ERIPM | ሕብእቲ ሰልፊ፡ መሳርሒት ናይ ኢሰያስ እያ ነይራ| ዝንቡል ተባሂለ፣ ኣባል ሰልፊ ክኸውን ኣይበቃዕኩን።Part 4

  Рет қаралды 4,193

ERIPM

ERIPM

Күн бұрын

Пікірлер: 41
@ERIPMEritreanPublicMedia
@ERIPMEritreanPublicMedia 5 сағат бұрын
መጽሓፍ ረዚን ዋጋ ዝተኸፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን ኣብዚ ኣለኹም www.kobo.com/us/en/ebook/eritrea-s-hard-won-independence-and-unmet-expectations www.amazon.com/Eritreas-Hard-Won-Independence-Unmet-Expectations/dp/B0DGVZR85K/ref=mp_s_a_1_1?crid=3MG59H1XCO0H7&dib=eyJ2IjoiMSJ9.T1azJJrMfiKQVDdYtOERUUrCexvw-gSFJvbJiNgsqAfGjHj071QN20LucGBJIEps.7HIkoZ4GJmwxFYsJWYwWKnQof9vUF0TyunTD-skP7Yg&dib_tag=se&keywords=semere+solomon&qid=1731100685&sprefix=semere%2Caps%2C116&sr=8-1
@binites7284
@binites7284 Сағат бұрын
Tanks kubur abna semre
@weldaygebru2777
@weldaygebru2777 7 сағат бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ሄኖካ
@Azeb1782
@Azeb1782 Сағат бұрын
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 5 сағат бұрын
ሕጂ እዉን እዝኹሉ ዕግርግር ደቆም ኸም ኣበታቶም ንዚ ሰብ ፋሕ የብሉዎ ኣለዉ ❤❤❤
@hailewolde1816
@hailewolde1816 8 сағат бұрын
Welcome ERIPM ✌
@hailetesfatsion5123
@hailetesfatsion5123 Сағат бұрын
🎉
@futsumteferi4341
@futsumteferi4341 5 сағат бұрын
"Tegadelti" originally from red sea/ Awraga Semhar" generally/ Kedamay Wegen Hizbawi Hayltat" even on G15 they took tribal stand against them. You're right SEMERE🙏
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 10 минут бұрын
ነዚ ኹሉ ተነጽሎ ጼርካ ክትነብር መቸም እንታይ ዓይነት ዓቕሊ ኣለካ የገርም እዩ
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 7 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 7 сағат бұрын
ሕጂ እውን ብሰልፊ ኢዩ ኢሰያስ ኣብ ስልጣን ዘሎ!
@gatogato2852
@gatogato2852 7 сағат бұрын
ሕጂኸ መሳሪሒቱዶ ኣይኮነትን ገዲፉዋ ድ፧
@ERIPMEritreanPublicMedia
@ERIPMEritreanPublicMedia 7 сағат бұрын
ንዕብየትን ቀጻልነትን ERIPM ~ ኣብዚ ኣቲኹም ኣባልነት ብምምላእ ኣበርክቶኹም ክትገብሩ ትኽእሉ 👇👇👇። kzbin.info/door/-AmTx0AHOD3JeGI1hj2IQQjoin
@nickytesfa8155
@nickytesfa8155 5 сағат бұрын
😢
@ThePer777
@ThePer777 5 сағат бұрын
ንመጀመርያ ግዜ እሞክኣ ካብ ውሽጦም ብዘገርም ኣውንታዊ ግብረመልሳ ብፍላይ ኣወናዊ ብምካኑ ክነታት ሃገርና ዘይትጽበዮ ስእሊ ናይ ውሽጦን ድገን ዝሓቆፈ ዜና እየ ክብሎ ዝክል ኣን።
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 7 сағат бұрын
መርሐባ ሄኖካ ኸምኡውን ተጋ ሰመረ ሰሎሞን ነቲ መጽሐፍ ጽሒፍካ ንህዝቢ ንጹርን ሐቀኛ ተሞኩሮ ናትካን አብቲ ገድልን ብሐፈሻ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ብተሳትፎኻ ስለዝሰነድካ ነዞም ሕጅ ዘለና ይኹን ንመጻኢ ወሎዶ ዓቢ ቅርሲ እዩ እሞ የቀንየልና ኸማኻ ይብዙሑ ነቲ ምቁሉልነትካ ድማ አዝየ የመስግን
@Tk-bp5hl
@Tk-bp5hl 7 сағат бұрын
እታ ሕብእቲ ሰልፊ ክሳብ ክንደይ ዝኮኑ ኣባላት ኔሮማ? ከሙኡ ከኣ ኣብ አንታይ ጽፍሒ ዝነበሩ ኢዮም ኢልካ ክትሓተልና ትክእል ሄኖካ ኣብ ቀጻሊ ኣነን ክምዝከማይን ዘይንፈልቶም ኣለና። የቀንየለይ
@futsumteferi4341
@futsumteferi4341 5 сағат бұрын
I believe, currently on goings another hidden party after 1994. / Dihire Gubae\!
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 5 сағат бұрын
እንታይ ሒቢኢቲ ስልፍ ዲአ ሒቢኢቲ ኻንሰር እንበር ልጅ ተኾሊፊ ስል ውድ ቢሻሻ።።።።
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 6 сағат бұрын
Stbuk medebn temhrti nehadeshti weledon eyu ezamedeb bekemziom lebamatn amuk zebele aflton zelewom sebat endaakrebka ketmhrunan ketnkuhnan kabkemeste zekel shegir metan kendalo abkemzitat defeulu ekum henoka, Ayana semere kea neti zeyhlel kalska mesgana yegbeaka eyu ab serahka asalto ab hiwetka admen teanan yemneyelka❤
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 7 сағат бұрын
እቶም አብሕብእቲ ሰልፊ ዝነበሩን ዘለዉን ድማ ኢሰያስ ንስልጣኑ ኽብል ኻብ ሰብ ናብ ሮቦት ዝቀዬሮም እዩ ስለዚ ኽገርመና የብሉን ሄኖካ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 7 сағат бұрын
ኸም ዝመስለኒ እቶም ኣባላት ሰልፊ ንሕና ዴሞክራስያውያን፡ ገስገስቲ፡ ማርክሳውያን፡ ኢና ኢሎም ስለ ዝኣምኑ፡ ኣብ ኤርትራ ንሕና ጥራሕ ኢና ክንልውጦ ንኽእል ኢሎም ብምእማን ኮይኑ ይስምዓኒ፣ ብመሰረቱ ኣባል ሰልፊ ምኳን ማለት ውፋይ ካብ ኩሉ ወገናዊ ኣተሓሳስባ ናጻ ምኳን ገስጋሲ ኣተሓሳስባ ዘለዎን እቲ ስነሓሳብ ኣብቲ ግንባር ንምስራጽ ዝንቀሳቀስ'ዩ። ኣብ ሰውራ ኣባላት ሰልፊ ልዕሊ መጠን ይሃልኩ ከም ዝነበሩን፡ ንመስዋእቲ እውን ቕድሚት ከም ዝኮኑን ኢዩ ዝግለጽ። ኣሕመድ ኣልቀይሲ ፍርቆም ኣባላት ሰልፊ ተሰዊኦም ኢዮም ኢሉ ኔሩ። ስለዚ እቲ ሰልፊ ብኩሉ ሸነኩ ክረአይ ኣለዎ፡ ኣባላት ሰልፊ ብቕንዕና ዝቃለሱ ኔሮም ኢሰያስ ግን ኣብ ረብሑኡተጠቂምላ ኢዩ ።
@Daniel-d6p8c
@Daniel-d6p8c 4 сағат бұрын
Why is it a surprise to people when Adhanom didn’t get invited to some initiatives? Let’s face it Adhanom was deeply involved with TPLF & tarnished himself in the process, how’s it difficult to understand that could be a massive STRATEGIC difference (for not inviting him)? I heard Tekeste Haile say similar thing before, (how he refused membership to join a certain group, what’s his rationale there apart from trivial loyalty to Adhanom or worst)? Semere echos similar sentiments, well people drop those chips on either shoulders & treat things on their merit (let’s not navigate this to SELFI or even sinister motives as far as Tekeste Haile is concerned). There’s a trend here!
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 Сағат бұрын
ምስጋና ንተጋዳላይ ሰመረ፣ ምስጋና ንጋዜጠኛ ሄኖክን ኤሪፒኤምን። ተጋዳላይ ሰመረ ካብ ደቂቕ ትዕዝብቱ ብዛዕባ መድረኽ ዝተባህለ እኩብ ዝሃቦ ነቲ ዝነበረኒ ናተይ ትዕዝብቲ' ውን ዘራጒድ እዩ። ቁሩብ ንምውሳኽ፣ እዞም ኣብ ፈቆዶ ሃገራት ተገዲዶም ዘለዉ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፊ ( ኣነኳ ነበር ክብል ኣይክእልን ምኽንያቱ ኣላ ኢለ እየ ዝኣምን) ዝጫጭሕዎም ሜድያታትን ውዱባትን ዘለዉ ኮይኑ እዩ ዝርኣየኒ። እቶም ዝግምቶም ብእርይ ቁጽር ክዝርዘሩ ይክኣል እዩ። እዞም ዝተጫጭሑ ውዱባትን ሜድያታትን ውልቀሰባትን፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝገብርዎም ዝኾነ ይኹን ምትእኽኻባትን ውዳቤታትን ዝምስርትዎም ሜድያታትን ኣብ ምንዋርን ምፍራስን ዝተዋፈሩ እዮም። እቲ ኣውራጃዊ ዝመስል ቅርሕንቲ ዝዘርኡ እውን ንሶም እዮም ዝብል እዩ እምነተይ። እተን ኣቐዲመን ዝነበራ ብተጋደልቲ ጀብሃን ሻዕብያብ ዝተመስረታ ውዱባት፡ ብሩህ መጻኢ፡ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ወዘተ ግዳያት ናይዚ ስልኳ እዚ እየን ዝብል ርእይቶ ኣለኒ። እዚ ስልኳ እዚ ክሳብ ምፍንጫላት ናይ ህግደፍ ውዳቤታት ዘስዓበን ዝኸይድ እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ። እቲ ቀንዲ ዕላማ ናይዞም ሕቡኣን፣ ኤርትራውያን ዝኾነ ውደባ ከይህልዎምን ድሕሪ ውድቀት ህግደፍ እዞም ሕቡኣን ሰልፊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝገብርዎ እዩ ዝብል ግምትውን ኣለኒ። ሕግደፍ ዘይወድቕ እንተመሲልዎም ከኣ ተቓዋማይ ኔረ እናበሉ ኢዶም ብምሃብ ዝጽንበሩ እዮም።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 Сағат бұрын
ምስጋና ንተጋዳላይ ሰመረ፣ ምስጋና ንጋዜጠኛ ሄኖክን ኤሪፒኤምን። ተጋዳላይ ሰመረ ካብ ደቂቕ ትዕዝብቱ ብዛዕባ መድረኽ ዝተባህለ እኩብ ዝሃቦ ነቲ ዝነበረኒ ናተይ ትዕዝብቲ' ውን ዘራጒድ እዩ። ቁሩብ ንምውሳኽ፣ እዞም ኣብ ፈቆዶ ሃገራት ተሰዲዶም ወይ ተሰዊሮም ዘለዉ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፊ ( ኣነኳ ነበር ክብል ኣይክእልን ምኽንያቱ ኣላ ኢለ እየ ዝኣምን) ዝጫጭሕዎም ሜድያታትን ውዱባትን ዘለዉ ኮይኑ እዩ ዝርኣየኒ። እቶም ዝግምቶም ብእርይ ቁጽር ክዝርዘሩ ይክኣል እዩ። እዞም ዝተጫጭሑ ውዱባትን ሜድያታትን ውልቀሰባትን፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝገብርዎም ዝኾነ ይኹን ምትእኽኻባትን ውዳቤታትን ዝምስርትዎም ሜድያታትን ኣብ ምንዋርን ምፍራስን ዝተዋፈሩ እዮም። እቲ ኣውራጃዊ ዝመስል ቅርሕንቲ ዝዘርኡ እውን ንሶም እዮም ዝብል እዩ እምነተይ። እተን ኣቐዲመን ዝነበራ ብተጋደልቲ ጀብሃን ሻዕብያብ ዝተመስረታ ውዱባት፡ ብሩህ መጻኢ፡ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ወዘተ ግዳያት ናይዚ ስልኳ እዚ እየን ዝብል ርእይቶ ኣለኒ። እዚ ስልኳ እዚ ክሳብ ምፍንጫላት ናይ ህግደፍ ውዳቤታት ዘስዓበን ዝኸይድ እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ። እቲ ቀንዲ ዕላማ ናይዞም ሕቡኣን፣ ኤርትራውያን ዝኾነ ውደባ ከይህልዎምን ድሕሪ ውድቀት ህግደፍ እዞም ሕቡኣን ሰልፊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝገብርዎ እዩ ዝብል ግምትውን ኣለኒ። ሕግደፍ ዘይወድቕ እንተመሲልዎም ከኣ ተቓዋማይ ኔረ እናበሉ ኢዶም ብምሃብ ዝጽንበሩ እዮም።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 Сағат бұрын
ቀጣፊ!
@DaveDawit-z2u
@DaveDawit-z2u 2 сағат бұрын
ሄናክ ዘይትገድፈና ብገድለ መድሊ ተሕመና ሰዓብትካን ተከታተልትካን ኣክብር
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 7 сағат бұрын
ኣድሓኖም ገ/ማርያም ኣባል ናይታ ሕብእቲ ሰልፊ ድዩ ነይሩ ?
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 7 сағат бұрын
ኣብ መወዳእታ 1986/87 ኣባላ ኮይኑ ይመስለኒ ቕድሚኡ ግን ኣይነበረን፡ ኣዛዚ ክ/ሰ እንከሎ፡ ሰውራ ሓያል ኢዩ!
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 2 сағат бұрын
ከም መብዛሕትኦም፡ ኣብ መወዳእታ 1989 ዓ/ም እዮም ኣእትዮሞ።
@dehabamine2322
@dehabamine2322 16 минут бұрын
Abraham gdn ab siltan kimexi eyu. Ezi nmitigbar tewedadertu zibehalu hade bihade kireyu eyom. Dro monkey tealyu alo. Kemu wn ms Abraham zigoazu hadesti yiteatatewu alewu. Slezi siltan b selam nab Abraham kisagager eyu.
EMN - ልዕበት |  ሰሎሙን ድራር  - Eritrean Media Network
33:02
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 26 М.
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 37 МЛН
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
La La Life Shorts
Рет қаралды 7 МЛН
EP 100  - Said Rahmani | سرآوا
2:57:00
طبقه ۱۶
Рет қаралды 275 М.
ህሉው ኩነታት
2:49:06
Jstudio
Рет қаралды 6 М.