#Eritrea

  Рет қаралды 36,925

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

"ሕሱር መጠን ነብሱ የሕስረካ" ኣዝማሪኖ !
ኣስመራ ዝብል ቃል ክትሰምዑ'ከለኹም እንታይ ይስምዓኩም? መን'ዩ ኣብ ዝኽርኹም ህሩግ ዝብለኩም? ኣዝማሪኖ ክትሰምዑ'ከለኹም ከ ከመይ ከመይ'ዩ ዝስምዓኩም?ንገሌኹም ከ ከመይ ከመይ'ዩ ዝሓቑነኩም? መን'ዩ ወዲ ኣስመራ? መን'ዩ ኸ እቲ ኣዝማሪኖ?
/ @aanmedianetwork

Пікірлер: 166
@teshimkahsay5013
@teshimkahsay5013 3 жыл бұрын
ማቲዋስ ዘላለም በሓቂ ጽቡቅ ጌርኻ ኣዝማሪኖ ኣቀሚጥኻዮ ፡ንስኻስ ንበረልና ፡እንበር ኣብ ዓዲ ሰደት ኾይና እንባሕ እንባሕ ንብል ኣለና ፡ቅሰን
@idrismaha5358
@idrismaha5358 4 жыл бұрын
ኣነ ውዲ ባረንቱ አየ ባረንቱኖ አየ👈
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
Wedi barentu eka gin Asmera ewin wana ketema hagerka eya Emo kureala tehabenela Hadnet Ertreawian Ydeldl
@flower-mu9qm
@flower-mu9qm 4 жыл бұрын
Asmara shuoker kenmleski ena ab qreba gze enshallah 🤲
@tesfaytes3076
@tesfaytes3076 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ማቲ ወዲ ህዝቢ
@user-dj9rt9sx8k
@user-dj9rt9sx8k 3 жыл бұрын
ኣንበሳ ኢለካ ኣሎኩ ብኩሉ ምይሉ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ
@yohannesaradom8656
@yohannesaradom8656 4 жыл бұрын
Dear Mathewos, ASMARA - The Capital City Of Eritrea! Asmara - The heart of Eritreawian! Asmara - Belongs to all Eritreawian! Asmara - Kebri Eritrawian ! Asmara - It is an international city - UNESCO HERITAGE RECOGNIZED CITY! Asmara - Just like mother of every Eritrean! Asmara- Loved by all Eritreans. Asmara- Eritreans sing for Asmara like loved music! There is no a city in the world citizens love and sing like First Love!!!💑♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ Asmara- Every Eritrean is proud of! Asmara! - Eritreans will make Asmara tomorrow a beloved city for the world after the Criminal and Fascist isayas! Dear Eritreans ASMARA should bring us together to die for and will remained for ever a beloved city. Don't be fool by those ignorant and narrow minded who try to divide Eritreans! We have a long way to clean Asmara from the evil Isayas and HEGDFAWIAN! 💜💜💜💜💜 ASMARA 💜💜💜💜💜
@user-gp1mf4fh9q
@user-gp1mf4fh9q 4 жыл бұрын
አዝማሪኖ ክትከውን ናይ ግድን አይኮነን ወዲ አስመራ ክትከውን እንታይ ድአ አተሓሳስባንኻን ምዕባሌኻ ዝገልጽ እንዘይ ኮይኑ ካልእ ትርጉም የብሉን።
@senayselemun1665
@senayselemun1665 4 жыл бұрын
Enjera alem blae that's why I proud of you keep it up. Etom zeywahatelom hasadat kaa my gerkum awurdwo wedahankum!!!
@princea104
@princea104 4 жыл бұрын
ን ሕኳር ሕጂ ኢኩም ዝሓኾርኩማ በልዎም ድኣ ነዞም ሓሳዳት። well done mati n said
@oneday5636
@oneday5636 3 жыл бұрын
ጽብቅ መግለጺ
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 жыл бұрын
አስመራ ሓበን ኤረትራውያንእያ ህዝባኸ ተቐባል ጋሻ ቖራሲ ሃንዛ ሕንባሻ አወዲ ጸሮኒኖ እየ ንአስመራን ህዝባን የፍቅሮም እየ አስመራ ሓበን ኣፍሪቃ ተዛራቢት ብተሻዓተ ብሄራታ
@selamtesfa988
@selamtesfa988 3 жыл бұрын
👏🏾👏🏾👏🏾 እንጌራ እዝጊ ብላዕ!። Jstudio ዝበሃል ንኣስማሪኖ ዝብል ኣምር: ሰበብ ብዝመልኦ: ኣሕዋት ዘናቑት ገይሩ ምስ ገለጾ ብጣዕምየ ጸሊኤዮ። ሓሶት ፈጢርካ ሓው ንሓው ምብኣስ እንታዩ መኽሰቡ? እታ ኩላትና ንፈልጣ ሓቂ እዛ ናትካያሞ Thank you so much.
@user-is1zk7le8b
@user-is1zk7le8b 3 жыл бұрын
ማቲ ሓውና ክብረት ይሃበለይ ኩሉ ግዜ ሓሳብ ልበይ ምስ ገለጽካ ኢኻ 🙏 መልሲ ነዞም ብመንነቶም በሕዋቶምን ዘይሓስቡ ምስ ሕልንኦም ዘይሳነዩ እያ, ኣስመራ ነበርቲ ኣስመራን ኤርትራዊ መልክዕ ዘንጸባርቅ ኣርማ ኤርትራ እያ 🇪🇷🙏💯👌
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
ኣዬ እወ ዓኽ ኣቺደንተ ዓለም ትሽዓተ,,,,,ኣዝማሪኖ ፣ሽኮር፣ካራሜላ,,ጀለተ,,, ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ሓልዩዎም እዩ ብሕጂውን ይሓልዎም። እወ ኢሳያስ ንኣስመራ መሕብኢ መንእሰይ ኢሉዩ ዝጽውዓ። ኣነ ዝገርምኒ ኢሉኒ ሓደ ፣ኣብ ኤርትራ -ኣስመራ ዝነበራ ብዘበን ደርጊ ከማን ዘይተዕጸዋ ፋብሪካታት ኩለን ተዓጽየን፣ እቲ ዝገርም ፋብሪካ ኣልኮላዊ መስተ ግን ክዕጸዋ ዘይተገብረ እቲ ብስእነት ዘማርር ዘሎ ህዝቢ ምሳንጸርጸረ ብኣልኮል ክሰክርን ክበላሾን ካልእ ከይሓስብን ኮን ኢልካ ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ከምዝኮነ ክዛርብ ሰሚዔስ ገሪሙኒ። ፋብሪካ እንዳ ቆርበት፣ እንዳ መረንጊ ዓጺኻ ፋብሪካ ኣልኮል ክፉት ክትገድፎ እንታይ ይበሃል? ወይ ሰብ ደቀይ ,፣ዝገርምዩ። እናጸናሕና እንታይ ኮን ክንርኢ ክንሰምዕ ኢና። ተስፋ ኣብዘይብሉ ብተስፋ ክትነብር ብሩህ ተስፋ ኣሎ ይበሃለካ ፣ድንን ኢልካ ኣንተረኣኻ ተዓጽዩ፣ተረጊጡ፣ ንጎኒ ንላዕሊ እንተጠመትካ እቲ ዘይርኣ ኣሎ ዝበሃለካ ተስፋ መሽፈኒ ዓይንኻ መሽፈኒ ኣእምሮኻ ኮይኑ ይጸንሓካ ,,,,፣ኣዬ ኤርትራ ሰላምኪ ይብዛሕ። ኣስመራ እኮ መሰረታ ጽቡቕን ጽኑዕን ስለዝኾነ ጽባሕ ኩሉ ገገዝኡ ጻዕዳ፣ ቢጫ፣ ሮዛ፣ ቀጠልያ ሰማያዊ ,,,,፣ምስለኸያ ፊዮሪ ናይ ጂራ ፊዮሪ ክትመስልያ ፣ስዬ ፣ሽባኻ ፣ካዝሚር ህዝቢ ኣብ ገገዝኡ ምስተኸለ ከኣሞ ግደፎ ብጽጽቲ ሽኮሪና ክትከውንያ፣ ሞት ንኣንጻር ኣስመራ ዝሰርሕ። ከምቲ ብፍቕሪ ጽብቕቲ ጓል ዝዓበደ /ዝዓበደት ዝገብሮ ዘስእኖ ፣ ኣብ ስደት ዘሎ ኤርትራ ዊ ኩኡ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝዓበደ ስለዝኾነ ደሃይ ኤርትራ ከፊኡዋ ክሰምዕ ከሎ ዘይሓምም ኣስናኑ ዘይሕርቅም ከምዘየለ ርዱእ እዩ ፣ፍቕሪ ኤርትራ-ኣስመራ ሕሱም እዩ፣ ኣይርሳዕን ፣ኣይከሓድን፣ ጽላሎት እዩ፣ ኣምላኽ መወዳእታ ይግበረሉ።
@tess8603
@tess8603 4 жыл бұрын
እቲ ሐደ ካብቶም ንአዝማሪኖ ብሕሱም ዝጸልእ ሰብ ዬሴፍ ገብሪሂወት እዩ። 🇪🇷👍
@harhuh3283
@harhuh3283 4 жыл бұрын
ኣበዲኡ እሞ ክበጽህ እዩ
@belanebel4779
@belanebel4779 3 жыл бұрын
Dehan luke eyu iytgdeslu semai mes Sane kegdfo eyu
@user-is1zk7le8b
@user-is1zk7le8b 3 жыл бұрын
ኑሱስ ግደፎ ምስ ነፍሱ ዘይተፋተወ ሰብ ዶ ፈታዊ ክፈጥር ይኽእል እዩ 👍
@solo3720
@solo3720 4 жыл бұрын
እዚ ማቴዎስ ዝበሃል ሰብን፡ ኣዛ ቻነልን ጥራይ'ዮም ነቲ ኣብ ልዕሌና ዝእለም ዘሎ ረቂቕ ውዲት ተረዲኦሞ። ኣጆኹም ወገናተይ! ኩራ ብዋጋ ሃገር ኣይትመንን።
@ስምብራትመግዛእቲ
@ስምብራትመግዛእቲ 4 жыл бұрын
Kabza nfelta eritra dmexe desibilin delewo si imbear alo iyu dhan nkaleukum dea belwo
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 3 жыл бұрын
Ane kem zmesleni nay birie sm u.ember nay said salih u kulu ,koinu zsmeaka
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 Жыл бұрын
አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
Thank you Hgdef gin nezi kulu Zhabkayo megletsi nay Asmeran hahlan keinu eyu zkales zelo.
@dawithayle8822
@dawithayle8822 3 жыл бұрын
ማቲዎስ ጹቡቅ ጌርካ ኢካ ገሊጽካዮ፡ ሕጂ'ዉን ብርዕካ ትብላክ።
@selamzelalm5614
@selamzelalm5614 3 жыл бұрын
Am I አዝመሬኖ : I was born and grow in Addis but by blood I am from Eritrean. And I love Eritrea . So where you put me ? ❤️🇪🇷
@user-is1zk7le8b
@user-is1zk7le8b 3 жыл бұрын
ከገባሽ ኣስመራ ትገብይ አለሽ 🙏🤣
@tsbahmedia3679
@tsbahmedia3679 3 жыл бұрын
ይበል ኣገላልጻ
@sabasimon4736
@sabasimon4736 3 жыл бұрын
የቀንየልና እወ ኣስመራ ህዝባን በቲ ሐቂ ምስላን ምነነታን መንነት ህዝባን ማለት ኤርትሪዊ ባህልን ባህርን ፍቅርን ምክብባርን ወዲ ገጠርን ወዲ ከተማን ትመላሊኡን ተሐላልዩ ዝኽይድ ጭዋ ህዝቢ እዩ ሞ የቀንየና
@MerumaChannel
@MerumaChannel 3 жыл бұрын
Asmara 💙🇪🇷😘😘 miss you 😘
@mebratasfeha9108
@mebratasfeha9108 4 жыл бұрын
ኣጆኹም ajona ኣምላኽ ኣሎ መትፌና ዘርኦም ይትፍአ ዘርኢ መሰረቶም
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 жыл бұрын
💝💝💝✊✌✔👊👊
@afeworkieritrea3137
@afeworkieritrea3137 4 жыл бұрын
Thanks a lot brother ቅንኢ አየደቅስን እዩ እንታይ ክገብሩ ኢልካዮም ብቅንኢ ሕርር ኢሎም።
@samueltesfay1513
@samueltesfay1513 3 жыл бұрын
ብጣሚ ነዛ ቻነል ኣነ ዘድንቃ (ተመን ኮ ብመልሓሱ አዩ ዝኸትለካ ) 🇪🇷💪🕌🇪♥️⛪️💪💪✍️✍️✍️👍
@user-zv5gx7do6r
@user-zv5gx7do6r 4 жыл бұрын
አስመራ ናይ አደ ልውህና ዝተዓደለት ነይራ :: ኩሉ ብሰላም ዝነብራ :: እንዳታት ኢትዮጵያ ጠላይን ዓረብ አይሁድ ግሪኽ ሱዳን ናይጀርያ ካልኦትን ነይሮማ:: ንኹሎም ዝኸውን ጸጋ ናይ ጎይታ ነበሮም:: ምስ ሓሳድን ጸዋግን ኢንተኦም አግድፍ ዝባሃሉ ዘርኢ ድያብሎስ ኛም:::ኛም ካብ ዝወሩዋ ናብ ፊሊም ማዘር እንድያ ካብ ትቅየር አይዋሓደን :: ኦ:::ፈጣሪ ሃገረይ ጽላልካ አንብረላ ::
@berakimehari4953
@berakimehari4953 3 жыл бұрын
ዓዲ ዘይ ብሉ ኣስመራ ዓደይ ይብል እምበኣር ኣስመራስ መንነት ዩ ክትብለና ጀሚርካ ወዲ ኣስመራ ኣበይ ገዛውትካ እምበር ኣበይ ዓድካ ኣይብልን ዩ ዓዲ ዘይብሉ
@mhreymhreyfithwi3329
@mhreymhreyfithwi3329 3 жыл бұрын
Beraki mhari kndey tsenif asmara haben kulu eritrawi eya kontu ayxearu khalfelna eu asmara omahajer teseney keren dekmahare knble ena
@berakimehari4953
@berakimehari4953 3 жыл бұрын
@@mhreymhreyfithwi3329 ክሓልፈልና እንተ ኮይኑ ሓቂ ሒዝካ ዩ ዘረባ ደቂ ኣስመራ ዮም ብሃልቲ ነቲ ሓሶት ሽጣራ ነቲ ስዕረት ጃሃራ ነቲ ሓቀኛ ይብልዎ ፋራ ነቲ ሰራቂ ይብልዎ ወደ ስመራ እዚ ዮ ምለለይ ኡ ስለዚ ካብዚ እንተ ወጺኩም ብሓደ ኣለና
@dahlakshumdehan1530
@dahlakshumdehan1530 3 жыл бұрын
@@berakimehari4953 hade kemzi kemaka ab hagereseb ziAbeye tegadalay entay elu ymesleka... Anes ab meda keleku anxar deqi Asmera zeygeberkuwo tenkol yelen ente hji etom ab Asmara ziweledkuwom deqey bi fiqri, hiwinet, hagerawinet, zelewom bihafesha Azmarino gera Asmara tehbhibeley ala elu elemo. Slezi Asmara kietfelta medahintika ab Asmara kiqiber alewo.
@meharihagos5967
@meharihagos5967 4 жыл бұрын
ህዝቢ ኣስመራ ምስ ገጠራዊ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ልቦና የብሎምን comedian ሱዝንኖ ኣብታ ከተማ አብዳ ትብል comedi ተናክፍዋ ነይሩ እሱ ዩ እቲ ሓቂ
@user-is1zk7le8b
@user-is1zk7le8b 3 жыл бұрын
ኣስመራ ን ሓደ ዓመት ተቀመጥ ባዕልኻ ፍረድ ሓወይ ናተይ ምስ ናይ ኣኽብሮቱ 🙏
@joniabrham8600
@joniabrham8600 4 жыл бұрын
ሃይይይ ኣስመራ ንምለስ ኢባ ንክወን ሃገረይ ማረይ
@hyabefrem9191
@hyabefrem9191 3 жыл бұрын
Kalat sienelka nhna Asmera nebe ab Geter kulahna yehwat ena kemti zbelkayo hzbi Asmera kabsemay aywereden mebokelna Geteratna eyu Love u BRO keep going
@yohannestewolde8152
@yohannestewolde8152 4 ай бұрын
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semharbarekatab2293
@semharbarekatab2293 4 жыл бұрын
Thank you bro!!!
@fedayn1838
@fedayn1838 4 жыл бұрын
ክብርን ናእዳን ይግባኣኩም ኣሕዋት ሰብ ኣለዋ እዛ ሃገር ያላ ኩሉካ ወዲ ሃገር ሻማ ሻማ በል
@yosief5946
@yosief5946 4 жыл бұрын
ኣስመራ ክሰምዕ ክሎኩ ከብደይ ግምጥልጥል ይብለኒ ሓንሳብ ሓንሳብ ንብዓት ይስዕረኒ ዝዓብክሉ ንናዘክርኩ ከምዝከማይ ትህልው ዲ?
@amnamn1951
@amnamn1951 3 жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢❣️🙏🏽
@tekeateklehaimanot9485
@tekeateklehaimanot9485 3 жыл бұрын
ኣሎና አወ
@senayselemun1665
@senayselemun1665 4 жыл бұрын
Hzbi Eritrea wedi geter ykun wedi ketema kulu azmarino yu miebil tahababiru znebr hzbi yu!!
@user-ht6xy8iv1m
@user-ht6xy8iv1m 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ንዘልኣለም ትንበር ክትነብር ያ ውን ወይሎም እምበኣር ጉጅለ ዮሴፍን ስዓብቱን ሓመድ ልሒሶም ክተርፉ እዮም
@flower-mu9qm
@flower-mu9qm 4 жыл бұрын
Josie hsaed agame u
@user-ht6xy8iv1m
@user-ht6xy8iv1m 4 жыл бұрын
@@flower-mu9qm ሓድነት ህያብ ስውኣትና ያ !
@p.p.698
@p.p.698 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊 Exactly Nusu U Eti Hakii Hzbi Asmara Xaeda Lebu kem Aaleba Selam Selam Kulukum Deki Erey Lewah Hzbey Thank You AA media 💖💖💖💖💖👍👍👍👍👍
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 жыл бұрын
ወጊድ ምቁንጻብ ህዝብን ታሪኽን ስነሓ ድኹማት እዩ
@hayelommehari643
@hayelommehari643 4 жыл бұрын
ጭብታትን መረዳእታትን ዝተሓውሶ መሃሪ ጽሑፋትካ ኣዝዪ ባህ ዘብልን ምዕቡል ኣቀራርባ ትክተል ጅግና ጸሓፊ ኢኻ እሞ ቀጽሎ ኩሉ እትገብሮ ዋጋ ኣለዎ።
@amannakfa5012
@amannakfa5012 4 жыл бұрын
I am proud, that we have people like you. Great idea from great person. I really appreciate you.
@goitombrhane4088
@goitombrhane4088 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ማትዎስ ነዛ ቻለን ምቆትን መቕረትን ከም ዝህልዋ ዝገበርካ ሓበን ኤርትራአያን ኢኻ ንውድቅትና ከይደቀሱ ንዝሓድሩ ዓቢ ጽፊዒት ኢኻ ክብርታት ህዝብና ኢያ ኣስመራ ሓበን ህዝባ
@ismaelismael9211
@ismaelismael9211 2 жыл бұрын
👏👏👏👏👏
@mehreteabkeleta5142
@mehreteabkeleta5142 4 ай бұрын
❤ anbea
@Amakuru-ln3zq
@Amakuru-ln3zq 3 ай бұрын
Teawet teawet hawna!! Yohana!!
@bhamkushetawl7148
@bhamkushetawl7148 4 жыл бұрын
ኢሳያስ ሓሳድ ምስ ስሉባት ገላውኡ ፡ ህዝባ ኣጽኒቶም ሃገር ዑና ካብ ዝገብርዋ 30 ዓመት ተቖጺሩ'ሎ።
@tamutafu528
@tamutafu528 3 жыл бұрын
Yessssssss, Yihezenene!!!!!!!
@wediemnay8276
@wediemnay8276 3 жыл бұрын
👍
@eritrawi3726
@eritrawi3726 4 жыл бұрын
Azmarino ynber😘😘😘😘
@yordanoshaile7773
@yordanoshaile7773 3 жыл бұрын
Wow . Bkoat agelaltsa. Thanks
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 4 жыл бұрын
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘይተፈተነ መርዚ የለን እቲ ዝገርም ግን ንህዝብናስ ምሉእ ብምሉእ ኣይክቀትልዎን ኢዮም ። ማቲን ኣቅራብን ድማ ብሓዊ ዕድመ ይሃብኩም ሞራል ህዝቢ ሓፍ ኣብ ምባል ዓቢ ተራ ትጻወቱ ኣለኹም።
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 4 жыл бұрын
🇪🇷💟🇪🇷💟🇪🇷💟
@fitsummisgina7023
@fitsummisgina7023 Жыл бұрын
Kemey Kemey deka Kemze eyou formaka!!!!!!!!!!!
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 2 ай бұрын
ሐቂ እዩ በራድ ሻሂ ጠልብካ ሞደርን ምሩጹን ሙዚቃ አርብዕተ የዕሩክ ቅሺ እንተሃለወም ይከፍሎ ተፋቅርካ ጥዑም ማዓልት ተሕልፎ። ግን ወዲ 18 ዓምት ክትከውን አሎካ። ተዘይኮነ አብ ባርን እንዳ ሻሂን ክትአቱ አይግባአካ ኢዩ አብይ ዓድካ ከይተባሃልካ የሕሊፍናዮ ።ፍቅርና ግን እዚሕጂ ዘሎ ወልዶ አዝማሪኖ ፍቅሪ አብ ግብሪ የውዕልዎ አለዉ ብመንግስትና ሐያልን ጽናዓት ዘለዎ ጽንዑት ኽጋብረና ዝገብረ ኢዩ ። ጽንዓት ገይሩ ዘውሐስና ህዝብን መንግስትና ክብረት ይሃቦ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ምስ 9 ብሄረትና ክብርን ፍቅርን ንሐፋሽ።😅😅😅
@ablelmisgun8437
@ablelmisgun8437 4 жыл бұрын
Matiwos zelalem Good job
@ሎጎ
@ሎጎ 4 жыл бұрын
ስሒቀ ናይ ብሓቂ ከመይ ገይሩ ፈሊጥዋ ነታ ኤርትራ እንድዒ ቀጽሎ ጥራይ እያ ዝብል እምበር ውልቀ መላኺ ኣብታ ከተማ እያ መሕደሪቱ 90%
@tesfayhailu1341
@tesfayhailu1341 3 жыл бұрын
Asmera is made in Italy 🇮🇹 indeed
@tess8603
@tess8603 4 жыл бұрын
Yes Asmarino forever ⚖️⚔️🇪🇷👍
@magda3015
@magda3015 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@titititi2598
@titititi2598 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍😍😍😍😍❤️❤️❤️💐💐✍️
@rttr3992
@rttr3992 3 жыл бұрын
طاح ♥️♥️♥️♥️💐💐💐💐😍😍😍😍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏💋💋💋💋💋❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kibreabghebre3945
@kibreabghebre3945 4 жыл бұрын
Anbesa jigna
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 3 жыл бұрын
Wel came seid & mati
@sabates4927
@sabates4927 3 жыл бұрын
Good job
@efrembahta6040
@efrembahta6040 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ብኹሉ የድንቀ ካ ረይቶይ ግን ክህብ ኣብ ኣስመራ ከቢድ ገበን ዘይ ረኣየላ ኢልካ አሞ ከም ርአይቶይ አንተ ትፈልየን ማለተይ ወላ ኣብ ጽሕፍካ ሲ ህዝቢ አስመራ ኣብ አሱሩቤት አዩ ኢልካ ስለዝስ ዓበይቲ ገበን ዝርኣየላ ዶ ኣይመሓሸን ብስንኪ አቲ ሽፍታ ዝኾነ ህግደፍ ብዝተረፈ ብልቢ የመስግነካ ይፈቱ ስለ ትንታኔኻ
@africamymom5163
@africamymom5163 3 жыл бұрын
Eritrea belhe nay amoro IQ intelligence quotient ab Africa qedameyte eya. Ezea eya keytemebel lalen tahten yogeyoyo zolowu European
@biniamtedros8192
@biniamtedros8192 3 жыл бұрын
Sry ንኣስመራን ኣዝማሪኖን ብኸምዚ ናይ ቀዳማይ ክፍሊ ጽሑፍን ኣናብባን ፡ በጃኹም ዓቅሙኩም ግበሩ፡ እዚ ኣርእስቲ ብኸምዚ ዝበለ ኣሰልቻዊ መግድስ ኣይግድን።
@tamutafu528
@tamutafu528 3 жыл бұрын
Ayeeeeeee,Entaye Emo Yigebere Elena Heje Eko Uona Koeyena ,Zihezene Eyu
@christianc8012
@christianc8012 4 жыл бұрын
sikbel akar
@tesfaselassiemengistu9835
@tesfaselassiemengistu9835 4 ай бұрын
Halkas
@wediabraha1046
@wediabraha1046 3 жыл бұрын
Slame kekobe shikor kemey ke slame do
@user-gw2ym1kg5s
@user-gw2ym1kg5s 4 ай бұрын
Hasawi ika
@amnamn1951
@amnamn1951 3 жыл бұрын
😢👍😘❤️👋😇
@PP-qo6uq
@PP-qo6uq 3 жыл бұрын
ሓወይ ጋዜጠኛ ማቲዎስ ዘለዓለም፣ዝገርመካ ክሳብዛ እዋን እዚአ፡ ብዙሓት ሰባት አብ ዝኾነ ናይ ሕቶን መልስን ብዛዕባ ሕሉፍ ኩነታት ኤርትራ ንህዝቢ ኤረትራ ክነግሩ አብ ዝዕደሙሉ ግዜ ድሕሪ ባይታኦም ክገልጹ ከለዉ አብ አሥመራ ከምዝተወልዱ እንተዘይኮይኑ መበቆል ዓዶም ዘይገገልጹ ኮይኖም ረኺበዮም፣ብጣዕሚ ዘሕፍርዩ። ዠየግዳስ ከምዝኸማኻ ዝአመሰሉ አብራህቲ ክሳብ ዘለኹም ዝኾነ ጌጋታት ከም ዝዕረ ይአምንየ።
@selamaterena6717
@selamaterena6717 4 жыл бұрын
Merhaba
@samuelhadgu7965
@samuelhadgu7965 3 жыл бұрын
Beka ESA eya aqmga
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 3 жыл бұрын
Good job go ahead
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
ዓቅሚ እንድሕር ዘይብላካ ድአ መንግስቲ ክኸፍለልካ ደሊኻ
@azmerakiflemaryam7688
@azmerakiflemaryam7688 4 жыл бұрын
Ooooofffff betami eya kulchae kezkra kelku zebki asmera shekore ani xelaiki yedfene asmera Egziyabhre edmen tena nehzbiki yehbome
@magda3015
@magda3015 2 ай бұрын
Hasska
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
To many adds. 🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄
@TD-uz3te
@TD-uz3te 4 жыл бұрын
እቶም ነጻጸልቲ ብውዲት ኣብ መንጎ ህዝቢ ሓዊ ንምእታው ዝጥቀምሉ ደርባዊ ኣተሓሳስባ ክንነቕሓሉ ይግባእ። ብኹሉ ዝከኣል ዘበለ ናይ ምፍልላይ መስመራት ክፍትኑ ምዃኖም ክንዝንግዕ የብልናን።
@user-fy7eh7zi6i
@user-fy7eh7zi6i 3 жыл бұрын
Akkkkk Asmera daa ynafkeki Azmarino kaa zeybaas aaynu zridaaka kalu ela nimntay kimelseki adetat
@hitmomedia9801
@hitmomedia9801 3 жыл бұрын
እቶም ካብ ዝተፋላለየ ቦታታት ናይታ ሃገር መጽዮም ዝመስረትዋ እቲ ናቶምን ናይ ኣቦያቶምን ተሓቇቁፍካ ናይ ምንባር ልቦንኦም ኢዩ ንኣስመራ ኮምኡ ኮይና ንክትነብር ጌሪዋ ስለዚ ነቲ፡ናይ ገጠር ናይቲ ሕብረተሰብ ስነ ልቦና ድኣ ኢንበር ነቲ ናይ ኣዝማሪኖ ናይ ባዕዲ ስነልቦና ኣይኮንካን ከደንቅ ዘለካ ኣዝማርኖ ዝብሃል ስነልቦና ንኣስመራ ይኩን ነቲ ህዝቢ ዘይውክል ናይ ባዕዲ ኣታሕሳባ ኢዩ ኣዝማሪኖ ንዝኮነት ካብ 9 ብሄር ኤርትራ ዝውክሎ የለን ኣስማት ስነማታት ኣስመራ ናይ መን ኣስማት ኢዩ ወዲ ሹቅ ኣይትኩን ኣይኮነን ስነልቦና ናይቲ ወዲ ሹቅ ግና ዝነልቦና ናይቲ ኣብ ገጠር ዘሎ ኣይኮነን ንዑ ዝድኒን ትምህርቲ ኣልቦ ስነ ልቦና ኣልቦ ባህሊ ኣልቦ ናይ ምትላል ስርቂ ምድንጋር ባህሊ ዘሎ ዶ ኣይኮነን መብዛሕትኡ ድማ ኣበይ ዓድኻ ዘይብል ካብ ዝመጻኻ ምጻእ ብመንነትካ ብእንታይነትካ ክትሓስብ ስለዘይፍቅድ ኢዩ እዚ ድማ ግህሰት ኢዩ ወዲ ሰብ ኢዩ ።ሪእሰ ምትሓትን ደኒንቃን ተሸቁሪርካን ኢንዳሓሰኻ ዓዲኻ ከይነገርካ ክትከይድ ዝገብረካ ድማ ትሕበነሉ ዓዲ ሰለዘይብልካ ጥራሕ ኢዩ ስለዚ እቲ ብዓዲ ዘይሕበን ኢዩ ሽቁሪሩር ዘሎ ኢንበር እቶም ብዓዶም ዝሕበኑ ድኣ ከመይ ጌርካ ነብሰ ምትሓት ትብሎም ይጋማጠለካ ኣሎ ።ሰነማታትን ጎደናታትን ኣስመራ ብናይ መን ስም ይጽዋዓ ኣሎ ይስቆረካ ኢንተኮይኑ ብስም መርየትን ህዝቢን ኤርትታ ክጽዋዕ ዶ ኣይኮነን ተከፍሉ ኣዝማርኖ ሓንሳብን ንሓዋሩ ክጉሓፍ ኢዩ ። ስለዚ ዓዲን ኢንተለካ ባህሊ ኢንተለ ተደለካ ኣስመራ ንበር ተደለካ ባጽዕ፡ንበር በቲ ናይ ዓድኻ ስነልቦናን ባህሊ ክብሪታትን መንነትን ትሓበን ዋላ ስደተኛ ኩን በቲ ናይቲ ዓድኻን ስድራኻን መበቆልካን ሃገርካን ባህልኻን ክትሓስብ ዘየፍቅድ ኢዩ ኣዝማርኖ ስንታይ ወዲ ሰብ ዓዱ ዝሓብእ ብዓዱ ዘይሕበን ኣብ ዝተፋላለያ ሃገርት ኣለና ብዓድና ክንሕስብ ኢዮም ዘታባብዑና ልዕሌና ንሶም እዚ ድማ መስል ኢዩ ኣብ ኤርትራው ኣታሕሳስባ እዚ ኢዩ ማዕብሉ ሰብ ብዓዱ ዘይዛረብ ብዓዱ ንክይዛረብ ዘይፍቅድ ስነልቦና ኣዝማርኖ ስለዘሎ ኢዩ ።
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 3 жыл бұрын
Azmarino nay asmera eiyom far mekera
@yonasarondc8263
@yonasarondc8263 3 жыл бұрын
Hahaha መስሓቅ
@tsegaytea
@tsegaytea 3 жыл бұрын
እዝስ ተጻዋሪ ኢልካ ኣይትንኣደና ኢዝስ ሕመቅ እዩ ህግድፍ ኣምበርኪኹና እየ ዝብል
@henibelete1235
@henibelete1235 4 жыл бұрын
Wawww
@lulaabraham3686
@lulaabraham3686 3 жыл бұрын
BTAEMI SUBK AGELELASA.ASMERA SEBKTI ADE FKRI ADE DEKA .AFLELEY ZEY FELT TEHAKUAKIFU ZNEBER ZNEBERE .HZBI ZNEBERA .EYA KEMZIHGI NRIO ZELENA KEYKONE.KEMTI ZBELKAYO HUSUR METEN NEBSU KUBUR METEN NEBSU YEHSREKA HAKI BHAKI.YEKENYELNA.
@badmeeritrea833
@badmeeritrea833 3 жыл бұрын
Kabti zegerm Asmara nikulu tihaquf ketema koyna, ziada N'Tegau habhiba ablieaa - astiya, ab 1998 kunat keytejemere Asmara B'Air kidbdibu mimxeom iyu ( izom hasadat )...izia iya tehmeni - kebdey tiqerxeni...
@harhuh3283
@harhuh3283 4 жыл бұрын
aan media ዓይንን እዝንን ህዝቢ ኤርትራ thanks
@badmeeritrea833
@badmeeritrea833 3 жыл бұрын
Kabti zegerm Asmara nikulu tihaquf ketema koyna ziada NTegaru (Agame) habhiba megiba astiya Ab 1998 qidmi nay dob kunat, Asmara B'Air kidbdibu mimxeom iyu...(izom hadadat Agame)...
@Berkey13
@Berkey13 3 жыл бұрын
Asmara do Bi-Higdf tehelo Libzaben Hadeu alo.
@Sarahaile6
@Sarahaile6 4 жыл бұрын
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺ኣዝማሪኖ ፍቅሪ 😥🙏
@waqteyabish4592
@waqteyabish4592 4 жыл бұрын
Thank you burukat
@Awettesfagabir
@Awettesfagabir 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ ናይ ፓሎቲካ ጥፍሽና ኣብ ኣስመራ ምንኣድ ኣውዲቁኪ 🤣🤣
@hyabefrem9191
@hyabefrem9191 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣 zkenaeka tmesl nsu haki eyu tezaribu mnalbat nay hzbi Eritrea mbtetan tmne tkewn gn hlmi eyu nsu dekimka aleka yerf
@ere4243
@ere4243 3 жыл бұрын
ትግራዋይ ዝበሃል መንነት የለን! ህወሓት ንረብሓኦም ክብሉ፡ ካብ 4 ኪሎ ምስ ተሰጉ ዝምጽዎ ዘለዉ ፍሹል ውዲት እዩ። ኤርትራዊ ሓወይ ኣይትተሃመል፡ ስትራተጂካውያን ጸላእትኻ ኣለሊ። ኣብ ሃገርና ጉጅለ ኢሳያስ ጒሒፍና ብምክብባር ክንነብር ኢና። ኤርትራውነትና ብዘሎ ሕሰም ጥራይ ዝልካዕ ኣይኮነን።
@Eri-vw3nm
@Eri-vw3nm 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ማቲ ወዲ እታ ኣብ ልበይ ዘላ ደርጊሕካያ ንበረለይ ማቲ ነብሲ።
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 3 жыл бұрын
አነ ወዲ ተሰነ እየ አዝማሪኖ ዝበሀል ፂዊፂዋይ አይፈልጥን፡፡
@Eri-vw3nm
@Eri-vw3nm 3 жыл бұрын
@@user-eu9gk5tt2e እንኻዕ ኣይፈለጥካ።
@idrisadam4097
@idrisadam4097 4 жыл бұрын
Asmara shikor men kmaki alem zareya sena kmaki, eway ktem eti_nfaski.
@keren7127
@keren7127 4 жыл бұрын
Eeeeee 1 zur deki Asmera Tray iyom aytbel, aytgage. Etom deki Keren xaeda ke dea?
@grmaybrhane5031
@grmaybrhane5031 4 жыл бұрын
እቲ ውግእ ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ j studio ን AAN ፈነወ ጀበርቲ ሚድያ ማቲዎስ ዝብል ኮድ ጀበርቲ ተጠቂምካ ብትግርኛ ምድንጋር ይኣክል።
@fedayn1838
@fedayn1838 4 жыл бұрын
ኣታ ሰብ ነናቶም ክእለት ኣለዎም ጥራይ ዥጽላእ ዘሎ ንሃገርካን ክብርታትካን ሓላዪ እንዳ መሰልካ በሽሙር ምዝላፍን መንነትካን ክብሪታትካን ንክትጸልእ ምግባር ኢዩ። ኢቲ ዝከፊእ።
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 26 МЛН
ጽባቐ ፊያት ታሌርዮ | Fiat Tagliero - ERI-TV
28:34
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 47 М.
ማክያቶ ኣስመራ | Macchiato, favorite hot drink in Asmara - Eri-TV Mosaic
16:25
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15