ERISAT:Dawit "ነቦይ ክላለዮ፡ ኽፈልጦ፡ ንሱ ኽፈልጠኒ ምደለኹ፡" ድሕሪ ኽልተ ወርሒ ማእሰርቲ ኣቦኣ ጋዜጠኛ ዳዊት ሃብተሚካኤል ዝተወልደት ኣርያም ዳዊት

  Рет қаралды 34,558

ERISAT

ERISAT

3 жыл бұрын

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity

Пікірлер: 213
@deaconshumamdi6463
@deaconshumamdi6463 3 жыл бұрын
የዕቢኺ ኣርያም፡ ክንዲ ሽሕ ኩንልም ስድራኺ ተባረኺ
@wedihabte7394
@wedihabte7394 3 жыл бұрын
ኢሳያስን ደገፍቱንሲ እዛ ትገብርዋ ዘለኹም አብ ደቅኹም ርኸብዋ ፡ ሲኦል መን ከሊእኩም
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 3 жыл бұрын
@@user-xt6lt2zf3k q 1aaaaaaaa¹11p
@erieri3352
@erieri3352 3 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ደጋፊ ዝበሃል የለን ሓሳዊ እንተዘይ ኮይኑ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 жыл бұрын
A man
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 жыл бұрын
@@erieri3352 ብልክዕ በል ተበለጽቲ ዓያሹ ከኣ ወሲኸልልካ ኣለኹ ሰበይ
@lifea6071
@lifea6071 3 жыл бұрын
ኣቦኺ ዳዊት ሓደ ካብቶም ዝፈትውምን ዘድንቆም መማህራነይ እዩ ኔሩ። ዳዊት ጡዑም ሰብ ፡ በሊሕ ፡ ሕውስ ፡ ጻዕራም ኔሩ። ኩሉ ሓሊፋ ምስ ኣቦኺ ሓደ ማዓልቲ ከትራኸቢ ብፍቃድ ኣምላኽ ይምነነየልኪ 🙏🏽
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ጓል ዳዊት ጎቢዛ ኣብ ከምዚ ደረጃ በጺሓ ክርእይ ከለኩ ሓበን ይስምዓኒ ዳዊት ዳርጋ ዘሎ እዪ ' ኣጆኪ በርትዒ
@edentekeste6703
@edentekeste6703 3 жыл бұрын
ኣጆኪ እዛ ጏለይ ናይ እምላክ ሀይሊ እዩ እዚ ኩሉ ዘክአለክን እሞ በርቲኢ ተባርኪ ::
@yosief5946
@yosief5946 3 жыл бұрын
ምጭወቲ እንቃዕ እዝኩሉ ሓሊፉ ተዘንትውሉ ግዜ መጻልኪ ኣምላክ ሕጂውን እቲትምነውዮ ይሃብኪ ኣዴኪ ጅግና እያ ዕድመን ጥዕናን ይመነየላ ናትኪ ኩሉ ሰናይ ክትሪኢ
@niftalemwedikeshi3945
@niftalemwedikeshi3945 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ድሓን ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@mebratasfeha9108
@mebratasfeha9108 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ኩሉኹም ኣዞም ነዞም አዚ ነገርዚ ኣጋጢሙኩም ዘሎ ወለድን ስድርስበትን ኣምላኽ ብስራት ሓጎስን ፍትሓን ፍርድን ክርስቶስ ወዲ ሕያው ኣምላኽ ይሃበልና ንሃገርና ኤረትራ ምድቀት ነዚ ኣናጸሙ ዝፍግፉን ንህግደፍ ዩሑዳን
@nejatkahsay5778
@nejatkahsay5778 3 жыл бұрын
እስኪ ክንዲ ዐሰርተ ተባዐን ኢኺ አዴኺ ብአኺ ክትኮርዐን ክትሕበንን ጥራይ እዩ ዘለዋ አጆኺ ሐቢብቲ ፅብቅቲ ፍጥረት❤️❤️❤️😘😘😘
@misganateklu3411
@misganateklu3411 3 жыл бұрын
Dawit was my physics teacher when I was in grade 10 & 11. I can witness that he was such a brilliant and easy-going teacher. He was also loved by all his students. My prayers and thoughts go out to him. I hope one day you meet your dad!
@rahwakefela3367
@rahwakefela3367 3 жыл бұрын
Me too
@rahwakefela3367
@rahwakefela3367 3 жыл бұрын
My teacher too Asmara hafeshawi
@medhaniebuzuamlak2333
@medhaniebuzuamlak2333 3 жыл бұрын
I am a witness for Dawit such a lovely guy he was my physics teacher in Asmara comp Secondary school he was a nic guy
@mebrahtomgebremeskel5097
@mebrahtomgebremeskel5097 3 жыл бұрын
What a powerful message from our hero bitewded. His legacy will be there for ever.
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 3 жыл бұрын
ጽብቅተይ ለባም ትሕቲ የዕብኺ ኩሉ ጽብቁ ዕድል ንዓኺ 🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿❤🇪🇷
@a.tedros7195
@a.tedros7195 3 жыл бұрын
My heart is bleeding, Ariam you are very clever and articulate. Wishing you all the best for the future .
@rutagermeskelzid4230
@rutagermeskelzid4230 3 жыл бұрын
አጆኪ እዛ ጓለይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ።
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 3 жыл бұрын
እዋይ ኣርያም ዓባይ ጋል ኣኪልክስ ከተዘንትዊ በቂዕኪስ ዋይ ጊዜ በሊ ኣምላኽ ምስ ኣቦኪ ገጽ ንገጽ ትራከብሉ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ነዴኪ ሰላም በሊያ ዛ ጋለይ!!!!
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 3 жыл бұрын
Ariam you are so smart young girl.bless you.
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 3 жыл бұрын
✨️🇪🇷 ኣስይ ኣሪያም ሸኮር ብዕላል ተጠኒስኪ ከምዘለኪ እየ ስሚዕ ነይረ ድሮ ዓቢኪ ዓባይ ጋል ኮንኪ ናይ ክቡር ምቁሉል መተዓቢትና ዳዊት ወዲ መምህር ምስክርነት ክትህቢ ምብቃዕኪ እግዚኣብሔር ስናይ እዩ ✨️🙏✨️🙏✨️🙏✨️ እንዳ መምህር ኩሎም ጥዑማት ለዋሃት ፍቅሪ ኮታስ ስሓቅ ዘይፍለዮም ገዛ ዕድለኛ ኢኪ እንቃዕ ናይ ኣቦኪ ቃል ክትምስክቲ dav ንብዓት ስዒሩኒ ምስ ክብርቲ ወላዲትኪ ዕድመን ጥዕናን እምነየኪ ✨️🙏✨️🙏✨️🙏✨️🍹🎀♥️
@musienaxanat1527
@musienaxanat1527 3 жыл бұрын
አጉዶ ነይራትኒ አጉዶ ናይ በይነየ ኢዶም አይስአኑ አፉሪሶምለየ=
@makdahaile9068
@makdahaile9068 3 жыл бұрын
You are right what we can do young people Eritrean
@nevergiveupchange3466
@nevergiveupchange3466 3 жыл бұрын
ክብረት ይሐብኩም ድምጺ ውጹዓት ነቶም ግዳያት ከኣ ኣምላኽ መዋፅኦ ይፍጠረሎም ኣንበሳ ጅግና ኢኺ
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 3 жыл бұрын
ኣጆኺ ጓል ጅግና በርትዒ ኣምላኽ ይደግፍኪ ግዜ እንዳ ኣኸለ ዝኸይድ ዘሎ ምስ ኣቦኾ ትራኸብሉ እዋን ጥብ ኢላ ክትመጽእ እምነየልኪ ❤እንታይ ይሰኣኖ ኣምላኽ ፈጣሪ ዓለም ፡ይኹን ይበለልኪ 🙏🙏🙏
@kibrommaharena2299
@kibrommaharena2299 3 жыл бұрын
ሰብ ዶ ወደይ ከምዚ ይጭክን እዩ። ቁሩብ ርሕራሔ ይብሉን፡ እዚ ኢሰያስ ዝብሃል ድያብሎስ ሰብኣይ። ቁሩብ 20 ዓመት ንኸምኡ ሰባት ኣሲሩ ክነብር፡ እቲ ዝገርም ግና ኣብ ዘመነይን ዘመንኩምን ምኻኑ እዩ። እሶም ንዓና ሓራ ከውጽኡ ተኣሲሮም ንሕና ድማ ኣርሒቅና ሃዲምና። ኣንቱም ናይዚ ግዜ መንእሰያት እንገብሮን እንብሎን እበር ጠፊእና። መንእሰይ ንቃልሲ ንበራበር፡ ሓያል ብሓይሊ እዩ ዝእለ። እሞ ኣጆኻ መንእሰይ። ካብ ህግደፍን ሰዓብቱን'ሲ እዚ ዘይፈልጠኪ ልብያዊ ይርሕርሕ፡ ይድግጽ።
@natsnetteare6874
@natsnetteare6874 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ኣርያም ሓፍተይ ጎቢዝክስ ተዘንትዉሉ ከመን ኣለኪ ኩሉ ካ ክሓልፍ ኢዩ ብዙሕ ምጻሓፍኩ ግን እሱራትና ክዝክር ከለኩ ንብዓት ኢዩ ዝቕድመኒ ኣብ ዘለዉዎ ግን ሰላም፡ጥሞናን ይምነየሎም
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 3 жыл бұрын
ነዞም ጭካናት በቲ ዝበደልዎን ዝብድልዎን ዘለዉ ዝሐፍሩ ይግበሮም ናዓኪ ገጽ አቦኪ የርእኪ ሽኮረይ 🙏🙏 ፍትሒ ዝረክቡላ ሐጻር ማዓልቲ ክትኮውን አምላክ ይሐግዘና
@mulueberhantesfazighi9254
@mulueberhantesfazighi9254 3 жыл бұрын
ዋው ኣርያም ብርኽቲ ጎቢዝኪ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቆልዓ እያ ተጻዋሪት ባሕሪ ምሳይ እያ ባሕሪ ሰጊራ ምስኣዲኣ ኣብ 2014/9ኣርያም ሽኮር ተባረኺ
@aidahaben8445
@aidahaben8445 3 жыл бұрын
I am sure ur mother proud of you my child. You make me so proud just hearing ur story . God bless you and always shelter you from harm and ur father and all of our hero who are in prison I have a feeling soon will see them.
@mussietekle2790
@mussietekle2790 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕጉስ ኣርያም ናትኪ ነገር፡ ተወሊድኪ ዓቢኪስ፡ ሰብ ከም ሰብ ኣብ ዝኸብሮሉ ቦታ ምህላውኪ። ንሱ ጥራሕ ኣይኮነንን ኩሉ ነገርኪ መልክዕኪ፡ ልቦናኪ፡ ፍልጠትኪ ጌና ጋል 18 ዓመት ከለኪ ልክዕ ናይ ስድራ ቤት መምህር ሃብተሚካኤል እዩ። ማለተይ እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር ከም ዝብሃል፡ ቁርጺ ነሞታትኪ መሲልኪ ስለ ዝተራይክኒ እየ። ትዕግስቲ፡ ሳራ፡ ራሄል... ዳዊት ካልኣይ ኣቡአን እዩ ሓወን ጥራሕ ኣይኮነን፡፡ ድሕሪ ማእሰርቱ እንታይ ሂወት ኔሩወን ኩሉ ብቀረባ ዝፈልጦ ብዝተፈላለየ መንገዲ ኣብ ሜድያ ገሊጸንኦ ኣለዋ። ናይ ዳዊት ነገር ለባም ዘብሎ ካብ ብንእሽቱኡ ሰብ ዘይ ፈሊ፡ ኣብ ቅድሚኡ ኩሉ ሰብ ብሓደ ዝርኢ ጸጋን ፍልጠትን ዘለዎ ሰብ እዩ ኢለ ብሕጽር ዝበለ ክገልጾ ዝፍትን። እንቃዕ ተወለድኪ ጥራሕ ልዕሌኪ ዝገልጾ የለን ብዛዕባ ኣብ ዓድና ዘሎ ዘይ ፍትሓዊ ዘይ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ሰብ። ኣርያም እወ ሓቅኪ ነዞም በጻብዕቲ ዝቁጸሩ መራሕቲ ኤርትራ ጨካናት ኢልኪ ገሊጽክዮም፡፡ ንኣብነት ኩሉ ሰብ ምስ ሓረቀ ይጭክን እዩ፡ ወላውን ኣራዊት ጨኪኑ ይቀትለካ እሞ፡ ይበልዓካ ወይ ይገድፈካ ኣሰርካ ወይ ሬሳካ ምስ ተረክበ ስድራኻ ይቀብጹ ንቡር ይገብሩልካ። ናይ ዚኦም ግን ልዕሊ ኣራዊት እዮም ሰብ ብሂወቱ ከሎ ገበኑ ከይፈለጠ ንልዕሊ ዓሰርተታት ዓመት ኣሲርካ ወለዱኡ ኣይርኢ ስድርኡ ኣይርኢ ዝገብሩ ሰባት ጨካናት ጥራሕ ኢልካ ክትሓልፎም ዝውሕዶም ኮይኑ ስለ ዝተሰምዓኒ ስም ስኢነሎም ነቲ ዝህብዎ ሕማቕ ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ሰባት። እቲ ቀንዲ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ንሓውና ዳዊት ጥዕና ጥራሕ ይሃቦ ፈጣሪ እምበር ድልየትኪ ትምኒትኪ ክሰምረልኪ እዩ ነቦኪ ብኣካል ክትላለይዮ ኢኪ።
@pacKing-wj8sw
@pacKing-wj8sw 3 жыл бұрын
Ahhhhhh Gal Erey shikor dahan Ajoki kulu hlafay eyu Enber Ezom do ytlemu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp 3 жыл бұрын
ደገፍቱንሲ & ኢሳያስን ehi da ezi Qula Azktimkma Abou kelwa abzi Alem 😥😥
@fitsumweldegiorgis9404
@fitsumweldegiorgis9404 3 жыл бұрын
ንእትፈልጦ ሰብ ውዕለቱ ምንጋር ጽቡቕ እዩ'ሞ፡ ኣቦኺ ቁሩብ ምሂሩኒ ነይሩ ኣብ ልኡል መኮነን። ዳዊት ጻዕራም፡ በርቂ፡ ንፉዕ መምህር፡ ተጻዋታይ፡ ምስመንእሰይ ተዛማዲ ኢለ ክገልጾ ይደሊ። ይዝከረኒ፡ ፊዚክስ ንሱ ክምህረኒ ነይርዎ ዝበልኩሉ ጊዜ ኔሩ፡ ንገለ መዓልታት ጥራይ ስለዝመሃረኒ። እሞ እንኳዕ ብውላዱ ጻማ ረኸበ። He will be proud of you.
@raheld2597
@raheld2597 3 жыл бұрын
Hakka zi hawey misikr ni maetebka eya
@tsegezeabkiroshagos733
@tsegezeabkiroshagos733 3 жыл бұрын
ዳዊት ኣብ ታዕሊም ምሳይ ኔሩ።ናይ ምሉእ ጋንታና ኣለዪን ሕያዋይን ብዛዕባ መጻኢና ኣጆኩም፡ዝብለና ዝነበረ።ካብ ዩኒቨርስቲ ስከዝወረደ ድማ ብጣኢሚ ከም ሞሴል ኢና ንሪኦ ኔርና።ውላዱ ኣብዚ ደረጃ ምብጻሓ ናይ በሓቂ ደስ ኢሉኒ።ኣጆኪ ድማ ይብላ።ኣምላኽ መዋጺኦ ፈጢሩ ምስ ኣቦኪ ገጽ ንገጽ ክትራክውቢ ኣምላክ የሓግዝ።ኣጆኪ
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 3 жыл бұрын
ኣብ መጨረሻ ደኣ እንቃዕ ንኩልና የሕለፈና እምበር ነንሕድሕድካ የሕሊፍካና እንተዘይንወሃሃብ እዞም ቁንጣሮ ኣሮግቶት እዚ ኩሉ ግፍዒ ኣይምገበሩን።
@weinifissahazion6504
@weinifissahazion6504 3 жыл бұрын
Ariam at this young age all your response are very matured and touching. I hope I pray to see your dad soon . I wish you good luck with your Education .❤️🙏❤️
@samrawitabrah8222
@samrawitabrah8222 3 жыл бұрын
ሓፈተይ ማዓረይ ኣኽኽኽኽኽኾ😭😭😭😭
@erieri3352
@erieri3352 3 жыл бұрын
እንዳ ሓደርካ ሕማቅ ትሰምዕ ጸማም ሙኻን ትምነየሉ ጊዘ
@melakegheberetsadik7765
@melakegheberetsadik7765 3 жыл бұрын
Dawit taught me physics in garde 10. He was very passionate and work hard to make sure every student understand physics. Especially to grade 11 students he was helping them alot and make sure they were well prepare for matriculation exam. He was the most beloved teacher in the school. Students were avoiding others classes to attend his classes and we were using his notes . I can't forget the series and parallel circuits that he lectured . You are blessed to have an extraordinary father. He is beacon and he will be in his story of Eritrean forever .
@medhaniebuzuamlak2333
@medhaniebuzuamlak2333 3 жыл бұрын
Right I am a witness here Asmara compr Secondary school
@belisimatony3229
@belisimatony3229 3 жыл бұрын
You are such a smart person keep it up 👍always remember your dad is hero as your mom and you in many ways 👏 keep dreaming big be there for your mom ! Keep your head up because you have so many things to be proud of , God bless you all 🙏 You are a visionary adoption is one of the biggest way to show love nothing like giving a child a home to be loved ! I wish you all the best life has to offer!!! The story that you told about your dad giving advice to those who people think they are less than human ,it shows he was a guy with big heart someone who doesn't see himself better than anyone else not most of our people do. May God watch over those people that are suffering and their families 🙏
@BA-xi1yw
@BA-xi1yw 3 жыл бұрын
ሄኖክ ውን ናይ ብሓቂ ንፉዕ ጽቡቅ መደብ :: እዘን ናይ TikTok ደኣ ወደይ ካብዚኣ ቁሩብ ዘይመሃራ
@simonmussie86
@simonmussie86 3 жыл бұрын
Kkkk
@mentakeremla7626
@mentakeremla7626 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘይተነገረ እምብር ዘይተገብረ የለን እወፍ ብሓቂ ዘሕዝን ታረከ ኦ ኣምላኽ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ራህዋን ኣዉርደልና ኣሜን
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 3 жыл бұрын
Mesta ezom wuludom ykunkum seytawnti😭😭😭
@makdahaile9068
@makdahaile9068 3 жыл бұрын
We stand up Eritrean people Dawit is always hero and kind God bless him.
@diamond75
@diamond75 3 жыл бұрын
Wow lebam menesey, she is unbelievable smart and respectful, who loves and respects her mother and her family. Our country got a future leader. I pray and hope your father will come out from prison and your dream and your mother dream will come to be true. Amen
@habtomtesfa9236
@habtomtesfa9236 3 жыл бұрын
I am glad to know that the generous Dawit Habte-Michael has a daughter. And what a daughter!!! a wise young girl!!!
@EriAsmara6011
@EriAsmara6011 3 жыл бұрын
ኣርያመይይይይይይ ብሓቂ ሞጎስ ኣምላኽ ዘለዋ ቆልዓ እያ ፍትውቲ ቆልዓ እያ ኔራ ኣብ ጉዕዞ ልብያ ነቶም ጨወይቲ ምስ ተዛረበቶም ብኽብሪ ወሲዶም ኣብሊዖም ኣስትዮም ነጻ ሰዲዶሞም ካልኣይ ክኣ ኣብ ልብያ እቶም ልብያውያን የኽብርዋ ኔሮም ኣርያም ትኣምረኛ ቆልዓ እያ፡ቁሩብ ክምልኣልካ።
@supernaturalamusing2708
@supernaturalamusing2708 3 жыл бұрын
Bravo!!!!!!!!!
@kibreabmesfin1824
@kibreabmesfin1824 3 жыл бұрын
Memhr dawit zifetwo nay physics memhirey eyu neru. Smart, active , friendly, and visionary bizibla qalat yigelxo. Bitaemi himaq yismani. Ajoki amlak gzie kahsa alowo
@raheld2597
@raheld2597 3 жыл бұрын
Amen thank you
@almazg4749
@almazg4749 3 жыл бұрын
I am proud of her she very smart lovely 👏👏👏👏👏
@eden1364
@eden1364 3 жыл бұрын
ኣርያም ጽብቅቲ ልዕሊ ኩሉ ለባም, ዳዊት ከምኡ’ውን መግለጺ ዘይብላ ክብርቲ ወላዲትኪ ጋሎም ምኻንኪ ዕድለኛታት እዩም። መኽሰብ ኢለኪ ኣለኹ። ኣጆኺ ኣብዚ ዘብጻሓኪ ኣምላኽ፣ ዳዊት ኣብ ኩሉ ሓጎስኪ ኣብ ጎንኺ ኮይኑ ደው ዝብለላ መዓልቲ ከሕጽራ እዩ። ነመስጌነካ ጋዜጠኛ። Thank you.
@efremberhane422
@efremberhane422 3 жыл бұрын
😭😭😭😭 God bless haftey
@samuelhabtom3009
@samuelhabtom3009 3 жыл бұрын
Unique person she shining like burning star
@simrettsehaye6025
@simrettsehaye6025 3 жыл бұрын
Ewayy dawit memhrey nayru nay bhaki tum seb euu yzkereni bokri wedey MEKALH kblo eye ybl naru I am so happy today gal dawit bmrayeyy
@mebratasfeha9108
@mebratasfeha9108 3 жыл бұрын
ዘሕዝን ኣጆኹም ካብቶም ዝተሰዉስ ዝተኣስሩ ብገበን ኣንተከይኑ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ኣንተዝፍረዱ ቤተሰቦም ዝርኡዎም ኣዛ ሃገርና አዚ ከይኑ ኢዳ አዚ ለዋህን ሩህሩህ ህዝቢ ኤረትራ አዚ ከይኑ ኢዱ ኣግዝኦ ማሓረን
@kudusankeleta1418
@kudusankeleta1418 3 жыл бұрын
Ariam guwale kalat yhatsereni, eti semayn meretn zifetere gin nay LIBIKI YHABKI !!!! 🙏🏽🙏🏽
@divoraolive722
@divoraolive722 3 жыл бұрын
Abokie Dave dea muhur fekar nekulena temharo behde tematie shekor Dawet hawy mewaxo yefterelu Ktxbkie neu ekie tmeslie sahkit 😍we miss him .
@letinak4559
@letinak4559 3 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብኪ ኣምላኽ 🙏🙏
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጥዕና ሂቡ ዓወት እምነየልኪ። ተመሃሪ ጽባሕ ኣብ ፍትሓዊት ኤርትራ ዓቢ ተራ ይጽበየኪሎ። ምስ ዘይትፈልጥዮ ወላዲኺ ብዓወትን ብሰላም ክትራኸቡ እምነየልኪ።
@selasgebretensai2615
@selasgebretensai2615 3 жыл бұрын
እጀኩ። ሓደ። ማዓልት። ኪትራከቢ። እኪ። ምስ። አቦኪ። ምስ። እግዝአቢሂር። ደገፍ
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 жыл бұрын
Oh my, Abikikn 😪 Entay Emo Kingebir Ganin Zikone Ftiret Rekiba Eritrea Hiziba Dibelie Hiziba Debik
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 3 жыл бұрын
Aru haftey ajoki n abona journalist dawit ab zelewo edmen tenan yhabo ms kulu betesebki edmen tenan yehabki hope one day u meet with ur lovely dad
@crunchtime3065
@crunchtime3065 3 жыл бұрын
It breaks your heart. May God grant you the opportunity to see your Dad soon.
@medhaniebuzuamlak2333
@medhaniebuzuamlak2333 3 жыл бұрын
Dawit was my physics teacher in Asmara com secondar school he was nice guy
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ኣርያም ፍጣሪ ምስ ኣቦኪ የራክብኩም ::
@yordamichael812
@yordamichael812 3 жыл бұрын
Ariam shikor stay blessed ,ajoki Goyta senay eiu.
@selam9003
@selam9003 3 жыл бұрын
Ariam, it saddens me to hear you have to go through so much trouble at such a young age! Your courage and positive attitude is inspirational. All the best to you Xbeqti.
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 3 жыл бұрын
ኣጆኪ እዛ ጋለይ ንፍዕቲ ሓንቲ መዓልቲ ራህዋ መጺኡ ንኣቦኪ እትረክብሉ መዓልቲ ርሑቅ ኣይኾውንን'ዩ። ኣምላክ ንገፋዕትን ጨኾንትን መዓልቲ ጸልማቶም ይቀርብ'ዩ ዘሎ።
@asmarashikor2764
@asmarashikor2764 3 жыл бұрын
Oh you are very smart and be proud of your dad. He is a hero and innocent who stand for justice. I hope you will meet your dad very soon with God's will.
@kidanear5784
@kidanear5784 3 жыл бұрын
brave, clever, well-matured at her young age. How proud would be her father if he hears this interview. Ariam make your father proud, then he will consider his unjustified imprisonment as if nothing happened. One word BRAVO!!!!!!
@toshememahari5129
@toshememahari5129 3 жыл бұрын
ዑድልና ዶኾን ይኾዉን አዚ ኩሉ ግፍዒ ብሰንኪ ሓደ ዲያብሎስ
@kdnghebr7325
@kdnghebr7325 3 жыл бұрын
Kal amilak's hulfi mesatoy alebemeni kem zibil kalu alebimki nibereket kuni tebareki
@wadiasmera3420
@wadiasmera3420 3 жыл бұрын
Memher dawit leol mekonnen kemhr kalo yezekro. Amlak mesaka yekon bro🙏. Mote nefasheshety hzbawey genbar shefta.
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Ajoki zaguley egziabher amlak hasb lebekh yehabeki fetari
@wedihagereseb829
@wedihagereseb829 3 жыл бұрын
ኣታ አዞም፡ቆልዑ መሰክን ዘክቲሞም ከይዘክተሙ ከብድካ ይበልዑ ሶ ቨሪይ ሳድድድ
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 10 ай бұрын
Edmen tenan yhabki
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 3 жыл бұрын
Nblekum never yeblnan Ezgabher eidu yenbrelkum
@tefariande2092
@tefariande2092 3 жыл бұрын
💝💝💝🎓🎓🎓
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 3 жыл бұрын
Ahhhh eway ana haftey mearey 😭😭😭 Very heartbreaking stories, be strong my dear, I hope you will see your father I’m praying for you sweetheart 🙏🏽🤲❤️
@bereketberhane7722
@bereketberhane7722 3 жыл бұрын
Well done!
@edenkahsu2961
@edenkahsu2961 3 жыл бұрын
Oh mi God, Proud of you
@Rebecccca83
@Rebecccca83 3 жыл бұрын
Thank you for Sharing your history. She is smart and beautiful. I wish your father will see you soon.
@collegeboyfortwo
@collegeboyfortwo 3 жыл бұрын
God bless you and Jesus is with you
@luwamhagos3971
@luwamhagos3971 3 жыл бұрын
Ahhh Ahhh hgdef si emrikum yhtser. Amlak yiakil belena
@maekeltekeste3362
@maekeltekeste3362 3 жыл бұрын
መርrhባ አዛ ጓለይ ሃብሮም ኣጆኺ ከም ዘለ ኽዮ ቀጽሊ :: ዓለም ቃልሲ አዩ ሕጂ ግን ኣብ ጽቡቅ ቦታ ስለ ዘለኺ ኣይትሕመቂ :: ነደኺ ሰላም በልለይ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ::
@recipenow3080
@recipenow3080 3 жыл бұрын
god is big one day you will be with your dad
@saba770
@saba770 3 жыл бұрын
😢😥may God give you strength....please keep honoring your father by fighting against this dictator even if it means just speaking about ur father history. I am wondering who would dislike this video....a young woman remembering her imprisoned father and talking about her challenges...we, Eritreans, are really sick. There is nothing to dislike about this interview!!!
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Ajoki zaguley egziabher amlak edemen teanen yhabki egziabher amlak gex abokh yerekhi
@tsegakelati7730
@tsegakelati7730 3 жыл бұрын
ዛግዚኣቢሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣርያም ጓልቲ ጀግና ኤርትራዊ ሓውና፡ ኣቦኪ ጀግና እዩ ከምቶም ብከብዶም ዝሓድሩ በላዕቲ ኣይኮነን፡ ኣቦኪ ምእቲ ሃገሩን ህዝቡን ኣብ ማሕዩር ኣሬመን ኢሰያስ ይሁዳ ወዲቁ እዚ እውን ክሓልፍ እዩ ውድቀት ንውልቀ መለክቲ ትንሳኤ ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ
@azebgeremeskel355
@azebgeremeskel355 3 жыл бұрын
Dawit memhrey neru zkone temaharay ndawit zeyfetu ayneberen kem memhrana zeikones kemhawna neru egzabher misakum ykun hede maelty kae AMLAK kifetho eyu ajoki ane kemseb ety zfetwo zekibro hawna eyu and I am proud of you zagaley
@yonasabraha7420
@yonasabraha7420 3 жыл бұрын
Hasba libiki ysmereliki ajoki Abesa Kulu halifay eu edmen tienan yehabeki Aboki mewatseo yeftirelu Nedeki mulue tiena bertie nay behaki lebam gali 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fioriasmerom7996
@fioriasmerom7996 3 жыл бұрын
❤️❤️💕💕💕💕
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 3 жыл бұрын
Ajeki haftey natey hade mealti kulu nsenay kikewn eyu amlak edmen tienan yihabkin neakin nmamakin Dawit dma kabti zelewo mahyur bselam yegelaglo❤️❤️❤️❤️❤️
@aa.2059
@aa.2059 3 жыл бұрын
You Graet Girl 💕💕🙏🙏💗💗
@recipenow3080
@recipenow3080 3 жыл бұрын
I feel sad
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 жыл бұрын
ኣርያም ጓለይ ንፍዕቲ ለባም ኣቦኺ ንህዝቢ ኤርትራ ፍትሒ ከምጽእ ብዘይፍትሓውያን ሰባትን ስርዓትን ብዘይፍርዲ 19 ዓመት ኣሲሮም ብዘይኣቦ ክትዓብዪ ፈሪዶምኺ ግን ኣምላኽ ናይኢዶም ኣየጣፋኣሎም ንስኺ ዕድለኛ ኢኺ ንፍዕቲ ኣደ ረኺብኪ ኣብዚ ኣብጺሓትኪ ብዙሓት መሳቱኺ ብዘይ ኣቦ ብዘይ ኣደ ይሳቀዩ ኣሉው ግን ኩሉ ስቃይቁም ሓሊፉ ምስ ስድራኹም ትረኣኣይን ትሕጎሱሉን ማዓልቲ ርሑቅ ኣይኮነን ኣጆኺ ትምህርትኺ ጥራይ ግበሪ 🙏🏽❤️🌹
@saeedaali657
@saeedaali657 3 жыл бұрын
حق هاذي البنت انشاءلله ما يضيع ولا حق الشعب
@alemsegedgebrezgabihier3022
@alemsegedgebrezgabihier3022 3 жыл бұрын
Selam 10x sister
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 3 жыл бұрын
እዋይ ቕምጥ ኢልኪ ን ትዕግስቲ ኣምኪ ኢኪ ትመስሊ በው ይገርም ዩ!!!!
@selinagaleri4650
@selinagaleri4650 3 жыл бұрын
,,😭😭
@jonigere878
@jonigere878 3 жыл бұрын
Dawit kulu gze ab libna eka.ajoki za haftey. be strong.
@selamnekulu1731
@selamnekulu1731 3 жыл бұрын
Naybahaki lebam 🥰👏
@ephraim1876
@ephraim1876 3 жыл бұрын
በጃኩም እባ ንእዮብ ባህታ ኣምጹኡልና , ምስ ንፉዕ ኣቕራቢ መደብ. ዝሓለፈ ግዜ ምስ ኤልሳ ጭሩም ዝገበሮ ቃለመጠይቅ ከምቲ ዝድለ ኣይሓተተቶን . ካም መጀመሪያ ከመይ ከም ዝነበረ እቲ ኩነታት ኣስፍሕ ኣቢሉ ከዕልለና Thanks
@banwete7260
@banwete7260 3 жыл бұрын
she is smart ajoki amlak mewaxio yifterelu ember bi hgdf si muliu hizbi enda nebie eyu zinebir zelo
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 75 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 100 МЛН
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 75 МЛН