ERISAT : ኣብ ጀርመን ዘጋጠመ ተቓውሞ ፌስቲቫል ህግደፍ፡ ብዓይኒ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን

  Рет қаралды 27,774

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 234
@Dream-bebe
@Dream-bebe 2 жыл бұрын
Keep preaching the painful truth young Eritreans who are oppressed all their lives.
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 жыл бұрын
ብጣዓሜ ደሰ ዝብል ቃል ።ብርጌድ ንሓመዱ ።።።።✊✊✊✊💝🎙🔊
@senaitsenu4559
@senaitsenu4559 2 жыл бұрын
Good job guy's Thank you so much 🇪🇷👈👌👍
@tkh4049
@tkh4049 2 жыл бұрын
I appreciate all of you to express the situation with positive attitude and free of hate. You are knowledgeable. very calm and well analyzers of our political situation.
@abrahamasmerom5184
@abrahamasmerom5184 2 жыл бұрын
ንሶም ልክዕ ሲሞም ኢዮም ረኺቦም መንደላይ ማለት ክልተ ኣፉ ተመን እዩ።ብርግጽ ኣትማን እዮም ንተም ከኣ ከምቲ ዝተመሰለ ተመን ኣብ እግርኻ በትሪ ኣብ ኢድካ እዩ ሚስ ህግደፍ ብሓይሊ ጥራይ እዩ እቲ ፍታሕ።
@sikublessed8147
@sikublessed8147 2 жыл бұрын
ግደፍዋም ጥራይ ነዞም ለባም ለባማ ዝጻዋቱ ፡ ንሶም 30 ዓመት ጠስሚ ዶም ለኾምና እዮም ፡ሰማዒ ዝሳነ መንእሰይ ብሓቂ ከምኡ እዪ ዝገብር 💪💪💪👍👍👍❤❤❤
@simrettekeste2740
@simrettekeste2740 2 жыл бұрын
Ze€$🎉
@የሱስፍቕሪዩ
@የሱስፍቕሪዩ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ ዕላል፡ ኣጆና! ጥራይ ንቕድሚት ንጠምት፡ ንድሕሪት ኣይንመለስ፡ ነገራት ኣብ ቅድሜና ኢዩ ዘሎ። ሓቂ ብሓሶትን ዓመጽን ተሳዒሩ ኣይፈልጥን ኢዩ። መንደላይ ብተፈጥርኡ ርእሱ ኢዩ ዝቕጥቀጥ፡ ሕቑኡ ድማ ይስበር። መንደላይ ኢና ካብ በሉ ግቡኡ ኢዩ ተጌርሉ።
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 2 жыл бұрын
እቲ ዝገርም እቶም ደገፍቲ ኢና በሃልቲ ንህዝቢ ዘይኮኑ ዝድግፉ ንውልቐ መላኺ ኢዮም ዝድግፉ ንሕና ምስ ህዝብና እና ዘለና ዓገብ ንዓመጽ ንብል እምበር ኣብ ገዝኦም እዞም ናይ ረብሓ ደገፍቲ ውን ይቓወሙ ኢዮም ግን ትብዓት ኢዮም ስኢኖም,,, በዚ ኣጋጣሚ ንዮናስ ሰምሃር, በረኸት ኣጆኹም ጀጋኑ ሰብ ሕልና ::
@tesfaiembaye7138
@tesfaiembaye7138 2 жыл бұрын
Dear panelist, one of the best discussion and analysis about the current oppressive and dictatorial situation in Eritrea. Very intellectual, very calm and precise. This discussion will go down in the history of Eritrea. Really good job. Well done guys.
@yklmno5617
@yklmno5617 2 жыл бұрын
እሶም ትኽኽል እዬም ዘለዋ ንቅድሚት ጥራሕ ብርጌድ ንሐመዱ አብ ሐቂ እዬ ዘሎ አጆዅም ጀጋኑ ብርጌድ ንሐመዱ
@wolderufael
@wolderufael 2 жыл бұрын
Great job guys, y'all are Eritrea's pride!. Thank you.
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 2 жыл бұрын
Convincing analysts of our situation thanks 🙏 all of you we are lucky to have a smart and distant thinkers 👍
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 жыл бұрын
ኣብ ጀርመን ተዓዊትና ኢና ወላ ብሕጊ ንሕና ኢና ላዕለዋይ ኢድ ሒዝና ዘለና ስለዚ እቶም ሙሁራን ሕጊ ኣብዚ ሓላፍነትና ክንዋጻእ ኣለና፡ ዕላማና ዓወት ወይ ሞት እዪ ።
@edieri1422
@edieri1422 2 жыл бұрын
Awet Kemey diyu ezi hawey walas aentina ketewirena delika. Kab gegziom endhademus awet.
@fthi3585
@fthi3585 2 жыл бұрын
ብሐቂ በላሕ መንእስይ ኤርትራዊት ፁቡቅ ገሊፃቶ👍👍👍👍🤩
@edenmajor9537
@edenmajor9537 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መግለጺ,ዩ ብዝኾነ መንገዲ ሓገዝኩም ኣይፈለዯም ተስፋ ሃብዋም ምዉርዛይ ኣየድልይን,ዩ ......
@bobsmart8302
@bobsmart8302 2 жыл бұрын
ወይ ጉድ ነዞም ሰባትዶ ሓቀይ ከም ገለ ካብ ጉድጓድ ዝወጹ ገይርኩም መልሓስ ተጽርይሎም ኣሎኹም። ብርጌድ ንሓመዱ ኢሉ ተንሲኡ ዘሎ ካባይን ካባኽን ዝፈልዮ ምንም የለን። በጀካ ትብዓትን ዋጋ ንምኽፋል ዘሎዎ ቆራጽነትን። ንበይኖም ዝወረዶም ግፍዒ የሎን ንኩሉ ዝወረዶ እዩ ወሪድዎም። ግን ሓድሽ መንገዲ ቃልሲ ሒዞም ኣለዉ። ህግደፍ ብዝርዶኦ ቋንቋ ከላህይዎ እዮም። እቲ ይኽእልየ ዝብል ይሓግዞም፣ ኣብ ባይታ ኣይኮነን ትም ጽቡቅ ምስ ክዳኑ። ብዘይወዓልኩሙሉ ቅያ ክትቀይሑ ኣይትፈትኑ። ብርጌድ ንሓመዶም ዝኸፍልዎ ዋጋ ፈሊጦም ተበጅዮም ኣልዉ። ብእልፊ ለባም ምኽሪ ከተንውጾም ኣየድልን እዩ። ምኽሪ ኣሎኒ ዝብል ንህግደፍ ይምከሮ። እምበር ሎሚ ማልያኻ ምንጻር እዩ። ኸምቲ ዉፉይ ዝበሎ ናይ ምኽርን ማዕዳን ጋንታ የላን። ወይ ሕዝ ወይ ፈኑ። ኣኸለ።
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 2 жыл бұрын
Bob smart ዝበልካዮ ዝወጾ ዘይብሉ ሓቂ ኢዩ። ፈጸምቱ ክመጾም ዝኽእል ሳዕቤናትን ክሃርምዎ ዝደለዩ ዕላማን ብንጹር ኣለሊዮም ገይረሞ ኣለዉ። በቲ ኮይኑ በቲ ንሃገረ ኤርትራ ክሳራ ኢዩ። ብክሳራ ኤርትራ ዝሓሊ እንተደኣ ኣልዩ ግን ፍልልይካ ኣጽቢብካ ኢሂን ሚሂን ምባል ጥራይ ኢዩ። እዚ ግን ለባም እንተተረኺቡ ኢዩ።
@Higuain1995
@Higuain1995 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልኽቲ ቀጽልዎ 😍🙏
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ንጸላኢካ( by any mins) ንጸላኢካን ጸላኢ ህዝብካን ሃገርካን ብዝኮነ መገዲ ብዝካኣለካ ምምካትን ብድሆ ምግባርን ብዝተወጸኡ ዝተረግጹ ወገናት ዝፍጸም ናይ ሞት ወይ ሂየት ዝግበር ህዝባዊ ይኩን ግላዊ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣንጻር ጸላአትካ ዝውሰድ ስጉምቲ ይከውን፥ዝኮነ ፍጡር ኣብ ዝርገጸሉን ዝጭፍለቀሉ አዋን ዝወረዶም ግፍአን መከራን ሂወታዊ ምድህን ንምርካብ ስወስዶ ስጉምቲ አዩ ፥ከም ዝበልክሞ አዞም መንአሰያት ጀርመን ኣብ ልአሊ ህልና ኣልቦ ተበለጽትን ደገፍቲ ኣረመናዊ ጉጂለ ብዝወረዶም ጉድኣት ዘርኣይዎ ስጉምቲ ኣውንታውን ህጋውን ሞራላውን ዝድገፍን ክባራታአን ካብ በትርን ዳርባ አምንን ኪንኡ ዝከይድ ኣርመሻዊ ስጉምቲ ምውሳድ ኣድላይን ጉዳይ አዩ ፥
@felegteklom7743
@felegteklom7743 2 жыл бұрын
Semhar, I just yesterday was remembering you ,because long ago I couldn't see you, anyway it is good to see you again ,continue to be a voice for the voiceless.
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 2 жыл бұрын
ደጊም ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ኣሰር ብርጌድ ንሓመዱን ብሩህ መጻእን ክስዕብ ኣለዎ ስቅ ኢልካ ከምዚ ሳምሶም ሰሎምን ዝበሎ ሕጊ ከም ዝፈልጥ ሕጊ ዶ ጂፍዕ ዶ ኣይትበሉና።መንደላይ እየ ዝበለ ክትጭፍልቆ እዩ ዘለካ ውጽኢት ህግደፍ እዩ ድማ እዚ ስዒቡ ዘሎ መዘዝ
@tankgod2002
@tankgod2002 2 жыл бұрын
ትኽክል ኣለኻ bro እዚ down down 30 ዓመት ኣይሰርሓን ስለዚ ዝግበር ጌርካ ጉዳይ ብሓጺር መገዲ ፍታሕ ምምጻእ እዩ ። እዛ ጉሓፍ ሻዕብያ ከመይ ጌራ ድያ ዓድና ተጥፍኣ ዘላ
@emanuelewayhezbi591
@emanuelewayhezbi591 2 жыл бұрын
Agkum yehwat mengdy tekfta ala nehbar try aklna zetsknio haster aihlfen
@susugidey8571
@susugidey8571 2 жыл бұрын
ክገርመካ ተመን ብጣዕሚ እየ ዝጸልእ መንደላይ ሰሚዔያ አይፈልጥን እየ። ሕጂ ብርጌድ ናሓመዱ ጨፍጪፍዎ ጸባ ስተዩ ዞም ደቀይን አሕዋተይን
@wakandanationthuglife3727
@wakandanationthuglife3727 2 жыл бұрын
Yes no more down down
@gm5215
@gm5215 2 жыл бұрын
ኣብዚ ዳንከራ ናይ ህግደፍ ምስታፍ ድንቁርናዩ ንባርነት ምቕባል ዩ
@jerosalem2022
@jerosalem2022 2 жыл бұрын
ዋዕሮ ሐፍተይ አብ ጎንኺ አለና ደቂ አንስቶ እንተ ተዒልና መንግስቲ ክንግምጥል ንኽእል ኢና 💪💪💪💪🏽
@edieri1422
@edieri1422 2 жыл бұрын
Tigrigna kdm xbuk geriki xehafi tigraweyti wahid
@berakitesfay1161
@berakitesfay1161 2 жыл бұрын
ዮናስ ሓጎስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዝጊ ኣዛረበካ
@mekonenteweldebrhan6774
@mekonenteweldebrhan6774 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዝርርብ ኔሩ ክብረት ይሃብኩም ወጽዓ ናይ'ዚ ህዝቢ ጽቡቅ ጌርኩም ገሊጽኩሞ
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 2 жыл бұрын
ንፉዓት ደቅና ጽቡቕ መግለጺ። እቲ ነዚ መንእሰይ ኣብዚ ዝለዓለ ጥርዚ ናይ ቃልሲ ንመጀመያ ግዜ ኣብጺሕዎ ዘሎ፣ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ዓቢ ብስራት ኢዩ በሃሊት ኢየ። 32 ዓመታት እኮ ቃልሲ ተኻዪዲ ኢዩ፣ ውጽኢት ግን ኣይተረኽቦን። እዚ ማዕበል ተበጊሱ ዘሎ ኣፈናዊ ኢዩ፣ ንህግደፍ ዓቢ ዘሕምሞ ጽፍዒት ኢዩ ረኺቡ። ብኹሉ ንሕተቶ ክንሕግዝ ቁሩባት ንኹን። ኣብ ሕጊ ዘይብሉ ሃገር ሕጊ ክሓትት ጸወታ ጥራይ ክኸውን ዝኽእል። ዝብኢስ ኣብዘይ ፈልጦ ሃገር ከይዱስ ኣጐዛ ኣንጽፉለይ በለ፣ ዝበሃል ምስላ የዘኻኽረና።
@tommygebar1930
@tommygebar1930 2 жыл бұрын
Lets support to Birgade Nhamedu Movement all over the world.
@sabayemane6388
@sabayemane6388 2 жыл бұрын
ኑፉዓት አሕዋት አግዝኣብህር ይደግፍኩም ኣጆኹም ክሕልፍ አዩ 👍👍👍
@MrM2-g2z
@MrM2-g2z 2 жыл бұрын
ን ውፍይ ኣቅርቡልና ድምጺ ህዝቢ ኩኑ ናይ ህዝቢ ኢንዳ በልኩም ድምጺ ህዝቢ ኣይትእበሱ?
@fituikifle5629
@fituikifle5629 2 жыл бұрын
ዝተጣሕሰ ሕጋ የለን፤ባህሪ ናይ ምቅዋም ኣብ ኩሉ ዓለም ዝግበር ኤዩ
@demoztesfazgi3041
@demoztesfazgi3041 2 жыл бұрын
Thanks so much to all of you from bottom of my heart
@fituikifle5629
@fituikifle5629 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሓብቲ ንወጽዓን ዓመጽን ግብረ-መልሲ ዘይግባእ ወይ ክግበር ዘይብሉ ዘይኮነስ ቁኑዕን ጉቡእን እዩ።ዎዮ እኳ ደንግዩ ዝመጸ ናይ ውጹዕ መልሲ እዩ
@achotse4427
@achotse4427 2 жыл бұрын
Yes,Great hasab ahwat❤️🙏🙏🙏
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Thanks barakat yawhnec you are right my harowe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍👍🙏🙏👍👍yes thanks
@Compilationsofyt
@Compilationsofyt 2 жыл бұрын
Thanks again deki hzbi
@ML-vw3hi
@ML-vw3hi 2 жыл бұрын
Semhar perfect sis we love you,
@isaachagos7956
@isaachagos7956 2 жыл бұрын
Thanks Semhar
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 жыл бұрын
ህግደፋውያን> ተጋሩ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ብሓባር ኾይኖም ሓሪሞምና'ዮም ????? ግርም ን'ኪድ እቲ ይንበረልና ፣ ሳላኻ ፣ መራሂና ትብሉዎ ኢሳያስ እንክርዳድ ሸይጣን ኣዲሓሎ ወዲ ተንቤን ዓጋመዩ። ኢሳያሰ ዓጋመ ኸምድሌቱ ምስ ተፈላለየ ውድባት ኢትዮጵያ እንዳወደበ ድሌቱ ክፍጽም ኾሎ *ሓላል * ደላይ ፍትሒ ምስ **ኣዝማድ ኢሳያስ ተጋሩ***ተሓበርና ሓጢያት ምባል'ዳ 😂😂😂 መን ኻብ መን ይበልጽ ** ፈዳይን ኤርትራ ንዘክር 🇪🇷💣💣💣💣🕕
@denaitabraham5814
@denaitabraham5814 2 жыл бұрын
Good job guy's thank so much 🙏🇪🇷
@abrehamish
@abrehamish 2 жыл бұрын
Thank you all for expressing the current situation precisely.
@rahelmeresie384
@rahelmeresie384 2 жыл бұрын
Thank you yhwat
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ይዝከረኒ ኣብ ስብኣታት ንኣሽቱ ኣብ ዝነበርናሉ አዋን በቶም ኣበይቲ ኣህዋትና ካብ ኩለን ካልኣይ ደረጃ ዝመጹ ተባኣት ተማሃሮ ኣብ አዳጋ ሃሙስ ዝተኣካከበ መንአሰያት ኣንጻር መዛአቲ ኢትዮፕያ ዝተገብረ ሰልፊ ( ሸቡሮ) ኣብ ኣፍራስ ዝተሰቅሉ ፖሊስ ኣስመራ ፥ስልፊ ተማሃሮ ክብቱኑ ዝመጹ ሰብ ኣፍራስ ፖሊስ ዝተወስደ ናይ አምኒ ዳርባ ሰብ ኣፍራስ ፖሊስ ክሳብ ካብ ኣፍራሶም ብዳርባ አምኒ ዝወቁ ንሪኢ ነርና፥አዚ ኣብ ጀርመን ብመነሰይ ኣሪትራ ዝተፈጸመ ናይ ህራነን ህርቃንን ስጉንቲ ኣብ ልአሊ ህልና ኣልቦ ደገፍቲ ህግደፍ ዝባሃሉ ተበለጽትን ብኣል ተደሚርና ተሃዊስና ዝብሉ ናይ ጽልአን ኩናትን ጎስጋስ በዞም አዚ ዘይባሃል ግፍአን መከራን ዝቀሰሙ ብዱላት መንአሰያት ዝወሰድዎ ስጉምቲ 100% ብሞራላውን ህጋውን ዝድገፍ አዩ ፥ድህሪ ህጂ ኣብ ኣመሪካ ካናዳ ኣውሮፓ ኣውስትራልያ ኣብ ኣፍሪቃ ብህግደፍ ዝግበር ኣከባን አንደራን ፥ካብ በትርን ዳርባ አምንን ካብኡ ዝሃለፍ ስጉምቲ ክንወስድ ከምዝኮና ዝተከፍለ መስዋአቲ ይከፈል ናይ ሞት ሺረት ቃልሲ ክንገብር ምካና አዞም ረብሃ አምበር ብህዝቢ ይኩን ብሃገር አዝኒ ዘይብሎም ደቂ ኣንድነት ደቂ ባንዳ ኣብሊአሊኦም ዝውሰድ ስጉምቲ ኣድላይን ወሳንን አዩ፥ምከሮ ምኮሮ አምቢ አንተበለ መከራ ይምከሮ ከምዝተባህለ ኣብሊአሊ አዞም ሰራማት ዝፍጸም ስጉምቲ ተጀሚሩ አምበር ገና ቀጻልን ጉዳይና ክከውን አዩ ፥
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 2 жыл бұрын
ኤሪ ትግራይ ኣብ ርእስኹም ኣለና ብፍላይ ደላዪ ፍትሒ ኢሉ ኤርትራዊ ዝቕጥቅጥ ዘሎ ቆንዳፈ መንዳፍ ደቂ ቕኝትን ከዳዓትን ህግደፍ ዝብሃል ሰብ ኣሎ ድዩ ምስ ግዜ ክንፋረድ ኢና
@galgash3635
@galgash3635 2 жыл бұрын
Soory ab class alna aytrbshna
@smartboy1983
@smartboy1983 2 жыл бұрын
Asmera shikor, wedia wejab Abu kelka flut eka men mukanka shenka dekis
@smartboy1983
@smartboy1983 2 жыл бұрын
Eti nifelto keysedelka haguzna ba bejakum key tibil harif ente koynka kirdiaka eyu Abu kolo entay maletey mikanu
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 жыл бұрын
ህግደፍ ደቂ ኣባት ጦር ዲቃላታት ባንዴራ ኢትዮጵያ ተከዲንክን ደቅሳ 💣💣🇪🇷
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 2 жыл бұрын
@@mesfinabraham6412 ቆንዳፍ
@dawittesfaye8325
@dawittesfaye8325 2 жыл бұрын
thank you በርጌድ ንሃመድ 🙏💊👨‍❤️‍👨
@denaitabraham5814
@denaitabraham5814 2 жыл бұрын
Good job guy's thank you so much 🇪🇷🙏
@samidobo5211
@samidobo5211 2 жыл бұрын
Very good discussion. Great.....I admire you all. One thing I want point out is that we are all one. I hope the end of HGDEF is coming soon. So that we can get back Home.
@rimrim4026
@rimrim4026 2 жыл бұрын
አኔ ዝገርመኒ እነታይ ማለት እዩ ለባማት ኮንኩም ክትቀርቡ ትደልዩ: ፍትሒ ብምትህርራም ብሐይሊ ይመጽእ ዲዩ: ብምርድዳእ ብምክብባር ደይኮነን እንተተዋቂዕና እንተ ተፈራሪሕና ተቃቲልና ፍትሒ ይመጽእ ማለት ዲዩ ናይ ዓያሹ አተሐሳስባ ዩ ብሐይሊ ናዓይ ምሰል አነድደልዮ ግበር ዝባሃል አተሐሳስባ ገጋ ፍትሒ ከምጽእ እናበልካ ክሳድ ሰብ ምዕምጻጽ አበይ አሎ ደአ ፍትሒ!
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
ጥሪት ኢሳይያስ ብደንጎላ ዘይኮነ ብሓዊ ክቃጸሉ ኣለዎም ኩሉ ብሰንኮም ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወዲቑ ዘሎ
@mankinderitrea8335
@mankinderitrea8335 2 жыл бұрын
No , they are a product of the camp in Tigray . They are brain washed in the camp .up on they arrival in Europe, they should get counseling to foucs on their wellbeing and concentrate on education or work. Any ways sorry to say they are lost generation to core.
@habentukue3664
@habentukue3664 2 жыл бұрын
ሐደ ነገር አሎ አብ ሞንጎ ደለይቲ ፍትሒ ዘይርዳአን ናይ ጎነጽ ባህርያት ዘለዎ ሰርዓት ኢሳያስ በየናይ መለክዕ'ዩ ብሰላማዊ መንገድ ንቃለሶ ዝብሉ። ሰለዚ አብ ሞንጎ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ምጽራይ ፈተሻ ክካየድ አለዎ።
@aronkidane9377
@aronkidane9377 2 жыл бұрын
how do you know they are Eritrean. yes we have problem back home fighting each other isn't solution. our government it doesn't believe in discussion with its own people. but but I am always on the side of army.what I believe is hgdef and tplf they have to dissolved and pass the power to people then we will get peace
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 2 жыл бұрын
የቀንየልና ኤሪሳት ❤️❤️❤️
@wolderufael
@wolderufael 2 жыл бұрын
Awel Seid, a blessing in disguise! Gissen heralds the birth of an Eritrean Intifada, an Eritrean Arab Spring!
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 2 жыл бұрын
✨ዮናስ ሓጎስ እታ ጉጂለ ዝመጸት ትስሕቶ ኣይብልን ጽልኢ ክጉስጉሱ እምበር እንታይ Festival ባዛር ዘይብሉ ድኣ ኣሎ ዲዮ ወይስ ብወታደራዊ ክዳን እዮ ተቀይሩ ከምቲ ሓንቲ ብሄር ናይ ሾመንተ ብሄር ክዳን ጌራ ተኩድድ ✨😂👍 ✨ሳምሶም መካበዲት ዓርክካ ክኣ ዓድመልና ምሳካ ኢና ንደልይ ✨😂
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
የህዋት ድቅና ከም ዝገለጽክምዎ ኣደ ሰብ ናይ ኣአምሮን ኣካላውን ማህሰይቲ ዘለዎ ሰብ ወይ መንአሰይ ሃገዝ አንተዘይረኪቡ ፥አዚ ፍጡር ሰብ ቁስሉ ዝጎዽአ ነገራት ምስርዝሪኢ ንሱ ዝወስዶ( conter atak) ስጉምቲ ተሃታቲ ኣይገብሮን፥( past sindrom)ህሉፍ መጉዳአቲ ዘአለዎም መንአሰያት ኣሪትራ ጠንቂ ኣረመናዊ ስርኣት ህግደፍ በዞም ተረከብቲ ህድሪ ክከኑ ዝግኦም ክንሶም ካብ ሃገር ኣባሪካዮም ከተብቅአ ኣብ ብሰላም ዝነብረሉ ሃገር መጺካ ቁስሉ ክትጎድአ ናይ ጽልአን ኩናትን ፥ጥራይ ዘይኮነ አምባህ በል ኣሪትራዊ መንደላይ ካልአን ናብ ህልቂት ዝአድም ጎስጋስ ህግደፍ ክድገም ከነፍቅድ ኣይኮናን፥
@tsedalyohannes7049
@tsedalyohannes7049 2 жыл бұрын
ናይ ጎነጽ ጎስጓስ ይካየድ ስለዘሎ እዩ። ናይ ርዋንዳ ጀኖሳይድ ብናይ ጽልእን ህልኽን ቅርሕንትን ዝተኻየደ ጎስጓስ ከምዝኾነ አይትፈልጥዎን አይብልን፡ ነዚ ከምዘየለ ጎሲኹም፡ ካልእ ትንተና ከተቕርቡ ልክዕ አይኮነን። ግፍዕታት ናይ ህግደፍ እዚ ኢልካ ክጽብጸብ ከምዘይክእል ንማንም ኤርትራዊ ብሩህ እዩ። ንመን ኢኹም ገበናት ህግደፍ ትገልጹሉ? ዘሕልፎ ዘሎ ህይወት እኳ እዩ፡ ከም ሓድሽ ነገር ዘሎ ምጽብጻብ፡ ንዝተገብረ ገበን ዓገብ ክንዲ ምባል መመኽነይታ ኢኹም ተቕርቡ ዘለኹም። ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ እንዳምረርካ ስራሕ ህግደፍ ምትግባር እንታይ እዩ እቲ ለውጢ? ንምንታይ ዲና ንህግደፍ ንቃወሞ ብጎነጽን ዓመጽን ስለዝገፍዕ ዝኣስር ዝቐትል ደይኮነን፡ በዚ አካይዳ ስልጣን እንተዝህልዎም እዞም ሕጂ ንጎነጽ ዝጒስጉሱን ዝፋግኡን ዘልዉ ሕጂ ካብ ህግደፍ ከም ዝገዱ፡ ካብ ሕጂ አብ ዓዲ ሕጊ ከማን ሕጊ ዘይፈርሁን ዘየኽበሩን ደአ ከምናይ ህግደፍ ስልጣን ተሒዞም እንታይ ክገብሩ ከምዝኽእሉ መርአያ እዩ። ንመሰል ወድሰብን ንዲሞክራስን ንቃለስ እብዳበልካ ፡ ብጎነጽ ንሰላማውያን ሰባት ከማና ዘይሓሰብኩም ንሕና ትደልይዎ ክንውስነልኩም ዝዓይነቱ አካይዳ ሒዝካ አብ መንጎ ህዝቢ ዝገደድ ጽልእን ቅርሕንትን ክወልድ ተዘይኮይኑ መፍትሒ አይኮነን።
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 2 жыл бұрын
ግደፉና አስከ ሓቀኛ ተቃለስቲ አንተኮንኩም የእዳዉኩም ናብ ካልእ ከየዋጣወጥካ መጀመርያ ኣባኩም ዘሎ ጋሓፍ እጽርዩ ምስ የሕዋትኩም ኣብ ጣዉላ መጽኩም ተዘራረቡ ሓደ ንፉእ ተቃላሳይ ጸላእቱ ናብ ፈታዉኡ ዝቅይር አዩ ። ካብ ይእክል ዝዓቢ ሓይሊ ኣይነበረን ግን ብሰሪ ሕመቅኩም ተበታቲኑ ኣብ fb wey median መጽካ ሽግር ናይ ዝጸብጸብካ ተቃላሳይ ኣየብለካን አዩ
@eavenyohannes5176
@eavenyohannes5176 2 жыл бұрын
Beflay za semhar tebhal white onion ab klou toblok toblock teble bayto yakel endya anser hgede teray zakone anser eritrewitian eya tesreh afe kanshlo
@fituikifle5629
@fituikifle5629 2 жыл бұрын
ስለምንታይ ጎነጻዊ ይብሃል፣ ግብረ-መልሲ ነቲ ኩሉ ግፍዒ ኣብ ሃገርን ደድሕሪኦም እናሳዓቦም ንናይ ግፍዔኛ ደቛሲ ኣሽካዕላል መልሲ እምበር ካልእ ክብሃል የብሉን
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 2 жыл бұрын
ኩሉ በደላት መንግስቲ ኣብ ዜጋትት ሕቶ ዘድልዮ ኣይኮነን ግን ኣብ ከምዚ ኩነታት ዘላ ሃገር እንታይ ትኹን ትግራይ ትስዕር እንታይ ማለት ኢዩ ተጋሩ ኢና ኣየስሞን ማለት፡ዲዩ ንመን ኢዮም ከ፡ክስዕርዎ ንሓውኻን ንሕብትኻን ዘይኮነን፡ናይ ኢሰያስዶ ናይ ህግደፍ ዝብሃል፡ሰራዊት ኣሎ ዲዩ ሰራዊት ሰራዊት ሃገር ኢዩ ዋላ፡ተቋወምቲ ኣብ፡ስልጣን እንተዝመጹ እቲ ሰራዊት ንሱ ኢዩ፡ካልእ ሰራዊት የብሎምን ወያኒ ከ ሕያዎት ዲዮም ብዛዕባ ኤርትራ ጽቡቅ ሓሳብ ኣለዎም ዲዩ ንሶም ዳኣ ከመይ ኢሎም፡ተቋወምቶምን መንግስቶምን ኣብ ሓደ ዘለዉ ወያኒ ንህዝቢ ትግራይ ብዓል ጽቡቁ ስለዝኾነ፡ዲዩ ክልሎም ንኸየድፍሩ ጥራይ ኢዩ ንሕና ብሓቂ ደለይቲ ፍትሒ እንተኼና ድሕሪ ፈተናን ኩናትን ኢዪ ኽኸውን ዘለዎ
@berhaneh7587
@berhaneh7587 2 жыл бұрын
ኤርትራውያን ክጽወር ዘይክእል ተደራራቢ ሕሰም ስለዝተሰከምናን በላዕቲ ሰብ ድቃስ ስለዝኸልከሉና ኢና
@amanuelkufle1004
@amanuelkufle1004 2 жыл бұрын
ብቃንቅኦም እዮም ተዛሪበሞም
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 2 жыл бұрын
Tsbuk gebrwom ❤️❤️🙏
@fituikifle5629
@fituikifle5629 2 жыл бұрын
ህግደፍ መንነት እኮ ኣይኮነን ስለዚ መናባቡርቲ ኣይኮናን
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 2 жыл бұрын
ተጋሩ እንድዮም
@rit6091
@rit6091 2 жыл бұрын
Kab Eseyas Afeworki nilaeli tigraway alo diyu ab Eritra?
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 2 жыл бұрын
@@rit6091 መን ኢሉካ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 2 жыл бұрын
@@rit6091 ጸሎት ዝባሀል አብ ትግራይ አሎ ድዩ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 2 жыл бұрын
መደላይ ብዘይካ ሑቁኡ ምስባር ካልእ ፋትሕ የለን
@tesfamhretgebrekristos5627
@tesfamhretgebrekristos5627 2 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ነዚ ደም ሰብ ቀለቡ ድፋዕ ኮይነንኦ ዘለዋ 89.9%ደቀንስትዮ እየን እስከ ንሕሰብ ኩሉሞ ይትረፍ ጋል ሲ ብሳህራ ክትከይድ እዚ ኩሉ ሓሊፋ ካኣ ኣብ Tik-Tok ጥርሓ ኮይና ሃገረይ ወዲ ኤረይ ክትብል ትውዕል ካልእ ካኣ ኣሎ ኣብ ሊብያ ብዘይትፍልጦም ኣዕራብ ትዕመፅ ነተን ዉሕዳት ኑቁሓት( ብሓቂ ብሓቂ እዚ ኣይምልከተክንን ዩ::
@ghebremedhinguangul9330
@ghebremedhinguangul9330 2 жыл бұрын
Thank you guys right explanation eccentricity wellsaid it is perfect we need more like this my name is Ghebremedhin Habte Guangul USA California Oakland Union City I am with them always lets go forsefully!!!
@fitsumdawit7018
@fitsumdawit7018 2 жыл бұрын
Good job semhar proud of you
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ካልአ ክግበር ኣለዎ ዝብሎ ንተቃወምቲ ትግሪኛ ነቶም ትግሪኛ አንዛረብ አምበር፥ብሰንኪ ስደት ኣብ ፈቀድኡ ሃገራት ዝነብሩ ዘለዉ መንአሰይ ኣሪትራ በቲ ናይ ሃባር መራከቢ ብዙሃን ብፍላይ መድያ ደለይቲ ፍትሂ አንግሊዘኛ ፕሮግራም ክግበር አህብረኩም፥አዚ ዝብለኩም ዘለኩ ወደይ ወዲ 17 ኣመት ንምንታይ ናይ ተቃወምቲ መድያታት ናይ አንግሊዝኛ ፕሮግራም ዘይብሎም ክብል ስለዝሃተተኒ አየ ፥ካልአ ከም አንሪኦ መንአሰያት ህግደፍ ብናይ ጉጉያት ወለዶም ተታሊሎም ኣብ ፈቀዶ ቃይላ ጽልኢ ክከዱ ይራኣዩ ፥ነዞም መንአሰያት ዲሶፕራ ሃቀኛ ተግባራት ህግደፍ ንክፈልጡ በቲ ዝርድኦም ቃንቃ ፕሮግራም ገርካ ምንጋሮም ኣውንታዊ ይገብሮ፥ካልአ ኣረመናዊ ስርኣት ኢሳያስ ተግባርን አኩይ ፕላን ጽንተት ህዝብን ሙሉአ ኣለም ንክፈልጦ አንግሊዘኛ ቃንቃ ምጥቃም ወሳኒ አይ ፥
@rutah7551
@rutah7551 2 жыл бұрын
JENE GEGNA AJOKUM KESELWO SEBUK MEDEB💪💪💪👍🏼👍🏼👍🏼
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 2 жыл бұрын
ERISAT ❌ ህዝቢ እኮ ይዕዘብ እዮ ሱቅ ምባል ሳዕቤኑ መዘዙ ጽባሕ ንግሆ ውጽኢቱ ክንርእዮ ኢና ሓቢርና ድምጺ ኢና እናበልኩም ድምጺ ዓፊንኩም ካብ ህግደፍ ብምንታይ ትፍለዮ ???? ኣብ ሆላንድ ዝተጀመረን ዝተገብረን ብመስርሕ ሕጊ እጃም ናይ ብሩህ መጻኢ ስለ ዝኮነ መራሒኦም ውፍኡይ ከተቃልሕዎን ዓዲምኩም ከተዘራርብዎም ብዘይ ምክኣልኩም ምዕፈን እዮ እዚ ክኣ ድምጺ ውጹዓት እንዳ ዓፈንካ ድምጺ ህዝቢ እየ ምባል የተዓዛዝብ እዮ መን ውድብ ይግበሮ ኣብ ሆላንድ ናይ ሓባር እዮ እዚ ክኣ ዓቢ ሚዛን ዝወስዶ ወላውን ጽልእ ውዒልኩም ጽልእ እንተሓደርኩም ብመስርሕ ሕግን ሕጋውነትን መስርሕ ሆላንድ ንህግደፍ ገጥ ኣቢለሞ እዮም ዋላውን ኣባል ብሩህ መጻኢ ኣይኩን ከም ደላይ ፍትሒ ግና ኣብ ከመይ ደረጃ ወሪድና ምህላውና እዮ ዘተዓዛዝበካ እዚ ናይ ጀርመን ክኣ ውጽኢት ናይ ትማሊ ኣብ ሆላንድ ዝስረቶ እዮ ከምዚ ዓይነት ኣካይዳ ግና ንህግደፍ እምበር ኣየርባሕኩምን እዮ ፍትሒ እንዳ ደለካ ፍትሒ ምጉዕጻጽ ከም ባህሊ እዮ ሳዕሪሩና ኤርትራውያን ሚዛናውያን ኩኑ ናይ ህዝቢ ✨ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ እናበልኩም ✨ናይ ውልቀስባት ናይ መቅርብኩም ዓርከ መሓዛ ሕከከኒ ክሓከካ ኣይትግበርዎ ✨ ሓደ ጸላኢ ኢዮ ሽውዓተ ማዕሙቅ የእትዮና ዘሎ ;; ሕጂ ዝስረትናዮ እዮ ዘናብረና ከም media ጽባሕ ንግሆ ;; ✨በረከት ዮውሃንስ ኩሉ ግዜ ኣብ እትህቦ ይበል በሳል 🌟🌟🌟🌟🌟👍 Thanks 🙏 ስምሃር ዮኒ ክኣ 👏👏❤️👍
@negassialmedom9221
@negassialmedom9221 2 жыл бұрын
መንደላይ ደርፊ ንኤርትራውያን አይኮነን ንተጋሩ እዩ ዝተደረፈሉ። ሐሶት አይትዛረቡ ክንስዕበኩ እንተኮይና ሐቂ ተዛረብ ንጌጋ ጌጋ ንሐቂ ድማ ሐቂ በሉ። ሀገር ፅብቅ አሎ አይበልኩን ግን እምኒ ምድርባይ ፍትሒ ድዩ? የንዕቀካ እምበር።ፊስትባል አብ ኤርትራ ሐድሽ ድዩ? ሐቂ ተዛረብ
@genetkebede278
@genetkebede278 2 жыл бұрын
Eritrea adey bi egzabheryu selamki zbezih 😭😭😭😭selamki ybzah
@nk-yp5yw
@nk-yp5yw 2 жыл бұрын
ልዕሊ ኩሉን ብቀዳምነት ታሓታታይ ብጀካ እቲ ስርዓት አረሚን ዞሎ ናብ ሃገርናን ዞሎ ህግደፍን ሰዓብቱን እዩ እዚ ማለት እንት ዘይትደፍኢኒ መንዩ መጽደፈኒ ከም ዝብሃል ልዕሊዚ ደም ሰብ ሰትዩ ዘይጸግብ ሰታይ ደም ጉጂለ ብርሰት ሃገርናን ህዝብናንናብ ዘዝከድናዮ ዋላ ናብ ስደትና ውን ከይተረፈ ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ዝተበገሰ ከዳዕ ጉጅለዩ ሰዓብቱን ታሓተቲውን ልዕሊኦም የለን
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 жыл бұрын
ደም በደም'ዮ ዝጸሪ💣💣
@Yem.gh.63
@Yem.gh.63 2 жыл бұрын
Sorry ብዛዕባ ጀርመን ክትዛረቡስ ሓደ ካብ ጀርመን ካብቶም ኣዳለውቲ ዘይዓደምኩም, ተሕዝኑ, ካብ ብግምት ትዛረቡስ ኣብኡ ዝነበረ ጭብቲ ሒዙ ክዛረበኩም ምበለጸ ነሩ።
@rit6091
@rit6091 2 жыл бұрын
Embi ni wulke melaki rahwa ni hizbna
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 2 жыл бұрын
በዚ ድዩ ይኣይ ፉታሕ ክተምጹኡ ክክክክክክክ ክክክክክክክ ክክክክክክክክክክክክክክክክክ ከምዚኣ ገርና ኣይስሓቕናን ቀጽልዎ ሪእኽሞ ህግደፍ ወላ ንዓኹም ኣብ ዓዲ ሃሎ ኮይኑ ጌም ኦቨር ኢልኩም ብኣወል ዝራዓድኩም ድኣ መን እዩ ፉታሕ ከምጽኣልና ንሕና ክኣ ጀጋኑ ኣለውና ሙሁራት ኣለውና ኣልና ተራኣኻስ ወኻሩ ቅቅቅቅቅቅ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 2 жыл бұрын
እወ ህግደፍ ብበትሩ ይድከር ለባም ለባም ጸወታ ይጽንሓልኪ ጋል ኤርትራ እንተኾንኪ ተጸንበርዮ ቓልሲ ክትፈልti ናይ ማዕዶ ውርዝይና ምንዝርና ኢዩ ስለዚ ተሰተሪ
@sikublessed8147
@sikublessed8147 2 жыл бұрын
ህግደፍ ንስድራኺ ብሓልንጊ ጢሜት ይውድኦም ኣሎ ፡ንስኺ ኻ ምስ ህግደፍ ትምንዝሪ ኣለኺ ተሕዝኒ ....🤣🤣🤣🤣
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 2 жыл бұрын
@@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ ንስኻ ተሰተር ሰብኣይ ኣብ ሃገሩ ይቃለስ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ እንበር ኣብ ኤውሮጳ ኣኮነን ዘሎ ተረዲእካ ኪድ ኣብ ኤርትራ ኣቲካ ፈትሒ ደልየ በል ኣብዚ ሃንበስገር እንዳማትኮም በሊዕኮም ሰብ ኣይትበጽብጹ ንስእሱኩም መጀመርያ ሕሰቡ ሽዑ ብዛዕባ ህዝቢ ትሓስቦ ብእምኒ ክትጎዩ ፉታሕ ክተምጹ ክንሪኦኩም ኢና እዚኣ እያ ዓቕምኹም ምልክት ስዕረትኩም እዩ እዚ ጸርፊ
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 2 жыл бұрын
@@sikublessed8147 ተሕዝን ንስካ ኢካ ብላሽ ተማሃር እሞ ሽዑ ህዝብካ ክተድሕን ካብ ትጻረፉ
@smartboy1983
@smartboy1983 2 жыл бұрын
Sekit b asmera sada aytishekit tigray ente konka n tigrayka areb nafaki inte konka n sudanka, wey kea misizi adi halo tenbenay kitefu ekum
@FHaile-yf4ub
@FHaile-yf4ub 2 жыл бұрын
Well done Brothers and sister!👏🏼👏🏼👏🏼
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 жыл бұрын
ደለቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ንስኻ ደላይ ፍትሒ ዲኻ ብፍላይ ኤሪሳትን ጎጅልኣን ።እወ ጎነጽ ጀርመን ፍትሓዊ ኢዩ ምባልኩም ፍትሒ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ትመጾም ኣላ።ደሊኻ ዝተሰድድካን ዝተሰድድኩን ንማንም ኣይተልግቡሉ። ፈሪሕካ ፈሪሐ ኣብዚ ኣሎና። ፍትሒ ጠፊኣትኩም ኣብ ኤርትራ ኢኻ ትረኽባ ኣብ ዘዕቆብትካ ሃገር በብትርን ደንጎላን ካራን ከትምጽእዋ እሞ ኽኣ ኣብ ልዕሊ ኣቦታትኩም ኣደታትኩም ምፍጻምኩም ።ኩነኔ ይግብኦም ንስኹም መሳውርቲ ሕማም ኢኹም። ትግራይ ትቀድም ኣብቲ ሰልፊ ነራ ።እቲ ጠንቂ ኣነ ኢየ በሉ ብፍላይ ኤሪሳት
@abrahamasmerom5184
@abrahamasmerom5184 2 жыл бұрын
ለባም ማዕዶ።
@rit6091
@rit6091 2 жыл бұрын
Hgdef bzey firdi ni lieli 20 amet zesakyom zelo ke?
@abrehamabreham3111
@abrehamabreham3111 2 жыл бұрын
ዬናስ እሱብ ወያነ ሎሚ ድማ ሃታቲ ኮይኑ ህግደፍ ክእለዩ አለዎም ግን ብእሱባት አይኮነን
@AhmedAhmed-vc8sl
@AhmedAhmed-vc8sl 2 жыл бұрын
አብ ተግባር ንብርገድ ንሓመዱ ንዲጉፍ
@hiyab98
@hiyab98 2 жыл бұрын
Well done guys.
@arongebremical6835
@arongebremical6835 2 жыл бұрын
thankes nay bahkei nesu eu etei haqei ❤❤❤❤🙏
@habentukue3664
@habentukue3664 2 жыл бұрын
አብ ጀርመን ህብረተሰብ'ውን አብ ሞንጎ የማናውያን ጸገማውያን ፓለቲካዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ሰላማዊ ሰልፍታት ጎነጻት የጋጥም'ዩ። ዘለዝ ሕጊ ተጣሕሱ'ዩ እልካ የዕብኻ አጋንንካን ምርአይ ቁንዕ አይኮነን።
@jerosalem2022
@jerosalem2022 2 жыл бұрын
በጃዂም ናይ ህዝቢ ካብ ኮንኩም ንውፋይ አቅርቡልና
@hadishtesfay4088
@hadishtesfay4088 2 жыл бұрын
ኣሕዎት ጉድ እንድዮ ወርድና ግን እቲ ትገብሩ ዘለከም ሓልይትኩምን ትንታነኩም ብጣዕሚ እየ ዘመስነጉም
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 2 жыл бұрын
neskum deleyti fethi zeykonkum ne eritrea jonocide akayda da belkum tegusgusu zenberkum hiji hleyti meniseyat kenkum bezaeba eritrea ketzarebu kethafru yu zegbakum
@haderakelati1160
@haderakelati1160 2 жыл бұрын
እሞ ቲ ስናይ ጉርብትና ኮ ሓብትና ጎረቤትካ ለባም መባእስትኻ ለባም እንተኾነ እዩ መስለኒ ከመይ ወይ እንታይ ትዛረብ ንምንታይ ከ ትወቅዕ ምፍላጥ ኣበዳሲ ይመስለኒ። እስከ ንኣብነት ናይ መሪሕነት ወያነ ንውሰድ ውግም ምስ ተገብረ ናብ ስርዓት ዩ ተኣትዩ ቡዙሓት ሃገራት ዘማእከልኦ ናይ ኣልጀርስ ስምም ዕ እግባይ ዘይቡሉን ቀያዲን ስምም ዕ ኤርትራ ክትቅበሎ ከላ መሪሕነት ወያነ ናይ ሹዑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ እግባይ ዘይቡሉ ግርዲ ኣብ ኮለል ኣእቲዩ መሬትና ን20 ዓመት ገቢቱ ሒዝዎ ጸኒሑ ሕጂ ካኣ ኤርትራ ብስሪኣ ኣምሊሳቶ ትርከብ ። ሕጂ ንስኺ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ነት ብሕጊ ዝተወሰነ መሬቱ ንትግራይ ዘይሓደገላ ዲዩ ሕማምኪ!!! ሰላም ከመያ ብ ኣኻትኩም ርስትኻ ሽጥካ መብርሂ ምሃብክና ዶ?
@rit6091
@rit6091 2 жыл бұрын
Xemam hade derfu weyane da mish Game over tebahila eya nay hizbna nigber
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 2 жыл бұрын
There is no justification for what ever happens in Germany. Radicalization by extremists media for brain wash may be a factor that is no question about it. This is non of Eritrean culture let alone disrespect your elderly but to attack is absolutely wrong. I am sorry, being apologist shifting the blame is not appropriate. When you did not tell what is wrong is wrong then you would only exacerbate situation in the future. You will have a personal freedom only if you respect others space.
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 2 жыл бұрын
ኣብ ጀርመን ዝተገብረ ትቃውሞ ኣንጻር ህግደፍ ይድግፎ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 2 жыл бұрын
ሕጊ ኢሮፓ ኒኢሮፓውያን ኢዩ ካብ ሕጊ ዘይብሉ ሃገር መጺኻ ብዝዕባ ሕጊ ክትነግረኒ 🤣🤣🤣ሕግን ፍትሕን ንምርካብ ኢና ንቓወም ዘለና
@aronkidane9377
@aronkidane9377 2 жыл бұрын
hey fighting each other isn't solution discussion discussion discussion is the best
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Yeqeniyelina abeyiti sebat👍 bergied nihamedu niqidimit nibel 💯✔👍👏
@Tmg.GualeMengis
@Tmg.GualeMengis 2 жыл бұрын
Abey Zelo Fethy 😃😃😃😃🤣😂😂😂😎
@danielberhane1770
@danielberhane1770 2 жыл бұрын
I would like to know what is ERISAT position in this attack on innocent old men, women, and children who were attending the event. would you call this as a collateral damages?
@teamealem5635
@teamealem5635 2 жыл бұрын
Who said they are innocent If they are supporting the dictator regime in Eritrea?
@mohammednaib8972
@mohammednaib8972 2 жыл бұрын
ሰምሃር ነዊሕ ዝፈለጠኪ ኣብ ደንበ ፍትሒ ንሰኺ ሓንቲ ዓሌታዊት ሰብ ኢኻ ንኤዱ ብሌና ዝብልክያ ሪከርድ ተታሒዙ ኣሎ
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 2 жыл бұрын
Bereket haftika aster?
@tekludawit8576
@tekludawit8576 2 жыл бұрын
Eziom deleti fthi kiteblwom ata kurub aytehafrun endkum Eziom eko abeti sebat eyom harimom nskum halyot nay hizbi yblkumen dhar ka darga 99 % tigaru eyom koynom terekibom alewo
@sikublessed8147
@sikublessed8147 2 жыл бұрын
በጃኻ እስኪ ለባም ለባማ ኣይትጻወት🤣፡ ንሶም 30 ዓመት ጠስሚ ዶም ለኾምና ፡ሰማዒ ዝሳነ ብሓቂ ከምዚ እዪ ዝገብር💪💪
@godislove7204
@godislove7204 2 жыл бұрын
Stop blaming mental illness for violent crimes!!
@haileabzeru3980
@haileabzeru3980 2 жыл бұрын
❤️❤️🙏🏾🙏🏾
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 2 жыл бұрын
እቲ ዝገበርዎ ሽበራዊ ተግባር ምኽኑይ ክትገብርዎ ኣይትፈትኑ። ህግደፍ ኣብ ኤርትራ እንበር ኣብ ኤውሮፓ የለን። ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ከምዝብሃል ኣብ ተራ ህዝቢ ናዕቢ ምፍጣር ጥርዚ ድንቁርናን ድሕረትን ካልእ ክኽውን ኣይክእልን እዩ።
@rit6091
@rit6091 2 жыл бұрын
Eti dunkornakas yefenfn etom barayu nay hgdef kabaka yihishu
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 2 жыл бұрын
@@rit6091 ርሓቅ ጋርበጅ
@rit6091
@rit6091 2 жыл бұрын
Kkkkk entay malet eyu?
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 2 жыл бұрын
@@rit6091 ስምካ'ዩ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 жыл бұрын
ሓቅኻ ንሕና ውን ን'ህግደፍ ዘይኾነስ ነቲ ኩርኩር ከልቢ ህግደፍ ዒና ነሰራጢዮ ጸገም የለን። እምባሕ በል እምባሕ ወዲ ህግደፍ ጓሓፍ 😂👍
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 2 жыл бұрын
Don't blame the eritrean youngster who are firmly opposing the dictatorships messengers in diaspora pls respect !! They were pushed away throwen to deserts and seas by the brutal regim ended in europe then abandoned stuck in distutation then..??
@soraenatie4116
@soraenatie4116 2 жыл бұрын
Ambeset Semhar kulu hakky. Dbezhu ab wexaye zelewu eritrawiyan Ab zhashe bfelay mes sdrehom- dekom slezelewu nay zxenet delo hezby aygedsemun eyu Slezi mensey kexelewo ksab hadekum teatwu hadera Mereb betkum ab haferkubu yerkeb alo
@eskinderkiflemariam8316
@eskinderkiflemariam8316 2 жыл бұрын
Bizaba Eritrea buzuh zesehatkumu neger kihelu ykel eyu, Hager nay welki aykonen. Neru, yneber alo and kineber eyu kea eti hageren hageraweneten. Mis zelo menegesti tesalina elka gina hager yehelefeka aywehaben eyu. Ni hizbu bi emni zeharem menesey terayu ayfeleten eyu, ezi kea wetsit natatkum eyu. Theraphy and Education eyu zedeleyo zelo menesey, Mikuwam aykonen zedeleyo zello. Maletsi eti nay mukuwam dereja aytebesehen alo maletey eye. Mukuwam hager bezi do tiked wela beti elka ab siltanen, mibalen nay hager eka tizareb, kemzi natkum hager zeyfereset elka mihmam mukuwam aykonen.
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 2 жыл бұрын
Semhar & bere thx 💯💯💯
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
ዋን ኔሽን ካበይ ናበይ?
59:54
ADMAS FORUM
Рет қаралды 27 М.
Zelensky Addresses Trump / Key Condition
11:59
NEXTA Live
Рет қаралды 525 М.
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН