ERISAT: ስንኩላን ክርሸኑ ትእዛዝ ዝሃበ ብ/ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር) ንኢሰያስ ከም ጣኦት'ዩ ዘምልእኮ | ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ

  Рет қаралды 41,042

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 113
@fthi3585
@fthi3585 2 жыл бұрын
ብሐቂ ደስ ዝብል ትንቴና ደቂ ህዝቢ እድመን ጥዕናን ይሀብኹም እግዚአቢሔር ምሳዀም ዩኩን ፍትዋቴይ አሜን አሜን አሜን
@sarajemil2532
@sarajemil2532 2 жыл бұрын
ካማካ ዓይነት ኣቦታት የድልይዋ ወዲ ሃይለ hero
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 Жыл бұрын
Betami xebuki gelixkay
@tess8603
@tess8603 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ትንታኔ ወዲ ሀይለ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 жыл бұрын
Nay mintay tintaneyuzu? Lekabit awrajawiyan xebebti riesi rishat nay Eritreawian agameguzay.
@tess8603
@tess8603 2 жыл бұрын
@@misghinagheb9692 አቦኻ ጦር ሰራዊት ክኸዊን አሎዎ።
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 жыл бұрын
@@tess8603 resah hangol agame and agameguzay Eritrea si kibetsa aymilketekinyu komalat.
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 жыл бұрын
@@misghinagheb9692 kkkkk አከለጎዛይ አጋመ ድሕሪ ኢልካዬም ዳአኒ ቀይሕ ባሕሪ ናቶም እኳ እዩ ሐማሴን ካብ ፍልፍል ሰለሙና አይተሐልፍን ክትሓልፍ ተደልያ ሰምሓር ክስይፍዋ እዬም። አጋመ ዶ በልካ ሐቅኻ እዌ ንኽሉ ዘመን አሎው።
@asmaittedros7156
@asmaittedros7156 2 жыл бұрын
ሰላም ሄነግ ሓወይ ዝበዝሕ ሰራሕካ ብታዕሚ ይፈትወ እየ ግን ሓንቲ ክወቅሰካ ነዞም ኩቡር ኣቦና ተጋዲሎም ክሳዕ ሂወቶም ዝሃቡ እዬም ስለዚ ንስካ እንታይ ትሓስብ ኢልካዮም ከምቲ ክብሮም ኩቡር ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ እንዳበልካ እንተትጽውዖም ጽቡቕ ምመስለኒ ንዲክታተር ከማን ኩቡር ፒረዝደን ከማን ይብልወ ኣለዉ ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልካ
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 жыл бұрын
Jigna General Nopilion equa kwhdeka aba treg long live veteran wedi haile🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌷🌷🌷
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 2 жыл бұрын
እድመን ትእናን ይሃብካ ወዲ ሃይለ ኣዚዩ ደስ ዘብል ተንተና ኣብ ዳግማይ ሃራ አርትራ የርእኻ ፈታሪ
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 2 жыл бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ጽፉፍን ርትዓውን ትንተና ብርጋዴር ጀኔራል ተኸስተ ሃይለ:: ዓቢ መምህረይ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝኸበርካ ብርጋዴር ጀኔራል 🇪🇷❤️!
@huruyweldezghi4509
@huruyweldezghi4509 Жыл бұрын
Gigna wdi haile❤❤❤❤
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 2 жыл бұрын
Thank you General for fighting relentlessly. May you recompense sooner your hard work. 🙏
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 2 жыл бұрын
Thank you Erisat and the general and I really enjoyed he is speech.
@abbaburukwoldegaber1712
@abbaburukwoldegaber1712 2 жыл бұрын
⁰⁰0⁰0⁰0⁰00
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 2 жыл бұрын
ሽፍታ ዓዲ ሃሎ ብሃጸይ ሃይለ ስላሴ ፣ዓረብ ቋንቋ ተማሂሩ ፣ፓስፖርት ቪዛን ገንዘብን ሒዙ ዩ ንሱዳን ከይዱ ብኡ ገሩ ኸአ ንመዳ ዝወረደ ።ምስኡ ብዙሓት ዕሱባት ብኤርትራ አቢሎም ንመዳ ከምዝአተዉ ይንገር(በዓል መን ምዃኖም ጊዜ ክነግረና ኢዩ)። ንናይ ኢሳያስ ስልጣን አብ ሓጺር ጊዜ ንምርግጋጽ ብዙሕ ሽርሕታትን ቅንጸላታት ውን አካይዶም። ናታቶም ፕሮጀክት ኸአ ንተሐኤ ንምዝራግ(sabotage)ኢዩ ኔሩ ። ስለምንታይ ደኣ እዚ ኹሉ ጊዜ ተጋዲሉ ንዝብሉ ፣አሕልቁ -ሃጸይ ሃይለ ስላሴ፣-ልዑል አስራተ ካሳ (ቀንዲ ናይቲ ፕሮጀክት መራሒ)-ደጃች ሰለሙን አብርሃ ሓጎስ ምራጭ ወልደ ኪዳን (ሓወብኡ -አመሓዳሪ ናይ ወሎ )ብደርጊ ስለ ዝተቀትሉ ፣ካልእ አማራጺ ስለ ዘይነበሮ ካብ ኢትዮጵያዊ ናብ ኤርትራዊ ምዃን ወሲኑ።ን50 ዓመታት ከአ ኤርትራዊ ተመሲሉ ረጊጹናን ቀቲሉናን አጽኒቱናን። ኢሳያስ ኤርትራዊ -ናህና ኮይኑ አይፈልጥን። ስለዚ ህዝብና ሓራ ንምውጻእ ፣ነዚ አረመን ተቃሊስና ክንስዕሮ እንተኾንና ፣ልክዕ ከም ደርጊ ፣ከም ቀንዲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ክንርእዮ ብእኡ መጠን ክንምክቶ ይግባእ። ብፍርቂ ልቢ አይሰርሕን ዩ።
@mengstabasmelash2021
@mengstabasmelash2021 2 жыл бұрын
ንጀነራል ሕጂ ቡዙሕ ሰብ ንቃልሲ ተበጋጊሱ አሎ ግና ዘማእዝኖ ሲኡኑ ሎ ነዚ ሐላፍነት ዝወስድን ንውሽጢ ሃገር ድዝጋሕን መላግቦ ንምፍጣር አባላት ህ ግ ዓቢ ተራ አለዎም ነዚ መስኖ ዚ ንምፍጣር
@senaialem4022
@senaialem4022 2 жыл бұрын
Hehehe enda akologuzay mishimushat ezi guhaf esub, ab hizibawi ginbar hade kem hamus akologuzay agame eyu zihiseb neru . Komalat nay Eritrea agame akologuzay
@senaialem4022
@senaialem4022 2 жыл бұрын
Teakibkum akologuzay agame ni hade kolia aytikonun ekum meshamush
@xsenlove152
@xsenlove152 Жыл бұрын
Naybehaqwi haqwenya generar thanks
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 2 жыл бұрын
The historic mistake was done 1987 2nd congress we gave him a constitution which gives him absolute power. In short the 1987 constitution of EPLF allows him to do what ever fits him. in 1987 congress the only person who opposed was Sheriffo I repeat his word. " if we ratify this constitution today we are creating a dictator" sadly we did , not supported him publicly .
@ትማልንሎምንጽባሕን
@ትማልንሎምንጽባሕን 2 жыл бұрын
1000 ይምቱ መሕደር 1000 ኣይሙት ይብሉ ቦታትና ክምስሉ እንከለው። ወዲ ሃይለ ጅግና መሕደር 1000 ከማኻ ይብዝሑ
@kudusyohanes5816
@kudusyohanes5816 2 жыл бұрын
ኢሰያስ ክቕንጸል ትራይ ዩ ዘለዎ ።
@waletburru1725
@waletburru1725 2 жыл бұрын
Thanks brother to the point analysis
@wediadi6788
@wediadi6788 2 жыл бұрын
ሓደ ብዙሕ ሰብ ዘይርደ ኦ ነገር ኣሎ፣ ባድመ ክበሃል ከሎ፣ እታ ኣዝያ ንእሽቶ ዓዲ ማለት ኣይኮነን፣ ባድመ ማለት ነታ ዓድን፣ እቲ ኣብ ዙርያ ናታ ዘሎ ሰፊሕ ጎላጉል ማለት ኢዩ።
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 2 жыл бұрын
መሪሒነት ሀዝባዊ ግንባር፣ ንህግደፍ ሸይሙ ንህዝቢ ንድሕሪት ገዲፉ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ንሐመድ ኣብሊዑ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 жыл бұрын
ስለምንታይ ኢኹም ንኢሳያስ ብዓይኒ ሕክምናዊ ትንተና ክትገብርሉ ዘይትፍትኑ? እዚ ሰብ'ዚ ዝገብሮ ዝነበረ ኩሉ ግፍዕታት ንጥቕሙ ኢሉ እዩ ገይርዎ እንተድኣ ኮይንና ንብል ዘለና ብሓቂ ነቲ ጉዳይ ናይዚ ሰብ ኣይተረደኣናን ማለት እዩ:: ኢሳያስ ብሕማም ስነ ኣእሙሮ ዝሳቐ ዘሎ ሑሙም ሰብ እዩ:: ዲክታቶራት ንሽሞምን ዝንኦምን ክብሉ ቡዙሕ ጽቡቕ ነገራት ይገብሩ እዮም: እሳያስ ግን ነቲ ዝተነድቀ ዘፍርስ ሑሙም ሰብ እዩ:: ስለዚ ብሑሙም ዝምራሕ ህዝቢ እሞ ከኣ ድሕሪ ተሞክሮ ናይ 31 ዓመት ክንርዳእ እንተዘይኪኢልና ንሱ ዘይኮነ ንሕና ኢና ሑሙማት
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
አማን ብአማን ንሕና ኢና ሕሙማት 😂😂❤️👍👌💪🙏
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 Жыл бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Arefdeje
@Arefdeje 2 жыл бұрын
ትኽክል ዓባይ ሕቶ፡እንታይ'ዩ ገሩ እዚ ህዝቢ?
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
አብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ታሪኻዊ አውራጃታት (Region) ኤርትራ ተደምሲሱ። አክንዲ እዚ ዕንወትን ብህሰትን ዝተገብረ ካብ 1991 ክሳብ ሕጂ ማለት ጥንታውን ታሪኻዊ አስማት መሬትና ደምሲሱ ክብርታት ባህሊታት ኤርትራ ምስ ናይ ተጋሩን አምሐራን ከዋሃህዶ/ከታሐናፍጾ ን30 ዓመት ዝኣክል ብዘይ ገለ ተቃውሞ ጸኒሑ።
@yonasg.medhin6310
@yonasg.medhin6310 2 жыл бұрын
ናይ ፌደራልን መንግስቲን ናይ ክልል ትግራይ ሓላፍነት ክፍለጥ ኣለዎ ቅድሚ ናብ መደምደሚ ምብጻሕካ ። ኢሮብ ካብ ኤርትራ ትዓብይ ሰሜን እዝ ንኸይውጽእ ኣይተገብረን ድዩ። ኤርትራ ጥራይ ምውንጃል ናይ Erisat ስራሕ ካብ ዝኸውን ነዊሕ ኮይኑ እዩ፡፡
@Gira1995
@Gira1995 2 жыл бұрын
Thank you our hero👏🏽👏🏽👏🏽
@ghirumhabte1249
@ghirumhabte1249 2 жыл бұрын
መትከላውን ሓድነታውን ሃገራዊ ዕላማ ዘማልአ ጉባኤን ጠራናፍን ይኹነልኩም የሕዋት።
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 2 жыл бұрын
አመዳእታ ዝበልካያ ፓለቲካ ፓለቲካ ረብሐ ሕዝቢ ካብኮነ ንምታይ ዳአ ቀዳማይ ጸላኢ ኢሰያስ ዝኮኑ መንግስታት ድዬም ክልላት ዎላ ውልቀሰባት ዎላ ውድባት ፍልልያት ብዘየገድስ ሐቢርና ክንሰርሕ ዘይትብል
@tkh4049
@tkh4049 2 жыл бұрын
Please post the right address of the meeting. Hall number? Thanks
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
አስማት አውራጃታት አስማት ብሄራት ብጉሁድ ተደምሲሱ። ብአውሬጃታት ኤርትራ ብሄራት ኤርትራ ምዝራብ ገበን ኮይኑ።
@wediadi6788
@wediadi6788 2 жыл бұрын
ጠንቂ ናይ ኲናት ዶ ክነግረኩም? ብሓጺሩ፣ በዓል መለስ ዜናዊ ንኢሳያስ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ምዕብላል፣ ምናልባት ውን ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ ምግዛእ ሕልሙ ስለ ዘብከኑዎ ኢዩ። ባድመ ትበሃል ዓዲ ካብ ቅድሚ ናጽነት ጀሚሮም ወያነ ኢዮም ዘመሓድሩዋ ነይሮም። እቲ ናይ ዶብ ዝበሃል ነገር መሳበቢ ንኲናት ጥራይ ኢዩ ነይሩ።
@berietesfankiel6578
@berietesfankiel6578 2 жыл бұрын
Kemu kekawen alwo meknyatu badma zehabom balu eu
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 2 жыл бұрын
አብቲ ግዜ ሐላፊ ምክልካል ኤርትራ ዝነበረ መስፋን ሐጐስ እንኮሎ እቲ መርሸንቲ ብወታደር ኤርትራ ተፈጺሙ መጀመሪያ ተሐታቲ መስፍን ሐጐስ ንምንታይ ንፈጸምቱ አብቀይዲ ብዘይምእታዎም ነዚ ከ ኦንታይ ሽፍንፍን አድለዬ
@michaeleghebreab1198
@michaeleghebreab1198 2 жыл бұрын
Good job
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 жыл бұрын
እንታይ ጌርዎ እዚ ህዝቢ ዓባይ ሕቶ
@mulugetamebrahtu8008
@mulugetamebrahtu8008 2 жыл бұрын
wedi hayle kulu zerebaka himam fuxum resah poletika eyu ny mejemerta General hadami koynka aleka dehar kea nezom kulom Arkenat tegadelti mzintal entay amxeo awurajawi kea General gexka tkewel
@Rocky-life518
@Rocky-life518 2 жыл бұрын
If Russia can take over Ukraine 🇺🇦 then Ethiopia 🇪🇹 will take over Aseb port! There is no more sovereignty in this world unless you have powerful military and economy
@thegunners4045
@thegunners4045 2 жыл бұрын
Lol 😂 Ethiopia 🇪🇹 can’t stand even as a country. It’s failed 😞 state. It will be divided in in 7 regions. Ethiopia is just made In fake history. Eritrea 🇪🇷 built with the blood 🩸.
@Arefdeje
@Arefdeje 2 жыл бұрын
U know us ya Kkkk
@maekelemerhawi1921
@maekelemerhawi1921 2 жыл бұрын
Baba tekest edman tenan yehbka amelak
@mmeasho2171
@mmeasho2171 2 жыл бұрын
ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ላሓስሕስ ኣይትበል አብ ኤርትራ ዉን ምስ ሓለፍቲ ላዕሎዎት ላሓስሓስ ትብል ኔርካ
@natsenat6087
@natsenat6087 2 жыл бұрын
ዶብ ክትብሉ ዓሪቡኩም!! ጀነራል ተከስተ ኩላትና ከምንፈልጦ ሎካሲ ኩናት ኢሳያስ እዩ።
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 Жыл бұрын
Ewe hakeka amlak yexrgo
@goitomtewelde4569
@goitomtewelde4569 2 жыл бұрын
እዚ ህዝቢ አንታዩ ጌርዎ ? ? ? ቀንዲ ሕቶ ኤርትራዊ እዩ
@lomintmaln4613
@lomintmaln4613 2 жыл бұрын
festival endakonenkum netsa press
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 2 жыл бұрын
ኤሪሳት ውን ምስትውዓል ከድልየኩም ኢዩ ስለምንታይ በሉ
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
ንምንታይ ኢዩ ኩሉ ግዜ ጉዳይ ባድመ መሬት ኩናማ ክንሱ ኩናማ ዘይብሉ ክትዕን ትንተናታትን ዝግበር ዘሎ???
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 жыл бұрын
Welcome erisat
@destaftwi5229
@destaftwi5229 2 жыл бұрын
Ezi sebiay kia eseyas eseyas kibil eko toq abiluna
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
እሳያስ ንምንታይ ኢዩ እቲ ናይ ትግሪኛ ኤርትራ ባሕልን ክብርታትን ምስ ናይ ትግራይ ኢትዮጵያ ከዋሃሆዶ ጸኒሑ። ንምንታይ እዮም እቶም አሕዋትና ደቀባት ኤርትራውያን ተነጺሎ (marginalisation) ተገሮም አብ ደገ ይኹን አብ ኤርትራ። ንምንታይ እዩ ብሄር ኩናሜ ብዛዕባ መሬተም ባድመ ክዝትዩ ዘይተፈቅደሎም። ስለምንቴይ ኢዩ ብዛዕባ ባሕሪ ዓሰብ ይኹን ባሕሪ ባጽዕ ነቲ ወናኒ ህዝቢ ሪኢቶ ክህብ ዕድል ተኽሊኡ
@me-msd9407
@me-msd9407 2 жыл бұрын
Winta habtom Badme bkemey eu nay kunama koynu? Asebn batsien ke naymen eki ktgebriyo delki hateftef tbli deleki?
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ናይ ኤርትራ ትግርኛ ባህልን ክብርታትን፣ ካብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ትግርኛ ባህልን ክብርታትን ይፍለ ድዩ !!? ኢሰያስ ክፈላልዮን ከፍርሶን እምበር፣ ኢሰያስ ዘዋሃሃዶ ባህልን ክብርታትን ናይቲ ኣብ ክልተ ሃገር ዝነብር ሓደ ህዝቢኸ ኣሎ ድዩ !!? ኣቤት ርእሲ !!
@gm5215
@gm5215 2 жыл бұрын
እዚ ዝባሃል ዘሎ ነስተባህለሉ እስያስ ን ኤርትራውያን ዓፊኑ ይኸይድ ጸኒሑን ኣሎን ሰብ የብላንድያ ዛሃገር እቶም በላዕቲ እጃም ህዝቢ ኤርትራ ቁሩብ ሓቦ የብሎምን ድዮም ሰረቕቲ በላዕቲ ዘይ ናቶም
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 2 жыл бұрын
Don't worry about Eritrea. Worry about your Tegray. You are not asking questions worth of answering to you, you just injecting venom.
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 2 жыл бұрын
@@me-msd9407 Haki ktzreb kela heart ❤ attack gearatlky ayekonenn dyou ; shefafeyenkha zkyed neger yelen . Hahahahaha
@sshh5175
@sshh5175 2 жыл бұрын
ወረ ከም መን ንመን ወኪልካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ፧ ጸገምኩም ናይ ሓታቲ ይኹን ተሓታቲ መራሒ ኢሰያስ እዩ ። ኤርትራ ውልቀሰባት ሓልዮማ ኣይኮነትን ደው ኢላ ሰዊዳ ዘላ ። ኩሉ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተወሰነን ዝተወስደን ስጉምትታት ኣኣብ እዋኑ እቲ እንኮ ኣማራጺ 'ተዘይ ነብር ኔሩ ፡ ኤርትራ ሕጂ ናብ ተብሎ እኮ የለን ግን ካልእ ምኾነ እቲ ኩነታታ ። ዝኾነ ውልቕሰብ ሃገር ክሸይጥ ክልውጥ እዩ ኢልካ እቲ ምሕሳብ ውን ጥራሕ ፡ ከም ሰብ ንስኻ ዘለኻዮ ኩነታትን ህዝብን ጋጊኻዮ ኣለኻ ማለት እዩ ። ስለዚ ብመን ንመን ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ። ተጋዳላይ ኮይንካ ፡ እከለ ተጋዳላይ ንእከለ ተጋዳላይ የምልኾ እዩ ካልእ ወዘተረፈ ኢልካ ክትዛረብ ብጣዕሚ ነቲ ተጋዳላይ ዝብሃል ረሲዕካዮ ኣለኻ ማለት እዩ ። ን መን ኢኹም ከተደናግሩ ፧ ኩሉ ኢሰያስ ኡሰያስ ኢሰያስ ህዝቢ ፈጊዕኩሞ ። እምበርዶ እቲ ኡሰያስ እንዳ በልካ ኢድካ ኣብ ኩሉ ናብኡ ምውጥዋጥሲ ንዓኹም መመሊሱ ድኽመትኩም ከም ዘቃልዕ ዘሎ ይርድኣኩም ድዩ ፧ ካርታ ዶብ ኣብ ወረቀት ተወዲኡ እዩ ። ንሱ እቲ ቀንዲ እዩ ። እንታይ ኮይኑ ኣብ መሬት ዘይ ተሓንጸጸ ሕትትዎም ነቶም ዳኛታት ። መንግስቲ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ዝቀየሪ ቃል መርገጺ ወይ ሕቶ መግለጺ የለን ። ክሳብ ሕጂ ሓደ ዓይነት እዩ ዘሎ ። ኣይተ ሓስዉ ።
@badre2096
@badre2096 2 жыл бұрын
ኢሰያስ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም
@abrhayobeyene3440
@abrhayobeyene3440 2 жыл бұрын
ህዝቢ እንታይሞ ክገብሮ ሽፍታ ኮይኑ።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
ሄኖክ ሐወይ ካብ ኢትዮጵያውያን ዘለዎም ሕልሚ መሬት ኤርትራ ባሕሪ ኤርትራ ክውንኑ ሽሕ ግዜ ንነዊሕ ዓመታ መካትዕን መዛረብን ኮይኑ ዘሎ አብ ሶሻል ሚዲያ (social media) ሳ ኢሳያስ ብዓቢዩ ጥንታውን ታሪኻዊን አስማት አውራጃታት ኤርትራ ተደምሲሱ አብ መሬትን አብ ካርታን ሐደሽቲ አስማት ማለት ዞባ ደቡብ ዶ ሰመናዊ ባሕሪ ዶ ዞባ ማእከል ዶ ወዘተ አጠሚቁ ኤርትራ ትግራዋይ መቦቆሉ አፍልቡ ነፊሑ ዝነበረላ ኢቲ ጹሪይ ኤርትራዊ ቀቢላዊ ዶ አውራጃዊ ዶ ተባሂሉ ዝቅጸልን ዝዝለፍን ዝህረምን ዘሎ ሲ እዚ ከታሐሳስበናን ከሕፍረናን ኢዩ ዝግባእ።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
ሄኖክ መሬት ኤርትራ ባሕሪ ኤርትራ ዋናታት አለውዎ ማለት ባሕሪ ባጽዕ ደቀባት ደቂ መሬት ጹሪያት ዋናታቱ ደቂ አውራጃ ሰምሃር ደቂ ብሄር ትግረ ኢዮም። ከምኡኻኣ መሬት ባድመ ጹሪያት ዋናታቱ ደቀባት ደቂ አውራጃ ጋሽ ባርካ ደቂ ብሄር ኩናማ ኢዮም። ከምኡ’ውን ባሕሪ ዓሰብ መሬት ዓሰብ ጹሪያት ዋናታቱ ደቂ አውሬጃ ደንካሊያ ደቂ ብሄር ዓፋር ኢዮም ንምንታይ እኺም መቦቆሎም ዘይተፈለጠ ትግሪኛ ተዛረብታ ጥራሕ ብዛዕባ ባሕሪን ባድመን ክዛረቡ ተደልዩ። ታሪኽ አውሬጃታት ኤርትራ ከምኡ’ውን ብሄራት ኤርትራ ከተናእሱ ክትድምስሱ ሐዳስ ኤርትራ ተጋሩ ዝዕንዱሩላ ክትሰርሑ ኤርትራ አብ ሐደጋ ኣእቲኹማ አቱም ህዝቢ
@wilized8584
@wilized8584 2 жыл бұрын
ትሓልም ኣለኻ ,,ባሕሪ ብታሪኽ ናይ ደቒ ምድረ ባሕሪ ነገስታት እዩ ወላ እታ እረትራ,,ንስኻ ግን ወይ ሕማም ምስልምና ወይ ትግራዋይ ደም ኣለካ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 жыл бұрын
😂😂😂 " መንነቶም ዘይፍለጥ ተዛረብቲ ትግርኛ " !!? ደቀባት ዝብል ቃል ኣልዒልካ ኣለኻ። መሬትን ባሕርን ኤርትራ ኻኣ፣ ዋንነት ደቀባት ምዃኑ ኣሚንካ'ለኻ። ተሪፉ ዘሎ፣ ደቀባት ኤርትራ ዝበሃሉ መን'ዮም ዝብል'ዩ። ኣብ ኤርትራ ደቀባት ዝበሃሉ ክልተ ጥራይ እዮም። ንሳቶም ካኣ፣ 1, እቶም ፍጥር ክብሉ ኣብዚ ናይ ሕጂ ኤርትራን ትግራይን ዝተፈጥሩ ፣ ኣብ ሃይማኖት ክርስትና ዝኣምኑ፣ ትግርኛ ዝቋንቆኦም ኣግኣዝያን ተጋሩን፣ 2, ፍጥር ክብሉ፣ ኣብዚ ናይ ሕጂ ኤርትራ ዝተፈጥሩ ፣ ትግራይት ዝቋንቁኦም፣ ኣብ ሃይማኖት እስልምናን ክርስትናን ዝኣምኑ፣ ኣግኣዝያን ብሄረ ትግረ እዮም ። ካብዞም ክልተ ወነንቲ መሬትን ባሕርን ኤርትራ ዝኾኑ ክልተ ደቀባት ሕብረተ ሰባት እንተዘይኮይንካ፣ ዜግነት ናይ ምሓዝ መሰልካ ክንሕልወልካ ኢና።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
@@woldaislassie2930 መንነቶም ዘይፍሉጥ ንስኻን ከማኻ ዝኣምሰሉ ትግሪኛ ተዛረብቲ ምስ ሽፍታ ሃጸይ ዮውሃንስ ናብ ኤርትራ አብ 1889 መጺኦም ደቀባት ኤርትራውያን አጽኒቶም አብ መሬት ከበሳ ምሳና ምስቶም ጹሪያት ትግሪኛ ተዛረብቲ ኤርትራውያን ደቀባት ተጸምቢሮም ክሳብ ሕጂ ደም ኩሎም ደቀባት ኤርትራ ዝሰትዩ ዘለዉ ኢዮም። አበሐጎታትካ ንኤርትራውያን ደቂባት አጽኒቶም ጥራይ ዘይኮነስ ንጣልያን ስለ ዘገልገሉ ማለት ናይ ጣልያን ዓሳክር/ወታሃደራት ኮይኖም ውን ናብ ሊብያ ናብ ሶማል ከይዶም ጽንተት ፈጺሞም ናብ መሬት ኤርትራ ዝተመለሱ ኢዮም። ጣልያን ንአቦሐጎታትካ ስለ ዝኣምኖም ንፉዓት ሸፋቱ ንፉዓት ቀተልቲ ሰብ ምዃኖም ጽቡቕ ገሩ ምስ ተረደኤ ሽመትን መሬትን ሂቡ አብ መሬት ኤርትራ ማለት አብ መሬት ሐማሰን አብ መሬት አከለጉዛይን አብ መሬት ሰራየን ኮፍ አቢሉዎም። አቦሐጎታትካ አብ መሬትና ኮፍኢሎም መንነት ኤርትራ ወሲዶም ከይአኽሎም ናዓና ጹሪያት ኤርትራውያን ተዛረብቲ ትግሪኛን ካልኦት ትግሪኛ ዘይተዛረብቲ አሕዋትና ደቂአባት ኤርትራውያን ጨሪሾም ካብ መሬት ኤርትራ ከጽንቱና ምስ ዘዚመጹ ባዕዳዊያን ገዛእቲ ብስቱርን ብቁሉዕን ደምና እንዳሰተዩ ካብ 1889 ክሳብ ሕጂ አለው። ባዓል አቦሐጎታትኩም ምስ ኑጉስ ሃይለስላሰ ኮይኖም ወታሃደራዊ ታዕሊም አብ እስራኤል ናይ ኮማንዶስ ተዓሊሞም ናብ ኤርትራ መጺኦም ውን ምስ ጦር-ሰራዊት ናይ ኑጉስ ሃይለስላሰ ንጉሰ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዓዲታት ደቀባት ኤርትራውያን ማለት ዓዲ አውራጃ ሰንሒት ዓዳ አውራጃ ጋሽ ባርካ ዓዲ አውራጃ ሳሕል ዓዲ አወራጃ ሰምሃርን ዓዲ አውራጃ ደንካሊያን ብሐዊ ህዝቢን መሬትን አንዲዶም። አብ ከበሳ ውን ፈልዮም ንደቀባት ኤርትራውያን ቀቲሎም። አቦ ኢሳያ ድሕሪ አቦሐጎታትካ ናብ ኤርትራ ዝመጸ ውን ምስ ተጋሩ ናይ ትግራይ አሕዋቱ ማለት ምስ ባዓል መለስ ዘናዊ ኮይኑ ውን ነዞም አብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎም አውራጃታት ብስልቲን ሸርሒን ደቆም አጽኒትሎም። ሕዝቢ ኤርትራ ካብ ብእድ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተቀተሉ በአባላት ትግራይ ትግሪኛ ሚስጢራዊ ሰልፊ እታ ባዓል አቦሐጎኻ አብ 1890 ዝመስረትዎ ሕብእቲ ሰልፊ ክሳብ ሕጂ ደቀባት ኤርትራውያን ክርስቲያን ይኹኑ ሙስሊምን ደቂ ኽበሳ ይኹኑ ደቂ ቆላ ትበልዕ ዘላ እዛ ሚስጢራዊ/ሕብእቲ ሰልፊ ን 132 ዓመት አብ ሕምብርትና ኮይና ኢያ።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
@@woldaislassie2930 ናትኩም ነገር ታሪኹ ዘይፈልጥ ታሪኽ ናይ ካልኦት የባላሹ። ኤርትራ ዓስካረን ናይ ክልተ ሚልዮን ዓመት ዝገበረ አብ መሬት ደንካሊያ ዓፋር ብዓበይቲ ብሙሂራት (scientists) ተፋሒሩ ዝወጸ ናይ ዓፋር ሰብ ኢዩ ነይሩ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 жыл бұрын
@@wintahabtom9894፤ ኣእምሮ ዝበሃል ዘይብልካ፣ ካብ እንስሳ ንታሕቲ ምዃንካ ባዕልኻ ተለፋሊፍካ !!! ቅድሚ 2 ሚልዮን ዓመትስ ዓፋር ዝበሃል ፍጡር ነይሩ !!!? እሞ ኻኣ ኣብ ደንከል !!? 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
ንምንታይ ኢኹም አብ ጉዳይ ባድመ ንህዝቢ ኩናማ ሪኢቶ ክህቡ ዘይንሪኦም??
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 2 жыл бұрын
መሬት ባደመ መሬት ኩናማ ኢዩ። አብናይ መሬት ባደመ ከዛረቡን ከምስክሩን ዝግቦኦም ካኣ ብሄር ኩናማ ኢዮም።
@sabac.4247
@sabac.4247 2 жыл бұрын
እንታይ ኣፍሊጡካ ሐሳዊ ክዳዕ ብዛዕባ ኤርትራከዳዕ
@solomonghebre1722
@solomonghebre1722 2 жыл бұрын
Kbur generalna Beal nska kitmerhuna nerkum entay emo smart mind
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 2 жыл бұрын
Bhaqi ayana tekeste anewun teazibeyo aleku,,,
@tsigeengman6139
@tsigeengman6139 2 жыл бұрын
No it's about most Eritreans being very selfish and everyone just wants to save themselves :: Everyone has lost hope of solidarity hopelessly…. it breeds egoism I think 😏🤯
@godefaihezbai6249
@godefaihezbai6249 2 жыл бұрын
TESFABRHAN KAB SAGM ZMETSE 7 AMET TEASIRU AB KALAI WERAR TEFETIHU ENDA 28 kem merahi brged srhu jemiru
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 2 жыл бұрын
Dear B/G history is always history 1. issue of badme and conflict of the land was there in Haile selase time . 2. wen weyane was insisting that badme belong to tigray , Shabia stand was clear , first badme belong to eritrea, second we have a bigger enemy which is derg , we will fight our principal enemy , once we got our independence we will settle peace fully based on colonial maps, until then you can administrate it. that's what Shabia said at that the . off coarse there were weakness on handling the matter . 3. bademe is not a separate incident , it was an excuse to annex Eritrea again , we need to look at our history from 1941, badme was an excuse , tigray invaded Eritrea 1997 look at the 1997 map of kilil tigray , that was declaration of war against a sovereignty and national integrity of Eritrea. how isssias handled it is another subject . who ever fired the first bullet can not change the facts and evidence 9f history.
@tyohannetbare7816
@tyohannetbare7816 2 жыл бұрын
እዚ ጄኔራል ኢየ ብሃላይ ስነኩላት ክረሸኑ ክለው ዋላሐንቲ ዝይገበር ሕጂ መን ክምዝአዘዘ ምንጋር እንታይ ኢዮ ረብሕእኡ?
@selamselamey8644
@selamselamey8644 2 жыл бұрын
ካብ ብዝሓለፈ ኚኝ ምባል ብዛዕባ ሕጂ ንሃገርን ህዝብን ካብ ገጽ ምድሪ ክሓከኩም እየ እንዳበል ንዝፍክር ዘሎ ትግራዋይ ግዳ ዘይትዛረቡ ወይስ ሕቡእ ዕላማ ኣለኩም፡ እምበር ናይ ኢሰያስ ዳኣ መን ዘይፈልጥ ፡
@fishboy7086
@fishboy7086 2 жыл бұрын
Entay ke zimesil wedey ? Minya kolel
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 жыл бұрын
Anta ezi sebay xili kimin kigusgus tegadalay tebahilus abnet kindi zikewin nay tegadalay bahri zeyblu kindey yhamikyu?nay Eritreawi bahri zeyblkum btaemi ekum tefenfnu hizbinawin felitikumn fenfinukumn 100%nay agame bahri zelekum wey agameguzay ekum tigray tiewet,agaziyan mikuankum Eritreawian felitnakumina bicha tustus nisikawin Haile bejaka teseter wey teklilka aflitom nitegaru yetwuni belom yellow banderaka tetemtema.nisika zeykonkan tewagana ab ginbar nieshelat tetfie zneberka kalieka fetish hirkankan kisarakan nihzbi Eritrea 🇪🇷 aytesekmo?
@harmil7135
@harmil7135 2 жыл бұрын
Kkkkk xlul agame kondaf
@becauseof5659
@becauseof5659 2 жыл бұрын
Eskatkum da neber eber hgy da kerakur nay weyane edkum etom ab adi zelew eber
@zerutesfaendrias4277
@zerutesfaendrias4277 2 жыл бұрын
🙈🙈🙈neber eber ትግርኛ ዘይትጽሕፍ እንታይ ገደሰካ🤣🤣🤣🤣
@debora30ful
@debora30ful 2 жыл бұрын
ስልጣን እዩ ህርፋኑ እዚ ሰብኣይ ወዲ መምህር ልዕለይ ስልጣን ተዋሂቡ ኢልካ ምኒን ኩሉ ግዜ
@ዮናስገብረዝጋኣቢሄር
@ዮናስገብረዝጋኣቢሄር 2 жыл бұрын
ናብ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ናብቶም ፍጹም አገልገልቲ ወልቀ ሰብ ተቐይሮም ዘለው ኣዘዝቲ ሰራዊት ዓቢ መልኽእቲ የሕሊፍካ ኣለኻ ሕጂ ውን ዕሽነትና እተቐጺሉ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ብዓወት ኢሰያስ ክዛዘም ኢዩ
@elltaellta3762
@elltaellta3762 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር መላዓልትካ አይኮነን ,3ይ ወራል ዘፍሸለ ዉዲት ከማኻን ተበርከኽቲ ዘፍሸለ ግንባርን ሰራዊትን ዘድሓነ ጅግና ክትሰሚዮ ሞራልን ብቓዓትን የብልካ ። እሰኻ ከዳዓ ሙጹጽላይ መቕበርኻ ሳድቕ አዳልዉ ዘዋጸአልካ የለን ፡ ወዲ ሃይለ ሽለት ኤዲስ ጥፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 2 жыл бұрын
ናጽነትን ሉኡላውነትን ኤርትራ ክሳብ ሕጂ የለን።
@sreritrean2043
@sreritrean2043 2 жыл бұрын
Ata ezi sebay entay geberekum tefkuswo
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 2 жыл бұрын
I Do not Know how Wedi Memhr Joined EPLF However he is ruthless criminal - he may have participated in the killing of Ibrahim Affa 1985. Clearly he was the best death squad of esayas Keysi during GedLi in Sahel. At the time Wedi Memhr shoot the veteran Tegadelti of MayHabar the Weyane convoy were heading to Masawa when they were COMING closer to the veteran demonstrators, the weyane trucks stopped because the fierce shooting which the road made littered with the died and wounded some also fall out of their wheelchair . Half of them were shot to death by the blood thirsty Wedi Memhr which caused the MayHabar highway a war zone. Consequently, the Massawa road closed for hours. They the Weyane shocked to WITNESS the bloody shooting of veteran MayHabar TegaDeLti. It took about two hours to remove the wounded and the died which the weyane trucks also waited hours before they let go to Massawa.
@senaialem4022
@senaialem4022 2 жыл бұрын
Guhaf
@yonas000100
@yonas000100 Жыл бұрын
joke
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 2 жыл бұрын
ስማዕ ጀነራል ኣብ ዘገድሰኒ ርኢቶ ክሰምዓካ ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣብ ሞንጎ ህዝባዊ ግንባርን ወያነን ዝነበረ ምስሕሓብ ትፈልጦ ኢኻ ስለ ሓደ ጸላኢ ደርጊ ንምውዴቅ ግን ብናይ ሓባር ቃልሲ ኣብ ዓወት በጺሕና ናይ ሕጂ ኣተሓሳስባካ ወያነ ኢልካ ካብ ህግደፋዊ ኣተሓሳስባ ኣይወጻእካን እቲ ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ህግደፍ ኢዩ። ስለዚ ከም ሰልፊ ፈልስን፥ ይኣኽልን ካልኦትን ምስ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዘተ ኣትዮም ይቃለሱ ኣለው ንስኻ ጀነራል ሓውና ካብ ናይ ህግደፍ አተሓሳስባ ነጻ ዘይምውጻእካ ብሓቂ ብኣኻ ተጠራጢረ ከማኻ ተጋዳላይ ኢየ ኔረ
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 жыл бұрын
ለክባጥ ሓደ ግዜ ክአ ጅንራል አብርሃ ካሳዩ አዛዚ ኢልኩም ኔሩም ከመይ ዓይነት ኮራኩር ሕውሓት ዝኮንኩም ሰባት ኢኩም ግን ዝግርም ዩ።
@amanokubay5484
@amanokubay5484 2 жыл бұрын
ክላእ ሱቕ በል ሙሽሙሽ
@ermiasandemariam6155
@ermiasandemariam6155 2 жыл бұрын
አታ ነዚ ዝቕንጽል ዶ ተሳኢኑ
@natnaelhabtom8138
@natnaelhabtom8138 2 жыл бұрын
መሕፈር ካባኹም ዝዕፍን ኣሎ ድዩ
@fitsumhagos1229
@fitsumhagos1229 2 жыл бұрын
ኪላ ከዳዕ አንታይ የአተወካናይ ጂግና ወዲኣፎም ዓለም ፈጥፈጥ ኣቢሉዋኣሎ ሳንዱቅ ረሳካ ጥራይ ኣዳሉ ከለካኣብዓለም
@samsongebreamlak9801
@samsongebreamlak9801 2 жыл бұрын
From hero to zero
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 2 жыл бұрын
Shefatu shil
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 110 М.
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
ቁጥቀ ህዝቢ ወልደኣብ ወልደማርያም
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 130