No video

EMNA1 እታ ጸላም ኮኾብ ተጋዳሊት ድምጻዊት ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 9,973

EMNA 1

EMNA 1

Ай бұрын

EMNA1 እታ ጸላም - ኮኾብ ተጋዳሊት ድምጻዊት ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 68
@user-cs8jb6wu8o
@user-cs8jb6wu8o Ай бұрын
ዘዕበየና ድምጺ ደርፊ ፋጥማ ሱሌማን(ጋል ሱሌማን)ልልይቲ ዘይትምኖ ድምጻዊት ምኻን ኩሎም ድምጻውያና ሓደ ካብቲ ሓደ መፍለዪ ኣይርከቦምንዩ፡ ነመስገንኩም ንኾርዕ ንሕበን ከኣ!ክብሪ ይሃብኩም፡ነቶም ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን፡ነቶም ዝሓለፉ ከኣ ሰላማዊ ዕረፍቲ መንግስተ ሰማያት ንምነየሎም!
@yeshidejen4770
@yeshidejen4770 Ай бұрын
Thank you Mr.Ephrem Gide 🦾🇪🇷❤️
@eden5009
@eden5009 Ай бұрын
ፋጥና ጅግና፤ ወትሩ ምስጋና ይብጻሕካ ኤፍሬም ሓወይ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetbariagaber5959
@hiwetbariagaber5959 Ай бұрын
We love your voice! Keep singing
@Aman80770
@Aman80770 Ай бұрын
ፉጡማ ❤ ጅግና ኤሪትራዊት ❤❤❤❤❤❤
@Robi-94
@Robi-94 Ай бұрын
እዛ ስእሊ ብረት ሒዛ ፍልስጤም ኣብ ርእሳ ጌራ ዘላ ስእሊ ኣብ screen telephone ናተይ ንሳ ኢያ ዘላ ብጣዕሚ ትምስጠኒ ስእሊ ኢያ መልክዓ ጽባቂኣ እዚኣስ ንበረኻ እዚኣስ ንጥይት ኢለ ኢየ ዝሓስብ ግን ብሂወት ከምዘላ ነጊሮሙኒ ኔሮም ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ጅግና ፈጣሪት ሃገር ብቅልጽማ መንዚዓ ናጽነት ኣብ ኢዳ ሒዛታ ዝመጸት መግለጺ ዘይብላ ዋዕሮ ኢያ 🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Ай бұрын
Edman tenane nklukume daki Gaganu ❤❤❤❤❤❤
@diesundiesun5788
@diesundiesun5788 Ай бұрын
Fatima gigna🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
@user-bq6up7cv3q
@user-bq6up7cv3q Ай бұрын
Betame yi des teblene tarkhawet gol ery
@user-tz3hp7wn5s
@user-tz3hp7wn5s Ай бұрын
Gual Ereyyy jegena ❤🎉❤🎉❤
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏✊✊✊👍👍❤️❤️✅✅✅🌺🌺
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Ай бұрын
Jeganu🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hahannj7019
@hahannj7019 Ай бұрын
Yesyes❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k Ай бұрын
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏👌👌👌👑👑👑🎇🎇🎇
@habtomissak3967
@habtomissak3967 Ай бұрын
Egziabher Edmen Tienan yhabki
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 Ай бұрын
Fatuma Suleman ❤️❤️❤️👍👍
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 Ай бұрын
Welcome EMNA
@asefawmehari4228
@asefawmehari4228 Ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷
@mohammedatta236
@mohammedatta236 Ай бұрын
❤🎉❤🎉like like 👍 ❤❤🎉keep it is good my brother ❤❤❤🎉
@wedikeshi5322
@wedikeshi5322 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 Ай бұрын
🐪🇪🇷❤🙏✊
@goitommeles4000
@goitommeles4000 Ай бұрын
We love you Fatna ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
ፊጡ አዴና ምቅልልቲ ዕድመን ጥዕና ያሀብኪ አብ ዋታ ሀገር ብዓይንና ምስ ራአናኪ ተሐጊስና ኤፊሪም ሐውና ከኣ የቀኒልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷ዘይ ድገሙ ጀጋኑ ሀገረይ ሰሰኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Weldezghi
@Weldezghi Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GebremariamTesfamariam-yx3fu
@GebremariamTesfamariam-yx3fu Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@munaabdu5084
@munaabdu5084 Ай бұрын
Merhaba wedi eryyyyyyy 🇪🇷 🙏 🇪🇷🙏🇪🇷👈🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👈
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey Ай бұрын
Merheba deki Erey maarey, enkoa natey konkum, jeganu Aewet zidirarom firhet Egizabihar senay sirah!!!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕🌹🌹🌹✅✅✅👌👌👌
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
Wellcome❤
@galaxy7056
@galaxy7056 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoditestifanos6259
@yoditestifanos6259 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditestifanos6259
@yoditestifanos6259 Ай бұрын
🙏🏾🌷❤❤❤
@mehari_ffm
@mehari_ffm Ай бұрын
👍💪🙏❤️
@Aman80770
@Aman80770 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 Ай бұрын
ሰላም ደቂ ሓላል መሬት እግዚኣብሄር ህዝብናን ሃገርናን መንግስትናን ይሓልወልና❤❤❤❤❤❤❤
@zewdemebrahtu
@zewdemebrahtu Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@JacobNayadina
@JacobNayadina Ай бұрын
❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Ай бұрын
ፋጥና እታ ካብ ንእስነተይ ደርፋ እናስተማቐክዎ ዝዓበኹ ብሉጽቲ ደራፊት፡ እንቋዕ ታርኽኪ ክሰምዕ ኣብቅዓኒ ፋጡም። ኣብ ናይ ኣከድጃ ኣድም ዝገበረቶ ኣበርክቶ መርኣያ ብጻይነት ብግብሪ ኣርእያትና። ንበር ክበሪ፡ ኮኾብ ናይ ከውኽብቲ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Ead77
@Ead77 Ай бұрын
Eray star 🌟 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟.
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey Ай бұрын
Ab Hiwetey zehibeelu enite heliyu Erritreawit bi mukaney tiray 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕🌹🌹🌹✅✅✅👌👌👌Temesgen Fetariy!!!
@esmailhussen-l9e
@esmailhussen-l9e Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💍💍💍
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 Ай бұрын
❤❤🎉🎉
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 Ай бұрын
ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Ай бұрын
Welcome Deqi Erey 🇪🇷💪🇪🇷💪🥰
@zaidghidey569
@zaidghidey569 Ай бұрын
Perogerahmkum betahmiey xebke eiuoy kexlluo
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪❤️🇪🇷🇪🇷
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
Welcome wedi Eriyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@Metkel-p3k
@Metkel-p3k Ай бұрын
ስለም አ ፍ ር ም ስ ብ ም ት ክ ል ❤️❤️❤️❤️
@m.t6772
@m.t6772 Ай бұрын
ሕጂ ሊላይ ወዲ ሰብ ብህይወቱ ከሎ ከተዘንትወሉ ከሎኻ ኢዩ ሰናይ።
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zaidghidey569
@zaidghidey569 Ай бұрын
Tesmiwo dexgeb naiey Fatma derfiey ehdemn tehnann jahbah
@naemawolelu6242
@naemawolelu6242 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
ኹሉ ኤርትራዊ ተጋዳላይ ሓርነት ንኹላትና ኤርትራውያን ሓርነትናን ንመንነትናን ክህበና ዝተቓለሱ ጀጋኑናን ሰማእታትናን በቲ ዝገበርዎን ዝሰውእዎን ኩሉ ነገርና ዝደምቁ ከዋኽብትና እዮም፣ ኩሉ ድማ ንዕኦም ዕዳ ኣሎና:: 💫🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯💫
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Ай бұрын
ኩሎም ተጋደልቲ ዘይስገር ሰጊሮም ዓለም ኣይካኣልን ኢዩ ኣይከውንን ኢዩ ዝበለቶ ብታኣምር ኩዉን ገይሮም ንዓለም ኣገሪሞም ልዕላውነት ኤሪትራ ኣረጋጊጾም ንኤሪትራ ሓንቲ ኣባል ናይተን ሕቡራት ሃገራት ዓለም ገይሮም ኤሪትራ ማዕሪኤን ተድምጽ ሃገር ገይሮማ :: እንታይ እሞ :: እዚ ኩሉ ንዓለም ዘገረመ ጅግንነት ብሓደ ጠላም ከዳዕ ተበላጺ ውልቀ ሰብ ተመንዚዑ ኤሪትራ መግዛእቲ ናይ ሓደ ጃጃዊ በላዕ ሰብ ኮይና ህዝባ ናብ ባርነት ተቐይሩ ኣብ ባርነት ይነብር ኣሎ :: ፈራሕ ዝጃጀወ ሰብ ከም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ሰብ ዝቐትል :: ብነብሱ ዝተኣማመን ሰብ ኣይቀትልን ኢዩ :: ንሱ እንታይ ኢዩ ዝብል ሓሳብ እንተ ኣልይካ ናዓ ብሓሳባት ግጠመኒ ኢዩ ዝብለካ እምበር ምቕታል ናይ ፈራሓት ስለ ዝኾነ ስለ ዝፈልጥ ከም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣይቀትል ኢዩ :: ናጻ ኢኻ ብዘይ ፍርሒ ናዓ ብሓሳብ ግጠመኒ ኢዩ ዝብለካ :: ከምቲ ብርሃነ ኣብረሀ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝበልኦ :: ሓቂ መራር ኢያ ግን ዋላ ካብ ዕረ ትምረር እቲ ሓቂ ንሱ ስለ ዝኾነ ፈቲኹም ጸሊእኩም እንዳመረረትኩም ዓይንኹም ዓሚትኩም ተጸሚምኩም ዋሓጡዋ :: ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 Ай бұрын
ኣቶ ኤፍሬም ነቲ ብስዉእ ኢሰያስ ጸጋይ ዝተጻሕፈ ብቕራብካ የመስግን። ግን ሕጂ ኣበይ ኣላ፣ እንታይ ከ ኣጋጢምዋ ብዘይ ምቕራብካ፣ ንታሪኽ ጓል ሲሌማን ኣህሲስካዮ እምበር ኣይኮላዕካዮን ክብል ይደፍር።
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we Ай бұрын
ነታ ንእስነታ ከፊላ ነጻ ዘውጻኣታ ሃገር ገዲፋ ንምንታይ ሕጂ ኣብ ስደት ትነብር ኣላ? Be A men Answer the quesiotn.
@Hzbawit
@Hzbawit Ай бұрын
I guess, us a human… We’re free to live where We want⏰📚✍🏾🚵🏾🌴👩🏽‍💻💃🕺🏽 & don’t forget… human are Nomades🐪
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we Ай бұрын
@@Hzbawit እዚ ትብልዮ ዘለኺ ሓቒ ኣይኮነን። ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ህጻን ቕልዓ ዶብ ክትሰግሪ ሓሲብኪ ተባሂላ ዶ ከይኮነት ቑልዕነታ ኣብ ማእስ3ርቲ ወዲኣቶ ዝተረፈ ንእስነታ ተሕልፎ ኣላ ክሳዕ ስርዓት ህግደፍ ዘሎ ዝተረፈ ዕድሚኣ ከተሕልፎ እያ። ግን ንዘለኣለም ዝነብር ስርዓት ስለ ዘየለ ተስፋ ንገብርር ከቓላጥፈላ። እታሰብ ኣብ ድላዩ ክኸይድ ነጻ እዩ ዝበልክዮ ኣነ ውን ይሳማማዓሉ እየ ኣብ ኤሪትራ ግን ኮሙኡ ኣይኮነን እንኳንዶ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ካብሓንቲ ኣንጎሎ ናብ ሓንቲ ኣንጎሎ መንቐሳቐሲ ከይትሓተትካ ኣይትብበጽሕን። ኤሪትራዊ ካብ ሃገሩ ነጻ ኮይኑ ክወጽእ ዝኽእል ኮይኑ ትኬቱ ጨሪሙ ኣይሮፕናሉ ገይሩ ዘይወጽእ እንታይ ኣለዎ ብዘይ ፈልጦ እሞ ውሕስና ዘይብሉ ሳሃራታትን ባሕሪ ሊብያታትን ገይሩ ክወጽእ ገንዘቡ ናብ ኣሰገርቲ ዘጥፍእ እቲ ናብ ኣስገርቲ ዘጥፍኦ ገንዘቡ ክንዲ 10 ፕለን ቲከት ይኸውን ብሕጊ እንተ ዝወጽእ። ክንድየናይ ደጋፊት ናይቲ ሰርዓት ኩኒ ብሓሶት ከተጸብቕዮ ኣይትፈትኒ። Action speak Loud then word.
@Hzbawit
@Hzbawit Ай бұрын
@@FusumGermay-uk5we Sometimes I try to avoid being emotional, & it actually helps me focus to see things that’re more factual. « Of course I have feelings». My opinion that I had written are about the view of humanity. This means, most often, We don’t need to describe things as part of the policy. It’ s OK to disagree🤝
@user-ch4fm1dw9y
@user-ch4fm1dw9y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН
Советы на всё лето 4 @postworkllc
00:23
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
Schoolboy Runaway в реальной жизни🤣@onLI_gAmeS
00:31
МишАня
Рет қаралды 1,6 МЛН
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 19 МЛН
ኣለቬደርቺ  ትግራይ !!!
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 1,9 М.
ስውእቲ ምንያ ክብሮም ዛግር 10ይ ርእሳ ኣብ ሰውራ
23:57
ዛንታ  ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ
42:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 358 М.
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН