EMN - ውሉድ ን ወላዲኡ ይመስል | 2ይ ክፋል - ጽንብል ብዓል ልደት ተጋ ኣብርሃም በርህ- Eritrean Media Network

  Рет қаралды 39,375

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 261
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 2 күн бұрын
ኤርትራዊ ሙኻነይ ካብ ዝኹርዓኒ ካብዚ ህዝቢ ምውላደይ ዩ እንቃዕ ክአ ከዳዕ አይኮንኩን ደጋፊ ህዝበይን ሃገረይ ሙኻነይን ሐበንን ክብርን ይስምዓኒ።
@Firehabte12
@Firehabte12 7 күн бұрын
ጋል አብርሃም በርሄ ምዃነይ ሕብንቲ እየ ናይ ባሐቂ አባሀህላ ጋል ወዲ በርሄ ናጽነት ❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamzigta3161
@abrahamzigta3161 4 күн бұрын
❤🎉
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 8 күн бұрын
EMN,is the best media. ኤርትራውያን ዝሓለፍናዮ ሽግርን መከራን ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ስድራቤት ወድ በርሀ ንምሉእ ህዝቢኤርትራ ወኪሎም ከምዚ ክዕልሉና ከለዉ ደስ ይብለና።፡ ኣብ ገጾም ዝንበብ ፍቕርን፡ ሓልዮትን ፡እምነትን፡ ጅግንነትን ዝዓሰላ ስድራቤት። ሓጎስ ፈጢሮምለይ። እንዳነባዕኩ እየ ዝሰምዖም። ዕድመን ጥዕናን ነዛ ስድራቤት ይኹን። ርሑስ በዓል ልደትን፡ ሓድሽ ዓመት 2025 ይምነየልኩም ።❤❤❤
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK 8 күн бұрын
Thank you
@tsega-k1t
@tsega-k1t 7 күн бұрын
ናይዚ ኹሉ ርእሲ እታ ክብርቲ አዴና እያ ህድእቲ ደስ ክትብለካ ወይዘሮ ❤❤❤❤❤❤❤
@AlayGere
@AlayGere 7 күн бұрын
ጅግና ጀጋኑ እዩ ዝወልድ ጅግና ሓርበኛ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ስድራኹም ደስስስስ ዝብሉ ስድራ🥰🥰🥰🌼🌼🌼🌼🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌺🌺🌺❤🇪🇷🇪🇷
@musietemelso1215
@musietemelso1215 5 күн бұрын
🇪🇷🙏👋እዚ አቦ ካብቶም ጀጋኑ ጥራ ሕ ማዓስ 🇪🇷🙏 ናይዚ ስድራቤት ጽባቐ ውን ክትርኢ አይትሐዙለይ አቦይ ዘዝኸውን ብዝል ቅንኢ የሕዲረ ናይዚ ጅግና ተጋዳላይ እታ ኮማንደር ዝተማረኸት ታንኪ ዘዋሪአ ሕጂ አባጽሕ ሐወልቲ ደላ እዚ አቦ እዩ ምስ በሉኒ ዋላ እቶም ደቁ ቀባጻት ጀጋኑ ምኻናም ሰሚዔ ናይ አቦ ንመን ንሃቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@genettekeste3951
@genettekeste3951 8 күн бұрын
አሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ኢንካዕ ኣቢጻሓኩም።ውጻእ ምዓት ቡዙሓት ኢና ከምዚ ናትኩ ዘጋጥውመና ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ማዕተበይአይበትኽ
@ማዕተበይአይበትኽ 8 күн бұрын
ነዞም አቦስ እንተዝህልወኒ አብ ወርቂ መንበር ኮፍ መበልክዎም ኔረ 🎉🎉🎉 ብሩኽ ጅግና ፈታዊ ሓዳሮምን መፍቀርቲ ደቆምን ቤተሰቦምን ብዓቢኡ ኸአ ሃገሮምን ምክልኻል ሃገሮምን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🍾🥂
@nardoshabtom4578
@nardoshabtom4578 8 күн бұрын
100 % Hasot eyu Kab 1980 ksab 1994 ab Sudan wlqawi hiwetom ymerhu Nerom 😢😢😢😢 hager nay wlqesebat koyna 😢😢
@ማዕተበይአይበትኽ
@ማዕተበይአይበትኽ 8 күн бұрын
@nardoshabtom4578 ንሕና ኤሪትሪያውያን ሓሰውቲ አይኮናን ንሕና ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ኢና
@zeromgebretensae9025
@zeromgebretensae9025 7 күн бұрын
Hasad agame kondaf nay tgrayka gber​@@nardoshabtom4578
@kiflayafeworki6092
@kiflayafeworki6092 6 күн бұрын
​@@nardoshabtom4578ክቡር ሓው/ፍት ጽሒፍካዮ ዘለካ ርእይቶ ፍልይዝበለ ሓሳብ ኮይኑ ካብዚ ክሉ ዘንበብክዎ እዚ ታሪክ ሰፊሕ ታሪክ ዝድህስስ እዩ ካብ 1980 ክሳብ 94 ዝትሓጽረ እይኮነን ቀሪቡ ዘሎ 100% ሓሶት ኢልካ ርእይቶካ ከተቀምጥ ጌጋ ። ከምዝመስለኒ ወይ ውልቃዊ ጽልኢ ኣለካ ወይ ኣንጻር ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘለካ'ዩ ዘስምዕ።
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 8 күн бұрын
ዋው ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ ፍቱዋት ማሙቅ ዝኮኑ ስድራቤት ጅግና ተጋዳላይ ኣብርሃም በርሄ/ወዲ በርሄ ጉዳይ ሃገር ኮይኑ መርዓቱ ገዲፉ ተሰሊፉ ንኩሉ ሰጊሮም ኣብዚ ደረጃ ምብጽሖም ዘሔጉስዩ ደቆምን ደቂ ደቆምን ምርኣዮም ሓበንዩ❤❤❤❤
@tsega-k1t
@tsega-k1t 7 күн бұрын
ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ብሩኽ ኢኻ❤❤
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 8 күн бұрын
ንበር እስኻስ ጂግና ኣቦና መጽሓፍዶ ክብለካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Zemen80
@Zemen80 8 күн бұрын
ጋዘጠኛ ማዓንጣኦም ኣውጺኻዮም ዋኣ 2-10 ሂበካ ኣታሓትታ ኣይካኣልካዮን ደስ ዝብሉ ገዛ ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣቶ ኣብራሃም በርሀ ጅግና ተጋዳላይ ጅግና ኣቦን ❤
@isaakiyasu205
@isaakiyasu205 7 күн бұрын
Eti laza elaln kumnegern zeytedhb wedey nezi tarik kznto zgebr zelo gazetegnan bxotun endyom ❤
@tsega-k1t
@tsega-k1t 7 күн бұрын
ወድ በርሀ አምበሳ ምጽጋብኩም ስኢነ ንበር ክበር ግርማ ሃገር ምስ ክብርቲ በዓልቲ ቤትካን ደቅኻን አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mizanabraha-m4o
@Mizanabraha-m4o 7 күн бұрын
ምልአት ልቢ ዘለወም ስድራ ቤት ኤርትራ ኣብዞም ስድራቤት ትርከብ ጀግንነት ፍቅሪ ሓልዪት ምክብባር ስነስርዓቶም ብኩሉ ምልዕቲ ዝኮነት ስድራ ዕድመ ጥዕና ንወላዲ ንደቆም ይኩን❤❤❤
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 5 күн бұрын
Aseyyyyyyyyy des kblue 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@ta-sy6up
@ta-sy6up 5 күн бұрын
ጅግና አቦና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክካ ❤,ሰሐርቲ ዓዲ ጀጋኑ ❤🎉
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 7 күн бұрын
ፈጣሪ በረኸቱ የብዝሐልኩም.🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 5 күн бұрын
Xaba seta Abona Gegna wadi Berha Edman tenane mesklu sedrabetka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@Firehabte12
@Firehabte12 7 күн бұрын
ጅግና ተጋዳላይ አብርሃም ወዲ በርሄ ዕንቃዕ እዚ አርአየኩም ንምሉእእ ስድራቤት ❤❤❤❤ጅግናና❤
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 8 күн бұрын
ርሑስ በዓል ልደት ንሰድራቤት ንወዲ በርሄ ምስ ወሮ ንግስቲ እንቛዕ ናብ ወርቃው እዮበልዮ ኣብጻሓኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ak4ever818
@ak4ever818 8 күн бұрын
What a beautiful family. May God bless them, and may God bless Eritrea 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@Aman80770
@Aman80770 8 күн бұрын
መስዋቲ ዋጋ ሓርነት 😢 መስዋቲ🕯🕯🕯😭🇪🇷😭🕯🕯🕯 አይኮነን ዘሕዝነና ወዲ በሪሄ ። ንህዝባዊ ግንባር ዘይምስሉ ዝህቡ ከዳዓት ደቒ ሃገር ሂወት ዘይብሎም ንመስዋቲ አሕዋትና ዘቓሉሉ ኢዩ ሓዘና ።
@meharizemikail3361
@meharizemikail3361 8 күн бұрын
እንቓ ኣብጻሓኩም ደስ ደብሉ ስድራ በት ወረጃ ኣደ ኣደታት እርትራ ኩለን
@tsega-k1t
@tsega-k1t 7 күн бұрын
❤❤❤ዓዲ ያቆብ ዓደቦይ❤❤❤❤❤ ታሪኽ ጅግንነት 😢
@eos7308
@eos7308 8 күн бұрын
I love Netsanet, very eloquent! Very Strong! I am proud of this Eritrea family! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ephremgebrehiwot485
@ephremgebrehiwot485 8 күн бұрын
ናይ ጅግንነትን ፍቅርን ኣብነት ዝኮነት ስድራ ኣላሊኹምና! ካብ ልቢ ነመስግን EMN!
@Sam-to7yd
@Sam-to7yd 8 күн бұрын
እዋይ ደስ ክብሉኻ ናይ ብሐቂ ኤረትራውነት ማለት እዚ ስድራቤት ናይ ብሐቂ ኣብነታዊ ዝኾነ ስድራ❤❤
@araiafamily5328
@araiafamily5328 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብልዃ ስድራቤት ጥዕናን ፍቕርን እንጀራን ይሃቦም ልዑል ፈጣሪ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኤሪLove192
@ኤሪLove192 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ስድራና ሰብ ታሪክን ጀጋኑን ኣብ ስሚዒት ኣትዮም ምስ ነብዑ ምስኦም ነቢዐ ሰይትወዶም ዋላ ሪአያ ኣብስምዒት ኣትያ ነቢዓ ደኺመ ኢየ ነይረ ተመሲጠ ክሪኣ ሓዲረ ዕድመ ይሃብኩም ስድራና ❤❤❤🎉🎉🎉
@johni7071
@johni7071 7 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቓት ስድራ አብነታዊት ስድራ 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SleepyAstronomicalModel-dx8rc
@SleepyAstronomicalModel-dx8rc 8 күн бұрын
My lovely family i'm so happy to see you again after so many years. I miss u ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ghenettsegai1075
@ghenettsegai1075 8 күн бұрын
My bloved uncle I’m so proud of of u ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@genettewolde1171
@genettewolde1171 8 күн бұрын
እልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤ደሰ ዝብል ታሪኽ ሰሚዕካ ዘይምኖ አብነታውያን ስድራ የሕዋት ሐቢሮም ክስሕቁስ ክንደይ ሰናይ ክንደይ ጥዑም ዩ እሞ እቶም ዝተሰዉኡ ብኸማኻን ብደቅኻን ደቅደቅኻን ተተኪኦም ኮይኑ ይስምዓኒ ልዕሊ ኩሉ ታሪኽ ነወለዶ ምሕላፍ ተንኪው ከምዚ ገሩ ዝመሰጠኒ ዕላል የለን መኽንያቱ ታራ ወላዲ ስጋብ ክንደይ ረዚን ምኻኑ ይምህረካ ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ምስ ፋሚልኻ ይምነየልካ።❤❤❤
@dejenmakel5871
@dejenmakel5871 8 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስጡም ስድራ ብጅግንነት ዝንኣድ መምህራን ናይ ፍቅሪ ሑቡን ስድራ አዩ ኤድመን ጥናን ይሃብኩም 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zimamgirum3854
@zimamgirum3854 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ፋሚሊ አብነታውያን my God bless your family Eritrean network please keep it up good job .thank you for everything you do .
@Tedros-ሰብ-ቀደም
@Tedros-ሰብ-ቀደም 8 күн бұрын
ሰላም EMN ሚዲያ ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ EMN ሚዲያ ሰላም ክቡራት ስድራቤት አቶ ኣብርሃም በርሀ ወዲ በርሀ ብጣዕሚ ጽቡቕ ፕሮግራም ብኣጋጣሚ 50 ዓመት መዓልቲ መርዖም ወርቃዊ ኢዮቤል ንጅግና ተጋዳላይ መራሒ ታንኪ ኮማንደር ኣቶ ኣብርሃም በርሀ ምስ ክብርቲ በዓልቲ ቤቶምን ምስ ምሉእ ስድራቤቶምን ዮሃና እንቋዕ ነዚ ኣርኣየኩም ርሑስ ሓድሽ ዓመት & ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም 💪 |🇪🇷 ❤️ |🇪🇷 ❤️ |🇪🇷 ❤️
@eriangelino7800
@eriangelino7800 8 күн бұрын
May Almighty God add to the love and stability to this beautiful Eritrean family.
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK 8 күн бұрын
Thank you
@EmbayeGrebrat
@EmbayeGrebrat 8 күн бұрын
Welcome, ladies and gentlemen to the brave home of Tegadalay Abrham, commander #1😃 Victory to the masses! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 7 күн бұрын
ደስ ዝብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን
@mengstewldi7378
@mengstewldi7378 8 күн бұрын
ሰላም ክቡራት ደቂ ኽቡራት የሕዋት አቶ አብርሃም በርሀ እንቛዕ ናብዚ አብፀሓኩም እሞ ኸአ ብዛዕባ ሱዳን ፖርቱሱዳ አይትረስዓዮ ልክም ደአ አብሎ...?...
@russomawalom1461
@russomawalom1461 7 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ሱጡም ስድራቤት ፍቅር ዝመሎኦ አብርሃም አቦ ገድል አቦ ታሪክ እዩ ንዓይ አብ ገድልይ መምህረይ እዩ ኔሩ እነ ርእሶም አውትስታ ዳወልዱ ኢየ ዓድ ሓውሻ
@rtkmaaa
@rtkmaaa 8 күн бұрын
ኣሰይ ድሒሪ አዚ ኩሉ ናይ ጅግንነት ጐአዞ አንኳአ አዚ ኣራየኩም🇪🇷💕❤💪🇪🇷💕❤💪🇪🇷💕❤💪🇪🇷💕❤💪🇪🇷💕❤💪🇪🇷💕❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷
@haderakelati1160
@haderakelati1160 8 күн бұрын
ኣይገርመኩምን፦ መልክዖም ራኣይዎም እሞ ሰባኣይን ሰበይትን ኪሊቲኦም መልክዖም ሓደ ይመስሉ። ሰባኣይን ሰበይትን ካብ ሓደ መሬት ይፍጠሩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራና። ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉!
@DawitAsmerom-b8m
@DawitAsmerom-b8m 8 күн бұрын
ዋው ሳሚ ጅግና 39 3 በርጌድ ድካ ወዲ ኣሃዶይ ነበር ገጽካ ኻ ኣይሓደስኒን
@tesfitmehari7207
@tesfitmehari7207 7 күн бұрын
ዘላእለማዊ ክብርን ሞጎስን ጀጋኑ ስውእትና ኣይንረስዕ
@gezaeteklehaimanot3820
@gezaeteklehaimanot3820 7 күн бұрын
Asey abnetawit sdra
@liyaeyob8113
@liyaeyob8113 8 күн бұрын
Waww ቀኒኤ ምትእክካብ ስድራ ከፉተዉካ ከኣ ብፍላይ ኣደይ ንግስቲ እድመን ትእናን ይሃብኩም እንዳቦይ ኣብርሃም ❤❤❤❤ እመብርሃን ኣደይ ምስ ስድራና ኣካክብና Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ርሑስ ኣውደኣመት ከኣ ንኩሉ ስድራበት ❤❤❤ቧ
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK 8 күн бұрын
ኣሜን፣ ክብርቲ ሓብቲ ሊያ።
@liyaeyob8113
@liyaeyob8113 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤​@@ERITREANMEDIANETWORK
@danieltesfamariam7167
@danieltesfamariam7167 4 күн бұрын
I don’t have enough words about every single those family words I like EMN brave media keep going 🙏🏿❤️
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 7 күн бұрын
ሊንዳ መጻኩ መጻኩ አቤት መልክዕ ስነ ስርዓት ልቦና ሃገራዊት ነገሩ ጓል መን ድያ ጅግና ጅግና ኢዮ ዝወለድ
@Asmir-yg4jn
@Asmir-yg4jn 8 күн бұрын
Yoni and Natsi iam happy to see you with your beautiful children bless you more
@helenab2437
@helenab2437 8 күн бұрын
መልኩዖም ፃዕዳ ዉሽጦም ፃዕዳ ቤተሰብ። ❤
@BiniyamBerhe-d1i
@BiniyamBerhe-d1i 8 күн бұрын
Miss you my family ❤❤❤
@yosiefzighta3445
@yosiefzighta3445 8 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኤርትራዊት ስድራ ቤት ብጻይ ኣብርሃም በርሀ ሓቀኛ ኤርትራዊት ስድራ ቤት ኢዚኣ 1:53:24
@tekleabsimon2007
@tekleabsimon2007 8 күн бұрын
Nay behaki blutsat sidrabet seb metikel jeganu wures tewerares edmen tienan yhabkum Sidrabet abraham berhe 🙏🇪🇷💪🇪🇷
@wedihdri9031
@wedihdri9031 7 күн бұрын
መደብ EMN ነመሰግነኩም ብዝተ ደራረበ ታሪኽ ሃገራዉን ክብሪ ሓዳርን ኮታ ኩሉ እንትናዊ ዝተመልአ እሞ ነመሰግን ኣቦ ና ኣብራሃም በርሀ ምሰሙልአት ሰደራቤት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️
@danielkidane4388
@danielkidane4388 21 сағат бұрын
God bless you all family 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷
@abrahamgebru1867
@abrahamgebru1867 8 күн бұрын
ፍቁራትን ኩቡራትን ሰድራቤት እዝጋቢሄር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም
@danielteklehaimanot8839
@danielteklehaimanot8839 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ባህ ትቦል ኤርትራዊት ስድራ : በረኸታ መመሊሱ ይወስኽ። ዮናታን ከም ትዕዝብተይ ዕጉስ ድአ እምበር ሓፋር ኣይመስለንን 💐🇪🇷👏
@rahelbeyene9505
@rahelbeyene9505 7 күн бұрын
Hani Haweye Hafar Aykonene Egus iyu mese hadarun dekun Amlake yebarkom❤
@tsegaelias3647
@tsegaelias3647 5 күн бұрын
Birukat Sidra Amlak mis dekikum edmen tienan yhabkum❤❤❤❤❤
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 6 күн бұрын
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋 ካባኻ ጅግና ዝተወልዱ ደኣ ሃገረይ እንተበሉስ ንጅግንነትካ ዝያዳ ድርዒ እዩ። ወ/ሮ ንግስቲ ዝበለቶ ማለት ቆብዕ ዘይብለን ፈለስቲ ኮይነ/ና ኣሕሊፈዮ ዝበልክዮ ኣዝዩ ዓቢ ዘረባ እዩ። እንተ ጅግና ወዲ በርሀስ ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኻ ብሓቂ፣ እምበር ኣዝዮም ብዙሓት ጀጋኑ ካብ ጎንኻ ተፈልዮም/ተሰዊኦም እንድዮም። ብዝኾነ ኣምላኽ ይመላኣልኩም። ደቅኹም ከኣ ደቂ ጅግና ተባሂሎም ንወትሩ ተሓቢኖም ይነብሩ ኣለዉ።👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷፣ ኣብዚ ክዝንጋዕ ዘይብሉ ከኣ ጋዜጠኛ ሓው ዮናስ ሓውና ምስ መሳርሕትኻ ንዘቕረብኩሙልና ኣዝዩ ዓብን ብቐሊሉ ዘይጥመት ዛንታ ሓንቲ ስድራ ጅግና ብምቕራብኩም ወይ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ብምቕራብካ/ኩም👋👋👋👋👋👋✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣዝዩ ዘሐብንን ዘኹርዕን ዛንታ ብሓቂ ወርቃዊ ታሪኽ። ምስ ኣዝዮም ብሱላት ለባማት ደቆም ብሓቂ ኩሉ ዜጋ ክኾኖ ዝግብኦ ክውንነት ዩ ሞ👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ImEritrean
@ImEritrean 8 күн бұрын
Wow ab seata deki eriey
@weinidesta4221
@weinidesta4221 8 күн бұрын
ፍቅሮም የዳበሮ።ኣብነታዊት ስድራቤት።❤❤
@yonatansolomon4231
@yonatansolomon4231 2 күн бұрын
Amezing history, jiganu abotatna kea edmen tenane yehabkum . What a biutiful family ❤❤❤
@Bocaca49
@Bocaca49 7 күн бұрын
☝️🇪🇷💯this hero is blessed for real. Beautiful family!!best interview of the year!!
@tsega-k1t
@tsega-k1t 7 күн бұрын
ዓኽ 😢😢አሕዋተይ ዑሩኽተይ 😢😢 በጃ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ገዲፎምልና ፋሕ ብትን ኢልና!!!!!! ሐድጊ ኢኻሞ ደዉ በል ወድበርሀ❤❤❤❤❤❤❤
@xegaxega4826
@xegaxega4826 8 күн бұрын
I'm proud of you our family ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ and God bless you 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@ሸጥማዓንጣ
@ሸጥማዓንጣ 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ፍቅሪ ዝመልኦ ኤርትራዊት ስድራቤት:: ድስ ዝብል እዩ:: ጅግና ወዲ በርሄ ንበር ክበር:: ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ
@ፍሽኽታአመለይ-ወ1በ
@ፍሽኽታአመለይ-ወ1በ 8 күн бұрын
ደስ ዝብሉ ስድራ ናጻ ደስ ክትብል ብዛዕባ ብዓል ቤታ ሃኒባል ክትዛረብ ኵላ ንክሎም ሐይልታት ምክልካል ኤርትራ ከምዚ ሐዳ ይምነየሎም 🙏🏽👍🏾🇪🇷❤️💐💐💐
@shashuyohannes1633
@shashuyohannes1633 8 күн бұрын
Aseeey congratulations my heroes 🎉❤🇪🇷🙏
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 8 күн бұрын
Waw what a beautiful family edmen tenan yehabkum deki Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 8 күн бұрын
Selam.. Deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔
@tsigeredahagos5405
@tsigeredahagos5405 Күн бұрын
GBU all this Familiy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@azmeraswet4933
@azmeraswet4933 8 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራቤት ኣብራሃም በርሀ (ወዲ በርሀ )❤🎉🇪🇷🎄💝🎁
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK 8 күн бұрын
ኣሜን፣ ክብርቲ ሓብቲ ኣዝመራ።
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 8 күн бұрын
Happy New Year to all family beautiful and very lucky family to have this kind very talented father and jigna abona salakum kebirna Eritrea 🇪🇷 is very proud of you 👍 and all Eritrean people awet nihafash and Eritrea 🇪🇷 never kneel down 🇪🇷🎉🙏❤️🙏🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mesfunmihertab
@mesfunmihertab 7 күн бұрын
Asey sedrana tumat edmen tenan yihabkum amlak❤❤❤❤❤
@kidanerahel560
@kidanerahel560 8 күн бұрын
Eweyyy desi kibluka anesi mesi mama nigsty Fikry hezny, edmen tenan nikulukum sidrabet yiminylkum❤❤❤
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 8 күн бұрын
Brukat sdra btaemi tehaguse ❤ rhus awudeamet ygberelna sesnu 1000 n waltan kunu
@rahelbeyene9505
@rahelbeyene9505 8 күн бұрын
Baby Abrham mese nhegsti Kurkuma sedrabet Edmen Texaner yehabkum❤❤
@desaleteklay5218
@desaleteklay5218 8 күн бұрын
Yes ezi u mesli Eritreawi edmen Tenan yehabkum Deki Sahl Jeganu enkae natna konkum❤❤❤❤❤ edemen Tenan neborulna xubukat Sedra!!!!
@TekaGebre
@TekaGebre 8 күн бұрын
Thanks family abrahm berhe for this good time❤❤❤
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 8 күн бұрын
We are proud of to be Eriteran merriage is not easy trust is number one congratulations 🎉🎉🎉🎉
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 8 күн бұрын
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
@tesfatsien.m4312
@tesfatsien.m4312 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ Eritrea 🇪🇷
@kakutes4966
@kakutes4966 8 күн бұрын
mexhaf xhafo belo eka yoni bravo
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 7 күн бұрын
ደስ ዝብሉ ስድራ ብሓቂ እዛ ጋሎም ምተመርዓኽዋ ግዳ እንተሰሊጥንስ ማሙቕ ዝኾኑ ክፍተዉኻ ጋል ስሓርቲት ምልዖ ገጻ
@tesfaiyohannes8557
@tesfaiyohannes8557 8 күн бұрын
Beauty Family ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🎆
@mebratimebrati
@mebratimebrati 8 күн бұрын
God please you family Good time
@zeromgebretensae9025
@zeromgebretensae9025 7 күн бұрын
Wawww 🎉❤🎉❤we love you fuqurat sdrabet edmen tenan yhabkum
@Aman80770
@Aman80770 8 күн бұрын
Thank Yonas 🎉❤❤❤❤
@habteefrem83
@habteefrem83 7 күн бұрын
Gigna bhaki Abraham berhe edmen tienan yhabka
@OMG_PRO12
@OMG_PRO12 8 күн бұрын
ሓደ ሕብረተሰብ,ንብዕድመ ዝዓብይዎን መራሕቱን ዘየኽብር ተኾይኑ ውድቕ’ዩ።ኣገናዕ ገረኣልፋ
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK 8 күн бұрын
Thank you
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 8 күн бұрын
ስድራና ርሑስ በዓል ልደት ድባብ ኢዮም ሰብአይን ሰበይትን ካብ ሐደ መሬት ይፍጠሩ ምልኩዓት ጽቡቓት ከአ ተመስገን አምላኽ ።🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 8 күн бұрын
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️🌸🇪🇷
@Newchapte24
@Newchapte24 8 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣብነታውያን ስድራቤት ከማኹም የብዝሓዮ። ❤ እታ ኣዝያ ዝመሰጠትኒ፡ ብዛዕባ ጽንዓት ቃል ኪዳን፡ ነዚ ዘሎ ዘበን ዓቢ ትምህርቲ ሂብኩምዎ። ሓንቲ ድማ፡ ኣብርሃም በርሀ ንሰበይቲ ወዱ ሳሙኤል ክንእዳን ወይ ስማ ክጽውዓን ኣይሰማዕኩዎን እሞ ጉድል ክይብላ ኢለየ። ብተውሳኺ እዞም ኣብነታውያን ስድራቤት ብሙሉኦም ደቆምን ደቂ ደቆምን ኤርትራዊ ስም ወጺኡዎም ተዝኸውን ኣብ ምኽባር ኣስማት ኤርትራውያን ከመይ መሃሪ ምዀነ። ኣቶ ኣብርሃም በርሀን ወሮ ንግስትን ነቶም ክቡራት ወለድኹምን ዓቢ ኣኽብሮት ኣሎና። ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልኩም።❤ ዮናስ ሓውና፡ እታ በጊዕከ ሰቢሓዶ? 😅❤
@noahhabte4402
@noahhabte4402 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤nay behaki xeneat iyu🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FithawitKifly-tr7bj
@FithawitKifly-tr7bj 8 күн бұрын
Nice family ❤❤May Lord Jesus bless you more 💞 all daka Eriy❤we love you ❤❤all
@ferwinisiulu488
@ferwinisiulu488 8 күн бұрын
Thank you so much Merry Christmas and happy new year beautiful family amazing story🇪🇷🙏🇪🇷🎄🍾🎊
@Aman80770
@Aman80770 8 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷አጆኺ ናጽነት ልክዒ አለኺ አንጻአ ሃገርና ዑሱባት ዩቱባት አጆኺ ሰራዊት ሃገርኪ አለና ቕሰኒ ናጽነት ከም ሽማ ይባርኽኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻✅
@tzigheredacernuto1569
@tzigheredacernuto1569 8 күн бұрын
❤🎉admen tanan yhabkum abnetawyan sdra ❤🎉
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 8 күн бұрын
Yonas hawena edmen tenan yehabkum kulukum keep your hard working 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@filmongebremedhen8724
@filmongebremedhen8724 Күн бұрын
ንሊንዳ ሐዙለይ ቆፅሊ ኣውዲቀላ ኣለኩ ❤❤❤❤
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
Jan 16/2025 ተሪር ውሳነ ኤርትራ ይመርር እዋናዊ ጉዳይ
36:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 29 М.
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН