ERISAT:መድረኽና | منتدانا | Our Forum | ፕረዚደንት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደት:ምስ መንግስቲ ትራምፕ ሓያል ስራሕ ክንሰርሕ ኢና::

  Рет қаралды 686

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 6
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 2 сағат бұрын
Well said thanks keep itup proud of you
@adamismail9137
@adamismail9137 9 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 10 сағат бұрын
ክቡራት ኣሕዋት እዚ ክቡር ሓሳብ እዩ፡ ሓዳር ክትምስርት ከለኻ፡ ቅድሚ ኣብ ሓዳር ምብዛሕካ፡ ኣቐዲምካ ብዙሕ ትዳለወሉ ነገራት ኣሎ፡ እቲ ወድን እታ ጓልን ምስ ተሰማምዑ ኸኣ ንወለዶም ይነግሩሞ፡ ወለዲ ኸኣ እቶ ተጻመድቲ ፡ ቤተሰብ ኮይኮኑ የጻርዩ፡ ካብኡ፡ ኸኣ ናብ መርዓ መስርሕ ምኻድ ማለት እዩ። ቃል ኣምላኽሲ ከምዚ ይብለና፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ኮንኩም ብስመይ ብሓደ ሓሳብ ተሰማሚዕኩም እትልምንዎ ኹሉ ኣነ ኸኣ ኣብ ሞንጎኹም ክርከብ እየ ዝበላና፡ ጎይታናን መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ዘድሊ ብሓሳብ ምስምማዕ እዩ። ናብዚ ዘብጽሕ ከኣ ከምቲ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ሓውና ዝበሎ እዩ። ኮሚኒኬሽን ዓብይ መሳርያ እዩ፡ ብጽሩይ ፡ ልቢ ፡ ርእስካ ከተርኢ፡ዘይኮነስ እቲ ሓሳበይ፡ ንጹር ክገብሮ፡ ተገልግስሊ ዘይኮንካስ ኣገልጋሊ ህዝቢ ኢኻ፡ ስለዚ እዚ ከኣ ኢህን ሚህን ዝምዕብል፡ እዩ። ሓሳብ ናይ ኩሉ ምስማዕ፡ብጎነጽ ዘይኮነስ ብፍቕሪ፡ ፍቕሪ ዘየሸንፎ የልቦን። እቲ ቐንዲ ነንሕድሕድካ ፡ ይቕረ ተባሃሂልካ፡ በቲ ተርእዮም ፍቕሪ ትምህሮም ኣሎኻ ማለት እዩ። ልዕሊ ኹሉ ኣብ ደገ እንተድኣ፡ ኣሊና፡ ኩልና ከመይ ከምዝመሓደራ ንሪኦ ኣለና። ስለዚ ፡ ከምቲ ድር ቢያብር ፡ ኣንበሳ ፡ ያስር። ስለዚ ክቡራት የሕዋት፡ በጃኹም ሎምስ ይእኽለና ። ምስትውዓል ይሃበና።
@woldegabrieltesfamariam5118
@woldegabrieltesfamariam5118 5 сағат бұрын
He is nuts.
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 12 сағат бұрын
ሕንከት ደይብሎም ናይመን ቆራጽ ፍጥረት ዩ እዚ ኸ duwarfuzim ፍጥረት 😄
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 9 сағат бұрын
ክብር ሓውና ንኣሜሪካ ግን ክሳብ ክንደይ ኢኹም ትኣምንዋ ፡ ምኽንያቱ ኢሳያስ ቀንዲ መሳርሒ ናይ ኣሜሪካዶ ኣይኮነን፡ እዚ ብዙሕ መጽናዕቲ እዩ ዘድልዮ፡ ዓሻ መሲልካ፡ ድራሮም ወድኣሎም፡ እዩሞ፡ ኢሳያስ ብዘይኣትዎ፡ ቐዳድ የብሉን ፡ ምኽንያቱ እቲ ኣብ ንእሽትኡ፡ ኣብ ራሽያ ዝተማህሮ ኣጋንንታዊ ናይ በዓል ማኦ፡ ሌኒንን ማርክሲዝምን፡ ብጀኻ ፡ ከምቲ ባዕሉ ዝብሎ፡ ጉበጥ፡ ገብት፡ ዓብልል፡ ኣጥፍእ ዝብል ቴማ፡ እዚ ደይኮነን ንልዕሊ 60 ዓመት ስሪሑሉን ዝሰርሓሉን፡ ዘሎ። ኣነ ግን ሓንቲ ነገር ክብለኩም ዝደሊ ኣሜሪካ ኣፋን ውሽጣዊ ስርሒታን ሰማይ ካብ ምድሪ ፡ ከምዝረሓሓቕ እዩ፡ ስለዚ ከቢድ ምስትውዓል የድሊ፡ ምኽንያቱ ንስኻትኩም በቲ ትገብርዎ ዘሎኹም ድዩ ዘርብሖስ ወይስ ኢሳያስ እዩ፡ ኢሳያስ ንኣሜሪካ ንስለላ ትጥቀመሉ እንድሕር ኮይና፡ ቃልስኹም ክንቱ ከይከውን እብል፡ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
Жездуха 42-серия
29:26
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН
Andro, ELMAN, TONI, MONA - Зари (Official Audio)
2:53
RAAVA MUSIC
Рет қаралды 8 МЛН
ለውጢ  ንምስትንጋዱ ቁሩባት  ዶ ኣሎና?
2:34:34
Массированный удар РФ по Украине в Рождество
1:06
Небанальность зла в деле Беркович и Петрийчук
22:19
НО.Медиа из России
Рет қаралды 59 М.
Жездуха 42-серия
29:26
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН