ERi-TV 30th Nadew Anniversary Broadcast Part 4 #Eritrea

  Рет қаралды 65,886

Eri-TV, Eritrea (Official)

6 жыл бұрын

ERi-TV 30th Nadew Anniversary Broadcast Part 4 ሓመድ ድበ ናደው፡ ቅይ መቐይሮ! ጫፍ መወዳእታ ዓወት ... 4ይ ክፋል

Пікірлер: 29
@amarkadhe4212
@amarkadhe4212 2 жыл бұрын
Eretrian meley 🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷💗💗
@gerrywelde3753
@gerrywelde3753 3 жыл бұрын
Absolutely very very interested and great story for our fighters never ever like that 💖i love you forever Erina
@menilekkenfe4708
@menilekkenfe4708 6 жыл бұрын
Thanks Eritrea 🇪🇷 tv ✊🏿✊🏿✊🏿👍🏿
@user-sp6hr4dd3f
@user-sp6hr4dd3f 4 жыл бұрын
🇪🇷✊💪👍
@russomteklay7070
@russomteklay7070 4 жыл бұрын
Hezbawi gembar bale sere alona ab gonekum.✊
@amlesomtesfazghi8278
@amlesomtesfazghi8278 6 жыл бұрын
thanks eri tv
@dana.j9062
@dana.j9062 2 ай бұрын
ብዘይሕለል ብመስዋእቲ ህግደፍን ሰማእታትናን ጀጋኑናን ዝተረኽበት ሃገር ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንዘልኣለምን ብዘይ ቅድመ ኩነት ክሕበነላ ዝግበኦ ነገር ክኸውን ኣለዎ ፣ ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 5 жыл бұрын
ንበሩልና ጀጋኑና
@teflostsegay3688
@teflostsegay3688 5 жыл бұрын
Ane Zigermenin Zeshikenin TEGADELTI Ahwatna Neti Ab Africa Zifirah Zinere Siriat DERG Kem Sebeiti Eyom Zikotsriwo Nerom. R.I.P Jeganu Semaetatna.
@OMARMOHAMED-rg8fn
@OMARMOHAMED-rg8fn Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@zerietghile1667
@zerietghile1667 4 жыл бұрын
Tegadalayyyyy
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 5 жыл бұрын
Deki eri jeganu
@user-sf5tb6wd7j
@user-sf5tb6wd7j Жыл бұрын
Ahhhhh 1999 2000 sorona 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@arsdomanbes8563
@arsdomanbes8563 4 жыл бұрын
Akmi kitibilu akmi hizbi Eritrea bado atrfikumo mestana ewredkum
@aruaki4454
@aruaki4454 4 жыл бұрын
arsdom anbes ባዶ እዩ ኢልካ ምጻእ ሙጻታካ ብደውካ ከነርኤካ
@meronmichael5941
@meronmichael5941 3 жыл бұрын
Abiet jigninet
@kijokinjo2943
@kijokinjo2943 5 жыл бұрын
nay shucu shacpya++× yes shacpyat hijigin hegdaf guhaf_×_
@teaghes7654
@teaghes7654 4 жыл бұрын
ጓሓፍ ጓሓፍ ኣይበልካ።
@zakikahn4311
@zakikahn4311 6 жыл бұрын
Entawet eyom eziom hiji korakur nay hgdef eyom ni nadew iyfeltwon, eyom way ertrea wanatat Siena mexawetit hgdef koyna
@afremaynom7169
@afremaynom7169 6 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 6 жыл бұрын
Afrem Aynom Jìgna hizbawuy Ginbar nizelalem niber. Egziabiher yimesgen natnazikonkim. Zelealemawui kibret yehabka siwui hezbawu ginbar
@godwhy1279
@godwhy1279 6 жыл бұрын
There is Tegadalay but not God. Eritrea doesn't need God. Eritrea only need Tegadalay. ... Eritrea Always Wins... Eritrea is small Super Power country. .....
@cyrillemakanaky3649
@cyrillemakanaky3649 3 жыл бұрын
Anta Woyane! Amlach seybelu Woyane! Bsey Amlach seuwet Souwra yelen! Junta Woyane Amlach sle sey neberom tefiom! You GODless person! SHAEBIA/HGDEF/E.P.L.F for life👈🏾 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊🏾✊🏾 And Praise to our Lord and Savior JESUS CHRIST❤❤❤ for all Eternity! Amen! ✝️✝️✝️❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@tigrayreview4305
@tigrayreview4305 4 жыл бұрын
ዓብይ ትዕዝብቲ ምቕናይ ግርም ዶ በሉ.......................... ባዓል መዝታት ሻዕብያ ብዛዕባ መኸተ ቀይሕ ኮኮብ ወይ ሻድሻይ ወራር ድርግ ብኽመይ ተመኪቱ ዝብል ስፊሕ ፕሮግራም ኣዳሊኹም ንሰሙናት ተሪኽኩምሉ ፈራዕራዕ ኢልኩምሉ ቡርቱዕ ትዕዝብቲ ድማ ኣንቢረልኩም:: እቲ ዝነበር ጅግንነት እቲ ዝተገበር ሻድሻይ ወራር ንምፍሻሻል ዝተገበር ህልኽካ ዘውድእ ምኸተ ሓደ ነገር ኮይኑ ታሪኽ እንዳባላሸኻ ምቕማጥ ወይ እቲ ክውንነት ታሪኽ እንዳጎዘኻ ምቕራብ ሕማቕ እዩ:: መኸተ 6ይ ወራር ቀይሕ ኮኮብ ብይንትኹም ማለት በይኑ ህዝባውት ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ዝመከቶን ዘፍሸሎን ዘይኮነስ ካልእ ተደራቢ ሓይሊ ሓየት ሰራዊት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ውን እቲ ወራር ጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምሳኹም ኮይኑ ብተሪር ወያናይ ፅንዓት ምሳኹም ወዲቑ እዩ:: ዋላ ንስኹም ካሓድዎ እምበር እቲ ታሪኽ ግን ኣይኽሕዶን ኣብ ቦትኡ ኣሎ:: ኣብቲ ግንባር ብኣካል ዝነበርና ተጋደልቲ ካብ ውልቀይ ጀሚሩ ታዓዚብናኩም:: ኣብ ግንባር ናቕፋ ሰራዊት ህወሓት ብወዲ ወረደ ትምራሕ ብርጌድ 43 ኣብ ደንደን ኣይነበረትን ድያ? ኣብ ግንባር ስሜናዊ ምብራቕ ስሕል ብዮሃንስ ጆን ትምራሕ ብርጌድ 60 ኣይነበረትን ድያ? ኣብ ግንባር ባርካ ብመንጅር ወይ ባጋ ትምራሕ ብርጌድ 92 ኣይነበረትን ድያ? ምናልባት ብናተይ ግምት ብተጋዳላይ በዝሒ እንተመፂና ድማ ካብተን ናትኩም ዝነበራ ብቑፅሪ ብዙሓት 7 ብርጌዳት ብናይ ሰብ ሓይለን ዝመንመና ናይ ህወሓት ሰለስት ብርጌዳትት ብቑፅሪ ኣፀቢቐን ይብልፃኹም ከምዝነበራ እግምት:: ስለዚ እቲ ታሪኽ ከምዚ እንዳሃለወ እቲ ስርሒት ብይንትኹም ከዝፈፀምኩሞ ጌርካ ምቕራብ ታሪኽ ምዝባዕ ጥራሕ ዘይኮንስ ሓሶት ኣብ ልዕሊ ሓሶት ምጥፍጣፍ እዩ ዝኸውን:: እቶም ኣብ ግንባራት ናቕፋ ኣብ ድፋዓት ደንደን: ድፋዓት ጏል ደንደን: ድፈዓት ቴስታ: ድፋዓት ባሊቮል: ድፍዓት ፈርኔሎ: ድፍዓት መርከብና: መዛግብ ፐ: ድፋዓት ናሮው: ተማናጠል ወ ዘተ....ኣረ ክንደይ ኢልካ ክዝከር ንሰውራ ኤርትራ ካብ ምድሳስ ከድሕኑ ዝወደቑ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ቅንዕ ኢሎም ከይወቕስኹም:: ብኻሊእ ሽንኽ ድማ ኣብ ግንባራት ስሜናዊ ምብራቕ ስሓልን ግንባር ባርካን ምስ ሻድሻይ ወራር ደርግ እንዳተኳሽሑ ዝወደቑ ጀጋኑ ተጋደልቲ ህ.ወ.ሓ.ት ብዙሓት እዮም:: ሰለስቲኣን ብርጌዳት ህወሓት ካብ የካቲት 15,1982 ዓ/ም. እቲ ውግእ ኣብ ዝጀመረሉ ዕለት ጀሚረን ኣስታት ሓደ ዓመት ምሳኹም ዝፀናሓ ድርብ ታሪኽ ዘመዝገባ ብርጌዳት እየን ኔረን ታሪኽ ድማ ኩሉ ግዜ ክዝክሮ እዩ::
@teaghes7654
@teaghes7654 4 жыл бұрын
ወኻርያ ደድሕሪ ኣንበሳ ኢያ ትጎዪ፡ እቲ ምኽንያት ድማ ዛንጡይ መዓንጡይ እንተረኸበት 'ዩ።
@abdunuri7464
@abdunuri7464 2 жыл бұрын
ኢትዬጵያን ባንዳ አያሸንፋትም ያሸነፋቹት ደርግን ነው ደርግ ደሞ በራሱ ገመድ ነው ተጠልፎ የወደቀው ተገንጥላቹም ምንም አላመጣቹም 🇪🇹አትሸነፍም