ኤርትራውያን ንምታይ ብምውዳቕ ባሻር ኣልኣሰድ ይሕጎሱ

  Рет қаралды 22,619

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 242
@yohannesgeb
@yohannesgeb 2 күн бұрын
ሃለውለው፡ኣይትበል፡መን ምስ መን ተራክቦ ኣለካ ሃላው
@Asmara.Eritrea.1892.
@Asmara.Eritrea.1892. 2 күн бұрын
,ድሕዝን ሻዕብያን ስሪያን ከተመዘዝን ምፍታንካዩ ደሓን ንጽቡቅ ትዕዝብቲ እዩ እንበር ብሕጂ እዩ እቲ ሽግር ሕማቅ ኣይንምነን ኢና
@Asme125
@Asme125 2 күн бұрын
ባርያ ናይ ብሕጂ ክኣ ኣምላክ ኣሎ
@kirosghebrewold7080
@kirosghebrewold7080 2 күн бұрын
አታ ለመጭ ከዳዓ ንፈልጠካ ኢና
@shipe6489
@shipe6489 2 күн бұрын
ነዳይ ናይ ልቡ ይሓልም ሳዳም ሑሴን ክወድቕ ከሎ ልክዕ ከምዚ ናይ ሶርያ እቶም በሃማት ክሕጎሱ ርኢናዬም ሎሚ ኢራቓዉያን እንዳበኸዩ ንሳዳም ብኽብሪ ይዝክርዎ ኣለዉ።ናይ ሶርያ ድማ ጽባሕ ንርእዬ እንተ ናብ ኤርትራ ግን ብዘይካ ኣብ ሕልምኹም ብተግባር ክትርእዩዎ ማለት ዘበት ሃገር ሰብ ኣለዋ ሰብ ብሰቡ ኣብ ጎቦታት ሳሕል ብሓዊ ዝተፈተነ ወርቂ።
@IbraMo-p2y
@IbraMo-p2y 2 күн бұрын
አሞ አንታይ ይሓይሽ ህዝቢ ምንባር sienu ስደት bezihu
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Күн бұрын
Denkoro beham mesta etom ab godagudi Eritrea n buzuh ametat teasirom zelew yewurdelka 1 mealti ala rahwa zrekbela hzbi Eritrea 🙏
@HarounEqubal
@HarounEqubal Күн бұрын
​@@simonmengstab2620ናይጉሓፍ ጉሓፍ ኢኻ : ከዳዕ : አዴኻን ደቅኻን ሰበይትኻን : ትኸድዕ ጉሓፍ ኢኻ ። እቶም ተአሲሮም ዘለዉ : ትብሎም ዘለኻ : ከማኻ ከደዓት ሀገሮምን ህዝቦምን : ሰራዊቶምን አሕሊፎም : ከም ይሁዳ ን30 ዶላር ዝሸጡ እዮም ።
@SomariSomari-y1u
@SomariSomari-y1u 22 сағат бұрын
👏👏👏👏👏👏
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 21 сағат бұрын
@HarounEqubal leleka kedae yelen bhzbka zeythasb abey alew beal petros selemun abey alew beal bitweded abrha anta chenawi kedae bzaeba eziom hasiba tfelt bzeyfrdi n 25 amet abgodagudi xelmat teasirom alew gn dahan amlak yfredkum tray ena nbl
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 2 күн бұрын
ለክባጣት ከዳዓት ዑሱባት ከማካ ደቂ ማይ ጠላሚት ስለ ዝኮኑ ዝነገሰ ኑጉስና ዝበረቀ ጸሐይና ስለ ዝኾኑ። እቲ አስሊ ወዲ ከብዳ ንኤርትራ ግን ብከምዚ አይሕጎስን ኢዩ ዝመጾ ስለዝፈልጥ ሱዳን ሊብያ ኢራቅ መምሃሪ ኢየን ንዓና ምስ ዝነፈሰ አይንነፍስን ኢና ሃገርና ብከመይን እንታይ ዋጋ ተከፊልዋን ንፈልጥንፈላልጥን ኢና።
@thanksgod8398
@thanksgod8398 Күн бұрын
ናዓ በጃካ ድቅርናካ ኣብዚ ኣይትግለጽ ባርያ ስለ ዝኮንካ ፈቲካ ጸሊካ ጃዕባብ ክእለ ኢዩ ናይ ጌዜ ሕቶ
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 Күн бұрын
@@thanksgod8398 ድራዝ ሞቦኸርያ ሀደሚ ከዳሚ። ናይ ሃገረካን መንግስትካን ባርያ ሙኳን ጸጋ ኢዩ።
@HarounEqubal
@HarounEqubal Күн бұрын
​@@thanksgod8398ሱቅበል ጉሓፍ : ምስመዕበይኻ : ጥፋእ : ዝብሀል ንኸምዝኸማኻ እዩ ። ግዜ ክትብል ክትጠፍእ ኢኻ ።
@samuelasgedom2561
@samuelasgedom2561 2 күн бұрын
ብምውዳቕ ስርዓት ኣሳድ ዚሕጎስ ኤርትራዊ የልቦም፡ እቲ ምንታይ እዚ ኩነት ምጅናር ናይቲ ጸልማት ዘመን ሶርያ ዩ!
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 2 күн бұрын
ዒቃ በሊዕካ ጋሕ በል ወዲ መናጢት፡ኣሳድ ሃዲሙ ተቓወምቱ ተዓዊቶም ዘይኮበስ፡ቀጺሉ ዝመጽእ መጻኢ ናይታ ሃገር ብህሉው ኩነታት እንታይ ክኸውን እዩ ኣየአፈትካን፡ድሮ ሳዕቤኑ እስራኡአል ትወስዶ ዘላ ስጉምቲ ኸ፧እቶም እሱራት እንታይ ዓይነት ገበባት ዝነበሮም እዮም ጌና ኣይተገምገሙን፡ብመንጽር እቲ ዘእሰሮም ምኽንያት ክኸውን ዝኽእል፡እቶም እሱራት ዶ ይበዝሑን የገድሱን እቲ ካልእ ህዝብን እታ ሃገገርን፧ናይ ሶርያን ሶርያውያንን ከ ምስ ኤርትራን ኤርትራውያንን እንታይ ዘተሓሕዝ ነጥብታት ኣሎኻ፧ኣታ ቆንዳፍ ቆፍቋፍ
@merateldafa
@merateldafa 14 сағат бұрын
Mad
@mebrahtomnegash2969
@mebrahtomnegash2969 2 күн бұрын
ቀስ ኢልካ ተዓዘብ አብ ሶርያ ለውጢ ድዩ መጺኡ ነውጺ ተጸበ
@yohannesalazar7578
@yohannesalazar7578 Күн бұрын
እቲ ኮመንት ኣንቢበዪ ተገሪመ ፡ ስርዓት ህግደፍ ንዕሱባቱ ኣንጻረይ ኣብ ዝጸሓፍ ኣንጻር ጸሓፋ ዝተባህሉ ይመስሉ፡ እመኑ ኣይትእመኑ እ/ሄር ዝወድኣ መዓልቲ ኩሎም ካብቲ ናይ ዓመጽ ጎዻጉዲ ክወጹ እዮም።
@maxtec2835
@maxtec2835 2 күн бұрын
ናይ ሶርያ ፀገም ብዝበለፀ ብሕጂ እዩ ክጅምር
@trussom647
@trussom647 2 күн бұрын
ንዝርድኦ ኩለን ብሓይልን ብዉግእን መራሕተን ዘዉረዳ ካብ ዝነበርኦ ይገደን ዝሓለፈ ይጥዕም ፡ ይሓይሽ ካኣ ይብላ ኣለዋ ።
@nazrethmesfin3206
@nazrethmesfin3206 2 күн бұрын
Keep dreaming Eritrea is well protected by God and her children!!!
@AdayHiwet
@AdayHiwet Күн бұрын
And these people are not protected by God ?
@HarounEqubal
@HarounEqubal Күн бұрын
​@@AdayHiwetሀታፍ : እንግዚ ይትረፍካ : እሞ : ህዝቢ : ኤርትራ : አብትሕቲ ፈጣሪ : ብቅልጽሙን ጽንዓቱን ጀግንነቱን ተኸበሪኡ እዩ ሕጂ ኸአ ብአዚዩ ዘበን ዝፈጠሮ ቴክኖሎጂ : ተዓጢቁ : አብጥቁ ዝቀርብ የለን ።
@AdayHiwet
@AdayHiwet Күн бұрын
@HarounEqubal እሞ ብዐል ንስኻ ሃዲምኩም መንእሰያት ክሕልውልካ መፂኻስ፡ አምላኽ ይሕልወልካ አሎ። ግን ሓቅኻ ንዐኻ ቕልዑት ሃገርካ ይሕልውልካ አለው፡ ሃገር ክአ ተሕልያትልካ አላ። እቶም ቖልዑ ግን እግዚአቢሄር ዝረስዖም እዮም።
@gideyalem6475
@gideyalem6475 2 күн бұрын
ንስካ ውን ዒርዕሮ ከም ታኣቱ ርግጸኛ ኣሽካይ ንሶም ክወጹ ኣታ ጉሒላ ቶክላ ለካ ትጽቢትካ ከምዚኣ ኢያ በጽብጽ ።እሞ የለን ከም ወዲ ዓሊ ብገዛእ ኢድካ ታሓኒቅካ ጥራይ ሙት።
@amanfishaye7355
@amanfishaye7355 Күн бұрын
Ati sebeyti neskis abay eki temsli qorub tehsbi do ke hezbi eritra ko yetfi eu zelo mensey twdiu ab sdet ka ab feqdio libya yenglta alo bejakiom eba kenlmnkiom hagrnia endher xebuk halyia kediu abu neberiu yake 😡
@rezenemebrahtu1753
@rezenemebrahtu1753 2 күн бұрын
ከምዚ ዝመስል ለውጥስ ንጸጸላኢኻውነ ስለዘይትምነዮ ለውጥን ሩፍታን ረኺቡ ህዝበ ሶርያ ኢልካ ክትዛረቡሉ ዘይክኣል እዩ እንሆ ድማ ሎሚ በቶም በአገልግሎት ሓያላትን ጎረባብትን ትድሰቕ ኣላ ነዚ ለውጢ አለና ንጽውዕ እንተሊና አምላከ ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ክብል ካብ ከምዚ ይሰሰውረና
@thnsat5368
@thnsat5368 Күн бұрын
ኤርትራውያን ሃዲሽ ምንቕስቃስ የድልየና ኣሎ። ዝተወደበ። ዝይጠቅም ኣስማት ዳሃብካ ዘይኮነ፡ ዑሙቕ ዝበለ ብ መንሰያት ዝተወደበ ንመጻኢት ኤርትራ ዝሓስብ ኩሉ ሕብረተሰብ ዝጥርንፍ ፡ ኣብ ክፉት ስነሓሳብ ዝኣምን፡፡ ብ ኣረግቶት ምስ ኣረጊት ስነሓሳብ ይኣኽለና። 35 ዓመት ብዘይ ሕገመንግስቲ፡ ዝርኣ ምዕባለን ዕብየትን፡ ይኣኽለና። እቶም ደግፍቲ ስልምንትያ ትድግፉ ፍለጡ፡ ብ ደም የሕዋትና ኣይንጻወት። እቶም ትቓወሙ መቓወሚ ሓሳብኩም ኣስፍሕዎ፡ ብርጌድ ንሓመዱ ፍታሕ ኣይምጸን እዩ፡ ሓውኻ ብምፍጋእ ብ ምንጻል ዝመጽእ ለውጢ የለን። ዓወት ንውጽዓት።
@michaelmedhane2848
@michaelmedhane2848 2 күн бұрын
ትንታነኻ ኣብ ምኽንያት ምውዳቅ ኣሳድ ጌጋ እዩ ቡዙሕ ሓበሬታት ይጎድለካ እዩ
@downdownw7374
@downdownw7374 2 күн бұрын
ድሮን ዶራን ሱርያን ኤርትራን እንታይ ኣራኸቦ። ዒራቕን ሊብያን ሳዳምን ቃዛፍን ህዝበን ሎሚ መዓልቲ ክምለሱለን ይትምነዩ ምህላዎም ደኾን ኣይሰማዕካን ኮንካ። ሶርያ ኸኣ ድሮ መረታ ብቱርክን እስራኤልን ተወሪሩ እንዳረኣኻ ምኽሓድካ ማለት እዩ። እዞም ጎይቶትካ ምዕራብ ምስ ኣስከሩኻ ዘይሓወኻ ናይ ኣእምሮ ሕሙም ንኤርትራ ናይ ከማኻን መሰልትኻን ተምኒትን ንፋስን የድሕና ንዓኻ ከኣ ካብ ናይ ኣእምሮ ሕማምካ ይምሓርካ።
@thanksgod8398
@thanksgod8398 Күн бұрын
ንሶራውያ ከምዚ ይሕሸሞ እቲ መራሒ ኮሎስ ኣብይ ዶ ይቀጻጸሮ ነይሩ ንህዝቡ ስደት ዘስፈረ
@downdownw7374
@downdownw7374 Күн бұрын
@@thanksgod8398 ድሮ ንበሻር ክምነዩ ዝጀመሩ ሰባት ኣለዉ ኣብ ሳልሰቲ። ነታ ሃገር ገዲፎማ ዝወጹ ዘለዎ ከኣ ብዙሓት እዮም።
@aneeri6921
@aneeri6921 2 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ዕሽነት ኣርእስቲ ኢኩም ሂብክሞ እንተይ ዝሓጉስ ኣለና ባዕሎም ሶርያውያን ይታሓጎሱ እንበር ሰላም ይግበረሎም ህዝቢ ስለዝኮኑ ኤርትራውያን ሰላም የውርደሎም ንብል እንበር ስልምንታይ ዘይኮነ መኣዝን ትህቦ ንስካ እንተታሓጉስካ ሓደ ክልተ በሃምት እንተተ ሓጎሱ ኩሉ ተሓጉሱ ክትብል ዝሕፍር እዩ ጽባሕ እንታይ ይመጽእ ዘይተፈልጠስ ትሓጉሱ ተፈንጪሩ ክትብሉ ሙክታር ትበሃል ሰብ ጥዕና ዘለካ ኣይመስለንን ።
@khtt8663
@khtt8663 2 күн бұрын
Nay behki soryawuyn ytehagosu
@thanksgod8398
@thanksgod8398 Күн бұрын
እንካዕ ካብዚ ባርባራዊ ስርዓት ተገለገሉ ፎቆዶ ስደት ፋሕ ዘበለ መራሒ ንህቢ ጽጨፍጨፈ ብግምት ኢኩም ኢካ ትዛረብ
@issakyohannes6590
@issakyohannes6590 2 күн бұрын
Your twisted main you.wish for eritrean.people the same as Syrian keep wish a game wahde
@yemanemenghstab6139
@yemanemenghstab6139 2 күн бұрын
እዚ ረስሕ እስካ ትሚንካ ንህገርና ሕማቅ ትትንበ ብማኪና ተጨልቃ ትመውትትኮውን ቅድሚ ሃገርናረሳሕ ዓጋመ
@GhideyM
@GhideyM 2 күн бұрын
እቶም ባሃማት ዓያሹን ሸየቲ ሃገርን እንትርፎ ዕንወትን ጥፍአትን ህዝብኤርትራ ዝምነዪ ብስዕረትን ዕንወትን ህዝቢ ሶርያ ዝተሐጎሰ ሰብ የለን።
@gebretinsaegebrhiwat5411
@gebretinsaegebrhiwat5411 2 күн бұрын
ሕቡናት ኤርትራዉይን ነዚ ለክባጥ ድሮን እቶም ስብስክራይብ ጌርኩሞ ዝጸናሕኩም ኣንሳብስክራብ ግበርዎ ብሎክ ጥራይ ግበርዎ ንሳ እያ መድሃኒቱ ።
@Peace-j1l
@Peace-j1l Күн бұрын
kkk እቲ እዝንኻ ዝደልዮ ጥራይ ክትሰምዕ እሞ ኣይትድለ !! እቶም ብዘይ ፍርዲ ንዓመታት ዝተኣስሩ ጋዜጠኛታት ተጋደልቲ ኣባላት ሃ ኣገልግሎት ፣ሚኒስትራት ነበር ኣቕሽሽቲ ፣መሻይኽ ፣ሰዓብቲ ጴንጤ ቆስጠ ፣መሰካክር ዩሆዋ ወዘተ እዞም ኩሎም ቤተሰብ ኣለዉዎም ኣዝማድ ኣለዉዎም እሶምውን ዜጋታትና እዮም። ከምዛ ናይ ሶርያ መዓጹ ቤት ማእሰርቲ ዝስበረሉ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ
@merateldafa
@merateldafa 14 сағат бұрын
Guya hawselu 😅
@shipe6489
@shipe6489 13 сағат бұрын
@@gebretinsaegebrhiwat5411 ድሮን ኣይኮነን ተዘይ ተጋግየ ሙኽታር ዓሊ ዝበሃል እዩ
@sawatube
@sawatube 8 сағат бұрын
ይገርመካ እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ሶርያ ዘምነይላ ኤርትራውዩን እዬም ክብል አየክእልን እየ
@arontesfay7978
@arontesfay7978 2 күн бұрын
እዚ ንህዝቢ ሶሪያ ዝከፈኤ እንተ ዘይ ኮይኑ ዝሓሸ ከም ዘይ የጋጥሞን ርግጸኛ ኢዩ ሕጂ ሕጂ ነንሕድሕዶ ከም ዝካሳተሩ ርዱእ ኢዩ ናይ ምዕራባውያን ሲስተም ርዱእ ኢዩ ምቅናይ ጥራሕ እዚ ክኣ ኣብ ኤርትራ ክከውን ትምነዩ መጥፊእኩም የምጻልኩም ኣይትሕለምዎ
@thanksgod8398
@thanksgod8398 Күн бұрын
ኣብ ዒራዕሮ የብልካ ወት ባርነት
@solomonzere4294
@solomonzere4294 2 күн бұрын
Men eyom etom Eritawyan tblom?. Kemey eilka k nsom si Eritrawyan ywklu tblom? Nska kemakan zmbulat. Nabey ktbesh delika rdu eyu. Ember tfat Syria bhji eyu.
@yohannesbaraya4269
@yohannesbaraya4269 2 күн бұрын
ዘለንስኪ ኣል ጀላኒ ኣብ ሶሪያ😂
@MulugetagebrehiwetGebreyesus
@MulugetagebrehiwetGebreyesus 2 күн бұрын
nska keman abu eyu botaka
@TesfuGerye-cn5dp
@TesfuGerye-cn5dp 2 күн бұрын
ሶርያ ድሕሪ ምውዳቕ መግስቲ ናበይ እዩ ግዕዝኣ ኣይርድኣኩምን ከም ሃገር ድያ ትቕጽል ከም ልብያ ዒራቕ ሱዳን ሶማል የመን ስቓዮም ኣብ ዘይ ውዳእ ግዝየ ከይትከውን ሓስብካሉ ዲካ?
@Balla291
@Balla291 2 күн бұрын
Dream is free, hagerna kemakum belati seb keyatwewa selem keble dhlu jegna ab dob tegdmu yehader alo 🇪🇷🥷🏿🦁🇪🇷
@tedrosbrhane
@tedrosbrhane 2 күн бұрын
ካብ ናይ ሶርያ ዝኸፍእ ተኣሲሮም ኣለዉ ኣብ ሃገርና
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 2 күн бұрын
ቱኩይ እንታይ ጌሮም ታአሲሮመ ገለ ትፈልጦ እንተሎካ ሐብረና አንጻር ሃገርን መንግስትን እንተከይዱ ዋላ ይረሽንዎ ብሕልፊ ሐሳዊ ከዳዕ እንተነይሩ
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@venusinc6052
@venusinc6052 2 күн бұрын
ርግጸኛ ዲኻ ዒራዒሮ ዝበልካያ? ሙክታር ዝብሉኻስ ከቢድ ዝኾነ ጽልኣት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኢዩ ዘለካ። ተስፋ ንገብር ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ መጺኻ ብዛዕባ ሶርያ ክትገልጸልና!!ካብቶም ህዝቢ ሱዳን ጅግና ትብል ዝነበርካ ኢኻ ፣ ሃየ ሕጂ ብዛዕባ ሱዳን እስከ ግለጸልና!!! እስከ ብዛዕባ ሊብያ ቁሩብ በለና።
@dl4055
@dl4055 2 күн бұрын
Ata hawey etom kedat,tegarun enber,zhgos eti haqena eritrawi yelen,hzbi ybten,gezawti yanu men eyu khgos,sorya bhji eyu mekera ktsbeya, Rgumat eroupawyan,American alem rebishena
@redflawer9043
@redflawer9043 12 сағат бұрын
ዝተሓጎሰ ኤርትራዊ የለን ምኽንያቱ ቡዙሓት ብኸምዚ መንገዲ ዝመጻ ሕማቅ እንበር ጽቡቅ ኣይራኣናን ብቀረባ ሱዳን ሊብያ ንኹሎም ሰላም ንምነየሎም እንተ ኣብ ሃገርና ኣይትሕሰቦ
@MichaelWeldegaber
@MichaelWeldegaber 2 күн бұрын
Aeb eritrean Aythlemwo hzbn mengstn hade you btewesaki mfllay aeb kebila n haymanotn yelen slezs halemti shenkum deksu 😂😂😂😂😂😂😂😂 Esu king❤❤❤❤❤❤
@thanksgod8398
@thanksgod8398 Күн бұрын
ወይ ድቅርና ናይ ጌዜ ሕቶ ኢዪ ዒራዕሮ የብልካ
@sawatube
@sawatube 8 сағат бұрын
ሶርያ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ነንሕድሕዶም ክዋድኡ ክንርኢ ኢና ። ከምኡ እዩ ዝመስል ዘሎ ንህዝቢ አምላክ ይሃልዎ
@mebrahtuberhe5610
@mebrahtuberhe5610 2 күн бұрын
Wela hanti hasab ayemxaekan
@amanuelnashih2724
@amanuelnashih2724 2 күн бұрын
ሞኽታ ኤርትራውያን ዘይኮኑ ዝሕጎሱ ከምዚ ከማኻ መንነት ኣልቦ እዮም ዝሕጎሱ
@DanielTewolde-e6v
@DanielTewolde-e6v 2 күн бұрын
Aytehasu..eritrawyan eyom higusat
@amanuelnashih2724
@amanuelnashih2724 2 күн бұрын
@ እቶም ዝሕጎሱ ናይ መንነት ጸገም ዘሎዎም እዮም : ካልእ ሶርያ ብደብዳብ እስራኤል ትሕረስ ዘላን መጻኢኣ ዘይፍሉጥ ነበር ኮይና ከምትተርፍ ንጊዜ ንግዶፎ
@David-wf4pd
@David-wf4pd 2 күн бұрын
ደንቆሮ አብ ስደት ክንደይ ጌርካ? ዋላስ ለሚድካዮ? ዓዲ ዓዲ ዑቅባ ክንኅትት ትንፋስካ ወሲእካ 😢 'መንነት' ድርባይ መጀመርያ ብስላም ትነብረሉ ዓዲ ይኅልውካ ሽዑ ብዛዐባ መንነት ትዛረብ
@akliluhaddish
@akliluhaddish 2 күн бұрын
AAN, be careful what you wish for
@DanielTewolde-e6v
@DanielTewolde-e6v 2 күн бұрын
Entay himak tezaribu..teana aleka dyu
@edenrose4380
@edenrose4380 2 күн бұрын
ZIHGOS ERTRAWI ENTEALIYU [N-GEBRU BADURI] ZEYFELIT ASHA EYU👈 EZI KULU NAY MIERABAWYAN MEDEB EYU NAYRU [TEZARIBOM 7 ADITAT KEFRISU] KENEFRS ENA
@yohannesbaraya4269
@yohannesbaraya4269 2 күн бұрын
AAN ትብል ትርጉማ'ባ ንገሩና? ሕቶታት ዓማዊልኩም እባ ተገደሱ?🎉
@aneeri6921
@aneeri6921 2 күн бұрын
ከምዚ ከማካ ኣጋስስ ይሕጎስ ይኮውን እንበር ዝሕጎስ የለን ግን ብሻር ውን ብስምምዕ እዩ ወጺኢሎም እንበር ክንደይኮ ምረገፉ መዓነዉ ግን መጨርስትኡ ኣነ ተኮይነ ጸገምኩም ከይደልኩም ኣልኩ ኢልዎም ኣሎ ሕጂ ሰላም ይግበረሎም እንበር ከምዚ ብዕንወት ዝመጽእ ሰላም ኣይሕጉሰናን ሰላም ስለዘየምጽእ ንስካ ዘይተፈለጥካ ወስላታ ኢካ።
@alemzebib1375
@alemzebib1375 2 күн бұрын
ታይ ዝሑጉስ አለዎ ህዝባ ተበቲኑ ሃገረ ሶርያ ዓን'ያ ምዕራባውያን ዝሕጎሳሉ ባዓቢኡ ነገር ዘለዎ ጉዳይ ምዃኑ' ዩ ዝሕብር። እዚአ ከምዛ ናይ ጥላሁን ገሠሠ ደርፊ'ያ።"ያዋከቡት ነገር ምዕራፍ አያገኝም ፍቅሬ ፍቅሬ በዛ አላማረኝም" ያ ትኸውን ዘላ።ልዕሊ ኩሉ ግን እቶም ታአሲሮም ዝነበሩ እንቋዕ መስተርህዎ ረኸቡ።ቅድሚ ሕጂውን ምዕራባውያን ንሳዳም ምስዓለዉኦ ከመይ ዝበለ ፈንጠዚያ ተራእ' ዩ ነይሩ'ዩ።ብድሕሪኡ ግን ንኢራቃውያን አባሊዖም ሃብቶም ስጋብ ሕጂ ጓሕጉሖም ይዘምቱዎም አለዉ።ከምኡ ድማ አመሳሚሶም ንጋዳፊ ዓልዮም ሊብያ ከምዘይ ነበረት ገይሮማ ሃገረ ወሮበላታት ገሮም ስጋብ ሕጂ ሃብቲ ሊብያ ይዘምትዎ አለዉ።ልክዕ'ዩ እተን ማሌሊት ብስም ኤርትራውያን ዝጫጫሓተን አመንዝራታት መናፍሕ ኤርትራ ክንዮ ሓጹር ህልም ትበል ማሌሊት'ይ ድማ ትታዓወተለይ ባሃልቲ ግን ብታሕጓስ ይድብላ አለዋ።እንተ ንምንታይ ኤርትራውያን ታሓጉሶም ዝበልካያ ግን "ውኃ አይቋጥርም" ከምዛ ብሂል አምሓርኝ' ያ ትኾን ዘላ።አበይ ዝረከብካ'ዮ ጸብጻብ' ዩ ስለዚ እዚአስ ኮኮዓዳ'ያ።
@kutarrtaruu4201
@kutarrtaruu4201 2 күн бұрын
ሰባት ድሕሪ ስቓዮም ይመሃሩ።
@imeritrean2724
@imeritrean2724 Күн бұрын
It's true that a dictator must go, but it shouldn't be this way. What we are witnessing in Syria is a MESS, another round of Syrian destruction😢😢
@dadidad4572
@dadidad4572 Күн бұрын
እቲ ኣብ ልዕሊ ሶርያ ዝግበር ዘሎ ምዕናው ከ መን ይዛረበሉ ኣሳድ ጅግና ወዲ ጅግና ኢዩ
@David-wf4pd
@David-wf4pd 2 күн бұрын
Just ተስፋ 😢🇪🇷🇪🇷
@tewoldekahsai8056
@tewoldekahsai8056 2 күн бұрын
No honorable president Isaiah afewerki no Eritrea. God created the earth and shaebeya formed beautiful strong nation Eritrea. Eritrea 🇪🇷 for Eritreans only.
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 2 күн бұрын
Thank you. While the fall of Assad and the end of his brutal regime is to be applauded, it nevertheless will be more very difficult for the Palestinians cause who will be deprived of the conduit to their supporters in other countries.
@mattiwoldu4024
@mattiwoldu4024 2 күн бұрын
AAN ayeeeee
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 2 күн бұрын
ወንበር ❌ መንበር ✔
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 2 күн бұрын
ዘይ አድጊ ኢዩ ኤርትራዊ መሲሉ ዝቀርብ እዚ በላዒ ውዳቅ
@Hope-r4v
@Hope-r4v 2 күн бұрын
Aytigage Nihagerna Ertra mes mes Nai Seyra Temesasilo Zeleka Kunue Aykinen,,eza Guhila American Seabtan Nenhdihedom Yehwat Anakiten Zeiteadene Madenat Guhagihen Kebkias Nezi Nehager Chama Endalegebe Zemtsa Mengestn Hizben si mes Nai Soriywan be misisal Nenhdheu Tenakitu Ketetafuwo Ageb Ageb AAN
@GhibletYbetit
@GhibletYbetit Күн бұрын
ዛዕባ ኤርትራዊ ኣይትዛረብ ታይ ገደሰና ኣብ ዘይምልከተና ንሕጎስ ንሱርያ እዩ ዝምልከት ናይ ናቶም
@nohisack7796
@nohisack7796 2 күн бұрын
ሎቅማጽ ዳዕሸ
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 2 күн бұрын
Chenaawie guhaaf ekaa ..!
@nohisack7796
@nohisack7796 2 күн бұрын
@JY-pz7ju ወዲ አረጊት ሸርሙጣ እንታየዴካ ሐቢጡካ
@Solomon-u8g
@Solomon-u8g 2 күн бұрын
እሱራት ነጻነት ከረኽቡ ጽቡቅ እዃ እንተኾነ ዝያዳ ጽቡቅ ዝኸውን ግን ዝቅየሩ ካልኦት እንተዘይአትዮም ናይ አሰርትን እሱራትን ምቅያር እንተዘይአሰዒቡ እዩ ።ናይ በዓል ኢራቅ ፣ሊብያ ርኢኻ ንሰዳም ን ኑሜሪን ዝናፍቁ ንሶም ምሓሹና ከይመጽእ ዘሰክፍዩ።
@ebrhimosman619
@ebrhimosman619 2 күн бұрын
Ja. Naybhaqi xebuk aleka arku❤ best media Network!!! Thanks you aan media Network!!!🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀👊👌🤙💪💕✌️✌️✌️✅✅✅
@Peace-j1l
@Peace-j1l Күн бұрын
ንእግዚኣብሔር ዘፍቅርን ዝፈርሕን ህብረተሰብ እሱራት ናጻ ክወጹ ፍትሒ ክረኽቡ እንከለዉ ክርኢ ደስ ይብሎ። ይሕጎስ። ህዝቢ ኤርትራ ፍርሒ ኣምላኽ ዘለዎ ህዝቢ ስለዝኾነ በቶም ህዝቢ ሶርያ ካብ ስቓይ ዝወጹ ስድራቤቶም ናጻ ዝወጹ እንክርኢኣቢ ታሕጓስ ይሕጎስ። እቶም ግን ''ኣይትፍረድ ክፍረደካ እዩ'' ዝብል ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ትእዛዝ ዘንጊዖም ነቶም ፍትሒ ከይረኸቡ ምስ ስድራቤቶም ከይራኸቡ ዝተኸልከሉ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ዘይፈልጡ ብኢሰብኣዊ ኣታሕዛ ንዓመታት ብስቓይን ንዝነብሩ እሱራት ከም ጨው ክሓቑ ዝፈረዱ ወይ ነዚ ኣረሜናዊ ተግባር ብቃሎም ዝደገፉ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ክፍረዱ እዮም።
@gebretekle4543
@gebretekle4543 2 күн бұрын
Kla drbay seb mesel
@samsonwoldegaber9786
@samsonwoldegaber9786 2 күн бұрын
Kodarr
@ጽዮንኣደይ-ቈ1አ
@ጽዮንኣደይ-ቈ1አ 2 күн бұрын
ነጅስ😂
@MedhaneWolday
@MedhaneWolday 3 сағат бұрын
ኣየኸ ናትካ ነገር ፡ለኽበጥበጥ ከምትብል እኮ ንፈልጥ ኢና ግናሲ ሶርያ ክጥዕማ ዲዩ ከሓስማ ንተዓዘብ እሞ ምስ ርሃዎ ህዝቢ ክንሕጎስ።
@bahlbikessete306
@bahlbikessete306 2 күн бұрын
Esurat kfthu tsbuk u gn dhrii zi nsorya zgetma gn zbase win kkewin ykeil u . Nmntay eritrawian yhgosu zbelkaya gn gega ya
@musaibrahim6379
@musaibrahim6379 2 күн бұрын
❤❤❤🎉
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 Күн бұрын
ኣሕሕሕ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ይከፍእ ፡ግን ካብቲ ኤርትራዊ ዝባሃል ህዝቢ ሕልና ትባሃል ሃዲማ እያ ፡ከም ሊብያ ከይንከውን ይብሉካ በየናይ ዕድልና ክንረክቦ 😢😢😢😢
@tedrosbrhane
@tedrosbrhane 2 күн бұрын
ዓርኩ ኣብ ኤርትራ ስለ ዘሎ,,,,,ኢሱ ማለትና ኢና,,,,soon ከኣ ንኣምላክ ዝፈርህ እሙን ባርያ መራሒ ክህበና እዩ ጎይታ
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 2 күн бұрын
ሕጂ ወጺኦም ኢልካ ትዕልል ዳሐር እንተነወሔ 2 ወርሒ መራሒኦም ዝዝክሩላ ማዓልቲ ክትመጽእ ኢያ ሶርያ ምስ ተጓዛዘየት ሃገር አልባ ምስኮኑ ሹዑ የራክበና አንተ እቲ መራሒ ግን ዕድለኛ ኢዩ አይተቀተለን ኩሉ ኮፍ ኢሊ ብመስኮት ተሌቪዥን ክርኤም ኢዩ ረክሳዶም ምስ አድነኑ ብገዛ ሃገሮም ስደተኛ ምስኮኑ።
@berekhetkfle9556
@berekhetkfle9556 10 сағат бұрын
ወይ ሃተፍተፍ ኤርትራውያን ብምፍራስ ሶርያ ኣይንሕጎስን መልጋስካ ግዘሮ ሚስተር ዶሮና
@mussieyosief5125
@mussieyosief5125 2 күн бұрын
Klte egri telikn xbah nriakn bkemzi zelo mengsts Abeyneyti hager eyu selam amxu aythasu
@neamihabtom7391
@neamihabtom7391 2 күн бұрын
Eritreawyen aykonun zihgosu zelwu deki Malelit eyom zihgosu zelwu
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 күн бұрын
😢😢😢geze kegezo iyu sora ndhir hiezj zegem hizb sura isey hasot patit deyapulos ndhir heji soray 🇸🇾🕊🤝😭😭😭zegmom ndhir hiej iyu
@yeibiotekie314
@yeibiotekie314 2 күн бұрын
Nay soria tsegemom bhiji u izi busy dege mtititaw zmetsi lewti nab tselam u zsedeka
@abduadem8106
@abduadem8106 Күн бұрын
ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈዊሱ ገበን ካብ ቃላት ዝረሓቐ ኣይኮነን። ኤርትራዊ ግን ኣብ ኣምላኽ ተኣሚኑ ሓቂ ይዛረብ። ኣብ ሃገረይ ሰላማዊ ለውጢ ንደሊ። ክድዓት ኣቢ ኣሕመድ እናዳ በልና ሰብና ንርስዕ ኣለና ይ ገርም ኢዩ. መጀመርታ እምነት ኣጥርዩ! ኣብ ውሽጢ ሓደ ማሕበረሰብ ወይ ትካል ንዝኾነ ሰብ ናይ መሪሕነት ቦታ ዝሕዝ ትሑት ምኽረይ፡ ቅድሚ ምዝራብካ፡ ምውሳእካ፡ ወይ ለውጢ ከተተግብር ምፍታንካ፡ መጀመርታ እምነት ናይቶም ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ኣጥርዩ። ምትእምማን በብቑሩብ ዝህነጽን ግዜ ዝወስድን እዩ። እምነት ክትረክብ ትዕግስቲ ክትገብር ኣለካ፤ ኣብ መንጎ እዚ ንገለ ጉዳያት ዕሽሽ ክትብልን ዝተወሰኑ ባህርያት ክትጻወርን ድሉው ኩን። ምትእምማን ምስ ረኸብካ፡ በቲ እትደልዮ ለውጢ ብዘይ ገለ ጸገም ከተተግብሮ ትኽእል ኢኻ፡ ምስቶም እትሰርሖም ሰባት ኣቢልካ። ጽቡቕ ሓሳብ ምህላውን ቅኑዕ ምዃንን ተቐባልነት ውሕስነት ኣይኮነን። መጀመርያ ናይ ምትእምማን መሰረት ክትተክልን ክትሕብሕቦን ኣለካ፤ እንተዘይኮይኑ ተነጺግካን ንጎኒ ተደፊእካን ንዝኾነ ሰብ ኣይትወቅስ። ንቅፈታ ነብሲ ንቅፈታ ክህሉ ኣለዎ. ቀርኒ ኣፍሪቃ። ድሕሪ ዝሑል ኲናት። ምስ ኩሉ ናይ ኣመራርሓ ለውጢ ብሓባር። ስለምንታይ ን31 ዓመታት ሰላም ዘይተረጋገጸ? ምኽንያታት ድማ መንግስታዊ ትካል ዘይምህላው እዩ።ምምራሕ ማለት ምምእዛን ህዝቢ ጥራይ ኣይኮነን ምሕዳር ህዝቢ ማለቴ ትምህርቲ ጥራሕ' ኣይ መስለን ምሕዳር ማለት ምክልኻል ጥራሕ ኣይኮነን ምምሕዳር ማለት በሪል ኣማን ምብጻሕ ማለት ኢዩ. እዚ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ 1990 ኢዩ ዘዘክረኒ ድሕሪ ዙሑል ኩናት ዝመጸ ለዉጢ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ . ኩሉ ግዜ ተዓዋታይ ከኣ ዓለማዊ ኣሳራርሓ መንግሰታዊ ትካላት ዝተኸተለ መንግስትን ህዝቢን ኢዩ. ዓቅሚ ገንዘብ ገዲፍካ ማለት ኢዩ. ንሕና ሰብና ኢዩ ዓቅምና . ንሕቆፎ. ስለምንታይ እዩ ኣተሓሳስባና ኣዝዩ ድሩት ዝዀነ፧ ከምቲ ጸላኢ ዝሓስቦ ጥራሕ' ኢና ንሓስብ። ስለምንታይ ኢና ብ ሓደሽቲ ዕድላት ዘይንወዳደር? መንግስቲ ክሳብ ሕጂ የማእዝነና ኣሎ ግን ንሕና ኢና ሞተር ክንከውን ዝግበኣና ወረስቲ ሕድሪ . ሰለዝኾነ ቅድሚ 31 ዓመታት ብዘጋጠመ ናይ ኤርትራ ፍጻሜ እን ገምጊምና ኣብ ዝሓሸ መድረኽ እና ዘለና። እቲ ስንብታ ከመይ ከም ዝነበረ ዝሓሰበ ሰብ እንተሎ ? ማንም ዝተማህረ ካብ ሰውራውያን መራሕቲ ነታ ሃገር ብዝግባ ዝገዝኣ ኣይነበረን። ምሰቲ 1 ኣህጉራዊ ዓለማዊ ቁጠባን ኣህጉራዊ ዕብለላን ዱሩቲነት ዓቅሚ ሃገርን ደሜርካ. ዋላ 10/100። ቶም ኢትዮጵያዊ ዜግነት ዝሓዙ መግዛእቲ ሓቢሮም ዘይተማህሩ ከደዓት ከኣ ኤርትራ ገዲፎም ኩሎም ተሰዲዶም. ስለዚ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ ንትምህርቲ ዝኸውን ሜዳ ክፈጢር ነሩዋ ። ብ ክልተ ሸነኻት ማዕረ ትምህርቲ ችራክቲካልን ቲዮሪን ሂቡ ። ሕጂ ግን እቲ ጸገማት ክፍታሕ ኣለዎ። ከም ፍቓድ ኣምላኽ ዓለማዊ ፖለቲካዊ ለውጢ። ንረብሓ ህዝብና ክንጥቀመሉ ነቶም ሓለፍትና ይላቦ። ብ ፍቃድ ኣምላኽ እንሻኣላህ። ኣብ ኩሉ ሰውራ ዓለም። ኩሎም ሰውራዊያን ሓለፍቲ ዳያኑ እዮም ። ኩሎም ክመርሕዋ ኣይከኣልን ኢዩ ዳንያ ንዳንያ ክመርሕ ስለዘይክል . ስለዚ ሃገር ጅግኑኣ ትበልዕ ንሱ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ወይ ናብ ሳንዱቕ ይኣቱ። እዚ እዩ መሰረት ሰውራ ኣብ ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ። ኣብ ዝሓለፈ ኣህጉራዊ ስርዓት። እቲ ብዓይንኻ እትርእዮ ሓቂ ኣይኮነን ወይ ብ እዝንኻ ትሰምዖ። እቲ ዕድለኛ ግን ካብ ሳንዱቕ ይወጽእ. ወይ ይመውት። ካብ ኖርማል ምት ግን ታሪኸ ገዲፍካ ምማት. እቲ ኣገዳሲ ነገር ንኤርትራን መጻኢኣን፡ቀጻልነታን ኢዩ. እቲ ኣገዳሲ ንኩሉ ሃገራዊ'የ ዝብል ብኸመይ ነሰጋገር ናብ ዝሓሸ መድረኽ . ኣብዚ ግዜ እዚ ሶፍቲወር ምሕዳስ ኣገዳሲ ኮይኑ ኢዩ ይመስለኒ. ስለ'ዚ እዘን 4 ዓመት ኩሉ ሃገራዊ' ሓቦክብል ኣለዎ.
@wintana2464
@wintana2464 2 күн бұрын
Tigrawot eyom zihgosu zelewu
@SandroSandro-fk5fq
@SandroSandro-fk5fq 2 күн бұрын
Resah mealteka texebe
@TeweldeMebrahtu-c6k
@TeweldeMebrahtu-c6k Күн бұрын
ጀልፋፍ ዓኳር! አበደካ ሎ እቲ አርእስቲ ዝጸሐፍካዮ መግለጺ ስለምንታይ አኤርትራ ትሕጎስ, ኤርትራ ህዝብን መንግስትን ሰላም ንኩሉ እዩ ዝምነ ።
@becomei
@becomei Күн бұрын
ለክባጥ ሓሳዊ ኤርትራውያን ኣይታሓጎሱን ከምዚ ከማካ ውልቃዊ ጽልኢ ምስ ኢሰያስ ዘሎዎም ናይ ቀትሪ ሕልሚ ዝሓልሙ ኤርትራ ከሙኡ ክትከውን ድሓልሙ ጥራይ ኢዮም ዝሕጎሱ ጽልኢ ኢሰያስ እምበር መከራ ኤርትራ ዘይግድሶም ተምበርከክቲ ጥራይ ኢዮም ዝሕጎሱ ሲርያ ከም ጉዚ ብዕራይ ተማቃቂላ ከምዘይትዕረ ኮይና ኣላ ወካሪያ ሙክታር ፈራሕ ኣብቲ ትግራይ ትስዕር ሚድያታት ኬድካ ጻሓፍ
@m.f1290
@m.f1290 2 күн бұрын
እንታይ ኮይኖም ዶ በልካ ሕሙማት ኮይኖም ዘይሕማምካ ረስኒ ይብሃል እዚ
@tesfaygirmay2572
@tesfaygirmay2572 Күн бұрын
ነዳይ ናይ ሊቡ ዪሃለም ድህሪዚ አንላይ ኣሎ ምፊላት የድሊ ኣዪቲትሃመል
@eyobsequar8587
@eyobsequar8587 2 күн бұрын
ትንተናኻን ኣርእስትኻን ዘመሳስል የብሉን:: ኣየናይ ከምዝሓይሽ ዓመት ጽናሕ ፍርድኻ ክምዝን:: ጸበል ማእከላይ ምብራቅ ኣይልከየና::
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Күн бұрын
Kedme wege syrawian habtamat mehurat eyom nerom. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Balla291
@Balla291 2 күн бұрын
Eritrean wean Aynhogsen ena etom dehgosu dema 💯 bezezy natom hagos debhaku metalelti eyom Eritrea only for Eritrean 🇪🇷🦁🇪🇷
@lulettatesfai9474
@lulettatesfai9474 2 күн бұрын
ህዉኽ ዝብኢ'ስ ቀርኒ ብዕራይ ይነክስ ከም ዝተባህለ፣ ክንጽረልካ ንሰንጋል ተወከሶ።
@alexjohn996
@alexjohn996 Күн бұрын
እዚኦምሲ መምኽነይታ እኳ ይህልዎም..እመሪካ ኢስራኤል እውሮፓ ኣብ ልዕሊ ፍሉስጠማውያን ኣብ ጨው ቀትሪ ልዕሊ 50፡000 ኣህሊቖም ጀኖሳይድ ዝፈጸሙን ዝፍጽሙ ዘለውከ ድእ እንታይ ክብሃሉ ኢዮም ?.... እዚ ትብሎ ዘለካ እዞም ሰባትዚኦም እንታይ ገበናት ገኦም ብዘይካ ኣምላኽ ዝፈልጥ የሎን። እዚ ቢ ማኢን ስትረኣም ዝተጋወሐ ኣይትቕርብ።
@samuelgabriel3877
@samuelgabriel3877 2 күн бұрын
Shinfila wedi shinfila, nefahito
@omermahamed
@omermahamed 2 күн бұрын
So sad 😭 😭😭😭💔💔💔💔
@Hannah1312-r6f
@Hannah1312-r6f Күн бұрын
Emo how can you compare Asad Family with kbur president Isias . Isayas sacrificed 60 years of his life in revolution and building nation. He is Revolutionary Hero ❤
@dawittesfamichael3223
@dawittesfamichael3223 2 күн бұрын
ኤርትራዊያን ንምንታይ ብምውዳቅ በሽር ኣልኣሳድ ይሕጎሱ ?ኣነ ከምዝርድኣኒ ሞያካ ኣየለለካን ኢካ እዚ ሕጂ ትሰርሖ ዘለካ ልዕሊ ዓቅምካ እዩ ርእሲ ይደሊ እዩ ። ስለዚ እዚ ስራሕ ገዲፍካ ክዳንካ ቅደድ ኢካ ( ሳርቶ ) ንሱ ይሕሸካ ። ደንቆሮ
@RutaWeldeyohannes-x3h
@RutaWeldeyohannes-x3h Күн бұрын
አዋይ ጭካነ ማሐረና
@tihgistyfeldeisen784
@tihgistyfeldeisen784 41 минут бұрын
Welcome Syria to club Libya, Iraq, Palestina, Sudan ............😢
@aemas3942
@aemas3942 Күн бұрын
በሪህልኩም'ዶ ሕጂ እዛ channel (ድሮን) ናይ ቆርበት በጊዕ ዝተኸድኑ ተዃሉ ምዃና
@samiarai-pk7tt
@samiarai-pk7tt 2 күн бұрын
Hatew-qetew
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 2 күн бұрын
እንታይ ይምልከተና ናይ ሶርያ ከዛብ አምስሉ
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 күн бұрын
ሕልኑኡ ዝሞተ ህዝቢ ናዕቢ ከካይድ ኣይክእልን እዩ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም ምባል ጥራይ እዩ
@nebunebu262
@nebunebu262 2 күн бұрын
ዘይህማምካ ረስኒ
@HarounEqubal
@HarounEqubal Күн бұрын
አይ አይ ...ን ፦ ሽምካ እንዳመልቀስ : እስኻዉን ከተልቅስ ክትነብር ኢኻ ከዳዕ ወዲኸዳዕ : ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ትሓጉሱ : አይተሓጎሰን ትብልሲ : እንደይ አዴኻ ድንቁርና እዩ ። ሰበይትኻ አበይ ትዉዕል ዘይትፈልጥሲ ሽም ህዝቢ ኤርትራ ክትጽዉዕሲ ክንደይከ ትደፍር ። ከመይ ምስመዕበይኻ ዘይኮስ ምስቶም ዝወለድካዮም የጥፍእካ ። ጉሓፍ : ከምሓሜን እንዳለፍለፈ ዝነብር ።
@AbrehetBokre
@AbrehetBokre Күн бұрын
ሃለውለው
@fishwish2719
@fishwish2719 2 күн бұрын
ክሳብ ሕጂ ኣብ ታሪኽ ዓለም ብፍላይ ኻኣ ኣብዚ 21ክ/ዘ ዝተራእዩ ብኸምዚ ዝመጽእ ለዉጢ ንኣህዛብን ሃገርን ናብ ዝኸፍአ ቕልውላውን ሽግርን እምበር መስተርሆትን ፍትሕን ክመጽእ ኣይተራእዩን፡ ምናላባት እንድዒ ሕጂ??? ። እንተ ነቶም ኣብ ጎዳጉዲ ዝነበሩ ግን እንቛዕ ብሰላም ወጽኡ!!! ብኸምዚ ናይ ሶርያ ፍትሒ ምጽባይካ ግን ,,,,, ከም ሜድያ 🤔🤔🤔👎👎
@megosogbamichael1507
@megosogbamichael1507 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@arichaeri699
@arichaeri699 2 күн бұрын
Lekbat eka hade hade gize zeytehahaz aresti tletif,ayenot eritrawuyan eyom ke etom ne nay Assad mewdak zdegefu, beyenay metsnaeti ke. Zeydegefu ke yelewun malet diu, equa dea tezeybezihom. Ane bwegeney nmewdak mengsti Sorya ykawemo eye kemay zeameselu kea meliom alewu. Wedehanka .
@kirosghebrewold7080
@kirosghebrewold7080 2 күн бұрын
ካብ ከልቢ እንታይ ተጽበ ወያነ ን አኻ በዳን ሒዞም ንኤርትራ ምስ አተዉ ተረፎም ትምነ አሎኻ መቸም ብኽልተ ጻሕሊ ክትበልዓዐ ትሐስብ አሎኻ ግን መንነትካ ነጊርካና ተፈሊጥካ አሎኻ ነአና ዓቢ ዓወት እዩ ፈሊጥናካ ተመስገን ከሲርካ እተ ብመዓር ዝተሽፈነ መርዚ ሎሚ ተጋሂዱ ኤርትራ ግን ምስ ኢሱ አብ ትሕቲ ፈጣሪ ክትቅጽል እያ ዓወት ንሐፋሽ
@danielfesshaye2359
@danielfesshaye2359 2 күн бұрын
😂😂😂
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 2 күн бұрын
Xgem Syria be hiji eu save gbera eza comment
@Mehari-oc8dw
@Mehari-oc8dw 2 күн бұрын
አሰያስ ዝወደቐ መስልዎም
@Mewarsti123
@Mewarsti123 2 күн бұрын
ኣርእስቲ ተጋጊኻ ኣለኻ, ኣርእስታን ትሕዝቶኣን በበይኑ እዩ ዘሎ, አያ ሁውታትያ 😔🤔
@solomonzere4294
@solomonzere4294 2 күн бұрын
Vidio ka Aesti keyrela Akndi Eritawyan meyawyan bela
Lazy days…
00:24
Anwar Jibawi
Рет қаралды 9 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
ኢሰያስ ዳግማይ ኣብ ሶማል ተኾሊፉ።
1:01:40
ADMAS FORUM
Рет қаралды 2,9 М.
ዝብኢ ዝቅየሩ ሰባት፣ ታሪኽ ዝሰነዶ ሓቀኛ ዛንታታት፣
20:20
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 164 М.