'ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት' እንታይ እዩ፧

  Рет қаралды 92,026

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

ኤርትራውነት ዜግነት እምበር መንነት ኣይኮነን። ብዓንደ ርእሱ ግን 'ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት' ዝበሃል ቅርጽን መልክዕን ዘለዎ ዝጭበጥ ነገር እውን የለን!
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.co...
Paypal: www.paypal.me/...
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
KZbin- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
መወከሲታት|References
ቅዋም ኤርትራ
www.eritreadai...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr

Пікірлер: 1 900
@MahderPro
@MahderPro 2 жыл бұрын
Support Mahder-Production - ኣብዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ንማህደር ፕሮዳክሽን ምድጋፍ ይከኣል። የቐንየልና። Patreon: www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true Paypal: www.paypal.me/MahderPro
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 2 жыл бұрын
Abnetawi gobez🥰🥰🥰
@samieltekle9092
@samieltekle9092 2 жыл бұрын
Jgna 🤴👑🦁
@yonastsegay5309
@yonastsegay5309 2 жыл бұрын
ዳኒ ቡሉጽ ሰብ ናይ መረሃዊ ተወልደ ቃርያ ሪኢቶ ኣንብረላ እዛ ሓዳሽ ደርፊ ብዝኮነ ብጣዓሚየ ዝፈትወካ ዘድንቐካ
@sarmedia3220
@sarmedia3220 2 жыл бұрын
ሎምስ ብሓቂ ገለ ዘይበርሃለይ ዝነበረ ነገራት ኣብሪህካላይ ከማኻ ዝበሉ የብዝሓልና ሽግርና ክሓጽር 😍❤️🥰💪
@user-asmera
@user-asmera 2 жыл бұрын
ገን አዛ ፓሮን ከንድይ ገዜ ፈትንያስ ኣብያ
@efremkidane6597
@efremkidane6597 2 жыл бұрын
መዘናይ መዘዘናይ ዶ ክብለካ መምህረይ በልሕ መስተዓሊ ፈውሲ ልበይ ወዲ የማነ ዶ ክብለካ ፍትሒ ዝድለይቱ ወዲ ኪሮስ ዶ ክብለካ ሓቒ ዝፈቱ ወዲ ኣብራሃም ዶ ክብለካ ፍቕሪ ዝፈቱ ወዲ መምህር እንበር እብለካ ዝስዕር ሞጊቱ ንደረፍቲ ዝቐጽዕ ሓቒ ኣካኪቡ ንናጽነት ዝደልያ ንቕሓት ተዓጢቑ መስተውዓሊ መንእሰይ መምህር ናይ መሳቱ ንህዝቡ ዘንቕሕ በልሕ መስተውዓሊ መንነትን ዘግነትን ፈላልዩ ንህዝቢ ዘለሊ ሓርነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ ልእላውነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ መርገጺኡ ንጹር ናጽነት ዝደሊ ፍሉይ ቕዲ ናይ ጥበብና መዕበዪ ዳኒ ጂግና በልሕ መስተውዓሊ። ኤፍረም ኪዳነ 11/06/ 2022 ብሓቒ የ ዘድንቐካ ዳኒ መዘናይ ቕጽል ጥራይ። ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ።
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 2 жыл бұрын
❤❤
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 2 жыл бұрын
😋👌🏽
@fikrteame6769
@fikrteame6769 2 жыл бұрын
Efrem kidane nska wn kexlelu jigna neti haki enda seabna da nebe ahwatey
@Debsh7
@Debsh7 2 жыл бұрын
ወድ መምህር በሊሕ መስተውዓሊ ብሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዑፍ ቀታሊ ናበይ ከም ዝወፍር ኣንጊሁ ዘለሊ: ልጓም ዝገብረሉ ንሃላሊ : ፈታውን ፀላእን ብርሑቅ ዘለሊ ትሕዝቱኡ ኹሉ ብሩኽ ተኽሊ:: ኤርትራዊ መንነት ዕምብረ ከም'ዚ ሙግያን ዒፈልን ዘይርከቦ ፍረ ከይተዘርአ ዝሓረረ ሰለስተ ዎሎዶ ካብ ስሩ ዘሕረረ ኣብ ዘየሎ ኮለል ምንከ ዘይከሰረ ::
@mlubrhangebremedhn658
@mlubrhangebremedhn658 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ገላጺት ግጥሚ ምዳኒ ትምጥን የቀንየልና
@restomtes1622
@restomtes1622 2 жыл бұрын
ሓቂ መራር ኢያ ፡ዋሓጥዋ እንበር፡ንዳኒ ዘድንቅ ፡like ሃየ ርጎጽላ ።
@MusieTV
@MusieTV 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ፈውሲ የእምሮ ንዳኒ ዝፈቱ like and subscribe ygber
@ikbenblij9979
@ikbenblij9979 2 жыл бұрын
Ik ben het met u helemaal eens. ኣነ ሄኖስ ይበሃል ወዲ 16 ዓመት ኢየ ኣብ ሆላንድ ምስ ስድራቤተይ ይቕመጥ ኣለኹ ።ካብ ኤርትራ ድባርዋ 2016 ኢና ወጺና ሓብተይ ፕሮሰስ ጌራ ኸኣ የእትያትና ። ኣነ ክብል ደልየ ዘለኹ ግን ኤርትራዊ መንነት ዝበሃል የለን ኢለ ኩሉ ግዜ ምስ ምዕባይ ምዕባየይ ሓብተይ ንካታዕ ንሳ ግን ክትበልዓኒ ኢያ ትደሊ በቦን በደን ሓብተይ ክንሳ ትግራዋይ ኢኻ ንስኻ ትብልኒ ሕጂ ግን ነዛ ቪድዮ ኣስሚዐያ ነዓኻስ ብኻ ዘያምጻእኩኻ ካብ ኣዲስ ኢላትኒ ከይዳ ን ወዲ መምህር ኣይትፈትዎን ኢያ ኣነ ኸኣ በንጻሩ ማማ እንታይ ኣእተወኩም እንታይ ትፈልጥዎ ኣለኩም ኢዩ ስቕ ዘይትብሉ ኢያ ትብለና ኩሉ ግዜ እዛ ቪድዮ ክትፍውሳ ኢያ ኢለ ኢየ ዝትስፎ ዘለኹ ። ወዲ መምህር ጅግና የቐንየለይ ስለ ቲ ኩሉ ትምህርትኻ
@fthawigebreeyesus7936
@fthawigebreeyesus7936 2 жыл бұрын
ዋውው ከሙኡ ኢዩ ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ኢዩ ነገሩ ብራቮ ሄኖስ ልኽዕ ኢኻ ዘለኻ ደቂ 66 ዘይ ፈለጥዎ ወዲ 16 ፈሊጥካዮ
@temesgenabraham1329
@temesgenabraham1329 2 жыл бұрын
Waww nfue kola kemaka yebzhayom bflay ezom thti aserte shemonte amet
@kisanetkahsay5129
@kisanetkahsay5129 2 жыл бұрын
Hade malti krduaukayom
@afewerkitsadu7705
@afewerkitsadu7705 2 жыл бұрын
ስነ ሐሳብ ሐቂ ወይ ሐሶት ሰበይ ሰብካ ስጋይ ስጋኻ አይብልን እዩ። ሐቂ ግን ኩሉ ግዜ አይትሰዐርን እያ
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@ምድረቡርዓደይ
@ምድረቡርዓደይ 2 жыл бұрын
ሓቂ ዝዛረብ ሰብ ክርኢ ከለኹስ ደስ ይብለኒ ከማኻ ይብዝሑ
@lion9733
@lion9733 2 жыл бұрын
ያ ንስካ ተብዓታይ ኢካ ኣዴካ ሓደ ክንዲ 1000 ወሊዳትልና ወላ ነቲ ትብሎ ዝቃወሙ ኣምሰሉታት ከምዘለዉ እንዳፈለጥና ግን ከምዝሓስቡ ምግባርካ ክብሪ ይሃብካ
@samibrhanes7
@samibrhanes7 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ጽቡቅ ን ርጡብን ክእምን ዝኽእል ኣገላልጻ 👏! ቀጺለ ብመሰረት ኣርእስትካ ርእይቶይ ይገልጽ። "መጀመርታ ዳርጋ ሓሙሽተ ዓይነታት መንነት ኣሎ ገለ ካብኣቶም ክንጠቅስ እንበኣር ( ባህላዊ መንነት፡ ዓሌታዊ መንነት ፡ ሃገራዊ መንነት ወዘተ ,,,) ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን ብዛዕባ መንነት ከምቲ ዝገለጽካዮ ናብቲ ነጥቢ ክነብል " ዓንደ ርእሱ መን-ነት መን ሙካንካ ወይ መለለዩኻ ዝገልጽ ካብ ኮነ" ንሕና ኤርትራውያን ውን ከምቲ ኩሉ ዝገለጽካየን ሃገራት ንኣ፥ ከም እንግሊዝ / UK ወዘተ ,,,/ ዝኣመሰላ ሃገራት መንነት ክህልወና ናይ ግድን እዩ ። ምክንያቱ ንሕና ኤርትራውያን ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስኩልካ ሃገራዊ መንነት ኣለና ንሱ ከኣ መጀመርያኡ ብ ሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ ኣብ ታሪኽ ምስ ንምለስ " ካብ ኒላውያን 2 ተ ብሄራት ናራን ኩናማን ፥ ካብ ኩሻውያን 4 ተ ብሄራት ሳሆ ፡ ዓፋር ፡ብሌን ፡ ከማኡ ውን ቤጃውያን (ቤኒ ዓምር / ሕዳረብ ) ፡ ካብ ሴማውያን ከኣ 3 ተ ከኣ ትግርኛ ፡ ትግረ ን ራሻይዳን ኣለውና ብውህደት ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ኣብ 6 ዞባታት ከኣ ፋሕ ኢሎም ይነብሩ ። ኣብ ክልተ እምነት ከኣ ይጥርነፉ ማለት ክርስትና ን ምስልምናን (💒🕌) ። ሓበራዊ (official) 2ተ ቛንቃታት ኣለና ትግርኛ ን ዓረብን ከምኡ ውን መብዛሕትኡ( majority) ህዝብና ከኣ ከደራይ ሕብሪ ይውንን ። መለለዪ ኤርትራዊ ከኣ በዚ ዝተጠቅሰ ዓለም ለኻዊ ሃገራዊ መንነትና ይፍለጥ። ዓለም ውን ን ኤርትራውያን በዚ መንነት እዚ ትፈልጠና እዚ ግን ብ ውሕዱ ካብ ብዙሕ ናይ ኤርትራውያን መንነትና እዩ ። ነዚ ይመስል ናተይ ርይቶ ☝😇,,,!!!
@user-asmera
@user-asmera 2 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ወሕለንት ኣግላልጻ ፈልጠት ዘምልኦ ርአየ ኣይፍልጠን god bless you ❤️❤️❤️❤️✅️✅️✅️✅️
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 жыл бұрын
እታ God ሲ capital letter ግበራ
@simonbirhae1120
@simonbirhae1120 2 жыл бұрын
aeta aegam
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 жыл бұрын
@@simonbirhae1120 ደንቆሮ መሃይም ጽሕፈት ተመሃር መጀመርታ
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ኣንታ ንስኻስ ንበይንኻ ኢኻ!!! ካብዚ ሓድሽ ወለዶ ንበይንኻ ንኹሉ ናይ ምርዳእን ምትንታንን ክእለት ሂቡካ ፈጣሪ። እስከ በል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😌💐🥰
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@Ninotes17
@Ninotes17 2 жыл бұрын
ወላ ገጹ ብካራ እንተ ጠበሐ ዓያሹ ኣይኮናን ትግርኛ ምኻኑ ኣይጠፋናን እዩ, it was funny 😀 Thank you ዳኒ
@ማይ-ሓናሲ
@ማይ-ሓናሲ 2 жыл бұрын
Fannyን funny ን መጀምርያ ከም ፈላልየን ።
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
ክክክክክ
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk
@eri-kid1779
@eri-kid1779 2 жыл бұрын
@@ማይ-ሓናሲ ንስካ ውን ትግርኛካ ኣሪምካ ምጽሓፍ ከድልየካ'ዩ 🤣🤣
@michaelhaile3116
@michaelhaile3116 2 жыл бұрын
ዳኒ seems to be talented ! But he is stupid enough for not selecting where to sow his talent. ኣብ ናይ ከምዚ ከማኻ ደናቁር ሜዳ ጓይላ ምድጋሱ የሕዝን::
@hagerfekadu3436
@hagerfekadu3436 2 жыл бұрын
ኣብ ምንታይ ንምብጻሕዩ ዝኹሉ ዓዘፍዘፍ? ኤርትራዊ ብጻዕሩን ብደሙን መን ምኻኑ ንዓለም ኣመስኪሩ ባንዴርኡ ዘንቤልበለ ጥሙር ህዝቢ ሲ ብጀካ ገለ ክርዳድ ከማኻ ንስኻ ኣብ ገዛ ትዓጺኻ behind screen መን ምኻኑ ክትነግሮ? first find yourself, identity crises is visibily displayed in your video, since like attract like don’t let your fun hype you out, your fun base are now እንዳ ሃምቦፍ🤣🐏 u don’t represent Eritrea 🇪🇷 ኤረትራዊ ረዚን ሃገራዊ መንነት
@robelsolomon8321
@robelsolomon8321 2 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ መግልጺ ሲኢነልካ ኣባራብሮ አስከ ነዚ ደንዝዙ ዘሎ መንአስይ💯📚📚📚✅️
@Adalalpha
@Adalalpha 2 жыл бұрын
መግለጺ ቃላት ስኢነልካ ካባኻ ብዙሕ ነገር ተማሂረ ዳኒ ሓወይ ኣይትጥፋኣና ❣️
@habtomokubai4992
@habtomokubai4992 2 жыл бұрын
ጸባ ኣስቲካኒ ዳኒ ኣቦ ሓቂ። ኤርትራውያን ዓለም ለኻዊ ሓቅታት ክሳብ ዘይተቀበልና ኣብንበጽሖ የለን። ከምቲ ኩሉ ግዜ ትገብሩ ቑስልና እንዳጎዳእካ ጥራሕ ሓቂ ኣስማዓና ❤️✅🙏
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር
@betfqri3748
@betfqri3748 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት፡ መንነት ይኹን ዜግነት፡ ኤርትራውያን ኢና። እቲ ቃልሲ ከኣ ነታ ኤርትራ ንብላ መሬት እዩ፡ ስለዚ ኮለል ገዲፍና ኤርትራውያን ኮይና ንቃለስ። ዋላስ መንነት ዶ ዜግነት፡ ባንዴራ ዶ ቋንቋ። ዓሌት ዶ ሃይማኖት። ክንብል ዕንክሊል ከተቡልና ክትነብሩ፡። ደምበ ዕንክሊል፨
@rahirahi3996
@rahirahi3996 2 жыл бұрын
Exactly 💯 💯 💯
@sesendawit3126
@sesendawit3126 2 жыл бұрын
Exactlyyyyy !!!! Thank you
@nohnoh4127
@nohnoh4127 2 жыл бұрын
ሽግርካ ከይፈለጥካ ሽግርካ ኣይፍታሕን ኢዩ ።ምክንያቱ እቶም ሽግራት ክደጋገሙካ ሰለዘክእሉ ።
@user-hl7lr7ry1m
@user-hl7lr7ry1m 2 жыл бұрын
መጀምርታ ርዲኢት ካኣቢ ኣሎዎ፡ከረብሮ ሰምዐ ኢልካ ጋይላ ክትከይድ የብልካን፡ ምናልባሽ መተኣካከቢ መሲሉ መግፈፊ ክከውን ይክኣል አዩ።ኣብ ኣለም ዲማ ብፍልተት ንኽነብር ኣሎና ንቅሃት ወሳኒ'ዩ። ገረብ ብሃክላ ዚኾነሉ ናይ አሪትራውያን ነገር ንቅሃት ስለዘይሎ።ሰበይቲ ብገዛእ ኢዳ ሰብ ኣያ ኣይመኢሰረቶን።
@esrommekonen331
@esrommekonen331 2 жыл бұрын
ኣነ በዞም ቱቱላ ዝኮነ መልሓሶም ዘይትዳሃል ምካንካ ኢዩ ዝገርመኒ ጅግና ኢካ ።ቀጽሎ ጥራይ ።
@DB-zk3oq
@DB-zk3oq 2 жыл бұрын
You are so brilliant 🤩 well said well done It is sad that most of our young generations are still struggling to understand this 😢
@dejensultsn1220
@dejensultsn1220 2 жыл бұрын
ከማኻስ ተዝኾኑ ዳኒ ብሮ ከማኻ ኢዮም ዘድሉዩና ዘለዉ ኣብዛ ምድሪ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና 😍😍😍😍😍
@Daniel-hd8ov
@Daniel-hd8ov 2 жыл бұрын
N eritrea nmfrasa kem Hager koyna n keytkxln nhzbi eritrea zewardn yedluyna alewu ktbl donkoro.eska hi tekawamay eye ybl tkown mkwam kemey dyu? Mkwam nmengsti neti mengsti zhebno emo xubuq Eykone tkawemo hazbka twdb the ember hzbkan hagerkan mennetkan enakasheshka aykonen.
@dejensultsn1220
@dejensultsn1220 2 жыл бұрын
@@Daniel-hd8ov እዚን ከምዚን ኢና እኮ ንብል ዘለና ሓደ ሰብ ልቡን ቀልቡን ዝተዘርዐ ሰብ ከምዚ ከማኻ ንማለቱ ኢያ እታ ሞንኮብካ ርእሲ ተሰኪማ ትኸይድ ዘላ ተሕዝን ንስለ ህዝብናን ሃገርናን ንሓሊ እሞ ንሕና እምበር ንስኹም ድኣ ኣብ ሕማቅ ጹቡቅ ኣሎ ኣብ ጥምየት ዝምኢ ራህዋ ኢዩ ዘሎ እንዳበልኩም በየን መልክዕ ኢኹም ንስለ ህዝቢ ይሓልዩ እባ ? መንነተይ ትብሎ ዘለካ ከ ናይ መንነት እንዳ ሰማዕካስ መንነተይ ኢልካ ትዛረብ እንታይ ዲዩ መንነትካ ኤርትራዉነት ክትብለኪ ኢኻ ሕጂ መሕፈር
@Daniel-hd8ov
@Daniel-hd8ov 2 жыл бұрын
Nhzbi Eritrea sle zserefka nfthi tkales zeleka mesilka aleka ember wedi memhr eko mesarhi nay xelati hzbi Eritrea mkanu beti zzarobe nxur eyu.ktkawem entekonka mejemeriya hzbka fto.fkri hzbka zeyblka nay dege mennet zekuraka seb kemey gerka ktkales.
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር
@yordanosteklemariam6712
@yordanosteklemariam6712 2 жыл бұрын
Sol media ተንኮል ክፍህስ ክሃድር እዩ 😂😂😂😂😂 ሰለም ከየበለ ክሃድር እዩ። kkkk
@hureynatey478
@hureynatey478 2 жыл бұрын
ነዞም ፈሊጥና ኢሎም ሃተፍተፍ ክብሉ ዝቀነዩ ጽብቅቲ መልሲ ኢካ ሂብካዮም ፎርሳ 👍
@alfadilmohammedbrhan1486
@alfadilmohammedbrhan1486 2 жыл бұрын
ቋንቃ፥ ብገዛእ ነብሱ ገላጺ እዩ። መንነት፥ ኣንነት፥ ዜግነት፥ ሓድነት ዝብሉ ቓላት፥ "ነት" ዝብል ፊደላት እንተ ኣጉዲልካሎም ትርጉሞም ንማንም ሰብ ክርድኦ ዘጸግም ኣይኮነን። መን ኢኻ (መንነት) ንዝብል ሕቶ፥ መልሱ ብዙሕ እዩ። ንኣብነት፥ መን ኢኻ? ወዲ ወይ ጓል ምዃን፥ ጾታዊ መንነት ይገልጽ። ትግርኛ፥ ትግረ፥ ሳሆ ምዃን፥ ብሄራዊ መንነት ይገልጽ። ሓራቕ፥ ነዳሪ ምዃን፥ ስምዒታዊ መንነት ይገልጽ። ኤርትራውነት፥ ንሃገራውነት ዝገልጽ ሓረግ ካብ ኮነ፥ መን ኢኻ ንዝብል ሕቶ ድማ ብኤርትራዊ ክምለስ ዝኽእል ካብ ኮነ፥ ንሱ ውን ሃገራዊ መነንት እዩ። ንኽትሸጣ እትደልያ ድሙ ግና፥ ኣመላኺዕካ ነብሪ ክትከውን ይኸብድ እዩ'ሞ፥ ሓደራ ሓውና! ግዳ ሎምስ ዝገዝእ'ዶ ከይሰኣን ኢልካዮ።
@solomonaman6234
@solomonaman6234 2 жыл бұрын
Kbur haw Eritrea, Eritrean identity yeblan, etnic identity ember eyu ko zbleka zelo, Bhaxiru Eritrean regime does not make Eritrean identity still now, And it s FAKT
@solomonaman6234
@solomonaman6234 2 жыл бұрын
U kan listen att about 3:00 minuter
@alfadilmohammedbrhan
@alfadilmohammedbrhan 2 жыл бұрын
@solomon aman: ብስነ-መጎት፤ ዘየለ ጥራሕ እዩ መን (መንነት) ምዃኑ ዘይፈልጥ። ሃገረ ኤርትራ፤ ከም ነፍሲ ወከፍ ሃገር መንነት ኣለዋ። ኤርትራ፤ መን'ያ ዝብል ሕቶ ንነብስኻ ሕተታ'ሞ መልሱ ኣብኡ'ሎ። እንተወሓደ፤ ሃገር እያ ዝብል መልሲ ትረክብ ትኸውን። ኣብኣ ዝነብር ውልቀ-ሰብ ድማ ናቱ መንነት ኣለዎ። እኩባት ሰባት ( ሓደ ብሄር፤ ሃይማኖት፤ ዓሌት ወዘተ) ዝውንኑ ድማ ሓደ ናይ ሓባር መንነት ተጠቒሞም መን ምዃኖም ክገልጹ ንቡር'ዩ። ፖለቲካ ጸሊእካ ዝቕየር ትርጉም ቃል ግን የለን ሓው።
@aliabdurahman3373
@aliabdurahman3373 2 жыл бұрын
Well said Bro.
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
@@solomonaman6234 ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@fevenundselihommulugeta9081
@fevenundselihommulugeta9081 2 жыл бұрын
ብጠዓሚ ጹቡቅ ኣቃራርባ ዳኒ ። ኤርትራዊነት መንነት ኢሎም ዝሓስቡ ዉሑዳት ኣይኮኑን ከምዚ ዓይነት ትምርቲ ኣድልዪ እዩ።ቀጽሎ
@eritrealove8953
@eritrealove8953 2 жыл бұрын
ኤርትራዊነት ከበር መነንት ኢሰያስ አንበሳ💞❤🙏
@Josephsol55
@Josephsol55 2 жыл бұрын
One thing I really love about you is your ability to express about any topic in Tigrinya with out mixing English words like some so called educated Eritreans, that means you are unapologetically comfortable with who you are! I’m really gob smacked how brilliant you are, keep going but at the same time I advice you to refrain from using divisive words. Use your talents to unite people 👍
@antihgdef
@antihgdef 2 жыл бұрын
ንምንታይ ደኣ ንስካ ብ ቓንቕኻ ዘይትጽሕፈሉ
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 2 жыл бұрын
Indeed Indeed
@Josephsol55
@Josephsol55 2 жыл бұрын
@S H I realised I made a mistake come in into the land of knots and making comments. You take it however you want to take it but you completely misunderstood me. Good luck!
@rylystyk
@rylystyk 2 жыл бұрын
he is beyond words
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
@@Josephsol55 ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@tefese4286
@tefese4286 2 жыл бұрын
እቲ ትዝገርመኒ ኣብ’ዛ ኤርትራ ንህግደፍ ጌጋታትካ ዊሑዱ ኢሎም ዝቃወሙ ኤርትራውያን ከምዘለዉ ዘይምርደአይ እዩ እምበር፤ ዳኒ
@habensamsom6176
@habensamsom6176 2 жыл бұрын
ብ ዛዕባ ሃገርና ኩልና ሓላፍነታውያን ንኩን !! Dani the great always l proud of you.
@isuboy1
@isuboy1 2 жыл бұрын
ዳኒ ሐንቲ አብ መሬት ትወድቅ ዘይብላ ዘረባ ብራቮ ቀጽሎ❤️🙏❤️🙏❤️🙏
@haileyohannes404
@haileyohannes404 2 жыл бұрын
What about Ethiopianism?. It has 80+ ethnic groups. Do you mean there is no Ethiopianismm? If this true, it is also true for all African countries.
@heruy8274
@heruy8274 2 жыл бұрын
Traditional and historical Ethiopianism was based on Christianty being the official religion of the state and an imperial government as the protector of Christian people (Tegrena and Amharic speakers). Majority of Tegrena speaking Eritreans were ardent pan-Ethiopianists untill the Därg era.
@lamekfishayemisghna1666
@lamekfishayemisghna1666 2 жыл бұрын
ሎሚ ኸኣ ዋጭዋጭ ኽትብልያ ማሕበራዊ ብዙሓን😂😂
@zakariasbahlibi3676
@zakariasbahlibi3676 2 жыл бұрын
ኣብ ውርጽጽና ዝተሸኽሉ ብሰሓብቲ ቃለት ዝተነድቁ ኣዝዮም ስምዒታውያንን ስነፍልጠታዊ ስነ መጎት ዝጎደሎም ሓሳባት ኢኻ ኣቅሪብካ።ዝበዝሕ ግዜ ዘይተማራመርካሉን ዘይጽዓርካሉን ባህልን ኣናብራን ሕብረተሰብ ትተናኽፍን ትትንትንን ኣለኻ።ኣብዚ ኣቅሪብካዮ ዘለኻ ሙጉት ብዙሕ ምርምርን መጽናዕትን ዘድልዮ ብደቂቅ ክምርመር ዝግብኦ ኣቅሊልካ ትዝርዝሮም ኣለኻ፡እቲ ዝዓበየ ዘይፍትሓውን ዘይስነፍልጠታውን ኣተናትናኻ ክኣ ብውልቃዊ ሓሳብካ ብትዕቢት ኣብ ፍጹም መደምደምታ ትበጽሕ ምህላውካ እዩ።ንሓደ ነገር ተንቲንካ ምስ ወዳእካ ካልእ ሰብ ክኣ በየናይ መንገዲ ይትንትኖ ነጻ ግደፎ ሓሳብካ መተካእታ ከም ዘይብሉ ውዱእ እንተ ጌርካዮ ዘይስነፍልጠታውን ውልቀ መላኽነት ናይ ንዓይ ተረዱኒ ሓሳባት እዩ ዝኸውን። ንኣብነት ብዛዕባ መርየትን ምሕደርኡን ዋንነቱን ኣብ ቅዋም ኤርትራ ጌጋ ምዃኑ ምስክርነት ናይቶም ጽሓፍቱ ከይተረፈ ኣምጺእካ ትዛረብ ኣለኻ፡ብዛዕባ መርየት ብህዝቢ ብፋሉልነት ብናይ ቀደም ስርዓተ ምሕደራ እንተ ተማሓዲሩ ዘምጽኦ ሳዕቤን ኣፍልጦን ናይ መጻኢ ኣዕናዊ ክሳራ ኣለካ ዶ፧በዚ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም 7 ቢልዮን በጺሕሉ ዘሎ እዋን ጽበት ናይ ሕርሻ ናይ መጋሃጫ ህንጻ ሃገራዊ ሕዛእቲ ናይ ዕደና መጉሓፊ ድሩቃትን ፈሰስትን ርስሓት ኣየናይ መርየት ከተማ ኣየናይ ናይ ሕርሻ ክኸውን ክትውስን ልዕሊ ማንም ግዜ ኣዝዩ ጥንቃቀ ዝሓለወ ምሕደራ መርየት ዝሓተሉ ዘመን ምህላውና መርየት ብሓደ ስነፍልጠታዊ ርቀቱ ዝሓለወ ሕጊ ንውሉድ ወለዶ ብሓላፍነት ከመሓልፍ ዘኽእል ብሓደ ዘይስገር ተሪር ሃገራዊ መንግስቲ ክምሓደር ኣለዎ ዝብሉ ተማጎቲ እንተ መጹኸ፧ኣይኮነን ብሃገር በዛ ንነብረላ ፕላነት ምድሪ፥ መርየት ኣብ ህዝቢ ምውራድ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ።ዓለማዊ ሕጊ ኣብ መርየት ውን ግዚኡ ዝጠልቦ ውሕስነት ምድርናን ሓባራዊ ህላወናን እዩ። በዚ ናይ ሎሚ ህላወ መዚንካ ንጽባሕ ዝፍጠሩ ኩሎም እንስሳታት ይኹኑ ኣትክልቲ ከይሓሰብካ ኣዝዮም ኣገደስቲ ናይ መጻእቲ ወሎዶና ሂወት ኣብ ምልክት ሕቶ ምእታው ምዃኑ ብረቂቅ መጽናዕቲ ምግንዛብ የድሊ። ካልእ ኣዚኻ መጽናዕቲ ዘይገበርካሉ ስፍሓት ባህልን መንነትን ምምሃዝ ስነፍልጠታዊ ባህልን ብኣዝዩ ልቦና ዝጎደሎ ለባም ዝምስል ትንተና ተንቲንካ ኣለኻ።እዚ ንምሕሳብን ምልዋጥን ዝተፈጥረ ወዲ ሰብ ካብ ዝፍጠር ክሳብ ሎሚ ክንደይ ግዜ ተቀይሩ ክንደይ ግዜ መንነት ፈጢሩ ንኽንደይ ንውሓት ግዜ ኣብ ናይ እንስሳዊ ባህሪ ይነብር ነይሩ ቅንጣብ መጽናዕቲ የብልካን። ካልእ ብዛዕባ ኣብ ጽልኢ ተጋሩ ከም ንእከብ በንጻሩ ተጋሩ ኣባና ዘለዎም ፍቅሪ ይኹን ጽልኢ ከየነጸርካ ንሕና ግን ጸላእቶም ምዃና ተዛሪብካ!!! ንምዃኑ ፍቅሪ ጽልኢ እንታይ ዓይነት ስምዒታት እዮም፧ ብፍትወትን ድሌትን ገዛእ ርእስኻ ዲኻ ትሃንጾም ወይ ምሳኻ እዮም ዝውለዱ፧ኣብ ነብስና ኸ ብኸመይ ይሰርሑ ንመን ጸሊእና ንመን ከም ንፈቱኸ ብኸመይ ይሰርሑ፧ንሕና ኸ ብኸመይ ኢና ንተጋሩ ንጸልኦም፧ንሶም ከ ብኸመይ እዮም ዝፈትዉና፧እዞም ፍቅርን ጽልእን ዝብሉ ስምዒታት ከምኡ ውን ኣብ ውሽጣዊ ናይ ህልኽ መንፈስና ዘለዉ ናይ ጎንጺ ስምዒታት ብኸመይ ይከናወኑኸ ተማራሚርካሉ ዶ ትፈልጥ፧ንሕና ኸ ሓለይትናን ፈተውትና ከለዉ ዲና ንጸልኦም ዘለና፧ወይስ ጸላእታና ስለ ዝኾኑ፧ ንነገራት ጫፍ ምሓዞም ጽቡቅ ኣይመጽእን ብዕምቆት ዘይተመራመርካሉ ብድፍረት እሞ ክኣ ብትዕቢት ናይ ፈላጥ እየ ዘስምዕ ቃና ከም ንነዊሕ ዓመታት ጽጹይ መርመራታት ዘካይድካሉ ምትንታን ንሰባት ጌጋ ትምህርቲ ምሃብ እዩ።ዝበሰለን ዝዓሞቀን ግንዛበ ክህልወካ ዓመታት ምምርማር ሰነዳዊ ሓሳብ ንቅድም ምቅራብ ይምረጽ።
@yogo5140
@yogo5140 2 жыл бұрын
እዚ ሰብ እዚ ምስ ተሓቶ ን ክትዕ ወልሓንቲ መርትዕ የብሉን.
@zakariasbahlibi3676
@zakariasbahlibi3676 2 жыл бұрын
@@yogo5140 ብቅዓት ኣእምሮ ደቂ ሰባት ኣብ ውሽጢ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣትዩ ምሉእ ክፈጦ ዝኽእል ኮይኑ ይስምዖ ስለ ዘሎ እዩ በታ ንእሽቶ ናይ ድንቁርና ፍልጠቱ ኣስተዊዒለላ ኣለኹ ኢሉ ዝሓስባ ኩርናዕ ሂወት ንኹልና ደቂ ሃገር ኣብ ሓደ ቁራዕ ኣእትዩ ክመዝነና ዝፍትን ዘሎ።እዚ ለባም ዝመስል ኣዝዩ ውልቀ መላኽነት ናይ ሓሳብ እዩ።
@yogo5140
@yogo5140 2 жыл бұрын
@@zakariasbahlibi3676 ካባካ ከማን ኣይመሓለፈን እብለካ ኣለኩ...... ሰፊሕ ልቦናን ፍልጠትን ዘለካ ኢካ ትመስል ካብኡ ንላዕሊ, ጽቡቅ ጌርካ ኢካ ፈሊጥካዮ ዘለካ. እዞም ገሊኦም ኣሕዋትና ግን ናይዚ ሰሚዖም ይጋገዩ ከም ዘለው እዩ እቲ ዘሕዝነካ ነገር.
@dave9428
@dave9428 2 жыл бұрын
መንነትካ ተሓቲትካ ስምካን ስም ኣቦኻን ኢካ ትጠቅስ መንነት ማለት መን ኢካ ማለት’ዩ። ዜግነት እንተታሓቲትካ ከኣ ሃገር ኢካ ትጠቅስ። መንነትካ ተሓቲትካ ካብ ስምካን ስም ኣቦኻን ሓሊፍካ ሃገር እንተ ጠቂስካ ግን እታ ሕቶ ኣይሰማዕካያን ማለት’ዩ። እዚ ማለት ‘መንነትካ’ ምስ ተሓተትካ ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ ሱዳናዊ ምስ ትብልዩ። ስለዚ መንነትን ዜግነትን በበይኖም እዮም።ናተይ ርዲኢትዩ! ኤርትራዊ ዜግነት እምበር መንነት ካኣ የለን።
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 жыл бұрын
Alo elom kemununa zftnu sebat gn alewu
@wedimereb1166
@wedimereb1166 2 жыл бұрын
Meninet kibrtat anababra hbreteseb eu, simka simaboka tetehatitka kea simkan sim abokan timlis , entay eu meninetka eu elu tehatilukas simkan sim abokan kitmliselu abey adi terau wahalelna kiblas xahli yiatina diu zbahal.?
@dave9428
@dave9428 2 жыл бұрын
@@wedimereb1166 ane natey rdiet eye xihife nska kia natka aredadia aleka gdn aykonen hade aredadia kihlwena hawey. Entedelyen xahli yietena entedelyen dsti yietena. Example Hade meninetu deytefelte seb geben gieru entetebahilu men mukanu smun sm abiun aytefeleten malet do aykonen?
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
ዳኒ haha Thank you
@ምድረቡርዓደይ
@ምድረቡርዓደይ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ጸረ ምስሉይነት ኢኻ ኣጆኻ በርትዕ
@ghudadtewelde2537
@ghudadtewelde2537 2 жыл бұрын
Dani jegna, 👑👑
@zeritokubab2742
@zeritokubab2742 2 жыл бұрын
Qelqel mekele
@godschild9020
@godschild9020 2 жыл бұрын
Dani bro qexlo 🤝
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር
@Harsile
@Harsile 2 жыл бұрын
እዚ ማሃይምነት ዘየጥፈአ ቆልዓ መን ወዲ መን ምኳኑ ውን ኣይንፈልጦን ኢና። ብነብሰ ምትሓት ዝሳቐ ኩሉ ዘቕርቦ መደብ ኣብ ንቔፈታን ሓሰዳን ዝተመርኮሰ ብኣሉታዊ ባህርያት ዝተጎብአ ፍጥረት ኢዩ። ኤርትራዊ ከምዘይኮነ በቲ ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ክቱር ጽልኢ ክትፈልጦ ትኽእል። ምሉእ ስሙን ስም ኣብኡ ክገልጽ ትብዓት ዘይብሉ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎ ትግራዋይ ኢዩ። ምስ ቀሺ ማርቆስ ደባስ ደቂ ግሎ መኸዳ ዓጋመ ምኳኖም ዝተፈለጠ ኢዩ። እዚ ኩሉ ኣንጻር ኤርትራዊ ሃገራውነት ዝገብሮ ዘለዎ ናይ ጎስጓስ ዘመተ ብመራሕቲ ህውሓት ተጻሒፈ ከም ዝውሃቦ ናቱ ሓሳብ ከምዘይኮነ ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ይግባእ።
@OneLove-ed6hr
@OneLove-ed6hr 2 жыл бұрын
ካብ ሃለውለው ሓሳብ ሒዝኩም ዘይትመጹ ርእስኹም ክሳብ ዝነቅዕ እንዳ ገበረኩምስ መሃይም ይብሃለለይ ወይ ጉድ
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 2 жыл бұрын
ንሳ ኢያ እታ ሓቂ ሓቂ ክእመን ኣለዎ!!! ወዲ መምህር ኣንበሳ እቲ ሓቂ ንገረና
@Bahre8872
@Bahre8872 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ፉቱዋት ሕዋተይ ኣብ ዘለኩሞ ሙሉኡ ቅሳነት ምስ ሙሉኡ ጥዕና ናበልኩ subscribe ሳብስክራብ ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም 500 ነብጽሓያ ቀሪባ ኣላ የቀኔለይ ።
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 2 жыл бұрын
ሰላም ወዲ መምህር እንቃዕ ዳሓን መጻኻ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኢኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንማሃር ቀጽሎ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ክፍሎም ይከኣሎ መንነተይ ትብል ደርፊ ብልጽቲ ደርፊ ኮይና ረኺበያ ብዝያዳ ንስኻ ነታ ደርፊ ሰሚዕካ ኣብታ ደርፊ ዘለካ ትዝዕብትታት እንተ ተካፍለና ጽቡቅ ነሩ ። *የቀንየለይ*
@adamdebesai
@adamdebesai 2 жыл бұрын
ሓቅኻ: ኣነ ውን ከምኡ ይሓስብ ኔረ::
@nahomyemane6780
@nahomyemane6780 2 жыл бұрын
ደይ ነታ ደርፊ ብተዘዋዋሪ ክነቅፍ እዮ መጽዮ
@habenhailemariam6554
@habenhailemariam6554 2 жыл бұрын
መንነት ስምዒት ኮይኑ ኣይፈሊቲን እዩ!! (ትግሪኛ፡ ትግረ፡ ዓፋር፡ሳሆ፡ኩናማ፡ናራ፡ብሌን፡ራሻይዳ፡ሕዳርብ)ብሄራዊ መንነትካ ኢልካ አንተ ሓቲትካኒ ምናልባት አቲ ዝበልካዮ መልሲ ክኸውን ይኽእል እዩ!! ሃገራዊ መንነትካ (National Identity) እንታይ'ዩ አለ እንተ ሓቲተካ'ከ መን ኢልካ ክትምልሰለ ኢኻ?....So, ኤርትራውነት ሃገራዊ መንነት እዩ!!!! ስለዚ ኣብታ መጀመርታ ዝተዛረብካያ ዘረባ ደጊምካ ስምዓያ ኢኻ!!...ጌጋ ርዲኢት ካብ ምሕላፍ ተጠንቀቕ ኢኻ።
@HabeshaICT
@HabeshaICT 2 жыл бұрын
Nska eka tegagiga zeleka.
@ariboy0505
@ariboy0505 2 жыл бұрын
ዳ'ኒኢተይ ብዓል ቡሱል ኣእምሮ።👊🇪🇷
@semirabahtaluba6823
@semirabahtaluba6823 2 жыл бұрын
Ajoka
@yemaneabraha9043
@yemaneabraha9043 2 жыл бұрын
ክእለትካ ዓቢ! ትሕዝቶካ ዲንቂ። ሓሳብካ ወርቂ። ኣዛርባካ ግን ኣይፈተኩዎን ቀልጢፉ። ህድእ መል ግርማ ክትለብስ።
@solomontesfamariam8273
@solomontesfamariam8273 2 жыл бұрын
ተባረኽ ፣ ተስፋ መጻኢት ኤርትራ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@Lealti_2
@Lealti_2 2 жыл бұрын
Ade welida timken kemakas 1000 yeweledu qexilo eznom degifka asmeayom!!!!! Eritrawinet meninet mis ganin adi halo kiqiber iyu!!!
@Azmarinos
@Azmarinos 2 жыл бұрын
ንሱ ዩ እቲ ሓቂ!!!! Thanks, Dani.
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet 2 жыл бұрын
ማዕረ ክንድዚ ትፍራሕ ኣይመስለንን ኔራ እዛ ኤርትራ ሃገርና ። "ዘዘግዓሰ ናብ ውዳሰ " ይብሉ ኣቦታትና ኤርትራዊ ክትከውን ኣይደለኻን ?ጠን ሓንግጦ ።
@gueshabrhaley4666
@gueshabrhaley4666 2 жыл бұрын
Exactly, 100 % true 😍💯✔️
@SGM1991
@SGM1991 2 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ሱቅ ኢልካ ቀጽል ኣንበሳ። ግን ኣብ መወዳእታ ዝበልካያ "ሓንቲ ተኹርዓና ንደርጊ ጸርግና ምውጻእና ኢያ "ግርም በልካ። ክክክክ ጌጋኻ ከኣ "ኢሰያስ ድሓን ይእቶ ንደርጊ ይመልሶም ኣሎ" ትብል ኢያ። ግን ከምኡ ክትብል ኣይነብረካን! ብህሎኻ ከምዚ ክትከውን ነይርዋ "(ኢሰያስ ድሓን (ኣይእቶ)")። Any way go head Dani...!
@Getishentertainment
@Getishentertainment 2 жыл бұрын
በሊሒ መንእሰይ ናይ ባሓቂ ✊
@Moka-rl9sg
@Moka-rl9sg 2 жыл бұрын
ትግራዎት! ሓደጋ ህላወ ህዝቢ ኤርትራ'ዩም። አይትታሀመል ኤርትራዊ።
@elsagebremedhin3286
@elsagebremedhin3286 2 жыл бұрын
ወዲ መምህረየ ዕድመን ጥዕና😘❤❤ን ይሃብካ አንባቢ ውሽጠይ
@benimussie4351
@benimussie4351 2 жыл бұрын
ሓባኢ ቁስሉ ሲ ሓባኢ ፈውሱ ። ሽግርና ከምዚ ጌርና አንተ ዘይ ተንቲናዮ መፍትሒ ክርከቦ ኣይክልን ኢዩ።
@yosiefandeab7878
@yosiefandeab7878 2 жыл бұрын
Dani arkey lomi dea neti temen reasu chefliqkayo, eritrin kqnyulka eyom 😅😇😊 zbelu ybelu gn nska yehwatka ketenqeh aytrebreb keep it up blood 💪🏿💪🏿👍🏿🙏👏
@yosiefandeab7878
@yosiefandeab7878 2 жыл бұрын
3:46👏🙄🤔🤔
@yosiefandeab7878
@yosiefandeab7878 2 жыл бұрын
5:10 true
@yosiefandeab7878
@yosiefandeab7878 2 жыл бұрын
6:30 😅😅😂
@yosiefandeab7878
@yosiefandeab7878 2 жыл бұрын
8:37🤣😅😂😂😂
@yosiefandeab7878
@yosiefandeab7878 2 жыл бұрын
10:30 bravo👍🏿👍🏿
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ወዲ መምህር !! ነዚ ዘሎ ጽላለ ክፍውስ ዝኽእል ከምዚ ዝመስል ስራሕ ይምነ ነይረ። ዝያዳ ድፍኣሉ።
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 2 жыл бұрын
ኣንታ እዛ ወዲ መምህር ትብል ዘረባ እንዶ ግደፍዋ:: ዳኒ ድኣ ገና ፍጥር ከይበለ ናብ ርእሰ መምሃራን ጸርዮ ዘሎ ጎበዝ እንድዮ::
@warroom5739
@warroom5739 2 жыл бұрын
ሰብ ብርእሱ ገዲፉ ውስሚዒቱ ክሓስብ ምስ ዝጅምር እቲ ዝኸፍአ ዕንወት እዩ። ምብዛሕትኦም ደገፍትን ተቃወምትን ከምኡ እዮም።
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣሎኻ ወዲ መምህር ኤርትራዊ ዜግነት ምስ መግዛእቲ ጥልያን ቕድሚ 120 ዓመት ኣቢሉ ኢዩ ናብ ኤርትራ ኣትዩ እምበር ቕድሚኡ ዘኹርዕ መንነት ነይሩና ።እዚ ማለት ኣምሓርኛ ቛንቋ ዝዛረብ ስብ ኣምሓራይ ንብሎ ብሌን ቋንቋ ንዝዛረብ ብሌናይ ንብሎ ።ትግርኛ ቋንቋ ንዝዛረብ ካኣ ትግራዋይ ዝብሃል መንነት ነይሩና ንሕና ግን እቲ ኤርትራዊ ዝብሃል ዜግነት ከምቲ ዝገከጽካዮ ኮይኑ ተሪፉካ ዘሎ ግን እቲ ዜግነት ኣብ ውሸጢ ኤርትራ እውን ኣይሰርሕን ኢዩ ።ንኣብነት ኣብ ኤርትራ ካብ ሓደ ቦታ ባብ ካሊእ ክትንቐሳቐስ ኮለኻ ኤርትራዊ ዜግነት ብምርኣይ ነቲ ኬላን ፍተሻን ኣይትሓልፎን ኢኻ ።ብምንታይ ዳኣ ትሓልፎ ብመንቐሳቐሲ ወረቀት እምበር ።ኤርትራዊ ዙግነት ብጀካ ተሰዲድካ ዕቁባ ክትሓተሉ ንካሊእ ጥቕሚ የብሉን ።
@yosefmeles6575
@yosefmeles6575 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ዓርከይ ከማካ ዘኩርዓኒ የለን መግልጺ ኢየ ዝስእነልካ ኣምላክ ኣድመን ጥዕናን ይሃበልና!
@danielyemane867
@danielyemane867 2 жыл бұрын
Ata wedi dikala zeytegedefo bezaeba eritra mizerab zeytegedefa eka
@Daniel-nr6bl
@Daniel-nr6bl 2 жыл бұрын
If it were enough by virtue of being Eritrean in this world, it would have been a blessing. Unfortunately, it is not enough. It just does not pay the BILL. Danni, you are making a lot of people to think twice and scratch their head. Your critics might not like it, but rest assure they are mesmerized by your explanation.👍
@Learn-And-Unlock
@Learn-And-Unlock 2 жыл бұрын
“People will do anything, no matter how absurd, in order to avoid facing their own souls. One does not become enlightened by imagining figures of light, but by making the darkness conscious.” ~Carl Jung 🖤 What I want to emphasis here is, yes there could be good sights on the darkness of his psychological speech therapy. But let's zoom out and try to see the bigger picture. What's the final goal??? We do have history as a simulation to wat u guys intended to achieve, if the idea is original not moon light.
@eritrealove8953
@eritrealove8953 2 жыл бұрын
ዝረካ ኩሉ አጋመ ናይ ኤርትራ ፅላይ ኤርትራ ገን ከትቅፅልይ አጋመ መምህር ይታሓነቅ😅😅🐑👈
@merabeyney9710
@merabeyney9710 2 жыл бұрын
ዳና ናይ ልበይ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ቀዳማይ ረኪበያ ዛኮመንቲ
@eritrealove8953
@eritrealove8953 2 жыл бұрын
አታ ደቆሮ ወዲ ሲጣን. መንካ ኤርትራ መነንት ተዛርብ ወዲለማኒ ደቆሮ ዩቱብ ከም ሰልጠነ ደንቆሮ ብላአ ሰልዲ አታ አጋመ
@ሰላምንትግራይዓደይ-ቐ8ተ
@ሰላምንትግራይዓደይ-ቐ8ተ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ተባዕ መስተዋዓሊ ናይዚ ዘመን👌✅ ሎሙይ ከ ክተዛርቦም ዶ ትከውን🤣
@eriboy1349
@eriboy1349 2 жыл бұрын
Entay eyu zmlketekum ab nay eritrea guday nhna balina ninekfo nedinko hamema zkonkum hzbi
@wedibrhane4780
@wedibrhane4780 2 жыл бұрын
ንሓቂ ሕቀቀላ ደኣ ዳኒ ጂግና ኣብ ሃገርና ንሓቂ ክሳብ ሕጂ ይሓቁላ ኢዮም ዘለዉ እቶም ጀጋኑ ኣያታትናን ጋዜጠናታትን፡🇪🇷😍
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ዳኒ ቃልሲ ክቕጽል'ዩ ዘለዎ ደቀ-ባት ጓሓፍ እዩ ተደፊኡና
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
Yigerm eyu ko meat gratn gezawtnn nwnn zneberna dekebat kulu wesiduwo
@rahirahi3996
@rahirahi3996 2 жыл бұрын
What is ur aim? It doesn't give any difference between "mennet" & "zegnet" we are all Eritrean. This will not a solution. We have to think beyond that. Eritrawnet kbur mennet
@titichannel8465
@titichannel8465 2 жыл бұрын
ጭንቀት ዝኮነ ዘመን ዝፈጠ ተኣምር🤣🤣 ይበለይን ስለ ፓለቲካ ዳነዬ ሸኮር ❤️💛😘😘
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 2 жыл бұрын
ሸርሙጣ ስለ ዝኾንኪ እንድኣልኪ እምበር መንነትን ፖለቲካን ዶ ምፍላይ ምስኣንኪ መሸኒት ኣስላማይ ዝጥዓመት ግን ከምኡ እያ
@redbag3453
@redbag3453 2 жыл бұрын
Siq Beli foshikual
@moss446
@moss446 2 жыл бұрын
Fqrey kemey qeninki
@abebechimbae7252
@abebechimbae7252 2 жыл бұрын
ተምሐሪ ተሰድድኪ ምንባር አይትፍተዊ ሃገርኪ አዬ መሰል ዘለኪ
@Lucas-pf8yu
@Lucas-pf8yu 2 жыл бұрын
ምቅርቲ መንነትኪ ትግራወይቲ ዜግነትኪ ኸኣ ኤርትራዊት ይብለኪ ኣሎ.
@askalgebre3066
@askalgebre3066 2 жыл бұрын
Dani you the best አድመን ቲኢናን ይሃብካ
@Gobezay1983
@Gobezay1983 2 жыл бұрын
ናይ ሓሶት መንደቕ ሃዶሽዶሽ ኣቢልካዮ ወዲ መምህር ጅግና! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@kokobxbah6630
@kokobxbah6630 2 жыл бұрын
100%
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@yohannesmeasho9130
@yohannesmeasho9130 2 жыл бұрын
What a brilliant analys by a young Eritrean, keep it up.
@robi7719
@robi7719 2 жыл бұрын
ቻዉ ኣብ ዝሓለፈ ቡንባ ሩስያ ቶክስካ ክንደይ ባርያ ሆ ሆ እላ ምሕላፍ ከሊኣትና ሕጂ ኪኣ ሞ ዝዓበየ ሃይፖርሰንክ ሩስያ እካ ቶክስካ ዘለካ ሞ ምስቶም ዝወጹ የዉጸና ክንደይ ባርያን ደንቆሮን ድያ ዘላ
@በርጌድንሓመዱ-ሰ1ረ
@በርጌድንሓመዱ-ሰ1ረ 2 жыл бұрын
😅😅😅😅ተማም ገሩ ጨፍጪፍዎም ሎሚ ደኣ ደኒ ጂግና።
@jontv6228
@jontv6228 2 жыл бұрын
ምሳይል ናይ ሩስያ እባ ደርቢይዋ ዳኒ ኣብ ገዛይ ካይትዓልብ ጥራይ ክክክ
@saraaa325
@saraaa325 2 жыл бұрын
@@በርጌድንሓመዱ-ሰ1ረ 😂😂😂😁
@jorginho5....752
@jorginho5....752 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@hiyabzeru8146
@hiyabzeru8146 2 жыл бұрын
You explain 💯 clear and easy to understand bro
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 2 жыл бұрын
ነዞም መደናገርቲ ሓንቲ ሕቶ ጥራሕ እያ እትኣኽሎም፣ መሬትን ወርቅን ጨርቅን፡ መሬት ጸባን ጠስም መሬት ሕግን ፍትሕን ገዲፍካስ...ኣብ ስደት ክትበልን፡ እናተመሻኸንካ ትካቦ ክትበልዕ፡ ከም ዞምቢ እናኣምባሓቑካ፡ ካብ ዓሳ ተሪፍካ ኣብ ከተማታት ዓለም ዘወን ክትብል መሪጽካ!? ኢልኩም ጥራሕ ሕተትዎም።
@dawithabte8061
@dawithabte8061 2 жыл бұрын
Kedamnet nnebska hteta entay ygebr aleku ab sdet elka
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::
@efrem7433
@efrem7433 2 жыл бұрын
ዳኒኤል ብሉጽ መንእሰይ ብሓቂ እስኪ ንገሮም ነዞም ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ብፍላይ ነዞም ተረፍ መረፍ አምሓሩ!
@ስደትስዲ-ጀ2ለ
@ስደትስዲ-ጀ2ለ 2 жыл бұрын
ክበልዑካ ዮም ህግደፋውያን ኤርትራውነት መንነት ዩ ኢሎም ዮም ዝኣምኑ
@ማህሌትተስፋይ
@ማህሌትተስፋይ 2 жыл бұрын
ክክክክክ😜😜
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 2 жыл бұрын
🤣🤣afari men EU gedidu Eritreawi 🇪🇷 kun Elka bezba tigray geber denqro wedi shormuta neski tezarbka Wey leflefeka teqyqro SEB alo Elka tehseb ente alaka Ney.beheki Ney hengol xegem alaka melet U Gen thnks meleska Kem netfuwo tegebrena alaka argiet sirha Gele yeblkan
@ወዲመንደፍራኤረይ
@ወዲመንደፍራኤረይ 2 жыл бұрын
ወልካም ዳኒ ንዳኒ ዝፍቱ ላይክ ገበለይ
@emeamlakadey7927
@emeamlakadey7927 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጎይታ ሓቅን ርትዕን ! እግዚኣብሔር መመሊሱ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልካ !
@tesfalemabraham3797
@tesfalemabraham3797 2 жыл бұрын
ሰላም ወዲ መምህር። ህግደፍ ካብ ሃገር ክትሃንጽ ሰብ ምህናጽ ይከብድ ይብሉ ሓቂ አዩ። ግን ህግደፍ አንታይ ዓይነት ሰብ አዮም ሃኒጾም ገለ በለና።
@samitekl6318
@samitekl6318 2 жыл бұрын
1 + 1 = tefiuka
@batman7877
@batman7877 2 жыл бұрын
@@samitekl6318 5
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Hade kulit hade sambue😂😂🤣😂
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 2 жыл бұрын
ሃገር ማለት ሰብ እዩ። ክቡር ሓው። ዝሃነጽዎ ሰብ ስለዘየለ፡ ወይ ከምቲ ግቡእ ሰብ ስለዘሃነጹ፡ መሰሉ ዘየክብር፡ ወይ ስለመሰሉ ዘይሓትት፡ ርእሱ ዘድንን 'ሰብ' ሃኒጾም ኣለዉ፡ ስለዚ ኸኣ እዛ እንርእያ ዘለና ሃገር ኣላትና
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
@@peacfuleri8147 agree💯
@Sesen2000
@Sesen2000 2 жыл бұрын
Eway adey maryam alebim abila zfetereto bzuhat menaesey kabaka knmehar Ena. Kemaka belahti ybzhu
@wmwm7045
@wmwm7045 2 жыл бұрын
ዳኒ ኪብለካ ኣቦ ሓቂ መድሃኒት ዘውሕጠና ኩከነና ፎውሲ ሓዊና ክንስከም ሓላፍነት ዓዲ ጸላኢና ኣለልና ክንሰርዕ መጻኢ
@sdetnayebqie1575
@sdetnayebqie1575 2 жыл бұрын
መምህር እዚ ዎለዶ ወዲ መምህር ሓቀኛ መምህር
@tkeriman1961
@tkeriman1961 2 жыл бұрын
ነዛ "ሃገራዊ መንነት ዝብሃል የለን " ከም ኣርእስቲ ኣምጺኢኻያ ከተብቅዕ ናብ ካልእ ዛዕባ ኬድካ ክቡር ሓው፡ ከምዚ ድንሽ ከተብስላ ኢልካ ኣብ ማይ ውዑይ ኣእቲኻ፡ ከይበሰለት ከተውጽኣ ከለኻ ማለት ኢዩ። ሽዑ ኻኣ ናብቲ ኩላትና ንሳማማዓሉ ረሳሕ ተግባር ህግደፍ ኬድካ። ሃገራዊ መንነትን ብሄራዊ መንነትን ነዚ ይመስል ናተይ ትርጓመ መንነት ኣብ ክልተ ኢየ ዝመቐሎ 1፡ ሃገራዊ መነነት 2፡ ብሄራዊ መንነት ሃገራዊ መንነት ማለት ካበየነይቲ ሃገር መጺእኻ፡ ኣማጻጻኣኣን ክብራን እንታይ ይመስል፡ እትገብሮም ባዓላትን ጽንብላትን ንኹሉ ብሄራዊ መንነት ጠሚሩ ኣብ ሓደ ዘካትት ሃጋራዊ ባህሊ፡ ከመይን ካበይን ዝተበገሰ ኢዩ የስምዕ፡ እዚ መንነት እዚ ነተን ብዝተፋላለየ ብሄራት ዝቖማ ሃገራት ይውክል ኢለ ይኣምን፡ ሓደ ብሄር ዘለዋ ሃገር ግን ብሓደ ብሄር nation building ንኽትገብር ኣየሸግራን ንኣብነት ከም ኤርትራዊ መንነት፡ ከም ፌስቲቫል፡ ባዓል ናጽነት፡ ገድልን ተጋድሎን፡ ማዓልቲ ስዉኣት( ህግደፍ ንይምሰል የውዕሎ ዋላ እንተሃለወ ንኹሉ ኤርትራዊ ግን ከም ሓባራዊ መለለይኡ ኢዩ። 2፡ ብሄርራዊ መንነት፡ እቶም ንስኻ ዝመጸኻሎም ሕብረተ -ሰብ እንታይ ይመስሉ ባህሎም፡ ክብሮም፡ እምነቶም ፡ ኣመጋግብኦም፡ ኣካዳድንኦም፡ ኣዘራርብኦም፡ ኣባላልዕኦም፡ ኣካያይድኦምን ኣሳዓዓስዕኦምን ቋንቆኦም፡ ሕጎምን ካልእን የጣቓልል ወይ ውን Identity is the qualities, beliefs, personality traits, appearance, and/or expressions that characterize a person or group. ኣድኑቖተይ ኣብ ካልእ ስራሓትካ ኣብ ቦትኡ ኢዩ።
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 2 жыл бұрын
ሓሳብካ ኣይጸላእክዎን። ግዳ እቲ ሓቂ ሃገራውያን በዓላት መለለዪ መንነት ክኾኑ ኣይክእሉን እዮ ም። ሓደ ራሻይዳ መዓልቲ ናጽነት ስለዘብዓለ ኤርትራዊ መንነት ኣለዎ ክብሃል ኣይከኣልን። ምብዓል ሃገራውያን በዓላት ናይ ኩሎም ዘጋታት መሰል እምበር ምስ መንነት ዘተሓሕዝ የብሉን።
@tkeriman1961
@tkeriman1961 2 жыл бұрын
@@habtomkiflay3247 ክቡር ሓው መንነት እንታይ ማለት ኢዩ? ዝብል ሕቶ ምምላስ ከድልየና ኢዩ መን? ነት? መን ኢኻ፡ ወይ ናይ መን ኢኻ? የስምዕ። ስለዚ ኩሎም ብ ሃገራዊ ባዓላትን ምንቅስቓሳትን እንተተቐይዶም ወይ እንተተለልዮም ሃገራዊ መንነት ክህልዎም ዘየኽኣሎም እንታይ ኢይ? ባንዴራ ንባዕላ ሃገራዊ መንነት ኢያ፡ ንእምነላ ኣይንእመነላ ብዘይገድስ ነዛ ዘላ፡ መንነት ማለት መለለዪ ክሳብ ዝኾነ። Respect 🫡
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 2 жыл бұрын
መሰሉ እዩ ድላዩ ክዛረብ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 2 жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ኣፍልጦ ናይ መንነት የብለይን ግን ካብ መንነተይ ባህለይ ክዕቅብ ይሕሸኒ መስለኒ ግን ነቶም መንነትና ዝብሉ ሕጉስ ብኦም
@ngstik1kahsu170
@ngstik1kahsu170 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለባም መስተውዐሊ ንዓካ ዝወለደት አዶ ዝተዓደለት እያባ ብዚ ዕድመካ ዝኩሉ ልቦና ፣ሓቂ ኤርትራውነት ልክዕ ከም ኢትዮጵያውነት ዜግነት እዩ
@አለናአይጠፋእናን
@አለናአይጠፋእናን 2 жыл бұрын
ጥበብን ምስቱዉዓልን ይዓድለና ዝብሃለሉ ንከምዚ ናትካ ዓይነት አማዛዝና እዩ ንዓና እዉን ጥበቡ ይግለፀልና ኩሉግዜ ከይአድነቁኻ አይሓልፍን እንድየ ሎሚ እዉን ያድንቀካ ካብ ሃገረ ትግራይ 💛❤️ ሓቂ እዩ ዘንብረካ ሓቂ አምላኽ ስለ ዝኾነ ስለዚ አብ ሓቂ ንበር እቲ ሓቂ ሰላም ክህበካ ሰላም ንአብ መላእ ዓለም ዘሎ ቡዱል ህዝቢ
@Vintag36224
@Vintag36224 2 жыл бұрын
kondaf agame . tigraway keyetfana dekisna malet zebet
@dandanny5331
@dandanny5331 2 жыл бұрын
@@Vintag36224 ሓወይ ዓጋመ ክትብል ኣውተቡስ ገዲፋትካ ትኸይድ ኣላ ሃየ ኣርክብ ። *ኣስተውዒልካ ተረድኣያ ፡ እዚ ዘለናዮ ግዜ ክልወጥ ኢዩ፡ ስለዚ ኣካል ናይዚ ለውጢ ዲኻ ወላስ ግዳይ ንነብስኻ ሕተታ ?
@Pro-oe6ht
@Pro-oe6ht 2 жыл бұрын
@@Vintag36224 lash belo yeake, tigraway sle zkone trah ketetifio thasb aleka. Ken belo nay hmam.
@Pro-oe6ht
@Pro-oe6ht 2 жыл бұрын
Hagere Tigray, 😆😆😆 moyte diye gele
@matistudio596
@matistudio596 2 жыл бұрын
entay yetweki hji eske Nay eritrwyan eyu ko ezi geza
@eluman648
@eluman648 2 жыл бұрын
ካልእና ዓጢጥና ኣሎ ጠፋሽ ወያነ ዘምጾቶ ፍልስፍና ዘስተማቅር ልቢ የብልናን ቅድሜካ ብዝሓት ጨኔምላ እዮም ስጥመት ዘረባ እንበር ዝሰጥም ሓሳብ የብልካን ምሳኩም ተደሚረ ትቃዋሚ ክብሃል ይትረፈና ኤረትራውነትና፡ ተደሊና ,መንነትና ፡ሂወትና ንበሎ ድላይና ዝሓበጠ ይቶከስ
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 2 жыл бұрын
ስለ ዝሓበጠካስ ኣብዚ መጺኻ ኮ እዚ ካብ ፍልጠት ናጻ ዝኮነ ሓንጎልካ ትትኩሰልና ኣለኻ ።
@eluman648
@eluman648 2 жыл бұрын
ኢረትራውነት ክቡር መንነት
@RakiRaRi1997
@RakiRaRi1997 2 жыл бұрын
As always diamond mind Dani'na 💎 ዓይኒ ኣባይካ ድፍን ይበል🙏 ርእሲ ተመን ሎሚ ኢኻ ዝጨፍለቅካዬ:: ኣገናዕ 👏
@jaky1447
@jaky1447 2 жыл бұрын
Xibuk tmarti dani 🦁kindey zeyfelxo alo
@HighlyFavored
@HighlyFavored 2 жыл бұрын
Dani to the point. Keep up the good work
@jamcobt
@jamcobt 2 жыл бұрын
Ezi kulu kolel nabey eka delika msi hager diyu Xileka wala misti mengisti, Eritrea demsiska Tigraway mennet nkitmisrt diyu elamaka? fetika tselieka bdem amaeit ashehat zimetset hagern mennetn Eritrawnet alon kihlun eyu. Geez do wala axum empire kitmels huk tbl aleka. Axum is dead!!
@sprachliebhaber5369
@sprachliebhaber5369 2 жыл бұрын
Welcome Dani brave young eritrean🤩
@ንሓመዱ-ጠ2ለ
@ንሓመዱ-ጠ2ለ 2 жыл бұрын
ትግራዋይ ንምጽላእ እባ ከአ ንእከብ። ወዲ ምህር ደገመሎም እዝኖም ደጊፍካ እንበር አይረደአምን እዩ
@1ምእንቲህዝቢ
@1ምእንቲህዝቢ 2 жыл бұрын
🌟🏆🥇🥇🥇ሓቂ ጽርይቲ ኸም ማይንጉሄ ገሊጽካዮ💯💯✅☑️ እቲ ዘይርዶኦ መሃይም ሕጂ እነሄልካ ትክክል መልሲ ዓይንኻ ኽፈት !!!!!
@kevigebremicheal8100
@kevigebremicheal8100 2 жыл бұрын
ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ ዝመሸየካ ሕደር ዝባሃል ከምዚ እዩ እንጀራ ዓለም ብላዕ
@ወዲመንደፍራኤረይ
@ወዲመንደፍራኤረይ 2 жыл бұрын
እዛ ናይ ህዝብ ትግራይ ዝበልካያ ሓቂ ንመጽናት እሎም ሃገሮም ዝፍቁሩ ክመሱሊ ሃገራዋያን ዝኮኑ ክደይ ሰብ ኣነ ድፍልጥም ኣብ ሰደት የዕርኩተይ ኩናት ምስ ጀመረ ሃገራዊያን ኮኑ እንታይ ዳኣ ትበልኩም ኣነ ትግራዋይ ይጥፎም ኣሎ እለሙኒ ኩሉ ሓቂ ዳኒ✍✍✍✍✍💯💯💯
@weditigrinya4330
@weditigrinya4330 2 жыл бұрын
Mecham chwent yelin credit yelin nay agazian haseb amexeka se hji kem neska zimhzkyo konka tiqerb eway ata haqu eba euo chewntw yelin ab ፒሪፈሪ ክብል ቁሩብ 😅😅😅😅
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 2 жыл бұрын
እዞም ኤርትራዊ መንነት ዝብል ደቂ ኣባት ኣይኮኑ ውን ደቃሉ ኢዮም ወዲ መምህር ጂግና ትግርኛ ❤️❤️👑👑
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Kem beal Solo wedi Teshager😂😂🤣😂
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 2 жыл бұрын
ብፅብጽ ተሐባእ ቆፍቋፍ አጋመ
@Fthi366
@Fthi366 2 жыл бұрын
@@ruthh1755 Solo seb mesel Fano🤣
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
@@Fthi366 tikikil Sami ab Eritrawinet tehabiom kineburu nayzelewom hayli akakibom yixieru alewu. Nihina gina riesiti abotatina alena abuu kea kixenihana eyu selam yewridelina 🙏
@amlesetalazar9886
@amlesetalazar9886 2 жыл бұрын
selam Dani wedi memhr kulu atekrbo hasabat bulux ayu kexilo nufua menasey aka abzia gin riato alatini Eritrea bi beherna anber bi meninetna Eritreawnet ana zibl hasab ayu zeleni kab eritreawi wexae zirkeb meninet zelena koynu aymesleni azi zibelkayo meglexi nay beherna anber nay meninetna aykonen aye zibl Thanks❤
@lom4933
@lom4933 2 жыл бұрын
9 meninet b fikirin b selam b mikibibarin kinebir kelo hade meninet tifetir. Silezi eti hade hagerawi meninet tikewun. PERIOD.
ሃገራት ስለምንታይ ይወድቃ፧ | Why nations fail?
21:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 63 М.
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 17 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 56 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
Как мы играем в игры 😂
00:20
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,3 МЛН
ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን!
32:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 128 М.
ዝንቡዕ ኣጠማምታ ሓድነት!
22:36
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 101 М.
ብልሽውና ኣብ ኤርትራ...
23:43
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 85 М.
ስነ-ልቦና ገንዘብ | The Psychology of Money
28:54
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 85 М.
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 90 М.
ናይ ኣውራጃ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ...
29:58
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 77 М.
ዘይተመለአ ሕቶ ብሄራውነት!
27:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 111 М.
ሃገር ማለት.....!
20:52
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 136 М.
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 17 МЛН