EMN - ወዲ ጀበሊን ወዲ ከረንን ኣራኺብናዮም ፡ዕላሎም ከመይ ኮን ኪኸውን‘ዩ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 163,816

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ወዲ ጀበሊን ወዲ ከረንን ኣራኺብናዮም ፡ዕላሎም ከመይ ኮን ኪኸውን‘ዩ - Eritrean Media Network
/ officialerit. .
eritreanmedianetwork.org/
/ eritrea_emn

Пікірлер: 578
@user-od2dz5eb8i
@user-od2dz5eb8i 2 жыл бұрын
ተራኸቡ ክልተ ፋላስፋታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤🇪🇷❤❤❤
@sadiyamahmood7702
@sadiyamahmood7702 2 жыл бұрын
0
@user-od2dz5eb8i
@user-od2dz5eb8i 2 жыл бұрын
@@sadiyamahmood7702 why 0
@meronwoldu3549
@meronwoldu3549 2 жыл бұрын
Nice
@faniasli6104
@faniasli6104 2 жыл бұрын
ኣቱም ኩቡራት ኣቦታት እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ኣቱም ቡሉጻት መማህራን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@metkelwiango9737
@metkelwiango9737 2 жыл бұрын
Nay behaki nezi weldo temhrti,habo,tesfa, kebret zekwen temhrti mehabkom nay behaqi des zebel eyo ane keblkom kexlwo edmkom kem matosala yegbrlkom❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝💝💝
@user-pr6ku4lm7t
@user-pr6ku4lm7t 2 жыл бұрын
ኣነ ብዙሕ ገንዘብ የ ዝክፈል ኣብ ስደት ግን ዝበዘሐ ሂወተይ ብዙሕ ቅሳነት የብለይን ሓንሳብ ብመስተ ይድቅስ ናይዞም ሰባት ዕላልል ግን ደስ ኢሉኒ ብዘይ ገለ ነግር የደቅሰካ ኤርትራዊ ምካን ጥዕም ዩ ሰላም ነዓኩም
@howtotieatie5845
@howtotieatie5845 7 ай бұрын
What is your job ?
@fithawitzenagebriel1953
@fithawitzenagebriel1953 2 жыл бұрын
ተጋዳላይ ወዲ ከረን ምስ ኣቦና ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ጥዑማት ደስ ትብሉ ፍስሃ ወሰላም ይዓስለካ ዕላልኩምን ተሞክሮኹምን ምስማዕ እሞ ቀጽልዎ ክንርእየኩም ንደሊ ኢና ብሓቂ
@starstar9017
@starstar9017 2 жыл бұрын
ኣቦታተይ ዕድመን ጥዒናን ይሃበኩም።
@f.t8710
@f.t8710 2 жыл бұрын
አሰይ መርሓባ ደቒ ኤረይ ጽቡቓት ፍጥረት።
@aloniabo7466
@aloniabo7466 2 жыл бұрын
አዋይ ኪጽበ አንዲየ ቀኒየ ሕጂ ግርም ደስ ዘብል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ኮነ ♥♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘😘😘👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@f.t8710
@f.t8710 2 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውውውው ብታዕሚ ጽቡቕ ስትድዮ እንቖዕ ደስ በለኩም አርትሪያን ሚድያ ኔት ዎርክ።
@macmac1932
@macmac1932 2 жыл бұрын
I'm Eritrean which makes me very proud but i was born and raised in Ethiopia. I am Amche. These 2 are Professors of Life and we learn alot from them. Yonas very good of you pls continue. Again Proud to be An Eritrean
@user-dr1yv8lq9k
@user-dr1yv8lq9k 2 жыл бұрын
We love amche they are 🇪🇷🇪🇷Eritrea we don't care where u were raise as long as u know where u are from
@macmac1932
@macmac1932 2 жыл бұрын
@@user-dr1yv8lq9k thank you very much for your kind words. You are right
@berihuhadish8975
@berihuhadish8975 2 жыл бұрын
ምኩራትን ፈቃራትን ወለድና ንስኩም ደቂ Eritrea ምኻንኩም ሃገርና ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢያ ብኹሉ መዳይ ጅግና ከተፍሪ ትጽገም ሃገር ኣይኮንትን።
@nasserahmed6758
@nasserahmed6758 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ካባኻ ሰበይትኻ ካብ ሰበይትኻ ንስኻ ናይ ብሐቂ መምሀራን ኢኹም እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም።ወዲ ጀበሊውን ካብቶም ናይ ብሐቂ ዝሙስጡኒጅግና ኢኻ።ከምኡውን የናስ እዚ ከይተሐለልካ ትገብሮ ዘለኻ ረቢ ይሐግዝካ።ንኹሉኹም ድማ ሩሑስ ሐዱሽ ዓመት።
@mametberhane7825
@mametberhane7825 2 жыл бұрын
ኩሉኩም ሚዛናውያን ብሉጻትን ሰባት ኢኩም እሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ኣያታት እዮም :: ተዋዘይትን ተሳሓቕትን : ምስ ቁምነገሮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 2 жыл бұрын
መርሐባ ጹቡቃት ፍጥረት 👍😁🇪🇷🇪🇷♥️🙏🏾
@almazlebassi2073
@almazlebassi2073 2 жыл бұрын
የሐዋትይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሩሑስ ብዓል ዋዛ ምስ ቁምነገር 👌👌🌹🌹🌹 ወዲ ጀበሊ ወዲ ከረን ዮኒ ❤❤❤
@awetfessehaye4224
@awetfessehaye4224 2 жыл бұрын
ተራኸቡ ክልተ ሽኾሪናታት ከምኡ ድማ ዩኒ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ኤረይ ። ኤርትራዊ ክቡር መንነት !!!!!!!!
@dejenredae1594
@dejenredae1594 2 жыл бұрын
Eidimen Tienan yihabeley kuburat yehwatey deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ💖🐪🇪🇷💖✊
@lewihani8188
@lewihani8188 2 жыл бұрын
Kkkkkkk ወዲ ጀበሊ ኣስሊ ኣዝማሪኖ ሎሚ ሳሓቅ ቀቲልካኒ ባሓቂ ኣዛናጋዕን ማሃርን ዕድመን ጥዕናን እሃብኩም ❤️❤️❤️
@mensurkeren6096
@mensurkeren6096 2 жыл бұрын
Praise be to Allah I'm Eritrea 🇪🇷 🙏 🙌 LOVE YOU ❤ Eritrean people 💖 ❤
@mizankidane6733
@mizankidane6733 2 жыл бұрын
L
@meryemabdelkadr432
@meryemabdelkadr432 2 жыл бұрын
ማሽኣላህ ዝመቀረ ይኸውን እምበሮ ኣፍ ዘየኽድን ዕላል 😘😘😘❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ገጽኩም ማሻላህ ብሩህ ሕጉሳት ንመዋእል ተሓገሱልና ደቂ ኤረ ሽኮር 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💓
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 жыл бұрын
Congratulations.. ስቱድዮ.... ጽቡቅ.. ሕጂ ግርም... ኣምላኽ ይባርከኩም
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ.. ን.. ወዲ ከረን ን.... ን ድኣስፖራ ሂወት ን ሓዳርን ትድሕኑ ኣለኩም.. ወዲ ከረን.. ሓደ ሓዳር ተዓሪቃ.. ሓደ ካብ ሰበይቱ ምቅታል ኣድሕንካ.. ካልእ እውን ብዙሓት አለው ወዲ ከረን.. ክረክበካ እየ ምስ መጻኹ. ወዲ ጀበሊ እኮ.. ቤተ ሰብ እዩ
@THOM645
@THOM645 11 ай бұрын
ክክክክክክክክክ
@senaitweldumesmer8314
@senaitweldumesmer8314 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ኣቦታት
@danielweldetnsae5284
@danielweldetnsae5284 2 жыл бұрын
wawww ዘሕጉስ ዕላል!ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@ichhoffe9176
@ichhoffe9176 2 жыл бұрын
I am so proud to be one of you🇪🇷🇪🇷❤ , we love you 🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@dubatop7581
@dubatop7581 2 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Land of love God bless Eritrea 🙏🙏
@taamemaharijtbortcasameket1878
@taamemaharijtbortcasameket1878 2 жыл бұрын
መራሓባ። እኮዓ በሰላም መጻእኩም ሃገራዊያን ይሕዋት።✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅🍾💟💟💒🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🌷🌷🌷🌷🌷
@fanotekle3824
@fanotekle3824 2 жыл бұрын
ዋው ኣቦታትና ደስ ክትብሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@user-cd5br5md1x
@user-cd5br5md1x 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መቕሰናት ደቂ ኤረ !!!
@samieldaniel5061
@samieldaniel5061 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣቦታተይ🙏❤ ዮናስ ሓውና ክምዝገን ዘለዎ ኢዩ
@makda7019
@makda7019 2 жыл бұрын
ኣዚዩ ደስ ዘብል ዕላል ኣቦታተይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
2ተ ጭዋታት መማህራን ናይ ንኣሽቱ ወሎዶታትና ♥️♥️ በጃኹም ቀጽልዎ 🙏ከምቲ ወድ ከረን ዝበሎ ናብ council ዶ ገለዶ ካብ ምኻድ ንስኻትኩም ኣሎኹምና ♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹
@waltahager9609
@waltahager9609 2 жыл бұрын
ደስ ክብሉካ ብልቢ።
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
Two best of the best comedians, God bless both of them.
@meribeyanu2882
@meribeyanu2882 2 жыл бұрын
Lll
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 жыл бұрын
ባህልን ሕልናን አንተጠፉኡ ህላወ ውን ኣስጋኢ አዩ
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 2 жыл бұрын
ደስ ክብሉ ሩሑስ ይግበረልኩም ደቅ ኤርትራ 🙏🏻🇪🇷❤💕
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yas you are right 👍👍👍👍🙏💐💏☃️☃️🎉🎉🎊♥️🇪🇷🙏👍
@merhawiberhe4462
@merhawiberhe4462 2 жыл бұрын
Waww jeganu ab kulu tesefa moral. Nemhar kabakum 100 💯💯 Eritreawi kubur menenet eyuu ab kulu bota zelooo
@asmerommehari6004
@asmerommehari6004 2 жыл бұрын
እታ ዝጽበያ ማዓልቲ መጻትን ብጣዓም ተሓጉሰ ።ወዲ ከረንን ምስ ወዲ ጀበልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣያታተይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@harnet2483
@harnet2483 2 жыл бұрын
Happy New Year to all #Eritrean around the world 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@jokatv216
@jokatv216 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ዕድል ኒው ስራሕ ይገበረልኩም ዕድመን ጥዕናን
@kflaygebrebrhan5998
@kflaygebrebrhan5998 2 жыл бұрын
ተረካቢ ዘረባታት ቀሪሲ እኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንፉዓት ።
@semharalay8123
@semharalay8123 2 жыл бұрын
Well come deki eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rebeccaml4839
@rebeccaml4839 2 жыл бұрын
Thanks for all your Good work Deki Erey 🇪🇷❤️ God bless Us all Eritrean 🇪🇷❤️
@user-qs3vm9ws2w
@user-qs3vm9ws2w 2 жыл бұрын
2 ጡዑማት 3ዮም ዉፉይ ቁኑዕ ናይ ብሓቂ ቅንዕና ዘለዎ ጋዜጠኛ
@tirhasbaraky5740
@tirhasbaraky5740 Жыл бұрын
መርሓብ ድኽ ኤር ኣሰይ ኣሰይ ❤️🌹🌹❤
@mebrahtuhabtay3234
@mebrahtuhabtay3234 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወዲ ጀበሊ ከምኡን ወዲ ከረን ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን ክገብረኩም ይምነ። keep going
@tedrosteklab8396
@tedrosteklab8396 2 жыл бұрын
ኩቡራት ኣቦታትና Love ❤️ you 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤️❤️❤️
@hawimiki3986
@hawimiki3986 2 жыл бұрын
ካብ ምህሮስ ኣእምሮ ኢለሞ ወለዲ፡ ብሓቂ፡ ጸጋ ዕድመ ይሃብኩም ልዑል ፈጣሪ፡ እምበር፡ ምሁራት ኢና በሃልቲ'ሲ ብሰንኪ ትዕቢቶም፡ካብኦም ኣይርከብን ኢዩዚ።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቡሉጻት መማህራን ናይ ሕብረተሰብ ኢኹም እግዝኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። እምበር ከምዚ ትብልዎ ዘለኹም ዓለም ካብ ለውሃት ሓቅነት ሕውነት ምክብባር ምፍቓር ወጺኣ ኣብ ስርቂ ክድዓት ጽልኢ ዘይምክብባር ናይዚ እኩብ ድምር ጭካነ ክሕደት መወዳእትኡ ቅትለት እያ ተሸኺላ ዘላ። እግዚኣቢሔር ምሕረቱ ይልኣኸልና። ብጣዕሚ ኢኹም ደስስ ትብሉ። ቀጽልዎ. 👍👍 👍
@zidik313
@zidik313 10 ай бұрын
ዋውውው ክልተ ኣስሊ ጥዑም ደሃዮም ተራኪቦም ❤❤🇪🇷🇪🇷❤
@smretberhe9816
@smretberhe9816 2 жыл бұрын
አምላክ እድመን ጥእናን ይሀብኩሞ ደቂ ኤረይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@smile9607
@smile9607 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ክብረት ይሃበልና ኣቦታትናን ኣያታታን።ምግለጺ የብለይን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ቀጻልነት ክህልዎ ተስፋ ይገበር
@onagaking3543
@onagaking3543 2 жыл бұрын
Your doing a lot do the Diaspora community. For that I thank you ❤️
@amlesomeyob8052
@amlesomeyob8052 2 жыл бұрын
💯 indeed... It like u been in church happy Day
@semerekesete2670
@semerekesete2670 2 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ደስ ዝብል ቀጽልዎ
@slnhmb6191
@slnhmb6191 2 жыл бұрын
ኣላ ዬኒ ለባም፡ ቀስ-ኢልካስ ሃገራዊ ማሕበር ኣዕላሎ (ሃማኣ) ክትምስርታ ኣለካ። ባህልና ኣብ ምዕቃብ'ውን ዓቢ ተራ ኣለዎም። ብዓቢኡ'ውን ማሕበር መኻሮ እዬም። ኣዝየ ኣድናቒኹም።
@yibrahwelday4697
@yibrahwelday4697 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኲቡራት መማህር ናይ ህይወት
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 жыл бұрын
ኣብ ነናቶም ፕረግራም ግበረሎም ብሓርነት ክገልጽልና !!!💥🤩💥
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
መርሐባ ደቂ ኤረይ ጥዑማት ደሐይ አመተ ሰላምን ፍቅሪን ይግበረልና ።ደሐን እተዉ ብልቢ ክንጽበየኩም ኢና ቀኒና ጭንቀትና ተረስኡ ደቂ ኤረይ ንበሩልና ካባኹም ንማሐር አለና🇪🇷👍
@fithawitzenagebriel1953
@fithawitzenagebriel1953 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጸጋ ጥዕናን ይፍጠረልኩም
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 2 жыл бұрын
RUHUS AWUDAMET DEQI EREYY MAREYY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💯💯💯💯🌹🌹
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 2 жыл бұрын
Habyb des tiblu. Hadekum uka wedemoy marey eyu. Gen kulkum yehwatey bakum nikore jeganu ekum elalkum semieka zeyxgeb mahri thankyou . Edmen tienan yehbkum mis kulu sedrabetkum ajokum seb bi habo eyu zeneber emo beti habokum bitaemi eye zehben.❤🇪🇷❤🇪🇷 RUHUS BAl LIDET NKLU HZBI ERITRA 🙏🙏🙏
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 жыл бұрын
ሩሑስ እስትድዮ የናስ ሓውና ፡ኩቡራት አጋይሽካ ወዲ ከረንን ወዲ ጀበልን ክኣ ዕድመ ሃቦም አምላክ።
@dubatop7581
@dubatop7581 2 жыл бұрын
👍👍 very good to see you guys
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Bejmrta ruhus awdeamet yegbrlna nemla hezbi Eritrea bemkxal ka kulu geza kemzi aynet medab ketklawo xibuk eu Edman tinana yehbkum deki erey 🙏❤️💕🌹🌹❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebriyetadush2070
@mebriyetadush2070 2 жыл бұрын
ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@temesgenhagos5556
@temesgenhagos5556 2 жыл бұрын
GBU ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-tu7yl2ct5w
@user-tu7yl2ct5w 2 жыл бұрын
ዛም ሰባት ናይ ባሓቂ ቤይትምህርቲ እዩምም : :
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️🙏🏽🇪🇷ወዲ ጀበሊ ወዲ ከረን 🌹💕🌹🏅💕ዝወጾ የብሉ ን ዕላልኩም ምስ ዓቢ ትምህርቲ ቁም ነገር ዕዲመን ጥዕና ይሃብኩም ኹልሻብ ክንጽበየኩም እና ይሕብሩ ንዓኹም ክኣ ሩሕስ ሐዲሽ ዓመት ዮናስ ሓዉናኣ 🥂🍾🙏🏽🇪🇷
@redaetedros5300
@redaetedros5300 2 жыл бұрын
Aseyyyyyyyyyyy gele aynet edmen tenan yhabukum fetari 💋💋💋💋💋⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@hermonsereke492
@hermonsereke492 2 жыл бұрын
Des zbl kttemu edmen tenan yhabkum fetari
@mamaafrika111
@mamaafrika111 2 жыл бұрын
የከንየልና comment ኣንቢብኩም እዚ ምግባርኩም ላይይክ ላይይክ ደኪ ኤረይ ::
@user-no3kb4yt5b
@user-no3kb4yt5b 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙሉእ ሳሓቅ ይግበረልኩም ዝገርመትኒ ነገር ሲ ዘይሳሕቅ ሰብ ሲ ኣብግባሩ ኢዩ ዝዓጥትር ምስበል ወዲ ጀበሊ ትክ ኢሉ ነዛግባሩ ሃሰስ ኢልዋ😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
@smile9607
@smile9607 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ሂወት ነገር ብዘይ ገለ ተረፍ ተንቲንንኩማ ፡ብዘይቀልዓለም ዓቢ ትምህርቲ
@biniamkidane2740
@biniamkidane2740 2 жыл бұрын
Thanks yoni hawina edmen tienan yhabkum fetari 🙏❤💖💙💕
@mihrettewelde708
@mihrettewelde708 2 жыл бұрын
HAPPY NEW YEAR DEKI EREY JEGANU ❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️💐❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ኤርትርያን ሚድያ ኔት ወርክ ስትድዮ ምውናንኩም እንቃዕ ሓጎሰኩም መባልዕትኩም ይግበረልኩም ዋው ደስ ዝብል ዕላልዩ ወዲ ከረን ምስ ወዲ ጀበሊ ኣዝዮም ንፉዓት መማህራን'ዮም ዘረብኦም ኣብ መሬት ዘይወድቅ ክብረት ይሃበልና ዮናስ ኣብርሃም ጽቡቅ መደብዩ ቀጽዎ ርሑስ ልደትን ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም 🎄❤️🎄❤️🎄
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 2 жыл бұрын
ድስ ዝብል መደብ💚💚
@mislalmaashow2365
@mislalmaashow2365 2 жыл бұрын
Proud of you EMN ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥂🍾 congrats 🎊🎁🎀🎉🏆🌟✨💫💐💐🌹🌾🌾🥀🥀🌻
@eritreaasmera8876
@eritreaasmera8876 2 жыл бұрын
Congratulations 🇪🇷🌹🇪🇷🎈🌹🇪🇷🌹🎈🇪🇷🌹🇪🇷💞🍾🎈💐
@redaealfa3078
@redaealfa3078 2 жыл бұрын
Wel came deki Eritrea 🇪🇷
@user-fu9sq9ps2u
@user-fu9sq9ps2u 2 жыл бұрын
Deki Erey shikorat aytsanu 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ourvision971
@Ourvision971 2 жыл бұрын
Hahaha ያ ወድ ጀበሊ እድመን ጥእናን ይሓብኩም ናይ ብሓቂ ኣዘናጊኢኩምና ናይብሓቂ ደስ ዘብል።
@adresabdullqadir5131
@adresabdullqadir5131 2 жыл бұрын
ኬፍ ዘለዎም ተጫረቕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ዓደይ
@mihretshimay655
@mihretshimay655 2 жыл бұрын
How wonderful that you can be à positive influence to the poor Eritrean youngsters in exile❤️ You guys are wonderfull.
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ዓይንኩም ይብራህ ንዓይሲ ወዲ ጀበልን ወዲ ከረንን ንሐደ ኣዝዩ ብተፈጥርኡ መስሓቅ ተወዛያይ በየነ መልከ ግን ብወዲ መልከ ዝፍለጥ ኣብ ካርቱም ጎረቤትና ዝነበረ ብሶማንያታት የዘካኩርኒ፡ እዚ እንዳ ተዋዘይቲ ስለዝኮነ ድማ ምናልባት ዝፈልጦ ሰብ እንተሃልዩ ድሃዩ ክህቡኒ የመስግን፡ ወትሩ ትባኮ ስለዝሰፍፍ ሸራፍን ብኩሉ ፍትውን ምንባሩ ይዝክር፡ ሕጂኮ ምስ እርጋን ደሚርካ ጋህሚሙ ውን ይከውን፡ ብፖለቲካ ተካቲዕካ ክርታዕ መሐለል ምንባሩ ይፍለጥ፡ ኣብ ገድሊ ሓያል ተዋጊኡ ዝተወግኣን መዳራይ ካድረን ናይ ባህሊ መሪሕ ኣናውሰር ዉፉይ ከምዝነበረን ከኣ መጋድልቲ ብጾቱ ይዛረቡ፡ ኮታ ብፍላይ ካብዞም ዓበይቲ ወለዶ ዝዝክሮ እንተልዩ ብዛዕባ ባህሪኡ ዝምልከት ምሳይ ከምዝሰማማዕ ፍጹም ኣይጠራጠርን፡ ንሰውራ ኤርትራ ንምድካም ገለ ሃገራት ተጋደልቲ ጀብሃ ብሃታሃታ ግሒጠን ክወስድኦም ከለዋ ንሱ ግን ምስቶም ዳግም ንሜዳ ክምለሱ ዝሕርኑ ዝነበሩ ጨንፈር ውድብ ጀብሃ ብጾቱ ሓደ ስለዝነበረ ንኢሮፓ ይኩን ክልእ ክከይድ ተለሚኑ ዝቅበጸ ነበረ፡ ምስቲ ሕማቅ ምቆትን ንፋስን ሂወት ሱዳን ንምዕራብ ሃገራት ምስዳድ ከም መንግስተ-ሰማይ ይሕሰብ ስለዝነበረ ሓውሲ ጽሉል ዝመስሎም ኣይተሳእኑን፡ ሰበይቱ ጠንጢናቶ ምስ ቆልዕኣ ኣሜሪካ ከምዝፈለለት ድማ ይውረ፡ ወላካ ጉጉይ ይኩን እምበር ኣብ ዝኣምነሉ ዕላማ ምትካሉ ግን ዝድነቅ ኢዩ፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ልኡል መኮንን ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ እናተማህረ ኣቃሪጹ ብመጀመሪያ ሰብዓታት ዝተሰለፈ ኢዩ፡ ምስ ስዉእ ወዲ ሓወብኡ ባርየ ፍጡር ተማሃራይ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ፡ ንዶተር ወልዳይ ፍጡር ሕሳስልደ ሓዉ ብሓንሳእ ከምተሰለፉ የዘንቱ፡ ኣብ ቤትምህርቲ ሰማእታት ናይ ጀብሃ ሱዳን ውን ይምህር ኔሩ፡ መበቆል ዓዱ ከኣ መቀርካ ዓንሰባ ኮይኑ ወዲ ሓረስታይ ኢዩ።
@solomonabraham3547
@solomonabraham3547 2 жыл бұрын
Well done bro
@dinraringhahah4947
@dinraringhahah4947 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ጺቡቅ
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷love you
@kalilrezkay3096
@kalilrezkay3096 2 жыл бұрын
Waw nic des kbleka rebi edmen tenan yhabom 💗💕💖💓🤲🤲🤲
@tekluabrhaley840
@tekluabrhaley840 2 жыл бұрын
ብጠዓም ደስ ዚብል ዕላል ዕድመን ጥዕናን የሃብኽም
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 2 жыл бұрын
Slam ❤ቀጽልዎ 🌹👍🇪🇷❤🙏
@Animalstv8019
@Animalstv8019 2 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ጀማሪ የ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ
@ahvivzanava4042
@ahvivzanava4042 2 жыл бұрын
Selam deqi eri 🍌🍓🍎🍒🍅🌆💞💖💕🍁🌺🌹💞🌇🌴🐪🐫🌴🌇👍💘
@nazrietmengstab9174
@nazrietmengstab9174 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ ክብረት ይሃብልና ክቡራት ኣቦታትናንን ዮናስ ሓውናንን ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ኣሜንንንን።
@tsegaemahatsion7597
@tsegaemahatsion7597 2 жыл бұрын
Wawwwww eto zfetwem jeganu ayatetna kdey mkrn qumneger bzuh fltetn nmahar zelena kbret yehabelna deqi Eritreay mearey qexlwo dea .Thanks yonu hawey btami xbuk srah qexlo. ❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@semereeyob1861
@semereeyob1861 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@yygentertainment4290
@yygentertainment4290 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ባ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም
@user-cr5hv7ps9j
@user-cr5hv7ps9j 2 жыл бұрын
Geyrelka bae
@erinabella5455
@erinabella5455 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረ ክማኹም የብዝሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና : የቀንየልና ስለቲ በብእዋኑ ተቅርቡልና ዋዛ ምስ ቁነገር 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@habtehabtay1193
@habtehabtay1193 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ኩቡራት ወለዲ
@nazretabera1416
@nazretabera1416 2 жыл бұрын
Wawwwwwww btaemi dessssss Elini dess zbl tmhrti
New Eritrean Video 2023 ምሩጻት ብሂላት ወዲ ጀበሊ 2023
1:00:16
HENPAS ENTERTAINMENT
Рет қаралды 40 М.
Это реально работает?!
00:33
БРУНО
Рет қаралды 4,2 МЛН
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 21 МЛН
EMN - እታ ማራኺት ኮሎኔል - Eritrean Media Network
1:06:22
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 129 М.
TMH - መኽፈቲ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት
19:02
Tigrai Media House
Рет қаралды 3,2 М.
ሕስድና ፥ ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ።
22:44
AB Entertainment Wedi Jebeli
Рет қаралды 79 М.
Это реально работает?!
00:33
БРУНО
Рет қаралды 4,2 МЛН