KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
52:15
ቅዋም ብ ኣወል ስዒድ / CONSTITUTION BY AWEL SAID
1:07:35
번쩍번쩍 거리는 입
0:32
Who is More Stupid? #tiktok #sigmagirl #funny
0:27
СПОРИМ ТЫ НЕ ЗНАЕШЬ ТРИ ЖИВОТНЫХ НА БУКВУ С #shortsvideo
0:37
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
EMN - ዝስደምም ፍጻሜ 2 ኤርትራውያን አብ ውሽጢ ኤርትራ
Рет қаралды 46,425
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 201 М.
ERITREAN MEDIA NETWORK
Күн бұрын
Пікірлер: 47
@brhanalem5387
2 жыл бұрын
ኣምላኽ ኢዩ ኣብ ክዱን ኣንቢርዎም
@weldat82
4 жыл бұрын
ዓሕ ሰብ ቀደም እዞም ንጹሃት ልቢ.. ብሩኽ ኣቦ ከምቲ ኣብ ምድሪ ዝሓለወኩም ኣብ ሰማይ ይቀበልኩም... ብሩኽ ኣቦ
@sen-ayt7782
4 жыл бұрын
💙❤️💚👍
@solomonsium9236
4 жыл бұрын
ዓቢ ሰብን ዓቢ ገርብን ኣይርክብን ኤኡ አንትያ ኤሞ ኣብታትና ኣብይ ክንርክባኩም ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቃብልኩም
@emahationfsahaye8203
4 жыл бұрын
ኣምላክ ጥዑም ኢዩ ብዝተፈላለየ ጌሩ ንፍጥራቱ የድሕን
@mannamenasie3064
4 жыл бұрын
Peace and Justice to the hard working Eritrean people!
@misganapawlos7300
2 жыл бұрын
Yes🇪🇷🇪🇷❤💙💚💚💙❤👍
@sabasium707
4 жыл бұрын
Ay habbiy shoker edamen tenan I miss u🙏🙏🙏💯💯💯❤️❤️❤️💕💕🌺💕❤️❤️❤️❤️
@edenteklegiorgis9889
4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷GREAT story of Eritrean Survival, blessed by GOD.🇪🇷🇪🇷
@fretayonas524
4 жыл бұрын
Waaaaw abon zekarya adey hadas mengsete semay yewarskum mbrak haftet edmen tenan yhabkui😭😭❤️❤️❤️
@mihrettewelde4975
4 жыл бұрын
Hayli Amlak eyu 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@egzabiherymesgen3789
4 жыл бұрын
Egzabiher ymesgen 🙏💒
@erena-africa5909
4 жыл бұрын
God's good wow 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿😭💯😭💯💯😘🤩R.I.P Beautiful story 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙂
@نتتنمننن
4 жыл бұрын
🇪🇷🙏🙏🙏💪👍😪😪
@wedimahari1835
4 жыл бұрын
Selam hawi ane arbeite geze agatimne
@merhawitesfagergsh6016
4 жыл бұрын
Wellcome shikorenatat fetrat
@libonasiten4725
4 жыл бұрын
ሰብ ቀደም ልቦም ንጹሃት እዮም መንግስተ ሰማያት ያዋርሶም ንስድኦም ጽንሃት ይሃቦም
@sen-ayt7782
4 жыл бұрын
💚🌴💚🌴💚🙏👍
@almazarefe2246
4 жыл бұрын
Aboy mearey🇪🇷🇪🇷🙏🏼💒💒
@NA-bb9cb
4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@hanasolomon7069
4 жыл бұрын
Yes God
@sen-ayt7782
4 жыл бұрын
🇪🇷🔥🌹🔥🌹🔥🌹🔥🌹💚🌴
@simonhidru7687
4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gaema9673
4 жыл бұрын
Eway des kebelu abo Kemakum abotats abye Jon yehelwu Egzabehir beyemsnay edu yekebelom!!!
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ
4 жыл бұрын
ኢወይ ኢዝጋሔር ይፈትዎ ዩ ነሩ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ ቡሩኽ ኣቦ
@abrahamkalab2159
4 жыл бұрын
Nay qedem sebn nay qedem haxinn airkebun euyom bqelilu
@sabatekle1992
4 жыл бұрын
አምላኽ እዮ አውጺኡዎም ኔሩ
@genetfessehatsion6891
4 жыл бұрын
ይገርም ኣብ ዘይ መዓልቲካ ኣይትመዊትን እካ።
@ዘይጋዳእዕዋላ
4 жыл бұрын
ኣብቲ ትከድዎ ለምለም ይጽናሓኩም
@yonisabrha8887
4 жыл бұрын
ብሽክለታ መዋአል ዝዝውር ሰብ ብ ጥዕና ሃብታም ኢኻ፡ ምስኡ ንጽህና ኢንተሃልዩ
@letistewelde2469
4 жыл бұрын
Abos zekarya adey hadas megste smay yewarskum mbraq heftey idme yhebki
@mesghinagheb3570
4 жыл бұрын
Zikeberkum enda zena akrabin anbabin ka biflai eti etekrbokua xubuk endiyu kabzi ms wedu hadega zegatemo abo nexa kab hadega koinu wexiyus nixibahitu nab srah wefiru entay eyu zmhreka higi zeymhlaw ezi mejemeriya hikimnu ygebir mekina garage kitiere ygbae kalie beti zgebero hadega ab kidmi higi keribu gubue mektsaeti kiwesdin kisab nay n keyzwir fikad memrihi mekinu kihdeg ygbo,,,
@equator3degree427
4 жыл бұрын
እንታዩዚ ፡መዘንግዕ።ብዕራይ ከወሊዱዶ? ነብሪስ ካብጡብ ግመል ጸባ ክሰቲ ርእየዮ። ፋብሪካ ታት ኤርትራ ንምንታይ ክዕጾ ተጌሩ? ዝስተማይ ንምንታይ የለን? ማይ ዝዕድላ ቦጣት ኣበይ ኣለዋ?
@tesmsghina3588
4 жыл бұрын
ምስላታትኩም ተጋሩ ንዓኹም ግበርዎ። ኣናፍራ ቆቓሕ ዘይፈልጥ ኣይሃዳናይን
@gidemogos2503
4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ቁሩብ ዶ ኢቲ ሃለውሎው ዘይትገድፍዎ። ቦጣት ስርሕን ይሰርሓ ኣለዋ ካሊኢ ንጥፈታት ውን ኮሙኡ ንምንታይ ኣብ ናይ ሃገር ጸለመ ተዋፊርኩም ኩሉ ኤርትራዊ ፈሊጥኩም ኢዩ ። ካሊኢ ሽጣራኩም ደውሩ ደቂ ማይ ጥላሚት ደቂ ዓድዋ።
@eritrawihagerawi7167
4 жыл бұрын
what are you talking about go some where y mejinun
@weldenegodguad4974
4 жыл бұрын
ኢሰያስ ዓሰብ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ከረክባ ዝገበሮ ፈተነ ኣይፈሸለን ድዩ? ኣብቲ 71 ኪ/ሜ ዝተኻየደ ዓሰብ ናይ ምክልኻል መኸተ ረዚን ዋጋ ተኸፊሉዎ እዩ። 3ይ ወራር ብዙሓት ኣሃዱታት ከም ክ/ሰራዊት 29 ካብ ዓሰብ ተሳሒበን ካብ ከባቢ ጾሮና ክሳዕ ዓዲዃላ-ዓዲበጊዖ ዕዉት ናይ ምክልኻል ስራሕ ተሰሪሑ እዩ፡ድሕሪ'ዚ ጸላኢ ብግምባር መረብ ሰቲት ድፋዓት ባድመ ብምፍራስ ብብዙሕ ከባቢታት ዛላምበሳ ጾሮና ክሳዕ ማይድማ ክበጽሕ ኪኢሉ እዩ፡ ኣብቲ እዋንቲ እኹል ኣጽዋር እኳ እንተዘይነበረ፡እኹል ሰራዊት ሪዘርቫ ከይተረፈ ነይሩ እዩ፡ኣብቲ እዋን ዝነበረ ሕጽረት ኣጽዋርን ቦምባታትን ጠያይትን ብዓይንና ንርእዮ ኔርና ኢና፡ስለዚ ብልሓቱ ዘይተፈልጠ ሽርሒ ግን ነይሩ፡ኢሰያስ ብየማነ ገብረኣብ ገይሩ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ብምልኡ ንሳሕል ከዝልቕ ብዕሊ ተነጊሩና እዩ፡ዝነበረ ተቓውሞን ዕላማ ናይቲ ምዝላቕን ኣብ ዝቕጽል ክገልጾ እየ፡ሕጂ ግን ብዛዕባ ግምባር ዓሰብ እየ ክዛረብ፡እዋን 3ይ ወራር ኣብ ዓሰብ ስሑው ዝበለ ሰራዊት ምንባሩ ፍሉጥ እዩ፡ኲናት ደው ይበል ናይ ጸጥታ ዞባ 25 ኪ/ሜ ምስተባህለ ሰራዊት ኤርትራ ካብ 71 ናብ 35 ኣቢሉ ስለ ዘንሰሓበ፡ኢሰያስ መጀመርያ ንመከናይዝ 49 ምስ ኩሉ ኣጽዋሩ ብመርከብ ንባጽዕ ከም ዘዝልቕ ፡ ኣብ ዓሰብ ዝነበረ ምምሕዳር ፖሊስ ህዝቢ ከምዝወጽእ እውን ገይሩ፡ ዓሰብ ኣምሓሩ ጥራይ ተሪፎም ባንዴራ ኤርትራ ኣውሪዶም ባንዴራ ኢትዮጵያ ሰቒሎም፡ ክልተ መራኽብ ነተን ተሪፈን ዘለዋ ክፍለ ሰራዊታት ከግዕዛ ተቐሪበን ነበራ፡መሪሒ ክፍለ ሰራዎት ሳልሕ ዑስማን እምቢ ኣይንስሕብን ኣብዚ ወደብና ዓወት ወይ ሞት ክብል ከሎ፡ሓድሽ ኤፍሬም ናይ እንዳ 19 እውን ይስዕቦ፡ገለ ውሑድ ኣሃዱ ናይ እንዳ 23 በዓል ዘርኢትእ'ውን ኣብቲ መኸተ ረጊጾም በቲ ዶብ ጅቢቲ ነበሩ፡ጸላኢ ብዝረኸቦ ሓበሬታ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ግምባር ዓሰብ ኣንሳሒቡ እዩ ብምባል መካይኑን ኣውቶቦሳትን ብመራቲ ብላንድ ክሩዘር ተዓጂበን ናብ ዓሰብ ኣምራሓ፡ምስ ዝነበረ ዋሕዲ ሰብን ኣጽዋርን ንጽርግያ የማን ጸጋም ኣጽኒዕካ ምሓዝ፡ስለዚ እንዳ 39 ኣብ ጽርግያን ብየማኑ ዘሎን ክትሕዝ ከላ ብጸጋም ሸነኽ ሩባ ድማ ክ/ስ 19 ገለ ካብ እንዳ 39 ተደሪቦሞም ኣድብዮም ተጸበዩ፡ድፋዕ 71 ኪሎሚትር ብፍጹም ዘይድፈር ኣዝዩ ብውሕሉል ጥበብ ዝተሰርሐ ገዲፍካ ናብ35 ምዝላቕ ምስቲ ናይ ጸጥታ ዞባ 25 ኪ/ሜትር ዝተኣሳሰረ ኣብ ድፋዕ ዘይብሉ ቦታ ሰራዊት ዓረደ፡ጸላኢ ተረቢጹ ዓሰብ ንኽኣቱ ኣዝዩ ተሃንደደ፡ሄሊኮፕተራት ነቲ ዕርዲ ሃዊኸንኦ ንብረት ከቃጽላ እውን ጀመራ፡መከላኸሊ ኣየር የለን መትፋዕጅታት ዶሽካ ግን ከምዝርሕቃ ገበሩወን፡ኣጽዋር ከቢድ ዝብሃል ኣይተ ኢሰያስ ከም ዝሰሓብ ገይሩ እዩ፡ነተን ንመኸተ ዝተቐረባ ኣሃዲታት ኣዘዝተን ምስ ምፍርራሕ ውጹ፡ብሰንክኹም ሓደ ወታሃደር እንተተሰዊኡ ክትሕተቱ ኢኹም ተባሂሎም ምስ ኣዛዚ ግምባር ሃይለ ሳሚኤል ኮይኖም፡ብዘይ ሓገዝ ከቢድ ብረት ብዶሽካን ባኣርብጅን ቀሊል ዘይኮነ መኸተ ተኻይዱ ፡ተሃንዲዱ ዓሰብ ንምሓዝ ዝመጸ ሰራዊት ተደምሲሱ ናብ መበገሲኡ ከም ዝምለስ ተገይሩ፡ ብወገን ኢሰያስ ንሰራዊት ንድሕሪት ስሒብካ ንሳሕል ፋሕ ኣቢልካ ንክበታተን ተፈቲኑ እዩ፡እቲ ጉዳይ ህዝቢ ምስ ሰምዖ ኢሰያስ ስልብጥ ኢሉ ስለምንታይ መካናይዝ ህዝቢ ምምሕዳር ካብ ዓሰብ ወጺኡ ኢሉ ንኣዛዚ ግምባር መጀር ጀነራል ሃይለ ሳሚኤል ኣብ ኣኼባ ከጓጥጠሉ ምስ ጀመረ እንሆ ኣብ ኢደይ መልእኽትኻ ባዕልኻ ኣዝልቑ ዝበልካና ክብል ምስ መለሰሉ ነዚኣ ነዊሕ ነኺሱዋ ንሃይለ ሳሚኤል ካብ ኣዛዚ ግምባር ኣደስኪሉ ኮፍ ኣቢሉዎ፡ብዝኾነ ኮነሬል ሳልሕ ዑስማን ሓድሽ ኤፍሬምን ዘሪኢትን፡ክልኦት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ተራ ኣባላትን ብሓፈሻ ነቲ ወራር ዓሰብ ዘፍሸሉ ሞጎሰ ክውሕዘሎም ጀመረሞ፡ኣብቲ ወራር ካብ ዝጅመር ዝነበሩ ኣዘዝቲ ክፍለሰራዊታት ሳልሕን ሓድሽን ርእሲ ምራኽ ዘሪኢት ዘለዎም ሓደስቲ ላንድ ክሩዘራት ተሸሊሞም። እቲ ምዝላቕ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ እውን ብየማነ ገብርኣብ ገይሩ ንሸሪፎ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ከይሓበረ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ፡ላዕሎት መራሕቲ ምምሕዳር ዝገበርዎ እዩ እናበለ ጠቂንዎም፡ እቲ ምኩር ሓሳዊ ኣለወኛ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡፡ስለዚ ሳላ ጀጋኑ ዝደሓነት ዓሰብ ኣይተዋሕጠሉን፡ ግዜን ኣጋጣሚን ተጠቒሙ ነቶም ጀጋኑ በዓል ኮነሬል ሳልሕ ዑስማን ኣብ ፍርዲ ዘይብሉ ማእሰርቲ ዳጒንዎም ኣሎ፡ሕጂ እውን እቲ ከዳዕ በዓል ኣመል ንወደብና ዓሰብ ሓይሊ ባሕሪን ሓይሊ ምድርን ኢትዮጵያ ብምእታው ሃገርና ንጸላእቲ ኣሕሊፉ ንምሃብ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ፡፡ እምበኣር ቀዳማይ ፈተና ወደብና ዓሰብ ፈሺሉ ንካልኣይ ዙርያ ዓሰብ ብመገዲ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ገይሩ ከውርረናን ኣብ ፈተነን ውርደትን ከእትወና ምዃኑ፡ኢትዮጵያ ዝኾነ ተቓውሞ እንተ ኣጋጢሙ ክጭፍልቑዎ ምዃኖም፡መዝሓሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ግርጭትን ጎንጽን ክገብሩና ቅሩባት እዮም፡ዶክተር ኣቢይ እምቢታ ወያነ ክሰብሮ ስለ ዘይካኣለ ፡እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝሓሰቦ ብሰላም ዝተጎልበበ ወራር ተደናጉዩ እዩ፡እዚ ሕጂ ስርዓት ኤርትራ ወያኔ ክጠፉኡ ኣለዎም እናበለ ዝፍክር ዘሎ፡ነቲ ምስ ኣቢይ ክገብርዎ ዝሓስቡ ዘለዉ ውዲት ብተዘዋዋሪ መገዲ ስለ ህላዊኦም ክብሉ ጠጠው ምባሎም ብዕንቅፋት ተራእዩ ኣሎ። ንሕና እውን ስለ ህላዌ ሃገርና ከምቲ ህዝቢ ትግራይ ብሓባር ደው ኢሉ ዘሎ ስለ ህላዌናን ሃገርናን ደው ክንብል ይግባእ። ዓወት ንውጹዕ ህዝብና ! ኣበድ ተስፋይ
@berhanegoitom1397
4 жыл бұрын
ታይኮይኑ ደኣ ንበዓል ሓድሽ ኤፍሬም ርእሲ ምራኽ ዘይኣስሮም ፡ ክክክክክክ ፡ መቸም ነቲ ታሪኽ ካልእ መልክዕ ከተትሕዝዎ ኢንዲኹም ትጽዕሩ ዘለኹም፡፡ ተዘይደኸምኩም ይሕሸኩም ፡፡
@mesghinagheb3570
4 жыл бұрын
@@berhanegoitom1397 nezom teref meref agamen hasusatn reshat dergin b genzeb ziteasbun ayngedeselom ms mitfae malelit yerakbena!!!
@hadgu2562
4 жыл бұрын
Welde negedgad na tseta zoba meas diyu qoymu aflito alekado hayle samielke meas eyu kab halafinetu deskilu yemane gebreab ke meas kab minstiy zena wetsiu deti felto hiwswis teblo entay nimrkab eyu bel konegreka hayle samiel bimekniyat tiena 2013 eyu kab resawit tesanabitu 2y nazoba tseta ab 2000 werhi 11 eyu koymu kunat kea 2000 werhi 6elet 13 eyu wediu deynebere ayti leflif
@hybirdgenetic7096
2 жыл бұрын
እዚ ክትግዕታዶ ክንድዚ ትርህጻ ፡ ወያነን መደናግጽታን ጽንዓት ይሃብኩም ፡ያላ ሕጂ ቅልጥፍ ኢልኩም ዕጥቅኹም ፍትሑ
@semerekiflom8318
4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
52:15
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 100 М.
1:07:35
ቅዋም ብ ኣወል ስዒድ / CONSTITUTION BY AWEL SAID
Hidmona TV
Рет қаралды 256 М.
0:32
번쩍번쩍 거리는 입
승비니 Seungbini
Рет қаралды 182 МЛН
0:27
Who is More Stupid? #tiktok #sigmagirl #funny
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 10 МЛН
0:37
СПОРИМ ТЫ НЕ ЗНАЕШЬ ТРИ ЖИВОТНЫХ НА БУКВУ С #shortsvideo
Katya Klon
Рет қаралды 2,7 МЛН
0:22
Хаги Ваги говорит разными голосами
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН
34:00
**11 ክፋል|ምክልባት፡ምብራርን፤ንብረት ምዝማትን ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ 1998 - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 21 М.
1:16:34
EMN - አቦኹም ኣይኮንኩን ቀዳማይ ኣቦኹም እዚ | ዘይሃሰሰ ዝኽሪ ተጋ. መሓሪ ኣብርሃም| (መራሕ ሓይሊ)' - Eritrean Media Network
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 16 М.
10:23
ሳዋ ሽኮር ኣብ ማእከል ትግራይ እንተርብ
ብጻዕርካ እዩ ዝዕወት
Рет қаралды 3,8 М.
እቲ ቀንዲ ምስጢር ነቃልዖ ኣለና ንብ ኩሉ ይብጻሕ ኣብ ኤርትራ ዝተራየ ዓቢ ዕዮ
Afabet media
Рет қаралды 162
Atv Asena Live - ምርኡይ ህግደፍ: ባዕሉ ቀታሊ ባዕሉ ዘካሪ
ATV asena
Рет қаралды 233
25:41
መጻምድትኻ ብኸመይ ትመርጽ?
Aklilu H.michael
Рет қаралды 28 М.
42:45
ህድሞና - ኣምላኽ ንተውህቦታት ይመቓቕሎ ኢዩ - ጥዑም ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ | Wedi Jebeli - New Eritrean Show 2024
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 24 М.
3:20:09
ሰላም ከመይ ሓዲርኩም. ርሑስ በዓል ዝኽሪ መድሓኔዓለም ይግበረልና ኣሜን ።
Monicawit NEBELBAL MEDIA
Рет қаралды 2,2 М.
56:49
EMN - ኣብ ኤርትራ ምሳይ ነይሮም | ሕቡእ ሓቂ ናይዞም ክልተ - Eritrean Media Network
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 83 М.
19:01
“ጦርነቱ ኮሽታ ነው” ዐቢይ፣ "ድርድሩ አልተሳካም” ጄኔራሉ፣ ሃይሌ ስለኑሮውና ሰላም እጦት፣ “በጠ/ሚኒስትሩ ምክንያት በከተማዋ፣ የመሬት መንቀጥቀጡ| EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 103 М.
0:32
번쩍번쩍 거리는 입
승비니 Seungbini
Рет қаралды 182 МЛН