ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ መሕተት ምስ መንእሰይ ሜሮን ተኽለሰንበት ኣብ ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ኣጠማምትኡ

  Рет қаралды 142,311

ERISAT

ERISAT

11 ай бұрын

ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ መሕተት ምስ መንእሰይ ሜሮን ተኽለሰንበት ኣብ ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ኣጠማምትኡ

Пікірлер: 827
@ERISAT
@ERISAT 11 ай бұрын
ኣባላት ኤሪሳት ክትኾኑ ንትደልዩ ኣብዚ ብምእታው ኣባላት ክትኾኑ ንዕድም 👇 kzbin.info/door/uGlhBoxVNUBIAtP4-0Kqfwjoin
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 11 ай бұрын
ሜሮን ሓፋር ህግደፍ ሱቅ ጥራይ በል ተ ተገጥምካ ኣለኻ ከም ብዓል ንስኻ እዮም ከፊኦሙና ዘለው ክንጻረ ኢና ድሓን::👂👈
@amanuelwinta5415
@amanuelwinta5415 11 ай бұрын
Dehar kea eza chanel tigray sat ilka qeyra aytedenagr leba.
@amanuelwinta5415
@amanuelwinta5415 11 ай бұрын
Siq bel ata hafar tplf.
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 ай бұрын
@@Asli-boyyyyyyy እሞ ህግደፍ ወርቂ ዝኾነ ዕላማ እንድዩ!!! ኣብ ኤርትራ ህዝባዊ ደሞክራስን ፍትሕን ምንጋስ!!! ንስኻኸ ዕላማኻ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ ኢዩ?
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 11 ай бұрын
@@Asli-boyyyyyyy ክቡር ሓው ንስካ ሓፋር ህግደፍ ኢልካ ትጸርፎ ። ናዓካ ካኣ ትግራዋይ ኢሎም ይጸርፉካ ። ስለዚ ብዝመሰለካ ወይ ምሳካ ዘይሳማማዕ ሓሳብ ዝሓዘ ዝደለካዮ ስም ምጥማቅ ጠባይ ኤርትራውያን እንዳኮነ ይመጽእ ኣሎ ስለዚ ንታኣረምሉ። ተዘይኮይኑ ከምዚ ነዚ ሓውና ዘይኮኖ ተሰክሞ ዘልካ ዘይኮንካዩ ዘሰኩምካ ከምዘልዎ ምስትውዓል ከድልየካ እዩ እሞ ።
@user-lx9rk1nx6n
@user-lx9rk1nx6n 11 ай бұрын
ሜሮን ዘይከም ዕድሚኡ ስማራት መንእሰይ 80 % ኤርትራዊ ኣብ ናይ ሜሮን እዩ ሓሰብን ቃልሲ እዩ ዝሰማማዕ this is the truth ❤❤❤❤
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 11 ай бұрын
What about 20% 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣?????????????????????
@MeronGebre-qk8bu
@MeronGebre-qk8bu 11 ай бұрын
yes
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 11 ай бұрын
ናይ ሜሪ ንሰማምዓሉ ኢና እቲ ሓቀኛ ተቃላሳይ ከኣ ንሱዩ ትግራይ ትስዕር ጸላእኹ ደቂ ለቋምጽ
@ak4ever818
@ak4ever818 11 ай бұрын
I agree with you 💯. God bless Eritrea 🇪🇷.
@weditesejon9807
@weditesejon9807 11 ай бұрын
Ja nay behaki asmirela aleku
@asertv3254
@asertv3254 11 ай бұрын
Meron jegna Eritreawy anbesa tekalasay 🇪🇷🇪🇷👮🤴👂እዝንን ኣእምሮን ዘለዎ ካብ ሜሪ ክንመሃር ኣሎና❤ቀጽሎ ኩሉና ኣብ ናይ ሜሮን ደገፍቲ ዘሎና ኣብቲ ናቱ ትምህርትን መግለጽን ንከተሎ ኩሉ ኤርትራዊ ንሜሮን ክኽቶሎ ኣሎዎ ሜሮን ጅግና ቐጽሎ ናትካ ተኸተልትን ተማሃሮን ኣሎና ክንረኽበካ ንደሊ እውን ብዙሓት ኤርትራውያን ኣሎና ።❤
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 11 ай бұрын
ናይ በሓቂ
@danielkidane3572
@danielkidane3572 11 ай бұрын
ሜሮን ክዛረብ ከሎ ልበይ ይመልኣለይ። ኣነ ዝዛረብ ዘሎኹ ኮይኑ ይስምዓኒ። Thank you Henok for bringing him.
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 11 ай бұрын
Kid terewaei agame hasawi fake
@danielkidane3572
@danielkidane3572 11 ай бұрын
@@simonmengstab2620 በዓል ንስኻ ንሳ እያ እታ ብቕዓትኩም። ኣበይ ንኸይድ ኣለና ከይበልኩም ተዓሚትኩም ትጎዩ። መን ናይ መንነት ዓደልቲ ገይሩኩም መደንገጻት።
@hailemedhane8080
@hailemedhane8080 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ቃለ ምሕተት ናይ ልበይ ተዛሪብዎ ሜሪ ከየቃረጽኩ ዝሰማዑኩዋ ቃለ መሕተት ከማካ ይብዙሑ መንእስያትና ክፍወሱ ። ኣድኒቀካ ❤
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr 10 ай бұрын
💯%
@kb7585
@kb7585 10 ай бұрын
ሜሮን ፡ ምቁዋም ንቡር እዩ ምስ ሃገር የብላናን እንዳበሉ ባንዴራ ፈደሬሽን ሒዞም ዝሽቅጡ ባንዳታት እሞ ከመይ እዩ ክኸዉን ዉጽኢት ተቓዉሞኻ
@mebrahtukiflom6720
@mebrahtukiflom6720 11 ай бұрын
ሜሮን ናይበሓቂ ቡሉጽ መንእሰይ ተስፋ ደሎዎ ❤❤❤❤ ኣጆኳ ቀጽሎ እየ ድብለካ
@tinates7354
@tinates7354 11 ай бұрын
Meron is wise for his age . Smart,intelligent and logical young man . I wish there are more of him in the internet. The country could be healed . He needs to come out and and reach out many .
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 11 ай бұрын
መሮን ናይ ባሓቂ በለጽ አተሓሳስባ ከሳዓብ አለዎ
@GebrehiwetOkbay-yc1ud
@GebrehiwetOkbay-yc1ud 11 ай бұрын
ሓደራ እቲኦም ሙሁራትና ንሜሮን ሳዓብዎ
@mttube8844
@mttube8844 11 ай бұрын
😂😂😂
@semhareyob7627
@semhareyob7627 11 ай бұрын
ሚሮን ከም ልበይ ❤❤❤
@ablelomg7913
@ablelomg7913 11 ай бұрын
ሜሮን ብጣዕሚ ቃልሲ ከዐውት ዝክእል መንእሰይ እዩ፡ክሰዓብ ዘለዎ ሰብ እዩ ኣንበሳ❤
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 11 ай бұрын
ነዚ መንእሰይ ነዕብዮ ሓቀኛ ተቃላሲ 100%
@kflaytes5781
@kflaytes5781 10 ай бұрын
ኣታሓሳስባ ሜሮን ሓሳበይ ኮይኑ ጸኒሑ💯 thank you hnog hawey
@ak4ever818
@ak4ever818 11 ай бұрын
Eritrea for Eritreans. We are proud of Meron. God bless Eritrea 🇪🇷.
@user-tf5pw5mr6t
@user-tf5pw5mr6t 11 ай бұрын
ዝፈትዎ ስነ ሓሳብ ኣብ ዝፈትዎ ሜድያ ኣጆካ ሜሪ ሓወይ ብሱሉን ስልጡንን ስነ ሓሳብ ኢዩ ዘለካ እሞ ቀጽሎ።ሄኖካ ውን ዘለካ ስነስርዓት ትሕትና ብስለት ኣትሓሳስባ ዓቅሊ ኣቀራርባን ናይ ብዙሓት ኣብነት ኢኩም ኣጀኩም በርትዑ።
@znabEntertment
@znabEntertment 11 ай бұрын
ሓቐኛ ተቓላሳት ከምዚ ስነ ሓሳብ ዩ ዘለዎ
@MulughetaHailu
@MulughetaHailu 11 ай бұрын
Meron waw waw great great speech Thank you Henok for bringing Meron Such a powefull, honest comment
@Delayselam243
@Delayselam243 11 ай бұрын
Meron 🦁🦁 King Of Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meharikahsu8312
@meharikahsu8312 11 ай бұрын
ሓቄንያ ተቃዋሚ ሜሮን ተክልሰንበት like me 97 ሚእታዊት ከም ናተይ አተሓሳስባ ዝውንን መንእሰይ
@haderazghiabay2091
@haderazghiabay2091 11 ай бұрын
ሜሮን ብሉጽ ሰብ ❤
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 11 ай бұрын
Thanks, Eri-Sat, for bringing him this guy 🎉🎉🎉🎉
@jesusislord3894
@jesusislord3894 11 ай бұрын
May God bless you both Meron and Henok for being a voice for the voiceless Eritreans 😢!! Love you both!
@afomiatsegai9522
@afomiatsegai9522 11 ай бұрын
You are a realistic hero MeronTeclesenbet. God bless you. Still, I stand with your ideas. ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Generalwechu
@Generalwechu 11 ай бұрын
ዝኸበርካ ሄኖክ ሓወይ ምስ ንኡስ ወደይ ሜሮን እዚ ዝገብርኩሞ ቓለ ምልልስ ብልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ናብ ሜሮን ወደይ ስላም ኣብጽሓለይ 🙏❤🙏 ናይ ሎሚ ንኣሽቱ ወለዶ ከም ብዓል ሜሪ ክትረክብ ቑሩብ ጽብብ ይብለ የግዳስ 1 ከማሰርተ ዝበልዎ ወለድና ልቦና ዘለዎ ሓሳብ ሰሚዐ እሞ ልቦናኻ መመሊሱ ይዕበ ንኡሰይ ሜሮን 🙏❤🙏❤🙏
@elilhagos9952
@elilhagos9952 11 ай бұрын
Meron is young smart guy, I like his argumentative ability to convince many, please follow Meron’s ideas so that we struggle for justice
@smilesmile2096
@smilesmile2096 11 ай бұрын
GOD blessed you Meron 🙏 🙌
@johnt1476
@johnt1476 10 ай бұрын
ሜሪ ጅግና ናይብሓቂ እቲ ፍትሒ ዝደሊ ዘሎ ሰብ ክሓስቦን ክገብሮን ዘለዎ ብጽፉፍ ኣገባብ ኣቐሚጥካዮ። ተስፋ ይገብር ኩላትና ኤርትራውያን ነዚ ኣተሓሳስባ ሒዝና ንሃገርና ብፍልጠትን ብጥበብን ብዲሞክራስን ዝበለጸት ሃገር ክንገብራ። ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ዝበለጸት ዝሰማዕክዋ ኢንተርቪው ኣጆኻ በርትዕ።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 😮
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ኑኡድ መሮን ከማካ ይብዝሑ
@michaeltekle7905
@michaeltekle7905 10 ай бұрын
መንእሰይ መሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጽን፡ርድእትን ኣለካ ቀጽል ሳዓብኻ ብዙሕ ክኾውን የ ድሕሪግዜ።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 11 ай бұрын
Superb! I enjoyed listening to you.
@zenithalem5503
@zenithalem5503 11 ай бұрын
Meriiii wedi Asmeraaa nay bhaki gelixkana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@toffee9225
@toffee9225 11 ай бұрын
Very proud of you Merona. I would not say I hear every word of your long interview but as much as I have heard I couldn't fault you in anything even though like Daniel I have always liked Meley that the current Eritrean flag. InshAllah, we may even have a better one legally in the near future. Bless you, Henok...
@belae7107
@belae7107 11 ай бұрын
ካላኣይ ክፋል ኣቕሩብልና ጹቡቕ ኣቃራርባ ኢዩ
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 11 ай бұрын
ሐቂ አብ ዘይ ቦተአ ክትንገር ኮላ🇪🇷💯
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 11 ай бұрын
First of all, Henok . I personally miss you and I am really happy to get a break with your family and as well we are happy to invite one of the most intelligent young men. Bless you both
@tewoldemusse2674
@tewoldemusse2674 11 ай бұрын
1:25:44
@tewoldemusse2674
@tewoldemusse2674 11 ай бұрын
😂❤❤❤😂😂😂😂❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤😂😂
@user-gw5lq4mb2c
@user-gw5lq4mb2c 11 ай бұрын
I just say wow meron Hawey Amazing young man🤴❤
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 11 ай бұрын
ቤት ማእሰርቲ እዩ ዝብሃል እሱር ቤት ኣምሓርኛ እዩ፥ እታ ቃል ብትግሪኛ ትርሳዕ ወይ ትጠፍእ ኣላ እመስለኒ፡ ቤት ማእሰርቲ እንተ ንብል ጽቡቕ ምኾነ እብል።
@godsfavson
@godsfavson 11 ай бұрын
አምልኾ ከማን ይቅየር ዪ BRAVO MERON 💁🏻‍♂️
@zerayteklemariam4144
@zerayteklemariam4144 11 ай бұрын
ሜሮን ወደይ ጽቡቕ ኣለኻ እታ ሓቂ ምስ ድኽነት ትሕሸካ ካብ ሓሲኻ ሃብቲ
@senaymehari1897
@senaymehari1897 11 ай бұрын
We should have to support meron ...❤❤❤
@medhanitabrehe5741
@medhanitabrehe5741 11 ай бұрын
ሜሪ ❤ ጅግና ተቃላሳይ ፡ሄኖክ ቁሩብ ተማሃር
@asma11asmara
@asma11asmara 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤the best activities meron ❤
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 11 ай бұрын
መግለጺ ሲኢነሉ እዚ ወዲ
@abduhusen4899
@abduhusen4899 11 ай бұрын
መሮን መትኒ መንእሰያት ኩላ ኤርትራ ትሽትት ምሳኻ ኢያ ዘላ ❤❤❤❤❤❤
@IBRAHIM83234
@IBRAHIM83234 11 ай бұрын
Meron abi seb first time i watched 3 hours really wedi Asmara 👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
@zerayteklemariam4144
@zerayteklemariam4144 11 ай бұрын
ክልቴኹም ሄኖክን ሜሮንን ናይ ብሓቂ ቁምነገርን ዲሲፕሊንን ዘለዎ ዝርርብ ኣስሚዕኩሙና እቲ ቃልሲ ክጸርን መስመሩ ክሕዝን ከምዚ ዓይነት ዘተ ቀጽልዎ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 11 ай бұрын
ናይ በሓቂ በሊሕ🎉
@ellenhaile9366
@ellenhaile9366 11 ай бұрын
Well done Meron and Henok I proud guys 💞💞❤️💞❤️💞🎉🎉🎉🎉
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 11 ай бұрын
Hi Henok, i always appreciate your video and analysis, i really like today's interview with meron, he is intelligent, brilliant and i can't stop crying, great job and well-done
@sabamisghina7076
@sabamisghina7076 11 ай бұрын
Henok I respect u. To invite this young boy . I am sure , when he know better he does better. It’s process. He has potential keep going. He might change for better. 🙏🏾 T
@saronmengs7335
@saronmengs7335 11 ай бұрын
ሜሮን ጅግና ቀጽሎ ❤❤❤
@habtomfsehaye
@habtomfsehaye 11 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እቲ ዉፉይ ክሕተቶ ዘለዎ ግን ሄኖግ ሓወይ ሕተተልና ሰላምንታ ኢዩ T .d f ምስ በርጌድ ንሓመዱ ሓደ ኢዩ ዝብል ስለቲ ጽዓርኹም ምስጋና ይግብኣኩም ❤❤
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 11 ай бұрын
ክቡር ሐው ሃብቶም ነዛ ትሐታ ዘለኻ ውፉይ ገሊጽዋ እዩ ማለት ብርጌድ ንሐመዱ ጅግና ከም TDF ማለቱ ምኳኑ ገሊጽዎ,ንአብነት ይብል ዝኾነ ሰብ ሕጹብ ከም ጲላጦስ እየ ይብል,እዚ ማለት ጲላጦስ እዩ ማለት አይኮነ ን. ግን ከም አዘራርባ አብ አገጣሚታት ንጥቀመሉ ኢና.ክቡር ሐው ተረዲአትካ ክትኸው ተስፋ እገብር ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓኻ.
@akiyor3615
@akiyor3615 11 ай бұрын
ኣበባሃህላ ጌጋ ነሩዋ ሓወይ ውፉይ ጽቡቅ ገሩ ውን ኣይ ኣረማን ኣነ ሰሚዐዮ ነረ ኣብ ምንታይ ነሩ ሽህግሩ መስለካ ከም tdf እንተ ዝብል ቅቡን ምኮነ ከም ብዘይ ምባሉ ግና ነቲ ሓሳቡ ኣፍሪሳቶ ኢያ።
@habtomfsehaye
@habtomfsehaye 11 ай бұрын
@@hidatteklom2411 ስለ'ቲ ተገዳስነትካ የቐንየለይ ሓወይ ናተይ እዚ እንተ ኮይኑ ጌጋ የብሉን ንጅግና ብጅግና ክትምስሎ ዝጸንሐ ኢዩ ።
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 11 ай бұрын
​@@hidatteklom2411 ክቡር ሓው ከም TDF እዩ ኣይኮነን ኢሉ TDF ኢዩ እዩ ኢሉ። ዳሓር ካኣ ጅግንነት ኣያታትካ ኣቃሽሽካ እቶም ምስ ኣያታትካ ኮይኖም ጅግንነት ዝሰርሑ እንተኒኢድካ እዚ ጽሊኢ ቆልዓ ዶ ኣይኮነን። ስለዚ ክቡረይ ግዚኡ ግናይ እንድዩ ምስትውዓል ከድልየና እዩ ኤርትራዊ ባዕሉ ጅግና እዩ ኣባሓጎታትና ኣቦታትና ጀጋኑ እዩም ንመመስሊ ንሶም ብቃዓት እዮም ። ኤርትራውያን ኮይና ነቲ ንኤርትራውያን ዘሳቅኢኪ ዘሎ ኤርትራውነትና ከነርእየካ ኢና ስረ ኣቦታትና ክንዓጥቆ ኢና ክንብሎ መድለየና። ምክንያቱ ኣቦታትና ናይ ኣፍሪቃ ጎብለል ዝጸረጉ እዪም ታሪክና ዝንዕቅ ግን ያያእ ኣይግድን።
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e 11 ай бұрын
​@@hidatteklom2411ክነግረካ ትዲኤፍ ብከመይ እዩ ጅግና ሓቂ ትፈቱ ተኮንካ መልሰለይ መሳኪን ንሕውሓት ክብሉ ተሰዊኦም ንሕውሓት ዘይግምጥልዎም ናይ ሓክሊ ድሙ ይኪድ ን ግዕዛይ ይምራሕ
@EritreaforEver-xr7ll
@EritreaforEver-xr7ll 11 ай бұрын
Meron fetawi Haki fetawi Haki Abi seb Ambesa Lebam 💕👍🏼
@abielhagos1296
@abielhagos1296 10 ай бұрын
መንእሰይ ሜሮን ብጣሚ ብሉጽ ሓሳብ ኣብዚ ናትካ ጌጋ ኣይረኸብክሉን፡ ኣጀኻ ቀጽል በርትዕ ❤🩵
@almazzeray5767
@almazzeray5767 11 ай бұрын
Meri ayney stay blessed we love you thanks meri our king stay safe and healthy 💓💕💜💓
@afomiatsegai9522
@afomiatsegai9522 11 ай бұрын
Greater maturation than your age! Merona👌👍👍👍👍
@almazseyoumg3855
@almazseyoumg3855 11 ай бұрын
Bravo Meron first time I listened tigrigna interview till the end 👌🏻👌🏻👌🏻👏👏👏❤❤❤👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ob6yc8sv8b
@user-ob6yc8sv8b 10 ай бұрын
ዋው ናይ ብሓቂ ብሉጽ መንእሰይ ሜሪ ሓወይ ኤርትራው ማለት ከምዚ እዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻስ ይብዝሕሉናን ይሰስንሉናን!!!!!
@nahomtewelde7400
@nahomtewelde7400 11 ай бұрын
Thanks eri sat from this good journey of politics
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 10 ай бұрын
Meron Eritrawi eyu ❤ hubun Eretrawi Allah bless you Meron 🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 11 ай бұрын
Hi Henok, great job, to me this is the best interview of the year, i really appreciate meron as and Henok, brilliant
@kudsanberaki1002
@kudsanberaki1002 11 ай бұрын
ንፉዕ መንእሰይ ኢካ ሜሮን። ከማካ ይብዝሑ። ብመጠኑ ከማካ ናይ ምልላይን ምስትውዓልን ዘለዎ መንእሰይ እንተበዚሑ፡ እምኒ ምድርባይ ዘይኮነ፡ ብዝተደርበየ እምኒ ገዛ ዝሰርሑ ሰባት ኢና ከንጥሪ።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 11 ай бұрын
We have to be balanced not only one side attacen!
@abdulrahmanabdulhamid1714
@abdulrahmanabdulhamid1714 11 ай бұрын
Excellent Interview! Thank you Meron for delivering the views of many people a cross.
@tedrosteaghes5942
@tedrosteaghes5942 11 ай бұрын
ንፉዕ ሜሪ ኣብ ኩሉ ብሱል ሓሳብ ..... ብፍላይ ናይታ ሓቀኛ ተቃዋማይ ዝበልካያ ... ምክንያቱ ገሊኦም ንናጽነት ኣይፋል ኢና ኣድሚጽና ክብሉ ውን ሰሚዕና ኢና ... ስለዝስ እንቃዕ ኣብራህካሎም ን ደንበ ዕንክሊል
@rusomtekle3943
@rusomtekle3943 11 ай бұрын
ዋውውውው መግለጺ ቃላት የብለይን ብሕቂ ክለት ዝኣፉ ብልሒ ዘለዊ ሰፍ ዩ ኢካ መሪ
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 11 ай бұрын
The second times best program ❤
@ghirmayasmerom2180
@ghirmayasmerom2180 11 ай бұрын
ቡሱል መንእሰይ ሜሪ ❤
@godsfavson
@godsfavson 11 ай бұрын
HE IS RIGHT MOST VILLAGERS HAD NO ACCESS TO WATCH TV AND EVERY THING BUT JUST FM .
@yoniyoni3325
@yoniyoni3325 11 ай бұрын
maron and hanok thanks so Mach ❤❤❤
@yoniyoni3325
@yoniyoni3325 11 ай бұрын
I following you gays
@GAGHI-7
@GAGHI-7 11 ай бұрын
Inferiority complex ዝበልካያ ኣስሚረላ ሜሮና ጅግና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rimrim4026
@rimrim4026 11 ай бұрын
ብራአቮ ሜሪ በርገድ ንሐመዱ ከይድግፎ እቲ ዝገብሮ ዞሎ ተግባር ደስ ስለዘይበለኒ እየ ምስኦም ዘይወጻኹ!!!
@asertv3254
@asertv3254 11 ай бұрын
Yes you are really so smart young🤴🇪🇷meron
@shishizeweldi659
@shishizeweldi659 11 ай бұрын
Great one Merona keep going as always ❤
@kesetesemere6572
@kesetesemere6572 11 ай бұрын
He the right young boy pls invite him again and again we need like this kinds of intelligent ideologies ❤
@Asmeraxada
@Asmeraxada 11 ай бұрын
ሜረይ ከም ልበይ
@habtomghere9365
@habtomghere9365 11 ай бұрын
መሪ በሊሕ ኢካ🇪🇷❤️
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 11 ай бұрын
He is brilliant really appreciate meron keep going ❤
@parisawi1545
@parisawi1545 11 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@Mussie5
@Mussie5 11 ай бұрын
Thank you meri hawey jigna Eritreawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@asliErda62
@asliErda62 11 ай бұрын
❤ wedi aboy tikabo just greattt
@berea.5579
@berea.5579 10 ай бұрын
I don't listen usually younger people than me however this young dude is very smart,knowledgeable,eloquent...
@user-ey4rj5fm7g
@user-ey4rj5fm7g 11 ай бұрын
Meron is My favorite activist
@yaredtekleab3522
@yaredtekleab3522 11 ай бұрын
ዋዋዋዋውውውው ናይ ዚ ዓመት ዝበለጸት ኢንተርቪው ሜሪ & ሄኒ ከይ ደቀስኩ ዝተካታትልክዋ ፖለቲካዊ መደረ ቀጽልዎ
@user-oo1qz3gh3f
@user-oo1qz3gh3f 11 ай бұрын
Meron jigna appreciate I love your speech and I would like to follow and join with your crue and meet personally.
@nuguseberihu9649
@nuguseberihu9649 11 ай бұрын
ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ክብሉኻ ከምዚ እዩ። ሜሮን ኣዚኻ በሊሕ መንእሰይ
@Seb.ykber12
@Seb.ykber12 11 ай бұрын
Meri jgna 💪💪💪💪💪
@Only-true91
@Only-true91 11 ай бұрын
Good job little brother 🎉
@NinuEritrean
@NinuEritrean 11 ай бұрын
Meron you read my mind Beka smart Eritrawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@stevenpiter7873
@stevenpiter7873 10 ай бұрын
@ሜሮን ተኽለሰንበት - ተስፋ ዘለዎ በዓል ራእይ መንእሰይ።
@Abi-hero
@Abi-hero 11 ай бұрын
MERON ለባም መንእሰይreal ኤርትራዊ🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙💙💙💙💙
@PeaceEritreachannel
@PeaceEritreachannel 11 ай бұрын
He is doing well now meron
@wedkebri8729
@wedkebri8729 11 ай бұрын
Meri he's very smart man I remember him 2015 in Libya we came to Italy together thanks erisat henka for bringin him
@esromteklzgi1967
@esromteklzgi1967 10 ай бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቕ መደብ
@SamiSami-fd7bu
@SamiSami-fd7bu 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ruthyigzaw8522
@ruthyigzaw8522 10 ай бұрын
This young man, Meron makes moore sense than all of the social media speakers.
@meedo4life1
@meedo4life1 10 ай бұрын
Meron Mashallah intelligent young man. We need like Meron just 20 young youth god blesse Meron the great💐💐👍
@meargberhe6180
@meargberhe6180 11 ай бұрын
Meri jigna nay liby👍👍👍👍👍
@user-fm4xe6hz9y
@user-fm4xe6hz9y 11 ай бұрын
Massalh 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘስደምም በርቂ ዝኾነ መንእሰይ።ብጣዕሚ ዝዋሓጥ ሓቅን ግልጽነትን ጽኑዕ መትከል ዘለዎ መንእሰይ።
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 67 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 19 МЛН
HDMONA - Full Movie - ዕድል  - New Eritrean Film 2022
1:11:00
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 335 М.
Mother Cat Drinks Lots of Coffee to Get By #funny #catlover #cuteanimals #cartoon
0:21
Super Emotional Stories
Рет қаралды 21 МЛН
Фильм про побег от родителей
0:59
Holy Baam
Рет қаралды 2,8 МЛН
It worked for me)
0:19
F&T Team
Рет қаралды 22 МЛН
БАТЯ И ЗОМБИ АПОКАЛИПСИС , МИРУ КОНЕЦ?
20:52
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,7 МЛН