Eri One Sight By Shewit Sereqe | ጠመተ ብሸወት ሰረቐ | ዕላል ምስ ድምጻውን ሙዚቀኛን ዓይነ ስዉር

  Рет қаралды 170,189

Eri One Touch Entertainment

Eri One Touch Entertainment

Күн бұрын

Eri One Sight by Shewit Sereqe On ‪@EriOneTouchEntertainment‬
Eri One Sight: An Inspirational Journey with Shewit Sereqe
Embark on a weekly journey of inspiration and empowerment with Eri One Sight, hosted by the renowned and captivating Shewit. This show will delve into the lives of extraordinary individuals who have overcome adversity and achieved remarkable feats, shedding light on their stories of resilience, passion, and unwavering determination.
Join Shewit as she uncovers the secrets behind their success, exploring their motivations, struggles, and the lessons they have learned along the way. Through inspiring interviews, heartfelt conversations, and thought-provoking insights, Eri One Sight will ignite your own spark and motivate you to pursue your dreams with unwavering belief in yourself.
Prepare to be moved, inspired, and empowered as you witness the power of human potential. Tune in every week to Eri One Sight and discover the true essence of Eri One Sight: a beacon of hope, inspiration, and unwavering belief in the limitless possibilities that lie within each and every one of us.
#ጠመተ(Temete) - ብሸዊት ሰረቐ ዝዳሎ መደብ ኮይኑ
• ምስ ዓቕሞም ዕድላት ንዝሰኣኑ ናይ ስነ-ጥበብ ይኹን ካልአ ሞያዊ ተውህቦ ዘለዎም ሰባት ምስ ህዝቢ ንምፍላጥ ብአኡ ጌሮም ከኣ ዕድላት ንኽረኽቡ ኣበርክቶ ንኽገብሩን ምሕጋዝ
• ሕብረተ ሰብ ክጠቅም ዝኽአል ፍልጠት ዘለዎም ሰባት ናብ ህዝቢ ከም ዝቐርቡ ምግባር
• ከምኡ አውን ብሉጻት ኮይኖም ዝወጹ ስረሓት ብሉጻት ንኽኾኑ ዝሓልፍዎ ጻዕሪ ብምቕራብ ሕብረተ ሰብና ንጻዕራማት ንኸተባብዕ ምሕጋዝ ኢዩ፡፡
#erionetouchentertainment #erionesight #tigrinamusic #neweritreanfilm #eritreanfilm2022 #ethiopianmovie #ethiopianfilms #newethiopianfilm
#eritreanfilm #eritrean #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestmusic #eritrea #eritrean #neweritreanfilm #neweritreanmovie #new #eritreanbahlawiderfi #besteritreanguayla #tigrinamusic #eritreanbestguayla #eritreanbestmusic #hdmonanebarit #bahgnatv #natimedia #atamedia #alenawaltahager #eritv #neweritreanmusic2022 #neweritrean #neweritreandrama #neweritreanvideo #neweritreancomedy #eritreanbestmusic #eritreanbestdrama2021 #eritreanbestdrama2020 #ethiopianbestmusicsandentertainment #habeshaculture #habeshatiktok #habeshabeuty #habeshamusic #eritreanbestfilms #eritreantiktok2022 #eritreannews #eritreannewsong esteritrean #besteritreanguayla #eritreancomedy #neweritreanfilm #habeshafilm #neweritreanfilm #hdmonanebarit #yonasmaynas #neshnesh #eritrea #eritv #eritreanews #bahgnatv #neweritreanmovie #neweritreancomedy #eritreanfilm2022 #starentertainment #artstvworld #ethiopianews #dawiteyob #erisat #buruktv #saeyet #minewshewa #mahdernaentertainment #aledamedia #neshnesh #54vbz #dawittv #eritv #meggy #gereemun

Пікірлер: 738
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 8 ай бұрын
ብዙሓት ሰባት ተለፎን ትሓቱና ኣለኹም ናይ ሄርሞን 07231115
@ገቢዒላላ
@ገቢዒላላ 8 ай бұрын
ኣነ ከማን እዛ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ኣብራሃ ባህታ ብሓፍተይ ኢየ ዝፈልጣ ብሓፍተይ ኣጋላልጻ ብጣዕሚ ክሪኢያ ባህጊ ኣሎኒ ።
@abelselomon1589
@abelselomon1589 8 ай бұрын
Ajok I hope amlak hasab lbka yesmrelka
@SemharLegese
@SemharLegese 7 ай бұрын
Ezi kulu edel ketrekeb kelka MENFATKA eu♥️ neska ente zeytbges ay mebesahkan ♥️
@afewerkirezene121
@afewerkirezene121 7 ай бұрын
Ajoka zhawey hasab lbka yesmrelka!!!!!
@CCRUUS
@CCRUUS 7 ай бұрын
ፋብሪካ ስደተኛታት ከመይ ኣሎ ኩነታት ስደት ኣብይ ትከድና ይሓይሽ፡
@janatJela
@janatJela 8 ай бұрын
ኣጆካ ሄረርሞነይ ኤርትራዊ ሓዉካ ኣለካ ዝደለካዮ ሕተት ዓባይካ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ዉላድካ የርእያ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 8 ай бұрын
♥️🙏
@jesusking3536
@jesusking3536 8 ай бұрын
❤❤🇪🇷 🇪🇷
@monica4392
@monica4392 8 ай бұрын
❤🙏
@kidanegebre5369
@kidanegebre5369 7 ай бұрын
❤❤
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 7 ай бұрын
ሸዊታ ምቅርቲ አዚ ፈላሚ መደብኪ መሃርን ሓብሓቢ ዚኾነ ስንኩል ኣታሓሳስባ አምበር ስንኩል ፍጥረት ከምዘየለን ንሕብረተሰብና ዓቢ ትምርቲ አዩ።ንሄርሞን ድማ ድርብ ዓወት ንመጻኢ ሂወቱ ዓቢ ራኢ ከምዘለዎ ጎሊሑ ይርእየካ።
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 8 ай бұрын
አዚ መደብ ምስ ዓቕሞም ብዝተፈላለየ ጸገም ምስ ህዝቢ ዘይ ተላለዩ ሰብ ተውህቦ ምስ ህዝቢ ንምልላይን ከምኡ አውን ንምትብባዕ ብሸዊት ሰረቐ ዝተወሰደ ተበግሶ ኢዩ፡፡ ንምትብባዕ ከኣ share ምባል ኣይትረስዑ Eri One Sight: An Inspirational Journey with Shewit Sereqe | ጠመተ ብሸዊት ሰረቐ Embark on an inspiring journey of human resilience and achievement with Eri One Sight, hosted by the captivating Shewit Sereqe. Discover the secrets behind success, ignite your own spark, and pursue your dreams with unwavering belief in yourself. Eri One Sight: a beacon of hope, inspiration, and limitless possibilities.
@aryameritrean4447
@aryameritrean4447 8 ай бұрын
Bejakum eri one hagzwo abnet kunu endegena telefonu nay hagez gberlu knhgzo
@shalomerishow4580
@shalomerishow4580 5 ай бұрын
ምዕቡል ሕክምና ተረኺቡስ ክሓዊ ዝኽእል ኮይኑ ይስማዐኒ።
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 8 ай бұрын
ሂርሞን ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓባይካውን ዕደመንጥዕናን ይሃባ ናይ ብሓቂ ኣብነታዊት ኣደ አያ💐💐💐💐🙏🙏🙏❤❤🇪🇷
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 8 ай бұрын
ንስኻ ዓይነ-ስውር ኣይኮንካን ምሉእ ሰብ ኢኻ ዘይትምብርከኽ ጅግና ። ዘድልየካ ንህዝብኻ ሕተት ደስ ዳበለና ክንሕግዘካ ኢና ኣብ ደገ ዘለና ❤። ሸዊታ ውን ንፍዕቲ ኢኺ ቴንኪው ደቂ ኤረና 🇪🇷🇪🇷
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 8 ай бұрын
በጃኻ ወሊድካ ከሓሳ ንዓባይካ ብሂወት ከላ ዝመርሓ🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ. ሸዊተይ ጽቡቅ ስራሕ❤
@Solianayosief
@Solianayosief 7 ай бұрын
Ykrieta kemey defirka nezi txhf, mejemerta hiwet kebidwo anfetu tefiawo xbuk zxel'a yelel abey mo babiau neza nasnetu Amlak yrayelu
@adhanetmussie6503
@adhanetmussie6503 7 ай бұрын
ኣምላክ ብርሃን ዓይንካ ይክፈተልካ ሄሪ ሓወይ
@edenasfaha7435
@edenasfaha7435 8 ай бұрын
ሸዊተይ ጽብቕቲ ብጣዕሚ ጹቡቕ መደብ!! ሄሪ ሓውና ናይ ሂወት ጅግና ኢኻ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የፈጽምካ 🙏🏾ኩሉኹም ኣጆኻ ኢልኩም ሓገዝኩም ዘበርክትክምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ::
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 7 ай бұрын
ጅግና በቃ ፡ ከምዚ ዓይነት ብቕዓት ኣይተራእየን ። ልዕሊ ጥበቡ ንሂወት ከመይ ይገልጻ የሐጉሰካ ። ዕድመ ይሃብካ ፡ ኣጆካ እዚ ብሩኽ ህዝቢ ኣብ ጎንካ ኣሎ ,
@SamsomSemere
@SamsomSemere 7 ай бұрын
አብ ሂወተይ ከምዚ ወዲ ጌሩ ድሳሓበኒ አየጋጠመኒን ብሓቂ ሳሓብን በሊሕን ኢዩ ነዚ ድወሰደት ጋል ብሓቂ ክትልወጥ ኢያ ምኽኒያቱ ተዊህቦ አለዎ ኢታ ሃገር ሂወት ደይብላ ኮኑ ኢንበር ከምዚኦም ሰባት ኪቅየሩ ኢኽእሉ ኢዮም viva
@AwetAsmerom-c2r
@AwetAsmerom-c2r 8 ай бұрын
❤❤❤ pls gofund me kifetilu shewit .kihgez zelewo seb
@kibreabhailselasi3883
@kibreabhailselasi3883 8 ай бұрын
ምስ ዓይነ ብርክና ከለና ብዙሕ ኢና ነማርርን ነዕዘምዝምን እሞ እዚ መንእሰይ ተስፍኡ መጻኢኡ ኩሉ ነገር ብ ጸላም የዒንቱ ጋሊሁ እዩ ዝርእዮ ዘሎ ንሕና መናሸይ ድማ ንፋቀርን ንተሓላለን ነዚ ሓውና ድማ ነተባብዕ ብሰንኪ ዕላሉ ጎሮሮይ ማይ ጸሚኡኒ በስ ንብዓት ኣይካኣልኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓው ❤❤❤❤❤❤
@eelias3043
@eelias3043 8 ай бұрын
ንፍዕቲ ኣዳላዊት መደብ፡ ንፉዕ ዕዱም ናይ ብሓቂ እሩም ጠባይን ግሩም ጥበብን ዝተዓደለ።
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 7 ай бұрын
ብሓቂ ንዓባይካ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ውላድካ የሪኢያ❤🎉
@michaelhabtegergshi5447
@michaelhabtegergshi5447 8 ай бұрын
ኣጆኻ ሄርሞና እዚ በጺሕካዮ ደለኻ 🇪🇷ደረጃ ቀሊል ነገር ኣይኮነን ❤ 🇪🇷ህዝቢ 🥰ኤርትራ ኩሉ ኣብ ጎንኻ እዪ, 🇪🇷ነዴና ካኣ እግዚኣብሄር🙏🏽 ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🙏🏽
@KisanetMohammed
@KisanetMohammed 8 ай бұрын
Shewitey bitaemi xibuk medeb eyu ezi kexilwo e.amlak eidmen tienan yihabkum eri one touch entertainment bifilay nezi hawina kabzi nilaeli maebilu kinrio senay fikadu yikun ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RaaNee-c6y
@RaaNee-c6y 7 ай бұрын
Aseyyy xebkaey diki Areyyyy marey
@LettyTeclay
@LettyTeclay 8 ай бұрын
ንቑሕ መንእሰይ 🌹🌹🌹🌹ኣጆኻ ከም ታረቀ ገብረሂ ወት ዓለም ከትዛርብ እካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohannazaki
@yohannazaki 8 ай бұрын
ሐርሞነይይይ ሓወይ ንዓኻ ዘይርኣየ ብጣሚ ዉዑይ ቆልዓ እሳት ተማሃራይ አዩ ነሩ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏 ኣብዘለኻዮ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ሄርሞነይ መኽሰብ ዓለም
@yohannazaki
@yohannazaki 8 ай бұрын
ሸውተይይይ ሓፍተይ ተክአልክባ ቴሌ ናይ ሄርሞን ስደድልና
@SanaitMahari
@SanaitMahari 7 ай бұрын
Xihifomo alewu ab laeli
@hermonafewerki4451
@hermonafewerki4451 8 ай бұрын
ንስካ ሰብኣይ ኢካ ናይ ብሃቂ። ዓባያካ ከኣ እሞ መግለጺ የብለይን ክሳብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፍረብርክኻ ድማ የርእየን ሞክሲ። በቲ ዘጋጠመካ ናይ ናብራ ገድሊ በጣዕሚ ሓዚነ ብ ዓባያካን ንስካን ከኣ በጣዕሚ ትሕጎስ በቃ።❤❤
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 7 ай бұрын
ሸዉት ሓፋትና ብጣዓሚ ኢና ነመስግነኪ ቀጽልዮ❣️❣️❣️❣️❣️ሶ ሄሪ ሓወይ ኪኣ ኣጆኻ በርትዕ ምሳኻ ዝምሃር ዝነበርኩ ኣብ ኣቁርደት ብጣዓሚ ትሓጉሰ ሕጂ ኺሬካ 🇪🇷🇧🇪
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 7 ай бұрын
ሸዊት ሓፍተይ ብልጽቲ ብሓቂ amazing history of him 😳🥰 God bless you henok dear 👏🥰
@Eriboy
@Eriboy 7 ай бұрын
እዋይ እዛ ወዲ ብጣዕሚ brilliant !! ልቢ እዩ ዝርኢ ኣጆኻ !!! በልዮ ክብርቲ ጋዜጠኛ !!
@finansereke3869
@finansereke3869 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ሸዊት ሓፍትና, ኣጆካ ሜሮን ሓወይ ኣይትንባዕ , ንስኻ ጅግና ኢኻ እግዚብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ🙏። እግዚብሄር ኣብ ጎናኻ ዩ. ኣጆኻ ዓባይካ ውን ክትጸንሓልካ ያ, ኩሉ ዓወታትካ ክትርእዮ ያ❤.
@solomonberhe9883
@solomonberhe9883 8 ай бұрын
ሸዊተ ብጣዕሚ የመስግነኪ ሄርሞን አጆካ ደቂ እምባጋልያኖ ብፍላይ አብቲ ገዛኩም አከባቢ ዝነበርና አጆካ ንብል ብሕልፊ አደይ ለተኪዳን ብዙሕ ክብሪ አሎና እንቃዕ ድማ ተስፋ ድህብ ውላድ ረከብክን ዝግበአክን እዩ
@m.g5367
@m.g5367 7 ай бұрын
Haye juba hases nebel
@timnityemane4438
@timnityemane4438 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ሄርሞን ሓወይ ኣጀካ ኣብ ዓለም ብዙሕ ምስንካል ኣሎ ግን ከኣ ተመስከን ምስ እታ ክብርታ ካብ ዓለም ምስ ዓባይካ ምዕባይካ 👍👍👍🙏🙏🙏
@wediraza8032
@wediraza8032 7 ай бұрын
ሄርሞን ንስኻን ዓባይካን ኣብነታውያን ስድራ ኢኹም። ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም። ንቤት ትምህርቲ ኣብርሃ ባህታ ድማ ምሉእ ሞጎስ ይብጻሕኩም።
@ErdiYosief
@ErdiYosief 7 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤ ኣጆኻ ብዙሕ ኢና ንጽባ ካባኻ በዓል ዓቢ ራኢ መግለጺ ስኢነልካ ብሓቂ ጅግና 👏👏🥇🥇👑✅✅💯💯💯🙏🙏❤️❤️🙏🙏
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 7 ай бұрын
ሄርሞን ሐውና ጻዓሪ ንፉዒን ኢካ አጆካ አምላክ እቲ ትደልዬ ኩሉ ክሰምረልካ ን ዒድመን ጥዒናን የሃብካ የቀኒየልና ስለ እቲ ዘከፈልካና 💕🙏🏽🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🦁🦁🦁❤️❤️❤️❤️❤️🦁🦁🦁🦁
@Niguself
@Niguself 8 ай бұрын
Wow very touching story , you are Hero brother I wish for you to See one day 🙏🏽
@Shabay_mender
@Shabay_mender 8 ай бұрын
ኣዝዩ ተስፋ ዘለዎ ልዕሊ ኩሉ ድማ ሞያዉያን ዘድንቕን ጽቡቕ ንዝገበሩሉ ድማ ኣዝዩ ዘመስግን መንእሰይ ። ሸዊት ሰረቐ ድማ ኣጣምታ ኣዒንታ ለዉሃት ፡ ሓልዮት ፡ ፍቕሪ ፡ ትሕትና ይንበብ ❤
@rodashabte6698
@rodashabte6698 8 ай бұрын
Respect shewitey shkor 👏 Heri hawna ka amlak ayni brhanka ykfetelka❤
@SamsomteweldeTewelde
@SamsomteweldeTewelde 8 ай бұрын
ሄሪ ሓወይ መማህርተይ ኢዩ ኔሩ ኣነ እኮ ብጥዕዩ ኮሎ እየ ዝፍልጦ ብጣዕሚ ዉዑይ ኢዩ ኔሩ ብንእስነትና ንባኣስ ኔርና እዚ ክብለኩም ግን ይርእይ እዩ ኔሩ ማራ ዋዒ ኔርዎ ሄሪ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ፍጣሪ ❤❤
@habtomyemane2401
@habtomyemane2401 8 ай бұрын
ፍረ ናይ ሓሳብካ ሰሚዕና ፍረ ናይ ብርክካ ዉን የርኤና ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ሓወይ ንዓባይካ ከኣ ሙሉእ ዕድመ ይሃባ
@layneteshome7090
@layneteshome7090 7 ай бұрын
ሄርሞን ብሓቂ ጻዕራም ኢኻ ንዓባይካ ክትክሕስ የብቅዕኻ ንዓባይካ ድማ ስለቲ ዘይሕለል ጻዕረን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኣጆኻ እዚ ወደይ ዝጻዓረ ይዕወት❤
@fevenyami8737
@fevenyami8737 8 ай бұрын
Abayka abnetawit ade eye amlak xbuq natka yereya naka ka eme brhan ayni brhanka tkfetelka ajoka
@ErdiTemesgen
@ErdiTemesgen 7 ай бұрын
ቡሩክ ሓወይ ውጽዕ ኢካ ንዓካን ንዓባይካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንፉዓት ኩሉኩም ናብዚ ደረጃ ንክበጽሕ ዝሓጎዝኩሞ ኣሪትስት ሃገርና
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 8 ай бұрын
ደስ ዝብል ሄርሞን ሓወይ ልኡም ቃላት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ♥️♥️♥️🌹ተሌፎን ናይ ሄርሞን ሃቡና እባ
@mheretogbazghi7491
@mheretogbazghi7491 8 ай бұрын
🤩 wow 😮👏👏💐🍾Eri one touch keep going and schwit serek I’m proud of 👏👏💕💐🎊🎊💕👏👏keep going
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 7 ай бұрын
ሽዊተይ ምቕርቲ ናይ ብሉጻት ብልጽቲ ብጣዕሚ'ዩ ዚምስጠካ ዕላልኪ ።ንሄርሞን ብሩህ መጻኢ ናቱ ይርአየካ ።አታ ኣደ ኾይና ካብዚ ዝዓብይ ጻማ የለን።ንኻሎኦት ዓቢ ኣብነት አዩ ዚኸውን። "ስንኩል ኣተሓሳስባ ኣምበር ስንክልና ካብ ዝኾነ ነገር ከምዘዓግተካ " ብግብሪ ኣሪኢኻና አኻ አሞ ።ብሩህ ዝኾነ መጻኢ ይትምነየልካ።
@Gerie1998
@Gerie1998 8 ай бұрын
❤❤❤ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ጻዕዳ ንዓባይካን ንኹሎም ዝሓገዙኻን ናይ ብሓቂ ምስጋና ይግብኦም ኣዩ ❤❤❤
@daud4299
@daud4299 7 ай бұрын
ሸዊተይ ዝገርም ሰብ ሒዝክልና መጺእኪ ሄርሞነይ ኣጆኻ ኣጆኻ ንእሽተይ ሓወይ ካብ ዓድኻ ግንከይትወጽእ እንጀራኻ ኣብ ዓድኻያ ኣጆኻ ዓባይካ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ከምኢውን ንዓኻ ❤❤❤
@MilliTewelde-h7i
@MilliTewelde-h7i 8 ай бұрын
Bejakum bejakum ngeruley million sembel wedi ahaduka mehrer znebere ab sawa hayli segum 34 zuriya kemu wne ab college adi-keyih msaka znebere tesfa keytkerx elka beluley mara eye zednkeka bkonfidenskan, xaerkan diletkan haletkan college bselam ktwede bselam ymneyelka hearmon arkey azekirkani nafikeyo back graundey from adiss-abeba tekielka melsy herey hawey
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam 8 ай бұрын
ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሄርሞን፡ ንዓባይካ ድማ ከምቲ ትምኒትካ ይግበረላ። ጸሎት ወለዲ ኣይገድፍን ድማ እዩ። ንወላዲትካ ተጋ/ምሕረት ካኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ፡
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 8 ай бұрын
Bethame xebuk Shewit haftey naye helina sebe gerki edmen tenan yehabkoume deki erye 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@samidesu8263
@samidesu8263 7 ай бұрын
Nezi kulu shigir halifka abzi mibxahka adnikeka seb nay hanol sinul mukan eu himak. Slezi egziabiher amlak hasab libika asmiru leli seb yebirka niabayka kea terifwa zelo edme amlak ab gona ykun.shewita haftna akerarbaki 10q.
@michaelghebreamlak7045
@michaelghebreamlak7045 7 ай бұрын
ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ፡ ኣጆኻ ድጻዓረ ይዕወት እዩ። ፍረጻዕርኻ ክትሓፍስ ሩሑቅ ኣይኮነን፡ ጹቡቅ መደብ።🌹🌹💐💐🌹🌹
@wt7061
@wt7061 7 ай бұрын
እዝግኣብሄር ጥበብ ኣለዎ እስኻ ፍጡሩ ከይትብደል ምእንቲ ንዓባይካ ዕድመ ሂብወን ናትካ ኣብጽቡቅ ደረጃ ምብጻሕካ እዩ ጻምአን ንዓኻን ንዓባይካን ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም።
@Maharithaile-hf3dc
@Maharithaile-hf3dc 7 ай бұрын
ኣጆካ ኣምሳ ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semereshmendi3503
@semereshmendi3503 7 ай бұрын
Shewit haftey btami kredit zgbaki blxti gal hiewan eiki btami abi srah serihki amlak msakum ykun shewitey and hiermon amlak admen tanan yhabkum nkulkum deki erey ab zelekmo tana yfterelkum
@Winiwin-ww3xe
@Winiwin-ww3xe 7 ай бұрын
Ahmed Suidi wedi Akordet bixbuk zeyeliulo seb yelen. He was one of the top pianos 🎹 player ❤️🙏🏾🇪🇷
@efremabrhaley2087
@efremabrhaley2087 8 ай бұрын
ሸዊታ ከም ኩሉ ጊዜ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ሓውና ሄርሞን ከኣ ልዕሊ እቲ ምሉእ ዓይነ ብርኪ ዝውንንን ዝተፈላለየ ክእለት ዘለካን ኢኻ እሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዝሓጸረ ጊዜ ወሊድካ ንዓባይካ መራሒኣ ክትገብረላ ተስፋ ንገብር
@chalaalemu6710
@chalaalemu6710 7 ай бұрын
You need tangible facts and concrete evidence to convince the public ESAN is supported by foreign governments. If not don’t try to mislead or deceive others.
@alemseghedkebreab6427
@alemseghedkebreab6427 8 ай бұрын
ከም ትምኒትካ ደርፍኻ ተወዲኣ ንዓባይካ ከተሕጉሳ ሰናይ ትምኒተይ ይገልጸልካ ከሙኡውን ኣብ ኩሉ ሂወትካ ዓወት እምነየልካ !!! ሸዊት ካኣ የቀኒየልና Thanks❤🙏🇪🇷
@AarefFnan-mp3li
@AarefFnan-mp3li 8 ай бұрын
ኣጆኻ ሄርሞን ሓወይ ሸዊት ድማ ቀጽልዮ እንዳ ኣመስገንና ኢና ❤❤❤
@Maxmartpharma
@Maxmartpharma 8 ай бұрын
it's very talented to be kind and keep it up, you see as God sees and a good-hearted. Its Appealing and I wish him best of luck. He is strong.
@naqfa7-836
@naqfa7-836 8 ай бұрын
ሄርሞን ሽኮር አምላክ ሐሳባት ልብካ የስምረልካ ❤️🇪🇷ንዓባይካ ዕድሙን ጥዕናን ይሐባ ፈጣሪ አምላክ ካአ ክሒሱዋ ባአካ ንምንታይ ናዓአ መሲልካ ዝከድካ ጻማአ ሪአ እሱ ዘሑጉሳ ይመስለኒ ክንደይ አለዉ ክልተ ዓይኖም ዝርኢ እንካን ክመርሑ ጸወርቲ ስድሮኦም ክከኑ ጾር ስድሮኦም አብ መስተን ሽጋራን ካልእ ወልፍታትን ተአሊኮም ዝዉዕሉ ተመራሕቲ መጉሐይቲ ስድሮኦም አለዉ።ዓባይካ ካአ ካሕሳአ ናትካ አብ ጹቡቅ ምብጻሕካ ዘሑጉሳ ይመስለኒ እቲ ኩሉ ወላዲ ዝምነዮ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽
@robsnet7976
@robsnet7976 8 ай бұрын
Thank you Shewita for this touching show. Bravo Hermon wedey !! Keep it up you are a man of vision! We are on your side!! Shewita Pliz assist with Memhir Diana's contact too! God bless Eritrea and her noble people!!❤❤❤❤
@KibromGhide
@KibromGhide 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ከምኡውን ነተን ክብርቲ ወላዲትና ድማ ኒሕን ሓቦን ተዓጢቀን ኣብዚ ዘብጻሓ። አንቖዕ ሓጎስክን። ሸዊት ድማ ነዚ ከምዚ ዝበለ ፕሮግራም ብምቅራብኪ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልይን
@wediteages9391
@wediteages9391 8 ай бұрын
ብሩኽ ሓወይ ኣጆኻ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ንኣዴኻ ከኣ ትኽሕሰሉ እዋን ይፍጠረልካ
@Blue_Barca
@Blue_Barca 8 ай бұрын
42:01 43:14 😢🥹 ኣጆኻ ተስፋ ከይትቖርጽ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሂሪ ሓወይ 🥰
@DaniAndia-ck5kt
@DaniAndia-ck5kt 8 ай бұрын
Kokob hizki mexiki ❤❤❤❤❤❤wldo kemzi gerkum amxeawo gena Sean seb yhbeu alewu ajoka kekob Eleka aleku
@alexaskale6870
@alexaskale6870 8 ай бұрын
Heri matabiti edman tinan yhabka shewit haftey wan katsleyo ❤❤❤
@peaceandlove8007
@peaceandlove8007 8 ай бұрын
መጀመርታ እቲ ኩሉ ዘይስአኖ ፍጣሪ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ብምቅጻል ነደይ ለተኪዳን ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን እናበልኩ ዐይን ዘለዎ እንታይ አለዎ ምስዚ ኩሉ ሐቦካስ ካብቲ ዐይኒ ዘለዎ ንላዕል ኢካ አጆካ ታረቀ ተስፋሂወት "Stevie Wonder“ ኤርትራ ክትከውን ኢካ
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 8 ай бұрын
ዋውውውው ናይ በሓቂ ንፉዕ ስንክልና ከይጸገመካ እሞ ክኣ ናይ ዓይኒ ነዚ ተጻዊርካ ኣብነታዊ ክትከውን በቂዕኻ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yohannesdebesay7569
@yohannesdebesay7569 8 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ከመይ ኣለኩም ።ኣነ አካ ነዝይ ሃዉና አየ ኣጆካ ክብሎ ።መክንያቱ ክንደይ ኣላ መስ ዓይና ብርካ ን ትበልዖ ።ስለዝይ አስካ ኣራያ ኢካ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላክ ይሓግዝካ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 7 ай бұрын
ዓይኒ እንተዘ ይስራሓካዬ ብዘይ ዓይኒ ንስርሖሕ ቁምነገር ዓቢ ምካኑ ተገንዚበ ንእሽተይ ኣሓዋተይ ፊልሞንን ሸዊትን።ቤት ትምህርት ኣብራሃ ባህታ ሓያላት መምሃራን ከም ንእሸተይ ሓዎም ኣቦና ወልዳኣብ ወልደማሪያም ኣቶ ስዩም ወልደማሪያም ካብቶም መስረቲ ሰረት ውጺኢት ኢኩም ።እዛ ትምህርት ምቅጻላ ይሕግስ።መደብኩም ክትባባዕ ኣለዋ።
@Asmera-1
@Asmera-1 8 ай бұрын
ሸዊት ሓብተይ መሳጢ መደብ፣ ሄርሞን ጽንዓትካ መኸተ ንሂወት ንምሽናፍ ዝኸድካዮ ኣብ እዚ ምብጻሕካ ዘይካኣል የለን ዝብል ኣምር ሕያው መምህር ኢኻ።እንተ ስሚዕትካ ኣብ ልዕሊ ዓባይካ ምቕሉልነትካ ሰማይ ዝዓረገ እዩ። 😭😭😭😭 ስምዒታዊ ኾይነ
@lemlemestifanos9051
@lemlemestifanos9051 7 ай бұрын
Waww zifetweki senetbebawit Shewita xibkit beli shewuti ambibi kexiliyo!
@tekestekidane1409
@tekestekidane1409 7 ай бұрын
ሸዊተይ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀኪ እንጀራ ዓለም ብልዒ ለዋህ ሄርሞ ሓወይ ካኣ ናይ ብሓቂ ጅግና ንስኻ ሙሉእ ሰብ ኢኻ
@issayaskahsay979
@issayaskahsay979 8 ай бұрын
ሸዊት ጽቡቅ ስርሕ🇪🇷💗💪🏾
@sabawoldemicall9896
@sabawoldemicall9896 7 ай бұрын
I am so proud off you honey God bless you I went you the best thanks sewer galey God bless you you are the best❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwagedlu9906
@rahwagedlu9906 8 ай бұрын
ሸዊት ካብተን አብ ኤርትራ ዘሎዋ አሪቲስት አዘ ዘድንቀኪ ኢኺ ቀጽልዮ ❤ሄርሞን ከኣ አጆኻ እስካ ብሩትዕ ኢኻ ❤❤❤
@medabereket686
@medabereket686 8 ай бұрын
Heri hawey edmen tenan yhabka fetari❤🎉❤❤
@user-uk8gk9lv8l
@user-uk8gk9lv8l 8 ай бұрын
It’s nice someone to give him a song about his Grandma
@seniorthodoxorthodoxnzelae245
@seniorthodoxorthodoxnzelae245 8 ай бұрын
Shewitey mkrti ajoki kexlyo nfeti ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natansium3110
@natansium3110 8 ай бұрын
አጆካ ሄርሞን ሐወይ 👍👍👍❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሸውተይ ሽኮር 🇪🇷😘♥️
@asmarashikor6200
@asmarashikor6200 8 ай бұрын
Heri hawey amlak Edman tenan yehbley ajoka shweit dma thanks God Bless you ❤❤❤
@tomasgebrhiwet9009
@tomasgebrhiwet9009 8 ай бұрын
Kqoxaxero aykalkun nebeat😢😢 sirni gays ktebabea alwo ❤❤❤ more love it bro
@SamsomSemere
@SamsomSemere 7 ай бұрын
የሕዋት አተባብዕዎ ኢዚ ሓዊና ሲንኩል አይኮነን ኢዚ ስቲፎንደር መምህር ኢዩ የሕዋት ንኹኖ ንሓግዞ
@bethelihemdebesai1014
@bethelihemdebesai1014 8 ай бұрын
Amazing amazing program Hope he gets paid well and bring others too
@emnetfrekalsi2795
@emnetfrekalsi2795 7 ай бұрын
ክብረት የሃብኪ ሸዊት ሓው ሄርሞን ድማ ብውሽጢ ክንራኸብ።
@BsratYeabiyo
@BsratYeabiyo 8 ай бұрын
Shewiteyy mkrti alem ♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️
@paulmccarthy8607
@paulmccarthy8607 8 ай бұрын
Ohhh 😢😢😢I love you 😢 egzabher emesgen tenan ghabka n abayka ka kbrn mogosn that a grandmother malet ❤❤❤🎉
@selammengis3849
@selammengis3849 8 ай бұрын
You are So smart hermon hawey I proud of you God bless you and God always with you my dear brother ❤❤❤ much respect 🙏 ❤❤
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 8 ай бұрын
Shewit haftna tsbuk medeb awra ayne swran kalot snkulan ktebabu zelewom eyom ketslwo deki Erey shiwet lemlemey heri hawey kanari dmtsi alela fetari edmen tenan yehabka 🫶🇪🇷🥰
@BsratYeabiyo
@BsratYeabiyo 8 ай бұрын
Edme tenan yehabeka amlak brhan yhabka ajoka hewya nty 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 ай бұрын
ኤርትራዊ ማለት ከምዚ እዩ። ኣብ ዝኸዶ እቶም መምሃራን ዕድል እንዳኸፈቱ ሞራሉ ክብ ኣቢሉ ነብሱ ክኽእል ምግባሮም። ንኹላትኩም ኣብ ሂወቱ ለውጢ ከምጽእን ነብሱ ክኽእል ዝሓገዝኩም ክብርን ምስጋናን ይኹንኩም። ብሕልፊ ። ዓባዩን መምሃራኑን። ብፉዕ። ኣዘራርባኻን ኣገላልጻኻን ማራ ደስ 'ዩ ዘብል።
@Mohi35
@Mohi35 7 ай бұрын
Eri OneTouch ደቂታ ሓላል ሃገር፣ እግዚኣብሄር ይባርኽኩም።
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz 7 ай бұрын
Wow wow wow amzing story edmen tienan yhabka hawey natey
@HiUh-x9e
@HiUh-x9e 8 ай бұрын
Nfue zhawey ajeka egzabihr xerka yrayelka ms abayka nbat mxuni emo edmen tenan yhabka marey❤❤❤❤❤❤
@NaomiAbebe-h9j
@NaomiAbebe-h9j 7 ай бұрын
ሄርሞነይ ጓበዝ ግን አብታ ብንእሽተይ ክትርእይ ሳኣን ሙሉእ ሕክምና ዶ ይከውን እቲ ናይ ሕክምና ክትርእይ ትክእል አብ ደሐን እነንተ ሎ ወጺኡ አብ ዝኮነ ሀገር ሕዝብና ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ አጆካ እዝአብሄር ኣባይካ ስጋብ ምእቲ አመት ክህልዋ አይትሰከፍ ተስፋ አለካ
@KisanetAraya-c8h
@KisanetAraya-c8h 8 ай бұрын
Ambesa eka nska mlui edmen tienan yhsbka fetari hawey natey ❤❤❤
@Dasmara97
@Dasmara97 8 ай бұрын
ምስጋና ንመምሃራንካ ኣብጺሕና ኢና
@azmerateklesenbet5396
@azmerateklesenbet5396 8 ай бұрын
Great program Shewit 🇪🇷 Hermon hawey you are so smart i proud of you God bless you♥️🙏🙏🙏
@mamialemey-s1c
@mamialemey-s1c 7 ай бұрын
heri hawey ajoka amlak edmen teana yhabika kem abon ade koyna zibeytika abeyka edmen teana yhabelika fetar❤❤❤❤❤❤❤
@samuelfsha
@samuelfsha 7 ай бұрын
ውልዳካ ዶ ይጥለም ይገርም
@zerietweredakal1217
@zerietweredakal1217 7 ай бұрын
ሄርምን ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
@wedihadege1483
@wedihadege1483 7 ай бұрын
ኢግዛኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ErdiTemesgen
@ErdiTemesgen 7 ай бұрын
ኣምላክ ስራሕካ ይባረክ ሳፖርት ንግበሮ ደቂ ዓደይ ነዚ ቡሩክ ሓውና
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 8 ай бұрын
ስሚዕትካ ዝትንክፍ ዛንታ ብራቮ ጎበዝ እካ ብጣዕሚ ሰብኣይ
Oct 2/2024 ኣብ ኣፎም ደርጉሕሎም መሪር ሓቂ Share ንበል ደቒ ሪም
29:45
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 2,1 М.
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19
Ozoda - Lada ( Ko’k jiguli 2 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 16 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
ሽልማቴ ነህ|| shelemate neh|| ጥበቡ ወርቅዬ|| Tibebu Workeye|| #tibebuworkeye #worship #pcgic
37:37
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19