EMNA1 ስድርኣ ዘይረኸበት ኤርትራዊት ህጻን ኣበይ ኮን ትህሉ? ገለ ግበሩ። ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 11,181

EMNA 1

EMNA 1

Күн бұрын

Пікірлер: 101
@EMNA1
@EMNA1 4 ай бұрын
“ብዙሓት ብዛዕባ’ታ ኣብ ግዜ ህልቂት ዑና ንኣሜሪካውያን ዝተዋህበት ህጻን ወይ፡ እታ ጠፊኣ ዝተባህለት ህጻን ስማ ክንጽሕፈሎም ብዝሓተቱና መሰረት፡ ስም እታ ናይ ሽዑ ህጻን = TINA LEYIN OR JERMAYN እዩ። ስም ዘዕበያ ኣሜሪካዊ ኣቡኣ JOSEIF WILIAM JERMAYN ስም ዘዕበየታ ኣሜሪካዊት ኣዲኣ VIKY GRIFDAY ንመዕበዪ ዘኽታማት ዝተዋህበትሉ ዓ.ም 1971 ብህይወት እንተላ፡ ሕጂ ጓል 53 ዓመት ወ/ሮ ትኸውን። ስም ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ ወላዲኣ መሓመድኑር ኢሻቕ ሕመድ። EMNA”
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 4 ай бұрын
ወዲ ግደ ጅግና❤ ቀጽሎ👍💞 እዛ ታሪክ ናዛ ህጻን ናይ ሎሚ ሰበይቲ❤ ብእንግሊዝ እንተትጸሓፍ ንምርካባ ምቐለለ ዝብል ርኢቶ ኣለኖ
@SFGTD-72116
@SFGTD-72116 4 ай бұрын
ታሪክ ኤርትራ ታሪክ ሓቅን ርትዕን ጅግንነትን ወትሩ ሃገረይ ብከቢድ ዋጋ ዝመጸት ሃገርና ኤርትራ ንዓቅባ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AlayGere
@AlayGere 4 ай бұрын
ህዝበይ ዘይወጽእ በሰላ እንድያ ገዲፋትልና እዛ ርግምቲ ወያነ ናይ ኢዳ ግን ረኺባ ኣላ። ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ❤️🇪🇷❤️
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 ай бұрын
እዚ ግን ኣብ እዋን ደርጊ እዩ ኩሎም ሓደ
@AlayGere
@AlayGere 4 ай бұрын
@@sen-ayt7782 ኩሎም ሓደ እዮም
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 4 ай бұрын
ናይዚአቶም ግፍዒ መወዳእታ የብሊን አምላክ ናይ ኢዶም ይፍጠረሎም እንበር ናይደርጊ ይኩን ነይ ድሕሪኦም ቅድሚኦምን ዝነበሩ ካብብዓል ሀይለስላስየ ናይዚኦም ግፍዒ መወዳእታ የብሊን ሆፓስ ክትርከብ ፋጥማ 🙏🙏💒🇪🇷✝️⛪️⛪️🇪🇷💒🙏💵❣️❤️🎇🌺💯🐫💯🎆💐
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣስማት ናይቶም ዝወሰድዋ ስድራ ንጹር ስም ሒዝካ ሓንቲ ጀርመናዊት ኣብ ጀርመን ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ካልእ ኣህጉራት እንዳከደት ዝተጣፍኡ ስድራ ተራክብ ቻነል ኣላ ንዓኣ ነጊርካ ክፍተን ይክኣል እዩ
@brktirezene5144
@brktirezene5144 4 ай бұрын
እዋይ ታሪኽ ህዝብና እናሻዕ ልብኻ ድሰብር❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 4 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 4 ай бұрын
ኣሕ መስኪን ለዋህ አቦ አምልኽ ምስጋልካ የራኽብካ 😢💔 ይቕንየልና ኤፍሬም ሓውና 🎉🎉
@elisahaile7799
@elisahaile7799 4 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭 ewayyyy Amharay Heartless
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 4 ай бұрын
😢😢😢 ረቢ ምስጏልካ የራኽብካ 😢😢😢 ይካአሎ ዩ ፈጣሪ
@daniel.j9062
@daniel.j9062 4 ай бұрын
ኣዝዩ ከቢድ ዋጋ ብሰማእታትናን ጀጋኑናን ነታ ፍልይቲ መሬትን ውቁብ ተጻዋርነት ዘለዎ ህዝባን ተኸፊልዋ፣ ኤርትራዊ ምዃን ድማ ክብርን ፍሉይ ህያብን እዩ።✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 4 ай бұрын
ርእሰምትሓት! ዝያዳ ኣብወጻኢ ዝዓብዩ ኣፍሪቃውያን፡ ገለ ብኣፍሪቃዊ መበቆሎም ዝሓፍሩ ከምዘለው ይፍለጥ፡ እዚ ድማ እቲ ኣብ መድያ ቀጻሊ ውግእን ጥመትን ሕማምን ድሕረትን ዝዕዘብዎ ጠንቂ ክከውን ይክእል፡ ንኣብነት ሓትነይ ካብቶም ትሰርሓሎም ዝነበረት ቤተሰብ ዓረብ ዝወለደታ ጋላ፡ ከነምህራ ብምባል ክሳብ ንምዕራብ ሃገራት ሰዲዶማ፡ ኣማንያኡ ከኣ ፍረንጃዊ ተመርዕያ፡ ብኣፍሪቃ ተገዲሳን ከይዳን ስለዘይትፈልጥ ድማ ምስጋለይ ኣጻኢኦምኒ ኢላ እናተራገመት መይታ፡ ወላ ጸለምቲ ኣሜሪካውያን ምስ ጽዓዱ ተደሚሮም እናተሓናፈጹ፡ ፈጺሞም መንነቶም ዝረስዑ ከምዘለው ውንኮ ይንገር ኢዩ፡ ሓቂ ይሓይሽ ሐደ ካብቲ ምክንያታቶን ግን ካብ ዓሌትነት ወይ ዲስክሪሚነሽን ንምህዳም ሜላ ክከውን ይክእል ኢዩ🙏 🤝❤🕊
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 4 ай бұрын
Thank you Efrem. hawena. Continue keep up. 🌿🌿🌿🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌿❤️☪️🇮🇱🌿❤️🇪🇷☪️🕊💪😊
@yodit1991
@yodit1991 4 ай бұрын
ዘይርሳዕ በሰላ እንድዮም ገዲፎምልና ርጉማት ጸላእቲ፣ ኩልና በብወገና ነጣይቕ ሓፍትና ስድራቤታ ትረኽበሉ ንጽዓር፣ ብፍላይ ኣሜሪካ ዘለኹም ሓደራ ። ኤፋር ነመስግነካ።
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 4 ай бұрын
Thank you for presenting this heart wrenching story of what our people went through. Much of the horror of Ethiopian army has not been told yet. It resides in every Eritrean family history. Great presentation and liked the cadence of the presenter. By the way regarding Fatuma, there are websites and/or individuals in Europe, US, Canada who can help children trace their birth parents and reunite families. Many were so were adopted or taken from war zones. You will be able to find her. Please do more of this kind of historical narratives. These and other historical narratives should be documented and studied. I am an academic and have always felts that the history of Eritrea has to be at least documented and more rigorously studied before our historical experiences are lost with time and the condition of our diasporic people. Alas, the fact that we never established a legitimate university in Eritrea after liberation is a loss. If we had a higher education and research institutions, the young Eritrean could engage in research with tremulous financial support from either the government and international supporters. Even now, with haste higher education in Eritrea should be built.
@godislove7204
@godislove7204 4 ай бұрын
When I was listening to this story, a lot of memory came to me. I am from Keren at that time, I was Not born but I hear a lot of this True Story😢 😔Eritrean we forgive BUT NEVER EVER FORGOTTEN.🇪🇷🐪❤️✝️☪️
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💯💯❤️❤️🎉🎉
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhinberhe-k7s
@medhinberhe-k7s 4 ай бұрын
Eri 1St, thanks for story, let the world know what our people pass throw!!!!!!!!!!!!!!
@hagosgafogebrezgabher2151
@hagosgafogebrezgabher2151 4 ай бұрын
ኣሕ መግዛእቲ ሑሱም በሓቂ ሑሱም ስቅያትን ግፍዕን ቅትለትን መከራን ናይ ውሉድን ወላድን ምፍልላይ ስድራቤታ ምብትታን ክንደይ እሞ ኢልካ ክቁጸር ግን ህዝቢ ኤረትራ ብናይዞም ሑሱማት መግረፍትን ርሸናን ስቃይን ከይተዳህለ ነዞም ገዛቲ ንዘልኣለም ካብ ሜሬት ኤሪትራ ሓግሒግካ ንዘልኣለም ንምጥፋእ ብሰላም ንክነብር ኣብ ገዛእ ሃገሩ ተቃሊሱ ንሓርነቱን ናጽነቱን ባዕሉ ሂወቱ ከፊሉ ንከምጽኣን ንክወዳደብን ኣብ ሃገራዊ ረብሓ ከም ዘቃምትን ብረታዊ ቃልሱ ከምዝጅምርን ኢዩ ገርዎ ። እንሆ ድማ ኤረትራ ንዘልኣለም ንሓዋሩ ናጽነታ ኣዊጃ ናጻ ካብ መግዛእቲ ኮይና ኣብ ዓለም ብቅልጽማ ክብራ ጨቢጣ ትነብር ኣላ። ክብርን ዝኽርን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!።
@simontewelde177
@simontewelde177 4 ай бұрын
Thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@matiwosanday5827
@matiwosanday5827 4 ай бұрын
Amlak gets gualkum yrekum❤
@Eritreashine
@Eritreashine 4 ай бұрын
ሀየ መንእሰይ ስማዕ ታሪክ መግዛቲ ካብ ጎሮበትና ኢትዮጵያ ጽቡቕ የለን 🇪🇷
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 4 ай бұрын
Merhaba deki.erey...ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey 🇪🇷🇪🇷🐪❤️❤️🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 4 ай бұрын
ናይ ህዝቢ ኤርትራ መከራ ኣዘንቲኻ ውን ዝውዳእ ኣይኮነን ኢግዛቢሀር ምስ ህልዋት ቆጺሩ ገጽ ውላዱ ይርእዮ ነቦና🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔
@ibojan83
@ibojan83 4 ай бұрын
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 4 ай бұрын
ምናልባት እቶም ሽዑ ዝወሰድዋ ንኸዕብዩዋ ብዕብየት ኣሪጎም ወይ ውን ብሂወት ዘየለዉ ክኾኑ ስለ ዝኽእሉ: ንኣባላት ስድራቤቶም ወይ ድማ ንዓኣ ታሪኻ ሓቢሮሞም ክኾኑ እኽእሉ እዮም ዝብል ግምት ኣሎኒ:: እንተኾነ ግን እዚ ታሪኽ ብእንግሊዘኛ ወይ ብጀርመንኛ እንተዝድገም ንምርካባ ምቐለለ እብል:: ፈጣሪ ገጽ ውሉድኩም ከርእየኩም እምነ ኣቦና🇪🇷❤️🩸
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 4 ай бұрын
MERIHABA EFREM GOBEZEE SELAMI DEKI EREYY NIBERI KIBER ERITREAW SHABIYA SHABIYA
@munabryan16
@munabryan16 4 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
@Erilebna
@Erilebna 4 ай бұрын
Please like, share, comments and subscribe
@tirhasghebremariam4122
@tirhasghebremariam4122 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕
@abrahamyohannes1515
@abrahamyohannes1515 4 ай бұрын
Amlak ghx ghalkoum yrakoum❤,🇪🇷❤🇪🇷
@elenabrahamabraham443
@elenabrahamabraham443 4 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 4 ай бұрын
Ezi Jenocide Ezi Ethiopia 'nmntay zeythtetelu 😢😢😢😢😢
@selebaseleba5036
@selebaseleba5036 4 ай бұрын
Team ENMA1, ምድላይ ከተካይዱ እንተድኣ ደሊኹም፡ ኣስማትን ድሕረ ባይታ ናይቶም ኣብቲ ብጽሑፍ ቅጥዒ ዘለዉ ረድኤት ወለዲ ብጽሑፍ መልክዕ ኣብ መርበብ ሓበሬታኹም ክዝርዘሩ ኣለዎም::
@goitomgoitom1871
@goitomgoitom1871 4 ай бұрын
Ms hilwat ygbera fetari
@mohammedatta236
@mohammedatta236 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍
@merhawigerealfa9204
@merhawigerealfa9204 4 ай бұрын
Kesenu sematstna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@noormohammed5138
@noormohammed5138 4 ай бұрын
السلام عليكم ورحمه الله وبركاته الله يجمعكم في أقرب وقت انشالله.
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey 4 ай бұрын
Eway Hiziby ziy rokobo, nay gorababtina kitigedifo tideliy temelisu be wishti yesakiyeka Temesigen Fetari Naxa ziy konna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🌹🌹🌹
@lettboc1804
@lettboc1804 4 ай бұрын
🇪🇷❤❤❤❤❤
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 4 ай бұрын
Welcome Efar 🎉❤🎉🎉🎉❤🎉
@edenyemane6801
@edenyemane6801 4 ай бұрын
Ewai tarik hzbi Eritrea 🇪🇷 bitaemi eu libka zisebir abona kea fetari gex gulkum yerekum😥
@sabayohannes1212
@sabayohannes1212 4 ай бұрын
⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️
@NigistiKiflom
@NigistiKiflom 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍👍👍😍✨✨
@astermogos3105
@astermogos3105 4 ай бұрын
❤.....
@NajatAbdu
@NajatAbdu 4 ай бұрын
🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 ай бұрын
እዛ ቆልዓ ክትርከብ ትኽእል እያ ኣብቲ ዝኣተወቶ ዓዲተመልክት ብተለብዝን ጌሮም ታርኻኣ ይገልጹ ምስ ዕድማኣ ድወጻትሎ ክንደይ ሰብ እዩ ዝርከብ
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@S.revolution
@S.revolution 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 4 ай бұрын
Miskin kolan weladin is heartbreaking. In my opinion, the little girl's history should be published in English and who knows, she can be found ❤.
@Keren11
@Keren11 4 ай бұрын
😢😢😢
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 4 ай бұрын
Merhaba deqe erey libika zetnkef eyu hezeb eritrea lehlef sheger menm zexewro aykonen bisla dequ ka qeyehaten xelemten kefil nasentu rekbu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🤴
@luwamnatey245
@luwamnatey245 4 ай бұрын
🇪🇷❤
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 4 ай бұрын
ካብ መጽሓፍ ግፍዒ ኣንቢበያ ኔረ። ሕጂ ካኣ ሰሚዐያ። ብሓቂ ዘሕዝን ዛንታ። ምኒስትሪ ዜና ግን ነቲ ኣብ ኣሜርካ ኣሎ ዝተባህለ ሰብ ንምርካቡ ኣይምተጸገምኩምን ኢለ ይሓስብ።
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@zetawbrhane5652
@zetawbrhane5652 4 ай бұрын
❤❤❤👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏
@teweldemehari7056
@teweldemehari7056 4 ай бұрын
😢zantana!
@baqr4383
@baqr4383 4 ай бұрын
L❤❤❤
@TeameYehdegoHidray
@TeameYehdegoHidray 4 ай бұрын
@salitiy
@salitiy 4 ай бұрын
አዋይ ኣነ ህዝበይ ምዓረይ 😢😢😢😢ኣባይኩም ይንደድ. እዞም ምስ ኢቶፕያውያን ተደናገጹ ዘለኩም ዘለኩም እዚ ኢዩ ታሪኩም በጃኹም ካብዚኦም እንታይ ትጽበዩ? ኖ በልዎም እዚኦም
@angesomghebrengus6995
@angesomghebrengus6995 4 ай бұрын
It is really a sad story! ህዝቢ ኤርትራ በዞም ንመሬትቱን ርስቱን ንምግባት ካብ ሽዋ ዚዘመቱ ጁጅማጁጅ፡ ''ኤርትራ መሬታምበር ህዝባ ኣየድልየናንዩ'' ዝብሉ እዚኩሉ ግፍዕን መከራን ወሪድዎ ክነሱ፡ ነቶም ክህልቕዎን፡ ንብረቱ ክራስዩን መርየቱ ክግብቱን ዝወፈሩ ኣብ ዓውደ ኲናት ብምምራኽ ሰብኣዊ ርህራሀ ብዝመልኦ ኣገባብ ብምሓዝ፡ ድሕሪ ናጽነት ምሕረት ገይሩ ብሰላም ናብ ዓዶም እኳእንተኣፋነዎም፡ ደም ዘይጸግቡ ገበትቲ ስርዓታት ኢትዮጵያ ግን ሕጂ'ውን እንተኾነ ገና ካብ ጌግኦም ኣይተማህሩን ዘለው። ህዝቢ ኤርትራ ግን ፈሪሃ ረቢ/እግዚኣቢሄር ዘለዎ በዓል ዓቢ ልቦና ስለዝኾነ፡ ንኹሉ ብናይ ቀረባን ርሑቕን ጎረቤት ኣንጻሩ ንዝእለሙ ሸርሕታትን ተንኮላትን ወትሩ ብዓወት መሰስ ኢሉ ኢዩ ዝሰግሮ። ኣስተውዕል ንኡሰይ! እቶም ትማሊ እምቢ ንመግዛእቲ ብምባል ኣንጻር ሓያላን ገጢሞም፡ ንመግዛእቲ ካብ ሱሩ ሓግሕጊጎም ነበረያ ነበረ ዝገበሩ ኣቦታትካን ኣያታትካን፡ እቲ በዛ ወዛል ጎረቤት ኣብ ልዕሊ ሓላል ህዝብኻ ዝወረደ ኣስካሕካሒ ግፍዒ'ውን ሰኒዶም ወግሐ ጸብሐ የዘንትዉልካ ኣለዉ፡ ስለዚ ካብዞም ኣሕዋት ኢና እና እናበሉ ኣብ ዝባንካ ረመጽ ሓዊ ክኽስክሱልካ ዝሓስቡ ዘለዉ ሰራማት ጎረቤት ተጠንቀቕ። የቐንየልና ሓውና ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ።
@elisahaile7799
@elisahaile7799 4 ай бұрын
Yes yes yes Hiyab Suwatna 💯💯🇪🇷💯🇪🇷
@niey-z9g
@niey-z9g 4 ай бұрын
Thanks.I was wondering if there is any records left from the hospital that treated her at that time?I’m just checking.good luck 🍀
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 4 ай бұрын
Ewy kebdka zebli zanta egzabhier amlak be hiwet alku tebl yegbra🫶🫶🫶🫶🫶🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💔💔💔
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@Tdg3033
@Tdg3033 4 ай бұрын
Betarike zemlet hager adey 🇪🇷 Amlak selam yewrdlna 🙏
@Michyem
@Michyem 4 ай бұрын
Dear Efrem, sad story. But it would help for our bro&sis in Germany 🇩🇪 to find her if you could write all the names on the document in Latin as it is written on the paper.
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 4 ай бұрын
I agree with you.
@selamyezdeli
@selamyezdeli 4 ай бұрын
Ya b megedi juliya Leischik trakb sebyti ala ykeal eyu
@melodinamagdalinastrahl2532
@melodinamagdalinastrahl2532 4 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@AsmeretEstifanos
@AsmeretEstifanos 4 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@MunaMuni-d5k
@MunaMuni-d5k 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😭😭 ኣሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 5:22
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 4 ай бұрын
Merhaba Deki erey bsenqi Megzahti dergi kulu hzbi Eritreas bsenqi gfatat xelai hzbnan aditatna zakl bzuh gfatat tefeximu eu adetat atbaten khreda abotat bsenselet ab gereb kntltelu aditatna bhawi kqaxl debternbrai wnayrkebon eu deki erey gfatat dergn sabtun🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷
@edenpazom9452
@edenpazom9452 4 ай бұрын
እዛ ብዳ ሓሳድ ጎሮቢትችነ ከቢድ በሰላ እዮ ገዲፊልና ሳላ ሐያል መሪሕን ህዝብን መኪትናዮ እንሽኣላህ ምስ ውላድኩም የራክብኩም ቤተሰብ ኤሪትራና 🇪🇷🇪🇷🌹🌹
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 4 ай бұрын
@@edenpazom9452 ..እሂ እሞኸ መን ትብሃሊ ኣቲ ጋንየን ልሕኹክ ሙላቅ ኮንዶም፡ ኣቲ ሓካኪ ሓጻቢ ላሓሲ ምጥሪ መአኮር፡ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ሓዱሽ ANIMAL, ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶ፡ ብኣምሳል ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠረ፡ ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ብሽም ድያብሎስ ዝተጠመቀ ዝተለኸፈ ዝተበኸለ፡ ብሓይማኖታዊ ጸወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ለይቲ ቀትሪ ብኣፉ ብመአኮሩ ዝዉገር፡ ኣቡ ብኣፉ ወጊሩ ዝገደፎ ንዲኡ ዝረዉእ ፍሉል፡ ኣቲ ሓቐኛ ሓይማኖታዊ ጥምባም ነዉራማት ሩጉማት ድኹማት ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ዓጋመ ዝብሃል ደመ ኸልቢ ፍጥረት ድያብሎስ። ምሳኹም ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ ትግራይ ጌና ዘይተወራረደ ብዙሕ ሕሳብ ኣለና።
@michaelgebru2642
@michaelgebru2642 4 ай бұрын
Xebuq medeb qexilo mebzahtu tiqirbwo mdb mahari eyu
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 4 ай бұрын
Zesdemim tarikiyu ni kaleay giziye semiya aleku.
@sdsd3951
@sdsd3951 4 ай бұрын
Ethiopea ab hizbi eritrea kitezentiwo zesdemim eyou abana zewrediwon sigab hiji keman kab dem eritreawian zeyxegbu bejakum neza ethiopea tibahal kedamin waga kemtifide nixar
@harnetnashih3766
@harnetnashih3766 4 ай бұрын
🥲🥲😘
@goitomwedi-ce8ld
@goitomwedi-ce8ld 3 ай бұрын
B melke video and b english entetrgom xbuq geru eta nay qedem seli tetzrgah ka nxur haterieta mkone
@kinenahabena1172
@kinenahabena1172 4 ай бұрын
Una gin gzie Haileslassie ab 71,72 iya tedemsisa
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 4 ай бұрын
ሰላም ኤፍሬም እዛ ፕሮግራም ብድጋሚ ኢኻ ተቅርባ ዘለኻ ክሳብ ሕጂ ደለየ የለን? አብታ ከተማ ዝቅመጡ ኤርትራውያን እንድሕር ተገዲሶም ናይቶም ዝወሰድዋ ሰብአይን ሰበይቲ ናይ ወዶም ሽም እንተሓልዩውን ንምርካብ ብጣዕሚ ምሓገዘ
@kinenahabena1172
@kinenahabena1172 4 ай бұрын
Ezom neashtu ekul poletikawi tmhrti ayrekebun
@ማዕተበይአይበትኽ
@ማዕተበይአይበትኽ 4 ай бұрын
ሕቶ ፣ ካብ ኢትዮጵያ እንታይ ኢና ከሲብና??? ብሰንኮም ክሳብ ሕጂ ደም ሰብ ከፊልና እሞኸአ ሰብ ብሰቡ ኤርትራውያን በጃኹም ሃገርናን ህዝብናን ነፍቅር ። ነብስናሞ አብዛ ህሞት ነእትዋ እንታይ ይስምዓና ። ዋላ ንዘልአለም ምስ ኢትዮጵያ ዕርቂ አይሃሉ ።።።
@edenpazom9452
@edenpazom9452 4 ай бұрын
ጎሮቢትኪ ሐዊ እዳነደደ ክትድቅስ አይኮአልን ፊቲናዮም ኮና አይ ኮነን ምስ እቲ ዝገብርዋ ንዓና አመት ዳጸለወ አሽጊርና በር አነስ ዋላ 24ሳዓት ዝፊልሕ ካርታመ ጊርና ዶብና እተ ዝሐጽሮ ከመይ ልበይ መዕረፊ ምክናቱ ሕስድናን ዘይናትካ ምጥማት መድሐንቶም ክሳብ ኮነ ክዕረዮ ዝክእል ሕብረተሰብ የብለምን ።
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 ай бұрын
ግዛእቲ ኢትዮጽያስ ካብ ግጽ ምድሪ ትጠፍኡ ትኮኑ ህዝብኩሙን መሬትኩም 😢😢😢 ።
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 4 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@galaxy7056
@galaxy7056 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Aman80770
@Aman80770 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.