EMNA 1 ቀደም ምስ ሃሱሳትን ዑሱባትን ነይረ። ሕጂ ግን ምስ ዋርሳይን መንደላይን ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 98,175

EMNA 1

EMNA 1

Күн бұрын

EMNA 1 ቀደም ምስ ሃሱሳትን ዑሱባትን ነይረ። ሕጂ ግን ምስ ዋርሳይን መንደላይን ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 689
@EMNA1
@EMNA1 Жыл бұрын
"ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልትና፡ ብቋንቋ ሳሆ ሃገራዊ ትሕዝቶ ከተቕርብ ተዳልያ ዘላ ቻነል፡ Saagansilo እትብል፡ 'Subscribe' ብምግባር፡ ምትሕብባርኩም ክትገብሩ ብትሕትና ንሓትት። ናይ’ዛ ቻነል ሊንክ፡ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም። (EMNA)" www.youtube.com/@Saaganssilo
@Mhretab-h6x
@Mhretab-h6x Жыл бұрын
Ni
@peaceonearth256
@peaceonearth256 Жыл бұрын
ኤፍረም ግደይ ሓደ ካብቶም ብሉጻትን ኤርትራዊ ጅግና ። ነታ ንፈትዋ ሃገር እትገብሮ ጻዕሪ ካብ ልብና ነመስግን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@صداممحمد-ك3ن
@صداممحمد-ك3ن Жыл бұрын
,
@NebyatLoveMe
@NebyatLoveMe Жыл бұрын
ዝገርም ዛንታ ዩ ብጣዕሚ ቀጽለልና ንሓውና ሃይለ ድማ እንኳዕ ናብ ወላዲት ሃገርካ ተመለስካ በለለና
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase Жыл бұрын
We will never forget this black history.. ክብርን ሞጎስኖ ነቲ ወትሩ ሰለም ከየበለ ክቡር ሂወቱ ከይበቀቀሃገር ዘውሰንዘውሕስ ዘሎ ሓይልታት ምክልኻልና 💪💪💪♥️🇪🇷 ሰማእታት ወትሩ ይዘከሩ💪🇪🇷
@peaceonearth256
@peaceonearth256 Жыл бұрын
እዚ ታሪኽ ናብ ፊልም ክሰርሖ ኣለዎ። ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኤርትራ ጅግና ንሃገርካ ደው ስለ ዝበልካ። ዓወት ንሃፋሽ!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay Жыл бұрын
የስ ጽብቅ ኣለኻ
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Жыл бұрын
አጆካ ወዲ ኤረይ ወይ ትእምር ኢዚ ህዝቢ ኤረትራ ክደይ ጸገም ኢዩ አሕሊፉን ዘሕልፍ ዘሎን አምልካ ይወድእልና ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Жыл бұрын
እዝጋብሄር ኣምላኽ ካብዞም ተፋጋእቲ እንቃዕ ወጻኣካ ፡
@eyobtesfay
@eyobtesfay Жыл бұрын
ኣጆካ ወዲ ኤርትራ ጅግና🇪🇷❤️
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 Жыл бұрын
ካልኣይ ክፋል ቀጽሉሉ ካልኦት እንተሌም ካኣ ኣቅርቦም ጋዜጠኛ ኤፍሮም
@Karneshmawi
@Karneshmawi Жыл бұрын
መዓት ኣለዉ ፡ ገልኦም ሰብ ገበናት ስለ ዝኮኑ ኣይ የቅርብዎምን እዮም እምበር ጽቡቅ ኔሩ እንተ ዘቅርብዎም መምሃሪ ሙኾኑ ኔሮም
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 Жыл бұрын
ኤፍረም ጅግና ካባኻ ብዙሕ ኢና ንመሃር ሃይለ ሓውና ድማ እንክዋዕ ካብዚ ኩሉ ተንኮላት ጸላእትና እዝጊኣብሔር ኣድሓነካ ብተግባር ኣብ ጎኒ ጀጋኑናን ጀጋኑኻን ታሪኽ ከምትሰርሕ ርግጸኛ እየ ትሰርሕውን ኣሎኻሞ ኣጆኻ ዝሓወይ ዘይጋገ እዝጊኣብሔር ጥራሕዩ ጌጋኻ ምእራም ድማ ቅንዕናኻ ዘረጋግጽዩሞ ሃየ ሃይለ ሓወይ ኣብ ቀጻሊ የራኽበናን ኣብርሃልናን የቐንየልና ድማ።
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ Жыл бұрын
❤ 🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴❤👁👁❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ዝምረጽ መሪጽካ ዎዲ ኤረይ ምስ ጅጋኑ ሙዃንካ❤🙏❤💪ኣምበሳ ❤💪 ኣብ ጎንኻ ኣለና ሃይልዋ ዎዲ ኤረይ❤ ተካል ሽሞም ከም ልቦም አወ አዞም ፋሕተርቲ መቃብር🐕
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 Жыл бұрын
Even you were against Eritrean government I respect that. The good thing is that you witnessed the truth about our enemies. The people suffered the important is the world has to know that. The people of Eritrea are always fighting for their freedom and dignity. Thanks Efrem for sharing this information and thanks for telling the truth 🇪🇷🇪🇷🫶🫶🇪🇷🇪🇷
@gomida1552
@gomida1552 Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ኢዩ። እንታይነት ወያነ ንዘይተረድኦን ደንጎላ ዝድርብይ ዘሎ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ።
@MedhaneWolday-mj2eg
@MedhaneWolday-mj2eg Жыл бұрын
ወዲ ፍስሃ ዓርከይ ክትመጽእ ይዝከረኒ የቀንየልና ስለ እቲ ንጹር ሓበሬታኻ ። ኤፍሬም ግደ ግና ክትእርሞ ዘለካ ዓ/ም ኣለካ።2001-2002 እዩ እቲ ግዜ ምስናይ ይቅሬታ።❤🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelabrha1396
@michaelabrha1396 Жыл бұрын
ጹቡቅ ሓበርታ ኢዩ ሞ ኒ ወድ ባህታ ሚሱ ኢንተ ትቅርብዎ ጺቡቅ ነይሩ ምረጎደ❤
@teklitfecadu9306
@teklitfecadu9306 Жыл бұрын
ሃይለ ጅግና አጆካ ዘሐወይ እንኮዕ ብሰላሞ ናብ ዓድካ መለሰካ ፈጣሪ! ናይቲ ፈረስ በጃ ሰራዊትና ብፈንጂ ዝሞተ ዝጠቀስካያ ታሪክ ዝገርሞ 🇪🇷🩸💪🏾❤️🇪🇷🩸💪🏾❤️☝️ አሞላክ ሞሳኩሞ ይኩን 🙏🙏🙏
@Yonas-qy3zy
@Yonas-qy3zy Жыл бұрын
ክገርመካ ኣብዚ ሕጂ ዝሰደድዋ ሮኬት ውን ፈረስ እዮም ሃሪሞም ኣብ ሰንበል ኤርፖት ዝዓለበት መላኣክ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀረባ እዩ😮
@teklitfecadu9306
@teklitfecadu9306 Жыл бұрын
@@Yonas-qy3zy ግድብልካን ወዲ ሐወቦይ ቁዱስ ሞክኤል ባዓል መንፈርፈር ፈረሱ እንዳጋለበ ንሰራዊትናን ሀገርና ህዝብናን አፋራሱ በጃ እንዳከፈለ ይሕልዋዩዘሎ። እዚ ታአሞርዩ እየ ዝብሎ ! 🇪🇷🕊️🇪🇷❤️
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 Жыл бұрын
እቶም ክትሕግዙ ትደሊዩ ከምዚዐይነት ጅግና ሓግዙ። ከምዚ ዓይነ ኤርትራዊ ክብርኽ ይግባእ፡ ጅግና ዝኾነ ሰብ አምጺኻልን ኤፍረም ግደ
@edengebrihewet8633
@edengebrihewet8633 Жыл бұрын
Kulu Ertrawi jigina eu ezi felalika migutay gidefu etom ab metikelom zelew kulom jeganu eyom
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Жыл бұрын
​@@edengebrihewet8633Xbuq aleki 💯 kulu Eritreawi jigna eyu Eritrea 🇪🇷 💪
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ገበን! እቲ ዘገርም ኣንዊሑ ዘይሓስብ ጉሒላ ብልሽው ጭፍራ ወያነ፡ መወዳእታኡ ይተዓወት እምበር ሰራዊቱ ንቅድሚኡ ክዘመትን ክዕምጽን ከጋፍዕን፡ ከምድላዩ ከምዘፍቀደሉ ይንገር፡ እዚ ድማ ንምትብባዕ ተባሂሉ ዝተኣልመ ሓደገኛ ስልቲ ኩናት ኢዩ! ዳርጋ ኩሎም ኢትዮጲያውያን ደገፍቲ ምንባሮም ውን ዘሕዝን'ዩ፡ ኮታ ቀንዲ ሳላ ሓገዝቶምን ብዝሖምን፡ እንተ ብሓይሊ ወይ እገዳ፡ ንሃገረ ጀጋኑ ዋርሳይ ይከኣሎ ኣማስያኡ ከመርክክዋ፡ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ተኣማሚኖም ኢዮም ኔሮም👎 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@hagosgafogebrezgabher2151
@hagosgafogebrezgabher2151 Жыл бұрын
ኣምበሳ ኢኻ ወዲ ኤረይ እስኻ ዕድለኛ ኢኻ ናብ ልብኻ ተመሊስካ ኣእሙራዊ ቂኒትካን መንፈስካን ንሃገረይን ህዝበይን ምስ ሕጊ ሃገራዊ ክብርታት ኤረትራን መንግስተይን ተሰማሚዐ ምኻድ ይሕሸኒ ኢልካ ነዞም ከምዚ ከማይ ክትምህረናን ግልጺ ኮይንካ ቃልምስክርነትካ ክትህብ በሓቂ ተባዕ ኢኻ ሞ ኣጆኻ በርትዕ ፈጣቲ ነዓኻ የማስለና ወዲ ኤረይ ጅግና። ስውኣትና ንዘልኣለም ይዘከሩ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!።
@habtetesfazghi5135
@habtetesfazghi5135 Жыл бұрын
Efrem Gide, It is very interesting and I really appreciate to bring such kind of person in the front . It will impact alot in our current ugly Janda of Birged Ziabedu. Hopefully it will give them lessons. Thanks for you and Haile Fisha for his Honesty and heartfelt feelings in his bad Three years. Eritrea prevails🇪🇷💪🇪🇷
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 Жыл бұрын
Dear sir Efriem ghide thank you foe all your very good job AMLAK ERITREAN HZBAN YBARK!!!
@alembaraki8288
@alembaraki8288 Жыл бұрын
This sorry needs to be broadcast all over the world .
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷እዋይ እቶም ከደዓት ደቂ ሃገር እዮም ዝኸፍኡ ዝኸፍኡ ካብቶም ወያነ ኩቡር መንግስትና ብኽብርን በጋባብን ትግራዋይ ዝበሃል በጃኻ ካብ ሃገርና ኣውጵኣልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏 የቀንየልና ሓውና ኤፍሬም ግደ ❤❤❤
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “Awet Nihafash “ 👍
@nohisack7796
@nohisack7796 Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ኤፍሬም ሐውና ነመሰግነካ አምበሳ ካልአይ ክፈል ንጽበየኩም
@saramokonnen1226
@saramokonnen1226 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ባዕሉ ሕነ ህዝቢ ኤርትራ ክፈዲ እዩ 😢😢😢 ዓወት ንህዝብናን መንግስትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 Жыл бұрын
❤❤❤
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 Жыл бұрын
Yess
@ER-xp9th
@ER-xp9th Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Жыл бұрын
Thank you Efrem U can't wait part two ..... Eritrea 🇪🇷prevail Wetru Awet N Hafash❤
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 Жыл бұрын
ከምዚ ጌርኩም ኣምጽኡልና ስኣን ከምዚ ጌርካ ምትራኽ መንእሰይ ይጋገ ኣሎ
@mowdave9578
@mowdave9578 Жыл бұрын
Tv eri kikerib alowu ezi tarik
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት Жыл бұрын
ጅግና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውውውው❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤረይ ሰላምኪ የብዝሓዮ
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms Жыл бұрын
Eagerly waiting for part two. Good job journalist Efriem.
@busd7688
@busd7688 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@merhawikidane4230
@merhawikidane4230 Жыл бұрын
ኤርትራውነት መንነት ኣይኮነን ዜግነት እዩ😮 ኣብዚ ሕጂ እዋን ከኣ ኤርትራዉነት ማለት ደንቆሮ፡ ተጃሃራይ፡ፈኸራ፡ስደተኛ ካብ ዝመሃር ንኸይምሃር ብኤርትራዊ'የ ኣነ ዝደምደሞ'ዩ ኤርትራዊ ዝበሃል😮
@wediasmera1263
@wediasmera1263 Жыл бұрын
​​@merhawikidane4230 ሱቅ በል መን ፍለጥ ኢሉካ፡ ብቅልውላው መንነት ትሳቀ ዘለካ፡ መንነቱ ዝፈንፈነ ፡ ብነብሰ ምትሓት ተሳቀ ዘለካ ፉጡር፡ ናትና መንነት ዝነግረና ኣይንደልን ኢና፡ቆማል ዓጋመ ፡ ስደት ከኣ መዋ እልኩም ተሰዲድኩም ሂጂ ከኣ ፈቆዶ ኣብ ናይ የመን ጎቦታት ተደርቢኩም ኣለኩም። ኣብ ስደት ኮፍ ኢሎም ስደተጛ ኢሉ ዝጻረፍ ዶንቆሮ ህዝቢ፡ ፎእእእ
@merhawikidane4230
@merhawikidane4230 Жыл бұрын
@@wediasmera1263 ወያል ብዛዕባ መንነት ክትህቢን ክትከልእን ኣይፍቐደካን እዩ፡ ክትፈልጥ ግን ሓቂ ድዛረብ ዓጋመን ቖማልን እንተኮይኑ ቆማልን ዓጋመን ተቀቢለያ እለኩ፡ ክብሪ ይሃብካ ዓጋመ ሓቀኛታት እዮም ኢልካ ዝመስከርካ፡ ካብ ሓሳዊ ኤርትራዊ ሓቀኛ ትግራዋይ ምኻን ይሕሸኒ ወድዛ ቕልውላው😉
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay Жыл бұрын
​@merhawikኣንታ ፉንፉን idane4230
@wediasmera1263
@wediasmera1263 Жыл бұрын
@@merhawikidane4230 ኣታ ባኮ ርእሱ፡ ንስካ ዶ ኣይኮንካን ኤርትራዊ መንነት ኣይኮነን ዶ አንታይ ዶስ ዝበልካ፡ ንስካ ኢካ መንነት ክትዕድል ትፍትን ዘለካ ዱሁል ዶንቆሮ። ቆማል ዓጋመ ተቀቢለያ ከኣ ይብለኒ፡ እንቃዕ ኣብቃዓካ እቲ ዘሕፍረካ መንነትካ ዋላ ከምዝተቀበልካያ ጌርካ ውሰዳ ዋላ ከምናትካ ውሰዳ ጉዳየይ ኣይኮነን ፡ ኣብዚ ካብ ትልፍልፍ ግን ኪድ ነታ ኩዑንቲ ትኣሪ ዘላ ኣዴካ ሰሪሕካ ቀልባ፡ ኣብዚ መጺካ ኤርትራዊ ስዴተጛ ዶ ዶንቆሮዶ ካብ ትብል ኪድ ዋላ ተኪኢልካ ን ኣዴካ ኩዑንቲ ኣተኣርያ።
@freweininegash765
@freweininegash765 Жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ናይ ዓይኒ ምስክር ነዚ መንእሰይ ኣብዘይ መኣዱ ኣብ ዘይ ጓይልኡ ዝሃልል ዘሎ ዓቢ ትምህርቲ እዩ። የቐንየልና ንኽልቴኹም።
@natsnetghide7071
@natsnetghide7071 Жыл бұрын
Such an eyewitness is a great lesson for this young man who is roaring out his table and will out his quitar. Thank you
@godaiftv8319
@godaiftv8319 Жыл бұрын
Great program thanks 🙏
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 Жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ድሃይኩም ኣይታሓባእ ንፉሉይ ኤፍሬም ተቕርቦ ዘለኻ ብጣዕሚ ጽፉፍ መደብ ዝናኣድ ዩ ቀጽሎ ንኺድ ጠራይ ወትሩ ኣብ መትከልና ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Жыл бұрын
ዓጋመ ሑሱራት ፍጥረት
@abogida669
@abogida669 Жыл бұрын
Congratulations and welcome back to our home, our brother ❤🎉❤❤🎉🎉
@amanueltewoldeberhan4470
@amanueltewoldeberhan4470 Жыл бұрын
መርሓባ ኢፍሪኦም ግደ ❤❤❤
@nigistighebreab6342
@nigistighebreab6342 Жыл бұрын
Efrem Gide jigna Nity Wedi Eireay 🇪🇷💐💐💐💐 Thank you So mach für die Info 🇪🇷💪🏾
@ourunitytobekeep8508
@ourunitytobekeep8508 Жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ጋዜጠኛ ተገዳላይ ኤፍሬም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣዝዩ ኣገዳስን ውጺኢታውን ዝኸነ መደብ እዩ ከጽለሉ
@lemlemselomon7824
@lemlemselomon7824 7 ай бұрын
Efrem Gihdey you are always bringing vary interesting topics about Eritrea, well done and keep it up. ERITREA will always prevail against all the odds 🇪🇷 👌 💯 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomgergis
@nahomgergis Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም ናብ ወላዲት ሃገርካ ብሰላም ተመለስካ ብምቅጻል ኩቡራት ይሕዋት ሕጂ እውን ልብኩም ሂብኩም ኣይ ትእመንዎ ኣይ ትነጽልዎ እውን ግን ብዓይኒ ጥርጣረ ረኣይዎ ዋጋ ከየክፍሎም ንሕዋትና ደቂ ኤረይ ግን ሓደራኩም ኣይ ትነጽልዎ ግን ጥንቅቅ በሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 Жыл бұрын
እንቋዕ ምስ ህዝብኻ ተጸምበርካ ከምዚ ጌርካ ምግላጽ'ዉን ትብዓት ይሓትት ተባዕ ንፉዕ ኢኻ ሕጂ'ዉን ንሃገርካን ህዝብኻን ብትብዓት ከም ተገልግሎ ርግጸኛ ኢየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍✌️👋
@EritreaFirst-z9t
@EritreaFirst-z9t Жыл бұрын
ተባዕን በሊህን ሐወይ ናተይ ሃገርካ ምፍቃር ካውሽጥካ እዩ ዝፍልፍል ሐወይ ናተይ ዕድሜካ ሙሉእ ከቢርካ ንበር አጀኩም ጻማኩም ፍረ ጻዕሩኩም ትክፈሉሉ ግዜ ሩሑቅ አይኮነን ዝተረፈ ዕድመኩም ብሐጎስ ብደስታ እፎይ ኢልኩም ጻማኩም ትረክቡሉ አብ ኩሉ አገልግሎት ብነጻ ትረክቡሉ አብ ኩሉ መዳያት ትክሐሱሉ ነዛ ሃገር ኢልኩም አብ ሐለዋ ዘለኩም አሕዋተይ እግዚኣብሔር አብ ዘዘለኩሞ ይሐልኩ ኩቡራት ብሉጻትን አሕዋተይ 🙏❤❤❤
@ahferomokbamichael3776
@ahferomokbamichael3776 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ኤፍሬም ግደ እዚ ገብረስሌ ሃይሉዋ ይብሃል ሰብኣይ ናይ ቀረባ ቤተ ሰብ ኢዩ ጽቡቅ ኣፍልጦ ኣለኒ ክትረኽቦ እንተ ደሊኻ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ኻላ በራቂት ቓሓይን ኣብ ኣውሓ ዝብሃል ሓዱሽ ዓዲ ኣሎ ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ ብጣዕሚ ዓቢ መምህር ኢዩ ኣቦይ ገብረስላሰ ኣይሉዋ
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንሓልታት ምክልካል ሰራዊት ኤርትራ❤🇪🇷
@elyagebru6723
@elyagebru6723 Жыл бұрын
Selam Selam EMNA ERITREAN MEDIA NET ASMERA kolkom hegerwien metkelawien Eritreawin Selam 🙏👍✌️🇪🇷💕✊️
@amenaykentiba2721
@amenaykentiba2721 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኤፍሬም ግደይ ሕማቅ አሎ ጽቡቅ አሎ ምጥንቃቅ አድላይ እዩ ሕጅውን ንሐደሐደ ዑሱባት ብገንዘብ የዓሽዮም ከየጋግይዎም መንግስትና ብጥብቂ ምክትታል የድሊ ማንም ይኹን ሰብ ውሽጡ ክፍተሽ አለዎ ዓጋመ አይድቁሱን እዮም ንጠንቀቅ ዓወት ንሐፋሽ ክብሪ ንሰማእታትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@NKID-TRAY
@NKID-TRAY Жыл бұрын
ኤፋር ጽቡቕ ትሕዝቶ ኣቕሪብካልና የቐንይልና ❤❤ እታ ናብ ኤርትራ ኢዱ ዝሃበሉ ዓ/ም ኣርማ።❤❤የቐንየለይ❤
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 Жыл бұрын
የቀንይልና ኤፍረም ግደ ምስ ኩቡር ወድና፡ ናይ በሓቂ ሃሱሳት ብድሕረይ ሳዕሪ ኣትብቆላ ዝብሉ ጎሓፋት ኤንቋዕ ኣስማዕካዮም ቀጽሎ ሽሞም እዳ ገለጽካ ኣበሳ ዕድመጥዕናን የሃብካ።ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ!!🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🙏🙏🙏
@dasmeromalem
@dasmeromalem Жыл бұрын
Ephrem hawna, jegna wedi Eritrea 🇪🇷 ♥️. Behaki Thank you for this program
@MisshabashiHabashi
@MisshabashiHabashi Жыл бұрын
ብሓቂ ኤርትራ 🇪🇷 እግዝኣብሄር ዩ ዝሕልዋ
@Barry-m3w
@Barry-m3w Жыл бұрын
Not only GOD, and we ERITREANS??.
@yerdanosbayru8042
@yerdanosbayru8042 Жыл бұрын
ኤረትረዉነትክቡር መንነት ክብርን ዝክሪን ንሰማአታትና 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏
@natsnettsegaimehari9964
@natsnettsegaimehari9964 Жыл бұрын
መቸም መህጸን ኤርትራዊት ኣደ ሕማቕ ኣይትወልድን እያ:: ኣብ ዝከደ ይኪድ ነዛ መሬት ዝፈሰሰ ደም ስውኣትና ኣብ መትከሉ ከምዝምለስ እዩ ዝገብር እሞ: ተጋጊኩም ዘለኩም ውን ሃየ ከምዚ ተባዕ ሓውና ናብ ልብኩም ተመለሱ :: እዋን እቶ እቶ እዩ: የቀንየልና ኤፍሬም ሓውና ድማ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tzeghayeseab1278
@tzeghayeseab1278 Жыл бұрын
ደገርም እዩ እዞም ቀናኣት ሓሳዳት ካንሰር ድኮኑ ጎረቤትና ኣይተዓደልናን ፡ ቅንኢ ከኣ ፈውሲ የብሉን፡ እቲ ድንቁርና ከኣ በዲልዎም እዩ እቲ ሓንሆሎም ከስርሕዎ ኣይክእልን እዮም፡
@hansgebre2712
@hansgebre2712 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Жыл бұрын
Emo nay edom kea rekibom ab tigray bhji selam kmexe malet zebet
@zienafile
@zienafile Жыл бұрын
Haile ዝራብዕ ጊላ ምሳይ ኣብ ሓንቲ ሓይሊ መበል 16 ዙርያ ኣብ 2002 ተዓሊሙ ኣዙዪ ዉዑይ ሰብ እዩ እንዳቀዳማይ ክ/ሰ ዕድመን ጥዕናን
@DanialGebrezghi-bz2ez
@DanialGebrezghi-bz2ez Жыл бұрын
ዘኪርካዮ ብሊኬዕ ኪራር ከኣ ዪሃርም ነሩ ኣባላቱ ከ በዓል ቲካቦ ፊሻለ ተስፋጸን ፨.
@sam201006
@sam201006 Жыл бұрын
Bxaye Efrem edmen TeEnan ytmneyelja yeknyYenla kea naye zi kulu tekrbekba zeleka dekime key bela❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ruhus awseamet🙏🏽🌠
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Жыл бұрын
እንቓዕ ናብ ልብካ ተመለስካ ንኻሎኦት ከመኻ የማስሎ ዓወት ንሓፋሽ ውድቐት ንፈሽፋሽ👮👮👮👂👂👂👂👂❤❤❤❤❤🙏🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brhaneweldai7819
@brhaneweldai7819 Жыл бұрын
❤❤❤ ዓሽ ኤፊሬም ግደ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ ማለት ❤❤❤❤❤❤
@yoelkm8178
@yoelkm8178 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወያነ ኢዳ ረኺባ ፣ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ክብሉ ኣቦታት`ሲ ሓቂ ኢዩ።ኤሩ ዓደይ ተባረኺ።
@woineteklea275
@woineteklea275 Жыл бұрын
Thanks God bless you dekie Eritrean Amen awet Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 ❤️ 👏
@gw4841
@gw4841 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷እወ በሐቂ ገና ክወጵእ እዮ እቲ ሐቂ ሀይለ ፍሳሃ ብሐቂ ጱኑዕ በዓል መትከል ኢካ ኩሎም ክምለሱና አሕዋትና ንጵበ ብሐቂ ጅግና አደ ወሊዳ ዕድለኛ እያ ዓቂፋ ውላዳ ብዜይ ሃገር ክብረት የለን ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኤፍረም ግደ ነመስግነካ በሐቂ ❤🇪🇷🐆♥️🤝🤝👍✌️
@woineteklea275
@woineteklea275 Жыл бұрын
Welcome wide Eritrean great news Thanks awat Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏 🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@yonatanbokristion7598
@yonatanbokristion7598 Жыл бұрын
እንቃዕ ናብ ልብካ ዝተመልስካ ሳኣን ክምዚ ገርካ ምምጻእ ብዙሑ ሰብ ይጽድፉ ኣልዉ . እቶም ዝብልዑ ውሑዳት እቶም እምኒ ዝዳረብዩ ከኣ ካብ ምህሮ ናጻ የድንቅጹካ ዕሱባት ደቂ ውልደገባ ዝንብሩ ይኩኑ
@kokobezeray6372
@kokobezeray6372 Жыл бұрын
Btaemi. Des. Zebl tarik. Eritrea. ❤❤❤❤❤ kbur hawna. Medebka azyu des zebl yu. Kexlo.Awet Nhafasch...❤❤❤
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 Жыл бұрын
Thank you wedi Erei 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👏💯👍👍👍👍 Awet n hafash wetru zikri n swatna
@HajjsMsly
@HajjsMsly Жыл бұрын
እዞም ሓሳዳት ኣባኣ ትደዮም ሕጂ😭😭😭😭 ናሃገርና ኣምላክ ይባርከልና ኣሜን🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@motherland1510
@motherland1510 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳስን ምሃርን ትንተና. ድሕሪ 2 ምዓልቲ ወያነ ካብ ማይ ድማ ምስ ወጸ ብዓይነይ ዝርኣኹዎ ምስክርነት እዩ ኔሩ. ብሕማቅ ተግባራት ወያነ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይክኣልኩን.
@yodit1991
@yodit1991 Жыл бұрын
ብሓቂ ብሉጽ መደብ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ቀጻሊ እንተዝመጹ እቲ ሓቂ ንኽግለጽ ጽቡቕ ነይሩ። ነመስግነካ ኤፍሬም ግደ፣ ዋርሳይ ፋርስ እንቋዕ ብሂወትካ ወጺእካ ክትጸውየሉ ኣብቀዓካ፣ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ካብዞም ናይሰብ ዘይብሎም ሰይጣውንቲ ፍጥረት ብሂወትካ ዝወጻኻ።
@asmeretzeghai1522
@asmeretzeghai1522 Жыл бұрын
Thank you deki eri 🇪🇷♥️🇪🇷
@Hos393
@Hos393 Жыл бұрын
Bkulu social media(b kulom youtubers) share kibehal alewo ezi tarik. Ab diaspora bzuh hizbi ztedenagere alo.!!! Let's share it in all social media please!!! Eritrea forever!!! Thank you very much!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Жыл бұрын
አየ ኤርትራ ዓደይ መን ዘይወግአኪ? እንተኾነ ሓላዊኺ እግዚአብሀር ኮይኑ ንሱ ከአ ኣይታኸስን እዩ, እግዚአብሄር ሆይ ነዚ ህዝብን ሰራዊትን እዚስ ውሑድ ከሎስ ሓያልን ዘይሰዓርን ዝገበርካዮ ንስኻ ኢኻ’ሞ ዘላለም ተመስገን , ኣታ ፀዋር ህዝቢ ሕጂ’ውን አምላኽ ይሓልውካ!!!!!
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane Жыл бұрын
Amen amen amen
@helentesfdy1481
@helentesfdy1481 Жыл бұрын
Please part 2 ❤❤❤
@timnityemane4438
@timnityemane4438 Жыл бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራዉነት ክብር መንነት
@freweyniGhebrekidan
@freweyniGhebrekidan Жыл бұрын
Zweaele ,yngher Thank you EMNA.
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Жыл бұрын
ዓጋመ ሓሳዳት ፍጥረት
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Жыл бұрын
🤲🏼🙏🏽❤️ አምላክ🤲🏼🕊️💕 """🇪🇷ንኤርትራ 🇪🇷""" 💎🇪🇷ነዛ 💎🇪🇷 💎🇪🇷ውቅብቲ 🇪🇷 """🇪🇷ኤርትራ 🇪🇷""""" ባርካ🤲🏼🕊️❤️
@tabetumenghistu7802
@tabetumenghistu7802 Жыл бұрын
አዋእ አዝኩሉ አናገበሩ አንታይ ትጽበ ኔርካ መቸም አንቕኦ ዳሓን መጻእካ . ኩብርን መጎስን ንየዋትና ሱውኣት ዕ ድመን ዓወትን ንሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷❤
@Teamchannel200
@Teamchannel200 Жыл бұрын
Hiji keman deqi eti kebabi ab hemaq tewafirom alewu bebzhi
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 Жыл бұрын
ሓቕኻ አዚ ድሓር ተጣዒሱ አንበአር አንታይ ይገብር ነሩ አዚ ኩሉ ግዜ። ብዝኾነ ድሓን
@tsigeredaocubamiceal1671
@tsigeredaocubamiceal1671 Жыл бұрын
Thanks 🎉🎉❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 👍
@tadesetewelde4902
@tadesetewelde4902 Жыл бұрын
Zegerim eu ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤❤❤ ERITREA Hagerey nizelialem kebirki niberiy❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@gualabraha1192
@gualabraha1192 Жыл бұрын
Beautiful vwork
@mountmount9819
@mountmount9819 Жыл бұрын
ኣታ ብሩክ ሓወይ ገለ ማሓሪ ተስፋምካኤል ዝባሃል ሓውና ዳሃዩ ጠፊኢና ዳሃዩ የብልካን ትፋለጡዶ ትኮኑ
@tesfitkidane9398
@tesfitkidane9398 Жыл бұрын
መሓሪ ከዳዕ አንታይ ከትሓተሉ
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 Жыл бұрын
​@@tesfitkidane9398ትፈልጦ ዲኻ ኮንካ
@selam841
@selam841 Жыл бұрын
ብ ሻዓብያ ተመንጢሉ ትመንጠ ድኡ ትመንጠል
@fn7619
@fn7619 Жыл бұрын
እዚ ደአ ንፈልጦ ወያነ ዋላ እቲ ህዝቢ ክፍአቶም ንፈልጦ ኢና ግሩሃት ኤርትራውያን ከአ የሕዋትና ኢዮም ክብሉ ከለዉ ሕርር ትብል።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ Жыл бұрын
ዋውውውው ናይ ብሓቂ ጅግና ❤❤❤
@shunumii7214
@shunumii7214 Жыл бұрын
Some renegade veteran fighters told us that the martyrs' cemetery in Shambuko was destroyed by the Eritrean army. But today we got straight from the horse's mouth that it was was destroyed by the soldiers of Weyane. Thank you patriot Haile and journalist Efrem.
@Teamchannel200
@Teamchannel200 Жыл бұрын
Did you believe them it was destroyed by eri government? For what purpose government of eri can do this?
@shunumii7214
@shunumii7214 Жыл бұрын
@@Teamchannel200Not me, but know that there are many simple hearted Eritreans in the diaspora.
@yonatanandemaryam5888
@yonatanandemaryam5888 Жыл бұрын
አት ከሙ ዝበል ሰብ ኣብ ሕድሪ media ቀሪቡ ይቅረታ ሓቲቱ አዩ ወዲ ልያ አዩ ዝበሃል አት መጀመርታ ከምኡ አሉ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘጸለመ thank u
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Жыл бұрын
ኤፍሬም ግደይ! ንኸምዚ ቃለ ምሕትት ዝተፈጸሙ ግፍዒታት : ከምኡዉን ዉጉኣት ኣብዘን ምድያታት እንተዝረእ በደላት ሕዝቢ : ጅግንነት ሰራዊትና እንተዝዝርጋሕ ምመሓረዶ ኢልካ ትሓስብ? ምረት ቃልሲ ዝነበረ ተባሂሉ ዘይተረዶኦም ክርድኡ ይኽእሉ / ኢለ እአምን :: ፈትን ::
@ma3azakh284
@ma3azakh284 Жыл бұрын
ሃይ ኤፍሬም ሰላም ርሕስ ባዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ማሃሪ ኘረግራም ኣብ ይቱብ ዝቀርብ ዘሎ ኣብ ቲቪ ኤረ ኸ ይቀርብ ድዩ እንተ ዘይ ቀርብ ኮይኑ መንእሰያት ክማሃሩ ክቀርብ ኣለዎ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ መኽንያቱ እቲ መንእሰይ ኣብ ደገ ወጺካ መከራን ሽግርን ከምዘሎ ክፈልጥ ኣለዎ:
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 Жыл бұрын
BE HAND IN HAND, MY BELOVED ERITREAN ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Osmanaman291
@Osmanaman291 Жыл бұрын
Part 2 pelase
@yordanosrezene7141
@yordanosrezene7141 Жыл бұрын
Efrem tkrblna medeb klu triku ksendu nwlod. Efrem ezi hwena blku zgelx zlo eti emun serwtu btebit leke ab gmbru metb zaseru hazret emnat serwti kb hgery ksab adi hkin 1kflesrwi 16 eta bimbori tbha kfle serwit atfatom nnay hsbat zrget htotom hayle ka blke jgena❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
ኣሕሕ! ወያነ ዘውረደቶ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ህዝብና መቸም ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን።መስጣ ህዝብና ግን:ሰፍ ዘይብል ሓጢኣት ብሂወቶም ከለዉ ካብ ፈጣሪ ይረኽብዎ ኣለዉ።
@andreascarlsson895
@andreascarlsson895 Жыл бұрын
Hiji aqa koyinu terayeni ahi .
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Жыл бұрын
ገና ንዓድና ከምዘይ ጥምቱ ክኮኑ አለዋም ሐቂ ይሐይሽ በዛ ዘለዋ ሕጉስቲ እየ ምስ ህዝቦም ይፊሐርዋ ጉድጋዶም ንዘተእለት ንሀገረይ ክአትው ከማን አይደልይን ምሕረት ከማን አይንህቦምን ዶና ነዲቅና ከምዘይ ሐልፎ ክንገብሮም ኢና ነዞም ሐሳዳት
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
@@edenpazom9452 ናይ ብሓቂ ክብርቲ ሓፍተይ!
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
@@andreascarlsson895 ካብ ርእስና ዘይወጽእ:እንዳሓደረ ዝሕደስካ ናይዞም ቆሟላት ተግባር እወ!
@ኣባጎራ_ሰልጠነ
@ኣባጎራ_ሰልጠነ 7 ай бұрын
Part 2, please !
@margarettesfamicael4853
@margarettesfamicael4853 Жыл бұрын
🎉welcome back home land wedi Eriy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mesfundebesay5458
@mesfundebesay5458 Жыл бұрын
የቐንየልና ኤፍሬም ጌደ እተቅርቦ ኩሉ ግዜ ፍቅሪ ሃገርን ሃገራውን ዘዕንብብ ስለ ዝኾነ ክትቅጽሎ ብትሕትና ይላቦ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎና
@SunnyEri-m4k
@SunnyEri-m4k Жыл бұрын
Unforgivable war crimes were done by Weyans to Eritrean. I wonder where their cruelty and hateful act made them feel now. Well, they're paying high price for their wrong deed now. AWET NEHAFASH AND HGDEF. ❤️🙏
@rutanegash5195
@rutanegash5195 Жыл бұрын
Wawwww betmet des zebel edmen tenan yehbka fetri kebur haw yeknylna ka efrem gede🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@عمر-ع3ل
@عمر-ع3ل Жыл бұрын
يعطيك العافيه من حفره حفره لأخيه وقع فيه الحمد الله الحق مع اريتريا اريتريا مع الحق
@erieritrea8751
@erieritrea8751 Жыл бұрын
I would like to hear about Fuzum Zemicheal. One of my friends told me so sad things that he did to eritreans who were his classmates in eritrea .so can you tell us about him(Fuzum) expose him.
@yosefgeberay2143
@yosefgeberay2143 Жыл бұрын
Hej efrim thank you
@ZergaberRedi
@ZergaberRedi Жыл бұрын
ካልኣይ ክፋል ንጽበ ኣለና❤❤❤❤❤
@Eri291forever
@Eri291forever Жыл бұрын
Thank you
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Жыл бұрын
ሰላም ኢፊ ሐውና በጃኩም እዞም ሐሳዳት ጎሮቤት ዶብና ክንነድቆ ጥራይ እዮ ዘድሌና ወይ ከም ናይ እስራኤል እያ ተድልዮም እዚኦም ጸሮም ዘይጸርዮ ሽፊላ እዮም ሰላም ኮኑ ዋላ ምስ ህዝቦም ዝነብር ሰብ ከምዘየለ ክፊልጡ አለዋም ያላህ ደቂኢረይ ኩላትና ክንነድቆ አለና አነ ምውጻእ ተጀሚሩ አነ ቀዳሜቲ አለኩ ❤ኩብር ሐው እዚ ኩሉ ብፊላይ አብ መርዚ ዝበልካዮ አብ ባድመ ምስ አተና ማይ ከይትሰትዮ ተጠቀቁ ተባሂልና ዋላ ቤት መግቢ ይኩን እዳሻሂ ሀደላእ ኢልና ከይንሰትይ መረሕትኒ ሐቢሮሙና እዮም ጠላማትን ከዳዓትን
EMN - እታ ማራኺት ኮሎኔል - Eritrean Media Network
1:06:22
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 133 М.
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
ደም ዘይጸገበ ኣረመኔ የጉረምርም 09/02/25
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 1,4 М.
Ethiopia - Esat Amharic Night Time News 9 February 2025
16:05
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 4,5 М.
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН