EMN - ንስለ ምድሓን ብጻያ ዝኾነት ጥራያ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 91,218

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ንስለ ምድሓን ብጻያ ዝኾነት ጥራያ - Eritrean Media Network
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 593
@mussieasterayo7179
@mussieasterayo7179 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኤርትራዊ ኢዩ እዛ ጅግና ከኣኒ ናይ ኣዴታታን ናይ ኣቦታታን እያ ወሲዳ ዕድመ ይሃብኪ።ኣብ ኤርትራዊ ጥራይ ትሰምዖ ዛንታ ኢዩ ኸምዚ ዓይነት ዛንታ።
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 3 жыл бұрын
ዘገርም ታሪኽ ተባዕ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ተቕርቡዎ መደባት ኩሉ መሳጢ 'ዩ ። ቀጽሉዎ። ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣርእስቲ ጽቡቕ መደብ።
@abbaburukwoldegaber1712
@abbaburukwoldegaber1712 3 жыл бұрын
⁰⁰
@tuemuzgimikael8363
@tuemuzgimikael8363 2 жыл бұрын
Plp L
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 2 жыл бұрын
@@abbaburukwoldegaber1712 You wrote 00 what do you mean?
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 2 жыл бұрын
@@tuemuzgimikael8363 Describe your abbreviation
@akberetasefaw5629
@akberetasefaw5629 2 жыл бұрын
Abesa 🥰🥰🥰🥰🥰
@gideyweldemikael239
@gideyweldemikael239 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃኪ ፈጣሪ
@senayeri433
@senayeri433 3 жыл бұрын
ዮኒ ሓወይ እስኻ ናይባሓቂ መዝማዚ ታሪኽና ኢኻ ኩሎም ኣምጻዮም በጃኻ ኩሎም ጀጋኑና
@hezbawigenbar2255
@hezbawigenbar2255 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግንነት ናይ ኣደታትኪ ወርስኪ ፡ የናስ ሓውና ብጣዓሚ እና ነመስግነካ ። ኣብ ዝመጽእ ምስ ንወዲ ከረን ተምጽኣላ ትኸውን
@eseyaskahsay4188
@eseyaskahsay4188 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘገሪም ታሪክ አዩ ተስፋ ንገብር ምስ ወዲ ከረን ከተራኪቦም ብተስፋ ንጽበ 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅🙏🙏🙏
@semerebrhane1978
@semerebrhane1978 3 жыл бұрын
አንበሲት ጅግና ጓል ኤረይ ዝገርም ጅግንነት ኢኺ ፈጺምኪ ኢኺ እሞ ታሓበኒ።
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 2 жыл бұрын
ሳዋ ደፍረየቶም አንበሲት ጋል ኤረይ ጅግና ደኩርዕ ታሪክ ኤርትራዊያን ምካና እድለኛታት ኢና
@RobelGhebrelu
@RobelGhebrelu 3 жыл бұрын
ሓየት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ስራሕኪ ድማ ኣስልጦ ይምነየልኪ። EMN በቲ ተቕርብዎ መሳጢ መደብኩም የቐንየልና ፣ ኣብ ስራሕኩም ከኣ ዓወት ይምነየልኩም።
@gmanyem1057
@gmanyem1057 3 жыл бұрын
ዋዕሮ ከም ኣዴታታ ፡ ዝሰረሐቶ ታሪኽ ባዕላ ተዘንቱ ጅግና እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዓኪ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@gerensehailom7922
@gerensehailom7922 3 жыл бұрын
ኣንበሲት ዋዕሮ ዋርሳይ ናይ ኣድዴታትክን ኣቦታትክን የሕዋትክን ዝወረስኪ ክብርቲ ጅግና።
@hallelujah495
@hallelujah495 3 жыл бұрын
ብሓቂ ዘገርም ታሪኽ መግለጺ ስኢነልኪ ♥️🇪🇷ብፊልም ትዝስነድ ይብል ኣነስ
@yihidegayohannes9214
@yihidegayohannes9214 2 жыл бұрын
o
@user-jq9um5rq5i
@user-jq9um5rq5i 2 жыл бұрын
ዘስደምም ታሪክ ጅግና ዋዓሮ ኢትራዊ ታሪኩ እዚ ኢዩ ብ ታሪክና ንሕበን
@Yakie33
@Yakie33 3 жыл бұрын
ጅግና ኤርትራዊት እደ ሕብንቲ ኤርትራዊት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@zerayhabtu3193
@zerayhabtu3193 3 жыл бұрын
ክትረክቦ ኣለዋ ናይ ግድን ንክልቲኦም ምስ ወዲ ከረን ከትምጹኡልና ክንጽበ ኢና ምስ ናይ ይቅረታ
@nebu5224
@nebu5224 3 жыл бұрын
ቤቲ ዋርሳይት ከም ኣደታታ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ🇪🇷❤ ዮናስ ከኣ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ቀጽሎ 👌🏽🙏
@nebiatsolomon9151
@nebiatsolomon9151 3 жыл бұрын
Nay bhaki Eritrawit waero edmen tienan yhabki haftey mearey
@nebiatsolomon9151
@nebiatsolomon9151 3 жыл бұрын
Yoni kea xbuk medebatka bxmona nketatlo alena
@desaledebesay1952
@desaledebesay1952 2 жыл бұрын
Bitami mesati tarik waero ..yoni kea bela aqerarba
@abrahmhaileslase5127
@abrahmhaileslase5127 3 жыл бұрын
ናይመን ደኣ ክትወስዲ ጓልመን ዲኪ ጓልተን ጸኒኤን ዘጽንዐ ጽኑዐት ወለዲክን የሕዋትኪን ወሪስኪ ጅግና እድመን ጥእና ይሃብኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@senayeri433
@senayeri433 3 жыл бұрын
ቤቲ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና
@amenaaman4746
@amenaaman4746 3 жыл бұрын
መግለጺ ሲኢነልኪ ብፍላይ ተሰዊኦም ዝጸንሕኹ ብጾትኪ ነቢዔ ንብዓት ጀጋኑ ደቒ ኤረይ
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️አሰይ ጅግና ጋል ኤረይ🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️
@tablezberhane9971
@tablezberhane9971 3 жыл бұрын
ናብሓቂ ዋርሳይ ጂግና ኤርትረኣዊት ጋለንስተት ናይ ቤት ገን ፍልይ ዘብሎ ኣብ ስደት ተወልዳ ዓብያ ክድዚጅግንነት ምፍጻማ ናይ ባሐቅ ኣድንቀያ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 ስለ ኤርትረአ
@looniesey4428
@looniesey4428 3 жыл бұрын
ኣዝዩ ፍሉይ ጅግንነት ኢዩ : ፅቡቕ መደብ ዮናስ ሓውና
@mehretestifanos4456
@mehretestifanos4456 3 жыл бұрын
በቲ መታኣብቲ ጅግና ጋል ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zerayhabtu3193
@zerayhabtu3193 3 жыл бұрын
መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@luliaswork7399
@luliaswork7399 3 жыл бұрын
Thank you yoni hawey:: ቤትየ ጅግና ወራስት ናይ የሕዋታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritreashine
@Eritreashine 3 жыл бұрын
Thank you for your sacrifice and heroism Warsait❤🇪🇷
@tigistandebrhan7615
@tigistandebrhan7615 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክበሪ🇪🇷☀️
@erey550
@erey550 2 жыл бұрын
ኣበሲት ናይ መን ድኣ ክትወስዲ ናይ ወለድኪ ኤርትራዊት ኣደ❤️❤️🇪🇷💪🇪🇷
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 3 жыл бұрын
Good job my hero 🇪🇷🇪🇷 ጀጋና ጓል ሐራስ ነብሪ 👍🇪🇷🇪🇷🙏🏾❤️
@bakhitandeberhan1307
@bakhitandeberhan1307 3 жыл бұрын
🌹
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 2 жыл бұрын
ግርምምምምምምም እንድዩ ዝብለካ ብዝኾነ እንኻዕ ኤርትራውያን ኮና እግዚአብሔር ኤርትራ ይባርኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️
@tesfaldetghebredingle1245
@tesfaldetghebredingle1245 3 жыл бұрын
በቲ ጅግና ከም ኣደታታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወራሲት
@shgnaberhe-6686
@shgnaberhe-6686 2 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነልኪ ኤርትራዊት ዋዕሮ።
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 3 жыл бұрын
እዋይይይ እንታይ ዝበለ ጅግንነት እዩ ቤትኤል እግዚአብሔር ፀጋን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️⭐️💥⭐️💥💯🌹🌹🌹ዮናስ ሓውና ካአ ብጣዕሚ ጽቡቅ አቃራርባ ቀጽሎ🙏🙏አብ ቀጻሊ ወዲ ከረን ምስ ቤትኤል አራኺብካ ከተምጽአልና ይትስፈው 🙏❤️
@asteryakob3027
@asteryakob3027 3 жыл бұрын
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን። ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@nishanmedi1061
@nishanmedi1061 3 жыл бұрын
I am so proud of being your daughter our hero mothers.
@kflomzeray1596
@kflomzeray1596 2 жыл бұрын
ቤቲ ኣዴና ኣደ ጅግና ናይ ብሓቂ እዩ ደንጺኒ ኣብ ፉልሚ ዝርእዮ ዝነበረኩ ታሪኽ ብግሪ ሪአዮ ተስፋ አለኒ ምስ ወዲ ከረን ኣብ ከልኣይ ሒዝካልና ክትቀርብ ዓወት ንሓፋሽ!
@isayaskudus2109
@isayaskudus2109 3 жыл бұрын
አንበሲት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ።
@senaithagos6045
@senaithagos6045 3 жыл бұрын
እግዝአቤሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አየ ጅግንነት መግለጺ ዘይርከቦ ሰሚዕካ ዘይ ጽገብ ታሪኽ ኢኺ ፈጺምኪ እንቋዓ ነዚ ጅግንነት ክትገልጺ አብቃዓኪ
@wolduyemane1147
@wolduyemane1147 3 жыл бұрын
ቤቲ ዋዕሮ ጓል ዙረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ።
@eriasma6597
@eriasma6597 3 жыл бұрын
እዋይ ኣሃዱና ተዘክሮታት ኣየ እወ ክንደይ ነገራት ሓሊፉ ዓሕ ናይ ብሓቂ ገሊጽክዮ ኩሉ 🙏🏻
@tsegaymelake3536
@tsegaymelake3536 2 жыл бұрын
ዋዓሮ ዋሪሳይ ኤርትራዊት ጅግና ኤርትራዊ ባዓል ቅያ እዩ በሓቂ ዘገረም ታርኽ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 3 жыл бұрын
Thank youዮናስ ሐውና 🙏🏾🇪🇷🇪🇷
@me-msd9407
@me-msd9407 3 жыл бұрын
መግለጺ ቃላት ሲኢነላ ❤ጂግና ❤
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 3 жыл бұрын
፡🇪🇷😘🇪🇷😘😘 ዕድመ ሃብኪ ጅግና እንቃዕ ክአ ከተዘንትዊ አብቅዓኪ አምላክ።
@senayhayle2972
@senayhayle2972 3 жыл бұрын
Abey knrekba nkell eta mexhaff
@Alemino01
@Alemino01 3 жыл бұрын
Amazing, Amazing, Amazing Never knell down Eritrea.
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 3 жыл бұрын
Thank you ዮናስ ሐውና 🙏🏾💪🏽🇪🇷💪🏽
@solomonkiflay2620
@solomonkiflay2620 3 жыл бұрын
ቤቲ ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@Erifirst-wm9gr
@Erifirst-wm9gr 3 жыл бұрын
ጀጋኑናን ኤሩናንስ ንበሩልና ድኣ 💪💪💪
@eyobbereketab4095
@eyobbereketab4095 3 жыл бұрын
ዘገርም ታርኽ ኢዩ ከምዚ ዓይነት ጅግንነት የለን ኣብታ ርክብ ምስ ወዲ ከረን ግን ብሂወት እንተሉ ግድን ከም ዝራከቡ ግበር ኩቡር ሓዊ
@brktihadgu1368
@brktihadgu1368 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤርትራዊት ዋረሳይ ዋዕሮ
@richoeri7535
@richoeri7535 2 жыл бұрын
ሐየት ጀግና ጎል ኤርትራ I am proud of you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
@Solomon-hu4lb
@Solomon-hu4lb 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ቀጽልዎ
@danielandom4601
@danielandom4601 3 жыл бұрын
EMN ተቅርብዎ መደብ ኣዝዩ መሳጥን ሰሓብን ታሪኽ ዋርሳይ-ይከኣሎ ዝብርብርን ኢዩ ።ቀጽልዎ፡ጅግና ጓል ኤረይ ዋርሳይት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 5 ай бұрын
ቤቲ ዋዕሮ ብሓቂ ክትኣምኖ ዘጸግም ብዓልቲ መትከልን እምነት ብጾታን ልክዕ ከምቶም ሰራሕቲ ታሪኽ ጀጋኑን ዋዕሮታት ኣብነትን ኣርኣያን ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ራህዋ ህዝብኽን ሃገርክን ብሂወትኪ እንኮሎኺ የርእኽን የርእየናን ኣሜን ።ሓበንን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓውት ንሓፋሽ።
@hannastehaye8845
@hannastehaye8845 3 жыл бұрын
Aye tarik Aye xinat men kem jeganuna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@tewoldegebreslassie7135
@tewoldegebreslassie7135 3 жыл бұрын
ዋዕሮ ጓል ኣደታታ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@eriboy1532
@eriboy1532 3 жыл бұрын
I hope part 2 mes wed keren kenereyeki ❤️🇪🇷✌️
@abrahamtesfai4941
@abrahamtesfai4941 3 жыл бұрын
Thank you EMN. We need 2nd part of her interview. Amazing!
@ametesolomon2790
@ametesolomon2790 3 жыл бұрын
0
@ametesolomon2790
@ametesolomon2790 3 жыл бұрын
0
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 жыл бұрын
ናይ መን ደኣ ክትወስዲ ቤቱ ጅግንቅ ጛል ጀጋኑ።እቲ ኣብ ምምጻእ ናጽነት ዝገበረኦ ጀጋኑ ኣዴታትኪ ደጊምክዮ።ከም ኣብነት በዓል ኣክበረት ወልዳይ(በቅሊ ገዳም)፡ሰገን(ኣባል ሃንደሳ)ሽማይነሽ (ክርንዳድ)ዝፈጸሞኦ ጅግንንት ተደጊሙ።መን ደኣ ሓሲብዋ ወራር ናይ ጭፍራ ወያነ፡ኩሉ ብገርሁን፡ኣብ ልምዓት ሃገር ዘነበረ ዋርሳይ።ግን ተመኪቱ ኣብ ኩሉ ግንባራት ከም ቖጽሊ ሓጋይ ረጊፉ ካላእ ትርኣዮ።ሕጂ ከኣ ብሰንኪ እዛ ጻባብ ርእሲ ጭፍራ ዱሑር ኣታሓሳስባን፡ኣማሓዳድራን ህዝብ ኢትዮጵያ ይጸንት ኣሎ።ስለዚ ጭፍራ ወያነ ዘውረዶ ክሳራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ መወዳእታ የብሉን።መዋእሎም ከኣ ዋጋ ክክፍሊሉ ክነብሩ ኢዮም።እዚ ኩሉ ህዝብና ተጨፍጭፉ፡ተሓሪዱ፡ትዘሙቱ፡ተሕኑቁ፡ብጅምልቅ ተረሹኑን፡ብታንኪ ተጨፍሊቁን።እዚ ኩሉ የሕሊፍናስ እዚ ከኣ ዳግማይ፡ወራር ክወርደና መን ሓሲብዋ።ግን ጭፍራ ወያነን፡እቶም ነዚ ዘሳስዩን፡ዝምዉሉን ዘለዉ ሃገራት ምዕራብን፡ኣመሪካን ከኣ፡እቲ ሉዑል ፈጣሪ ደምን፡መርገምን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሪኢዋ ኢዩ'ሞ፡ብዓንዲ ሓዊ ገይሩ ባዕሉ ከጥፈኦም ኢዩ፡ከም ናይ ባቢሎን ኣህዛብ ክጠፍኡ ኢዮም ካብ ገጽ ምድሪ።ካብ ኣሰር ይካኣሎን፡ዋርሳይን ዝወጽእ ኤርትራዊ ከኣ ደምን፡ዓጽምን ሰማእታትና ክወገኦም ኢዩ።ብዝኮነ ወርሳይቲ ቤቱን፡ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብረሃም ገብረኣልፋ ብስም ጀጋኑ ሰማእታትና ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕኩም። ዘላእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@nebu5224
@nebu5224 3 жыл бұрын
ተኽሊት በረኸት ። ሓቅኻ ወዲ ኤሪ በዞም ሓሳዳት ጭፍራ ዘይኮንናዮ ነገር የለን ን 20 ኣመት ሕጂ ግን ይስሕንዋ ኣለዉ ኣምላኽ ይፈድየልና ሎ። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማአታትና ✊🇪🇷❤🙏
@lillyhabte1586
@lillyhabte1586 3 жыл бұрын
Thanks Yonas and Beti, God Bless you, Beti one of our hero !
@georgeberhe7438
@georgeberhe7438 3 жыл бұрын
Thank you yonas and Betiel Debesay Awet nhafash.
@sabatekle6948
@sabatekle6948 2 жыл бұрын
ብሰንኪ ከድዓት ኣብ ድቢያ ዚኣተወት ኣሃዱ ብቲ ጅግና ዕድመ ይሃብኪ ኣብ መጻኢ ምስ ወዲ ከረን ክልተኩም ክትመጹና ብተስፋ ንጽበ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 жыл бұрын
ጅግና ቤቲ ጸላኢ እንተ ኣቀዲሙ ተሓቢሩ ኣብ ከበባ የኢትና ዝበለቶ፡ ብዘይቀለዓለም ኢድ ከዳዕ ወይ ሳትላይት ዝሓለፎ ኢዩ ዝምስል ንገሩ፡ ግንባር ባድመ ውን ብተመሳሳሊ ዘሕዝን ኩነታት ከምዝፈረሰ እኮዩ ዝፍለጥ!
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 3 жыл бұрын
Ane kabtom core 271 redat zimexuye xubuk aleka.
@sabatekle1992
@sabatekle1992 3 жыл бұрын
ዮናስ ከአ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ተባረኽ
@Moka-rl9sg
@Moka-rl9sg 3 жыл бұрын
ጅግና ኤርትራዊት መግለጺ ስእኒልኪ እንታይ ከምዝብል ጠፊኡኒ እቲ ጅግነትኪ እቲ አገላልጻኪ ቤቲ ንዓኪ ዕድመን ጥዕናን ዘልአለማዊ ዝክሪ ሰራሕቲ ታሪክ ኤርትራውያን መንእሰያት
@yebyohabtemichaelsamuel5831
@yebyohabtemichaelsamuel5831 3 жыл бұрын
EMN thanks for sharing a wonderful history of our heroine!!! EMN keep it up the great work!
@bashailema9043
@bashailema9043 3 жыл бұрын
Timely! Thank you! Eritrea is proud of you and thank you for you service to our Nation!
@sabatekle1992
@sabatekle1992 3 жыл бұрын
እንቃዕ አምላኽ አውጽአኪ ተባረኹ
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 жыл бұрын
ኣገናዕ ሓው ዮናስ ብጣዕሚ የቐንየልና በዚ ዘቕረብካልና ወርቃዊ ቅያ ታሪኽ ናይ ዛ ዋዕሮ ከቢድ ሚዛን ዘለዎ ታሪኽ። ቀጽሎ ሓው ዮናስ ደጊመ ደጋጊመ ምስገናይ ይብጻሕካ። ዝኸበርኪ ቤቲ ነዚ ኹሉ ከተዘንትውሉ ምብቃዕኪ እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓኪ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጅግና ኤርትራዊት። ክበሪ ንበሪ። ክብርን ዝኽርን ነቶም ብርሃን እንከምጽኡ ብርሃን ዘይረአዩ ሰማእታት ኤርትራ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 3 жыл бұрын
ዋርሳይት አንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ። ተስፋ እገብር ክኣ ምስ ወዲ ከረን ዳግማይ ክትራኸቡ።
@piealpha795
@piealpha795 3 жыл бұрын
ቤቲ ጽብቅቲ ፣ ጅግና ደስ ተብል ኤሪትራዊት ጓል ኣንስተይቲ እያ። ብዘይ ጥርጥር ናይ ኣዴታታ ወሪሳ ፣ እንቋዕ ድማ ዳግማይ ተመርዕያ ኣብ ምዉቅ ሓዳር ሃለወት ፣ እምበር እቲ ክሳራ ናይ ማቴዎስ እዩ ፣ እዚ'ኣ ትመስል ቆልዓ ፐርኔንተ ከሲርዋ !!!
@tekleghirmation8816
@tekleghirmation8816 3 жыл бұрын
ሰላም EMN ከመይ ኣለኹም ኣብ ኩሉ መደባትኩም ካብቶም ብዕምቆት ዝከታተሉኩም ሓደ እየ። ንዮናስ ኣብራሃም ሓደ ርኢቶ ክህበካ ምፈተኩ። ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ኤርትራ ሚድያ ኔትወርክ ኢልካ ኣንውሕ ኣቢ ክትገልጾ ከለካ መቀረት ስለዘለዎ ክትእርማ ተስፋ ይገብር። ዝኸበርኩም EMN ኢልካ ኣሕጽር ኣይተብሎ ክብለካ ይፈቱ የቀንየለይ።
@user-io8rh2sq4y
@user-io8rh2sq4y 2 жыл бұрын
Dahan nay mera si enkae bhiwet nezi kitmiskirelnan kinreyan kalna
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 3 жыл бұрын
Good job my hero 🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽🇪🇷🙏🏾
@zeritfshatsionuqbagergsh5112
@zeritfshatsionuqbagergsh5112 2 жыл бұрын
መርሓባ ዮናስ ልብኻ ዝትክፍ ታሪኽ ናይ በቲ ዝካል እንተኾይኑ ግን ምስ ወዲ ኸርን ከተራኽቦም ብተስፋ ክንጽበየካ ኢና።
@zemehretweldemariamandehai6697
@zemehretweldemariamandehai6697 3 жыл бұрын
Wow Betiel I am proud of you and cried at the same time,you are the definition of hero .❤️🇪🇷🙏 🐪🐪🐪..............🐕.
@peteronlyeritreaforever6078
@peteronlyeritreaforever6078 3 жыл бұрын
ከምዚ አይነት ታሪክ አብ ፊልሚ ትራይ ኢካ ትረክቦ ጂግና ናይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EriSuperBug
@EriSuperBug 2 жыл бұрын
I watched this 3 times and am still amazed by her heroism ! I wish all of us call our sister and thank her in a meaningful way !
@amenaaman4746
@amenaaman4746 3 жыл бұрын
ከምዚ ዘሎዎም ታሪኽ ከተቕርቡልና ምህጸን ዋርሳይ አብ ዘሃሉ ይሃሉ አቕርብዎም ካብ 1-9 ዙሩ ዘለዉ ጀጋነ አለዉ
@jzjzshehsh8278
@jzjzshehsh8278 2 жыл бұрын
በጣዕሚ ዘደንቅ ታሪኽ ዋዕሮ ፈጣሪ ዕድመኺ የንዋሐዮ ዛጋለይ
@mikewolde3651
@mikewolde3651 3 жыл бұрын
ጅግና ጓል ኤረ
@rahelnegede2703
@rahelnegede2703 3 жыл бұрын
ዋውው ዋርሳይት ልክዕ ከምተን አዳታትኺ ይካኣሎ ጅግና 🌹❤🌹
@mulugeta6522
@mulugeta6522 6 ай бұрын
❤Gigna ❤Thanks for your service 🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏🙏
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 3 жыл бұрын
ዋዕሮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕👏👏👏👏
@milieteghebremariam2063
@milieteghebremariam2063 3 жыл бұрын
ዮኒ ሓወይ ጂግና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ፡ ንሓፍትና ከኣ የቐንየልና በላ።
@russomghebregiorghis1459
@russomghebregiorghis1459 Жыл бұрын
ነብሪ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ!
@yordanosjordanberhe6047
@yordanosjordanberhe6047 2 жыл бұрын
Waaaawww what a story, I just can stop crying, what an amazing woman, thx for sharing Betty, proud of you congratulations 🙏🇪🇷
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 3 жыл бұрын
እዋይይይይይ💔💔 ዝገርም 'ዩ🤔 ዝከበርካ ዮናስ ሓውና ኣብ ዝመጽእ ንክልቲኦም ሒስካልና ክትመጽእ ሓደራ ,,,ሓደራ,, ይልምነካ🤲 ተስፋ ይገብር( ወዲ ከረን) ክትረክብዎ 🇪🇷ንዋዕሮ ሓፍተይ 🇪🇷ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ምስ ኩሎም ስድራ ቤትኪ💞😘💞💕😘🇪🇷🍀🍀
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 3 жыл бұрын
ተጋዳሊት ቤቲ ታሪኽ ኤርትራ ወሪሰኪ አዚ አዩ አደታትና ዝገበረኦ እኪ ደግምክዮ ተጋዳላይ ወዲ ከረን ሂወት ከተድሕኒ ብዘይ ምስምስ አፍልብኪ ዝባንኽን ቀልዕኺ ዘድሐነኽዮ ወዲ ከረን የዕልልና አባ ናበይ አበለ
@yordanosjordanberhe6047
@yordanosjordanberhe6047 2 жыл бұрын
Thx team EMN looking forward for the 2nd part 🇪🇷🙏
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 3 жыл бұрын
Ade weleda temken anbeset 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@afommhreteabgebrekirstos6467
@afommhreteabgebrekirstos6467 3 жыл бұрын
ውውውው። ናይ ብሓቅ ጅግና ወዓሮ ኢርትራውት
@habtegarhanes1065
@habtegarhanes1065 3 жыл бұрын
ብዙሕ አንዱ ተፈጺሙ ኣብዛ ኤርትራና ናይ በቲ ክኣ ፉሉይ ዮናስ ክኣ ኣብዛ መደብ ካብ ትመጽኣና ኣቀራርባኻ ደስ ዘበል ነኣግልገሎትኩም ድማ የክንየልና
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 2 жыл бұрын
Warsai Beti gigna nay adetatki abotatna. AWET N HAFASH WETRU ZKRI N SWIHAT 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷
@tekluabrhaley840
@tekluabrhaley840 3 жыл бұрын
ጃግና ኤርትራዉት💐🌹
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 2 жыл бұрын
She is an amazing lady . There is no word to express .Thank you for defending our people and country. We love you.
@asefawgher6625
@asefawgher6625 3 жыл бұрын
Long live my hero
@f.t8710
@f.t8710 3 жыл бұрын
WOWWWWWWWWWWWWW KEM NAY DEKI EREY ZTEGEBRE JGNNET AB ALEM BFXUM AYTEREKBEN 👍👍👍🤜🤛👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤💛💙💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
ትብዓት ኤርትራዊ ፉሉይ እዩ።
@gebrekidanbahta4085
@gebrekidanbahta4085 3 жыл бұрын
One of our hero
@user-fo6sw4iw4i
@user-fo6sw4iw4i 3 жыл бұрын
መኽሰብ ኤረትራን ኤረትራውነትን ቤቲ መጽሓፍን ታሪኽን ኢኺ'ሞ ቀጽልሉ።
@teklehaile9831
@teklehaile9831 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ዋርሳይት ንሱ ዪ ከኣ ቀንደ ቆራጽነትን ጅግንነትን ኤርትራዊት ኣደ ን ዓለም መንጸሮር ኮይንዋ ዘሎ ክብርን ሞገስን ን ኤርትራዊት ኣደ
@fanatekeste8958
@fanatekeste8958 3 жыл бұрын
Betty sister I am proud ❤️❤️❤️❤️❤️
@merhawinevergiveup7368
@merhawinevergiveup7368 3 жыл бұрын
ውውው ዘገርም ታሪክ ተባእ ኤርትራዊት ኣደ እድመን tnan yhabki harbeya gal erey
@user-hh9ej3ms5l
@user-hh9ej3ms5l 2 жыл бұрын
በቲ ኤርትራዊት ጅግና ንብዓትነ ቋጽርና ዘገርም ታሪኽ የቀንየልና ዮናሰ
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 3 жыл бұрын
Ayyyy deki anstyo Eritrea bkulu zteadela .kab jgninet jeganu kab melkie melkenatat kab kumneger kumnegerenatat.🥰🥰🍊🍋🍓🍒edmen tenan ndekenstyo Eritrea.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
Good Job Yonas Abraham GebreAdonay. Keep it up. Amazing story you Read about Beti. E R I T R E A N I S M is 4 EVER!
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 6 МЛН
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 42 МЛН
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 3,6 МЛН
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 71 МЛН
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
EMN - እታ ማራኺት ኮሎኔል - Eritrean Media Network
1:06:22
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 129 М.
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 6 МЛН