Рет қаралды 7
"Biniam Gebreyesus". Visit the link below:
RadioNselam - www.binimusik.com
Spotify - open.spotify.c....
ካብ መሰረቱ ኣማጻጻኣና ክንምስረት ከለና እዞም ትግርኛ ተዛረብቲ ንባሃል ሰራየ፡ ሓማሴን፡ ኣከለጉዛይ ኣብ ሓደ ጡርኑፍ መጸውዒ ትግርኛ ከምታ ቋንቋና ዘይምስራቶም ኢዩ ንኸይንሳማማዕ ሓደ ክንስና ሰሪሑና። ብዓቢኡ መሰረታዊ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ክንፈትሖ ዘይምኽኣልና ንሕና ትግርኛ ተዛረብቲ ኢና። ፈተውቲ ተገዛእቲ ዘግብረና ምኽንያት ስቕኢሉ ኣይኮንን። ትሕለፍ ኣንጭዋ ትሰበር መጎጎ ከም ዝባሃል፡ ካብ ምስ እዚኦም ምስ ጸላኢየይ ይሕሸኒ ዝወገኑ ክፋል ሕብረተሰብና ካብ ትግርኛ ተዛረብቲ ውሑዳት ኣይኮኑን፡ ብሸነኽ ደለይቲ ፍትሒውን ተማሳሳሊ ካብ ምስ ጸላኢ ዘይፍለ ዝወገኑ፡ ዕፉን ሽፉን ዝኾነ ወገናዊ ሒዙ ቃልሱ ሽትኡ ከይወቅዕ ካልኣዊ ዕንቅፋት ኣሎ። ስለዚ መፍትሕ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ክንፈትሖ ዘይምኣልናን በየናይን ካበይን ሓርቢቱና ዘሎ ። መፍትሕ ካልእ የለን ንሕና ኢና።