ERi-TV: ሰንሰለት ሓድነት | senselet hadnet - ደራሲ ኣወል ስዒድ (Awel Said)

  Рет қаралды 101,289

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

4 жыл бұрын

ERi-TV: ሰንሰለት ሓድነት | senselet hadnet - ደራሲ ኣወል ስዒድ (Awel Said)

Пікірлер: 626
@adeysilas6650
@adeysilas6650 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ኣወለይ
@shaebianism4258
@shaebianism4258 4 жыл бұрын
ኣወለይ ጅግና መላሲ ልቢ መንእሰያት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ proud of u our hero 🇪🇷✌💪
@habromtube
@habromtube 4 жыл бұрын
ኣወል ናይ በሓቂ ኣወል ቃላት ዘይትረኽበሉ በሃር
@eritrea6227
@eritrea6227 4 жыл бұрын
Welcome aweley jegna Eriterawi edman tinan yehbka 💒💒🕌🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@julianaabraha3037
@julianaabraha3037 3 жыл бұрын
Happy independence 30 years my hero ❤Eritrean 🇪🇷❤♥God blessed 🙌🙏wedi Eri long life
@user-yx7ky6gf8r
@user-yx7ky6gf8r 4 жыл бұрын
ዋውውው ገለ ዓይነት ተውህቦ።ኣምላኽ ይሓልኻ።
@prouderitrawit3747
@prouderitrawit3747 4 жыл бұрын
Proud of you Awel jgna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-xn4nq8sm6d
@user-xn4nq8sm6d 4 жыл бұрын
ነዚ ምስ ሰማአካ ቃንቃካ ድዩ ወላ ትጣራጠር ክንድምንታይ ሃንጎል ኣለዎ ኣይረዳካን ፉሉይ አዩ ሓደ ከማካ አዩ ዘድልየና ጅግና ካብዞም ለፍለፍቲ ናይ ማስድትሜድያ ቦሎቲካ ዝይ ፈልጡ
@amlakzitemesgeneyikun4303
@amlakzitemesgeneyikun4303 4 жыл бұрын
Aweley jigna ambesa Eritreawi abo hadinet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ksanet14ever63
@ksanet14ever63 4 жыл бұрын
ቃላት ስኢነልካ በየን ጀሚረ በየን ክዛዝም. ስራሕካ ግን ኣድራጋ ተድምዕ ምህላዋ 100% ከብርሃልካ ይደሊ,
@jimmyche4052
@jimmyche4052 4 жыл бұрын
Ksanet1 4ever 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
@tesfaysenkey1927
@tesfaysenkey1927 4 жыл бұрын
kab aslamay naweldiken hager tebalashya
@shaebianism4258
@shaebianism4258 4 жыл бұрын
@@tesfaysenkey1927 ata resah tgraway ab alem agame trayu meret zebelashu ember aslamay dea jigna endyu rmus kurkur malelit gaegae
@tesfaysenkey1927
@tesfaysenkey1927 4 жыл бұрын
@@shaebianism4258 tedakelu tira selku aslamay
@samgeb1577
@samgeb1577 4 жыл бұрын
@@tesfaysenkey1927 ካብ ዓጋመ ደኣ ኣስላምይ ወዲ ሃገርይ ኣታ.... የለን ዓጋመ ቆማላት ሓሳዳት ሃግረ ኤርትራ ክሓልፈላ አዩ አልኩም ደክይኮነ ኦኣይንኩም ደም ዝመላኩም.... ኣብታ ዝኹዓትኩማ ጉድጉኣድ ምስቶም ካህዳምት ኤርትራውያን ብሃልቲ ግን ብገንዘብ ተታለልቲ... Game Over ኤልናኹም ኣለና ምውታት ድኹማት ሓንጎል.... ጃንዳ ማለሊት
@EriCoralo
@EriCoralo 4 жыл бұрын
አወሊኖ ወዲ ትሽዓተ ብሄራት ኣጆኻ እያ ዓቕመይ ✍️✍️✍️✍️✍️✍️🏆🏆🏆🏆🏅🏅🏅🏅🕊🕊🕊🕊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤
@salemsalem1367
@salemsalem1367 4 жыл бұрын
አወል አወል አወል ቃል የብለይን አንታይ አሌ ክገልጸካ 💯♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯
@filimonmeal1549
@filimonmeal1549 4 жыл бұрын
ኣወል ጅግና ኢለካ ኣለኩ ኣጆካ ቀጽሎ ! ኣቱም ሰባት ትጻረፉ ዘለኩም ኩሉኩም ዓጋመን ተጋሩን ኢኩም እታይ እዩ ከፊእኩም ትጻረፉ ዘሉም እዚ ዶኦ ኣይ ኮነን እቲ ጅግንነት ሓሊፉ እታይ እዩ ጸገምኩም ኣወል ኽኣ ኣብ ኤረትራ ኮይኑ እታይ እዩ ዘይ በለ ደሊኩሞ ንባዕልና ኣብ ውሑስ ቦታ ኮይናስ ሰብ ንጸርፍ እተ ሰብኡት ኮይና ንኪድ ሃገርና ነቲ ሓደ ንዓና ምስ የሕዋትና ዘባእሰና ዘሎ ብሓባር ንእለዮ እተ ኣወል ግን ኽታባባዕ ዘለዎ መንእሰይ እዩ ።
@habtommaheri5436
@habtommaheri5436 4 жыл бұрын
Ewe xibuki aleka fili hawey wedi erey 🇪🇷🤙🙏❤
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 жыл бұрын
Msknay tdngxe atabbyka zbdlka
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
@@almazeyasu7388 ሱቅ ኢልኪ ተገርኪ ደቅሲ ሸያኒት ስግረ ዶብ ክትሰግሪ ብፍርሒ ዝኣክል ሲ ብሽንቲ ሞዴስኪ ቀዲድኪ ሕጂ ኣብ ወጻኢ ኮንኪ ተባዕ ክትመስሊ ናይ መን ገታር ድራዝ ኢኺ ቆማል ድቓላ በላዒት ኩዑንቲ ወሽላኽ ሓማይት እግሪኺ ኣክቢ ናይ መን ገታር ዘይ ከመዳታታ ሰኽራም ኢኺ ኪዲ ማዕጾ ክፈትዮም ገበርቲኺ ይድዉልልኪ ኣለዉ ክክክክ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ፊሊየ ናይ ኣወለይ ግጥምታቱ ክሰምዕ ከለኹ ይነብዕ😢 ክንደይ የሕዋትና ኣሰዊእና ገና ህዝብና ካልኡ ከይ ይአኽሎ በዞም ብ እምኒ ኣምሓራን ኦሮሞን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቓብር መቐለ ሆቴል ተዓሺጎም ሰባት ደዳናግሩ ደለዉ በዞም ደቓሉ በላዕቲ ኩዑንቲ ዓጋመ ካንሰር ኣፍሪቃ ከኣ ይብደል ህዝብና እዚ ድዩ እጃሙ ኣሕኣሕሕሕ😢
@tibletsewoldeselassie402
@tibletsewoldeselassie402 4 жыл бұрын
Yesss Awel 💪🇪🇷game overrr forever proud of my history thanks jeganu deki eri
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 жыл бұрын
ንገሮም ድኣ ኣወሊኖ ነዞም ዝኣጎሉ እንቋቑሖ ቡዳ
@saidahmedhash7528
@saidahmedhash7528 4 жыл бұрын
ኣበሳ መጸ ካብ ብርሃን ዝወጸ ቃላትካ ን'ጸላእትና ዝላጸ ገና ዳኣ በሉም ክሳብ ምስ ነብሱም ዘንጸርጽሩ
@dehabrezene8656
@dehabrezene8656 4 жыл бұрын
🍎🍓🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ተባዕታይ መስተዉዓሊ ኤረትራዊ ኢኻ ኣወለይ ዕድመ ጥዕና ይሃበካ ኣወለይ🙏።
@danielmeles7809
@danielmeles7809 2 жыл бұрын
Eritrean ♥ I Love ❤ so much 💖 💓 💗
@brhanosman8509
@brhanosman8509 4 жыл бұрын
Aweley aban tibe habibi.rebi lihfazaka wo liwafqaka ya reb. Insha allah tium zemen lihabana rebi. Senet dimoqratiyet wo adalet,senet salam worahyet egil shiabna shiab Eritrea ligbae. Awet egil rehib gebil💪🏼
@sabatekle6948
@sabatekle6948 4 жыл бұрын
ኣወል ኣወለይ ናይ ብሓቂ ዕድመ ይሃብካ
@5generation581
@5generation581 4 жыл бұрын
መንግስቲ ን ኣወል ክትሕግዝዎ ኣሎኩም ሞራል ክ ኾኖ ኣብዚ እዋን ናይ media ቃልሲ ፍልይ ተራ ዘልዎ መንእሰይ እዩ ብራቮ ኣወለይ
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 4 жыл бұрын
ሓላፍነት ግን ንመንግስቲ ጥራይ ኣይንግደፈሉ፡ ኣብ ዓለም ዝካየዱ ፈስቲቫላትና ኮሮና መሰፍቀድልና ክንዕድሞን ግጥምታቱ ኣብ ቺዲ ተቀሪጹ ክንዕድገሉን ይግበኣና፡ ንኩሎም ሃገሮም ዝፈትው ብገንዘብ ዘይሽየጡ ስነጥበባውያን.ውን ከምኡ።
@5generation581
@5generation581 4 жыл бұрын
@@arefayneberaki7023 ብራቮ
@amanawet5301
@amanawet5301 4 жыл бұрын
@@arefayneberaki7023 abzi alem kab HGDF zishus yhlu do.
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
@@arefayneberaki7023 ቅድሚ ሕጂ ኣብ እዛ ፐች ናይ ወፈያ ደላ ዋይዲጀ፣ ኣብኣ ኣቕሪብናዮ ድድነቕ ዕላል ምኽሪ ዉን ለጊሱልና ነይሩ፣ ከምዛ ድበልካያ ከኣ ድሕሪ ሕማም ኮሮና መደብ ገርና ከነቕርቦ ኢና ፎርሳ ፎርሳ ጥራይ በብዘለናዮ ን ኩሎም ስነ ጥበባዉያና ኣብ ዉሽጥን ደገን ደለዉ ጽንጽያ ዓይኖም ደንፍረሎም እንተ ሪኢና ኣርክብ! ኣቢልና ብኳሌትኦም ሒዝና እግሪ እግሮም ክንሕምሽሾም ኣለና💪ህግደፍ👈ወይ ሞት!!✊።
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ዋርሳይ ገዲም ኣጆኻ በብዘለናዮ ን ስነጥበባዉያና ወፈያ ኢደይ ኢድካ ንበል ኣጆና💪✊።
@mussiegeb148
@mussiegeb148 4 жыл бұрын
I like this Guy .he is decomented our history.he is writing about our people .not about separate persons.go ahead bro
@eritrea6227
@eritrea6227 4 жыл бұрын
Yes game over awel 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawitekle6279
@merhawitekle6279 4 жыл бұрын
Awel jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
@selemawitmehari280
@selemawitmehari280 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐂🐂🐂🐏🐏🐏🐏🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐫🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shikorasmara939
@shikorasmara939 4 жыл бұрын
We love you man qexlo da AWELEY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtitmelake7791
@habtitmelake7791 4 жыл бұрын
ቃላት ኣይ ረክበልካን ኣወለይ ንቅድሚት ጥራሕ ሰቀጥ ዘይምባል ኣንበሳ
@dorakemdlayey8095
@dorakemdlayey8095 4 жыл бұрын
Very gifted and talented wedi Eri akoka🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿
@dawithabte6970
@dawithabte6970 4 жыл бұрын
Thank you awelino Ata hji ke entay eyom kblu eziom anabs you tube
@mussieghebrekal3876
@mussieghebrekal3876 4 жыл бұрын
Proud to be Eritrean ♥️🇪🇷♥️
@temesgenamlakey3945
@temesgenamlakey3945 4 жыл бұрын
💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@menhabtombitaemitemtiderfi758
@menhabtombitaemitemtiderfi758 4 жыл бұрын
Ajoka awel anbesa!!!!
@bnadn2lesdeuxfreres998
@bnadn2lesdeuxfreres998 4 жыл бұрын
Absa jegna 😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😘🇪🇷❤
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
🇪🇷👍💪✊️🇪🇷 thanks Awelino 🇪🇷!!!
@yebyohabtemichaelsamuel5831
@yebyohabtemichaelsamuel5831 3 жыл бұрын
I'm proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊ Keep it up the good work Awelino 💪
@zerisenaysemere1483
@zerisenaysemere1483 4 жыл бұрын
We love you so much Awel hawna, keeping hard work.
@abduosman2446
@abduosman2446 4 жыл бұрын
Awal the hero 🤴eritrea for ever🇪🇷💪🇪🇷
@titimikal9885
@titimikal9885 4 жыл бұрын
ኣየ እወ!!ኣወለይ ኣላልዮም ዝፈልጡ እንቆቅሖ ቡዳ ዶ ኢልካዮም።ኤርትራዊ ዋላ ቀለም ኣይጽገብ ፡ግን መን ኢዩ ፈታዊኡ ጸለኢኡ የዕርዩ ዝፈልጥ ህዝቢ ኢዩ።እንቢ ንመግዛእቲ ምስ በለ ብሃይማኖት መጸኦሞ ክፋላልይዋ ነሮም ጀጋኑ ኣባታትና ከይተዛረብካ ዝፈልጡካ እንታይ ከም ዝደለካ ከም ኣብነት= ራእሲ ወደምካኤል፡ወዲ ከቢረ፡ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም፡ራእሲ ባህታ ሃጎስ፡ ሽክ ኢብራሂም ሱልጣን፡ኣባና ወልደኣብ ወ/ማርያም፡እድሪስ ዓዋተ••• ወዘተ እዚኦም ኢዮም ኣባው ኣባታትና ታሪክ ናይዞም ከኣ ኣይሽየጥ፡ኣይልወጥ።መተካእታ ናይዝኦም ከኣ ሰውራ ኤርትራ ተጠኒሱ ን ህዝባዊ ግንባር ወሊዱ፡ህዝባዊ ግንባር ከኣ ይካኣሎ ወሉዱ፡ይካኣሎ ከኣ ዋርሳይ ወሊዱ፡ዋርሳይ ከኣ ሃገር ፈጡሩ፡እዚ ኢዩ ዋሎዳ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ዘይፈለጦ እንተሃልዩ ሕጂ ይፍለጦ።ስለዚ ኤርትራ ናይ (9) ቤሂራት፡ናይ ክልተ ሃይማኖት ኢያ።ኣይትጎድል፡ኣይትምቀል ነዚኣ ክመቅል፡ወይ ኮጉድል ዝመጸ ከኣ ኣውኣ ይረክባ ሕንዚ ናይ ህዝቢ ኤርትራ።ስለዚ ኣወለይ ፍላስፋ ናይ (21) ክፍለ ዘበን ኢካ'ሞ።ወትሩ ናይ ኣባታትናን፡ኣያታትናን፡ኣደታትናን፡ኣሓትናን፡ታሪክ ካብ ምጽሓፍን፡ምድራስን፡ከምደይ ትሕለል ኣብ ኩሉ ልቢ ኤርትራዊ ዘይሃስስ ታሪክ ኣምቢርካ ኢካ።ስለዚ ካባካን፡ካብ ብጾትካን ብዙሕ ክንጽበ ኢና።ስለ እቲ ትገብርዋ ዘለኩም ተወፋይነት ክብሪ ይሰማዕኩም ብስም ጀጋኑና።ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና።ዓወት ንሓፋሽ!!
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 3 жыл бұрын
Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@feven4428
@feven4428 4 жыл бұрын
sebay eleka aleku anxrolom eritrea men km zkonet
@fsnlbetse6674
@fsnlbetse6674 4 жыл бұрын
ኣወለይ ሎምስ ንማለሊት ቁርሶም ሰዲድካሎም ነዞም ከዳዓት ግደፎም ኣበይ ከይበጽሑ ኣጆኻ
@wedimeakele2748
@wedimeakele2748 4 жыл бұрын
ባዓል መን ኢዮም አቶም ከዳዓት ትብሎም ዘለካ ከተብርሃለይ ዶ?
@fsnlbetse6674
@fsnlbetse6674 4 жыл бұрын
@@wedimeakele2748 ጽቡቕ ዘረባ ን ኤትራዉያን ኣስላማይ ከስታናይ ኣጋኣዝያንባ ኣዉራጃ ባ ኮታስ ነቲ ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝባን ጸላእትና ኮይኖም ብስዋኣት ዝጣልዑ ዝዉዕሉ ዘለዉ መንግስቲ ክትቅይር እንተደሊኻ ንህዝቢ ምብትታን ዝመስሎም ዕምሪኦም ሙሉእ ንሃገር ቅንጣብ ዘይገበሩላ ኣብ ስደት ዝበስበሱ ዋላ ህግደፍ ተተኣለይ ኣብ ሃገር ከይዶም ክመርሑ ዘይክእሉ ዝኸፈአ ዝከፈአ ታሪኽ ጀጋኑ ከቃሽሹ ታሪኽ ተጋሩ ክኹሕሉ ዝዉዕሉ ካብዚኦም ኣሰና ዶ መስትያት ቤትና ክብለካ ትደሊ እመን ከሓድ ለዉጢ ዘይደሊ ሰብ የለን በዞም ኣብ ፋስ ቡክ ኮይኖም ንሃገር ሓለይቲ ዝመስሉ ኣብ ዉሽጦም ካብ ቃሓር ኮይኑ ኣብ ጎሮሮኻ ዘሕመካ ዝከፋእ የለን እሞ እዚኦም ግም ካብ ቃሓር ይከፏኡ ወደ ሓንካ
@wedimeakele2748
@wedimeakele2748 4 жыл бұрын
@@fsnlbetse6674 ተጋጊካ ዝሓወይ ኤርራዊ ታሪኽ ዘቃሽሽ የልን አንተ ናይ መስትያት ቤትና ኣሰና አሞ ታሪኽ ተጋሩ ኣይንአዱን አዮም 100%ተጋጊካ ታሪኽ ኣየታቶም አንታይ ምስ ኮኖም አዮ አሞ ታሪኽ ተጋሩ ክዝክሩ አሶም ሲ ምስ ህግደፍ በላዒ ሰብ ኢዮም ዝቃለሱ ዘለዉ ወዲ መዲን በራድ ከሎ ቅሳነት የለን ወድሓንካ።
@bereketkefela8154
@bereketkefela8154 4 жыл бұрын
abisher 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Wedi Eri.......👍👍👍🎤🎤✔✔
@haregukesete3154
@haregukesete3154 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Gegna Eritrawi Awel Siad
@selamselam70
@selamselam70 4 жыл бұрын
Aweleyy kndi 1000
@shemutesfagabr4835
@shemutesfagabr4835 4 жыл бұрын
Awel jigna i wish you long life.
@samgeb1577
@samgeb1577 4 жыл бұрын
ኣወልይ ንድሕሪት ከይትብል... በዞም ዘይረብሽና ዘይገርገርና ዝብሉ ወኻሩ ኣዛብእ... ንሃገር ሓንቲ ዘይገብሩላ መንእሰይ ክፈላልዩ ዝደልዩ ዘልዉ አሱባት..... አዚ ዘሎ ከኣ ፅባሕ ክረድኦ አዩ ናብ ደልሃመት ከምጽወስድዎ ዘልዉ... ናይ ኣውራጃ ጀጋኑ ናይ ማስሚድያ ወራዙት.... ካብ ፍልጠት ዝርሓቁ ድኹማት ኣትሓሳስባ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
መስተዉዓሊ ኢኻ ኣጆኻ ኣወል ሲዒድ ከማኻ መስተዉዓሊ ኢዩ ድምብርጽ ኣይ በልካ ወትሩ ዓት ንሓፋሽ✊ህግደፍ💪ወይ👈ሞት!!✊።
@kebreabteklu990
@kebreabteklu990 4 жыл бұрын
Awel Anbesa wedi Erey hawey, 🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekliyane1002
@tekliyane1002 4 жыл бұрын
Merhaba aweley nahna artrawiyan hade ena kfelalinu dhasbu weylaom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zeritadhanom6027
@zeritadhanom6027 4 жыл бұрын
ጅግና !!!!
@peaceandlove684
@peaceandlove684 4 жыл бұрын
Aweley haben nkulu fetaw adu Erirawy ekha❤❤❤❤ I am proud of you👍👍👍👍ayny abaika ydefen Ameen
@Mahmoud-sd5lw
@Mahmoud-sd5lw 4 жыл бұрын
I love ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tibletsewoldeselassie402
@tibletsewoldeselassie402 4 жыл бұрын
Wowwww I can’t stop listening this video Awel the hero💐🙏🏽🇪🇷👍👏👏👏👏👏 yes that’s ✅Awet nehafash wedeket nefeshfash
@tsigenetabraham7821
@tsigenetabraham7821 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@weldemichaelbereketeab9121
@weldemichaelbereketeab9121 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቡዳታት
@user-wd4vt5hk6x
@user-wd4vt5hk6x 4 жыл бұрын
ኣወለይ ጅግና ፋርስ ወዲ ፋርሳት
@adu8778
@adu8778 4 жыл бұрын
Eritrea by eritrean to eritrean keep going bro hero
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 4 жыл бұрын
ምልኣት ልቢ ግጥሚ ኣወል ሲዒደረ 💞👍💜😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🌺🌷🌷🌺💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 4 жыл бұрын
ኣወል ስዒድ ኣንታ ኣንበሳ ቃላት ኣይረክበልካን መግለጺ ኣጆካ እየ ክብለካ ዝኽእል በርትዕ ሓወይ።
@saragauleritrea8155
@saragauleritrea8155 4 жыл бұрын
Aweley jegna wedi halal meret ayeni abyeka yedefen 💪❤⭐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonashayle4655
@yonashayle4655 4 жыл бұрын
ኤርትራ ሃገረይ ክበሪ ካብዚ ሕማቅ ተላባዒ ሕማም ኣምላክ ይሓልኪ ሰሰናዩ ነዓኩም ደቂ ኤረይ ኣወለይ ጅግና መግለጺ የብልሉን ቃላትካ ኣጆካ በርትዕ!
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
voice of love Awal jegna have long life we need you and Erien needs you to tell the really Jeganu history. for years to come kebrn Mogosn Nswatien Awet Nehafash!!!🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎊🐯🎊🐯🎊🐯🎋🐯🎋🐯🎋
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
ኣወል ጂግና ታሪኽና ብኣኻ ክግለጽ ከሎ ፍሉይ መቀረት ኣለዎ። ኩሉ ግዝየ ንሓድነትናን ንፍቅርናን ምስዘመርካ። ንበረልና ክበረልና።0ወት ንሓፋሽ!!!!!
@hamidedrisawate5045
@hamidedrisawate5045 4 жыл бұрын
ኤርትራ,ኤርትራ,ኤርትራ ቦኽርን ሕሳስልደን እዛብሰብ ንጹር ራኢ ዝቖመት ኤርትራ ሓወልቲ ምትፍናን ዝደበየት ኤርትራ ፍልስፍና ምምቕቓል ዝተርብዐት ኤርትራ ድርሰታት ቅርሕንቲ ዝቐደደት ኤርትራ እምነታ ኣብ ሰባ ኣብ ንኡሳ ኣብ ቦኽራ ካብዚ'ዩ ፍልቀትና ካብዚ ንቑሕ ሰረት ታሪኽ'ዩ መልክዑ'ዚ ሕብረ ብሄራት 9ተ ጅማት ተሰማ ቅኒት ዘይሕምርግ ንያት ኣብ ደሙ ዝዓኩኽ ኣብ ደሙ ዝመውት ሓመዱ ዘሸውት ንሓመዱ ዝመውት ጸዋር ኣደራዕ ጸላም ኣፍሪቃ ሞዴል ዘቐበለ ክትምሕደር ብደቃ እዝኒ ጻዕዳ ዓለም ዝኸፈተ ሳንቃ ንሪመይ መዝምሩ ናይ ሪም ሃንቃ ሃንቃ ሳምዕ ዝወዓለ ዓለም ኣብ ምላዳ ኣለልዩ ዝፈልጥ እንቋቑሖ ቡዳ ህዝበ ጽኑዕ ዋልታ ሰባር በረኹዳ ኤርትራ ክትልዓል ዘብቁል መንኩዳ ህዝበይይይይ መበቆለ ስልጣኔ ሰማያዊ ሃሪ ሕፉር ሻም'ዩ ህዝበይ ትወንዛፊ ባሕሪ ከንቲባ ኣፍሪቃ ቀመም ጸሊም ሕብሪ ንጉስ ኣዱሊስ'ዩ ንጉስ ዙላ ሰንጋላይ ኣባዳህሪ,,,,, ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,, ገና'ዛ ሃገር ሕጂ ውን ካባኻ ንላዕሊ ክትፈጥር'ያ ንተዓዘብ ጥራሕ, ሕድሪ ሰማእታትና ጅግና ምፍጣር'ዩ ጻምኡ
@jimmyche4052
@jimmyche4052 4 жыл бұрын
hamid edris Awate : ኣማን ብኣማን ናይ ሕማመይ 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
@sunlightfessehaie5929
@sunlightfessehaie5929 4 жыл бұрын
Yes long live eritrea (-:🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohanhan2972
@yohanhan2972 4 жыл бұрын
ተገንጺሉ ዘይውዳእ መጽሓፍ ስነ ጥበብ ኢኻ ንባዕልኻ: :ክበር: ንበር: :ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ: :
@yodittsehaye644
@yodittsehaye644 4 жыл бұрын
Awel gigna haben Eritrea❤
@omnamanana7215
@omnamanana7215 4 жыл бұрын
🌟A🌟W🌟E🌟L🌟 E🌟R I🌟.... 👉STAR 🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🇪🇷
@fikadutadese9633
@fikadutadese9633 4 жыл бұрын
Very very well how I explain you I can be say you're hero more than hero because you have been demonstrate our fathers and mothers golden history keep it Please Be continue like that thanks bro
@johntesfaxen7246
@johntesfaxen7246 4 жыл бұрын
Awel jegena abeschirrrrr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪 abeschrka wedi eza halale meret wedi ereyyyy jegena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tedrosdawit3236
@tedrosdawit3236 4 жыл бұрын
Sebay sebay ata wedi meret chuq chuq abilkaya meret ata jigna wedi eri awet nhafash
@noahdunkz1179
@noahdunkz1179 4 жыл бұрын
ሐቂ ብሐቂ ጀግና ኤርትራዊ ንገሮም ብልማኖ ከምደይ መጸት ኤሬትራና ብደም ህዝብና እያ መጽያ ኤሬትራና አብ ደሎ ይሀሉ ኩሉ ግዚ አብ ልብና ኤርትራ እያ
@tesfaysenkey1927
@tesfaysenkey1927 4 жыл бұрын
lekbat tay geber daa wexika
@mikalbrhane5757
@mikalbrhane5757 4 жыл бұрын
Eruye ayni abayki ydefen baki hmaq zhasb weyleu erey qchin ade jeganu amlak kab kulu yhalwena neza sefer fqri zkonet hager🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👍👍👍
@moonmoon197
@moonmoon197 3 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ! Eritrea
@kibrabothere1556
@kibrabothere1556 4 жыл бұрын
ኣወል ጅግና ንዓካ ዝከውን ቃልት የብለይን እንዲዩ! ደጽሓፈኒ ግን ካብቲ ቃላትካ ንላዕሊ እቲ ርእይቶ ዝጽሕፍ ብምልኡ እንታይ ትብል ኣለካ ተረድእዋ ኩሉ ደስ ዘብል መልሲ ምሃቡ ኢዩ:: ናትካ ግን እንታይ ኪብለካ!!!!
@gadastihaile3817
@gadastihaile3817 3 жыл бұрын
a
@dillzekarias265
@dillzekarias265 4 жыл бұрын
Such an amazing man, awelino. Keep going
@peaceandlove684
@peaceandlove684 2 жыл бұрын
አወለይ ሐበን ኩሉ ኤሬትራዊ 👌👌❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@michaelyewhana5189
@michaelyewhana5189 4 жыл бұрын
Awel dea behaki beaka dea 💯 hgusat ena belena dea xbuk gerka kfletena
@HAREGU1
@HAREGU1 4 жыл бұрын
አንበሳ አወለይ ወዲ ጀጋኑ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️ ናይ ብሓቂ 100% game over🇪🇷❤️🇪🇷
@jesusismysalvation8239
@jesusismysalvation8239 4 жыл бұрын
Jgna ❤
@tatyostekle6274
@tatyostekle6274 4 жыл бұрын
Awel jigna wedi jeganu 💪
@eseyasemaha2180
@eseyasemaha2180 4 жыл бұрын
You are talented boy.Keep it up!
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 4 жыл бұрын
Thanks awel hawena wedi halal meriet
@alexmahari2801
@alexmahari2801 4 жыл бұрын
l expect you bro. Should be proud
@bettysolo3226
@bettysolo3226 4 жыл бұрын
Teawet.wedi ERI !!
@abdatseid8889
@abdatseid8889 4 жыл бұрын
ኣወለይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ነዞም ተዓሲቦም ምስ ጸላእትና ኒን ክብሉ ዝውዕሉ ዘለዉ እተተረዶም
@filmonyebiyo978
@filmonyebiyo978 4 жыл бұрын
Awel jigna kexlo ab gonka alena wedi Eritrean 🇪🇷 jinga 💪🇪🇷💪🇪🇷
@zeraxiyennayzgi5664
@zeraxiyennayzgi5664 4 жыл бұрын
Keep up about our history
@yonasdrar7260
@yonasdrar7260 3 жыл бұрын
ኣወል ጎይታ ግጥሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zewdisemere9990
@zewdisemere9990 4 жыл бұрын
Nugus Nay Tarik hawey natey ajoka abschrka wedi Eri.
@tamrat7
@tamrat7 4 жыл бұрын
Katsil tiray nay FB metakosti ayt gedeselom 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeromkiflu7038
@asmeromkiflu7038 4 жыл бұрын
Great Job Awelino
@lilimogos1056
@lilimogos1056 4 жыл бұрын
Awel capital of eritiea
@yordi1683
@yordi1683 4 жыл бұрын
Ellllllllll anta jigna wedi 9 beharat weyane kikefafuluna eyu medebom alena belom kulu geziye 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌💒
@samrawit1405
@samrawit1405 4 жыл бұрын
I am proud of you
@hyabumengstab6803
@hyabumengstab6803 4 жыл бұрын
ኣወል ኣንበሳ!!!!
@kiflomasmelash8325
@kiflomasmelash8325 4 жыл бұрын
Ambesa wedi Eritrea seegaa hagerey seegaa seweat kem kedamot
@hassensaleh9249
@hassensaleh9249 4 жыл бұрын
#أول_سعيد 💙💪✌🇪🇷 💚عندما يكون الحديث عن سـيادة#الوطن .!! أنظـر من حولك كيف ينزعجون 👈 ☠💀التقارو إثيوبيا💀☠☠ الشاعر المبدع #أول_سعيد🇪🇷🇪🇷✌💪 👇 👤فنان الشاعر #الإريتري #أويل_سعيد_ محمد المخرج مؤلفون صناعة #الأفلام #الكوميديون ، نحن فخورون بك يا أخي العزيز ، استمروا في الأمر ، #أول_سـعيد 💪💪🇪🇷✌💙💪🇪🇷🇪🇷💚👥✌🕌💚⛪
@bereketrustom3207
@bereketrustom3207 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟💪
@sirakfishale1484
@sirakfishale1484 4 жыл бұрын
Anta ezom nAwel keneaesu zfitnu si ember do aemiro alewom eyu ( i don’t care what his aim is but he is telling as the truth . He is just amazing) first listen 👂 then talking please)
@daveberie1011
@daveberie1011 4 жыл бұрын
Awelino you are great i dont have words to admire your works keep it up we are on your side
@mahederteklesselase4312
@mahederteklesselase4312 4 жыл бұрын
Wwwww continues bro
@asfhamekonnen3777
@asfhamekonnen3777 4 жыл бұрын
Aseyyyyyyyyyy
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 4 жыл бұрын
Edmen tienan yihabka Awel jigna!!!!
@robelhabtom2083
@robelhabtom2083 4 жыл бұрын
Arha mexe ayni abayaka abo hadinet
@yordi1683
@yordi1683 4 жыл бұрын
Enkakiho buda weyane omg you are amazing I love you 💕❤️ awely ne aseray geziye semiayo gena kisemo eye thanks 🙏
@asmeromkifle6406
@asmeromkifle6406 4 жыл бұрын
🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷(9)
@abdulahi8301
@abdulahi8301 4 жыл бұрын
You are amazing mashaallah
@kidstiressommahari4412
@kidstiressommahari4412 3 жыл бұрын
Ertreawi jgna Awel Seid ! Kaan kulu gelxkayo Egziabher senay eyu xegu ybzhalka liqq snetibebwi eka lbna aresriskalna...AwetNhafash!!..
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 63 МЛН
Nastya and SeanDoesMagic
00:16
Nastya
Рет қаралды 31 МЛН
ኣጆኻ | ajoKa - Poem by Awel Said - ERi-TV
8:24
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 167 М.
Rang Pi Liya Mama 😂 #shorts #tiktokvideo #funnyshorts #comedy #ytshorts
0:46
Sukhasan Ka Rahman Bhai
Рет қаралды 29 МЛН
He Used All The Sauce On 1 Slice Of Pizza🤪😂
0:12
BorisKateFamily
Рет қаралды 37 МЛН
GiGaMoN! 5 🗿 #gigachad #sigma
0:53
The Logan Chitwood
Рет қаралды 9 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
0:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 21 МЛН