𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓:ኣቢ ኣሕመድ ን ኢሰያስ ሕጂ እዩ ኣለሊዎ | ተጋ. መሓመድብርሃን ብላታ| ናይ 1963 ተጋዳላይ| 3 ክፋል

  Рет қаралды 25,376

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 70
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Жыл бұрын
ተጋዳላይ መሓመድ ወላሂ ልቦናኻ ኣድኒቀካ እሞ እሕዋትኩም ተጋሩ ኣገው ኣለናሞ ስቃይና ሕተቱልና ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ብዙሕ ስቃይ ዝወርደና ደምብያ ደምበዛን ተንትኖ ብኣምሓራይ ዝተሳቀና ኢና !!! ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ከቋርጹ ተጋሩ ትግራይ ጸሎት ንግበረሎም ።
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 Жыл бұрын
Right answer Abona Bahta . The only solution is to support yakel movement.
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 Жыл бұрын
Waww well articulated. God bless, and long healthy life nabonq Mahmed Blata.
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 Жыл бұрын
ደስ ዝብሉ አቦ ክብረት ይሀብኩም ግርም ዘረባ 👍👍👍👍
@mihretughide2436
@mihretughide2436 Жыл бұрын
Summary of your discussion could bring a starting point for a real change in our people's mind guys! Thanks a lot
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Жыл бұрын
ንህዝቢ ምዝንጣል ስርሐይ ኢልካ ሒዝካዮ። ሄኖክ ካብ ጓና ገንዘብ እንዳወሰድካ ትነብር ሰብ ኢኻ።
@dehabamine2322
@dehabamine2322 Жыл бұрын
Weyane/tegaru nor hizbi Eritrea wray ilom kem zibedeluwo, kisidedn kidakemn kem ziserehulu, kemu wn hizbi Eritrea nkihaliq isaias nkibil kem zixearu, enkua nezi dequiru zelo menisey Eritrea abrahkalu. Thank Jigna ayana.
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 Жыл бұрын
Very interesting and impressive analysis and evaluation of the situation your wisdom is appreciated thank you Mehamed brhan bless your heart ♥️ ❤ ❤
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 Жыл бұрын
ISAYAS AFEWERQI BI ALAH TIRAY EYU KAB SILTAN ZIWORIDIN ZIMEWUTIN. AYTIDKEMU.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Жыл бұрын
ንምንታዮም ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂሮም ህዝቢ ኢትዮጵያ ብድኽነትን ኽሕደትን ጥረስጋ ስስዔን ሓሶትን ስርቅን ብጥንቆላ ብፍርሒ ክሳቀዩ ጌሮሞም ብጀካ ሕቡናት ብመንነቶም ዓፋርን ሶማልን ካሊእ ብሓይሊ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂሮም ብኣምሓራይ ስነልቦና መንፈሶም ሸይጦም ይሳቀዩ ኣለው !! ኤህ ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኣሳቅዩና ! መንፈስና ግን ኣይትትንክፍዎን ኢኹም ሓሳኻት ! ኸዳዕ ጠላም ካብ ኣመሪካ ዝተመልሰ ርኹስ ጳጳስ ማትያስ ፍርቂ ነብሱ ሓሲኹ ጨንዩ ኣሎ ኣብ መሬት ገሃነም ! ኣምላኽ ንዝኽሕድዎ ጨካንዩ
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 Жыл бұрын
እቲ ኣብ ዝውዓሎ ዘይሓድር መሓመድ ብርሃን ብላታ
@adamismail9137
@adamismail9137 Жыл бұрын
Top top Thank you .
@hassenomer1194
@hassenomer1194 Жыл бұрын
What do you mean he knew about Isaias? As far as concerning me , I live in Addis, even I brought up here , I haven't seen any such sign from the prime minister! Don't dream of hallucination! People here thanking for his support against Agames ' war of 'The Great Tigray ' ! No one deny without him TPLF will swallow Eritrea! I have a sense of Agames running this media ! We heard you chanting behind them ! Do you know how much we suffered and humilated by them ! If you don't know , know it ! If the money has thrown by them your priority, then zip your mouth and join them ! Eritrea is not for sell nor negotiation price !!!
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
አብዚ እነካይዶ ዘለና ቃልሲ ካብ ዝዒንቁጹና መሳከላት ሓደ እተ ህዝብ አብ ቀጻሊ ዓፈና አሎ 2ይ አብ ውሽጢቲ ውድብና ኮይኖም ንመሰጥርና ዘቃሊዑ አለው 3ይ እቲቃልሰና መሰመሩ አሕዘን ጉድለታቱ ክምርመር አለዎ4ይ ድማ ቃልሲ መድያ ጥራይኑ የሰማዓኒ👍❤
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 Жыл бұрын
Very good programme ERISAT and your respected gusts.
@natnaelhabtom8138
@natnaelhabtom8138 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ኣይተምፅእ ልናካ ኣይትሰምዕን መቸም
@fesehesionhailo8945
@fesehesionhailo8945 Жыл бұрын
Henok afnakk bzaba asebb degagimka kmelswo adelyu alewu Ethiopian elka tzarebb aleka aseb nay Ethiopia koyna tfeltt diya? Welass dlyetatka eka tgelts zeleka ?
@RezeneKidane-p5q
@RezeneKidane-p5q Жыл бұрын
Aye hari sat gohafat Isens ktblu afkum cheniu hademti mtrusat
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ወልደየሱስ ዓማር፡ ጽውጽዋይ ክነግሩ እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ፖለቲካ ዜሮ = 0 እዮም ፤ ብኻልእ ኣዘራርባ እቲ ወለዶ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ብኢሳያስ ተሳዒሩ እዩ ። ስለዝኾነ እቲ መንእሰይ ትውልዲ እዩ ናይ ባዕሉ ተበግሶ ወሲዱ ንኽዕወት ክቃለስ ዘለዎ ።
@OgbaiZera
@OgbaiZera Жыл бұрын
ኣይፋልካ እሳያስ ዋላ ስላዪ እዩ ኣይበል እምበር ብዙሕ ስንፍታት ሂቡ እዩ፡ ወዲ ብላታ ግን ንኢሳያስ ይሓልፈሉ እዩ። ጉዕዞ መንገዶምውን ሓደ ኣይኮነን፡ ዓማር ከረን ጻዕዳ ይኩን ኣስመራ ክሳብ ሕጂ ኣይራኣየን ወዲ ብላታ ግን እቲ ናጽነት እንዳበሉ ዝዕድሩሉ ድንበ ኣማሓዳሪ መንደፈራ፡ ደቀምሓረ ዓንዲርሉ እዩ። ኣብርክቶ ወዲ ብላታ ዋላ ምስ ገለ ልውህና ኣብ ርእሲ ሰላዪ ኢሳያስ ምርእዩ ደ ኣምበር ገዲም ጸዋር ተጋዳላይ እዩ። ኩልና ዕድመን ጥዕናን! ኢሳያስ ናብ ጀብሃ ክስለፍ ከሉ ሕብቲ መጻሓፍ ሓይኩ ውሒጡ ዝተሰለፈ'ዩ። እታ ተልእኩኡ ድማ ምስ ወየንቲ ሕስቢሩ ንጅብሃ ሜዳ ንምብሓት ፈጺመኣ'ዩ። ኣብ ኣዋሳ ድማ ዛዚምዋ፡ የግዳስ ጌና ዘይተረድእና ብዙሓት ኢና።
@OgbaiZera
@OgbaiZera Жыл бұрын
ምእረምታ፡ ስንፈትስት- እብነታት ሂቡ እዩ ተባሂሉ ይነበበለይ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@OgbaiZera ፡ ኣብ ክውንነት ዘይንዛረብ ፡ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ወርሒ ግንቦት 1991 ዓ/ም ብናጽነት ተዛዚመ ። ድሐሪ ቁሩባት ናይ ተስፋ ዓመታት ዲቅ ዝበለ ናይ ውልቀሰብ ፍጹም መላኽነት መድረኽ ኣቲና ንርከብ ኣሎና ። ነዚ ኩነታት ቀይርና ፍትሓውን ደሞክራሲያዊን ዝኾነ ምሕደራ ዘለዋ ሃገር ንኽትህልወና እምበኣር እቲ መንእሰይ ወለዶ እጃሙ የበርክት ። ካብኡ ዝተረፈ ኩሉ ንሃተፍተፍ እዩ ።
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 Жыл бұрын
እቲ ኣብ ዝውዓሎ ዘይሓድር መሓመድ ብርሃን ብላታ!
@Mill24-7
@Mill24-7 Жыл бұрын
Those who join LPP two weeks ago, are we going to get 20,000 points for the gtr gave away.
@wedishire2620
@wedishire2620 Жыл бұрын
ቺድ ሙሽሙሻት ፎፎ ሕሱራት ወያነ ሳት
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 Жыл бұрын
​@@abrnyiosasfha7698 ISSAYAS endeyu Wach Wach Zebekekum Zelo 😂😂😂😂😂😂😂.
@wedishire2620
@wedishire2620 Жыл бұрын
@@abrnyiosasfha7698 ደደብ ወዲ መሀለሊት ህርር በሉ ደቂ ወዶ ገባ
@adamismail9137
@adamismail9137 Жыл бұрын
The Possibility is we to win Issais to lose
@zebib9761
@zebib9761 Жыл бұрын
ሕማቕ ህዝቢ
@OgbaiZera
@OgbaiZera Жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት፡ ናይ ጂ15 ናይ ወዲ ዓሊ፡ ናይ 1992 ተጋድልቲ ሸብሮ፡ ናይ የሚን ናይ መንካዕ መስመር ኢሳያስ እዩ ብዓወት ወጺኡ። እቲ ምክንያት ዝብዝሑ ኣራካናት ገድሊ፡ ናይ ኢሳያስ ባርያት ተንኮልን ውዲትን ክብጽሕዎ ኣይካእስሉን። እቲ ብልጫ ናይ ኢሳያስ ንዚ ተደጋጋሚ ፈትነታት ክሓልፍ ከሎ፡ ብዚሒ ዋሃዮታት ጽፍያ ኣዚዩ ሱር ዝሰደደ ምንባሩ ክርድእዎ ኣይካእስሉን። ክሳብ ሕጂ ንብልሒ መላጸ ኢሳያስ ክሓልፎ ዝክእሉ ዝክእል ርእሲ ኣይተጠርየን። ባህርያት ኢሳያስ ድማ ኣዝዩ ተቐያያሪ እዩ፡ ዝኮነ ምንቅስቃስ ክጅምር ከሎ ኣድብዩ እዩ ዝጽበዮም ኣብ ውሽጦም ከም ዘሎውን ኣይፈልጡን እዮም። ንኣብነት ኢሳያስ ኢለ ብምጽወዔ ብዙሓት ኣርካናቱ ኣዝዮም እዮም ዝቑጥዑ ዝሓርቑ። ተቓውሞኦም ቆራጽ ኣይኮነን ንእብነት ወዲ ዓሊ ኣብ ፎርቶ ምስ ደየበ ብብህይወት ገለ ደቂ መራሕቲ ክም ጋል ኢሳያስ ትሕጃ ክሕዝዋ ኔይሮውም፡ ብውሕዱ ንህይወቶም ንምውጽእ ምተጠቕሙላ። ንእብነት ኢሳያስ ዓሊ ዓብዱ ምስ ሃደመ ምስጢር ከይተውጽእ ተባሂሉ ንጋሉ ጋል 15 ካርቱም ከዶም ኣፊኖም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ትበሊ ኣላ። ተቓውሞና ኣዝዩ ስንኩፍ እዩ፡ ኣብ ምትዕፃፍ ልዕሊ ጽላኢና ብኩሉ መዳያዕጡቓት ወሰኒልቲ ክሳብ ዘይኮና ክንዕወት ዘይካእል'ዩ።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
የንዋሕ የሕጸር አብ መንጎ ኢትዮ ኤረትራ ወጥረ ዘይዘተረፈዩ
@mesfingebramlak3507
@mesfingebramlak3507 Жыл бұрын
Akelukum ab kshene kounkukm ktzrebu hamema milk
@zekariashadgu6536
@zekariashadgu6536 Жыл бұрын
ደቂስካ ኣለኩ ሱቕ ኢልካ ሓርንኽ ን ኢሰያስ እትረፍዶ ንስኹም ብዘረባ ኣብደገ ኮንኩም እሜሪካ ኣየውደቐቶን ህጂውን ንኹልኽን ክውድኣክን እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ብ ኣምላኽ እዩ መጺኡሉ
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 Жыл бұрын
Poor,your knowledge is limited that is why you dare.
@ramandebene1131
@ramandebene1131 Жыл бұрын
ወፊ ብላታ ናይ 1964 ተጋዳላይ እንታይ ማለት እዩ ኣብ ከሰላን ገራግሪን ዘንገርግር ዝነበረ ንጅዳ ዘፋነወን ደቂ ኣንስትዮን ካሎኦትን ዝሰድሉ ገንዘብ ኣብ ከሰላ ከም ጠል ዝጣጥም ዝነበረስ ምስ ገድልን መስገደልን ድዩ ክሕሰብ። ወዲ ብላታ ን/ዞባ ከማሓድር ዘይካኣለስ ብዛዕባ ሃገር ክዛረብ። ወድ ብላታ ዓመታት ኣቅጽርካ እምበር ተጋድለ ኣይትበል። ንዘይፈልጠካ ከተታሊል ትኽእል። ያኢ ኣብ ሞንጎ ገራግሪን ከሰላን ጥውይጥውይስ ገድሊ ተባሂሉለይ።
@sengalbereket1063
@sengalbereket1063 Жыл бұрын
Hasawi medakeri
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 Жыл бұрын
እቲ ኣብ ዝውዓሎ ዘይሓድር መሓመድ ብርሃን ብላታ!
@ramandebene1131
@ramandebene1131 Жыл бұрын
ወዲ ብላታ ውዱቅ ምካንካ ብሓደ ከዳዕ ብዛዕባ ገድሊን ቃልስን ዘይፈልጥ ሰብ ረኽበ እልካ ሃለው ምባልካ ያርኢ። ብ 1975 ሓጻር ኩናት ኣብ ከባቢ ዓዲ ናህባይ መራሕ ሓይሊ ዝነበረ (ስሙ ይትዓቃብ) ቶክ ምስበለት ሃድሙ ድሕሪ ምዝላቅና ድሕሪ ሰለስተ መዓልት መጽዩና እዚ ናይ 1967 ተገዳላይ ናበይ ዳኣ ጠፊእካ ምስ ተባህለ ከምዚ እንተይገብር ክሳብ ሕጂ ኣይምጸናሕኩን እሉ ወዲ ብላታ ኻኣ ኣብ ሞንጎ ከሰላን ገራግሪን ካብ ጅዳን ርያድን ዝሰደደልካ ገንዘብ ካርቱም ከሰላ ትብል ነርካ ሕጂ ኣነ 60 ዓመት ተጋድለ ትብል ቁጽሪ እዩ እዚ እንታይ ኣበርክትካ ግን ታሪኽ ትፈልጥ ካሎኦት ዝሰረሕዎ። ሕጂ ኻኣ ምስ ውዱቃትን ከደዓትን ትውዕል ኣለኻ። ሰነፍ
@asmarah3174
@asmarah3174 Жыл бұрын
ወየንቲ ትግራይ እንዲኩም ግዲ ፕሪቶርያ ዘይትድግፍይ ደኣ። ባራዪ ወያነ ስለዝኮንኩም ኩሉ ጻድቓን ዝገበሮ ምድጋፍኩም ኣይገርምን። "ብጻይ ጻድቓን፡ ብጻይ ውዲ ወረደ " እንዳበልኩም ደኣ ክትድግፍዎ ናይግድንዩ። ወያነ እንድያ ኣስመራ ከተእትወኩም ሕልምኩም so this is the reason
@abdulnur5419
@abdulnur5419 Жыл бұрын
56 ተቃወምቲ ዝባሀላስ ይገርም እዩ ኤርትራ ክንድ ምን ታይ እያ እዚህ ኩሉ ፓርቲ ተቃወምቲ ብጭራሽ ለውጢ አይተምፅኡን ኢኩም ( ብቀበሌ ዲኩም ተማቃቂልኩም) አብስደት መትኩም ተቀቢርኩም ኢኩም።
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir Жыл бұрын
Eza sebay nay tasa wereket beu eyo tejmiru.ng15 mestelem lekbat.
@M-vr7zo
@M-vr7zo Жыл бұрын
ሄኖካ ብመጀመሪያ ንትገብሮ ዘልካ ኹሉ የመስግነካ። ኣብዛ ጉዳይ ናይ ኢሰያስ ምእላይ ዝምልከት ንመጀመርያ ጊዚየ ኣብ ምድረኽ ኣምጺኻ ምሕታትካ የመስግነካ። ኢሰያስ ክእለየሉ ዝኽእል መገዲ ብጣዕሚ ቐሊል እዩ ኔሩ ሓደን ቐንድን ኣንጻር ኣካይዳ ኢሰያስ ምኻድ እዩ ኔሩ።ናኣብነት፥ 1 ነታ ብባይቶ ኤርትራ ዝደቐት ቑዋም ካብቲ ኢሰያስ ዝደርበያ እንዳ ጉሓፍ ኣልዒልካ ብ ኣኣ ክትጥርነፍ ምኽኣል እዩ።ንኽንደይ ዉዱባት ምስነናተን bylaws ነታ ቑዋም ግን ከም ዓንዲ ሕገን ጌረን ክወስድኣ እሞ ክምእከላ ምግዳድ እዩ። 2 ንሳ ምስገበርካ ዝጥቀስ እዩ ምስ ሙሉእ ይቅረታ።
@toshememahari3441
@toshememahari3441 Жыл бұрын
ሄሎው ሄኖግ ከመይ ኣለኻ ሓልፋትኒ እንተዘይኮይና ካብቶም G15 ዝነበረ ዝተጣዓሰ ሙኻኑ ኢዩ ዝዝረብ ሓቂ ዲዩ እልካ ክሓቶ ይጽበ ነይረ ግን ኣይሓተትካዮን why?
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 Жыл бұрын
መሃመድ ብርሃን ጅግና ሙሉእ ሂወትካ ኣብ ጻዕርን ኣብ ድካምን ዘሎካ ብጻይ age is a number ድዮም ዞም ዓዲ ሓንጎልካ ገና ስለዘሎ እዞም መንእሰያት ካብካ ከመሃሩን እስካን ንሶምን ኢኩም ነዛ ሃገር እተድልይዋሞ ዕሽሽ ከይበልካ ኪትቅጽል የተሓሳስበካ። መንስያት ንሕዶጎ ምባል ረብሓ ዘለዎ ኣኾነን።
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 Жыл бұрын
እቲ ኣብ ዝውዓሎ ዘይሓድር መሓመድ ብርሃን ብላታ!
@siembeyene2863
@siembeyene2863 Жыл бұрын
1, tselam yu 2, advantageous 3, he has that hgdef ideology he doesnt want America to be dominant. Do i care
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 Жыл бұрын
Hewht eyu ko fermlkom hgre ketknu abay tgray zedlyu tezknu da 30 amet metqlskom nyru
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Жыл бұрын
መሓመድ ብርሃ ብላት ከምይ ገርካ ከትዕወት ንባዕልኪ ካብ ተሓኢ ስውራዊ. ባይቶ.ኣባል ከለካ ኢካ ናይ ሽዑብያ ኢድካ ሂብብካ ኣብ ዊሺጢ ምሪሕነት ከለካ ናይ ኢስያስ ዑሱብ ነርካ ከምይ ክዕወቱ ንባዕልካ ዘይትእምን ኢድካ ሕጅ ካባ ናይ ደላይ ፉቲሒ ተላብስካ ትዛርብ ወ😢ይ ታሪክ 😢
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Жыл бұрын
መሐመድ ብርሃን ብላታ ሕጅስ ተፈጥሮ አርኪባትካ እያ ነርስን ሁምካ ጥራይ ሐዝ አብ እስዊድን
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Жыл бұрын
ኢስይያስ ብእርጋን ላዕጢጡ ስንከልክል ኢሉ'ዩ ዝኽይድ ዘሎ: ኣዘራርብኡ'ውን ተኾነ ኩሉ ናይ እርጋን ምልክት እዩ ዘሎዎ:: የማነ ማንኪ ጽሒፉ ዝሃቦ እናተሸገረ ክንብብ ንዕዘቦ ኣሎና :: እመነኒ ኢሰይያስ ሓቀኛ መልክዑ ክሓብእ :ብጮግሪ ቀለምን :ሜክኣብ (ከንሲለር) ተለጣጢፉ እዩ ናብ ህዝቢ ዝቀርብ ዘሎ::
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Жыл бұрын
@@owlwatchingu8956 እወ ፐረዘንደንቲ ኢሰያስ ግን ዘይትድፈር ሃገረ ኤርትራ እዩ ዝመርሕ ዘሎ ሰለዚ ሸንኩም ጥራይ ደቅሱ ዑሱባት ጁንታ
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 Жыл бұрын
እቲ ኣብ ዝውዓሎ ዘይሓድር መሓመድ ብርሃን ብላታ!
@gm5215
@gm5215 Жыл бұрын
ከቢድ ኣይምኾነን ምኽንያቱ ተን ቋንቋ ክልተየን ንሰን ክኣ ኣብ ባርነትዶ ንምበር ኣብ ሓርነት
@hiwotiasu9601
@hiwotiasu9601 Жыл бұрын
Woyane Sat
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын
ኢሂ እንታይ ተረክበ
@blackray8959
@blackray8959 Жыл бұрын
Zkeberca wediblata zhalefe mealti isayas kgadel eu nmeda teselifu elca nerca ezi misti zelo haberetatat zeyesani coinu rekibnayo bteweski nsica kem tegadalay nay gebha meten nay isayas neger tfelt eka ksab lomi nezi hadish weledo zgeletscayo yelen isayas cab meda gemiru seb enaketele kem zmetse tfeltu ekum yegdas tibat malet coarage siencum ninebscum tefecum nhzbi meat weridwo wediblata eti haki awtsayo aitnhafo aitetsebabco
@abrahammengistaab6538
@abrahammengistaab6538 Жыл бұрын
ዲስ፡ዘቢል መብርሂ
@amanuelhailu9378
@amanuelhailu9378 Жыл бұрын
ህግደፍ እት ዝኸፍኤ ስራሕ ዝሰርሖ ንሕብረተሰብና አብ ውሽጢ አትዩ ንስድራቤት ፋሕ ብትን ነንሕድሕዱ ከምዘይሰማማዕ ሰሪዑዎ እዩ
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 Жыл бұрын
West is lost... Losers ISAYAS AFEWERQI NOWADAYS ..IS SUPER POWER. NO POWER CAN DEFEAT ISAYAS AFEWERQI.
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 Жыл бұрын
​@@abrnyiosasfha7698 Seket Harri DEMU 😂😂😂😂😂😂😂
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 Жыл бұрын
Xahxahi Aslamay 7 Anstu Jelebya Tekedinka Asfihka Teray Shesha Sehab Gelbad 🐷🐷🐷🐷🐷🐷🐷.
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Жыл бұрын
ክትቕንጽልዎ ኔርኩም ካብዚ ዘለናዮ ኣይምኸፈአናን እቲ ስዒቡ ዝመጽእ !
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 Seb Jelebya dea nemen Kekenxelu
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Жыл бұрын
@@asmaerasmaer9441 መን'ዮም ሰብ ጀለብያ
@asmarah3174
@asmarah3174 Жыл бұрын
መልሓስ እምበር መዓንጣ የለን
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Жыл бұрын
@@asmarah3174 ንመን ኢኻ ከሙኡ ትብሎ ዘለኻ ?
@asghedomwoldeghiorghis274
@asghedomwoldeghiorghis274 Жыл бұрын
ኣየናይ ሕዝቢ እዩ ዘበል ዞሎ ። ከዳዕት ኤሪትራውያን ብዛዕባ ደሞክራሲ አንታይ የፈልጡ ብጀካ ምሕጻብ ሽቃቅን ምጽራይ ምድሪቤት እንታይ እስከ የፈልጡ?
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН