EMN - ሓጻርን ተራርን ትእዛዝ ስውእ ተጋዳላይ ኢብራሂም ዓፋ |ሓጺን ናብ ርእሱ ኣትዩ ደም ከይነጠበ ዝተሰወአ ተጋዳላይ- Eritrean Media Network

  Рет қаралды 57,928

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 413
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 29 күн бұрын
ኣየ ርእሲ ናይ ልዕሊ ኣርብዓን ገለን ታሪኽ ክም ሕጂ ጌሩ ይትንትኖ ኣሎ እግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ዓወት ንሓፋሽ 🙏🙏🙏👍👍❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MesganaPaulos
@MesganaPaulos 22 күн бұрын
❤🎉👍🙏🌹🌿🌲🌲🌿🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🐆🇪🇷🐆🌹🌹🌹🌹🙏
@aregashandemeskel8026
@aregashandemeskel8026 19 күн бұрын
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed Ай бұрын
ዝገርም ታሪኽ ኤርትራዊ ነፍሲ ወከፉ ታሪኽ ኢዩ እንቋዕ ካባኹም ተፈጠርኩ 😍👍✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@harounekubal8436
@harounekubal8436 29 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን : ንጀግና : ወዲ - በርሀ - ካብሱል : ጥረ : ከምዝብሀል : 1 / 1000 ከጋጥም ዝኽእል ዕድል ብሂወት ዘለኻ ጀግና : ኢኻሞ : ንበረልና ክበረልና ። ሰራዊት : ህዝባዊ : ግንባር ሰብ ካሓዊ ክሀድም እንዳገበሩ ናብቲ ሓዊ እንዳአተዉ ዝሰርሕወ ታሪኽ ጀግንነት : ክትነግር : ዓቢ : ዕድል እዩሞ : ዮሀና !!! ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 Ай бұрын
ጅግና ወዲ በርሄ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ.
@gideyzemoy1110
@gideyzemoy1110 Ай бұрын
መርሓባ ኣባላት EMN ምስጋና ይብጻሕኩም: ምስ ጀጋኑና እትገብሪዎ ዘለኹም ቃለ መሕተት ቀጽሉዎ:: ነኣጋሽኩም ማይ ቀርቡሎም ኣብ ግዜ ቃለመሕተት።
@giromkidane2994
@giromkidane2994 29 күн бұрын
ደቒ ኤረይ እዛ ሸር ላይክ ሳይስክራይብ እንታይ እያ ተፍርሓና ተጋሩ እንተ ዝኾኑ ሓደ ካብ ትግራይ ከምዚ ጅግንነት እንተ ድዛረብ ትፈልጡ ኢኩም። ናትና ታሪኽ ሰሪቖም እኻ ጀጋኑ ኢሎም መሪየት አይትጽርኒ ዝብሉስ እዚ ታሪኺ ናትና ሰሚዕና ናብ ኪሉ ንኽበጽሕ ዘየግብር እንታዩ ብልሓቱ የሕዋት ታሪኽናን ጀጋኑን ንስማዕ ሓደራ መንእሰይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓💓
@SAMSam-yi2yv
@SAMSam-yi2yv 29 күн бұрын
Thank you 🙏 ክንደይ ከ ደስ ክብለካ ሙሉ ጥዕና ኣኮይ ወዲ ቀሺ ስዉእ ዓዲ ያቆብ ። ኩሉ ተጋዳላይ ታሪክ ኢዩ Long live Eritrea 🇪🇷
@BiniyamGoytom-s2c
@BiniyamGoytom-s2c Ай бұрын
💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዘይ ድገሙ ጀጋኑ
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 Ай бұрын
ናይ ኤሪትራዊ ጽንዓት ፡ትብዓት ፡ድፍረት ፡ጅግንነት ፡በይኑዩ
@Anbes344
@Anbes344 Ай бұрын
ሓቅን ዘይእመንን ጅግንነት ኤርትራውያን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ`ዩ። ጀጋኑና ብሂወት ከለዉ ክስነድ ኣለዎ።
@SimonSimon-h5o
@SimonSimon-h5o 29 күн бұрын
ጅግና ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣብርሃም በርሀ ከየድነኩኻ ክሓልፍ ኣይከኣልኩን እሞ እድመን ጥዕናን ይሃብካ እንካእ ድማ ንናጽነት ኣራየካ እዝኩሉ መርሪ መስገደል ሓልፍካ ነዝይ መስተንክራዊ ዝኾነ ታርኽ ክትገልጸልና ዘብቀዓካ እግዝኣብሄር ይባረኸ :: የናስ ድማ ቡዝሕ ነመስግነካ ኢናሞ ቀጽሎ በርተዕ, ኣጆኻ ይብለካ የቀነልና ::
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም Ай бұрын
እምቮእእእ ሐድሐደ ግዜስ እንበር ከ ሰብ ዲዬም ነሮም ክትብል ትግደድ 🤔 ይገርመካ በቃ🌺🇪🇷 ኤርትራዊ ማለት እባ እንታዩ ምስጥሩ🌺🇪🇷💞ጸጋና ዉህበት ፈጣሪ እዩ ክምንጥለና ዝክእል ሐይሊ እዉን የለን🇪🇷❤️ ክብርን ምጎስን ንሐይልታት ምክልካል 🇪🇷 ሰልምን ራህዋን ን🇪🇷ሃገሪን።
@Mukuhserewetay
@Mukuhserewetay Ай бұрын
Eski nezia like dabuley 🇪🇷 🌟
@yared1929
@yared1929 Ай бұрын
ክቡር ጅግና ኣያና ብጻይ አብረሃም በርሀ (ወዲ በርሀ) እዚ ኩሉ ጅግንነትካ ከመይ ጌርና ከይፈለጥናካ ምጽናሕና ይገርመኒ። ከምቲ ዝበልካዮ ንስኻ ነታ ቀዳመይቲ ታንኪ ሒዝካ ናብ ደቀምሐረ ዝመጻእካ እንተኴንካ ኣነን ኣሕዋተይን ወለደይን ኮታ ገዛውትና ብምልኡ ርኢናካ። ረሲዕካዮ ትኸውን እምበር ነታ ታንኪ ሒዝካያ ናብቲ ምውፋርን ገራጅን ናይ ህግ ዝነበረ ናይ ፋይዝ ሚስዮን ማለት እምነት ምስዮን ካንሸሎ ሒዝካያ መጺእካ ኔርካ። ናይ መጀመርያ መዓልቲ ማለትዩ። ብዝኾነ ነዘን ኩለን ናይ መጀመርያ ታንክታት ብትብዓት ዘውጸእካየን ታንክታት ተዋሊደን ኣማእት በጺሐን ንነጻነትና ዓቢ እጃም ከምዘበርከታ መስተንክር ታሪኽዩ። ናይ ደርጊ ጀነራላት ከምዝጽሕፍዎውን ኣብ ምክልኻል ናይ ግንባር ናቕፋ ዓቢ እጃም ከምዝነበረን ንደርጊውን ዓቢ ዕንቅፋት ከምዝነበራ ይገልጹ። ናይ ብሐቂ ኣንበሳ ተጋዳላይ ምንባርካ የሐብነና። ዮናስውን ነዚ ጅግና ምቕራብካ ናይ ብሐቂ ከየድንቕኩኻ ክሐልፍ ኣይደልን። ቀጽሎ ዘይተነግረ ብዙሕ ከምዘሎ ይኣምን ። እቶም ዓበይቲ ኣብ መሪሕነት ዝነበሩውን ዘለዉውን ኣይትግደፉዎም፣ ብዙሕ ከምዝፈልጡ ዘጠራጥር ነገር ኣይኮነን። ዋላኳ እታ ኣነ ትበሃል ወይ ድማ ጌርና ትበሃል ኣይፍተዉዋ፣ ናይ ታሪኽ ጉዳይ እዩ። ምኽንያቱ ሰውራ ኤርትራ መዳርግቲ የብሉን፣ ኣይክህልዎንውን እዩ። ዘይድትድገምሙ ምሩጽ ወለዶ ኢኹም። Please Remember to include his NAME in the Title of the video. It is a good practice when you produce a video and post your production. Thank you
@senaitabraham9525
@senaitabraham9525 28 күн бұрын
Ente trkbo subuk neru mebelku .
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 29 күн бұрын
ጀጋኑ ኤርትራውያን።
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 29 күн бұрын
ዘይድገም ታሪኽ ጅግንነት ኣያታት ኣቦታት የሕዋት ኤርትራውያን ዘይምሕማቅ ይዘንቶ ታሪኽና። ታሪኽ ጅግንነት።
@mehreteabgebreyesus8208
@mehreteabgebreyesus8208 Ай бұрын
ጅግንንት ህግሓኤ ኣብ ዓለም ተዋዳዳሪ የብሉን ፡ብሓፈሻ ኤርትራውያን ጀጋኑ ኢና
@tedrosberhane6668
@tedrosberhane6668 Ай бұрын
ኣንታ ወዲ በርሀ እንኳዕ በል ብሂወት ጸኒሕካ ነዚ ኣደናቒ ኣበርክቶ ናይ ቃልሲ ጉዕዞኻን ቃልሲ ብጾትካን ንምዝንታው ኣብቃዓካ። ኣምላኽ ዕድመ ሂቡ ነዚ መስደመም ታሪኽ ክትኣምኖ ዘጸግም ፍጻሜ`ታት ዓውዲ-ኩነት ሰውራና ከይተገልጸ ዓቂቡካዮ እንቋዕ ኣይሞትካ። ነዚ ኣገራሚ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራውያን ጽንኩር መድረኻቱን ኣብ ሞንጎ 3ይ ቃለ መሕትትካ ምስ ኩቡር ጋዘጠኛ ሓው ዮናስን መሳርሕቱን ከተካይድ ከሎኻየ ብሃንደበት ሞባይለይ ወዲቓ ጸኒሓ ስዓት ክልተ ናይ ለይቲ ምሰልዓልኩዋ ድምጽኻ ሰሚዐ ካብ ዓራተይ ተንሲአ እቲ ኣብራሃም በርሀ ኣነ ኣብ ሱዳን ዝፈልጦ ዘይኮነስ እቲ ብበርቂ ሓደ ዝፍለጥ ውጻእ መዓት ጅግና ውላድ ሰውራ ዀንካ ጸናሕካኒ። ሕልሚ እንበር ጋህዲ ዘይትብሎ ዕጹብ ዲንቂ ዝኾነ ኣዚዩ ጽንኩርን ታኣምራታዊን ታሪኽ ጅግንነት ቃልሲ ኤርትራን ኣደናቒ ኣበርክቶኻን ኮፍ ኢለ ሰሚዕካ ኣዚየ ኸኣ ብታሪኽካ ተሓቢነ ። ካብ ናይ ስደት ብጻይካ ቴድሮስ መብራህቱ ዘብሄረ ስምረት።
@bicherzere6312
@bicherzere6312 21 күн бұрын
Edimen tienan yihabika Amilak kubur Jigina 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amanuelgebremichael2058
@amanuelgebremichael2058 Ай бұрын
Thanks!
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK 29 күн бұрын
ንዝገበርኩምልና ሓገዝ ካብ ልቢ ነመስግን።
@osmanomer2715
@osmanomer2715 Ай бұрын
አርትርያን ነት ወርክ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣበርቲዕኩም ቀጽልዎ። ከምኡ ውን ነዞም ጀጋኑ ኣያታትና ። ነቲ ሓቀኛን ኣብ ዓለም ምሉእ መዳርግቲ ዘይብሉ ጅግንነትኩም ኩሉኩም ነቲ ጅግንነት ትፍጽሙ ዝነበርኩም ኣብ ቅድሚ መጽእኩም ነዚ ንኡስ ወለዶ ከይተስከፍኩም ኣዘንትዉሉ።
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK Ай бұрын
Thank you
@alemaraya4000
@alemaraya4000 29 күн бұрын
ዮናስ ሓወይ በቲ ተቕርበልና ዘለኻ ወርቃዊ ታሪኽ ንኽትአምኖ ዘጸግም ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ 🙏🏼❤️🇪🇷❤️እንታይ ዓይነት ሰብ እዮም ነይሮም ኢኻ ትብል ። ግን እቲ ረቂቕ ሓይሊ ናይ አምላኽ ምስኦም እዩ ነይሩ ምኽንያቱ አምላኽ ኩሉ ግዜ ምስ ሓቂ ስለ ዝኾነ ክብርን ምስጋናን ንልኡል ፈጣሪ ንዘለኣለም 🙏🏼❤️ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኤርትራ 🙏🏼❤️🇪🇷❤️ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🏽🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@GhibletYbetit
@GhibletYbetit Ай бұрын
ከቢድ ገድሊ ግን ክዝንቶ ከሎ ቀሊል ይመስል ክብሪ ይግባኩም ❤
@godislove7204
@godislove7204 Ай бұрын
I am so proud to be Eritrean, a daughter of our heroes who fought for our freedom. When I say ‘ daughter I don’t just mean my own parents I mean every man who fought is my father, and every woman who fought is my mother and sister. Words cannot express the sacrifices they made. I salute them all and honor their legacy with the deepest gratitude. 🇪🇷🐪💐☪️🩷✝️
@senaitabraham9525
@senaitabraham9525 Ай бұрын
👌👌👌👌👌
@elsag2834
@elsag2834 Ай бұрын
መርሓባ ኽቡራት አሕዋት ደቂ ኤረይ እዛ ኤረና ስ ብኽንደይ መስገደል ሐሊፋ አብዚ በፂሕና ብደቃ ብደቃ :: ንበሩልና አርካናትና ♥️🌹♥️
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK Ай бұрын
Thank you
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 Ай бұрын
Proud of you Eritrean defens forces 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 Ай бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት፡ ተጋደልቲህዝባዊ ግንባር ብጽንዓቶም ጅግንነቶምን ዝፍለጡ ድንቂ ፍጥረት ኢኹም። ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበየኩም እሞ ኣይትሕመቑ ኣጆኹም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኤርትራ ብደቃ ከቢራ ትንበር።❤❤❤❤
@edenabraham7431
@edenabraham7431 29 күн бұрын
My hero father long life to you. I'm proud of uuu ❤❤❤
@wedizeru2794
@wedizeru2794 29 күн бұрын
ስላም የናኣሰ ሓወይ ብተቅርበሌና መደ ብጣዕሚ ሑጉሳት ኢና ብታሪኽና ሑቡናት ኢና ነዞም ሰራሕቲ ቅያ ዝስተ ማይ ኽቴቅርበልሞ ቤት ሕትና ንምሕጸን❤❤❤❤❤
@HaniHawa-u7l
@HaniHawa-u7l 27 күн бұрын
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Dolphin-98
@Dolphin-98 Ай бұрын
መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራዊያን መቸም 🫶🏽🇪🇷🫶🏽🇪🇷🫶🏽🇪🇷 ዘገርምዩ🙏🏾 ዕድሜኹም ይንዋሕ ኣቦታትና🙏🏾🫶🏽🙏🏾🫶🏽🙏🏾
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab Ай бұрын
ሰግዶ ማለት ሓላፊ እንዳ ኣጽዋር ሳዋ ኔሩ ሕጂ ብጥዕና ጸገም ኣስመራ ኣሎ 🇪🇷👍👍
@ak4ever818
@ak4ever818 29 күн бұрын
What an amazing history. May God bless Eritrea 🙏🇪🇷🙏
@weinidesta4221
@weinidesta4221 Ай бұрын
ኣምለኽ ዕድመን ጥዕናን ሂብካ ነዚ ረዚን ታሪኽ ከተዘንቱ እንቓዕ ኣብቅዓካ ሓበን ሃገን ህዝብን ❤❤
@titiyey3789
@titiyey3789 Ай бұрын
ዝይተ ነገረ ኣንበር ዝይተገበርስ የልን ጂግንነት ኤርትራዊን ❤❤❤
@berhannefishaye6643
@berhannefishaye6643 Ай бұрын
የቀንየልና አርካናትና እዚ ብርሃን ሳላኹምን ሳላ ጀጋኑ ስማእታትናን እዩ እሞ ክብርን ሞገስን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!!
@Habte7550
@Habte7550 Ай бұрын
Our Hero no body cames like you. Thank you EMN
@GoytaNebsu
@GoytaNebsu Ай бұрын
ጅግንነት ህዝባዊ ግንባር መውዳድርቲ የብሉን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@meharizemikail3361
@meharizemikail3361 Ай бұрын
ኣየ ጅግንነት ተቐዲሑ ዘይውዳእ ጀጋኑና
@nebu5224
@nebu5224 Ай бұрын
ጀጋኑ ኣቦታትና ኣዘንትዉ ብሂወት ከለኹም🙏🇪🇷 & ዮናስ ሓውና የቐንየልና 🇪🇷🇪🇷❤️❤️💐🌹✊️
@DawitAsmerom-b8m
@DawitAsmerom-b8m 29 күн бұрын
❤ዋው ኣነ ደጊመ ደጋጊመ ስመዐዮ 🎉ግን ንሙኻኑ ፉጡራት ደቂ ስባት ድዮም እንታይ ዓይነት ተወፋዩነት ቆራጽነት ወዲ በርሀ ጅግና ዓቢ ኣያና የቀነልና ብጣዓሚ ይበል ተዘኩሮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ የኑ ሓዊና ድማ መድብካ ጹቡቅ ኢዩ ቀጽሎ ታሪኺና ታሪኺ ጅጋኑ ኣያታትና ህዝብና ስሎኦም ወነንቲ ሃገርን ሃገራዊነትን ኾይና ስማኣታትና ወቱሩ ብስራሕና ይደበሱ ፈጣሪ ንሃገርና ኤረትራና ሽኾር የባሪከልና❤🎉
@toyotaw2500
@toyotaw2500 18 күн бұрын
ብንቅሐት ድልየት ኔሩ እቲ ወሳኒ ድልየት ታንኪ አይዝውርን አብ ጋራጅ አይሰርሕን ስንክልና ኢደይ ተቆረጹ ብሐደ ኢዶም ዝኳሹሑ እንታይ ትብል???
@GhibletYbetit
@GhibletYbetit Ай бұрын
ኣይትደንግዩ ብሰላም ምጹ ሰናይ ግዜ ቻው
@awetmebrahtu2385
@awetmebrahtu2385 Ай бұрын
ዘይድገም ታሪኽ ጅግንነት ጀጋኑ ወለዶ
@WithAbdu999
@WithAbdu999 Ай бұрын
allah yarhamo hero Ibrahim Afa
@Abi-ez9ur
@Abi-ez9ur Ай бұрын
መርሓባ 🇪🇷🇪🇷✝️♥️☪️💕💕🇪🇷🇪🇷ሻዕብያ 💪💪🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@dawitberhe459
@dawitberhe459 11 күн бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Ай бұрын
Zelalemawi zkri Njeganu sematatna Our Heroes EDF Leaders Jegna kulu gize Jegnau Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MehariAbrhamAndetsion
@MehariAbrhamAndetsion 29 күн бұрын
መርሃባ ጀግና መኩሪኢ ሃገሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@LHagos
@LHagos 29 күн бұрын
Thank you EMN, aziyu mesati sehabi zikone tarik, please keep it up! AWET NHAFASH💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷🌊🐪💯💯💯💯
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 29 күн бұрын
Huxubat meantta habonatat belahty edemn tenan yhabkum ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 zelalemawi zikry n semaetatna ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@Asmara-Post
@Asmara-Post Ай бұрын
Thank you for your service ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GhibletYbetit
@GhibletYbetit Ай бұрын
ማሻላ ጅግና ወዲ በርሀ ዮናስ ውን ነዚ ክዉንን ጽቡቕን ታሪኽ ተቅርበልበልና ዘለካ ምስጋና ይግበኣካ ቐጽሎ 👍
@Balla291
@Balla291 Ай бұрын
We are very very proud too be Eritrean , thank you so much for ur hard service Father 🇪🇷🦁🇪🇷
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 29 күн бұрын
ኩቡር ሐርበኞ ተጋዳላይ እድመን ጥዕናን ይሀብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺
@Sam-to7yd
@Sam-to7yd Ай бұрын
ዘሕብን ጅግንነት
@wintaghebreab1152
@wintaghebreab1152 Ай бұрын
Fathers of Eritrea 🫡 🇪🇷 Blessed to be Eritrean ❤🇪🇷
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 29 күн бұрын
The diamond generation💪🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@alula763
@alula763 28 күн бұрын
ጅግና ወዲ በርሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ነባሪ ታሪክ እንበር ነባሪ ሰብ የለን ። ዘይምኖ ታሪክ ❤❤❤❤❤
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 Ай бұрын
Jigna tegadalai berhi ,thank you so much for sharing your stories ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🏾🙏🏾💪💯👏👏👏
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 29 күн бұрын
I am very proud of you all the history and our Heroes want true. Thank you ♥️ ❤❤
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 Ай бұрын
Diamond generation,jiganu tegadeleti, your vision is going to pass to the generation to come. we are proud of you and love you, our beloved heroes ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷jigna tegadalai berhi, for sharing your story ❤️❤️🌹🌹🇪🇷💪🙏🏾👍🏾🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🙏🏾👍🏾💯
@berekethadish6008
@berekethadish6008 Ай бұрын
Thankyou
@tesfalemkiflai5118
@tesfalemkiflai5118 Ай бұрын
ጅግና ዓወት ንሕስፋድ
@SamuelWeldetensae
@SamuelWeldetensae Ай бұрын
Good job 👍
@kibreabnugusse
@kibreabnugusse Ай бұрын
ዓቢ ታሪክ ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጅጋኑ ኣቦታትና ።
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 Ай бұрын
Anko kab alem bfetariy ztebareku hzbi 🇪🇷🙏👍🌹❤️
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 Ай бұрын
መርሐባ እንካዕ ብሰላም መጻእኩሙና ሐርበኛታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ገበርቲ ቅያ 💪💪💪❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Selam...deki erey..ertrawinet kubur mininet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@tigistikeshi4062
@tigistikeshi4062 29 күн бұрын
ጅግና ወዲ በርሄ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አበይ ኔርካ🎉🎉🎉እንቘዕ ኤርትራዊት ኮንኩ
@GenetAbraha-ho3uv
@GenetAbraha-ho3uv 29 күн бұрын
eway haxira atum jeganu ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AdonayAbraha-lt2vu
@AdonayAbraha-lt2vu Ай бұрын
Heroes of the nation
@merygualkeren
@merygualkeren Ай бұрын
Golden Generation 🥇🥇🥇🥇❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aynfalaleeritrea7204
@aynfalaleeritrea7204 Ай бұрын
ዘሐብን ታሪኽ ጅግንነት
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 Ай бұрын
Thank you ♥️ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@tesfalemgebremichael5525
@tesfalemgebremichael5525 Ай бұрын
God bless you our heroes. 🇪🇷❤ 🇪🇷 ❤🇪🇷
@minassieberhe1089
@minassieberhe1089 Ай бұрын
Great job our heroes!!!
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK Ай бұрын
Thank you
@senaitzemicael6369
@senaitzemicael6369 Ай бұрын
Kemy ile emo kegltheka Gegna yewehdeka iyu ❤🇪🇷
@samuelhagos9798
@samuelhagos9798 29 күн бұрын
Patriotism and blessed mind. I cant imagine how many years back he remember every event even day and month ,.
@abebawoldetensae3293
@abebawoldetensae3293 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 Ай бұрын
እቲ መደብ ጽቡቅ እዩ ኣዝዩ ከማን ጽቡቅ :ዮናስ ግን ከምዚ ዝርአካ ዘለኩ ተዳሊካ ትቀርብ ዘለካ ኮይኑ ኣይስምዓንን:ምክንያቱ ታሪክ ስለ ዝኮነ እሞ ከኣ እቲ ታሪክ ዓቢ ብምኳኑ:እቲ ትረካ ዋሕዚ ስለ ዘለዎ ብቀደም ተከተል ክከይድ ኣለዎ ካብቲ ናብቲ ምንጣር ንተራካይ ኣይጽቡቅ ንሰማዒ ኣይጽቡቅ ይከውን ኣሎ:ስለዚ ፍትወት ድልየት ቅንዕና ክህሉ ይክእል :ቅድሚ ምሕታትኩም ምስቶም ተረክቲ የዕልሉ ብድሕሪኡ ኖት ሓዙ ብጽሑፍ ምሕታት ልመዱ:ገዲም ኣብርሃም በርሀ ካብ መስረቲ ሰንጥቅ እዩ:ክትሓቶ ዝግብኣካ ድሕሪ እተን ክልተ ታንክታት ምውጽአን :ከመይ ኢሉ ሰንጥቅ ቆይሙ ክትሓቶ ይግባእ :እዚ ከይገበርካ ባረንቱ ወሲድካዮ ኮታ ብዙሕ ጌጋታት ሪኤልካ ብቀደም ተከተል ክትገብሮ ኔርካ ትኩብ ትኩብ ኮይኑ :ካብ ሳሚ ኣብ ሆርዳታ ዘቅርብ መንእሰይ ተማሃሩ በጃኩም :እትገብርዎ ዘለኩም ኣድናቆት ኣለኒ :ምክንያቱ ኣባል ሜካ ስለ ዝነበርኩ እቶም ዝልዓሉ ዘለው ብጾት ውን መብዛሕትኦም ስለዝፈልጦም ኣቃውማ እቲ ኣሃዱ ውን ብዓቅመይ ስለ ዝፈልጥ :ታሪክ ህግ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኮነ :ብዝግባእ ክትረክ ኣለዎ :ኣስማት ክጥቀሱ ከለው ውን ንህልዋት ከም ዘለው ምጥቃስ:ንስውኣት ከኣ ስውኣት ኢልካ ምጥቃስ ንድራቤቶም ድቆም ንፈለጥቶም ከምኡ ውን ንካልኦት ክፈልጥዎም ምልዓሎምን ምጥቃሶምን መቀረቱ ጽቡቅ እዩ :ብርሃነ ሚንጣዕ :የማነ ሓጎስ ካብቶም መስረቲ ሰንቅ ድሕሪ ናጽነት ዝተሰውኡ እዮም:የማነ ኣስፍሃ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ኣሎ ኣብ ሜካ: ም
@SabaTekeste-h1e
@SabaTekeste-h1e Ай бұрын
Hi deki Erey jegano nberulna salakum Eritraewit koyne jeganu👑❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪💪✊🙏
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷sabia Mekesene sabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷👑🇪🇷👑✊👑✊🎄🎄🎄🙏🙏🙏🙏💐💐💐🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 Ай бұрын
EGZIABHIER AMLAK ERITREAN HZBAN YBARKIKA 🎉🎉
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK Ай бұрын
Amen
@MhtretDesta-n2y
@MhtretDesta-n2y Ай бұрын
Kemiziaom zeamesele jeganu yediliu nayo edmentiena yhabom ❤hawelitinayom❤❤❤❤❤❤❤
@siemzeratsion7643
@siemzeratsion7643 Ай бұрын
Danke!
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK 29 күн бұрын
ንዝገበርኩምልና ሓገዝ ካብ ልቢ ነመስግን።
@biniamwolde5319
@biniamwolde5319 23 күн бұрын
Our Eritrean Hero. So proud of you. May God bless you abundantly all your life time.
@KflaySbhatu-nr4xr
@KflaySbhatu-nr4xr Ай бұрын
🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 ❤️❤️ ❤️❤️
@chaeyge8486
@chaeyge8486 29 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓርበኛ ወላዲና፡ እታ ማይ ምቕራብ ኣብ ዝመጽእ ክንጸበ ኢና።
@segaletqetan7766
@segaletqetan7766 Ай бұрын
EMN please ናይ 4ይ ክፋል ኣይቲደንጉዩና ኢኩም።
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
Wellcome
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 29 күн бұрын
What a Amazing history my God bless Awet Nehfash
@radyaesmael-ex7vk
@radyaesmael-ex7vk Ай бұрын
Aye jegnenet Eritrea 🇪🇷🇪🇷♥️♥️😍😍👍👍💪💪💪eza gesrex eituopya ni Eritrea kahsa kitkefla alew korob teterdom gwahf zikonet hager
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 9 күн бұрын
የናስ አምላኽ እዳም ይሃብኻ 👉💯🇪🇷🌹🙏👉ኽምዚ ታሪኻዊ እና ንዳሊ💯🌹🙏♥️♥️♥️🌹🌹🌹🙏
@issaiasfitwi5764
@issaiasfitwi5764 Ай бұрын
Welcom
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu Ай бұрын
Thank you.
@ksadadishurum4426
@ksadadishurum4426 Ай бұрын
Neadam geremo eyu jeganu abotatey salakum tehabina nnebr🦁❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊
@MhtretDesta-n2y
@MhtretDesta-n2y Ай бұрын
Asey jeganu hageray ❤❤❤
@abisolomasfha3131
@abisolomasfha3131 Ай бұрын
Ezi kulu tarik ksab hji zeytereko abey xenihu bejakum bhiwet kelewu fetshiwom❤
@adusol6960
@adusol6960 29 күн бұрын
Thank you EMN ❤
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"
54:34
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН