ERIPM | ጉድ ኣሳድ ኣብ ቤተ መንግስቲ | Henok

  Рет қаралды 15,950

ERIPM

ERIPM

Күн бұрын

Пікірлер
@ERIPMEritreanPublicMedia
@ERIPMEritreanPublicMedia Күн бұрын
ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ donorbox.org/eripm-eritrean-public-media
@meronasgedom4208
@meronasgedom4208 Күн бұрын
Thank you Henok as always You are doing great keep it up.
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 Күн бұрын
Well said, brother Henok 🎉🎉🎉
@ka7484
@ka7484 Күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ።
@dubitidubi2090
@dubitidubi2090 Күн бұрын
ሄኖክ ናይ ሓቂ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ተባረኽ
@Titi-g2h
@Titi-g2h Күн бұрын
I agree with you 💯 % Heni haway well said 👍❤️
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 Күн бұрын
ኣጆኻ ሓዊ ሄኖክ ኩሉ ኣብሰዓቱ ብግቡእ ትገልጾ ኣለኻ የቐንየልና ። share በሎ ኩልኻ ደላይ ፍትሒ 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💙💙💙💙💙💙💙💙💙 💪💪💪💪💪💪💪💪💪 ✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️
@kiroswoldeselassie9334
@kiroswoldeselassie9334 Күн бұрын
ሰላም ሄኖክ ርሑስ ልደቱን ሓዲሽ ዓመት ምስ ስድራቤካን መሳርሕትኻን ይግበረልካ ትኽክል ንሕዝቡ ክሮኮች ይብል ነሩ ከምኡ ውን ከም በዓል ሳዳም ሑሴን ሙባረክ ቢንዛይ ናይ ቱኒስ አልበሽር ናይሱዳ
@MichaelIssack-c1r
@MichaelIssack-c1r Күн бұрын
❤❤❤
@meramerhawi1590
@meramerhawi1590 20 сағат бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ሄኖክ ሓውና, እዚ ትብሎ ዘለካ ጹቡቅ ኣለካ ሕሉፍ ሓሊፍዎም እቶም ኣብ ጎኒ ኣሳድ ዝነበሩ ስነጥበባውያን ሕጂ ሑሉፋት ተቃወምቲ ናቱ ኮይኖም መጽዮም ኣለው ኣብ ሶርያ
@michaelghidey753
@michaelghidey753 Күн бұрын
ጽቡቅ መደብ
@YoniAsafaw
@YoniAsafaw Күн бұрын
ጸ ላ ኢ ህዝቢ ትግርኛ ብዓሉ እቲ ህዝቢ ትግርኛ እዩ
@HBAChannel1987
@HBAChannel1987 Күн бұрын
❤❤❤yes
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 Күн бұрын
ሄናክ ኣንበሳ❤🎉
@jonjon695
@jonjon695 Күн бұрын
ጸላኢ ህዚቢ አርትራ እቲ ህዚቢ ብዓሉ ዩ የሁዋት ደጋፊ ዚኮነ ሰብ ክሕረድ ኣለዎ
@solotess5624
@solotess5624 Күн бұрын
💙💙💙💙
@tadese1312
@tadese1312 Күн бұрын
ኩቡር ሓው ሄኖክ ስለቲ ዘይሕለል ጻዕርኻ ኣዚየ የድንቐካን የመስግነካን። ተኾነ ግን ኣብዚቁሩብ እዋን ንምንታይ ኢኻ እቲ ተርእዮ videoታት ንኣምነት ኣብ ናይ ሓቪስ ኣልኣሳድ ገዛን እስርቤታትን ሙሉእ screen ጌርካ ዘይተቕርቦ እስኻ ንምንታይ ብሓደ ጸግዒ ዘይትሕዝ፡ ይቅሬታ እስኻ ሙኩር ጋዜጠኛ ኢኻ ክሕብረካ ዘይኮንኩ ከዛኻኽረካ ኢለ እየ ነቶም audience ብፍላይ ንዓበይቲ ወለዲ ስለዘሸግሮም። ንእግሪመገደይ ነዞም ሙሁራትና በጃኹም ተሱኡ ህዝብኹም ኣድሕኑ ክትብሎም ይምሕጸነካ ምኽንያቱ ኢሰያስ ንDr ኣቢ ኪናት ወሊዑ ንዓሰብ ንክወስዳ greenlight ዝወላዓሉዩ ዝመስል ብድሕሪኡ ኢሰያስ ነቲ ዝተረፈ መንእሰይ ኣብ ምድረበዳ ናይ ዓሰብ ኣብ ጎዳጉዲ ልክዕ ከም ናይ ባድመ ከንብሮዩ መደቡ። ስለዚ ዝተረፉ መናእሰያትና ደቂ ድኻታት ብድሮናት ከይሃለቑ ሙሁራትና ምስ ዓለም ርክብ ብምግባር ንዓለም ዘድልያ ቀሪብና ንዓና ዘድልየና ክትሕግዘና ናይ ሶርያ ኣምነት ብምግባር ኣብ ኢሪትራ ብ100× ኣሰቃቒ እስርቤታት ከምዘሎ ብምሕባር ናይ ሙሁራትና ታራ ዓቡይ ስለዝኾነ። Thanks brother keep going🌿💙💚
@ERIPMEritreanPublicMedia
@ERIPMEritreanPublicMedia Күн бұрын
Will do in the future. Thank you for ur input
@michaelatekle6073
@michaelatekle6073 Күн бұрын
💙💙💙🌿🌿💙💙💙💯
@vodahallo9499
@vodahallo9499 Күн бұрын
👍👍👍👍👍👍
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 Күн бұрын
👍👍👍
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea Күн бұрын
Excellent topic Henoka
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 Күн бұрын
Very good report and interesting information thanks Henok hopefully we’ll learn from this.prof Alganesh
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 15 сағат бұрын
አዋይ አዚ ሰባኣይ ወታሃደር ዲዩ ኣነ ድማ ኡሱር መሲሉኒ ሓዚነ ኔረ ።መን ደኣ ኣቃልዖ ወደይ ? ዋይ ጉድ❤
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Күн бұрын
ዝገርም ኣይኮነን ባህርያት ናይ ደገፍቲ ስርዓት ቅድሜና ደገፍቲ ናይ ሓዲሽ ለውጢ ዮም ዝኮኑ
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 Күн бұрын
Thank u henok
@NegasiWelday-hx3fp
@NegasiWelday-hx3fp Күн бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥዩ ዘሎ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥን ንመጻእ ክግበር ዘይክእልን እዩ ተጌሩ ዘሎ ደገፍት ክርምናል ድክታቶር ኢሰያስ ግን እዶም ኣይክሱኡኑንዮም
@Tesfa325
@Tesfa325 Күн бұрын
ብዓል ሐጎስ ክሻ እውን አብ ክሻ አትዮም ክሕብኡ ክፍትን እዩ😂
@Mebrye-i8e
@Mebrye-i8e Күн бұрын
Xbuq medeb henoga 🌿💙🌿💙
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 10 сағат бұрын
Amen kemzia ni Hgdf
@senaynkulusemeyawi3564
@senaynkulusemeyawi3564 Күн бұрын
ቀዛፊ ይሓሽ ሃገር ቲሕቲ ቅረጺ ሃኒጹ ኢኮነሚ ጽቡቅ ነይሩ
@AlemMehtson
@AlemMehtson Күн бұрын
Alem. Mehtson 🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🙏🩵🌿🌿🌿🌿
@ThePer777
@ThePer777 Күн бұрын
ኣየወ ርኢሲ ከልቢ ባዕላ ክትሰትያ ከላ
@Tesfa325
@Tesfa325 Күн бұрын
እዞም መጋበርያ ህግደፍ አብ ስደት ዘለው አብዚ እዋንዚ ከነለልዮም አለና ንሶም እዮም ንቓልስና ዕንቅፋት ኮይነሙና ዘለው ክንረኤኤ ኢና ኸአ😂
@ወዲገዛ-ጠ8ዐ
@ወዲገዛ-ጠ8ዐ Күн бұрын
ኣነ ብቪድዮን ስእልን ኣስማቶምን ዓዶምን ምምንጋብ ጀሚረ ኣለኹ
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 17 сағат бұрын
@@Tesfa325 ኣጠማምትኦም ከምገለ እዩ ፈራሕ ኣይሓዝካ ገሊኦም ክኣ ኣብዕላል ግንፍል ይብሉ/ኣዚዮም ይንድሩሞ ቀልጢፎም ይዝሕሉ ብዘይካ ብሰንኪ ድንቁርኖኦም ድርቕ ዝብሉኻ ኽኣ ብዙሓትዮም ኣይትዛረብ ከምኡ ኣይበሃልንዩ ይብሉኻ ። ደገፍቲ ምልኪ ሓደ ዋና ሥርሖም ብውሽጢ ውሽጢ ሓበሬታ ብምንዛሕ ከምትግለል /ከምትጽላእ ክገብሩኻ ይጽዕሩ ።
@dubitidubi2090
@dubitidubi2090 Күн бұрын
💙💙💙💙💙
@fasielsamielatoy9360
@fasielsamielatoy9360 Күн бұрын
ዘረባ ማለት ከምዚ ዩ ብራዋ ሄኖክ!!
@HaileTesfai
@HaileTesfai 10 сағат бұрын
Beal nska lihtit bkofkum neseyas ms alekumo dyu ezi kulu😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@AdamBelay-q1y
@AdamBelay-q1y Күн бұрын
ግደፋ ጥርሕ ዳሓን ኢሰያስ ዋላ እንተሃደመ በተን ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ኮይነን ዘይወግሕ መሲልወን ህቢ ዘበሳብሳ ዘለዋ ሓለፍቲ ታሃና ከነዉጽእ ኢና ከም ዑቡድ ከልቢ ኣኣርኪብካ ምቕታለን እዩ ሽዑኡ።
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 19 сағат бұрын
Dehay tsaskan aloka do 😂😂 ?
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 15 сағат бұрын
ኣበይ ኮይኖም ከውርድዎ ን ህግደፍ ደኣ ኩላ መነአሰይ ስደት ፋሕ ኢላ
@ThePer777
@ThePer777 Күн бұрын
❤️🤎💙🖤
@shamlatsegai
@shamlatsegai Күн бұрын
ገዳፊ ንህዝቡ ኣናጹ ኢሉ ጸሪፍዎም ነይሩ ኣብቲ ውግእን ናዕብን ዝነበረሉ ህሞት
@mahrimengtab3118
@mahrimengtab3118 Күн бұрын
አወ ዉልቀ መላኪ እታይ ክንጽበ እገዱድ እበር
@abrahambisrat9830
@abrahambisrat9830 Күн бұрын
The loyal dogs of a dictator are much more dangerous than the dictator himself because a dictator can bite you only through his supporters. Without his dogs, he is nothing! More’s the pity, the world history is full of such loyal biters! Mehmet Murat ildan
@hailebrhane-w3g
@hailebrhane-w3g Күн бұрын
ኣብ ከባቢ ፎሮ 'ሕርሻ ' ዕጸ ፋርስ ኸም ዘሎ ጽንጽንታ ሓበሬት ኣሎ !!!
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 21 сағат бұрын
ኢሰያስ ሮክራክ ደኣ - ስጋብ ናይ ዜሮ ሰዓት ከማን ኣይጽበን። እንተ ቶም ንኣሽቱን ዓበይትን በራዩ ኣገልገልቱ ግን ጽባሕ ክወግሕ ሙካኑ ኣሚኖም ንነንብሶም ክሓስቡላ ምሓሾም
@solomontsegaybariayohannes4178
@solomontsegaybariayohannes4178 Күн бұрын
ሰላም እወ ሰላም ፣ ማግኔት ኦፔሽን ጁኹም ፈሹኢቴቤ ካባለ ጋላ ገበን ከይድገም። ፌክ ኢንጅነር ባባ ኣራት ኪሎ፡ቁር ባቤሻ ሙሴወዲ መምህ ር ፡ ጭንግሓ ዘክር ፡ ሓሳዊ ሳንዲያጎ ባር ፈራት ቲ መስክር ምስቲያት ሰራዊት ኤሪትራከይ ዓብር። !!!!!!!
@ወዲገዛ-ጠ8ዐ
@ወዲገዛ-ጠ8ዐ Күн бұрын
ሄኖክ ሓደ ክንዲ ሚልዮን
@solomonliza
@solomonliza Күн бұрын
ኢሰያስ ጋኔን ከይሃደመ ተታሒዙ ናይ ኢዱ ክረክብ ኢዩ!!
@mogo_go
@mogo_go Күн бұрын
Lewti zedliyio hilnanayu gn eske fetununi gn nebaset eyu nesa mukan gn des ybl etu
@M-vr7zo
@M-vr7zo Күн бұрын
እዚ ሄኖክ ዝገብሮ ዘሎ በጃኩም፡ናብ ኩሉ፡ነባጽሓዪ ብዉሕዱ ክንሕግዞ ንሄኖክን ሕሰምና ክሓጽርን።
@በረኸት
@በረኸት Күн бұрын
ኣብ ኤርትራ ክመሃር ዝከኣል ሄኖክ እቲ ህዝቢ ኣብቲ ሃገር ተፈጺሙ ዘይፈልጥ ኣሰቃቂ ግብሪ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስን መሳርሕቱን ክፍጽም ኣለዎ ደሓር ኩሉ ይመሃር እቲ ዝመጽእ ስርዓት ዉን ካብኡ ይመሃር ኤርትራዊ ግን ከምዚ ንርእዮ ሙቹእ ባይታ ናይ ዲክታቶራት ኢዩ።ስለዚ እቲ ህዝቢ ጭካንኡ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስን ዓሌቱን መሳርሕቱ ከርኢ ክኽእል ኣለዎ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Күн бұрын
ኣባና ዘሎ ጉድ ክገድድዩ ታይ ግድኹም ምግራምኩም ኣይትወድኡ ጉድና ከሎ ገና ክቡር ሄኖክ።
@AK-ow2ps
@AK-ow2ps Күн бұрын
ኣቦታትኩም 1991 ከምዚኣ ኢና ጌርናዮም
@Sembare-1
@Sembare-1 Күн бұрын
እዋይ ሄኖክ ንመን እኻ ትፍክረሉ ዘለኻ ንጀነራላት ኤርትራ ...ኣንታ ሂኖክ እዞም ናይ ዓድና ጀነራላት ከም ናይዞም ዓረብ ሃገራት ብሰበይ ሰብካ ብደቂ ሓዎቦይ ወዲ ኣኮይ ዝመጹ ድዮም መስልካ
@gwualasmara3141
@gwualasmara3141 Күн бұрын
Anes kedameyti n Wedikebede meketelkewo hawey zeketeleley
@SamiMahari-c5p
@SamiMahari-c5p Күн бұрын
ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣጆኺ ብእዝኑ ወጢጠ ክረክበኪ የ ንእሽተይ ዓቅሊ ጥራይ
@ማሩ
@ማሩ Күн бұрын
Emo entay texbye alke
@SamiMahari-c5p
@SamiMahari-c5p Күн бұрын
​@@ማሩናይ ዜሮ ሳዓት
@ማሩ
@ማሩ Күн бұрын
@@SamiMahari-c5p kela gedfena eski abe coment mexka jigna aytemsl deruz
@SamiMahari-c5p
@SamiMahari-c5p Күн бұрын
@ማሩ ትም በል ኣምሓራይ
@filimonemun1469
@filimonemun1469 Күн бұрын
Ata henok zeie dika gud elka mexika nay soriya habtam hager merah zeakel dea mo kemey kenber delika hamli shiro kebl delika nsaka ko beaqmka Latin America ketzawr kenika so
@ZemenKebreab
@ZemenKebreab 18 сағат бұрын
Ay hsaweti eskum da bjka mezrab kale dey belkum
@HagosElyas
@HagosElyas Күн бұрын
An Eritrea eti zikefia eyu
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 20 сағат бұрын
12 - መራሕቲ ናይ ( ህ ግ ሓ ኤ ) ፣ ሄኖክ ትብል ዘለካ ሕጂ ኤርትራ ናፅነት ምስ ወፅኤት ዘሕልፍዎ ዝአለዉ መራሕቲ ኢካ ምስ ( ሶርያ ) ተወዳድሮ ዘለካ ። ኢዞም 12/ መራሕቲ (ህ ግ ሕ ኤ ) ዘለውን + ዝሞትን " አብ ቃልሲ ከለዉ - ኢዮም - ጀጋኑ - ይሞቱ - ንሶም - ክአ - ይሰክሩን / ይዙሙውን ነሮም ። ሕጂ ኢሞ ልዕሊ ሶርያ ኢዮም ዘለዉ ። ግን - ህዝቢ - ኤርትራ - ብፍሪሒ - ዋላ - ሓንቲ - ክገብር - አይክእልን - ኢዩ ። ንክገብር ዝደሊ ክአ * ቀናአት ሱሳዓት - ሓሰውቲ * በዝሖም ። ብሓይሊ ፈጣሪ ድአ " ለውጢ " ይምፃእ ።
@mogo_go
@mogo_go Күн бұрын
Zkone kibl delye gn gedifeyo
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 Күн бұрын
Soria ko ala Eritrin da gedifwo ko hadimu Aby ka nay mewedata mota ketaysa eyu nsakan eritrawi hagerawnet endabelkum tkuhlu neyrkum hji ms kuhlukum ms aynkum geru ketfaakum nstbe alena
@ZemenKebreab
@ZemenKebreab 18 сағат бұрын
Skete hasawi mdngeri eskas b genzeb nay hzbi Thatati ekaa
@ማሩ
@ማሩ Күн бұрын
Betam tehzen kostmo geru aykonn wela trhu zeysal entay yemlketka wedaqe
@meazaabrham2629
@meazaabrham2629 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@quatt.w3141
@quatt.w3141 Күн бұрын
❤❤❤❤
@fikrteame6769
@fikrteame6769 Күн бұрын
💙💙💙💙💙
@yergaalemghebremichael7505
@yergaalemghebremichael7505 Күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዳህሳስ መድያ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 1,9 М.
መደብ ምዝንጋዕ፡ ብነብስና ንስሓቕ !
15:44
Mana Records
Рет қаралды 10 М.
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН