ERi-TV ማእገር: ዕላል ምስ ተዋሳኢ/ኮሜድያን ኤርምያስ ኪዳነ (ኤርሚለ)

  Рет қаралды 181,143

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 330
@lewamgidey4580
@lewamgidey4580 4 жыл бұрын
"ዓበይቲ ክጸንሑ መቀረት ናይ ምድሪ እዩ. ምክንያቱ ባህልን ልምድን ቡዙሑ ሒዘሙዎ ዝመጹ ስለ ዘሎ . እዚኦም እንተ ተጎርሻም ግን...."👏🏽
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽን ንፉዕን ተወሳኣይ ሃገርና ኤርምለ(ግርምየሶ) 1000%like You aer smart,keep it up!
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 жыл бұрын
መርሓባ ኣጆኻ ኩሉ ግዝየ ንቅድሚት ብርሃን ኢዩ ቅድመና
@Musie-ju9vy2fd10
@Musie-ju9vy2fd10 4 жыл бұрын
ዋውውውውው አርሚለ ኮሮና ካብ ገጽ ምድሪ የጥፍኣልና ብምቕጻል ናይቲ ነዊሕ ዝጠፋእካና ብሰላም ተመለሰና
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ለባን ወዲ ለባማት ኽቡር ስነ-ጥበበኛ ሃገርና አኻ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ንኽሎም ኽብራት ኣባላት ERI TV ኻኣ።
@yafietsamuel5185
@yafietsamuel5185 4 жыл бұрын
Nay bhake eza hawey
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ነብስካ ተመሊሱ በጃኪ አይየትስተ መልኽዕካ ተመሊሱ ተመርዐዉ ዉለዱ ኢርሚለ ሐ ይ
@tesfithaile5668
@tesfithaile5668 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ያከ ኣብ ከተማ ክንረክቦከለና ኣዘኪርኒ ኤርሚለ ኣለኩ ከምኣሌ ይብለናኔሩ መስሓቅ ዩ ናይብሓቂ ኣጆካስከ
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓቢ መምህር የቀንኒየልና ማእገር መምህር ፈትሽኩም ብምቅራብኩም አርሚለ ኣጆኻ ቐጽሎ ክትዕወት ኢኻ
@abdyasn4568
@abdyasn4568 4 жыл бұрын
Zifetwo artisti🇪🇷❤️🦁 Ermile yaho U r 🦁🇪🇷❤️🙏💪✍️👍
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ክክ ኤርምለ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ስራሕካ ክኣ ኣሳልጦ ይምነ ተመርዖ ክኣ ክሳብ ሕጂ ኣይተመርዓኻን ዝብል ግምት ኣይነበረንን።
@samantagabriel2703
@samantagabriel2703 4 жыл бұрын
U r one of Eritrean legend 🇪🇷. We have great respect Nd love for you. Well done 👍
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 4 жыл бұрын
ኤርሚሌ ዓቢ ሰብ ድገሙና ብክፋላት ካብ1 4 ክፋል ምስናይ ይቕርት ኡ
@teklezgi
@teklezgi 4 жыл бұрын
ጥዑም ዕላል ኤርሚለ ኣጆኻ ግን ልዕሊ ቆልዑ መንእሰያት ኢና ንፈትወካ እዚኣ ኣርማ ክክክ
@ybrahwelday1521
@ybrahwelday1521 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ብርሃን ገጹ
@abelmieron2534
@abelmieron2534 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣፍሮ ኣይኮነን ነዓኻስ ነዓና ውን ጠቅላላ ካብ የእምሮና ኣይትሃስንያ ደጋጊምካ ሪኢኻን ሰሚዕካን ዘይትምኖ ን መዓልቲ 2 ግዜ ንርእያ ሕጂ ግን ሲኢናያ ገለ ቁራጽ እንታረኺብናያ መዓልታዊ ደጋጊምና ንሰምዓ ፍሉይ ዝኽሪ ኣለዋ ኣፍሮ ኣብ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ በጃኹም እባ ዘርጉሑልና ንኣፍሮ
@sbiechanel
@sbiechanel 4 жыл бұрын
m.facebook.com/story.php?story_fbid=1236979693134711&id=100004680760658 ኣብዚ ኣላትካ ተኣያትካ መልሰለይ
@selyetesfalem7445
@selyetesfalem7445 4 жыл бұрын
sbie abi seb yekenyelna tiserh ala
@erinabella5455
@erinabella5455 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ኮሮና ዝፈጠሮ እወንታውን እሉታውን ኩነታት ጽቡቅ ገሊጽካዮ: የቀንየልና ስለቲ ተፈታዊ ስራሕካ🙏
@meda7695
@meda7695 4 жыл бұрын
ሰሃክክክ ብዝኮነ ነገር ክትስህቅ ትክእል እንዲካ ከም ኤርሚለ ገሩ ዘስህቀኒ ሰብ ኣየጋተመንን
@hanaabraham8152
@hanaabraham8152 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ኤርሚለ ሓወይ ንሕና ኢና ሳላኹም ብሞራል ንነብር ዘለና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 4 жыл бұрын
ኢርሚ ብሓቂ ጠፊኡ ዝነብረ ፍቅሪ ተመሊሱ ኣንስቶም ግዲፎም ዝዕንድሩ ዝነብሩ ምስተ ሽጋራ ኩሉ ታኣሪሙ
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 жыл бұрын
ኣነ ኩሉ ግዜ ሓንቲ ነገር ትስምዓንን ዝብላን እያ ንሳ ክኣ ስነ ጥበባውያን ሓገርና ንፉዕት ምኳኖም ዘየጠራጥር ሓቂ እኳ እንተኮነ! ኮይኑ ግን ንሞያዊ ስርሓቶም ዘጠራጥር ኣካላዊ ብቅዓቶም ኩሉ ግዜ ምስ ኣሰከፈኒ እዩ። ኣብ ቅድሚ ህዝቢ እንተወጺእካ ብኩሉ ንትናካ ኢካ መምህር ክትከውን ዘለካ ስሩዕ ተክሊ ሰውነት ምውናን ኢኮ ብጻዕሪ እንበር ብሽጋራን ትንባኮን ዝህነጽ ኣይኮነን።
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Nice comment Haqika, Gin Eti Bizuh Minbab Metsinaet Nabu Eyu Zimerihom Emesilen. Buzuhat Tsehafit ( book writers ) Shigara bibzihat Yetikiku
@haftommsgna2154
@haftommsgna2154 4 жыл бұрын
Tesfa Tesfa Interteiment nay behaqi ane ezia qexali eye zehasba beflay seq anestyo sport ayzewtran eyen kem model meten hafshawi kulom
@kabomiss2580
@kabomiss2580 4 жыл бұрын
ኤርመለ ሓወይ ጽቡቅ ኣለኻ ለዋህ ህዝቢ እንድዩ ዘሎና ?ሕጂ ኽፊኡ ዘሎ ግን እዞም ኣብ ስደት ዘለው ሙሁራት ኢና ሙቁር ቃላት እንዳመረጹ ኣውራጃይዶ ክርስትያናት ሙስሊም እንዳበሉ እዚ ምሽክን ውልዶ መንእሰይ ስደቱ ከይኣኽሎ ኣንፈቱ ጠምዚዞም ኣብዘይ ተደለየ ዓዘቕቲ የትውዎ ኣለዉ ስለዚ ኣንታ ንኡሰይ ምንቃሕ የድሌና ኣሎ
@peaceforever8115
@peaceforever8115 4 жыл бұрын
ያ ናይ ብሓቂ ሰብ ኣትሓሳስብኡ ምዑቡል ተኮይኑ ዝቅይሮ ነገር የለን ገለ ገሊኦም ግን ኣብ ቀረባ ኢዮም ንክቅየሩ
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 4 жыл бұрын
ኢርሚለ ብዘይ ብኣኻ ኣይከሰብ
@ኤርትራዊዩደመይ
@ኤርትራዊዩደመይ 4 жыл бұрын
ኤርሜለ ሐላል መታዓቢቲ ዕላልካ ኣዝዩ መሳጢ ቁም ነገሩን ዋዛን ሐዘል :: ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ:: ፈጣሪ ብምሕረቱ ይጠምተና:
@Smehari
@Smehari 4 жыл бұрын
Amen
@da8387
@da8387 4 жыл бұрын
Ermileee Asmarino, keep up strong forwards with your passion.
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 4 жыл бұрын
አበሳ ወደ ሐወባይ ቀጻላ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍💓💓💓💓💓💓💓💓💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@gezakaiyumamuq3928
@gezakaiyumamuq3928 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ሽኮር። አዛ ዕላል ዊሒዳ።
@mfmedia5310
@mfmedia5310 4 жыл бұрын
ዝሓቶን ዝምልሶን ሰማይን ምድሪን....ጋዜጠኛ ተሸጊሩ መስኪናይ። ቃለመሕተት ኣይፋቹኡን እያ።
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 4 жыл бұрын
አንታይ ክገብር ኢልካዮ ኢኻ ክክክክ
@AmanuelGuitom
@AmanuelGuitom 4 жыл бұрын
እርሚለ ሽኮር ብታእማ ንፉእ
@amlaktume6417
@amlaktume6417 4 жыл бұрын
Kkkkkk so funny kafe zelawa nay measho😆😆😆😆😆
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
Good to see you Ermi
@rahwatekie6231
@rahwatekie6231 4 жыл бұрын
ermi shekor God bless you wedi eri
@eyobaaaaaa7336
@eyobaaaaaa7336 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ሽኮር ኣድኒቀካ ዘረባካ ኩሉ ነገርካ ኣዝማሪኖ ጸወታ ምስ ቁምነገር
@ስምኦንንጉሰ
@ስምኦንንጉሰ 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ማራ ዝፈትዎ ስነጥበባዊ ማዕሪኡ ኻኣ አዚ ጋዜጤኛ ግን ከጸልልኒ አዩ ዝደሊ
@estifapp616
@estifapp616 4 жыл бұрын
Erimile neaka kbl like gerlom n tv ere weyalat
@semharsolomon9406
@semharsolomon9406 4 жыл бұрын
Erimele ❤we love uuu❤🇪🇷🇪🇷
@menkemer9181
@menkemer9181 4 жыл бұрын
Men emo teseney keydu kwlea😂😂😂😂😂😂😂
@ንሸጣንኣይትሃቦስልጣን
@ንሸጣንኣይትሃቦስልጣን 4 жыл бұрын
ኤሪሚለ ብልጽ ስነ ጥበባዊ💟 ዕድመን ጥዕን ይሃብካ ☝️
@mathiasdeutschland1757
@mathiasdeutschland1757 4 жыл бұрын
Ermilee wedi ajeka qetsilo edmen tinan yhabka fetari @❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ኣነስ ኤርማለ ቁምነገር ድዛረብ ኮይኑ ኣይስምዓንን ኔሩ ኤርሚለ ሽኮር ጽቡቕ ኣዛናጊዕካና ካና ሓጺራ :
@wediama6965
@wediama6965 4 жыл бұрын
ክምርዖ ምባል ድኣ ናይ ዓንጃላት ዩ ድኣምበር kkkkk
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 4 жыл бұрын
Ermile shikorrr edmen tinan yhabka fetari
@tsegutsegu3365
@tsegutsegu3365 4 жыл бұрын
Erimile Shuk yeak 🇪🇷
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
Welcome welcome deki Eritrean good job 👍
@danielzemenfes975
@danielzemenfes975 4 жыл бұрын
Deki eri xbukat ftret admen tenan yhabkum fetari
@erishortvideo8068
@erishortvideo8068 4 жыл бұрын
Ermile meksen❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nassrsiraj2669
@nassrsiraj2669 4 жыл бұрын
cioa Erimile nay bahaki aby sabe hiwate zalwo elale kabe kulu ka haki sensa tebite,,,,,i lke you
@selamselam70
@selamselam70 4 жыл бұрын
Erimle shikor good to see you
@flameshockey7688
@flameshockey7688 4 жыл бұрын
Ermil Sekorna matabtey Akrey Anbsa Goeta sahake xawzayae Thank you ❤️🌹🇪🇷
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 4 жыл бұрын
Erimal mehgsyyyy Nebrlay esk Aslwi hegw
@amanuelbeyene1342
@amanuelbeyene1342 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ብጣዕሚ ሓላል እዩ ቡዝሕ ኣሎ ዝረስዑ ንአብነት ምርጫ ባይቶ 2004 ተዓዊቱ ነይሩ ነብሱ ግዲፉ ንሓንቲ ሓፍትና ዝገደፈላ ሰብ እዩ ።
@ONELOVE-he7tx
@ONELOVE-he7tx 4 жыл бұрын
Ermile Azmarino. Zeyi Minoo...
@tiv5162
@tiv5162 4 жыл бұрын
Ermile meksen ajoka kexelo serahka kulu xebuk u
@usaplus5119
@usaplus5119 3 жыл бұрын
ካብ ኩሉ ኢንተርቪው ናይ ኤርሚለ ክሳብ ሕጂ ዘይሓተትኩሞን ተዛሪብላ ዘይፈልጥን ፡ክንደይ ዙር ከም ዝወረደ ሰሚዐ ኣይፈልጥን
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ህዝብ ዝፌቱ አንሕናዉን ንፌትወካ ኢርሚለ ሐዉና
@hadishtesfamarian7917
@hadishtesfamarian7917 4 жыл бұрын
I m glad to see you Ermi Asli
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ዋዋዉዉ እሪሚለ😍😘👍👍
@amanpetros3869
@amanpetros3869 4 жыл бұрын
Ermile meksen
@gualerihalal3243
@gualerihalal3243 4 жыл бұрын
Wawww ermile shikor azmarino ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍I miss you
@halefomzemariam6915
@halefomzemariam6915 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ዘይ ሙኖው ኣርቲሲቲ ተዋዘያይን ኣሳሓቃይን
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 4 жыл бұрын
መርሓባ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 жыл бұрын
Ermile well come brother💕
@behonest7199
@behonest7199 4 жыл бұрын
Ermile shikorrr yahooo♥️👍
@osmansilan1572
@osmansilan1572 4 жыл бұрын
Ermile zfetwo comediyan ata meqsen keep it up brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@freedomforallpeople5140
@freedomforallpeople5140 4 жыл бұрын
Eritrea
@semrtatobrhan1871
@semrtatobrhan1871 4 жыл бұрын
Ermile sehkor lomi mara yhugskani well come bro bitsfa kenitsbyka ena
@wedijohn1500
@wedijohn1500 4 жыл бұрын
Ermile nfue comedien eka gin nkulu tserho srah hasabn mielayn sle zgodlo, kab nfuat hasab zmenchwun aleytin hagez kitwkes aleka.
@mariadasgracashoffmann8639
@mariadasgracashoffmann8639 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ኣስሊ ብጣዕሚ ንስነ-ጥበብ ዝታዕደለ ሰብ እዩ ፡ዋላ ብዘይ እቲ ሞያ ኮሜዳን ናይ ጎደናታት ኣስመራ እዩ እውን፡ዘየርስዖ ኤርሚላ ማትኣ ምስ ዝፈትዎ ብሂወት ዘየለ መማህርቲ ኤርሚለ ኣብ ማይ -ነፍሒ ኣብራሃም ሳህለ ናይ ሳሓቅ ምሸት ባኣካል ኤርሚ ከምዝሕጂ ከይኮነ ብማዕዶ ሰላምታ ኤርሚ ንበር ክበር እስኪ።
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 4 жыл бұрын
እንታይ ኣርት ርኢኻ ኣብ ኤርሚለ ርጡብ ስራሕ ክሰርሕ ዘይክእልን ካራክተሩ ዘይቅየር ዓይነት አርቲስት በሃላይ እዩ ኤርሚለ
@E1991.
@E1991. 4 жыл бұрын
Ermile Asmarino shikor nice to see you 😍 keep up the great talent 🌟👍
@helensemere4807
@helensemere4807 4 жыл бұрын
ነፋጥ ጤል ድርቡይ
@king-qv6tl
@king-qv6tl 4 жыл бұрын
@@helensemere4807 Ewa Ati nski xlliti Eki guhaf Sherumuta
@amlakzitemesgeneyikun4303
@amlakzitemesgeneyikun4303 4 жыл бұрын
Ermile shikorrr 🇪🇷🇪🇷
@shashuresene3313
@shashuresene3313 4 жыл бұрын
ni Ermile kulugize amtsiulna
@happytime3372
@happytime3372 4 жыл бұрын
N interview zkewn xbuk htotat aydelakanan ezi arkey???
@helenyohanes3949
@helenyohanes3949 4 жыл бұрын
Ermile hawey entay dea zey zekirkana kkķk 36 ayewe halfu nehna ena ajemrenka comedy enda aserahka halfu beali meflesh Maryam gaba mukuti ajenda kitxeflna kkķk nedhert zekire 36 mes belka❤❤❤❤
@haileakeleguzay6755
@haileakeleguzay6755 4 жыл бұрын
Ermile you never change ( I mean in positive ways ) I remember long time ago during my high-school time in Barka, we were in competition with kehaze ( kayeh Bahrie ) high school students in dating, fashion, jokes 🤣,...I had a lot of memories anyway I wish good luck bro 👍
@tmsgengoytay2188
@tmsgengoytay2188 4 жыл бұрын
Ermile shekor Mara Kief aleka azmarino kexlo bejaka GBU
@abrahamtesfai4941
@abrahamtesfai4941 4 жыл бұрын
Simply beautiful. Inspiring and educational.
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 4 жыл бұрын
Good job Armiyas keep it up admen Tianan yimineyelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michealhezbai7001
@michealhezbai7001 4 жыл бұрын
Eza Ermila zebala elali eza ey. ስነ ጽሑፍ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ከተማ ፣ ስእሊ እናሰኣለ ፣ ነቲ ዝሰኣሎ ስእሊ ብኽቡር ዋጋ እናሸጠ ዝመሓደር፣ ሓደ ዓብይ ሰብኣይ ነበረ። ካብ ዕለታት ሓንቲ መዓልቲ ፣ ካብቶም ተቐማጦ እታ ከተማ ሓደ ናብኡ መጸ፣ ከምዚ ድማ በሎ። " ንስኻ ሰኣሊ ኢኻ " ስእሊ እናሰኣልካ ብዙሕ ኣታዊ ስለ ትረክብ ፣ ሃብቲምካ ኣሎኻ ። እንተ ኾነ ግን ሓንቲ መዓልቲ እኳ ንስለ ነብሲ ክትብል ዝተሸገሩ ድኻታት ሓጊዝካ ኣይትፈልጥን። እዚ ጎሮቤትካ ወናኒ ትካል እንዳ መሸጣ ስጋ ግን ኩሉ ሻዕ ንኹሎም ድኻታት ብነጻ ስጋ ይዕድል " በሎ ። እቲ ሰኣላይ ሰብኣይ ፍሽኽታ ካብ ምባል ሓሊፉ ሓንቲ ቃል እኳ ኣይመለሰሉን። እቲ ሰኣላይ ብጣዕሚ ሃብታምን ስሱዕን ዘየካፍልን ከም ዝኸነ ፣ገዛ ገዛ እንዳዞረ ድማ ንኹሎም ነበርቲ እታ ከተማ፣ ኣውረየ። ነቲ ሰኣላይ ድማ ዓቢዪ ምስ ንእሽቶ ኩሎም እቶም ህዝቢ ጸልእዎ። ድሕሪ' ዚ ወዮ ሰኣላይ ሰብኣይ ብጽኑዕ ሕማም ተደኒሱ፣ ኣለይ መለይ ዝብሎ ሕክምና ዝወስዶ ሲኢኑ፣ ብሞት ካብ'ዛ ዓለም ተፈልየ ። ድሕሪ ሞት እቲ ሰኣላይ ዝነበረ ሰብኣይ ፣ እቲ ወናኒ ቤት መሸጣ ስጋ ፣ ነቶም ድኻታት ስጋ ምዕዳል ብቕፅበት ኣቋረጸ ። ንምንታይ እቲ ዘልመዶም ከም ዘቋረጾ ፣ እቶም ነበርቲ 'ታ ከተማ እንተ ሓተትዎ፣ " እቲ ክሳብ እዛ ዕለት እዚኣ ብነጻ ስጋ ዝዕድለኩም ዝነበርኩ 'ኮ ፣ እቲ ሰኣላይ ይኸፍለኒ ስለ ዝነበረ እየ ። ክብል መለሰሎም።----- " ሓደ ሓደ ጊዜ ነገራት ከየራጋገጽና ናብ ውሳኔ ኣይንጉየይ ። ነገራት ህድእ ኢልካ ናይ ምስትብሃል ባህርይ ይልመደና"። "ንሰብ መወዳእትኡ ከይረኣና ፣ ኣይንንኣዶ ከምኡ ውን ኣይንጽረፎ። "ብሕቡእ ሃብ፣ እቲ ብግህዶ ዝርእይ ኣምላኽ ብግህዶ ክኸፍለካ እዩ።" "እቲ ንድኻ ዘለቕሕ፣ ንእግዚኣብሄር እዩ ዘልቕሕ" ኣንቢብኩም ሸር ግበርዎ
@atakltiataklti3422
@atakltiataklti3422 4 жыл бұрын
Erimile hawey ajeka tray
@welduhaile3007
@welduhaile3007 4 жыл бұрын
Welcome dake eray
@dawitbirhane8238
@dawitbirhane8238 4 жыл бұрын
Ermile aslie wellcome
@yorsaliemyosief9943
@yorsaliemyosief9943 4 жыл бұрын
Ajokum deqi erey jeganu Ermile edmenn tenan yhabka qetslo ajoka
@HAREGU1
@HAREGU1 4 жыл бұрын
ዋው ኤርሚላ ቭቫ 🌽🌽🌽🇪🇷🌽🌽 ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ🌽🌽🇪🇷🌽🌽🇪🇷
@adiamhaile7650
@adiamhaile7650 4 жыл бұрын
Ermile🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🔥🔥🔥 ezom dislike tgebrus aeedawkum kurx ybela
@karenxaeda2108
@karenxaeda2108 4 жыл бұрын
Ati kinday tiragami xbuk tazarbelu ezi afki adu mergam xbuk aykona kab cora kingalgel
@amlaktume6417
@amlaktume6417 4 жыл бұрын
Keep going Ermila good job
@elihameilu1664
@elihameilu1664 4 жыл бұрын
Wow wow i like it
@kidaneteame8472
@kidaneteame8472 4 жыл бұрын
Ermile shikor
@erenaartzone
@erenaartzone 4 жыл бұрын
Ermile eti ab bar meaza tehkyena znberka hekiatat ketheki neruka asli
@brhanetsegay5626
@brhanetsegay5626 4 жыл бұрын
ኣታ ዝወዲ እ ክብል ልብና ኣውጽና ሕቶድዩ ዝሓትቲ ዘሎ ናይ አሰያስ ወስዱ ግርመሶ መቅሰን ኣጆካ እስኪ
@merhawidesale5267
@merhawidesale5267 4 жыл бұрын
Haylab hawey kemey dika teqsneni qexulo
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 4 жыл бұрын
❤️👑🥰 ermi shikor eritrawi koynu eber kelie ente zkewn kalie eyu neru the people is more love you
@greatstar5111
@greatstar5111 4 жыл бұрын
Ermile shikor edmen tenan ymneyelka Eritrea 🇪🇷 ♥ best Comedian
@semhargebreab510
@semhargebreab510 4 жыл бұрын
Wellcome ermile 🙏🙏
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ኢርምለ ባንኪ አካዉንቲካ ወይ ቴሌ ቅጽርካ ስደደልና
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 4 жыл бұрын
I was just thinking of that. He deserve it 👍
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
Ghenet Ghebremicael yes if you the right Number can you share w me please sister! Thanks
@fekareulebay4345
@fekareulebay4345 4 жыл бұрын
Teflte yerdani neru afro kame teftwa 💪
@thankyou1442
@thankyou1442 4 жыл бұрын
Ermi ermiway ab libey sefrka ♥️
@freweinytekle1351
@freweinytekle1351 4 жыл бұрын
Erimile schikor ajeka kexilo ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@bobmar6600
@bobmar6600 4 жыл бұрын
Ermi❤️👨🏽‍🎓
@dohadoha4459
@dohadoha4459 4 жыл бұрын
Erimile. Shikor. Bxaemi. Eye. Zednkeka. ❤❤💋💋👍👍
@helentekle2822
@helentekle2822 4 жыл бұрын
ኤርሚለ ሽኮር ናይ ብሃኪ ደስ ዝብል ኣምላክ አድመንተናን ይሃብካ
@hermelatemsgen727
@hermelatemsgen727 4 жыл бұрын
Ermile mehogos kemy deka tehgusen 💜💜💜
@semhar836
@semhar836 4 жыл бұрын
Waw ኤርሜለ ከም'ዚ ኣይተጽበኩካን ኔረ ይፈትወካ እንዴ ኒሬ መሊስ ፈቲካ
@ichwilllachenabernichtjetz2341
@ichwilllachenabernichtjetz2341 4 жыл бұрын
Semhar ተመርዓውዮ
@semhar836
@semhar836 4 жыл бұрын
Wa ata kkkk ane ko srhu ye zfetwo
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
የቐንየልና መደብ ማእገር
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,3 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05
Awra Tube
Рет қаралды 214 М.
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН