ድሕሪ ምዝዛም መበል 11 መድረኽ ብዓወት ፍሊፕሰንን ዝማዕበሉ ኣርእስታትን // ስጳኛ ንፈረንሳ ገሊፋ መዛዘሚ ጸወታ ዋንጫ ኤሮጳ ምርጋጻ // ኣርጀንቲና...!

  Рет қаралды 34,512

EMMA TUBE

EMMA TUBE

21 күн бұрын

#EMMA_TUBE

Пікірлер: 68
@berakiweldegergish8202
@berakiweldegergish8202 18 күн бұрын
Thanks ema thanks bini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@abdurebihassen5527
@abdurebihassen5527 19 күн бұрын
ኤማዊ ንክብሪ ቢኒ ኢልካ ጽሕፍኳ ብቀጠልያ ብውራቅካ ጥራይ ክብረት ይግብኣካ እዩ
@rimonrussom3314
@rimonrussom3314 19 күн бұрын
Well came yeni and emanzo azmarinotat deqei za halal meret.eskum si nuberlna dea .Panadol konkumna ko
@FanielTeklegergsh
@FanielTeklegergsh 19 күн бұрын
ኣብታ ናይ መወዳእታ ቦላታ ቫንደርፖል ንፍሊፕሰን ከውጾኦ እንከሎ ቁሩብ ድሒሩ ኔሩ ቢንያም እምበር ብሓንሳብ ተዝብገሱ ቀዳማይ ክወጻ ተኽእሎ ኒሩ እዩ ብዝኾነ ግን ኣምላኽ ይመስገን ብሰላም እሞ ኻኣ 2ይ ወጺኡ ናብሓቂ ዘሐጉስ እዩ
@AMANUELBRHANE-jj8hu
@AMANUELBRHANE-jj8hu 19 күн бұрын
Ema anes kab zraka ab gnbar endadeko .ezi kulu kabaka zwexe xeat hasabat wow 💪🏼💪🏼♥️♥️♥️
@samuelalem833
@samuelalem833 19 күн бұрын
U😢 takes mm
@user-bj2vv3wz6b
@user-bj2vv3wz6b 19 күн бұрын
Welcome eimawi and heni
@JohniJohniTsegay
@JohniJohniTsegay 19 күн бұрын
Welcome Amawi and Henoka good job thank you so much ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AMANUELBRHANE-jj8hu
@AMANUELBRHANE-jj8hu 19 күн бұрын
Yekenelna kubrat bsulat yehwat 🙏🏼🙏🏼🙏🏼💓💓💓
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 19 күн бұрын
welcome ❤😍
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 19 күн бұрын
Ema really great & perfect analysis hitoy ni intermache bizey binaim antay kem timesil ba analysis giberiwo bini mare kindey yebiwa kem zelo kiridana & binaim after azı history zigebero antay aynet market kinxibe nikil nab kal kishiyt do yihisho wela still ab gantu thanks 🙏
@siedasaid9771
@siedasaid9771 19 күн бұрын
Yes I get 1st like
@DanelEfrem-he1rp
@DanelEfrem-he1rp 19 күн бұрын
10 medrek 11 aykonen
@Sada-xe3no
@Sada-xe3no 19 күн бұрын
Hasad yu philipsen
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 19 күн бұрын
👑Messi 🐐
@yafietghebrehiwet2173
@yafietghebrehiwet2173 19 күн бұрын
Ama pls live video enarakum msu ka tntena entetqrbulna zbelexe neru.
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 19 күн бұрын
Well.come ema mis heni nekua bselam mezaekum gezana Vinibini🎉❤❤ i hooe abi wet zelo neza malieya kiekba nmne Kedamay fetari misu ykun
@habtomyemane398
@habtomyemane398 19 күн бұрын
Emma
@yosiaslegese4698
@yosiaslegese4698 19 күн бұрын
Eza nay biniam and phili guday nay lomi block aygeberon eti haxur wey fence etuw elu niwushti sle zixenehe ember philip aykonen axiwo slezi fawul ayneberen nay akeydti xegem eyu
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 19 күн бұрын
ብልክዕ ክዕወት ምከኣለ ኔሩ ግን ቁሩብ ድሕሩ ሰለ ዝነረበ እየ
@abebaderar8298
@abebaderar8298 19 күн бұрын
🇪🇷🌺❤️
@OmerIbrahim-hg7qj
@OmerIbrahim-hg7qj 19 күн бұрын
Lamin yamal 👑🤴👌
@mohammedhamie9325
@mohammedhamie9325 19 күн бұрын
ናይ ማእከል ተኸላኸልቲ ፈረንሳ ፈረሓት ሰለዝኾኑ እዮም ፈረንሳ ከምቲ ዝድለ ብቅዓት ተርኢ ዘይነበረት
@OmerIbrahim-hg7qj
@OmerIbrahim-hg7qj 19 күн бұрын
Well come
@AWET605
@AWET605 19 күн бұрын
Terve tula emma ja hinoke🎉🎉🎉
@user-jl8pg8bf5m
@user-jl8pg8bf5m 19 күн бұрын
Welcome EMA 🎉
@user-dx4gg2lr5c
@user-dx4gg2lr5c 19 күн бұрын
ናይ ቢኒ ዝዓበየ ኣረስትና ከከዉን ትራይ አዩ ዘልዎ አማ ካብአ ዝዓባብታት የጽልሃልኩም ከስባ ቢኒ ነዛ ሓምላይ ማልያ ናብ ኣስማራ ሕዝዋ ዝምለስ
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 19 күн бұрын
Welcome Emmawi
@esmailsaid5543
@esmailsaid5543 19 күн бұрын
Welcome back my dear friends hope you’re doing well and you are enjoying your day ❤❤❤❤
@DejenMeakebe
@DejenMeakebe 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 19 күн бұрын
Welcome deki ereyyy,,,የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊
@yosieftesfamariam8149
@yosieftesfamariam8149 19 күн бұрын
Thank you 🙏 Ema and henri yihiwat. Des zibil agelalixa nay behaqiiii.
@zamurselomon2702
@zamurselomon2702 19 күн бұрын
Selam Ena eqae Selam mexaka ms henog
@biniyambeyene1798
@biniyambeyene1798 19 күн бұрын
❤🎉
@fthawigidey3128
@fthawigidey3128 19 күн бұрын
ብዛዕባ ብልጽቲ ሰፓኛ ረስዖም ብዛዕባ ስዕሪቲ ፈረንሳ ምትንታን ዶ ኣብዝሖም ሓቀይ?😊
@dadidad4572
@dadidad4572 19 күн бұрын
ኤማ ጸገም ናይ ቢንያም ክሳብ ሕጂ ክቅይሮ ዘይፍትኖ ኣሎ ኣብ ከባቢ ቮላታ ምስ በጽሔ ቀልጢፉ ናይ ምውጻእ ጸገም ኣለዎ ቀዲሙ ክወጽእ ኣይፍትንን ኢዩ ኣብዘን ኩለን ዝተሳዕረን ብስንኪ ኣቅልጡፍ ስጉምቲ ዘይምውሳድ ኢዩ ነዚ ክልውጦ ኣለዎ
@BiniBini-yx1yh
@BiniBini-yx1yh 19 күн бұрын
ሎምስ ከም ቢኒ ኮይነ 1 ደኪለያ ❤❤❤❤❤❤ ናይ ፊሊፕሰን ግን ብታጣዕሚ ኢዩ ዝገርመካ ኮነ ኢሉ ኢዩ ዝዓጹ ዘሎ እንቃዕ ጥራይ ኣይወደቀልና
@user-uf2sk8jj8q
@user-uf2sk8jj8q 19 күн бұрын
1st like 1st comment 😅
@RobinsonN921
@RobinsonN921 19 күн бұрын
ኤማ ተጋጊኻ ስተጅ 18 ዓቐብ ያ ንካቫንድሽ ትጥዕም ኣይኮነትን
@ShawelayMeley
@ShawelayMeley 19 күн бұрын
Selam Ema & Heni 👋
@maramihari6453
@maramihari6453 19 күн бұрын
ደጊመ ክሓተኩም ንምታይ ኢኩም ቆሩብ ተንቃሳቃሲ ቪዶ ዘይትገብርሉ ናይ ግዜ ጸገም ድዩስ ዋላ ካልእ ጸገም ኣሎ ኢዩ ? ብዝተረፈ ኣጆኩም ❤❤❤
@zxtsf
@zxtsf 19 күн бұрын
Senefat sle zkonu Ember Entay xegem allowo 😢😢😢
@efremmebrahatu8682
@efremmebrahatu8682 19 күн бұрын
መቸም ዕንቃዕ ቢኒ ኣይፈጸመ እዚ ፊልፍሰን እምበር ክቅጻዓ ይካል ኢዩ ከምታ ብገንዘብ ዝተቀጻዓ ሓደ ኢየን
@siedasaid9771
@siedasaid9771 19 күн бұрын
Ema wedi eti 2 result wen eukul endu gen eza hasab leke ey mezi hiji hizewo zelo condition really 100 % mehalfom neyreu suer ey gen kurub gab geyru sel.zexenhe eu ane kab temporary kemu ey zebel bezkone 2 result wen eukul eu eti 1 result sel.zelmdena eina kkkk
@erinatna4535
@erinatna4535 19 күн бұрын
ኣነ እዚ ፍልብሰን ዝባሃል ብጣዕሚ ዩ ን ቢኒ ዝፈርሖ ሶ ፊትንፊት ክስዕሮ ከምዘይ ክእል ተረዲኡ ሓደጋ ክፈጥረሉ ሒኽ ይብል ኣሎ ፋይናል ግን ቢኒ ዩ እቲ ዕወት
@bilaltube7513
@bilaltube7513 19 күн бұрын
Copa America dukum wddr aykonen eti tenki wahdi sle zelo u abti ahgur 10 hagerat trah eye ni
@gtsegay2636
@gtsegay2636 19 күн бұрын
ኤማ ናይ ካቫንዲሽ ን 18 መድረኽ ኢየ ክጽበ ዝበልካያ ን 16 መድረኽ እያ ምኽንቱ 18 መድረኽ ን ካቫንዲሽ ትጥዕም ኣይኮነትን።
@yohannesabrh
@yohannesabrh 19 күн бұрын
kndey gze metenkekta
@Messing2432
@Messing2432 19 күн бұрын
Messi ❤❤🎉
@ShawelayMeley
@ShawelayMeley 19 күн бұрын
ኣብ ልዕሊ ቢንያም ብዕላማ እዮም ዓመጽ ዝገብሩ ዘለዉ ሕብሪ ቆርበት ኣይንረስዕ
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 19 күн бұрын
በጃካ እስክ እዚ ናይ ጸለምቲ ኣሜሪካውያን ኣተሓሳስባ ናብዚ ኣይተምጸኣዮ። ከምዚ ዓይነት ኣጋጣሚ ኣብ ብሽክለታ ርኢኻ ኣይትፈልጥን፡ ኩሉ ነገር ምስ ሕብሪ ቆርበት ኣይተታሓሓዝዎ።
@berekettesfamariam2486
@berekettesfamariam2486 19 күн бұрын
ሕመቅ ጋንታ ኢንተር ማርቸ እዩ ቦታ ኣየትሕዝዎን ኣለዉ ንቢኒ። ከምዛ ጃምቦ ቪዝማን ኢምረይትን ዝታሓላለዉ ዘለዉ ኢንተርማርቸ ከኣ ንኣልፒሲን ክፍለይዋ የብሎምን ። ኣብ ክልቲኦም ስለ ዘላ
@user-rd9kk1kr3o
@user-rd9kk1kr3o 19 күн бұрын
አነ ዝገርመኒ ኮ ናይ ፊልፕሰን ኮነ እልካ ብምዃኑ እዩ ኣብዛ ናይ ትማሊ ግልጽ ኢሉ ጠሚቱ እዩ ኣጺዎ ከይፈለጠ እንተዝኮዉን ምተቀበልናዮ እዚ ፈጺምካ ክትቅበሎ ኣይትከልን ኣገብ በሉልና ነዚ ሰብ እዚ
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j 19 күн бұрын
ፈረንሳ ኣንጻር ኣርጀንቲና ልዕሊ 70 ደቂቕ ተዋሒጣ ፈረንሳ ኣንጻር ስፐይን ተመሳሳሊ ውጽኢት ዝይኮነ ንጸወታ ኢና ንመዝን ፈረንሳ ጉታ ገመድ እንተ ዝነብር እቲ ጸወታ መን ክኽእሎም ምቁጽጻር ኩዕሶ ጥበብ ኩዕሶ እናተቐባበላ ንቕድሚት ኣንጻር ቦርታ ምብጻሕ ምምላስ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተዓመት ንሳ እታ ናይ ቅልስ ጋንታ ሓይሊ ኣሰልጠንቲ ወሳኒ ተራ ዩ ዘለዎ ንኣሰልጣኒ ማርቲንዝ 120 ደቒቕ ንሮናልዶ ኣሰልጣኒ ስፐይን ንያማል
@zxtsf
@zxtsf 19 күн бұрын
10 y bell 10 10 10 not 11 stage👈
@dadidad4572
@dadidad4572 19 күн бұрын
ቢንያም ኣብ ቮላታ ቀዲምካ ናይ ምውጻእ ልምዲ ክህልዎ ኣለዎ
@weditkabo3762
@weditkabo3762 19 күн бұрын
ኤማ እታ ቮላታ ዝኮነ ዘቅጽዕ በደል የብላን ፍቁድ እዩ ከይሓልፍ ዓጺዎ ( he shut the door ) ይብልዎ ጸዓዱ ፥ ንሳ ተቅጽዕ ተኮይና ቢኒ ን Pascal Ackermann ኣብ መወዳእታ ዝገበሮ ረኣያ ተመሳሳሊት እያ ፥ ንሕና ቲቮዞ ከምኡ ክንብል ቅቡል እዩ ንስካ ግን ኣማዛዚን please ፡ ከም ጌጋ ኣይተዘተየላን ጥራሕ ዘይኮነ ዋላ ናይ ቢኒ ጋንታ ዊን ኣይከሰሱን ምክንያቱ ፍኩድ እዩ።
@tesfiekesete9675
@tesfiekesete9675 19 күн бұрын
ዋላ እኳ ፍሊፕሰን ሓደጌና እንተኮነ ኣነ ውን ከምዛ ናትካ ርኢቶ ኢያ ዘላትኒ
@hegawedigerea
@hegawedigerea 18 күн бұрын
Nay americas sq elka eyu texaweti yeblomn etom brazilawayn keman loms tefieom😂
@user-ei1xx4hy5q
@user-ei1xx4hy5q 19 күн бұрын
ኩላትና ንፊሊፕሰን ኣብ ናተይ ሪፕላይ ኣቲኹም ንርገሞ ሓውና ክሰብረልና ኣይኮነን ናተይ መርገም ፊሊፕሰን 1 k ክተርፎ ከሎ ቦላታ ካቴና ይበተኸካ
@user-sb6ob1ub1d
@user-sb6ob1ub1d 19 күн бұрын
😂😂😂 masks aleku Ezi enfe 😂
@IsuIsu1989
@IsuIsu1989 19 күн бұрын
እዛ ናይ ፍሊፕሰን ጌጋ ኣብ ልዕሊ ጸሊም ተጻዋታይ ስለዝተፈጸመት ጥራይ እያ ተሰጊራ
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 19 күн бұрын
ንምንታይ ግን ኩሉ ዘጋጠመ ምስ ሕብሪ ቆርበት ተታሓሓዝዎ ? ንብዙሓት ተቐዳደምቲ ዘጋጥም ነገር እዩ
@IsuIsu1989
@IsuIsu1989 19 күн бұрын
@@samuelgebrebrhan8775 ንሱ ስለዝኾነ እቲ ሓቂ።ኣብታ በቀዳማይ ዝገበራ ጌጋ ከየላበዉ እዮም ቀጺዖሞ።
@user-ye8wo9gx6g
@user-ye8wo9gx6g 19 күн бұрын
ሓንቲ መልእኽቲ ኣላትኒ ኣብጹሑለይ በጃኹም ። ክልተ ዓይነት ስኽራን ኣለው ። 1= ኣርኮሆል ሰቲኻ ተምጽኦ ስኽራን'ዩ ። ንግሆ ማይ ምስተሓጸብካ ግን እነፍሰልካ እዩ 2= ብዓወት ዝፍጠር ስኽራን ግን ሓደገኛ እዩ ። ስለ'ዚ ፡ ኣብ ውዱእ ግዜ ቢኒ ን6-8-12 ዝኾኑ እንዳነጠረ ክሓልፎም ንዕዘቦ ኣለና ። ኣቐዲሙ ኣብቲ ቅድሚት እንተዝጸንሕ ፡ ኣብ ውዱእ ግዜ ዘጥፍኦ ዘሎ ጽዓት ኣይመጥፈአን ። "ሓንሳብ ሲዒረዮምየ ኣበይ ከይበጽሑ ከርክቦምየ" ኢሉ ሸለልትነት ከየርኢ ሓደራ ንቢኒ ኣብጹሑለይ ። ብዝያዳ ነብሱ ምሕላው ንምውዳእ ጥንቃቐ ይግበር ።
@user-xk7st9zk5h
@user-xk7st9zk5h 19 күн бұрын
ፍሊፕሰን ኒ ግርማይ ኣብ ዛ መድረኽ ስዒርዎ እዩ ምኒን ኣየድልን እዩ ብ ዓይኒ sport nirayo ሃደድቲ ኣይትኩኑ ertrinnn
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 19 күн бұрын
​@@zxtsfበጃኻ ኣብ ኩሉ ዲኻ ከምዚ ኢልካ ርእይቶ ትህብ
@robelsultan8980
@robelsultan8980 19 күн бұрын
If Bini was not a black man Filipsen would be panished
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 10 МЛН
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 129 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 106 МЛН
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
ኣገረምቲ መግለጺታት ሞሪኖ ኣብ ማዕከናት ዜና
21:45
Olympic Road Race Preview
36:38
EMMA TUBE
Рет қаралды 39 М.
Притворилась БЕРЕМЕННОЙ 😱 #shorts
1:00
Лаборатория Разрушителя
Рет қаралды 4,8 МЛН
Мыла наелся
0:21
Pavlov_family_
Рет қаралды 2,3 МЛН
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 15 МЛН
ПОМОГИ РАЗБУДИТЬ ПИЛОТА 😱😱
0:16
ДЭВИД ЛАВА
Рет қаралды 4,5 МЛН