ERi-TV Sayda/ሳይዳ: ዕላል ምስ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ብዛዕባ ቅያታት ገብርኤላ ሃንሶን ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ሰራዊት ኤርትራ

  Рет қаралды 72,614

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер
@fikri1969
@fikri1969 5 жыл бұрын
The tenacity and resilience of Eritrea is without a doubt an acomplishment of Eritrean women. Denden media keep up the good work.
@teame1237
@teame1237 4 жыл бұрын
ሰላም ሰላም መደብ ሳይዳ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ብዙሓት ሰብ ታሪኽ ኣለዋ ግን ምስ ርሕቀት ዓዲ ይኹን መናባብሮ ኣብ ዚ መደብ ዘይ ቀረባ ምስ ብዙሕ መውጋእተን ጅግንነተን እንከለዋ እሞ መደብ ክትገብርለን ቴል ሰደድልና
@danielteklehaimanot8839
@danielteklehaimanot8839 11 ай бұрын
Great comment, they should came to share their stories from all corners of Ertra 🇪🇷👍
@ERITREAMEDIA
@ERITREAMEDIA 5 жыл бұрын
*ኣቤት ዝሓለፈ ታሪኽ ኽብርን ንዓኽን ጀጋኑ ኣዴታትና*
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
Yessss
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 5 жыл бұрын
ማና ኪዳነ ዲኺ ትባሃሊ ? ወይ ።ስኺ ! ፊሊፕስ'ሲ ስብን ሃገራውን ኢልኪ ዲኺ ሓሲብኪዬ ክንደይ ክቡራት ኤርትራውያን የሕዋትና እኮ እዩ መርወይ ስሚዒቱ ጌርወን ዘሎ። ክንደይ ጀጋኑ አደ ጀጋኑን ድሜ አብ ማሕዬር አብ ማሕዮር ዳጒንውን ዘሎ ነዚስ ክብሪ ጀጋኑ ደቂ አንስትዬ ኤርትራ ክገልጽ መስል ዘይብሉ ዝዓስወ እንጌራ ሙሽሙሽ ሓሊብ ብቱክ ዝሞት ጸባ ርካሽ ስብ ኢዪ።
@ERITREAMEDIA
@ERITREAMEDIA 5 жыл бұрын
@@kidanemhret5257 ኣበይ ርኢኻዮ ?! እዚ ብበለካ ለኽዓካ ዝዉረ ወረ ኣበይ እዩ ከብጽሓኩም ?! እንታይ እዩ'ከ እቲ ተንኮል ንሓደ ጀነራል ፈሊኹም ገበን ኸተሰክምዎ ትፍትኑ ? እቶም ዝጨዉዩን ዝኣስሩን ደኣ ካልኦት'ዶ ኣይኮኑን ? ጀ-ፍሊፖስ ኣዛዚ ግንባራት ሰራዊት ደኣ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ምስ እስርቤት ስቪላዉያን or ፖለቲካዉያን ? ብፍሊጶስ ተኣሲረ ዝብል ዉልቀሰብ ንምስክር ሰሚዕካ ትፈልጥ ? እስከ ንገረኒ ?
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 5 жыл бұрын
@@ERITREAMEDIA እንታይ ድዮ " ዘይ ስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ" እዪ ናትኪ ነገር ፍሊፕስ እኮ ካብቲ ንስኺ ትፈልጥዬ አነ ዝፈልጦ ይበዝሕ አነ ክሳብ ካብ ሜዳ አዛዚ ክፍለ ስራዊት 70 ከሎ ብፍላይ አብ ኩናት ኣሶሳ አጸቢቅ እየ ዝፈልጦ ድሕሪኡ'ውን አዛዚ ግንበር መረብ ስቲ ምስ ኮነ ።እዚ ቅንጻልን ደም ስውአትና ረጊጹ ዝኸድን ንብዙሓት ደቂ እንስትዬ አገልግሎት ሃገራዊ ግቡኤን ክፍጽማ ዝመጻ ዝዓመጸን። ስብ ምኳኑ አብ ሳክቲዝም ናይ ጥፍአት ዘመተ እንታይ ምኻኑ ክትፈልጥዬ ትኽእሊ ኢኺ ።እዚ ውድሓንኪ።
@ERITREAMEDIA
@ERITREAMEDIA 5 жыл бұрын
@@kidanemhret5257 ሳክቲዝም ክክክ ሳክቲዚም'ዶ ኢልካ !? መን እዩ ሳክቲዝም ? ካበይ ይምንጩ ? ንምንታይ ተሓቢኡ ይዛረብ ? ። እቲ ዘሕዝን መንነቶም ዘይትፈልጦ ወላ ናይ ተሓቢኦም ዝጽሕፉ ኢኹም ትኣምኑ። ሳክቲዝም ሓቂ እንተለዎ ንምንታይ ብዛዕባ ዝተቀልዑ ሰባት እናተዛረበ፡ ተሓቢኡ ይዛረብ ? ኣበይ ዓዲን ሃገርን እዩ ተራእዩ መስካሪ ተሓቢኡ ዝምስክር ? ሓዚነልኩም ። ሰብ ሓቂ እንተለዎ እሞ ድማ ንሃገርን ንህዝብን ሓላዩ እንተ ኮይኑ መንነቱ ቀሊዑ ጭብጢ ኣምጺኡ እዩ ኽዛረብ ዘለዎ። በዓል ጀነራል ፍሊጶስ ተሓቢኦም ኣይኮኑን ልእላዊት ሃገር ነጻ ኣዉጽኦማ ፡ እንበሺ ከማን መሪሖም ኣሰዊኦም ተቃሊሶም ደሞም ከስኪሶም እዮም ልእላዊት ሃገር ኣረኪቦሙና። ስለዚ እዚ ናትካ ዘረባ "ወረ" እንበር ጭብጢ እንተለካ ፡እተን ተዓሚጽና ፡እተን ተኣሲርና ወይ ተኣሲረ ብጀነራል ዝብል ዕድመ ንቴክኖሎጂ ገጹ ቀሊዑ ይዛረብ። ኣኸለ ብሩኸይ። ኣብ ሓሸዉየ ግዜኻ ኣይተጥፍእ ።
@simreth3954
@simreth3954 5 жыл бұрын
ታሪክ ኣዴታትና ዘርዚርካ ኣይውዳእን እዩ ክብርን ምስጋናን ነተን ንኩሉ ናይ ተፈጥሮ ጸገማት ተጻዊረን ናጽነት ዘምጻ ክቡራት ኣዴታት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eri5506
@eri5506 5 жыл бұрын
ፈቲኹም ጸሊኩም ጀጋኑ እዬም ሃገር ኣምጺኦም ሃገር ኣውሂሶም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filieri9056
@filieri9056 5 жыл бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@saragauleritrea8155
@saragauleritrea8155 5 жыл бұрын
Deki anestiyo Eritrea werotat atiken zetka tewgien dewaga kebren mogosn neaken yekun 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
@NMXNetvision
@NMXNetvision 5 жыл бұрын
ኣገራሚ ታሪኽ'ዩ፡ ለተገብርኤል ሓንቲ ካብተን ብዙሓት ሓርበኛታት ደቃኣንስቲዮና...!
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
መስተዉዓሊ 100%✔።
@sedatayhlelelkaniyeasdi2849
@sedatayhlelelkaniyeasdi2849 5 жыл бұрын
Entay emo letgbrel gehfemo alekum ab berka
@fekaryulbey4582
@fekaryulbey4582 5 жыл бұрын
ስቅ በል ረሳሕ መዋእልካ ብባዓል ፍሊጶስ በዞም ኣሮግቶት ክትታለል
@ghhagerawi1451
@ghhagerawi1451 5 жыл бұрын
Ezom jignnet Eritrawian msmae zehemekum ezom tarik zeyblom qomalat agame eiom
@ወዲኣዝማችመኸታጉንደታይ
@ወዲኣዝማችመኸታጉንደታይ 5 жыл бұрын
G h hagrwei ata donkro etom jegnu da hegdf atifewom ageme abe hexnt adom alwu sala jstudio kulu naye hegdf tekalu eue mene eue ertrwi mene eue ageme gize kefrdna eue hede bel donkro
@yuel8254
@yuel8254 Жыл бұрын
ERITREA. 🙏🏾🇪🇷♥️🙏🏾🇪🇷♥️🙏🏾🇪🇷♥️
@estellamahari5567
@estellamahari5567 5 жыл бұрын
Kebren mogosen n deki anestyo eritrea wetru awet n hafashe 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 4 жыл бұрын
Jeganu harbenatat deki anstiyo Ertra Tarik fesimen VIVA deki anstiyona 🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 5 жыл бұрын
Jeganu deki anistyo Eritrea ab kulu Tarik zelewen ewutat eyen.
@genetmelesnegash4621
@genetmelesnegash4621 5 жыл бұрын
Ntark Eriteawian zmesil si ab alem do yhlu ykewn amlak ybark Eritrean hizban ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ኣሜን ዚያዳይ 100 %✔።
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
ኣሜን 🐪🐪🐪
@E1991.
@E1991. 5 жыл бұрын
Genet Meles Negash Amen Amen 🙏
@kokobsl7701
@kokobsl7701 5 жыл бұрын
ጠላማት ጠሊምክሞ,ንዶ ነዚ ገርሂ ጅግና ዝኮነ ህዝቢ
@AbrahamKiflom-l3g
@AbrahamKiflom-l3g 2 күн бұрын
Zeydugam jinerali huxube manta feli jigena🎉🎉🎉🎉❤
@berie6325
@berie6325 5 жыл бұрын
ባዓል'ዚ ኢዮም #ጀነራል ሃገረ ኤርትራ፡ ብጣዓሚ ብጣዓሚ'ዩ ዘሐዝን። በጃ #ቢትወደድ ኣብራሃ ጋሕ በሉ።
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
Berie berie flipos sebay nay sebuit iyu abedeka ilkayomo ..kondaf Agame
@berie6325
@berie6325 5 жыл бұрын
@@dubatop7581 ጅስስ ኢናዓል ቀርናዕ። እስከ ስምካ ጌርካ ጽረፈኒ? ካበዲኡ ዝመጸ ወዲ ሸርሙጣ ኢዩ ደቀይ። #ዓጋመ ዓጋመ ካኣ እምበር ይብል ወዲ ለማኒት።
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
@@berie6325 ata kelbi tigray Agame ...ane address kihibeka Asgede ilka hitete abi Frankfurt Komal wekarya ...tigraway ika hakey
@hanijemal2842
@hanijemal2842 5 жыл бұрын
@@dubatop7581 sebat miktal miesar diyu sebay ablwo aye degefti hgdef kedem keman ka degefti dergi ekum nerkum memiszmexe mengsti . Wielu hadiru skyat hzbi eyu zsier emo mewaeilkum ab sidet eyu botakum
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
@@hanijemal2842 Kkkk kondafff intay aflituka.....nihina da Amet Amet nabi Eritrea yikeyid kemzey kemaka dika wahid ..ane diye abi sidet zeleku wala nisika Kkkk yigerm wekari ileka aleku
@gerietsegai7304
@gerietsegai7304 5 жыл бұрын
ጅግና ህዝቢ ጅግና ክወልድ ግድን ኢዩ!
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
100 %✔።
@g.m..r2270
@g.m..r2270 5 жыл бұрын
jigna hawi jeganu Wedi Eri🇪🇷🇪🇷💚❤️💙🇪🇷🇪🇷💚❤️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
መቅሰን 100%✔።
@eritreanasmara7014
@eritreanasmara7014 5 жыл бұрын
Do
@g.m..r2270
@g.m..r2270 5 жыл бұрын
@@eritreanasmara7014 lemeti gezgum tirihak. 😠😠
@g.m..r2270
@g.m..r2270 5 жыл бұрын
@@eritreanasmara7014 Kondaf agame 👈
@mogostommi3830
@mogostommi3830 5 жыл бұрын
እቲ ዘገርም ነገር ንገብሪኤላ ሓዋ ብዘይ ገለ ገበን መንካዕዶ የሚንዶ ብምባል ሓሳብ ስለዘቕረበ፡ ፉሉይ ሪኢቶ ስለዚነበሮ፡ ዚተማህረ ስለዚነበረ፡ ስለዚተቓወመ ጥራይ ሓደ ካብቶም ኣእላፍ ኣብ ሜዳ ካብ ዚተረሸኑ ኢዩ። እቲ ዘተሓሳስብ ድማ ገብሪኤላ ሓንሶም ኣጠፋፍኣ/ኣሰዋውኣ ናይ ሓዋ ብኸመይ ኢዩ ስለዘይትፈልጥ ከብዲኻ ዚቐርጽ'ዩ፡ ከምኡውን እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝን ከኣ ኪጋደል ዚወጸ ሓዋ ብጥይት ኣምሓራይ ዘይኮነ ብጥይት ብዓል ጀነራል ነቕዘ ከም ዚተቐትለ ስለዘይትፈልጥ ናብ ገዛ ቀተልቲ ሓዋ ምብጽሓዩ። ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራ ኣብ 1977 ናጽነት ኪርከብ ጭቡጥ ሩጉጽ እንከሎ ተምበናውያን ህግደፍ ምእንቲ ናይ መጻኢ ስልጣኖምን ሕልሚ ተልእኾ ኢትዮጵያውነቶምን ኪብሉ ንዉድባት ኤሪትራ ከም ቀዳማይ ጸላኢ ታርጌት ጌሮም ንምድምሳስ ስትራተጃዊ ምዝላቕ ኣዊጆም ንጀብሃ ምስ ኢትዮጵያዊ ዉዱብ ወያነ ኮይኖም ደምሲሶማ ቀጺሎም ድማ ንህዝቢ ኤሪትራ ነበረ ያ ነበረ ኪገብሩ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ኣብ ጉዕዞ ጥፍኣት ይምርሹ ኣለዉ።
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 5 жыл бұрын
ማና ፍቅሪ ማና ግድሊ ማና ጅግና ንገብሪኤላ ኣደ ጀግና ሓርበኛዊት በልለይ
@michaelzeregaber1666
@michaelzeregaber1666 5 жыл бұрын
Felpos gegena. Thanks
@samiwedifnotetbeb5248
@samiwedifnotetbeb5248 5 жыл бұрын
Tm bel
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኩቡር ጀነራል ሓላል ተባዕ ቀባጽ ዉፉይ ህድእ ድበለ ኣዘራርብኡ ሙኡዙዝ ኣብ ድሃለና ንሃሉ ኣለና ኣብ ኣሰርኩም ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✊💪👈።
@timketutesfazgi1096
@timketutesfazgi1096 5 жыл бұрын
መርሐባ ጎይታ ቃልስን ኹናትን ጎይታ ዓወትን ትብዓትን ኣቦ ራህዋን ናጽነትን ምስ ኩሉ ተቃላሳይ ተጋዳላይን ህዝብን ኤርትራ ኣጆኹም ቀጽልዎ ወነንቲ ክቡር ታሪኽ ኢኹም ብሂወት ዘለኹምን እቶም ዝሐለፉን ዝኸበረ ናይ ዓለም ታሪኽ ስለ ዝወነንኩም ደስ ይበልኩም ደስ ይበለና ወርቃዊ ታኣሪኽ ኤርትራ ነባሪ እዩ እንተ እቶም ታሪኽ ጀጋኑ ክትብርዙ ትፍትኑ ዘለኩም ናይ መርበባት ጅጋኑ ግን ኣብ ናይ ጉሐፍ ታርኽ ጥሒልኩም ምትራፍኩም ፍሉጥ እዩ ኣበርክቶ ታሪኽኩም ብደረጃ ዕድመኩም ግለጽዎ
@harounekubal8436
@harounekubal8436 2 жыл бұрын
ነመስግነኪ : ማና : ምስቲቪኤረ : ምስ : ንሕበነሉን : ንኾርዓሉን : ተባዕ ፣ ክቡር : ጀግና : ጀነራል : ፍሊጶስ : ወ/ ዮሀንስ : ጋሻኺ ።
@MM-yi4dg
@MM-yi4dg 5 жыл бұрын
በዓል ፍሊጶስ ሕጹባት መዓንጣ እዮም , ከምዞም ናይ ሎሚ ሃዲምና ዘለና.. ንሶም ውን ሃዲሞም ኣብ ኤውሮጳን ኣሜሪካን ክነብሩ ይኽእሉ ኔሮም እዮም .. በንጻሩ ግን ዓለም ብዘደንቕ ቅያ ንጸላኢ ከም ዝሃድም ጌሮሞ... ሕጂ ውን ናትና ታሪኽ ምስራሕ እምበር ታሪኾም ብምንእኣስ ሓንቲ ስድሪ ፈልከት ከምዘይብለና I’m 💯% Sure
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 5 жыл бұрын
M S ሓቅኻወታ ጎበዝ ክንዲ ርብዖም ዘይትመጽእ ብእልፊ ጨምላቓት ጀጋኑና ተዋሪዶም።
@የማነባርያ
@የማነባርያ 4 жыл бұрын
ኩቡር ሜ /ጀ ፊሊፖስ ሕጂ ሲ ቀድሞ ኢካ ከይ ቀደመካ ነዚ ሰብኣይ እምበር ክቅድመካ እዩ !!!!!ሕጂ ድማ ልክዕ ከምዛ G15 ሃይለ (ድሩዕ) ከም ናይ ባዓል ቢተወደድ ኣብርሃ !!!!ኣጥፊእዎም ዘሎ ናዓካ ድማ ከጥፈካ እዩ ሞ ፡፡ ንዓካ ኣጥፊኡ ድማ ነዚ ኣድጊ ኣምሓራይ እዩ ኮፍ ከብሎ። እዚ ኩሉ ገድሊ ተጋዲልካ ን ኣጋዲልካን ሲ ሞ ብላሽ ሓንቲ ስጉምቲ ውሰደሉ ኢካ ሃገር ድማ ትጥፍእ ኣላ ፡
@dirarberhedirarberhe1087
@dirarberhedirarberhe1087 5 жыл бұрын
እተን ዓዲ እቤቶ ኣሲርካየን ዘለካ ኣዴታት ውይ ጀጋኑ እየን ፍትሓየን ኣታ ግፍዐኛ
@samearmas2861
@samearmas2861 5 жыл бұрын
Seket kofkude agame etadeka yetika kofkufe
@samearmas2861
@samearmas2861 5 жыл бұрын
@@blenb6171 seket wegine wahide
@እምባጠቐራ
@እምባጠቐራ 5 жыл бұрын
@@blenb6171 ሮክራክ ወካርያ
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
@@blenb6171 kelbi tigray Agame tadekayetweka Nay adika zeytigebir nay Eritrea intay yeteweka komal Agame
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
Dirar brhane komal Agame
@Filimon.Tsa.G
@Filimon.Tsa.G 5 жыл бұрын
ላይክ ኮመንት ሸር እስከ ኣይትሕመቁ ነዞም ኣያታትና ናጽነት ዘምጹን ሕጂ ከኣ ኣብ ምውሓስ ሃገርን ምህናጽ ሃገርን ዝርከቡ ዘለዉ ከማና ኣይኮንን ተሰዲዶም ደስ እናበሎም ዝበልዑ ዘለዉ። እንታይ ደኣ ምዕብልትን ብልጽግትን ሃገር ንምህናጽ ንወሎዶ ሓንቲ ብዘግነት ዝተመስረተት ንኩሉ ኣብኣ ዝነብር ብማዕረ ትኮኖም ሃገር ንመጻኢ ዎሎዶ ዮም ዝሃንጹ ዘለዉ ክብሪ ይሃቦም ። ዞም ቆማላይ ድጅታል ሃመማ ወያነ ከኣ ረአይዎም ዲስ ላይክ ይገብሩ ኣለዉ ሓሳዳት።
@nzy4459
@nzy4459 5 жыл бұрын
ጅጋኑ ሰብ ቅያ እኹም ህዝባዊ ግንባር ። long live Eritrea ዓወት ንሓፋሽ
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 2 жыл бұрын
Yesus ni eritrea yibarikan yihalliwan yifewissan amen
@ዕግበትሕልና
@ዕግበትሕልና 5 жыл бұрын
እዞም ትጻረፉ ደለኹም ታጋሩን ዲቂተጋሩን ምዃንኩም ክሕብረኩም ይፈቱ።እዚ ትሪእዎ ዘለኹም ንደርጊ ካብቶም ደም ድፋጭኡ ዘስተዩ ጂግና እዪ ክንደይ ዓበይቲ ወራራት ካብ ተራ ስጋብ መራሒ ኮይኑ ኢድ ብኢድ ዝተጠማጠመ ጅግና እዩ ደይ ከምዚ ከማና ካብ ሽግርና ንሃድም ንሱ ግን ኣንጻር ወረርቲን ዓመጽቲን ብንእስነቱ ምስ ብጾቱ ዝገጠመ ኤርትራዊ እዩ፡ ኮሙኡ ውን ንማለሊት ሓደ ክሳብ አዛ ትማሊ ናይ ሰላም እዋን ካብቶም ድቃስ ዝኸልእዋ ሰባት ሓደ ምዃኑ ክሕብረኩም ይፈቱ ሰብ ክትጸልኡ ትኽእሉ ኢኹም ጅግነቶምን ተወፋይነቶምን ግን ብምንም ተኣምር ከተቋናጽብዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡ግርም ኣብገዛ ተሸጉጥካ ሰብኡት ኢና ናይሰብኡት ደኣ ንግበር።
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 5 жыл бұрын
ዓቅሊ ጽበት ኢዩ ሕኑቕ እንታይ የውጽእ ዓፋራ ኢሎሞ ግደፎም ይግዓሩ።
@tsegutsegu3365
@tsegutsegu3365 5 жыл бұрын
Enjera Ezgi bla wdey, kemzi kemaka Lebam yeflto
@oneday5754
@oneday5754 5 жыл бұрын
Kehzneka eu zgbeo beal ezi Generalat kbehalu yehzn enqa ka buzuh gzie interview zgebr aykone meshak mgeberena neyru
@efrimalem9645
@efrimalem9645 5 жыл бұрын
ዕግበት ሕልና 1000000000 Liek neaka habibi
@amra5753
@amra5753 2 жыл бұрын
Good morning m'y People and m'y country. Longe time thankyou all
@geregebre2742
@geregebre2742 5 жыл бұрын
ኣደታትና ኣቦታትና ጀጋኑ ዮም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ!!!!!!!!
@optimisticman3412
@optimisticman3412 5 жыл бұрын
እዛ ኹላ ትጻረፍ ዘላ ፈሳዊት ንፈሳዊት ሲ እንታይ ኮን ጌራ እያ ብዘካ ህድማን ኣብ ስደት መጺኻ ኽኣ ንሶሻል ሜድያ ድፋዕ ተጠቂምካ ምጽራፍን ኩላ ሙሽሙሽ ንሙሽሙሽ ብህጻውንቲ ዓረብ ተደከረት በኻይት
@maitemenai7307
@maitemenai7307 5 жыл бұрын
ሎሚ መደብ ሳይዳ ድጂታል ወያነ አዮም መሊኦማ። ንጂግና ጀነራል ፍሊጶስ ሚስረኣዩ ባህሪሮም።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ክክክክክ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብ ደንጎላ ኦሮሞ ባህሪሮም ናብ መቐለ ክክክ ሕጂ ከኣ እታ ቴለቬዝን ናይ ትግራይ መደቦም ዚሮ 000 ኮይኑ ኣሰልቺዎም ካብ ናትና ትምህርቲ ይማሃሩ ኣለዉ እዚ ጀነራልና ድዛረቦ ደሎ ቀሊል ኢዩ እቲ ምስጢር ግን ኣብዚ ኣይ ዛረበሉን ኢዩ ሃመም ሃመም ኣይ ትበሉ ዉጹ ግዜኹም ኣይ ተጥፉኡ ክክክክክ ሳዓረ ሞይታ ዋይ ዋይ ክክክክ
@hwuyetmedia5931
@hwuyetmedia5931 5 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ድኣ ብሂወቱን ንብረቱን ብዘይ ኣፋላላይ ጾታን ሃይማኖትን ንናጽነት ኢዬም ዝተቃለሱ። ንግርህነት ህዝቢ ኤርትራ መዝሚዝኩም ብሽም ስውኣትና ክትሽቁጡ ጸኒሒኹም ኣለኹም ካብ ሕጂ ግን የለን ህዝቢ ፈሊጡኩም ኢዩ። ንሱኹም ድኣ ተሳጉጉ ተሳዱዱን ትኣስሩን እንበር። ግን ድሓን ዕላማ ስዋኣትና ዊዒሉ ሓዲሩ ክንትግብሮ ኢዩ። ንስኻ ኽኣ ግዜ'ኻ ጥራይ ተጸበ ከምዛ ናይ ፍሊጶስ ከም ማስቲካ ተጠቂሙ ክድርቤካ🗑 ኢዩ ወዲ ተንቤን ተመን።
@samilmiki7755
@samilmiki7755 3 жыл бұрын
Kakk ygermeka u jeganu atfika dkas yelon nklu gziyealewo
@samielbeyene4667
@samielbeyene4667 Жыл бұрын
Pow ahhhhhhh
@mera3126
@mera3126 2 жыл бұрын
ጓል ፍሊጶስ ኣብ ኮሎጅ ዓዲ ቀይሕ ትምሃር ኣሕዋትና ኣብ ኲናት ይጠፍእ ሓደ ማዓልቲ ግን ህዝብና ክዕወት ዩ ቡኡነት ኣነስ ኮሎጅ ዓዲ ቀይሕ ተዝኣቱ ነይረስ ምቀንጸልክዎ
@benkokobe
@benkokobe 5 жыл бұрын
እዚ ሺሕ ኪሎሜትር ኮንኩም ትፀርፍዎ ዘለኹም ሰብ ፡ ናይ ጂግና መለኽዒ፡ ብንእስነቱ ንደርጊ ደም ዘንበዐ ታሪኩ ውሑስ ጂግና ዩ። ጂግንነትን መዓንጣን ንኹሉ ኣይተዋህበ።
@wedigashe8244
@wedigashe8244 5 жыл бұрын
Well Came Eritrean History ti is very good History ti is True 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@saideyessuf2503
@saideyessuf2503 5 жыл бұрын
ሃተፍተፍ የበል ኣሎ ፍሊጶስ ዘይነበሮ ታሪኽ ይዛረብ ኣሎ ። ብዛዕባ ተጋደልቲ ኣይተዛረብ ሃትፍ በኣካ ዝላዓሉ ኣይኮነን ዲክታቶር ታሪኽ የበላሺ ኣለካ ዲክታቶር
@loveit2571
@loveit2571 5 жыл бұрын
Klae eska ke tarik aleka malet dyu .ab tehti koberta koinka tray yeakil bel .
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
Saide komal JIGNA iyu Flipos 🦁🦁🦁🐯🐯🐯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿 FLIPOS JEGNA
@maekeleatobrhan3220
@maekeleatobrhan3220 5 жыл бұрын
እዚኦም ትጻረፉስ ብዛዕቡኡ ዘይኮነስ ብዛዕባ ካሊእ ሰብ ዩ ዝዛረብ ዘሎ እንታይ ዩ ጸገምኩም ብዛዕባ ታሪኽ እምበር ብዛዕባ ህሉው ኣተዛረበን ወይስ ታሪኽ ስውራ ኤርትራ ዘይተዋሕጠልኩም ኢኹም ማለት ዩ ሃደምቲ ሃዲምኩም ሳሃራን በረኻን ባሕርን ዝመጻእኩምስ ነዚ ኣንበሳ ግንባራትን ምኩሓት ዘድንን ኣብ ዝባን ታንክታት ዝዘልል ክትጸርፍዎ ትኽእሉ ኢኹም ተሓቢእኩም ጽፍሪ ክትሰብሩሉ ግን ኣይትኽእሉን ኢኹም ሃደምቲ ወኻሩ ሸይንቲ ኣብ ስሪኦም ቅልቅል እንተ ዝብለኩም ነሩ ከይተዛረበ ወይ ወስ ከይበለልኩም መመትኩም ሙጅሉጋት ብሓደ ረሻይዳ እንዳ ተጨፍጨፍኩም መጺእኩ ኣናብስ ክትጸርፉ ክትሓፍሩ ይግበኣኩም
@berhanehidray6679
@berhanehidray6679 5 жыл бұрын
Sga seb zbelea tarik kigelx ayfkedon eu sk bel baelu kiwared ab medai wexieu atfiamuna eba nhawaru kab brkit hagerna ahhhh
@efremtes6654
@efremtes6654 5 жыл бұрын
ኣታ ኒስካ ከ መን የብልካ ኮሙኡ ሰታይ ደም አርታራዊ ዲካ ኮንካ ዲካ ቲህለከሉ ዘለካ ወካርያ ሃሳዊ
@maekeleatobrhan3220
@maekeleatobrhan3220 5 жыл бұрын
@@efremtes6654 ኣነ ተሓላቒ ዘይኮንኩስ ሰብ ዘምሕረሉ ዓቕሙ እንተ ገበረ ዩ ዘጸብቐሉ ስለዚ ንነብሰይ ክመርሕ ዝመጻእኩ ነብሰይ ይመርሕ እምበር ክጸርፍ ዝውዕል ደኣ መኣስ ጽሉል ኮይነ ክነግረካ ባ ሰበኣይስ ከብቱ ተዘሚተን ካሩኡ ከኣ ወሲዶማ እቶም ሸፋቱ ከብትኻ ዳ ኢሎም ምስ ሓተትዎ ኣብ ዓዲ ተዘሚተን ኢሉዎም ካራኻ ከ ኢሎሞ ወሲዶማ ጸርፊ ግን ኣይገደፍኩሎምን ኢሉ ኢሎሞ ጽረፉ ኣጻሕጺሕኩም ዩ ጸባ ይስተ ኣንበሳ ናቕፋ ጻሕጻሕቲ
@efremtes6654
@efremtes6654 5 жыл бұрын
ሰማአኒ ዚኣርከይ ኣናቢስ ናቕፋ ኣቡኡ አዮም ተሪፎም ባአል ፊልጶስ ግን ንህዝቢ ኣርትራ ኪትፉኡ አሎም ኣብ ከዉሂ ተሃቤኦም ዚኣቲዉ መርዛማት ተመን ኣጻመኣ አዮም ኪንደይ መነሰያት ካአ ኣቲፌኡ መናልባት ኣብ ገዛኩም ሰለ ዘይበጻሃኩም የከዉን ጊን መስ በጻሃኩም አኩም ቲፈልቲዎ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ክክክክክክ ይገርም ኢዩ ናይ እዚኤን ሰኺረን ኣብ ስሪኦም ድሸኑ ሃሃሃ መሳቱኦም ኣብ ዶባት ይሓድሩ ን ሶም ከኣ ኣብ ዲስኮ በልዓክስ ኣልዋንጣ ክክክ
@saidanahom382
@saidanahom382 5 жыл бұрын
ዝብኢ ቀትሪ ክሳብ ግዜኽ ዘብቅ ስቅ ኢልካ ጅባኻ ምላእ ስራሕ ኮርፖራል ዝስራሕካስ ጀነራል ኣብ ዓዲ ዕውራት ዓደ ዓይኑ ይነግስ
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
ባባ ፊሊጶስ ፡ ጅግና ወዲ ጀጋኑ! ኣብ ጎድንኻ ኣለለና። ግን በጃኹም ነዘን ወኻሩ ወያነ ህደኑልና።
@filmon203
@filmon203 5 жыл бұрын
ስብሓት ጋሓ ኣቢሎም ዶኦ
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
Filmon ታባን ወጻእ ወጃብ ዓጋመ
@filmon203
@filmon203 5 жыл бұрын
@@amannegus8465 ትጉራዋይ እዲዩ ዝገዝኣኩም ዞሎ ስኑፍ በሉ ጉዳይ ናይ ስብሓት ቅበጻ ህግደፍ ጌና
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
ትግራዋይ ጉሓፍ ምስ ኤርትራዊ ኣይተወዳድሮ
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
ትግራዋይ ቆሻሻ ጉሓፍ
@nzy4459
@nzy4459 5 жыл бұрын
እዞም dislike ዝግብሩ ዘለዉ ድጂትያል ወያነን ክዳዓት ተቃምርትን ታሪኽ ህዝቢ ኤረትራ ክልዕልን ክዝክርን ኮሎ ሕማም ርእሲ ስልዝግብረሎም እዮም dislike ዝግብሩ ዘለዉ ። ታርኻና ግና ንዝልኣልም ክዝከር ክንብር እያ ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንሃመማ ወያነን ክድዓት ተቃምርትን።
@almazgeb5740
@almazgeb5740 5 жыл бұрын
Ery welala btami tedengex eka rska asrahyo hgded da tarik hizbi eritrea kkebru hizbi ertrea ketfu dkas zeyblom zhadru dey kon mkan degafi hgdef mkan blhi aemoro aydleykan eyu nsom zbelun bzmerkun mnbar tray eyu zedlyeka
@herihero4255
@herihero4255 5 жыл бұрын
ዋይ ጸማም ሓድ ደርፉ ወያነ ንዓካ ይቆርቡካ 10 ወያነ ክትብል ትውዕል ዘለካ፡፡
@nzy4459
@nzy4459 5 жыл бұрын
@@almazgeb5740 ዓሻ ኮንኪ ዘይትስትውዕሊ ክም ባባጋሎ ክዳዓት ተቆምርቲ ዝብልዎ ትድግሚ ኮንኪ እምበር ። ታሪኽ ህግደፍ/ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤረትራ እዩ ። ንስኹምን ኮርኩር ስርዓት ወያነን እኹም ታሪኽ ህዝቢ ኤረትራ ክጥፍኡ ትጽዕሩ ዘለኹም ምኻን ግና ኣብይኩም ዘሎ። ሰለዚ ልቢ ግበሪ ደድሕሪ ዕውራት ኣይትኽዲ ከይጽድፉኺ ።
@nzy4459
@nzy4459 5 жыл бұрын
Heri Hero ብምንታይ ንዓይ ስርዓት ወያነ ቅርቡኒ እዞም ጥላማት... ጸልእኻዮም ድኻ ንመርሕትኻ ስርዓት ወያነ ናበይ ክትግሕፎም ደልኻ ? እንዳባጎኒ ከድካ ጎሓፎም እንድሕር ጸልእክዮም ። ክምዞ ናብ ቤትመስርቲ ዝግሓፉ ዘለዉ ብሕማቅ ትግብራቶም።
@nzy4459
@nzy4459 5 жыл бұрын
welde ጎይታ ኣፍርቃ እዩ ትግድላይ ኢስያስ ኣፍውርቂ ጎይታይ ጥራይ ወይ ጎይትኻ ጥራይ ኣኮነን...
@robitv5961
@robitv5961 5 жыл бұрын
ኣታ ጅፍጁፍ ሰራቂ ሽፍታ ኣሰር ስብሓት ክትስዕብ እኻ ጽናሕ
@maitemenai7307
@maitemenai7307 5 жыл бұрын
ኣየ ድጂታል ወያነ አቲ ን0ና ትትምነይዎ ኩሉ ኩፉአ ናባኩም ይወርድ ኣሎ ናታትኩም ጀነራላት ከም ሃመማ ይወድቁ ኣለዉ። ጀነራል ስብሓት ከኣ ሓውዩ ነቦታትካ ወያነ ካብ ስሮም ከጥፍኦም ይቀራረብ ኣሎ።
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
እወ ናብ ዲጂታል ወያነ ሕማቕ ይወርድ ኣሎ። ናባና ዝበበልዎ ናብኣቶም ተጠውዩ
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
እንታይ ማለትካ እዩ? ሰብኣይ እንተኾንካ ኣነጽራ
@robitv5961
@robitv5961 5 жыл бұрын
@@maitemenai7307 ኣየ ብዓል ንስካ ብዘይካ ድጅታል ወያነ ካልእ ኣይትፈልጡን እኩም ንሳ ጥራሕ እኩም ተማሂርኩም ላህዛዝ ዋሒድ ደንቆሮ
@robitv5961
@robitv5961 5 жыл бұрын
@@amannegus8465 ጥዋዕ ይበሉ ናይ ወያነ ኣይ ግድሰንን እዩ ሃማም ኣፍ ኮንዶም
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 3 жыл бұрын
What a contributions..from the countless ,endless history . Why some of those pressing the dislike joke sign for these histories of struggle and a challenges of many odds and concluded with victory in May 1991 with /by those young and brilliant Eritreans now Leader and leaders/ president Ministers ,Ambassadors and Generals like General Philpos Welde Yohans . መን፡ እዩ፡ መነ፡ እዮም፡ እዞም፡ scoring dislike , pressing counting etc.. Eritreans I doubt ነዚ፡ ከም፡ ወርቂ፡ ብሐዊ፡ ዝተፈተነን፡ ዝተዓወተን፡ መስገደል፡ ጉዕዞ፡ ንናጽነት ። በዞም፡ ካብ፡ ብሱል፡ ጥረ፡ዝወጹ ፡ ሕጂ፡ መራሕን፡ መራሕትን፡ አምባሳደራትን፡ ጀነራላትን፡ ከም፡ ጀነራል፡ ፍሊጶስ፡ ወልደ፡ የው/ሐንስ ። More peace ,stability and progress for Eritrea and Eritreans.
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu 7 ай бұрын
ይድንቅ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
ማን ኪዳነ ጠላም ጎሐፍ ሰራኺት ፍሊጶስ በላዒ ሰብ ዝብኢ በላዕ መእሰይ
@MehariAbraham-zl5nf
@MehariAbraham-zl5nf 11 ай бұрын
👍👍👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ametesegid7213
@ametesegid7213 5 жыл бұрын
ጎይታ ሳሕል, ጎይታ ፈንቅል, ጎይታ ግምባር ደቀመሓረ. ህቡብ ተዋጋኣይ ኣዋግኣይ ጅግና ጀነራል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ.
@samsomtsaeda9882
@samsomtsaeda9882 5 жыл бұрын
Letegebriel Hamisom hafti Haile Hansom , hawa Haile Hansom kantom Menkaee tebahilu shaeibiya ziqeteloto eyu. Kulom etom nisa wediba nab shaebiya zisededetom kea menkaee tebahilom teasirom eyom. Gebriela bi shaeibiya bitami eya gihiti.
@samsonteklezgi3368
@samsonteklezgi3368 5 жыл бұрын
Viva Eritrea
@Nekidteray
@Nekidteray 5 жыл бұрын
Anta eziom Kondafat kan biza'abana kiketatelu, shim kekafeu'u, diyom tefetirom ? These people are insane, get a life, leave us alone, inferiority complex is your only asset you got , live your own life, stop unliking our posts, our videos.
@admasawi9006
@admasawi9006 5 жыл бұрын
ኣንታ ወዲ ሻርሙጣ ንስኻ እንተ ዘይ ረኸብናካ ንደቅኻ ከም በጊዒ ክንሓርዶም ኢና
@g.b334
@g.b334 5 жыл бұрын
መርሓባ ፍልቖስ ጅግና ፡ ናይ ባሓቒ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይ ምኖ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር
@sunlightfessehaie5929
@sunlightfessehaie5929 5 жыл бұрын
All digital weyane y sacred of him kkkk 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 he is hero
@peacecaseekpeacecaseek1919
@peacecaseekpeacecaseek1919 5 жыл бұрын
Ertrawi jegna harbegna general filipos! God bless you with good health and long life !
@aruaki4454
@aruaki4454 5 жыл бұрын
ዲጂታል ሃመማ ን ዲስላይክ ተጎየዩ እሳ እያ ዓቅምክን ታሪክ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራውያን እንዳ ሓደረ እዩ ዝኩላዕ
@ghhagerawi1451
@ghhagerawi1451 5 жыл бұрын
Dislike keyaxwwo emo bretna marikumna eilen down down keybla eilom eiomkkkkkk
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 5 жыл бұрын
ዓቕሊ ጽበት ዲዩ ኣብዚ ኮመንት ዘብክዮክን ዘሎ ኣኽላባት ዓድዋ
@erinohate9529
@erinohate9529 5 жыл бұрын
Semea endo kengreka debzahna ena ko anxaru nexhef delena , kemey percentage aytmharkan dika ab temrti ember do....
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 5 жыл бұрын
ጸርፊ ኣይተምሃርኩን። ትጻረፉ እንበር እንታይ ሓሳብ ዘቐመጥኩሞ ኣሎ
@hjerio7048
@hjerio7048 5 жыл бұрын
@@erinohate9529 kkkk ab alem eko himak zgebr ybezh bezihkum emo entay kitgebru rinakum bejeka hmak migbarn mxihafn
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
@@hjerio7048 ክክክክክ ናይ ዲሲ ኣዚኪርኩምኒ በዚሕና በዚሕና ሃየ እንተ በልካ ሲ ካብ ይኣክል ናብ ሓዚ ሓዚ ካብኡ ኸ ተጨዉያ ዶ ህግደፍ ኣትዮምና ዶ ሱቕ ኢልካ ቆሎ ጥጥቖ በቃ ክክክክ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ክክክክ ኣኽላባት ዓድዋ ንበይነን ኢየን ድነፍራ ደለዋ ክክክ ብ ኦሮሞ ጸባ ኣስቲዮምና ብደንጎላ ናብ ሆቴል መቐለ ካብ ስራሕ ኣባሪሮሞን ክክክ
@dahabteklezgi4173
@dahabteklezgi4173 5 жыл бұрын
Mana bkdamnet sela ymnyelkie adreskum delye nere sele naye letegbral hnso habreta alenie
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 5 жыл бұрын
Salute our heroes for life!!! thanks for freedom and peace GOD bless!!🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆
@adhanomfitsum7252
@adhanomfitsum7252 5 жыл бұрын
ያ ንስኻ ንባዕልኻ ዘይፈልውጡኻ እንበር ካብ ጸላኢ ዘፍሊ እንታይ ኣለካ ነጂስ
@samuelberhe7223
@samuelberhe7223 5 жыл бұрын
Adhanom Fitsum zeblae zereba bro
@የማነባርያ
@የማነባርያ 4 жыл бұрын
ዛ ሓወይ መጀመርታ ካብ ትም ኢልካ ትጸርፍ ቅድም ከምቲ ናቱ ጅግንነት ስራሕ ኢካ ንሶም ኣብዚ ናትካ ዕድመ ዝነበርሉ ንሓንቲ !!!ኤርትራ እዩ ኔሩ ቃልሶም ዕድሜኦም ድማ ኣብ በረኻታት ተጋዲሎም ን ኣጋዲሎምን እዮም ንስካ ግን ኣብቲ ናቶም ዕድመ ንእስነቶም ንሓንቲ ሃገር ኤርትራ ኣብ ጎቦታት ሃገሮም ጅግንነት ን ቅያን ሰሪሖምን እዮም ??? ንስካ ግን ኣይኮነን ከምቲ ናቶም ክትገብር ኣብ በረኻታት ሃገርካ !!! ምስ ጸላኢ ደርጊ ክትዋጋእ ንሓደ ፖሊስ ናይ መደበራት ድሓን ወላ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ድሕን ኔርካ ሲ ሓደ ሓዘካ መጀር እዩ ኮ ን መንእሰያት ኣብ ፍቀዶ ኣንጎሎ ዝሃድሙ ዝገብር። እንተ እዚ ናይ ሎሚ ወለዶ ግን ጀብጀብ ማዓንጥኡ እዩ ትም ኢልካ ኣይትጻረፍ ኢካ ሓራይ ዶ !!!ካብ ትም ኢልካ ኣብ ማስ ሜድያ ወጺካ ኣብ youtube &facebook ወጺካ ጸርፊ ንሃገርካ ዳኣ ሞ ዘይተማሓድር ንሃገረይ ኢልካ መስዋእቲ ዘይትኸፍል ንምንታይ ዲካ ወጺካ !!!ኡሱርቤት & ነዘን ናይ ዓመት ክልተ ዓመት ኣገልጉሎት ጸሊካኣ ኢካ ኮ ወጺካ ድሓን ኩን ኢካ
@michaelzeregaber1666
@michaelzeregaber1666 5 жыл бұрын
Aberaham kedane you right viva e p l f 🇪🇷 🇪🇷 Eritrea
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 5 жыл бұрын
Michael Zeregaber eplf was dead in 1994 hgdef distorted our country
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ተባዕ ኣቦ ( ፈንቅል) ባጽዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ኩሉኹም መራሕትና ተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣለና! ኣብ ኣሰርኩም ወትሩ ንሕበን በኣኹም ዓወት ንሓፋሽ✊💪👈። ቃል ወዲ ኣፎም ጅግና ኣምበሳ ናቕፋ game 😜🐒😜 Over ወያነ ሰዓብቱን። ኣኣብ ደለናዮ ሰላምና ይብዛሕ ደቂ ኤረይ! የቐነልና ጅግና ዋዕሮ ማና ከምዚኣ ገርኩ ጥራይ ኩሉኹም ነንእሽቶይ ኣዘንቱዉልና ነዞም ናኣሽቱ ዎሎዶ በልለይ። ወያነ ብደንጎላ ባህሪራ ኣብ ሆቴል ወዲኦሞ ገንዘቦም ክክክክ
@tekeratv7312
@tekeratv7312 5 жыл бұрын
ፍሊፖስ ጅግና ኢካ ወካሩ ኣብ ኮመንት ክፍኩሩ ይውዕሉ
@ksanet14ever63
@ksanet14ever63 5 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል ዕድመን ጥዕናን,ክ/ሰራዊት 70 ብ 1990 መጥቃዕቲ ኦሳሳ ኢትዮጵያ እንክሰምዕ መመሊሰ ይሕበን ። ነቲ ታሪኽ ኣብ Eritrean srhit fenkil(dama fenkl) ኢልኩም ርከብዋ ኣብ ዩቱብ
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 5 жыл бұрын
ኩሉ ኩቡር ዋጋ ተከፊሉ ንስለ ኤርትራ ፨ That's why ኤርትራና ነፍቅራ
@amanuelheyile5878
@amanuelheyile5878 5 жыл бұрын
ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ኻብ ባሕሪ ብማንካ
@danielshumbay5594
@danielshumbay5594 5 жыл бұрын
Eway Eri ata nskas General. Eway ayhaku endyu Eseyas kinekena.
@senayahferom514
@senayahferom514 5 жыл бұрын
*ኽብርን ሞጎስን ጀጋኑና፡ ድጅታል ወያነ ታሪኽ ጀጋኑና ኽሰምዓ ከለዋ እንጹሩር እዩ ዝብለን*
@Avelrepo
@Avelrepo 5 жыл бұрын
EPLF 4Life 🇪🇷 🐪☝🏽
@abdulahmed5768
@abdulahmed5768 5 жыл бұрын
Lol digital qumal aka yakil are back the DISLIKES have multipled comparing to the last two weeks.
@shuruqshams2247
@shuruqshams2247 4 жыл бұрын
That’s how we feel toward the criminals in Eritrea. Filopos is one of them FYI.
@redsea2432
@redsea2432 5 жыл бұрын
ፈገር መዳናገሪ ኒስካ ብካት ቲበሃል የብልካን ናይ ሃንቲ ሃገር ጀነራል ኪትከዊን። አዚ ትሬኢዎ ባድላ ገይሩ ሰብ ይመሲል ሃንቲ የብሉን ናይ ሳዋ መራሂ ጋንታ ብ 10 አጽፊ ይበሊጽ ካብ ዚገርመኩም ሲ መጀመርታ 2015 ከባቢ ወርሂ 3 ኣብ ተሰነይ ሚስ አዝራ ዚተባህለ ነጋዳይ ሰኣት 11 ናይ ለይቲ ኩማር ኪጻወት ቢኣይነይ ሬኢዮ በኣል አዚ ዮም ሃገር ዚመርሁ ዘሉዉ ።
@asmerom1945
@asmerom1945 5 жыл бұрын
ኤርትሪ ዘፉረየቶ ጅግና ጀነራል
@danieltv7052
@danieltv7052 5 жыл бұрын
dehan eza Merat Bala ketfrdkum eya frdkum teray texbyu setyti dem ☝️
@biniameyassu1816
@biniameyassu1816 5 жыл бұрын
እዚ ሰብ ክንደይ ኤርትራውያን ከምዝዓመጸ ትፈልጡ ዶ ክንደይ አገልግሎት ዝነበራ አዋልድ ኣስመራ ዓሚጹ ሎ He is Rapist
@biniameyassu1816
@biniameyassu1816 5 жыл бұрын
@@easymachineasyfactery4661 አበይ እሞ ሓሚቅና እንዲና፣ አመና ሰኒፍና
@fekaryulbey4582
@fekaryulbey4582 5 жыл бұрын
ተጋድሎ ሓርነት ገለ ኣይትበል ተጋጣጢምና ኢና ኣንታ ረሳሕ ፍሊጶስ ከምቶም ኣብ ጎዳጉዲ ጾሞም ትሕድሮም ዘለካ ናባካ እያ ቅንይ ኢላ ኣንታ ረሳሕ
@fekaryulbey4582
@fekaryulbey4582 5 жыл бұрын
@@biniam5667 እዋ ይስደድ እወ ሓለፍተይ ጠላማትን ሰረቅትን እንተ ኮይኖም ድኣ ኣንታ ሕልና ግበር
@9tribez1nation30
@9tribez1nation30 5 жыл бұрын
Ayewe eritrawit tegadalit Ayewe Gedaim tegadelti HIZBAWI GINBAR
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 5 жыл бұрын
Still know dijital dislike 😂😂😂bejebj sala hzbawi gnbar adi atkn enber ksab hji shre mhalekn
@eri5506
@eri5506 5 жыл бұрын
isayas ghirmay abey yrdom elkayom eka enda digital weyane
@almazgeb5740
@almazgeb5740 5 жыл бұрын
Iseyas ghirmay btami eyu zgerem bal nskat menseyat dikim ktbahalu wetsa hzbi eritrea zeyrdakum
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 5 жыл бұрын
ኣብነታዊት ኣደ ኢልኩም ሸልምዎ በጃኩም ነዛ ጅግና ኣዴና።
@filmon203
@filmon203 5 жыл бұрын
ኣንስቲ ኣከለጉዛይ ከም ጅጋና ደኣ ካብ መኣስእ ፈሊጥኩመን ክሓስመኩም ሃገራዊን ትቡልና ምስ ረሃወኩም ከኣ ህግደፍ ንደቂ ኣከለ ተጋሩ ትቡሉ
@merhawiwedigashmerhawiwedi8812
@merhawiwedigashmerhawiwedi8812 5 жыл бұрын
ዕላልን ዓላን ዝነበረ ገዲፍካ ዕልዋ ኣካይድ ሃገርኩም። እዚ ጠላም ጠሊምኩም 'ዩ። ሰብ ኩኑ
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 5 жыл бұрын
Demenga hzbi Eritrea
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
ንስኻኸ እንታይ ዜግነነትካ?
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 5 жыл бұрын
Ezi dea filut Agame ember Kulum ezom dislike zigebru wiegin eyom kubur hawei
@hxbxbbzbzx4705
@hxbxbbzbzx4705 5 жыл бұрын
Ate neka zekwen kazfei hemam yeftrlka
@hizbawiserawit7109
@hizbawiserawit7109 5 жыл бұрын
Where is Our True General, General Sphat Efrem ?? You wolves Did something to him..
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 5 жыл бұрын
Nekez hzbi Eritrea
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
U both selam nikulu and easy machine u are fucking cowards ..bizerebu tirahi kitharu delikum ..wekaru awrajawiyan
@easymachineasyfactery4661
@easymachineasyfactery4661 5 жыл бұрын
duba top you are port off them just wait Change coming soon . Polipoes he never be hero . He blood hand he kill all the hero & young eritrea . If you do’t believe go ask any eritrea family ? Or wait till they kill one off your family member ......... open your eyes
@sabatekle6948
@sabatekle6948 5 жыл бұрын
ጅግና ጀነራል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግንነትካ ዝዋዓለ ይንገርካ
@bianko6541
@bianko6541 5 жыл бұрын
Men kem eritrawi 🇪🇷viva Erina🇪🇷👊🏽
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 5 ай бұрын
BEJAKA KIBUR ERITRAWI GENERAL FILIPOS .WELDEYOHANNES...NEZEN AB SAWA AB SERAWIT ZELOWA MENISEY AWALID AHWATNA DIHRY.. KILITE AMET.. AGHELGHILOT SAWA NI ...KIGHELAGHELA TIMHIRTEN KIKITSILA BEJAKUM AWTSIWE. KIBRIN MPGPSIN NI JEGANU AHWATNA SERAWIT MIKILIKAL ERITRA
@ወራሲሕድሪ
@ወራሲሕድሪ 5 жыл бұрын
ሰብ ንታሪኽ እዩ ዝነብር። ታሪኽ ኤርትራ ክብርበር ኣለዎ። የቐንየልና ክቡር ጀነራል።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ቀባጽ 100% ✔።
@hager39
@hager39 5 жыл бұрын
Meneseyat, abotat, anesti Ertra wedeka, Hagern hezbi enewet gerka Hager xelam kedenka awledna abalasheka. General tebahelka xebah ertrawi menesey intay yegebreka ktreo ika. Dekika AB dege benay hezbi genzeb enda amharka abzi mexeka deki anstyo tebl alka. Mana kubur General teblyo alki hesur general eba General amex
@ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ
@ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ 5 жыл бұрын
ፍሊፖስ ሰባኣይ ሰቡት ከመይ ዲካ ጅግና እቶም ኣክላባት ዓድዋ ኣብዚ ትጽሕፉ ዘለኩም ካኣ ምስ ነብስኩም ተባኣሱ ደቂ ጎሓፋት ወለዶ ታሪኽ ኣልቦ
@filmon203
@filmon203 5 жыл бұрын
ንስባሓት እንቃዓ ጋሓ ኣበሉዎ ክክክክክ
@ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ
@ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ 5 жыл бұрын
@@filmon203 nay tgrayka gber wedi gahba
@filmon203
@filmon203 5 жыл бұрын
@@ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ ስቅእ በል ፋራ ሻዕብያ ክክክክክል ጀነራል ናይ ህግደፍ ስእ ቡቁዓቱ ስእ ንሃገር ጀነራል ኣለና ክትቡሉ ሑፈሩ
@mussiegebreyesus6241
@mussiegebreyesus6241 5 жыл бұрын
Hgdf the best I am happy to see jegna Filpos & thank you Mana too
@hagosbereke2762
@hagosbereke2762 5 жыл бұрын
ማስጣ እዚ ህዝቢ ክትክፈሎ ኢካ ይንዋሕ ይሕህጸር ብዘየግድስ ብሕጂ ዝታለል ህዝቢ የለን
@zenawimebrahatom9099
@zenawimebrahatom9099 5 жыл бұрын
ሙሽሙሽ ዘይ ዓቕሙ ማዕርግ ዝተሰከመ
@zenawimebrahatom9099
@zenawimebrahatom9099 5 жыл бұрын
ታሓጺቡ ዘይጸሪ ረሳሕ
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
🐪💖🇪🇷✊
@dhaysahl517
@dhaysahl517 5 жыл бұрын
Kndey kfli bexihu ykewun mergem u eko?
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ማና ፊሊጶስ ገብሪኤላ ዋዕሮ ዓወት ንሓፋሽ
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 5 жыл бұрын
ኣንታ ሰይጣን ግዜኻ ኣኺሉ እዩ ክትሕነቅ ኢኻ.
@faniliverpool6732
@faniliverpool6732 5 жыл бұрын
መደብ መርሓባ ንምንታይ ኣቓሪጻ ደቂ ኤረይ
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
ድሕሶ ሲኢኖም እበር
@lifeisfaithfaith2678
@lifeisfaithfaith2678 5 жыл бұрын
Gonka yseber hadar girkn sesna freya keytblsi targiet abwthdrna galka aself wedza selfaf tfelto yeblkan abnay alama wthdrna
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 5 жыл бұрын
ህግደፍ በላዕሊ ሰብ በላዕቲ ሕልና ሎቆምጽ ቀሪብና ኢና ንስኹም ናብ ፍርዲ እሱራት ናብ ዓዲ
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
Suki belu akalib tigray Filpos Ambesa korida 🦁🦁🦁🦁🦁👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@easymachineasyfactery4661
@easymachineasyfactery4661 5 жыл бұрын
duba top I will never be dog for tagari . Go with your stupid isayas + with ethiopa . I m clean Eritrean . I pay my blood for eritra with all my family
@danieltv7052
@danieltv7052 5 жыл бұрын
Hasawi Lekbat 🤫🤫
@maitemenai7307
@maitemenai7307 5 жыл бұрын
Jigna General Filipos simi weyane mis reakayo bahririka komal djital weyane.
@danieltv7052
@danieltv7052 5 жыл бұрын
Anta neska ke kabtom esbat Nay wedi Aforki diki Abey elkayo hezbka zrkbo zelo Mate wedza lahsi
@g.m..r2270
@g.m..r2270 5 жыл бұрын
@@danieltv7052 ??? Kulu seb adu yifotu. Donkoro.
@maitemenai7307
@maitemenai7307 5 жыл бұрын
@@danieltv7052 wedi afom jigna do aykonen nebotatka weyane kab 4 kilo nab mekele zishekom. akimika fleth komal djital weyane.
@loveit2571
@loveit2571 5 жыл бұрын
Ehi kemaka zeyhademe delika hadami
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН
Married Couple Story (Must See)
45:24
Massawatube
Рет қаралды 46 М.