Entay Eye Zikewn Zeleku - New Eritrean Story By Jacob Dawit 2017

  Рет қаралды 318,996

Jayo Truth

Jayo Truth

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@wedieri2301
@wedieri2301 5 ай бұрын
Ab TikTok riekaya zmexaka like rgets
@TDF868
@TDF868 5 ай бұрын
Me ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ስለ ዘሎ ግን ደስ ኢሉኒ 😊
@Hawalafilime
@Hawalafilime 5 ай бұрын
ሓንቱ ቃሉ እኮ እዩ❤
@TDF868
@TDF868 5 ай бұрын
ካልእ ዝፀሓፎ ንሱ ፖስት ኢልዎ መሲሉኒ ኔሩ ብዝኮነ ድሮ ሓሊፉ ከምዚ ኢሉ ስለ ዝዘከሮ ደስ ይብል😍
@ZariTsegay
@ZariTsegay 5 ай бұрын
@@Hawalafilimeaykonen kalie eyu
@Hawalafilime
@Hawalafilime 5 ай бұрын
@@ZariTsegay ንሱ እዩ ሸር እሎዮ ኣሎኩ እሉና ኣብ ትክቶክ መጽና
@lamekbahre9071
@lamekbahre9071 5 ай бұрын
Kab tik tok zmexika kemzi kemay like rgex
@senchoele4899
@senchoele4899 5 ай бұрын
27/5/2024 wana zanta ab tiktok ane ye ms bele zsemaikiwa ufff entay ena gnn nkewn alna ahwat nenhidhdna ndegagef deqi anstyo wunn n afqarikn kitgedfoo kelkin handebet aytgbreoo kemti kinhatekn kelna qes ilkin ok tblana abti kitfleyana kelkin dma kemu please deqi tebaityo kea kemzi kegatim kelo nebsna nqoxaxer nsdrana ayneqururom nisnetna nteqemlu kab mot zrkeb yelen fqrn selamn yewrdelna fetari 🙏😌😢😢
@fyorikesete215
@fyorikesete215 5 ай бұрын
😢😢
@teweldetekle
@teweldetekle 5 ай бұрын
Men u pls kerio dliye anes😢
@lamekmichael738
@lamekmichael738 5 ай бұрын
Wela ane bunet😭😭
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 5 ай бұрын
​@@teweldeteklehayelom abrhale Eri -power
@senchoele4899
@senchoele4899 5 ай бұрын
@@teweldetekle hayelom tfelto eti Artist ab Swiss zqmet ab Trikot bailu zergihwo alo neana nkinimehar ilu bezi tmal zegateme nay hawna
@biniamgebremeskel5746
@biniamgebremeskel5746 5 ай бұрын
ካብ ቲክቶክ ናተይ ምስ በለ ኢየ ክሰምዓ መጽየ😢
@godislove460
@godislove460 5 ай бұрын
Wala ane 😢
@astermekseb4317
@astermekseb4317 5 ай бұрын
Me too
@Mebrathom
@Mebrathom 5 ай бұрын
Me
@mohamedhussen-l9x
@mohamedhussen-l9x 5 ай бұрын
ane keman
@Filitey
@Filitey 5 ай бұрын
Me too
@getrichortryingdie2140
@getrichortryingdie2140 7 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ብመጀመርታ ነቲ ጽፍፉን ብቅዑን ኣቃራርባኻ እድንቕ!ብምቕጻል ንሄርሞን ገለ ሓሳባት ወስ ክብል ብዓቕመይ ደስ ይብለኒ፡ሄር ሓወይ ክብደት ፍቕሪ ስለ ዝፈልጦን ዝገጠመንን ሰኒፍካ ህይወትካ ንሞት ምፍታንካ ኣይክብለካን"የ።እቲ ኹሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ካብ ውዲት ናይ ድያብሎስ እንቓዕ ኣውጸአካን መፈጥርኡ በተኸልካን።ዘሓለፈ ምቁር ናይ ፍቕሪ ግዜኻ ኣብ ዓይኒ እናተኾለዐ ኣብ ኣእምሮኻ እናጭበርበረ ኣብ ልብኻ ፍርሒ እናሕደረ፡ንመጻኢ ብዘይከኣ ሰብ ከምዘይ ትኸውን ከሕስበካን ክስመዓካን ግድን ዩ።ምኽንያቱ ብዘይፍቕሪ ኩሉ ኮንቱ ስለ ዝኾነ፡ከየንወሕኹ ክብለካ ዝደሊ ግን።እዛ ነብሲ ቅትለት ትብል ቃል ትርር ስለ ዝበለትኒ የ ንመጀመርታ comment ዝጽሕፍ ዘለኹ።ኣብዚኣ ቅድሚ ምውሳንካ ምስ ነብስኻ ዲስካስ ክትገብረሉ ዘለካ በእታታት ብዙሕ እኳ እንተሎ እቲ መይን መይን ዝኾነ ግን ብዓቕመይ ምስ ነብስኻ ኣስፊሕኻ ክትሓስበሉ ብተምሳል ሕቶ ከቅርበልካ። 1)ነብስኻ ስለ ዝጥፈአኻ ንራህዋ ትረኽባ ዶ ይመስለካ? 2)ልዕሊ ህይወትካ ከኣ ንዝኾነ ሰብ ኣብ ልብኻ ቦታ ምሃብ ርትዓዊ ዶ ይመስለካ?ወላ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ነፍስኻ'ዩ ድብል ልዕሊ ነብስኻ ኣይብልን ስለዚ ልዕሊ ማንም ነብስኻ ፍቶን ተኻናኸንን ከምዚ ሓውና (ሶሪ ስሙ ስለ ደይሓዝክዎ'የ)ክገልጾ ዝጸንሐ ብዙሕ ራእይን ጠመተን ዘለካ መንእሰይ ምዃንካ'ዩ ገሊጹልና፡ኣብ ህይወት ድማ ሓደ ዓቢይ ዓወት ንኽትጓናጸፍ፡ዓቢይ ፈተና ክትሓልፍ ኣለካ።"ምኽንያቱ ኩሎም ዓበይቲ ዓወታት ውጺኢት ዓበይቲ ፈተናታት እዮም።ካብ ፍቕሪ ምኽሳር ዝዓቢ ፈተና ኣሎ ኢለ ኣይአምንን፡ይኹን እምበር ኣጆኻ፡"ዘለላ ወይኒ እንተዘይ ተጨፍሊቑን ተረጊጹን ነቢት ኣይመሃለወን፡ከምኡ ውን ዓበባታት እንተዘይ ተስይሮም ተረጊጾን እቲ ምኡዝ ጨነኦም ኣይህቡን ከም ዝበለ ኣብድል ካልም' ኣብ ህይወትካ ውን ብዙሕ ፈተና እንተመጸአካ ኣምላኽ ካባኻ ጽቡቕ ነገር ከውጸእ ስለ ዝደለየ ጥራይ ዩ። ስለዚ ነዚ ናይ ራህዋ ፍቕሪ ንምርሳዕ። ኣብ ብዙሕ ዕዮታት ተጸመድ፡ከም እኒ ስራሕ፡ትምህርቲ፡ላይብረሪ፡መጻሕፍቲ ምንባብ፡ኢንጆይ ምስ ምሳትኹ ወዘተ---- ዕላማኻ ንዓወት ንምብጻሕ ጠጠው ኣይትበል።ስርሓትካ ሪኣ ራህዋ ኽትምለስ ትኽእል እያ።እንተዘይኮነ" ውን ኣምላኽ ነዓኺ ኢሉ ዝፈጠራ ሓንቲ መሰንገልካ ኣላ እሞ ብጽሎትን ምስጋንን ተስፋን ፍሽኽታን ተጸበያን ተቐበላን።ብዛዓባ ስድራኻ ሕስብ እንታይ ክብሉ ኣብ ዓዲ ጓና ኽፉእ ስማዕ'ዩ።ስለዚ ንህይወትካ ኣብ ፈተና ኣይተእት ሓንቲ ማዕጾ ተዓጽያ ኢልካ ነቲ ብዙሕ ዝተኸፍተ ማዕጾታት ኣዒንትኻ ንኸይሪኣ ኣይተሐርመን። I hope You will read this message and get from it Constructive thought. Lvu everyone without discriminate!
@abaditewelde7119
@abaditewelde7119 7 жыл бұрын
Sami Bahta bravo
@abaditewelde7119
@abaditewelde7119 7 жыл бұрын
Sami Bahta ane gn nusu aykonkun kemu zegatemeni deamber
@abrahamhaile7596
@abrahamhaile7596 7 жыл бұрын
love yourself and love your family and love your God
@meronbeyene3862
@meronbeyene3862 7 жыл бұрын
Sami bahta nay bahexi xebaxi mekri habibi
@ngussetumzghingusse371
@ngussetumzghingusse371 6 жыл бұрын
Hey ajoka kexlo
@AmanualHumera
@AmanualHumera 5 ай бұрын
ኣብ ቲክታክ ናተይ እያ ዛ ታሪኽ ምስ በለ እየ መፅየ ሓንቲ ቃሉ ዓርከይ ጠንካራ ኢኻ✊
@teweldetekle
@teweldetekle 5 ай бұрын
Hanti qalu nesu u ezi???what
@amandaniel2531
@amandaniel2531 5 ай бұрын
Hanti qalu aykonen😢
@erifirst2599
@erifirst2599 5 ай бұрын
Natu yu zergihuwo degimu ember hayelom yu wenani zanta
@berieluul4501
@berieluul4501 7 жыл бұрын
ኦ ሄሪ ሓወይ ናይ ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ኣጆካ ሄሪ ዝኮነ ነገር ከቢድ ኢልካ ኣብ ርእስካ ተስፊርካዮ ዋላ እቲ ቀሊል ነገር እዩ ዝከብደና ግን ነዚ ሽግር ክትሓልፎ እንተኮይንካ ካብቲ ወዲቅካዮ ዘለካ ጸላም ተባራቢርካ ምስ ትትስእ ጥራይ እዩ ጸገምካ ክፍታሕ ዝክእል ንራከብ ኢላትካ ኣላ ከይድካ ተዛራርባ ኩሉ ጸገምካ ትነግራ ብከመይ ከም ዝገደፈትካ ድማ ሙሉእ መልሲ ካብኣ ትረክቦ ኣብ ገዛ ታዓጺካ ምጭናቅ ዋላ ሓንቲ ትሩጉም የብሉን መን ይፈልጥ ተራኪብኩም ናብ ኑቡር ፍቅርኩም ትምለሱ ትኮኑ ኣምላክ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ራህዋ ናብ ልባ ተመሊሳ ሑሉፍ ፍቅሩኩም እንዳስተማቀርኩም ሑጉስ ሂወት ከተሕልፉ ተስፋ ይገብር 👪👪 ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፍ ቅ ,✋✋👋👋✋👋
@azmarinozeymno1829
@azmarinozeymno1829 7 жыл бұрын
berie luul rahwa zbhala fqri ayfeltan eyen mzi seb temesasali hiwet aleni kgermeka rahwa zbhala love ayfeltan eyen
@berieluul4501
@berieluul4501 7 жыл бұрын
azmarino zeymno Ewa entay da wedey eti shmen tuaum Ema kab kebabi rahwa zbahala arhiqna kntefie
@rahwahani7916
@rahwahani7916 7 жыл бұрын
Azmarino zeymno Eway hawey da kulu seb hadi deyu gen seb aytexirafe haray do
@amlesomftwi3193
@amlesomftwi3193 7 жыл бұрын
ajoka Heri hawey ezi si abaka tirah aykonen abkulu eu zelo eu gn nikulu mikealu tirah eu. niska niseb aytibedlo. neaka zbelo amlak hizlika alo. nisawin tegaghia ninebsa eya hasya zela nata xelmat eu nzelealem xelmat mexie zeybilu eu. natika gin xibah natka brhan aleka ajoka Heri hawey
@mikitsehaye8549
@mikitsehaye8549 6 жыл бұрын
azmarino zeymno I agree with you bro
@lamekmichael738
@lamekmichael738 5 ай бұрын
Kab tik tok zmexaka nayi haftom hawna ms agateme natey aya ms bele hawna zmexaka aleka do😢😢😭😭
@suzizaki3245
@suzizaki3245 5 ай бұрын
Ane
@kuluhalfayeyu180
@kuluhalfayeyu180 5 ай бұрын
Ane
@AronKebid
@AronKebid 2 ай бұрын
ትኽ ኢለ ካብ ቲክቶክ መጼ ከብደይ በሊዑኒ
@AlexanderGerye
@AlexanderGerye 5 ай бұрын
Ab tiktok riekma zmexekum like gerkum hlefu😢
@swet8698
@swet8698 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ሓወይ አጆካ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ከምዞሎ አይቲ ዘግዕ እና እግዛቢሄ ምሳካ ዩኩን ነታ ሓፍትና ካአ እግዛቢሄር ላብ ልቦናአ ይምለሳ እና አጆካ
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 7 жыл бұрын
ደቂ ሰባት ንዝወርደና ነገር ናብ ረብሓና ለዊጥና ጥራይ ኢልካ እዋይ ዘረባ ኣድኒቀካ ሓወይ ዓለም ረብሓ ጥራይ መሊኣ እንታይ እሞ ብዝኮነ ጽቡቅ ዛንታ ምስ ትህርቱ ቀጽሎ ኣጆካ
@nebiteyymemakrtilebay8037
@nebiteyymemakrtilebay8037 7 жыл бұрын
selamawit tekle nay bahki
@danielafridman177
@danielafridman177 7 жыл бұрын
Selemawit tekle
@merrylove8989
@merrylove8989 7 жыл бұрын
selamawit tekle n
@sjdjdjfsjdhdhfh997
@sjdjdjfsjdhdhfh997 7 жыл бұрын
Ajoka haromn bertq kEn zahawey 😍
@habenykbrety8236
@habenykbrety8236 7 жыл бұрын
love u sweet
@ማህሌትገብረሚካኤል
@ማህሌትገብረሚካኤል 7 жыл бұрын
ኣጆካ ሄርሞን ሓውና ተስፋ ኣይትቁረጽ።እግዚአብሔር ዝሓዘልካ ኣሎዎ ናሃትካ እውን ክትከውን ትክእል እያ። እንተዘይኮይና እውን ኣምላክ ረሲዑ ኣይርስዕን ናዓይ ትኮነኒ ፍጠረለይ ኢልካ ብትግሃት ጸልይ ካብ ዝተጻሓፈልና ወጻኢ የለን።ስለዚ ጠንካራ ኩን ዝሓውና።
@Merhawi-s7c
@Merhawi-s7c 5 ай бұрын
ኣነ እኮ ኣብ ጊዝኣ ኢየ ሰሚዐያ ግን ሓየሎም ክከውን ኣይተጸበክዎን ብጣዕሚ ሓያል ሰብ ኢካ ሓየሎም ሓወይ ንኩሉ ኪእልካ ኣብዚ ዝበጻሕካ❤❤❤።
@robinwedisultan5089
@robinwedisultan5089 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ዛንታ ብጣዓሚ ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ ሆርሞን ከኣ ኣጆኻ እነቃዕ ንስኻ ኣይበደልካያ በዳሊ ከኣ ኩሉ ግዜ ደቂሱ ኣይሓድርን ኢዩ ካኣብ ትብድል ክትብደል ይሕሸካ ስሊዚ ተስፋ ዘይ ምቕራጽ እንተኾነ ኸኣ ትዕረቑ ትኸኑ ።
@muzithaile7201
@muzithaile7201 7 жыл бұрын
መጀመርታ አቲ ኩሉ ዝክእልን ዝፈቅድን ልዑል ፈጣሪ አዩ አሞ፣ጾርካ ኣብ ቅድሚኡ ኣራግፎ። ይርዳኒ ካብ ከተተግብሮ ክትብሎ ይቀልል ምክንያቱ ኣነ ብደገ ኮይነ ዘማክረካ ዘለኩ ሃፍትካ አየ፣ ወላዳ ኩሉ ጸሊምቱ ይርያካ ይሃሉ፣ ዉሉዱ ዘይድርቢ ፈጣሪ አዩ ዘለና። ናይ ጽባሕ ሂዝልካ ስለ ዘሎ አዩ ካብ ኩሉ ሕማቅ ፈተናታት ክሳብ አዛ ዕለት አዚኣ ብምሕረቱ ዘጽንሓካ። ኣጆካ ሄርሞን ሓወይ፣ ፈጣሪ አዛ ዓለም ሰላሙ ይሃብካ፣ ንኩሉ ጸላም ብርሃን ኣለዎ፣ ተበዳሊ አምበር በዳሊ ኣይትኩን ምክንይቱ ኩሉ ሳአ ዓስብካ ካብ ላዕሊ አዩ፣
@ምስገንዘብአይፍጠርንሰብከ
@ምስገንዘብአይፍጠርንሰብከ 7 жыл бұрын
ያቆብ ዳውት ድባሃል መንእሰይ ከፀልለኒ ደልዩ ግን ብዝከነ ብውሽጠይ ቡዙሕ አድኒቀካ አለኩ ተወሳኪ በዚ ዝፎትወን ዝዓበኩሉክ ቋንቋ ትግርኛ የድንቀካ ካብ እትዮ መጀመርያ እንኳዕ ብሰላም መፃአካ ማርርር
@Sada-uf4tj
@Sada-uf4tj 5 ай бұрын
Kemzi kemay hji zirakumo ajuka beluwo
@freselamfkriyutmnitey5134
@freselamfkriyutmnitey5134 7 жыл бұрын
Ajoka Hermon hawey fkrti kebid eka entekone gn hmak aytkun ajoka trrr bel heri 😍
@petrosdawit5859
@petrosdawit5859 7 жыл бұрын
Freselam Baneyey like
@ella_bella_bus1248
@ella_bella_bus1248 7 жыл бұрын
Ajeka herimon hawey yakob hawey ka kexilo bitaemi eye zedinkeka
@robenawisheksawirobenawi5584
@robenawisheksawirobenawi5584 7 жыл бұрын
Freselam Baneyey abet lubona mukan nay men ktwesdi ❤✌
@freselamfkriyutmnitey5134
@freselamfkriyutmnitey5134 7 жыл бұрын
Ŕobéñawî shékśawî robenawi robeney mkur natka zyaday 😍😘❤💛
@ኢትዮዽያሀገሬክብሬ
@ኢትዮዽያሀገሬክብሬ 7 жыл бұрын
እውይ ያቆብ አጠቃቅማ ቃላት ቡሉጽ ናይበሐቂ ሐቀኛ ዛንታ ብጠዓሚ መሃሪት ሄርሞን ግን ቅድሚ ኹሉ መጀመርታ ንርእስኻ ጽባሕ ዓብይ ተስፋ ከምዘለዋ ጌርካ ሕሰብ አጆኻ ሄርሞን ተስፋኻ አብ ፈጣሪ 🙏
@mariyammariyam8280
@mariyammariyam8280 7 жыл бұрын
ኣካእሎ ይሃብካ ፈጣሪ ሄሪ ሓወይ .ማራ መሳጢት ዛንታ ያቆባ . ቀፅለሉ...!!!
@KsanetHadush-e2f
@KsanetHadush-e2f 5 ай бұрын
ሕጂ ጽብቅ ምህላው ደስ ይብል 27/5/24
@berekethadish2918
@berekethadish2918 6 жыл бұрын
ብዝኮነ ሀአሩ ሓወይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበርልና ብምቅጻል ኣጆኻ ሰብ ዕቅሙ አዩ ዝገብር ንስኻ ካኣ ዕድልካ ተኮሊፉ ማለት ኣይኮነን መሊስካ ሓቦን ኒሕን ክትገብር ኣለካ ብዝክነ ኣይተማርአር ብዝካኣለካ መጠን ብግልጽነትካ ቅኑዕ ሰብ ምካንካ ግሉጽ ሂወት ይምነየልካ።
@luwamamanuel7417
@luwamamanuel7417 5 ай бұрын
Kndey kem zsemaenaya abza amet 2024. Nmrggax like rgexlu deki tebaetyo yehwatna kea ajekum uffffff amalk fkri baelu ykre ybelelna
@omermohammed5036
@omermohammed5036 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂኢ ከብድካኣ ዝበልዕ ዛንታኣ ሓወይ ናተይ ኣጆካኣ በርትዕ እዚኢ ንኩላትናኣ ዘጋጥም እዩኡ ኣነአ ውን ከም ሰበይ ዓቅመይ ውስ ክብለካ ሓወይ ናተይ ናብ ኣምላክ እንተአ ተጸጊዕካኣ ኩሉኡ ግዝየአ ኣብ ህይወትካኣ ሕጉስ ክትከውን ኢካኣ ንምንታይ ጊን ን ህይወትካ ንሞት ትፈርዳኣ ኩሉ ግዝየአ ጽቡቅ ክትምነአ ኣይ ትጸበአ ሕማቅ ከጋጥመካኣ ከም ዝክእል ውን ኣይ ትዘንግዕ
@mussiehabte4186
@mussiehabte4186 6 жыл бұрын
ሄሪ ፍቅሪ ከቢዲ እኮ እተ ኮነ እቲ ሓደ ማእጾ ክዕጾ ኮሎ እዩ እቲ ዝበለጸ ማዕጾ ዝክፈት ኣይትሕመቅ ኣምላክ ምሳካ ይኩን፡፡
@habtomkahsay3250
@habtomkahsay3250 7 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብካ ሓወይ ነብሰ ቅትለት ፍታሕ ኣይኮነን ስለዚ ከምዚ ዓይነት ነገራት ድማ ዓቕልን ትዕግስትን ተጻዋርነትን ዝሓትይ እዮም እሞ ንስኻ ድማ በርትዕ ብሓቦን ጽንዓትን ተጓዓዝ ንውሽጥኻ ድማ ከም ኩሉ ሰብ ማዕረ ክተፍርን ክትሰርሕን ከም እትኽእል ኣእምና ብተወሳኺ ክብለካ ዝደሊ ድማ ኣብ ዓለም ኩሉ ግዜ ጥልመት ኣሎ ነዚ ፈሊጥካን ተረዲእካን ድማ ነብስኻ ክተጸናንዕን ስምዒታትካ ክትገትእን ይምሕጸነካን ይመኽረካን ስለዚ ኣጆኻ ኣብ ዓለም እቲ ዝኸበደ ነገር ጥልመት ኢዩ ይርደኣኒ ኢዩ ግን ከኣ ዝወረደካ ኣሜን ኢልካ ምቕባል ኢዩ። ከምዚ ምስ ረኸቡ እዮም ኣቦታትና ዝሃበካ ዶ ይኸብደካ ዝበሉ። በርትዕ ጽናዕ ትባዕ ጎበዝ ኩን ኣጆኻ ኣይትሕመቕ ብዙሕ ድማ ኣይተስተንትን ብዙሕ ምሕሳብን ምስትንታንን ምትካዝን ናብ ካልእ ኣንፈት ኢዮም ዝወስዱኻ እሞ ብዙሕ ኣይትሕሰብ ኣይትጨነቕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 5 ай бұрын
ሓየሎም eri-power 🤝🏽
@domozfeday146
@domozfeday146 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ልብወለድ ኣጆካ ካኣሎ ሓጺር ውሳነ ኣይትወስን ድሕር ግዜ ክትማሓየሽ ኢካ ኢብለካ ሓዊና
@Srafiel
@Srafiel 5 ай бұрын
እዚ ወዲ ድምጻዊ ድያ ሓቀይ ዋላ ኣብ ሓደ ቃለ መሕተተ ታሓትቱ ነይሩ መስለኒ ❤❤❤kab titok eye mexye wala ane
@michaelgiday9341
@michaelgiday9341 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ሄሪ ሓወይ : ኩሉ ግዜ ደቂ ሰባት ክንወድቅን ክንትስእ ንበር እዩ ዓለም ንፍቅራት ኣይትከውንን እያ : ይፈልጥ እየ ፍቅሪ እንተደሊካ ተፍቅር እንተደሊካ ትገድፎ ሂወት ኣኮነን : እዚ ማለት ግን ሓንቲ ግዝየ እንድሕሪ ወዲቅካ ቡኡ ገርካ ትጠፍእ ማለት ኣኮነን ከመይ እልካ ካብ እቲ ዘለካዬ ጸልማት ትትስእ ግን ናትካ ዓቅልን ተስፈን ከይቆረጽካ : ካብቲ ወዲቅካዬ ዘለካ ምትሳእ ከድልየካ እዩ: ሓደ ካብ ክት ገብሮም ዘይብልካ ነገራት ንራህዋ ነበር ኣፍቃሪትካ ጠቅሊልካ ክትረክባ የብልካን : ወላ ንሳ ክትረክበካ ፍቃደና ትኩን እምበር ክትረክባ የብልካን : ነብስ ቅትለት ምፍታን ናይ ሰናፈት እዩ : ተሲእካ ካብቲ ውዲቅ ካሉ ዘለካ ሀ እልካ ሓድሽ ሂወት ኽትመርሕ ምጅማር ከድልየካ እዩ : ድሓር ካኣ እስከ ንነብስካ ተመሊስካ ሕተታ ንስካ በዳሊ ነርካ እንተትከውን ቀሲነክነብር ወይ ርግእ ሂወት ክመርሕ ይክእል ዶ እልካ እስከ ንነብስካ ምሕታት ክድልየካ እዩ : ስለዚ እዛ ሰብ እዚ ኣብ ሙሉእ ሂወታ ቅሳነት ዘይብሉ ወይ ዘይርግእ ሂወት ምራሕ ማለት እዩ : ድሓን ኣጆካ እንቃዕ ካብ በዳሊ ምካን ተበዳሊ ክትውን ኡዩ ዝምረጽ መክንያቱ እቲ ዝበደለ ኣብ መሉእ ሂወቱ ቀሲኑ ክነብር አዩ እልካ ዘይሕሰብ አዩ : ኣጆካ እድካ ክትህብ የብልካን : ኣጆካ ሄሪ ሓወይ ተስፈ ይገብር ናትካ ሓድሽ ሂወት ክትመርሕ ::
@filmonhabregabr9439
@filmonhabregabr9439 7 жыл бұрын
heru ሓወይ ኣብ ኩላትና ኢይ ዘሎ ከምዚ ሓንቲ ዝብለካ ግን ነዝ ፍቅረካ ኢንተ ኣፍቂርካ ዘይ ሕማምካ ኢካ ተጥሪ ሕጂ ግን ዘለካ ኣኪብካ ብሓድሽ መንፈስን ብሕጉስ መን ፈስን ሂወትካ ሓደ ኢልካ ጀምር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን
@abaditesfa1286
@abaditesfa1286 7 жыл бұрын
ኣጆካ ሄሩ ኪንደይ ገርና ሓቢሕቢና፡ኪንዲ ሰብ ኣብጽሕና ኣፍና ገድፋና ኣፋ ኪነዕንግል ጸኒህና።ጥልመት ክህደት ኣጋኒፍና ።ኒሪኢ ኣሎና ኣብዛ ጎደሎ ኣለም ኢሞ ኣጆካ። ኢዳ ኪትፍደ ሚካና ጊን ኣይቲዘኒግዕ። ኣምላክ ተናዲ ተፍቅረካ ክህበካ ኢዩ። ኣጆካ ሞራልካ ኣይተሳዓር ፡ ክበሃልካ ኢዩ
@ክብድልኣይደልንእቲዝብድሎ
@ክብድልኣይደልንእቲዝብድሎ 6 жыл бұрын
ኣጆኻ ሄሪ ሃወይ ነብስኻ ኣይትህሰ ቅድም ነብስኻ ኣፍቅር ንነብስኻ ዘይተፍቅራ እንተ ኾይን ኣብ ልዕሊ ራህዋ ፍቅሪ ከምዘይብልካ በዚ ኣረጋግጽ ፣ማለት ንነብስኻ ቅድም ከተፍቅራ ኣለካ ፣ልክዕ ከምቲ ንራህዋ ዘፍቀርካያ ንነብስኻ ኣፍቅራ፣ ልክዕ ከምቲ ኣብ ልዕሊ ራህዋ ዘለካ ሓልዮት ንነብስኻ ሕለየላ ፣ሽዑ መልሱ መፍትሒኡን ክንጽረልካ እዩ ።ንነብስኻ ተፍቅራ ዶ ???? ምስ ነብስኻ ተዛራረብ ነዚ መልሲ ሃበሉ= ብድሕሪኡ ጾርካ ነቲ ፈቃር ልዕሊ ነብሱ ዘፍቀረና ጸገምካ ግለጸሉ ብዘይ ብኡ ምንም ዝኸዉን ነገር የለን ናብኡ ተወከል ህድእ ኢልካ ሕሰብ ንእግዚአብሔር ለምኖ እሞ ሽግርካ ክፍትሓልካ እዩ ኣጆኻ ንእግዚአብሔር ዝሰኣኖ ነገር የለን እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ሓወይ ናተይ
@aronyemane5580
@aronyemane5580 7 жыл бұрын
hebu hawey nska hanti aygeberka srah nay amlak eka serihka amlak nenhdkum tefaqeru u zbl so bkemu u fqri zkebdeka zelo hji ane kbleka zdeleku neti hiwet zseqoal fetari temeleso ab betu temeliska mseu mnbar yhsheka abu hiwet alo nkulu zerese gbu u bro , yakubi hawey neaki u amlak ayni lbinaka yebyelka tanks more bro
@bgtgh4654
@bgtgh4654 6 жыл бұрын
ክብድካ ዝበልዕ ዛንታ እዩ ንስብ አሚንካ አይንበሪይ ን እግዚአብሔር አምላኬ አሚንካ ንወትሪ ለዘለአለም ሑጉስ ክትኮን እካ እይዞካ ሓወይ ማዓርይ
@lidyamebrahtu3085
@lidyamebrahtu3085 7 жыл бұрын
Danke yaqoba Hermon hawey kea ajoma aythmek ab alem kulu ms zefqron zdelyon znebr neru tezkewn kndey senay neru. Eti zbelexe mkri gin ms nebsika mzrab eyu. Gize wesidka nay bhaki ms nebska tezareb schu eti qnu wsane kit rekbo eka. Bzabeye kea amlak ezi kulu nsenayey eyu geriwo bel schu kit ewet eka.
@MESERET-FLTET
@MESERET-FLTET 7 жыл бұрын
ዝኸበርካ ሓዉና ሄርሞን። ታሪኽካ ቡዙሕ ተሰሚዕኒ ክብሎም ዝደሎኹ ዉን ክሳብ ዝሰዎሩኒ እዩ ገርኒ።ከመይሲ ቅድሚኻ በዚ ጉዳይ እዚ ኣብ ስዕረት ክወድቁ ስለ ዝትዓዘብኩ እየ።ሓንቲ ብርግጽ ኮይነ ክብለካዝደሊ እዚኣ ጥራይ እያ፡ #ንስኻ ጽባሕ እቲ ዝበለጽካ ሰብ ኢኻ። ኣብ ሂወት ኪሉ ግዜ ሓደ ማዕጾ ክዕጸወና ከሎ ናይ ግድን ሓደ ማዕጾ ይራሓወልና እዩ። እቲ ጸገም ዝኸዉን ግን፡ ነቲ ዕጹዉ ጥራይ ስለ ንጥምት እዩ። ሓደራ ግን ነቲ ዝታዓጽወ ማዕጾ ኣይትጠምቶ ።በቲ ካልኣይ ተከፊቱ ዘሎ ማዕጾ ደሊኻ ዉጻእ ። ናይ ሰነፋት ዉሳነ ኣይትወስን። ያቆባ ኣንበሳ ካኣ ኣይትጥፋኣና ቆጸራ ምጥላም ካኣ ንዮዉ በላ ኢኻ ። ሰንበት ክንጽበየካ ኢና የዕሪብናያ።
@mhretmehmeddgedfaneayetenf5250
@mhretmehmeddgedfaneayetenf5250 6 жыл бұрын
Birke Haweye neseka enke badele aye koneke mexkeke be hjie ey rasayyyyy
@yoni.muliye76
@yoni.muliye76 6 жыл бұрын
Tmnit- kulu Really Good
@negaafeworki2567
@negaafeworki2567 6 жыл бұрын
Btami tsbikti comment Hawey hermon anbibwa kikewin tesfa egebir
@yoftanasshortsochfilm6239
@yoftanasshortsochfilm6239 6 жыл бұрын
Nay hilmey wedi Neska ney Kulu negerey eka gexka key raku kem zenfqka gerkani qexlo eka Ambsyey
@natilaaman6173
@natilaaman6173 3 жыл бұрын
ሃሪ ሓውይ ንሕና ደቂ ሰባት ውህብቱና ኣይነልልን ኢና ፡ እቲ ናትና ውህብቱ እንተንልኒ ግን ወድቀት ኣይምሰንበረን ፡ ሰላዝ ንሳክ ፍቅሪ ኣብ ፍቅሪ ወዲቅ ኢልካ ሓጺር ሓጺር ኣይትሕሰብ ንስክ ናይ ትማሊ ሃሪ ኣይኮንካን ናይ ጽባሕ ሃሪ ኢካ ሰለዚ ሓወይ ናተይ ኣጆካ ኣብ ሕሉፍካ ኣይትንበር ።
@meri96
@meri96 5 ай бұрын
😢 27/5/2024
@MikiNatey
@MikiNatey 5 ай бұрын
Oh😢
@kiku5780
@kiku5780 5 ай бұрын
😢
@kidanewelday4404
@kidanewelday4404 7 жыл бұрын
ሰላም ሃዉና ሄርሞን ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ ኢዩ ኣጆኻ በርትዕ ፍቅሪ ከቢድ ከምኻኑ መጠን ጎኑ ጎኑ ትጻዋርነት ዝሓትት ስነ ኣእምሮ ኪናት ኢዩ ዘይ ምጭናቅ ጥራይ ጾሎት ኣዘዉትር ጽንዓት ሓቦ ክህልወካ ይምነ ኣምላክ ይሃግዝካ ፈተነ ቅትለት ናይ ሰነፋት ኢዩ ወድሓንካ ዓወት ይምነየልካ
@alemhabsaweit9228
@alemhabsaweit9228 7 жыл бұрын
#ኣለም ይባሃል ካብ ትግራይ ንመጀመርያ ግዜሳብስክራይብ ዝገበርክዋ እንትህሉ እዚኣ እያ ምክንያቱ ሓቀኛ ታሪክ ወይም ኢ ልበ ወለድ ክሰምዕ ደስ ይብለኒ ብምቅፃል ደሞ ኣጆካ ሄሪ ሰባት ከምዝበልናዩ ከይኮነስ ኣምላክ ዝበሎ እዩ ዝኮን እና ኣጆካ ጠንካራ ኩን ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ።
@bahtagrmay1313
@bahtagrmay1313 6 жыл бұрын
ያቆብ ሓወይ ኣነ ብጣዓሚ እኻ ትምስጠኒ ሓንቲ ማዓልቲ ክረኽበካ ይደሊ ብፈስትቡክ ድዩ ዋላ ብመሰንጀር ይደሊ ገለ ዝብለካ ኣለኒ ከተዘትወለይ ምስ ናይ ቡጸተይ ኣነ ባህታ ግርማይ ኢልካ ኣድ በለኒ ያቆብ ሓወይ በጃኻ
@bahtagrmay1313
@bahtagrmay1313 6 жыл бұрын
ሄርሞን ካብ ሕማቅ ውሳነ ክትውስን ትሓስብ ምኽሪ ኣፍቃሪትካ ስማዕ ተባዕ ኩን ምስ ተባኻ ካኣ ኣፍቃሪትካ ነበር ገለ ከምትብለካ ወይ ከምትምላሰካ ኣይጣራጠርን ትባዕ ኩሉ ይካኣልዩ ሞት ኣደ ከማን ዝካኣል
@ስላምጓልተምቤን
@ስላምጓልተምቤን 2 жыл бұрын
❤😘
@j.e6072
@j.e6072 7 жыл бұрын
Thanks more wedi dawit Abi seb...Hermon kea ajoka tesfa aytuqrex bertiee...💪
@andomkiros5476
@andomkiros5476 6 жыл бұрын
ሄሪ ሓወይ ኣጆካ ኣምላክ ሒዝልካ ኣሎ እታ ናትካ ክትመጻካ ኢያ
@sebmeksebeyuloveyou3581
@sebmeksebeyuloveyou3581 7 жыл бұрын
Thanks more yacob hawena nay bahki hermon hawena ka ajoka tebe hiwet betileter eya ajoka tray
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 5 ай бұрын
ቅደም አንደየ ሰሚዕያ ናይቲ ብቀረባ ዘፈለጦ ሓየሎም ኮይና ምስ ጸነሕተኒ ግን ገሪመኒ ኣብ ጹቡቅ ኩነታት ሰል ዘሎ ቲ ኣዝዩ ዝሕጉስ ዩ ኩለኩም ኣጆኩም ዞም ይሕዋተይ ኩሉ ሓላፊ ዩ ብፍላይ ዞም ኣወዳትና ሂወትኩም ኣብ ጓል ኣንሰተይቲ ጥራይ ተሞርኮስ ኣይኮነን ጀጋኑ ኢኩም ኩሉ ተጸሩ ነበሰይ ወኪል ደንግጸለይ ኢለካያ ዘይትደንግጽ ፍጥረት ተለያ ጓል ያ ኩለን ደማ ኣይኮነን ሰልዚ ንሰደራኩም መጻኢኩም ጠምቱ ምርጫኩም ኩሉ ኪአለካ ምጥንካር ጥራይ ይኩን ዘን ብሂወት ሰብ ተጫዋታ ተላገጻ ካኣ ሉቦና ይሃብክን በስ
@Abeba-16f
@Abeba-16f 5 ай бұрын
መን እዩ ሓየሎም ዝያዳይ 😢
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 5 ай бұрын
@@Abeba-16fደራፊ ዩ ካበተን ደርፉ ከም ደም ሰኒ ትበል ኣላቶ ተፈለጠዮ ተኮይንኪ ከሙኡ ዘይምሰል የፍለጦ የ ናይታ ዘፈቀራ ጓል ሰም ራህዋ ኣብ ገጹ ተወቂጠዎ ዩ ከገረመኪ
@Abeba-16f
@Abeba-16f 5 ай бұрын
@@luitigrweytitdf6510 ክገርመኪ አነስ ኣይፈለጥክዎን ነይረ እዛ ዛንታ ካብ ዝስምዓ 3 ዓመት አቁፅረ ኩሉ ግዜ ንያቆብ ክስምዖ ከለኹ ንዑ ይዝክር ኣበይ ኮን ይህሉ ይብል ነይረ ትማሊ እየ ፈልጠዮ ቅድሚ ሐዚ ሪእየዮ ኣይፈልጥን ኣብ ግንባሩ እውን ሓቂኺ እኺ ናታ ምኻኑ ኣይፈለጥኩን እምበር አለዎ ኣብዚ በቕዑ ምርኣይና ተመስገን ንስብ እኳ መምህር ኮይኑ ግዜ ዳኛ
@shraabraham8894
@shraabraham8894 3 ай бұрын
​@@luitigrweytitdf6510 ኣሎ ዶ ሕጂ ብሂወት
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 3 ай бұрын
@@shraabraham8894 አወ ኣሎ ኣብ ጹቡቅ ኩነታት ሎሚ ዳኣ
@bihontewelde6691
@bihontewelde6691 4 жыл бұрын
U will never give upppp bro u are one of the,most important people u can ever meet in the worlde .why nebska tewadk nemen,ketmo regxnga ye kabe zi zelekayo neger ente wexika zeblex spciale one kemtkewen,resaya gule hesret teray u deftewela kemzi nay zemene Geladyater zenbere atesasba kemu u fewsen neaa normal seb eka ne family kan neanan gen belux seb eka, adevance formula fore total succes ,tesfa yegber herrrryyy
@zzsweety1969
@zzsweety1969 7 жыл бұрын
Ajoka heru hawna edka nab amlak hab shu kulu ktkuelo eka. Shueu amlak hayli khbeka u amlak msaka ykun hawey natey
@fyorighirmay448
@fyorighirmay448 7 жыл бұрын
Ajoka heri hawey amlak msaka ykun nsa awn hmak dyu agatimwa xbuk hade amlak ayu zfelt slezi ajoka yakob dawit hawna kea yekenyelna kabana zgedd seb kem zelo temesgen knbl kem zelena tezakakrena tanksss
@Tblextube
@Tblextube 6 жыл бұрын
Hi Hermon! I've heard all your stories and I feel sad. Sometimes, we may love the wrong person & sometimes, we may cry over the wrong person. But in the end, it is those mistakes that will help us find the right person!!! So stay cool & enjoy your Life!!!
@henokberhehenokberhe6301
@henokberhehenokberhe6301 2 жыл бұрын
Berte damber aytsar meza gual ka entetqbxa mmerexkulka zhalefe halifu iyu nkalay gize blbka keytxawet msnay yqretu
@afewerkiseltene
@afewerkiseltene 7 жыл бұрын
yeah fekri husume ewe gene ajoka bertea. abza chenawite alem bealka nenebeseka ente zey halikala tegemtila eya chey chey tebeblelka emo ajoka tesfa aytekurexe fetari aminka zeykeyere yelene. courage Henry br!!!!!!!!
@mihretabkessete7860
@mihretabkessete7860 7 жыл бұрын
Wawwwwwwww entay smae eyu wedey mara kebdka tbelie eya gin ajoka hawey bertie tbae tray mesenakil zeyblu yelen edmen tienan tray yhabka ezi himak nay seytan hasab kea yeblo himak aythseb eka nisa kea gega mealti wiela
@galkebari643
@galkebari643 7 жыл бұрын
አጅከ ሀሪማን ሕውይ ኩሉ ናይ አምለክ ኣይ ስለዝ ተስፍዪ ስንቅይ ተስፍይ ሕይለይ አንድበልክ ትጋዕዝ mamehre kaynka euy ajka xebhe negho zehylka sab ketkwen eka
@habenbahta25
@habenbahta25 7 жыл бұрын
ያቆበይ ስሑል ድምጹ ከመይ ቀኒካ ተናፋቂ ሓወይ እንኳዕ ድሓን መጻካ, ብምቅጻል ነሆማ ሓወይ ኣጀካ ኣብ ህወት ከም ዝሓሰብካዮ መዓስ ኮይኑ ከም ዝኮነልካ እዪ ዝንበር እኮ እልዎ ኣብርሃም. ከም እንሓሰቦ እተዝከውን ነይሩ ኣብ ህወሃትና ዝኮነ ሽግር ኣይምገጠመናን ነሩ።
@ጸዋርኩንልበይ-ጘ8ዀ
@ጸዋርኩንልበይ-ጘ8ዀ 7 жыл бұрын
ሓወይ ኣጆካ፡ ን ጽባሕ ትወግሕ ጸሓይ ጠምታ ,ሞ፡ ናይ ምሸት ዉን ድገማ በበይኑ ሕብሪ ኣለዋ ፡ ግን ድሕሪ ጽባሕ ንግሆ ዉን ረኣያ ፡ ከምቲ ናይ ሎሚ ሕብሪ ኣለዋ ፡ስለዚ ሄሪ ዉን ኣብቲ ናይ ንግሆ ሕብሪ ኒርካ ሕጂ ከኣ ኣብቲ ናይ ምሸት ሕብሪ ኣለካ፡። ድሕሪ ጽባሕ ግን ሓድሽ ብራቅ ክትከውን ኢካ ሞ፡ ተሲእካ ናይ ምንባርካ ጉዕዞ ፈትኖ ።
@iloveyoudad5243
@iloveyoudad5243 5 жыл бұрын
እፍፍፍ ኣጆኻ ዝሓወይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ዩ ተስፋ ኣይትቑረፅ እ,ር ምሳኻ ይኹን ማዓረይ
@AzuGere
@AzuGere 5 ай бұрын
ካብ tik tok እየ መፅየ ብጣዕሚ ዘገርም ዛንታ እዩ
@ያልተፈታውህልሜ-ቈ6ኸ
@ያልተፈታውህልሜ-ቈ6ኸ 5 жыл бұрын
ወይ ጉድ ብጣዕሚ የሕዝን ዘይሓሰብክዎ እንባየ ጨረሰኩት ቁሰለይ ነኪእካዮ ፍቅሪ ፈላጢኡ ይፈልጦ እግዛብሔር አምላክ ምሳካ ይኩን ንዓአ ካዓ ናይ ኢዳ ይሃባ ፈጣሪ ኡፍፍፍ… የኔ ነገርሰ ምን ይሆን መጨረሻው ? የኔ ጉድሰ መቸ ይሆን የሚያልቀው? አሕ
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 7 жыл бұрын
Omg hermoney hawey ajka wela esa tkdeti egzbheri natka zblo alo eska teray enka aybdlkaya embei hermoney hawey ajka nisa ka egzbher balu kfrda eyu enta btnkol enta bknana zgbrto ajka hermoneyy hawey abi gonka alen ajka bza gal aytcenki Kulo egzbher yfelto eyu Etay kemzkonka ❤❤🙏❤🙏👌
@wedihabtye1618
@wedihabtye1618 7 жыл бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ንነብስካ ካብ ሎሚ ጽባሕ ኪሓይሽ እዩ ኢልካ የእምና ጽባሕ ድማ ፈጣሪ እቲ ብርሃን ሒዙ ኪመጻካ እዩ ። ያቖባ ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ tegediska neti mehari zkokne xuhafka bmkrabka ajoka keslo eti like, comment ka aynbkekelu
@abielt962
@abielt962 7 жыл бұрын
Wellcom Yacobey Nafiknaka!!!!!
@abielt962
@abielt962 7 жыл бұрын
Ajoka Heri Hawey Kiniat Fekarat Tiumat Sebat Tebedelti eyom abza haxar minbar
@ንፋቐርዶለናAbiwedjomie
@ንፋቐርዶለናAbiwedjomie 7 жыл бұрын
ቀጽሎ ሓወይ ብሩቕ ብዝያዳ ኣናብባካ ዝህል ተዝብል ዝያዳ ምመቀረ ኣንበር መሳጢን ምሃሪን ብራቮ
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 7 жыл бұрын
ያዓቆባ እንካዕ ብድሓን መጻእካ ናፍቂናካ ኮ ብፍላይ እቲ ዑፍ በረኻ ዝጥዕም ድምጽካ ሒጂ ካ ሓደስ ሒዝካልና መጺእካ ኣጆካ እቲ ሞራልን ላይክን ቀጻሊ ዩ ንስኻ ጥራይ በርታዓልና ሃየ ነተባብዓዮ።
@mhretredae2817
@mhretredae2817 7 жыл бұрын
Yacobeyyyy mekeret enkae bdehan mexakana tnx more ma bror💖🎧❤️💋💋
@dejuwedieri4842
@dejuwedieri4842 7 жыл бұрын
ኣጆካ ሄሪ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣነ ክብለካ ዝደሊ ንስካ ፈቃር ሰብ ኢካ እንተኮነ ግን ምሳካ ትከይድ ኣይረከብካን እንተኪእልካ ረስዓያ ካልእ ሂወት መስርት ንምንታይ ንመሕነቅቲ ሂወትካ ተትፍእ ንሰይጣን ዕድል ትህቦ ሓወይ ናተይ እዚኣ ጋል ብልቢ ከምተፍቅራ ስለ ዝፈለጠጥክል ኢያ ትመዝነካ ዘላ ስለዚ ምስኣ ድኮነ ርክብ ናይ ተለፎን ዝኮነ ይኩን ዕጸዋ ካብ ሓንጎልካ ሰርዛ መሊአን ዶ ከለዋ ኣውልድ የሕዋትና ነዓካ ትመስል ርኢካ ሓዝ ዝሓወይ
@geriehaile3496
@geriehaile3496 7 жыл бұрын
ማሚተይ ክብረት ሂወተይ ናይ ልበይ ይፈትወኪ
@habtomteklegergs7431
@habtomteklegergs7431 6 жыл бұрын
ajoka zehawey amlka alo meska tesfa aytkrs tekbelint kelwka alo hant mealit thgosla degam ajoka berta ey zeblika
@ስላምጓልተምቤን
@ስላምጓልተምቤን 2 жыл бұрын
🙏🏼
@temesgenandebrhan4181
@temesgenandebrhan4181 7 жыл бұрын
መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ መሃሪ ዝኾነ መደብ እዩ ያቆብ ሓወይ። ሄርሞን ሓወይ ድማ ኣጆኻ፡ ኣብ ዓለም ምሉእ ዝበሃል ነገር የለን፡ ደቂ ሰባት ነታ ሓጻር ናይ ምንባር ዕድል እንወሃባ ኣብ ብዙሕ መሳልል ናይ ሂወት ኣቲና ሕማቕን ጽቡቕን ክንርኢ ግዴታና እዩ፡ ነቲ ሕማቕ ዝረኸብናዮ ከምጽቡቕ ጌርና ክንሪኦ እንተ ፈቲና ጥራይ እዩ ድማ ኣብ ዓወት ከብጽሓና ዝኽእል።
@Erilove15
@Erilove15 7 жыл бұрын
ኣጆካ ሄርሞን ሓወይ ዓልም ደርሆ እያ ን ገለ ትሓቁፍ ን ገለ ትተኩብ ፍቅሪ ዉን ዕጫ እዩ እዩ ን ገለ ፈቃር ጋል ተጋንፎ ን ገለ ፈቃር ወዲ የጋንፋ ኩሉ ነገር ከም ፍቃድ ኣምላክ እምበር ከም ድላይካ ኣይኮነን ን ስካ ትባዕ ተስፋ ውን ኣይትቁረጽ እምበር ከስ ዓለም ብ ተስፋ እያ ን ራህዊት ውን ርከባ መን እፈልጥ ተጣዒሳ ትከውን ኣሉታዊ ዝኮነ መልሲ ተሱሚዕካ ውን ብ ዓቅሊ ትዕግስትን ክትሰግሮ ፍትን ያቆባ ውን ቀጽሎ ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ኢካ ተመሓላልፍ እሞ የቀንየልና
@makumehari9049
@makumehari9049 6 жыл бұрын
ዋውውውውው እንቃዕ ብደሓን መጸካ ያቆባ ሓውና ሄሪ ሓወይ ኩሉ ዝወረደካ ቀልል እኮ እንተዘይኮነ ግን ህውት ማለት መሳናክል ዝበዝሖ ኩርኮሕ እዩ ግን ንዝወረደካ ተመስገን እልካ ምቅባሉ እዩ ድሓር ካኣ ኣብ ዓለም ራህዋ፡ጸገም፡ቅሳነት፡ጭንቀት፡መካይድ እዮም ነዝኦም ብከመይ ትብድህ እዩ እንቃዕ ተበዳል ኮንካ እንቃዕ በዳል ኣይኮንካ ማለት ነቲ ሰብ ዝበደሎ ኣምላክ ንጽብቁ ሰለ ዝቅይሮ ናይ ሎም በደልካ ናይ ጽባሕ ዓወትካ እዩ ሶ ኣጆካ ሞት ኣደ ከመኣን ይርስዓ ንዓኣ ርስዕካ ሓደሽ ህወት ፍጠር ፈቃር ስለ ዝኮንካ እቲ ናይ ኣምላክ ፍቅሪ ወትሩ ኣብ ዝራካ እዩ ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@kingtheking221
@kingtheking221 5 ай бұрын
Kabi tikitok zimexkum like 👍
@abrhiswedieriboy9215
@abrhiswedieriboy9215 7 жыл бұрын
Welcome Enka bdhan mexka yacob hawna brhan gexu awli zmwexu tum dmxu 👍 heri hawna ka Ajoka fkri trir eka ente kone nska gen Ajoka berti trr Bel 😘
@mhretgebrekidan7044
@mhretgebrekidan7044 5 ай бұрын
ሎሚ የ ሰሚዐያ ዋናኣ ምስ ረኣኩ ሞ ገሪሙኒ ❤❤❤
@meksebey854
@meksebey854 4 ай бұрын
Nay Bhaki dmxawi haylome hawey jgna ika Amlak edmen tunan yhbka🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙Kemzi gerka Natka zanta nahwatka mkfal btaemi mehari zanta tesfa moral kulu zelwo.
@wedibelih7205
@wedibelih7205 7 жыл бұрын
ኤቼ ሓያል መሳጢ ዛንታ ,ኣነ ክብለክ ዝደሊ ሄርሞን ኣቃልን ፈቃርን ንጽባሕ ትሓስብ ጥራይ ኩን ንምታሲ ገዲፋትኒ ኢልካ ነብስካ ኣይተዋድቅ ንክትውንና ኣቅሊ ክሓተካ እዩ ኣጆካ ክትረክባ ውን ዓቢ ትስፋ ኣለኒ ግዲፋትኒ እልካ ኣይትጨነቅ ሕማቅ ነገር ውን ኣይሕሰብ ኣምላክ ይሓግዝካ ከም ዋንጫ ክትውንና(ርኢቶና ኣይንብቀቀሉ )
@ermiyasberhane9769
@ermiyasberhane9769 7 жыл бұрын
Nay behik
@ያለድንግልማርያምአማ-ጘ3ዀ
@ያለድንግልማርያምአማ-ጘ3ዀ 7 жыл бұрын
ኣጆካ ሄርሞን ሓወይ ንዓለም ሕማቅ ከይረከብካ ፅቡቅ የለን እግዚአብሔር ሓሳብ ልብካ ከሰምረልካ ትምኒተይ ዩ ዓክ ናይ ዛ ዓለም ነገር ኩሉ ነገር ነቱ ሩህሩህ ጋይታ ገደፋሉ
@user-wz3mb1fw9p
@user-wz3mb1fw9p 7 жыл бұрын
ሄሪ ሓወይ ኣጆኻ ወላ'ዃ ኣፍቅራ እንበር ፡ፍቅሪ ሰብ ጎዲልካ ፡ንነብስኻ ኣይትህሰ።ማለት ፍቅሪ ኣብ ገዛእ ርእስኻ ምፍቃር'ዩ ዝጅምር።ንነብስኻ ተፍቅራ እንተዄንካ ኢኻ ሕጉስ ሂወት ዝህልወካ ፡፡ከምኡ ድማ ጽባሕ ንግሆ ንሂወትካ ዝጠቅሙ ጸጽብቁ ጥራይ ኢኻ ትገብር።እዚ ምስ ትገብር ብ ሰብ ክትፍቅርን ክትፍቶን ሰባት ክፈትዉኻን ከፍቅሩኻን ይጅምሩ። ኣብ ጉዕዞ ፍቅሪ ግን ክትዕወትን ክትወድቅን ንቡር'ዩ።ምናልባት ግን ድሌታታ እንታይ ምዃኑ እንተ ትፈልጥ ጽቡቅ ኔሩ ።ተዘይኮይኑ ግን ቀዳምነት ንነብስካ ኣፍቅራ ክቡር ሓወይ ።ኣምላኽ ከም ልብኻ ይሃብካ ።ወደሓንካ ያቆባ ከኣ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስለቲ ጽቡቅ ስራሕካን ተገዳስነትካን thanks more
@ንስካኢካፍቅረይናይብሕተይ
@ንስካኢካፍቅረይናይብሕተይ 6 жыл бұрын
ኣጆኻ ንኩሉእግዚአብሔር ዘሓዘልካ ይህልዉ ሓወይ ! እት ሙቅር ዕላልኹም ብጣዕሚ የምስግን ክብራት እህዋተይ ❖!
@weditestsegu3457
@weditestsegu3457 7 жыл бұрын
Ab sweiz ke kemizi alo diyu emo amlek misana yekun ajoka ka heri sebey like ka habuni
@egzabiheryemsegenxbukeyeze8504
@egzabiheryemsegenxbukeyeze8504 6 жыл бұрын
Thanks yakob kubur hawi bemkexal kea neheri ajoka kebelo efetu nebse ketelet gen mefetehi aykonen ne egzabiher kenmesgen ember bewaninena kenender ayefeterenane gotta selezi gexeka atibeka mebegase zehaseh koynu yesmani
@abelabel1812
@abelabel1812 7 жыл бұрын
፡ዝዓርከይ ሸንፈትካ ዘደርቢ ዛንታ አዩ፡ፍቅሪ ቃልሲ አዩ ንነብስኻ ኣይትንበር፡እንተ ዘይ ኮይኑ ኣብቲ ባሕሪ ልብኻ ድንጎላ ኣእቱ።
@hcgf5026
@hcgf5026 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይርዳእካ ክምትድልዮ ኩሉ ክእበካ ይምንይ ዝሓወይ አይዞካ ኩሉ ሓላፋይ እዩ
@furtunafutsum7789
@furtunafutsum7789 7 жыл бұрын
Hermon hawey libi aebya tetmelisa xbuk hiwet kitmerhu tesfa ygebr tmles kea tkewn tezey temelisa gn hermon hawey ab hiwet xbuk kegatmeka tray aykonkan tgoaz bexaru kea hmak alo hmak abzegatmeka gn zeymbrkak wela ko kebid tekone tesfa keykorexka mgoaz elamaka mhram tray eyu lkie kemti eshok b eshok tenrkisu zeexie nzegatmeka xegemat msti zhalefkayo anexaxro kabu zkelele elka eyu kihafo eye kabzi zkefie aymxae elka shigrka akallo ms gzia zeyrisae yelen xelotka nabti lewahn fekarn amlakna ykun n keargelka wn lemn kulu kekllelka eyu zhawey ajoka good luck 🙏
@ikbenikikkomuiteneri3095
@ikbenikikkomuiteneri3095 7 жыл бұрын
Furtuna Futsum ja nay bhaki xubuk aleki kulu halafi eu heri hawey kea ajoka dahan entay nebska aytewadiq ajoka fkri dea 60% qanza eu ......................
@ikbenikikkomuiteneri3095
@ikbenikikkomuiteneri3095 7 жыл бұрын
Furtuna Futsum niccc
@efremamine5121
@efremamine5121 7 жыл бұрын
Furtuna Futsum 👍✍
@yonaszeru4096
@yonaszeru4096 7 жыл бұрын
enqah bselam mexaka yakoba sleti kulu tegedasnetka blbi eye zemesgneka anbesa
@samuel-fp8xg
@samuel-fp8xg 7 жыл бұрын
Ewey heri hawey kemza natey do rekibateka bel eske ajoka trerr bel kesab zekone zekewen
@በእንተዝናፈቅረኪ
@በእንተዝናፈቅረኪ 6 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ሄርሞን ሓወይ! ናይ በሓቂ ዛንታኻ ሰሚዐ ብዙሕ ውን ተሰሚዑኒ ሓዚነ እንተኾነ ኣብ ዓለም ክሳብ ዘለና ዋላ እዃ ጽቡቕ ንግበር ሕማቕ ከም ዘሎ ኣሚንና ንኹሉ ናብ ፈጣሪ ንግደፎ ። ስለዚ ብዓቕመይ ሓደ ነገር ክብለካ ይፈቱ ኣይትደውለላ ክንትርስዓ ፈትን ኣይትዘክራ ውን ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ!
@Mebrathom
@Mebrathom 5 ай бұрын
ካብ tiktokዝመጻእካ ኢድካ ሓፍ ኣብል
@eseyasghilay879
@eseyasghilay879 4 ай бұрын
⁠@user-jl8kf4uv1zMe too 😂
@tekilatekila3316
@tekilatekila3316 7 жыл бұрын
ኣጆኻ ሄርሞን ሓውና ፡ኩሉ ኣብ ሂወትና ዝዋሃበና ንሰናይና ዪ፡ንጽባሕ መን ይፈልጣ ፡ስለዚ ኣጆኻ ዓቕሊ ፡ሞራል ፡ተስፋ ሒዝካ ንሂወትካ ኣበርትዓያ ፡ካብቲ ንስኻ ትምነዮ ትምኒት ዝበልጽ ፈጣሪ ክህበካ ዪ፡፡
@samsomabraham533
@samsomabraham533 7 жыл бұрын
ኣጆካ ን ሸይጣን ዕድል ኣይ ትሃቦ፡ ንድሕሪት ኣይ ትጠምት ኣይ ትዘክር ውን ከምዚ ኢየ ነይረ አንዳ በልካ ኣይ ተዕልል ከምዚ ኢየ ክከውን በል፡ ወላ ሕጂ ን ሂወትካ ከተድሕን ኢላ ሐራይ ተበለትካ ጽባህ ንጉሆ ከ ሞ፡ ዘይ ትፈትወካ ሓቂፍካያ ተሓደርካ ከ አንታይ ክገብረልካ፡ በቃ ግደፋ ነዓካ ትመስል ድለ፡ ኣጆካ ነብስካ ምጥፋአ 1# ሓጥያት 2# ስድራካ 3# ሂወትካ በዓቢኡ። du sollst nach denken.
@naxuuubeyene3738
@naxuuubeyene3738 4 жыл бұрын
Nay behaki zearkay
@merhawitesfaberhan68
@merhawitesfaberhan68 5 жыл бұрын
ሀሪ ሃወይ ኣጆኻ ተስፋ ኣይቲቁረጽ ቲባዕ ዓለም ከምኡያ ተስፋ ዘይምቁራጽ ጥራይ
@habtomhaile6890
@habtomhaile6890 7 жыл бұрын
ኣፍቃሪ ማለት ከምዚ ከማካ ዩ ሃወይ ናተይ በዓቢኡ ቲ ፍቕሪ ኣስተማቂርካዮ ኣለካ ፡ ኣጆካ በርትዕ ካልእ ምዕራፍ ናይ ሂወት ክፈት ፡ ሓንቲ ጋል ሄዋን ኣብ ዓለም ከም ዘላ ገርካ ኣይትሕሰብ ፡ ፍቕሪ ኩናት እዩ ፡ኣብ ኪናት ካ ምስዓርን ምውዳቕን ኣሎ ፡ ስለዚ ኣመላክታትካ ኣስተኻኽል ።
@kflomhntsa6217
@kflomhntsa6217 4 жыл бұрын
ኣታ ኩቡር ሓዉና ኣጆካ ኣቅሊልካ ራኣዮ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@Merana10632
@Merana10632 7 жыл бұрын
ahhhhh😭😭😭😭😭😭😭😭aykalkun hieri hawey 😢😢😢😢😢😭😭😭😭
@مرحبامرحبا-و3ه
@مرحبامرحبا-و3ه 3 жыл бұрын
ኣጀኻ ሜሮን ሓወይ ሓይልኻ ልነብስካግበሮ ላብ ኣምላኽካ ጸሊ ኩሉ ክፍትሐልካ
@gidugualyesusgidugualyesus6690
@gidugualyesusgidugualyesus6690 6 жыл бұрын
ክላትኩም ኣብዚ ዘልኩም ሄሪ ሓወይ ውን ናይዚ ዓለም ተመሊኡ ኣይምልእን ኢዩ እቲ ሓቅኛ ኣፍቃሪ ሎሚ ክነግረኩም ንሱ ከኣ እቲ ፍቅሩ ብግብሪ ዘርእየና ኣብ መስቀል ሓዲግ ስማይ ሓድግ ምድሪ ጥልጠል ዝበለ ንዕኡ ናብኡ ተጽግዑ ክሉ ኽጥዕመኩም ምክንያቱ ኣነ መስክርየ እቲ ካብ ሞት ትድሕን ዘልካ እግዚኣብሄር ነርማል ክትነብር ስክት ከተፍቅር ገለ ጥራይ ኣይኮንካክን ተፈጥርካ ብዝሕ ዕላማ ኣለዎ ኣምልክ ሕጂ ግን ናይ ሞት ድሕሪ ሕጂ እይትፈትን እዚ ግን ፍቅሪ ? ? ? ? ? ፧ ፧ ፧ ? ? ? ?
@azebgebrezghi5622
@azebgebrezghi5622 3 жыл бұрын
ኣጆካ ሄሪ ሓወይ ትርር ዳኣ በል ኣምላክ ክሕግዘካ ኢዩ
@SelamAbraha-rw6me
@SelamAbraha-rw6me 5 ай бұрын
Tiktok rieya eye mexiye. Minim seb lieli nebsu nikalie kefkir yenlun entirfo Eyesus kirstos❤
@rodasasafa5012
@rodasasafa5012 6 жыл бұрын
ፍቅር ሊሞ አጆኻ ናትካ እንተከና ክትነብር እያ ምሰካ ተዘይ ከይና መረሲኢ መጸናዕቲ ይሃብካ እዝጋቢሄር ይሓልዉካ
@AbiEkuley
@AbiEkuley 5 ай бұрын
Ajoka hawey nty amlak hayli yhabka 🙏🙏🙏
@awelkerali8777
@awelkerali8777 7 жыл бұрын
Nay gen Nateka anabeba eyu mesetni 👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌👌kexelo
@abrahamhaile7596
@abrahamhaile7596 7 жыл бұрын
love is not exist bro !love your self,and love your family,love your brother and sister,love God and pray always, make a decision to plan and got to sports 🙏🏻
@mehariteklehaymanot5766
@mehariteklehaymanot5766 5 ай бұрын
ናይ ያቆብ ዳዊት ዝጻሓፎ ዛንታታት ኩሉ ሰሚዐዮ እየ ነዚኣ ካኣ ኣብ ቲክቶክ ናተይ ኢያ ዝብል ምስ ራኣኹ ይደግማ ኣለኩ
@Hawalafilime
@Hawalafilime 5 ай бұрын
ኣጆካ ሓንቱ ቃሉ❤ሓወይ
@embabaabraham5069
@embabaabraham5069 5 ай бұрын
Nay kale seb zanta eyu nay haylom zebhal eyu 😍
@semeretadese7989
@semeretadese7989 7 жыл бұрын
ሄሪ። ኣጆካ ኣነ ብህውት ናትካ ዝተገረምኩ ሰብ ሓደ ነገር ክብለካ ዝደሊ ኢታ ሕጂ ትጥምታ ዘለካ ጸላም ጽባሕ ብርሃን ኢያ ምንባር ማለት ትፈቲንካ ምምሃር ኢዩ ፈቅር ኢካ ንሳውን ክምኡ ግን ማለት ነዓካ መግደፚኣ ነገር ፍለት ዘይጠክም ሓሳብ ኣግትጠቅመሉ ከይትጋገ ኣስተውዕክ ኣጆካ ቅሊል። ኡዪ ንዝኮነ ነገር ባዕክና ምስ ነካብዶ ኡዩ ዝከብድ ኢዚ ክብለካ ከለኩ ልብካ ፍቅሪ ይፈልፍል ምስ ሰባት ልባዊ ተገዳስነት የሃልካ ሄርሞን ሓወይ ሓደራ ሓጺር ውሳነ ኣይትወስን ክድካ ምሰኣ ተራዳዳኢ ኢዚ ምስ ትገብር ትራይ ኢካ ክትዕወት ትክኢል i hope ☝️ተስፋ ኣለኒ ታሕጓስካ ክሰምዕ🙏🏽✔️💋💯🌷💋🇪🇷🇪🇷
🛑ማሃሪትን መሳጢትን ታሪክ  ክሳብ መጨረሻ ነዳምፃ
7:38
Learn English through Story - Anna and the Fighter - Level 1
25:44
Learning English Through Stories & Conversations
Рет қаралды 3,8 МЛН
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 42 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
Celine Dept
Рет қаралды 28 МЛН
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 14 МЛН
ሲንግል'የ ሓቀኛ ዛንታ ዓርኪ የብለይን
19:08
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 85 М.
ጥቅስታት ኣልበርት-ኣንስታይን
7:43
yumun-tube
Рет қаралды 6 М.
EMN - ካብ ስድራይ ሃገረይ - Eritrean Media Network
43:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 69 М.
Eritrean audio book እጉሂ እምበር ተስፋ ኣይቆርጽን እየ.
3:02:31
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 42 МЛН