@healthprogram10 3 жыл бұрын
ayee zeynexf tark jeganu. Eritrea edlena ya kemziom aynet jeganu mwlada eza abza video zela derfi ksedeley zkil seb eba bejakum tehababeruni
@mussiemehari5977
@mussiemehari5977 3 жыл бұрын
A HEROIC ACT AND VERY TOUCHING HISTORY. THANK YOU FOR YOU HEROIC DEEFENSE CONTRIBUTE. YOU GUYS ARE A HERO.
@syoumghebrehaimanot2297
@syoumghebrehaimanot2297 3 жыл бұрын
Warsay Yikealo is the mighty power to accomplsh the desire and the Vision of the Eritrean People ever before. Awet N‘ Hafash.
@manuelazemichael8726
@manuelazemichael8726 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹Sewatena Nezlialm yezkru 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐🌼🌼🌼🌼🌼💪💪💪💪💪
@segeneasmara596
@segeneasmara596 3 жыл бұрын
አፍፍ ክትሰምኦ ከለካ ብጣሚ አዩ ከብድኻ ዘሕምም ዘይርሳአ አንዳሐደረ ይሕድሰኻ 😢 ኤርትራ ዓይነሰብ በዚህዋ 🇪🇷🇪🇷
@berihumahari458
@berihumahari458 3 жыл бұрын
Eway natkum jgnnet gelixka ay wudaen eyu gn ane kabti zehbneni ertrawi mkaney eyu
@himantesfasghi2642
@himantesfasghi2642 3 жыл бұрын
Edmen Tienan Yhabkum jeganu deky Erey🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Yared Tesfay btekrbo medebat btaemy yemesgneka🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@himantesfasghi2642
@himantesfasghi2642 3 жыл бұрын
Kbrn mogesn n jeganu semaetatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 4 жыл бұрын
I'm weeping!
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 4 жыл бұрын
Zelalemawi kbri nsematatna
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 4 жыл бұрын
Ajokum Teawitkum ekum.
@elltaeri3624
@elltaeri3624 3 жыл бұрын
ሰላማት ደቒ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@eritrawihagerawi7167
@eritrawihagerawi7167 3 жыл бұрын
Great job guys keep it up thank you ጀጋኑና
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 4 жыл бұрын
We are proud of you and thanks for your service 🐪🇪🇷✊
@ragalino-9915
@ragalino-9915 3 жыл бұрын
We are proud of you guys, thanks 🙏 for your service for our beautiful Eritrea 🇪🇷
@filimonfshaye3023
@filimonfshaye3023 3 жыл бұрын
Thank you very much. We need the history Eritrea the young generation
@mikehaile5775
@mikehaile5775 3 жыл бұрын
ቢስውአትና ቢደሞምን ቢየዕጵምቶም ዝተሓጰረት ሰላም ንኤርትራ፡ታሪክ ኤርትራ ተዛሪብካ ዘይውዳእ የሕዋትና ተሪፎም ከይዶም ንሕና ቢሂዊትና ኣለና፡ ወያኔ ወያኔ ዋጎኦም ይከፈሉ፡አነ ክመውት ንስካ ጵናሕ እንዳተባሃለ ኣሃሊፉኩሞ።ተዓዊትኩም ኤርትራዊ አዲስ ኣበባ የእትዩ ስልጣን አትሕጁዎም ተገልቢጦም ጰላእቲ ኤርትራ ኮይኖም ቢሕዝብና ተጳዊቶም።የሕዋትና ክብሉ ዘየሕፍሮም። ናይ አምላክ ይዓቢ ህጂ ይታሓነቁ ድያብሎሳት ሃሰውቲ ጠላማት ወያኔ።ዝክሪ ንሰማአታትና
@efrembrhane2613
@efrembrhane2613 4 жыл бұрын
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamg3325
@selamg3325 3 жыл бұрын
ሰካ ኣብ 1997 5ይ ዙር ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከለኹ ኣብ ሂምቦል ገርሰት ዝበሃል ቦታ ኣዛዚ ሓይሊ ከሎ ይፈልጦ ብኩሉ መምዘኒታት ሙሉእ ሰብ ኔሩ ኣብ መረብ ሰቲት ጎሶሞ ዝበሃል ቦታ ኣብ ኣብዶመን ተሃሪሙ ተሰዊኡ
@michaelgebrab8493
@michaelgebrab8493 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪
@Asmara.Eritrea.1892.
@Asmara.Eritrea.1892. 4 жыл бұрын
Welcome deki halalt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 meret keep it up
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 3 жыл бұрын
ዋርሳይ ናይ ኣቡኡን ኣበሓጎታቱን ዝወረሶ ብልሕ ሃገር ኣውሒሶ ጅግና ደይ ርሳዕ ታሪኹ፡ ንዘላለም ክብርን ዝኽርን ዘሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ።🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@ቅድስቲሃገረኤርትራ
@ቅድስቲሃገረኤርትራ 3 жыл бұрын
ጀጋኑና ዘልኣለምዊ ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 3 жыл бұрын
Great job guys keep it up Thank you God bless you all
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
Zelalemawi zikirini mogosini ni jeganu sematatina wetiru abi libina alowo 👍🏽🔥❤🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🏵❤🇪🇷🏵🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🔥❤🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🌻⭐⭐🇪🇷🇪🇷❤❤❤🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
@fretayonas524
@fretayonas524 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semayawittiti6186
@semayawittiti6186 3 жыл бұрын
God Bless You all 😇
@haileabtsegai643
@haileabtsegai643 3 жыл бұрын
ኤምባሲ ሚድያ ምስጋና ኣብ ቦትኡ እናሃለወ፡ ንኹሎም ዕዱማትኩም ተዘኩሮታቶም ብምክፋሎም አመስግኖም። ቀሊል ተመኩሮ ኣይኰነን፡ ብፍላይ እቶም ዋርሳይ ዋልታ ሃገር፡ ክበሩ። ሓው ወዲ ቀሺ ብርሃነ ገብረገርግሽ ስምዒትካ ክትቆጻጸር ቀሊል ኣይኰነን። ህይወት ጀጋኑ ስለ ዝሓለፈ። ኣጆኹም ሰብ ታሪኽ ኢኹም።
@MT-pb8bc
@MT-pb8bc 3 жыл бұрын
lomi kem timali wetru abe aserom JEGANU 🐅🐅💪deri 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊Awet ne hafash ✊✊✊❤
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu 5 ай бұрын
ተዋራረስ
@eritreawoldu4848
@eritreawoldu4848 3 жыл бұрын
Atum jeganu ahwatey i am so proud of you
@muluetekle5166
@muluetekle5166 3 жыл бұрын
ለካብጥ ሓሰውቲ
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku 5 ай бұрын
ክበር
@aerongebru37
@aerongebru37 3 жыл бұрын
Jeganuna wetru aeb libna
@henoksolo2290
@henoksolo2290 3 жыл бұрын
Mis hagerey aleku nezi da semaiku kemey yigebreley kikihid
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 3 жыл бұрын
ረዝን ዋጋ ኢና ከፍልና፣ ከይ ሃፍሩ ወያነ ሎም ይህዋት ኢና ክብሉ ስ ኣይሃፍሩን፣ ብ ደም ንታሃታት አንበር ይህዋት ኮይና ኣይንፍልትን፣ ንትፋኣትና ኩሉ ዝካኣሎም ገሮም ህጅ ዘፍ ምስ በሉ ይህዋት አና አግረም አዩ ፣ ናይዞም ተላማት ሩጉማት ጎረበት
@senayasenay9807
@senayasenay9807 3 жыл бұрын
Salakum Jeganuna n am proud of you guys! thanks Yared!👍
@betheltedros3892
@betheltedros3892 3 жыл бұрын
Eton swiat titsarefu shefatu tblu sebat nezom bihwet zelewu jeganu ekum tigodiewom zelekum respect to our heroes
@letinaweldu7804
@letinaweldu7804 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏🌿🌿🌿💘💘💘💘🍇🍇🍇💫💫💫
@elltaeri3624
@elltaeri3624 3 жыл бұрын
ብርሃነ ከመይ አለኻ 525 ሰላማት
@asterdaniel4198
@asterdaniel4198 3 жыл бұрын
ያረድ ተቕርቦ መደባት ብጣዕሚ ጽቡቕ። ዋርሳይ ሃገር ዘዉሐስኩም ክብሪ ንዓኹም።
@tewoldetesfay6251
@tewoldetesfay6251 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ጅግንነት ዝተፈጸመ ቅያ አብ ዓለም መዋዳድርቲ የብሉን በዚ ኩሉ ጅግንነትን ብከቢድ መስዋእትን ዝተረኽበት ሀገር ነዞም ቅያ ዝሰርሑ ተጠሊሞም ሀገር ተደዊና ብሐደ መላኺ ኢሰያስ ተረጊጻ ትነብር አላ።
@eriasmara2744
@eriasmara2744 4 жыл бұрын
Semaetatna wetru ab libna.Awet N hafash.
@stolteri1811
@stolteri1811 3 жыл бұрын
Deki Eri. anbes huxibat metanta. Keyahti kafelka ketewat abi awet eyo selez geganu deki geganu 💖💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 жыл бұрын
Mechem yared tekrebo medeb kulu kumneger eyu abe hakina tarik zetmorkose eyu kexelo.🇪🇷💪🇪🇷👏🇪🇷❤🇪🇷🙏🇪🇷💓
@dejenzrae4766
@dejenzrae4766 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹❤❤❤🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹 ኤርትራዊ ብምካነይ ኩሩዕ እየ።
@sielughebreweld420
@sielughebreweld420 3 жыл бұрын
ሓበን ሃገር ኩርዓት ንሕዝቦም የሕዋተይ። ኣዝዩ ይትንክፈካ።
@rosadaniel5938
@rosadaniel5938 3 жыл бұрын
Jeganu Eritrawian proud of you
@salihmahmoud331
@salihmahmoud331 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🌹🌷😭😭
@sosweet6192
@sosweet6192 3 жыл бұрын
Proud of you we love 💘 ❤ you so much because you stand for ERITREA AND ERITREANS 🇪🇷 HERO and HERO ❤❤❤❤💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 жыл бұрын
Qsenu semaetatna: tehabenu jeganuna: bsalakum kebirna: Yared hawey neti tsbuq medebka nemesgn🇪🇷💖✊::
@erishow1929
@erishow1929 3 жыл бұрын
Nay behaki jeganu ekum deki eri gen entay umo heji esiyas dictator hezu hager minisey eritrea nab sidet tefiyom selam habu minisey eritrea 😭
@eriasmara7739
@eriasmara7739 11 ай бұрын
❤❤❤ Heroes
@brhanali7692
@brhanali7692 3 жыл бұрын
Sad tales, really touching
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 4,5 МЛН
Cute
00:16
Oyuncak Avı
Рет қаралды 12 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 11 МЛН
Embassy Media - Interview with 'John Carlo'
39:25
Eritrea EmbassyMedia
Рет қаралды 74 М.
Embassy Media - Interview with Mr  Tesfaye Ghebreab
41:59
Eritrea EmbassyMedia
Рет қаралды 127 М.