EMNA1 "ታሻዓይ ርእሰይ ናብ ሜዳ ወጺእና፡ ኣርባዕተ ኣሕዋተይ ሞባእ ሃገር ኮይኖም" ሓብቲ ኣርባዕተ ስውኣት ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 20,108

EMNA 1

EMNA 1

Күн бұрын

EMNA1 "ታሻዓይ ርእሰይ ናብ ሜዳ ወጺእና፡ ኣርባዕተ ኣሕዋተይ ሞባእ ሃገር ኮይኖም" ሓብቲ ኣርባዕተ ስውኣት ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistoryandculture #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 131
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 Ай бұрын
Thank you EFREM! Eritrea ከም ዓይኒ ቢሌን ክንሕልዋ ኣለና። ዓወት ንሐፋሽ።
@user-li3rx4oh9b
@user-li3rx4oh9b Ай бұрын
ኣየወ ታሪኽ ህዝብ ኤርትራ ክንደይ ኢልካ'ሞ ክትጽብጽቦ !!! ህዝብ ኤርትራ ጻምኡ ካብ ደቁ ይርከቦ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb Ай бұрын
ከምዚ ዓይነት መስተንክር ታሪኽ ብጣዕሚ ተንካፊ ንብዓተይ ኣይተቆጻጸርኩዎን ሳላ ጀጋኑና አዛ መሬት ኤርትራ ነስተማቕራ ኣለና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኤፍረም ሓውና ብጣዕሚ ትምስገን ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ከተዘንትወልና ንጽበ።
@zetawbrhane5652
@zetawbrhane5652 Ай бұрын
🙏🙏🙏💖💖💖👍👍👍👑👑👑
@143Beti-sp9xj
@143Beti-sp9xj Ай бұрын
🙏🩸🌍🇪🇷🌍🩸🙏
@abebaderar8298
@abebaderar8298 Ай бұрын
ናይ ኤርትራውያን ጀግንነትሲ መግለጺ የብለይን አጆኹም እቲ ኹሉ ሽግርና አብቂዑ ጸሐይና በሪቃ እያ እሞ ጻማኹም ትሐፍሉ ጊዜ አኺሉ እዩ ❤
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 Ай бұрын
🇪🇷🙏🏽❤️💖❤️🐪🐪🐪ጀጋኑ ተጋደልቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና 🇪🇷
@tirhasghebremariam4122
@tirhasghebremariam4122 Ай бұрын
ዘልአልማዊ ክብርን ዝክሪን ንሰማታትና ዓወት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
መግለጺ ዘይብሉ ጀግንነት ኤሪትራዋን ኢፊ ሐውና የቀኒልና ንትገብሮ ዘለካ ዕድመን ጥዕና ያሀብካ🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማታት ሀገረና ።
@fithawitteame9369
@fithawitteame9369 Ай бұрын
ብዘይ ሃገር የሎን ክብረት ❤❤❤❤❤
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 Ай бұрын
መግለጺ ዘይርከቦ ጅግንነት ኤርትራውያን። ብልቢ ነመስግነኩም❤❤
@teweldeshiker1707
@teweldeshiker1707 Ай бұрын
Eritrea forever , we stand with our country .
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ስለ እዛ ቅድስት ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝሓለፍ ኣያታትናን ኣቦታትናን ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KflaySbhatu-nr4xr
@KflaySbhatu-nr4xr Ай бұрын
ከብረን መጎስን ንስወአተና ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ታሪኽ ምዕራፍ ሓፍትና ከኣ ናይ ሰመረ ሓውና ናይ ብሓቂ ለባም ሰመረ ሓወይ ኣብታ ምውቅቲ ዓድና ምስ መላእ ስድራቤትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡
@143Beti-sp9xj
@143Beti-sp9xj Ай бұрын
🙏🩸❤️🩸🙏
@Issunselam-bt1xk
@Issunselam-bt1xk Ай бұрын
ስድራቤት በርሀ ምስ በዓልቲ ቤትካ ሰላም ንዓካ ን ኤፍሬም ኣዝዩ ዓቢ ምስጋና
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 Ай бұрын
የቀንየልና ኤፍሬም ሐውና 🙏❤️🌹🇪🇷💪🇪🇷❤️
@Sunflower-nd3ix
@Sunflower-nd3ix Ай бұрын
Merhab jeganu berhan gexome betame nemesegeneku jeganu Edemen thenan yehabk 😍😍😍🥰🥰🥰💐💐💐🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌹🌹🌹Awete Nehafash
@aruaki4454
@aruaki4454 Ай бұрын
ሳላክን ሳላ ኩቡር ማህጸንክን እዩ ኣዴታትና ሃገር ወኒንና መንነትና ዘውሓስና
@143Beti-sp9xj
@143Beti-sp9xj Ай бұрын
🩸🇪🇷💪🏾🇪🇷🩸
@mehretnegusse8569
@mehretnegusse8569 Ай бұрын
❤ very touching family ❤.
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 Ай бұрын
ካብቶም ስድራ መንግስ (ጎምጺጽ) ኣብ ዒላባቡ ብሓደ እንከለና ኣብ ኤምዳድ ተመዲቡ እንዳሰርሐ እንከሎ ኢየ ዝፈልጢ። ህዱእ ጎይታ ጠባይ ዓቃል ኢዩ። ኩሎም ስድራ ካብ ምዕራፍ ጀሚርካ ሓደ ከምዝኾኑ ንምግማቱ ኣየሸግርን። መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት❤❤❤። ዝተረፍኩም ኣባላት ስድራ ዕድመ ይሃብኩም።
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 17 күн бұрын
ጀጋኑ ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ ካብ ነንሕድሕድ ዝሓለፈ ጅግንነት ዘገርም ኢዩ፣ ክብረት ይሃበልና ኤፋር❤❤❤❤❤
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 16 күн бұрын
የቐንየልና ኤፋር ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ባሓቂ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🕌🇪🇷⛪️🇪🇷❤️💪💪💪💪💪
@TekleweiMebrahtu
@TekleweiMebrahtu Ай бұрын
ማማ ምዕራፍ እድመን ትዕናን ይሃብክን ፈታሪ። ሓዉና ጋዘጠኛ እፍርዮም ግደ ድማ ብጣዕሚ ነመስግነካ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ ❤❤❤❤
@143Beti-sp9xj
@143Beti-sp9xj Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@habtom7889
@habtom7889 Ай бұрын
ብጽንዓት ዝሓለፉ ሰማእታትና ጽኑዓት ስድራ ከኣ ሓዲጎምልና።ሓበንና ኢኹም እሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።ሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ኩሎም ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ሓርነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ኩሉ መስዋእትን ጽንዓትን!! ኩሉ ድማ ንዓኣቶም ዕዳ ኣለና።✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
@WediGumit
@WediGumit Ай бұрын
ሳላም ሰላም እፍሬማ ግደ የቀንየልና
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኤፍሬም ግደ ሓውና የቀንየልና ነዚ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ክንፈልጥ ተገብሮ ዘለኻ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ቀጽሎ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🍀🍀🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና።
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 Ай бұрын
❤❤❤❤❤ Eza hager ab nefsi wekef meret ntab nay eritrawi dem alewa beja hager zwedeku hager natsnet awtsiom eta zeytdgem hiwetomn akalomn kefilom nynatsnet tnfas nkenetenefs nhna Ertrawiyan kbrn mogosn nswaatna❤🇪🇷🇪🇷 ezi tgebrwo zelekum tarik ksned b tami meksenat jeganu deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
Nai behaki!!
@user-mw4th4yb9h
@user-mw4th4yb9h Ай бұрын
ከብድና ከም ገለ ጌርና ከይንበኪ ንጅጋኑና ሰለዘይብከዮም መልእና ከይንሕበን ሐበን ምጽዋር ስኢናዮ ህዝብ ኤርትራ ብገዛእ መሬቱ ነዚ ከብዲ መስዋኢቲን ስንኽልናን ከፍሉ ከምዚ ናይዞም ንሰምዖም ዘለና ክቡራት ወለዲ ብርሃን ናጽነት አተንፍሶም ነዚ ኩሉ ታርኽ ዘዘንተውልና ኻብ ❤ ልበይ የመስግንን ይኮርዒን ከሚኡ ውን ኽቡር ጋዜጠኛ ኤፍረም ግደ ከጻሊ ታርኽ ሃገርና ክንስሚዕን ክንማሃር ብትገብሮ መደብ ናዓካ ውን ኻብ❤ ልበይ ይመስግነኻ ንኩሉኹም ኻአ አብ ስራሕኩም አሳሊጦ አብ ህወትኹም ጥዕና ይምነ ንመላእ ህዝብ ኤርትራ ኻአ ሰናይ ክራማት ይምነ
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 Ай бұрын
መርሓባ ኤፍሬም ግደ ማህደር ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
@asmeretgurja9696
@asmeretgurja9696 Ай бұрын
ጋዜጠኛ ኤምሮም ግደ ብትገብሮ ዘለኻ አስተዋጽእ ንዓና ንኤርትራውያን ኸየመስጎንካ ን አድንቆት አለኒ እንዃዕ ኤርትራዉት ገበረኒ ንአምላኽ የመስግና ዕድመን ጥዕና ይብልካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✝️☪️🌹🌹👍
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ኤፍረም ሓውና💞🇪🇷በዚ ተቅርበልና ታሪኽ ብልቢ ነመስግን ነዞም ጀጋኑ የሕዋትና ድማ ዕድመን ጥዕና ይምነየሎም ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷🌹🥀💝
@Tewelde-pk6ll
@Tewelde-pk6ll Ай бұрын
ሓቅኺ ክቡርቲ ማማ ኩሉ ድሕሪ ወላዲ ኢዩ።
@bizenmengstab3350
@bizenmengstab3350 Ай бұрын
Efrom hawuna nemsgneka ykeniyelna kibri yhabka🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mohammedatta236
@mohammedatta236 Ай бұрын
❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job ❤🎉❤🎉❤
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey Ай бұрын
Kemey dikum mekisen, enkoa Ertireawit konku. Temesgen Fetariy!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹✅✅✅🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@wegz7962
@wegz7962 Ай бұрын
Thank you Efrem ❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@bizenmengstab3350
@bizenmengstab3350 Ай бұрын
Mirafey shikor wahale wereja idmen tiinan yhabki ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@wediselie7897
@wediselie7897 Ай бұрын
ኣደይ ማዓረይ ሰላምኪ ይብዝሓለይ ❤❤❤
@amatekamine2190
@amatekamine2190 Ай бұрын
Ephrem jigna yeberber eti zekonzu Tarikna! Thank you for your great work.
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 Ай бұрын
ሻዕቢያዊ ክብርታት ሕድሪ መትከል ውድብ ንቅሓት ቃልሲ ዓወት ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey Ай бұрын
Wedi Erey maarey, enkoa natey konkum desssssss zebil Efiream jegana aeb bota bota ainidakedka tarikina kinfolito zigeberka yemesgineka!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕🌹🌹🌹✅✅✅✅
@erishukor7229
@erishukor7229 Ай бұрын
Selam selam, thank you gde hawna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Ай бұрын
የቀንየልና ጋዜጠኛ ኤፍሬም ጊደ እቲ ተቅርቦ ዘለኻ ታሪኽ ሰሐስብን መሀርን እዩ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🙏🌺🌴🙏🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌺🌴🌴🙏🌹🇪🇷🇪🇷🌹🕌💒🕌🇪🇷🌹🙏🌺🌴🌿👍✅🌳🌱🍀👍☘️🍀❤️🍾🇪🇷🌹💒🌹🇪🇷🙏🌺
@gezachnteklegeshu9158
@gezachnteklegeshu9158 Ай бұрын
Eway tarik Eza kibrti hager ezom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@grmaytekle1007
@grmaytekle1007 Ай бұрын
ኣጀካ ጅግና
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 Ай бұрын
ማይ ጋይላ (ተኽለ ዓጋባ)ዝይቡሉ ቓልሲ ክም ጭው ዝይብሉ ጸብሒ እዪ
@tedroshdray6061
@tedroshdray6061 Ай бұрын
Merhaba deki halal meret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 Ай бұрын
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
@dl4055
@dl4055 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤ eru hagery ezi kulu naki eyu halifu mekera,zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna ,
@kisanet4715
@kisanet4715 Ай бұрын
ኣየ ጅግንነት ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 Ай бұрын
Viva Eri ❤ 🎉 291 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊🙏🙏🌺❤️👍✅❤️❤️👍👍✅✅Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷
@FilmonWoldu-xu3fr
@FilmonWoldu-xu3fr Ай бұрын
Wotru hagereyan hazbeyn mesbelku eye mknatu dekazom jeganu sle zkonko 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏tarik anber sga aynebaran eyu suwuatna kea wetru ab lbna ❤❤❤
@HareguWolderufael
@HareguWolderufael Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no Ай бұрын
ኢዚ ኹሉ ዝደመናዮን ግዜና ኾንቱ ዝሐለፈ ነዛ ጠላም ኸዳዕ ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገር ፋሕፋሕ አብ ምባላ ሰሪሕናን ደኺምናን ኢንተንኸውን ምሐሸና ኔሩ መዋኢልና በዛ ወጃብ ገፈጥ ዝኾነት ሃገር ኽንሳቀ አይኾናን
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Ай бұрын
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 Ай бұрын
Kemey zelwom werazuyat zkonu sdra yom Amlak odmen thonan ymneyelkum 🎉🎉🎉🎉🎉
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
@Hagere214
@Hagere214 Ай бұрын
ጀጋኑ: ደቅናን: አቦታትና: ዝከፈሉዎ: ሂወት: ኩሉ: ኢርትራዊ: አምባሳደር: አዱ: ክከዉን: ናይግድን: ኢዮ: 🇪🇷🇪🇷
@liyonllllllll9324
@liyonllllllll9324 Ай бұрын
Hagre smeti🎉❤
@user-jv5dq9rd9s
@user-jv5dq9rd9s 24 күн бұрын
Thanks Efi hawuna❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-oz8ik5fz3i
@user-oz8ik5fz3i Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 Ай бұрын
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
@143Beti-sp9xj
@143Beti-sp9xj Ай бұрын
ሰላም ኣብ ዘለካዮ ኣቶ እፍሬም ግደ ምስ እቶም ካልኣይ ዘይብሎም ኣብ ዓለም ክብራት ስድራይ መጀመርታ ስለ ኩሉ ነገር ኣዝየ ካብ ልቢ የመስግን❤። በዝ እትገብሮ ናይ ክቡራትን ጀጋኑ ህዝቢ ኤርትራ ጅግንነት ታሪክን እተቅርቦ ኣዚና ነመስግን። ኣዚ ዝገርም ነገር ኣብ ህዝቢ ኤትራውያን ጀጋኑ ኣሎ እቲ ናቶም ጅግንነት ዘይ ነግሩ ምካኖም እዩ።እዚ ኩሉ ዝሓለፈ ታሪኽ ዘዕለሉና እዞም ስድራ ኣብ ማእከሎም ዓቢና ኣይንፈልጦን እና። ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ እገብር እንበር ኣይፍክርን ክባሃል'ሲ ናይ ብሓቂ እዩ።ክቡራት ስድራ ኣብ ናብራ ጥራይ እባ ኣይኮንክምን ጀጋኑ ኣብ ኩሉ እኩም ጀጋኑ❤ ኣብ ዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን ክብራት ስድራይ። ኣቶ እፍሬም ግደ ካኣ በዚ እትገብሮ ዘለካ ናይ ጀጋኑ ህዝብና ታሪኽ ክንፈልጥን ክንዕቅብን ብእትገብሮ ዘለካ ኣብ ስራሓካ ኣሳልጦ, ዓወትን ኣብ ሂወትካ ጥዕና,ሰላም,ፍቅሪ ይምነየልካ። እንቃዓ ካባክም ክቡራት ስድራ ጀጋኑን ህዝቢ ኤርትራን ተፈጠርኩ🇪🇷 ወትሩ ሰማኣታትና ኣብ ልብና ኤርትራዊ ክብር መንነት🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@algaabraham3414
@algaabraham3414 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏾
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 Ай бұрын
Anbsaa hezbye 🇪🇷🌹🇪🇷💯💯💯💯👉👉👉🏆🏆💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@wedikeshi5322
@wedikeshi5322 Ай бұрын
💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Mehari2491
@Mehari2491 Ай бұрын
ብመስዋእቲ ሓፍታ ተረዲአ: ንምንታይ ተነጊርኪ ተባሂላ: አብ ልዕሊ ሓዘና ካልእ ሓዘን: መቅጻዕቲ!! አየ ገድሊ ገደል! ሰጥ ለጥ አቢሉ ብዲሲፕሊን ትኽ ዘዕብየካ! ርጉም ዘመን!
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 25 күн бұрын
Say Say ❤❤❤❤thanks God
@asmeretgurja9696
@asmeretgurja9696 Ай бұрын
Eritrea is for Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷❤️👍
@beynemehari5476
@beynemehari5476 Ай бұрын
Tgrem tray nay shabya jeganuu
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤
@user-pd4if5xz4x
@user-pd4if5xz4x Ай бұрын
Ezi zantas nay endabhgoy koynu yesmani😢haweboy dehri nasenet sele zetsewe 🇪🇷
@Seysey770
@Seysey770 Ай бұрын
yeqenyelna nsukum jeganu. Yehwat jeganu edmen tinan yhabum Amlak.
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 25 күн бұрын
Thanks ❤❤❤❤❤
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 Ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 Ай бұрын
ኤፍሬም እትሓቶ ትዝክሮ ዲካ:ድግምጋም ሕቶ ኮይኑ ምስቲ ዘዘንትውልካ ትከይድ የለካን :ንሰማዒ ኣሰልቻዊ ኮይኑ
@redbag3453
@redbag3453 Ай бұрын
*ኣቲ ሃላይ ሰበይቲ ፡ ንራሻይዳን ቀቢላን ከተድሕሚ ተቅሊስኪ፡ ደቂኺ ከዓን ኣብ ፈቀዶ ስደት በስላም ይዕምጹን ይሽየጡን ኣለዉ* 😢
@Hagere214
@Hagere214 Ай бұрын
Red bag ቀናእ: አጋመ: ጀግና: አደ: እያ: አይንኩም: ደም: ለቢሱ: ቡዳታት: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gwualasmara3141
@gwualasmara3141 20 күн бұрын
Way Ezi kulu tegadelkas blash betami eyu zehzen
@saba5749
@saba5749 20 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 Ай бұрын
💐👍❤
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 25 күн бұрын
Oh ❤❤❤
@user-yq2vp2yn6d
@user-yq2vp2yn6d Ай бұрын
🇪🇷🌿🇪🇷🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹♥️🇪🇷
@dawitberhe459
@dawitberhe459 Ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis Ай бұрын
Welcome back
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤️❤️❤️
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 Ай бұрын
Merhaba hafti Jeganu gal Erey Rgat habtey niJeganu Deki erey nisle Hagern hzbn kunr hiwetom zhabu zelalemawi kbrn mogosn nisematatna awet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@baqr4383
@baqr4383 Ай бұрын
❤❤❤jeganu
@ephraimtik920
@ephraimtik920 25 күн бұрын
*አቢ ጌጋ!!! ይተአርም!! ሞባእ ን ቤተ መቅደስ ዝውሃብ ዝሃሰር ገንዘብ አዴታት ኮብ መቀነትን ፈቲሄን ዝህብወ እዩ!! መስውእተ እቲ መእቀኒ ዘይብሉ ን ለኦላዊ ሃግር ናጽነት ኽብር ዝኽፈል እዩ!! ስለዚ በቲ ጉቡእ🎉መስወአቲ🎉 ዝብል ንጠቀም!! አወት ን ሃፍሽ!!
@almazmedhin5552
@almazmedhin5552 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉
@desale22
@desale22 Ай бұрын
❤❤❤
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@eyobamine3557
@eyobamine3557 25 күн бұрын
ኪዳነ ማእከልነት ሓይሊ ኮይኑ በ1972 ዝተሰለፈ ዳርጋ ካብቶም ቀዳሞት ተሰለፍቲ ደቂ ጸዓዘጋ ንብዙሓት ደቂ ዓዲ ዝጸለውዩ ካብቶም ምስኡ ዝተሰለፉ ሕብረት ዑ/ጋብር ተኽለብርሃን ተስፋ ኤልያስ ዳኒኤል ሰመረ ኣርኣያ ሃይለ ማእከለ ኣፍርቂ ገበረት ተወልደ ድራር ኔሮም እቲ ዘገርም ከኣ ኩሎም ስውኣት ኢዮም ኪዳነ ኣብ መይ ዓይኒ ብ1977 ምስ ጀብሃ ኣብ ዝተገብረ ውግእዩ ተሰዊኡ
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@seretokbe2890
@seretokbe2890 Ай бұрын
Bzey hager kbret yelen ezom jeganu abotatnan adetatnan kem shmae mekikom hiwetom tezeykeflulnan ,jeganu abotatnan adetatnan neza B EGZIABHER ztebareket " ERITREA 🇪🇷 " akalatom tezey koflulna ezi hji n nebro zelena hiwet aymnebernalun , so nezom bhiwet terifom zelewu jeganuna Egziabher bkbri yembrom and n kubur merahi hagere ERITREA 🇪🇷 abonan jigna Eseyas Aforki edmen tenan yhabo Egziabher , netom selem keyebelu n neza brkti hagerna ERITREA 🇪🇷 kab hasadat zey meretom kgbtu dkas zseanu gohalalu khluwu kab mamuk gezom wxiom bereka zeleu hayltat mklkal ERITREA 🇪🇷 ajokum eti zeytakes Almkna kululu gzae msakum u ayni abaykum ydefen, Hagerna ERITREA 🇪🇷 hzbi ERITREA 🇪🇷 nzelalem ynber Awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kidanetesfalem4062
@kidanetesfalem4062 Ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ ግፍዒ ህዝቢ ኤርትራ አዘንቲኻ እኳ ዘይውዳእ እንተኾነ ብዋጋ ጀጋኑና ናጽነት ጋህዲ ኮይኑ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤲
@user-of2py5dc6e
@user-of2py5dc6e 17 күн бұрын
ሓማሴን ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ በቃ ዕጫኪ ከይኑ መስዋእቲ ካብ ሓማሴን ጥራይ እያ ትሓትት ወይ ንሓማሲውናይ ጥራይ እያ ትቀትል
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 36 М.
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 49 МЛН
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 4,7 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 3,1 МЛН
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 20) - One Day With Alena Walta Hager
1:49:06
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 49 МЛН