ERITREA - ኣብዛ ወርሒ እዚኣ፡ ዓበይቲ ዓወታት ዘመዝገቡ 5 ኤርትራውያን

  Рет қаралды 12,224

ቅልጡፍ ትንተና | Kiltuf Tintena

ቅልጡፍ ትንተና | Kiltuf Tintena

Күн бұрын

November 13 #Eritrea እዋናዊ ዛዕባ ስፖርት - ዝሓለፈ ሰሙን፡ 5 ኤርትራውያን ዝተዓወቱሉ ዓበይቲ ፍጻሜታት ስፖርት ኣጋጢሙ
ቢንያም ግርማይ (ቢኒ) ሳላ ናይ ኢራብ ኣእጋሩ ኣብ ሲንጋፖር ናይ ነጥቢ ወርቂ ተዓዊቱ፡ ቅድሚኡ ግን ፋልማይ ዓወቱ ኣብ ኣህጉር ኤስያ ኣብ ጃፓን ተዓዊቱ ኣሎ። ቢኒ እቲ ሓድሽ ካቫንድሽ ይኸውን ኣሎ
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ (Isak) ብቕዓቱ ዓለም የዛርብ ኣሎ። ሓጺር ገምጋም ፕሪመርሊግ ክሳብ 11 ሰሙን ምስ ቢቢሲ ዝገበረ ናይ ቅድም ተጻዋታይ ኣርሰናል ትዮ ዎልኮት፡ ን isak ንኢዱ ክጸግቦ ኣይከኣለን። ኣርሰናል፡ ንኢሳቕ ብማድሪድ ከይተዓደገ ከሎ መስርሕ ዕድጊ ከተካይድ ሓሳባት ይቐርበላ ኣሎ። ካብ ሓለፍቲ ኣርሰናል ምስ ክሮንክ ንምዝርራብ ናብ ኣሜሪካ ኣቕኒዑ ዘሎ ጉዳይ ዕድጊ ኤርትራዊ ስዊድናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ኣጀንዳ ይቐርብ ዶ ይኸውን? ድሕሪ ቼልስን ኣርሰናልን ዘካይድኦ ጸወታ ኣድላይነት ኢሳቕ እንደዓበየ መጽዩ ኣሎ።
ኦሎምፒካዊ ኣትሌት የማነ ሃይለስላሰን ኣትሌት ሃብቶም ሳሙኤልን ኣብ ኣሜሪካ ዓበይቲ ዓወታት ክዕወቱ ከለዉ። ኤርትራዊ ዩኤል ሚካኤል(Joel Mikael) ብቴብል ቴኒስ ኣብ ስዊድን ተዓዊቱ ኣሎ
ክሳብ መወዳእታ ክትከታተሉ ብኽብሪ ይዕድም
#biniamgirmay

Пікірлер: 35
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
ስለምንታይ ጠፊአ፧
10:22
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 54 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН