ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Abet Lewhatu - ኣቤት ለውሃቱ - Full Album By Dn Abrham Mehari

  Рет қаралды 5,670,981

EriOrthodox

EriOrthodox

Күн бұрын

Пікірлер: 1 700
@JdJb-v5g
@JdJb-v5g 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጋኡ የብዘሐልኻ✝️✝️✝️✝️
@EriLove-op8es
@EriLove-op8es Жыл бұрын
♥️🇪🇷♥️🇪🇹♥️💊♥️ሰላም ንኸባቢና ኮምኡ ውን ንዓለም ሙሉእ✝️
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
j8😅ko(ቅ k999iínj99 k kí😅 9 k8😅n99 í9
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
እ 9 kn9
@ZaydTeame-k7k
@ZaydTeame-k7k 4 ай бұрын
🎉🎉❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🤩🤩🫶🫶
@masawa5400
@masawa5400 3 жыл бұрын
መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ኩሉ ግዜ ሓዱሽ ሓይልን ተስፋን ይረክብ እግዝኣቢሄር ኣምላከይ ከም ግብረይ ኣይትፍረደኒ ኣሜን 🙏🙏🙏
@tekleabnegasi8811
@tekleabnegasi8811 2 ай бұрын
❤qqŵàŵqaàààqqqqàaaaqaqqqqqqqqßqàqàààààààqqqqqqaaàaaqqaaaaaàqppp²1q1¹1²²😊😊😊😊😊ẁ²2q2²😂😂
@wedishambel9910
@wedishambel9910 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤G
@sarames1717
@sarames1717 4 ай бұрын
እነታ ድያቆን ሓወይ እዚ ናይ ቀደም መዛሙርካስ ኣብ ደምይ ኣትዩ አምበር በቃ ከሰተንትን ከሎስ እዚ መዛሙርካ ስቅ ኢሉ ኣብዚ ቅድመይ ይመፃኒ ኣምላክ ፀግአየ የብዝሓልካ
@ZebiebGerezgabiher
@ZebiebGerezgabiher 2 ай бұрын
@michltsegay9638
@michltsegay9638 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖን ዘይጽገብን ቅዱስ መዝሙር። ዝማሬ መላአኽቲ ዝሰምዐ አግዚኣቢሄር ዝማሬኩም ዪስማዕ ቡሩኻት የሕዋተይ። ድያቆን መሓሪ ሓውና ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ስራሕ። ብሕጂ ውን ብዙሕ ንጽበ ኣለናሞ ኣምላኽ ንዓና ክብል ምሉአ ትዕና ሂቡ ኣብ አምነትኩም የጽንዕኩም። ን ኣለምና ካብዚ ወሪድዋ ዘሎ ብ ተኣምር የናግፋ፡ ን ሃገርና ን ጎረባብትናን ሰላምን ምሕረትን፡ ነዓና ከኣ ኣብ ሓጺር ግዜ ገጽ ስድራናን ሃገርናን የርአየና። ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና። ስብሓት ን አግዚኣቢሄር ንወዳላዲቱ ድንግል ንመስቀሉ ክቡር። ኣሜን ኣሜን እሜን።
@eriorthodox
@eriorthodox 3 жыл бұрын
ስለ እቲ ደገፍኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን። ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ኣይፈለየና። ከም እግዚኣብሄር ፍቃድ ኣብ ቀረባ ግዜ ብሓድሽ መዝሙር ክንመጸኩም ኢና። እግዚኣብሄር ሰላሙ ይሃበና።
@ድንግለይዋሕሰይእያ
@ድንግለይዋሕሰይእያ 3 жыл бұрын
@@eriorthodox ብሰላም ሙፁና እሰይይይይይይይይይ አታ ክንደይ ክጥዕምምምም መዝሙር ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❣️❣️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልልልልልል
@zebibhagos1922
@zebibhagos1922 3 жыл бұрын
Amennnnnnnnn 🙏🙏🙏
@abrehetsolomun3260
@abrehetsolomun3260 2 жыл бұрын
@@eriorthodox nkll
@አንቲውእቱተስፋሁላአዳም
@አንቲውእቱተስፋሁላአዳም 2 жыл бұрын
@@eriorthodox ግጥሚ ምፅሓፍ አይትረስዑ ምእናታን ንላመዶ ❤💒🌿🤲
@yordanosyemene4735
@yordanosyemene4735 3 жыл бұрын
ሂወት ባህራም ዝቀየረ ጎይታ ናትና ሂወትና ይቀይረልና 🙏🙏🙏ኣሜን ዜማሪ መላኽቲ ኣይማልና ሚካኤል በሉ ስሙ ከጽልለና
@noahtewelde7310
@noahtewelde7310 2 жыл бұрын
Oo
@RobelMukur
@RobelMukur Ай бұрын
​😢@@noahtewelde7310
@RobelMukur
@RobelMukur 17 күн бұрын
​@@noahtewelde7310🤫
@petrosm4239
@petrosm4239 Жыл бұрын
ዳቆን ኣብርሃም ሓደ ካብቶም ንምክሓሎም መዛምራን ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያና ኢዩ:: ብውልቀይ ድማ ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን መዛምራን ኢዩ : ኣብ ቀረባ ግዜ ምስ ሓዲሽ መዝሙራት ክመጸና ድማ ተስፋ ይገብር::እግዝኣቤሄር ምስ ኩላትና ይኩን :ኣሜን❤
@fsehagebremichael7372
@fsehagebremichael7372 6 ай бұрын
ዘይኣምን ሰብ እኳ ዝስሕብ ዘማሪ
@shashuberhane1347
@shashuberhane1347 4 ай бұрын
❤🙏🙏
@RobelMukur
@RobelMukur Ай бұрын
❤​@@shashuberhane1347
@adak3185
@adak3185 10 ай бұрын
ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤😊😊😊❤❤❤😊😊❤❤❤😊😊😊❤❤❤
@bereketakale7117
@bereketakale7117 3 жыл бұрын
Aamen amen amen. ኩሉ ጾር ዝከበዶ ተሎ. ኩሉጾር ዝከቦዶተሎ ናብኡ ይቅረብ ፍቅሩ ይመርምሮ ሓልዮት ልቡኩም ኣዕልልዎ ቀረባ አንከሎ ንዑ ድለይዎ ግድን ኮይኑ ሂወት ግድን ክሰማማዕ ኣአሙረይ ግን ኣይፋል ይብል ልበይ ንከይርታዕ አንከይ ሓሰብክዎ ሃንደበት ንአለቱ ኩሉ ለዎጦ ንሱ ኣቤት ትውዕለቱ #ጸግዐይ ዩ ኣምላከይ ኣብሊጹ ዝሓሊ ጋሂ ኣብ ሂወተይ ፈጺሙ ዘይደሊ ንዕኡ ዝበቅዕ ዘይብለይ ንጋዶ ሚሒር የቅርበኒ ሕቅፉ ክአበዶ ኣዝ ዕምቆቱ ዘይምርመር ብስጋ ዘይጽወር ሕንቅል ሕንቅሊተይ ኮይኑ ኣመና ክሽገር ቤቱ አንክኣቱ ምስ ክቡር ኣአሙረይ ኩሉ ነጊረዮ ይምለስ ምስ ፈገግታ ገጸይ #ምኻን ኣብ ቅድሚኡ መፍትሒ ዘይብሉ ታይለዎ ግድል ኣብ ኢዱድ'ዩ ኩሉ መንፈሱ ሰላም ዩ መንፈስይ ዘዕረፈ ኡፎይታ ሰኹዕ ጾረይ ዘራገፈ ኣዝ ኣቤት ክዝክሮ ምስ ጎዶሎ ጎነይ ኣለኩልካ ዝብል ኣካል ንማሕላ ዘይብለይ ሓስብ አንክሕጭጭ ኣብ ዝርያይ ክዝንቢ ሕዙን መቅባሕባሒ ዝብል ዘይብልካ ኣባዲ #ትዝ ይብለኒ ኩሉ ዘሕለፍክዎ ዘመን በይነይ ከስተንትኖ ክትነግሮ ዘይአመን ግን ንሱ ኔርኒ ልበይ ዝኮርዓሉ ኣላዪ ደጋፊ ፈቃር ጋሳ ኩሉ ኣዝ አንታይ ኮን ምኮንኩ በይነይ ተከቢበ ከመይስ ንታሪኽ ሂወት ስለይ ምተነበ ትጽኑዕ ሰንሰለት ፍጹም ንክስበር ኣአሙረይ ለዎጦ በቃ ብመንፈስ ክነብር #ኩሉ ዝርድኦ ድካም ናይ ወዲ ስብ ሕያወይቱ ኢዱ ብፍቅሪ ትስሕብ በቅባቅ ዩ ትልቡ ምሕረት ዝመለዖ ሓዳግ ንኣበሳ ንሽጉር ዘህድኦ፣ #ኣዝ፨ ኣብርሸይ አንካዕ ናትና ኮንካ በዚ ኻብ መዓርን ወይን ዝምቅር ጣዕሚ ዜማካ ስለዝመግብካና ገሊኡ ናይ ተስፋ ገሊኡ ናይ ንስሓ ገሊኡ ናይ ሓጎስ መዝሙርካ ሙርኩሰይ ጌር ይነብር ኣለኩ አግዚአኣብሔ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ንኩሉና ክሳብ መፈጸምታ ኣብ አምነትና ይጽንዓና ኤልሻዳይ ኣምላኽና
@eriorthodox
@eriorthodox 3 жыл бұрын
ኣሜን እግዚአብሔር ንኩላትና ጸግኡ የብዝሓልና።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@zaidmehari7450
@zaidmehari7450 7 ай бұрын
Amen amen amen
@InnocentBakedBread-bo6lw
@InnocentBakedBread-bo6lw 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏❤️❤️
@عثمانادريس-ث7ث
@عثمانادريس-ث7ث 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ድያቆን ኣብርሃም ሓውና ከማካትኩም የብዛሓልና እግዝኣብሔር 🙏✝️💒✝️🙏❤❤❤🙏✝️💒✝️🙏❤❤❤🙏✝️💒✝️🙏❤❤❤🙏✝️💒✝️✝️❤❤❤✝️💒❤❤❤❤
@ተመሰገንኣምለከይ
@ተመሰገንኣምለከይ 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ዝሓወይ ፀጉእንበረክትንኣይፈለካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 3 жыл бұрын
ብስመኣብ በወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ, ጎይታየ ምሕረትካ ኣብ ልዕሊ ሰማያት ዓቢ 💗ሓቅኻ ውን ኣብ ልዕሊ ደበናታት እዩ ሞ ❤️ኦ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ሰምያት ልዕል በል 🥰ክብርኻ ውን ኣብ ልዕሊ ኩሉ ምድሪ ይኹን 🙏🙏🙏አሜን
@mhretmhret270
@mhretmhret270 3 жыл бұрын
ኣሜን/3/
@sabahagos605
@sabahagos605 2 жыл бұрын
Pick
@yh4438
@yh4438 2 жыл бұрын
amen
@Huwetghebreamlak
@Huwetghebreamlak 2 жыл бұрын
@@sabahagos605 jjl
@Hermela12-j3j
@Hermela12-j3j Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@YosiefTesfamariyam
@YosiefTesfamariyam Ай бұрын
መዳሃት ዝከነ መዛሙረ ኣምላክ ኣብዚሑ ጸጋ ይዓድልኩም ድያቆን ኣብርሃም ማሓሪ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣሰይይይ እልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና። ከመስገን ኢየ ኣነስ ማርያመይ ክብል ኢየ ንኽብራ ክዝምር ከመስግን'የ ኣነስ ከስተንፍስ ረጊኤ ልበይ ከሰረሳር። ዘበን ኣገልግሎትካ ይባረኽ ዲያቆን ኣብራሃም። ኣነ መን ኮይነ ኢየ ኣብ ቤቱ ዝነብር ንዓኺ ሒዘ ኢየ ኪዳኑ ይዘክርርርርርርር።
@saram4229
@saram4229 3 жыл бұрын
ዽሜ ድድርጅቶችና ግግግግቶኦትቶክልቶፍሆ
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 жыл бұрын
@@saram4229 what does mean it sorry
@mptwoldekifle7397
@mptwoldekifle7397 3 жыл бұрын
Ethiopia orthodox church
@waandat5877
@waandat5877 3 жыл бұрын
Selam selam diakon Abrham hawey kab Aboka yhshelka edmen tenan yhabkum fetari kulu Alem Amien Amien Solomon keshi Andemariam eye neulto Kab sweden.
@melakemehari4347
@melakemehari4347 11 ай бұрын
ዘማሪ መለኣክቲ ይስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
@angosomweldemonkorios420
@angosomweldemonkorios420 11 ай бұрын
ክንደይ ተዓዲልካ ዲያቆን ሓወይ ቆጽሎ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናንን ሂቡ ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜካ የንዉሓዮን የብዝሓዮን ❤❤❤❤❤
@MizanMebrhatu
@MizanMebrhatu 7 ай бұрын
ሰሚዕካ ዘይጽገብ መዝሙር ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካ መመሊሱ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይወስካ ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና
@cell9276
@cell9276 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጥዕም መዝሙር ኣምላክ ፀለትኻ ይስማዕኻ እና ምሕረት ይዉርደልና ንትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻ዓድና 🇳
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 3 жыл бұрын
Komu ayi konen zebel zehaftey nekulu alem beli
@filifili7853
@filifili7853 3 жыл бұрын
ኣንታ ንስኩም'ሲ ፍሉያት ኢኹም....በቃ ንትግራይ ኢልኪ ኮፍ ኣቢልኪያ ፍርሓት ኣምላክ ዶ የብልኩም ዱ?? ዶስ ፍጥረትኩም እዩ?
@የእመብርሃንልጅ-ሰ1ገ
@የእመብርሃንልጅ-ሰ1ገ 3 жыл бұрын
ምእንቲ ዓለም ዩ ዝበሃል ክብርቲ ሓፍቲ
@rahirahi9492
@rahirahi9492 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣካት ይስምዐልና
@cell9276
@cell9276 3 жыл бұрын
@@filifili7853 ማለት
@FdsAsd-ff2nq
@FdsAsd-ff2nq Ай бұрын
ቃለ ህወት የስመዐልና ኦ ገታየ ሰደትና ኣሕፅረልና ናንስ ኣብቀዐና ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን🙏🙏🙏🎉❤
@natnaelmahari5843
@natnaelmahari5843 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ሂወት ዘውህብ መዝሙር ኢዩ
@YewhanaHayle
@YewhanaHayle 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ የብዛሓልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@daniel2014-j7k
@daniel2014-j7k 15 күн бұрын
😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇
@ሊሊጋልተዋህዶ-ሰ7አ
@ሊሊጋልተዋህዶ-ሰ7አ 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓወይ አብ ቤት እግዚአብሔር የንብርካ
@ሕቡንኤርትራዊ-ኘ9ጀ
@ሕቡንኤርትራዊ-ኘ9ጀ 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና።
@helensamuel2473
@helensamuel2473 3 жыл бұрын
Abet mezmratka dyakon Abraham kidmi 6 Amet Athize Athize mezmuratka degagime semiyom n libi ztinkif Axmti zetilil Eyu. Bhaki mezamuratka tibeb Egzyabher zelewo , bereket Dngil Mariam , kidusanin Eyu. Egzyabher tibeb Abrisi tibe yebzhalka hawna .kemu n kulatkum yehwatna mesarhtu.
@eriorthodox
@eriorthodox 3 жыл бұрын
ኣሜን ጸሎት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና!!
@alemmesfun7457
@alemmesfun7457 3 жыл бұрын
@@eriorthodox HIV ccc7gj junk 4AM and other drugs rdgvjj 3rd 26 mg daily in the United nations in
@alemmesfun7457
@alemmesfun7457 3 жыл бұрын
@@eriorthodox yffvvbbh has 5th edition 3AM of the same year that is available on iOS devices in torgelow 5AM in the us on Tuesday 65
@alemmesfun7457
@alemmesfun7457 3 жыл бұрын
Ihhhhhh8g7yy said the government 8PM had been a part 4in of a new sere and the government 7PM and other government departments to ensure the 7
@feventesfamichael
@feventesfamichael 2 ай бұрын
​@@helenbrhane12212 Kan du inte tigrinska?
@nha5412
@nha5412 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ
@حبيشحبشه
@حبيشحبشه 18 күн бұрын
ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ዝሓወይ ፀጉእን በረከትን ኣይፈለካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏❤
@redaeghebremeskel5981
@redaeghebremeskel5981 2 жыл бұрын
Zfetwen mezmur mis zeftwo zemari. Kalat nusu zteqemo amlak xega abzihu hibwo eu.
@ንግሰቲአበበ
@ንግሰቲአበበ 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የሰማዐልና
@nebsolo1570
@nebsolo1570 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@ማርያመይመዝሙረይ-ዘ8ፀ
@ማርያመይመዝሙረይ-ዘ8ፀ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ
@TsigeGebremeskel-y2j
@TsigeGebremeskel-y2j Жыл бұрын
ዝማሪ መላእክት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️💞💞💞💜💜💜💚💚💚💙💙
@tsegaabraha1428
@tsegaabraha1428 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማረ መላአክት የስመኣልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሃልኩም ፈታሪ ኣሕዋተይ 🕊🕊🕊🕊🕊💒💒💒💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏
@fyorieven7690
@fyorieven7690 3 жыл бұрын
899
@fyorieven7690
@fyorieven7690 3 жыл бұрын
Y
@rahwatsegu8481
@rahwatsegu8481 3 жыл бұрын
@@fyorieven7690 !jjbji6u6io08
@fyorieven7690
@fyorieven7690 3 жыл бұрын
Ykreta zehaftey kola u ko xhifwo
@tsegaabraha1428
@tsegaabraha1428 3 жыл бұрын
kemzi natey seleste werhi mlue bzey mkurax zsmea s alo do btaemi eya hiwetey astekekilatley👏👏👏💒💒💒🕊🕊🕊
@Soliana-s1t
@Soliana-s1t 7 ай бұрын
የሕዋተይ ብዝፈጠረኩም ክሕዘኩም ፀሎት ግበሩለይ ኣብ ሰደት የ ዘለኩ ብሰላም ንዓደይ ተመሊሰ ገፅ ክቡራት ወለደይ ብፍላይ ገፅ ወላዲተይ ንምርኣይ ክበቅዕን ከምኡ ድማ ቅድስቲ ቤ/ክርስትያን ክሳለም ናብ ንስሃ ውን ክበቅዕ ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ🙏 ኣነስ ብዙሕ ክፉእ ግብሪ ዘለኒ ድክምቲ ብሓጥያት ዝተብዓጥኩ ሰብ የ ማዓዝ የ ነዚ ኩሉ ክፉእ ግብረይ ብንስሃ ዝትንፍሶ😭😭😭😭😭😭😭
@BurthuKhan-p3u
@BurthuKhan-p3u 5 ай бұрын
ኣጀኪ😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@tesfaldettekleab2862
@tesfaldettekleab2862 4 ай бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እግዚኣብሄር ክሕግዘኪ ንስኺ ጥራይ ተስፋ ብዘይ ሙቅራጽ ተቃለሲ ዘውትር ናብ እግዚኣብሄር ብፍጹም ልብኺ ተማህለሊ ካብቲ መሰናኽል ዝኾነኪ ቦታ ከኣ ብዝተኻእለኪ መጠን ክትርሕቂ ፈትኒ እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን እግዚኣብሄር ብጸሎቶም ኣይፈለዩኺ።
@هلاالو-ل7ت
@هلاالو-ل7ت 4 ай бұрын
❤💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓
@HanaKiflemariam
@HanaKiflemariam 4 ай бұрын
ጸሎት እመብርሃን ኩሎም ቁዱሳን ኣይፈለይኪ ኣጆኪ እግዚኣብሔር ኣሎ ኣብ ጎንኪ ኣባጊዑ ዘይርስዕ ዘይሓድግ እሙን ጋሳ እየሱስ ክሩስቶስ ነቲ ልብ ኪ ዝትምነዮ ዘሎ ከስምረልኪ እዩ ጥራይ ንስኺ ብሙሉእ ልብኺ ብፍጹም ተስፋ ብፉጹም እምነት ጸሎት ግበሪ።
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 Ай бұрын
Xelot kudusan zhaftey ajoki tesfa tray gberi amlak alo❤
@maloanwr2236
@maloanwr2236 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብራት አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ አሜን አሜን አሜን
@tdflove3582
@tdflove3582 Жыл бұрын
ዝሜሬ መልእክት የስመዕልና ድያቆን ሓወይ
@sk4858
@sk4858 3 жыл бұрын
❤️ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ጸጋ የብዛሓልኩም ❤️ ድያቆን ኣብርሃም መሓሪ ሰሚዕካ ዘይምኖ ❤️ኣብ ድካምና ዘጻንነዓና መዝሙር ኢዩ እሞ❤️ ብሓዱሽ መዝሙር ክትሞጽና ብሃንቆውቶ ንጽበ❤️ መድሓኒ ኣለም ክርስቶስ ምስኩም ይኩን ኣሜን።🤲🤲 🤲 ወሃቢ ኢኻ'ሞ ለጋስ ምሉእ ኢዱ ሃብታም ሓላይ ድኻ ሽጉር ዝዘመዱ ፍቕርኻ'ዩ በል ስእነት ውሽጢ ቤተይ ሰማያዊ ንጉሥ ተወለድ ኣብ ልበይ🌹
@thanksgodforeverything4156
@thanksgodforeverything4156 Жыл бұрын
1apo
@temesgen.f1214
@temesgen.f1214 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣብራሃም ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልካ
@ከቆንጆመልክይልቅመልካምስ
@ከቆንጆመልክይልቅመልካምስ 2 жыл бұрын
58:00 ፍቅርኻ ኢዮ'ሞ ስዕነት ውሽጢ ቤተይ ሰማያዊ ንጉስ ተወለድ ኣብ ልበይ 😭😭😭😭😭 መንኣለኒዩ'ሞ ገጹ ዝመልሰለይ ብግዜ ጸበባ 😥😥😥
@ርግኣትኣፅብሃ
@ርግኣትኣፅብሃ 2 жыл бұрын
ዩቲብ እንተ ኣትየ በቃ ናይ ዘማሪ ኣብራሃም ሓወይ እየ ዝሰመዕ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ክብር ዲያቆን ኣብራሃም ሓውና
@hju2065
@hju2065 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@Mbrakmhreta
@Mbrakmhreta Жыл бұрын
​@@hju2065😢
@Luliya10
@Luliya10 11 ай бұрын
Ane aleku kemaki
@EsuChelseawi-ye7vf
@EsuChelseawi-ye7vf 10 ай бұрын
Ane kea zgededku nkzmro kea btami eu zhzo
@saranegash12
@saranegash12 10 ай бұрын
Same here 😇🙏🏾
@ምስጋናኣብ
@ምስጋናኣብ 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽን ይቐድስን ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽና።
@trhashaile5226
@trhashaile5226 3 жыл бұрын
Bkmbpob
@semharpawlos5802
@semharpawlos5802 11 ай бұрын
ድንግል ፍሉይ ክብርኪ መነኮንዩ ዝገልጾ ምሉዕ ቃል የለን ስምኪ ዝወድሶ የናይ ብቅአትዩ ፊትኪ ዘቁመኒ 😢😢😢አፈይ ክከፈትልኪ ልሳን አድልኒ
@zufanfradei6730
@zufanfradei6730 3 жыл бұрын
በስምአበ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዒቲ ያስምዐና ንህዝብና ውን ሰላም ያውርደልና ናይ ስቓይ መጨረሻ ይግበረልና 💔💔💔💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏
@ከቆንጆመልክይልቅመልካምስ
@ከቆንጆመልክይልቅመልካምስ 2 жыл бұрын
እልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
@abrehetsolomun3260
@abrehetsolomun3260 2 жыл бұрын
kkklllllllll
@merryyohannes4979
@merryyohannes4979 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ድያቆን ሓውና
@betremaryamey8984
@betremaryamey8984 3 жыл бұрын
egziabihier amlak xegau yebzhalka
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 8 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ክብር ሓውና ዘማሪ ድያቆን ኣብርሃ❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏
@temesgenamlakey250
@temesgenamlakey250 3 жыл бұрын
ድያቆን ሓወይ ተፊእካና ብሓድሽ ስራሕ ምጻና ኣምላክ ኣብ ዘለካዮ ሰላሙ ይሃብካ ኣሜንንን
@yonasfekadu4484
@yonasfekadu4484 3 жыл бұрын
Zubuk mezmur Amen amen
@yonasfekadu4484
@yonasfekadu4484 3 жыл бұрын
👍
@senaittekleabsenaittekleab184
@senaittekleabsenaittekleab184 3 жыл бұрын
ዲያቆን ኣብረሃም ሃውና ናይ ኣገልግሎት ዘምመንካ ይባረክ ጸጉኡ የብዝሃልካ ፈታሪ
@kibromgideygebremariam7369
@kibromgideygebremariam7369 Жыл бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@kibromgideygebremariam7369
@kibromgideygebremariam7369 Жыл бұрын
14:29 14:30
@kibromgideygebremariam7369
@kibromgideygebremariam7369 Жыл бұрын
14:38
@DanielWeldetnsae
@DanielWeldetnsae 4 ай бұрын
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና
@እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ
@እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜንዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመን ይባርክ አብ ቤቱ የንብርካ መዓረይ
@BrhaneTewelde-x6d
@BrhaneTewelde-x6d 8 ай бұрын
ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓና ሓወይ🎉🎉
@shmendiasmerom6876
@shmendiasmerom6876 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያኮን ኣብርሃም ሓውና
@arafaalsaid7212
@arafaalsaid7212 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያኮን ኣብርሃም ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@teamegebre7293
@teamegebre7293 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጋ ኣብ ሊዕል ጸጋ ይዓድልካ ዲያቆን ሓወይ
@dyakontekle1607
@dyakontekle1607 3 жыл бұрын
ዕልልልል ዕልልልልል ዕልልልል ዕልልልልል ኣነስ ሓጎሰይ ብዙሑ እዩ በዚ መዝሙር ኣምላክ ዘምንኩም ይባርክ መዝምራን
@sabagebrihiwet443
@sabagebrihiwet443 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen ⁣🙏🙏🙏
@genetkidane2107
@genetkidane2107 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏻
@naxnettesfit5485
@naxnettesfit5485 3 жыл бұрын
🌹🇪🇷👑❤🦋🥤🍷🛺🚔🚚🚑
@senaytdesta8439
@senaytdesta8439 3 жыл бұрын
@@burktekilt5235 o9
@haileandom2522
@haileandom2522 2 жыл бұрын
This is not only mozmure but also food of my dialy life
@ጓልሃገረትግራይ-ወ9ነ
@ጓልሃገረትግራይ-ወ9ነ Жыл бұрын
Amen amen amen❤❤
@SamyHadera
@SamyHadera 4 ай бұрын
Nay behaki
@Halieabtesheme-eq6tm
@Halieabtesheme-eq6tm 3 ай бұрын
This is not only mozmure but also food of my dialy life
@ዮናስ-ጰ6ዐ
@ዮናስ-ጰ6ዐ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ
@arafaalsaid7212
@arafaalsaid7212 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sarasara3115
@sarasara3115 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሬ አምላክ የስመዐልና 🤲🤲🤲🤲🤲💘
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን ዲ/ን ኣብራሃም ሓውና ከም ቀደምካ ክትመጸና ንጽበ ኣለና
@wedi_ghere1616
@wedi_ghere1616 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ዳያቆን ሓወይ ጥፊኢኹምና ክኣ በጃኹም ብሓድሽ ስራሕ ምጹና።
@freweynimilash7367
@freweynimilash7367 3 жыл бұрын
@@ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ kj
@netsanetokbay7052
@netsanetokbay7052 3 жыл бұрын
@@ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ reedsss
@astershumbahri1836
@astershumbahri1836 3 жыл бұрын
@@ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ aqQQQQQ{®፲
@berebere2920
@berebere2920 3 жыл бұрын
@@netsanetokbay7052 😘$$
@RobelMukur
@RobelMukur 28 күн бұрын
​@@berebere2920❤
@Henosthegamer
@Henosthegamer 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና። ብርሃንካ በረኽቲ ኣለዋ።
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአኽቲ የስምዓልና የሕዋተይ።
@berhaneweldemichael2201
@berhaneweldemichael2201 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝንአድ ስራሕ ዝማሬ መልአክ ቲ የስማዓልና
@ቲቲፍቅር-ቀ1ኀ
@ቲቲፍቅር-ቀ1ኀ 3 жыл бұрын
እልልልልልልል ዝማረ መላክቲ ይስመዐና ትግራይ ዓደይ ፅላል ኩኑዋ ድንግል እናቴ ሓደራ ዓደይ ሰላም ኣውርድልና 🙏👈💊💊💊💊💊💊💛💖💊💋💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏👈👏👏👏👏👏👏👏👈
@rahwatsegu8481
@rahwatsegu8481 3 жыл бұрын
(
@filifili7853
@filifili7853 3 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ እየ ኣብ ሽግር ዘሎ ተኪኢልኪ ንኩሉ ምባል ዝሓሸ እዩ ሓቀይ?
@romi-o2o
@romi-o2o 11 ай бұрын
እልልልልልልልልልልል ደስዝብል ምስጋና እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ 🙏🙏🙏
@tesfatsbah2123
@tesfatsbah2123 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መለአክት የስማልና ድያቆን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@ertrawi
@ertrawi Жыл бұрын
Amen amen amen amlakey bayni mhretka reayena sdetna yehxrelna akakbo fterelna ms tom mkurat sdranan yehwatnan ayni lbonana kfetelna fetari kulu alem amen 🥰🥰🥰🙏🇪🇷🙏
@سميرهتندحه
@سميرهتندحه 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዕልና 👏👏🙏🙏🙏
@abielabi3740
@abielabi3740 Жыл бұрын
amlak aboy ezi kulu mekera neana ktbl eka emo kbrn msganan nzelalem neaka ykun amennn❤⛪️❤🙏🙏🙏🙏
@eritrana2865
@eritrana2865 3 жыл бұрын
ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር፣ እዝጋብሂር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን መሓሪ ሓወይ። ክትምለሰና ከኣ ተስፋ ንገብር ናፊቅናካ
@yemaneghidei9567
@yemaneghidei9567 Ай бұрын
አብርሀም ሐዉና መዝሙርካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ አምላኽ ዘይ ዉዳእ ሰላምን ሐጎስን ይሀብካ
@ኤርትራሃገረይ-ኸ4ጐ
@ኤርትራሃገረይ-ኸ4ጐ 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaalna 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ orthodox nzelealem tnber.
@farysayem1778
@farysayem1778 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ድያቆን ፀጋ እግዚአብሔር ኣምላክ የብዘሐልካ❤🥰🥰🥰🥰
@tekleweynieyasu2634
@tekleweynieyasu2634 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏zmarie melaikti Yesmalna
@ሚካኤልአባቴ-ሐ3ኀ
@ሚካኤልአባቴ-ሐ3ኀ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ👏👏👏🌻🌻🌻 መላእክት 👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹የስምዐልና👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹
@እመብርሃንኣደጎይታ
@እመብርሃንኣደጎይታ 3 жыл бұрын
Amen. Diyakon Abraham hawna bejaka bhadish mezmur mxuna. btami mzmur natkum ksemu keleku kulu gezye yzkrekmn ynafqekmn ab qereba gezye ktmexna nxebe
@eriorthodox
@eriorthodox 3 жыл бұрын
ስለ እቲ ደገፍኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን። ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ኣይፈለየና። ከም እግዚኣብሄር ፍቃድ ኣብ ቀረባ ግዜ ብሓድሽ መዝሙር ክንመጸኩም ኢና። እግዚኣብሄር ሰላሙ ይሃበና።
@hsfgs4465
@hsfgs4465 3 жыл бұрын
Fcfcf
@adiamhalie1181
@adiamhalie1181 10 ай бұрын
nay zemari abraham mezmur keseme koloku rufta yesemani zimare melaekt yesmalna🙏🙏🙏
@desaleberhe5948
@desaleberhe5948 3 жыл бұрын
Elllllllllllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna
@kubromdesta5758
@kubromdesta5758 3 жыл бұрын
Mkklop
@kubromdesta5758
@kubromdesta5758 3 жыл бұрын
P
@kubromdesta5758
@kubromdesta5758 3 жыл бұрын
P
@kubromdesta5758
@kubromdesta5758 3 жыл бұрын
Pokuuuuu Lp
@msgnatesfatsion1631
@msgnatesfatsion1631 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ ዝተቀበለ እግዚኣብሔር መዝሙርኩም ይቀበለልኩም
@AronKatro
@AronKatro 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓወይይይይ❤❤❤❤❤❤❤
@tititekle8215
@tititekle8215 3 жыл бұрын
Elililililililililllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Mlue zemenkum tehagosun tebarekun ahwatey maarey!!! qalat yebleyni nakum zbeqie mo Zmare Melaekti yesmuekum!!!! May God almighty give his strength , courage, guide and love for ever!!! Bhagos ysemon yestemakron kulu mezmurkum
@asmeretdesta3570
@asmeretdesta3570 2 жыл бұрын
Amen amen amen bhaki libi zsbir mezmur yu Egzabiher xegu Yebzhalku ahwatey
@meronhaile4420
@meronhaile4420 2 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስማዓልና ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብን መዝሙር ኣምላኽ ጻማኹኹም ይሃብኩም
@selamasafa2893
@selamasafa2893 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝምሪይ መልእክት ይሲማዓና ሰላም ሚሒርት ይውረድሊና ንሃግርና የህዝብና
@FnanTeweldebrhan
@FnanTeweldebrhan 3 ай бұрын
ዝማሬ መልኣኽት የስምዓልና ተመስገን ኣምላኸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ 🙏🙏🙏
@wediGash3552
@wediGash3552 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ
@jggh9198
@jggh9198 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤💖💝
@brhana21
@brhana21 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስሞዓልና ጸገኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ
@shamegebrekiristos4731
@shamegebrekiristos4731 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melak yesmalna 🙏🙏🙏
@afwerkitesfamichael
@afwerkitesfamichael 9 ай бұрын
ዝማሬ ምላኣክቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም የሕዋት🙏🙏🙏
@mikialenguse3832
@mikialenguse3832 Ай бұрын
ንፉዕ ዘማሪ እግዝአብሔር ጸግኡ የብዛሓልካ
@maryamaaqq2400
@maryamaaqq2400 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወቱ ይሰምዕልና እገዛብሔር ፀጉኡ ይብዘሕልካ
@هلاالو-ل7ت
@هلاالو-ل7ت 4 ай бұрын
ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይደርበልካ ድያቆን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samuelangosom6779
@samuelangosom6779 Жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ብሩኻት 😍
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 Жыл бұрын
Amen.(3)zmare meleakti yesmana fetari dyaqoneyyy✝️❤
@ኦመድኃኔዓለምኣቦይብዓይኒ
@ኦመድኃኔዓለምኣቦይብዓይኒ 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንን ኣሜንንንንንን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ፥ እግዚኣብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም ናይ ኣግልግሎት ዘመን እግዚኣብሔር ይባርኸልኩም።
@zeweldihabtemicael6294
@zeweldihabtemicael6294 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ሃገርና ኤርትራ ይባርኸልና።
@hw4584
@hw4584 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዝናፍቆ ዶ ኣሎ 2021 ክንጽበይካ ኢና ብሓድሽ ስራሕ ዲያቆን ኣብርሃም
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና🤲🤲🙏🙏✝️✝️✝️💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️🥀🥀🥀💚💚💚❤️❤️❤️💜💜💜💜💖💖
@efremefrem7522
@efremefrem7522 3 жыл бұрын
I'm an orthodox this song inspired me. My Dear bro may God bless you 🙏
@lulimalet2565
@lulimalet2565 Жыл бұрын
.
@RobelDebesay-qb5ss
@RobelDebesay-qb5ss Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓዉና ❤
@abrahamsiltan3197
@abrahamsiltan3197 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መኣእክት የስመዓል
@ftesfalem4460
@ftesfalem4460 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዐልካ
@ShumayMilash-lf2pz
@ShumayMilash-lf2pz 3 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና አምላ ጸግኡ የብዛሓልካ
@mikialemikeale3032
@mikialemikeale3032 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና
oct 12/2024 እዋናዊ ሓቤረታ ኣህባይ ይውጭጫ ኣለዋ
40:52
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 4,2 М.
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 5 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 24 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 27 МЛН
#Zara pictures New Eritrean Hot  Gayla Natu ( hazan ) 2024
29:57
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 858 М.
ቀን አውጣላት ቁጥር ፭ (5) - ዘማሪት ምርትነሽ ጥላሁን (Full Album)
1:34:23
ዘማሪት ምርትነሽ ጥላሁን Mirtnesh Tilahun Official Page
Рет қаралды 11 МЛН
Non Stop Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur By Dn Efream "Bkebur Demu" (ብኽቡር ደሙ)
41:56
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 1,6 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 5 МЛН