ERITREA:-

  Рет қаралды 4,286

SETIT

SETIT

Күн бұрын

Пікірлер: 8
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 Жыл бұрын
አጆኹ፡ ሓደ ንኾኖሉ ጊዜ ኢዩ፡ ጎስጉሱና አይትሕመቁ
@ወትሩሻዕብያ
@ወትሩሻዕብያ Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@mazark9
@mazark9 Жыл бұрын
ቅድም ጥልያን ትርኪ 560 ዓመት ግብጽ 25 ዓመት ድሕሪኡ ጥልያን 60 ዓመት እንግሊዝ 10 ዓመት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ብሐያላን መንግሥታት ሓዊሶምና እትዮጵያ ትብሃል ብሚነላክ ዝቆመት ሀገር ኢረትራ ግን ነዊሕ ዝፍልጥ እዩ ንሓበረታ እይ ጽሕፈዮ
@ablelftiwi2477
@ablelftiwi2477 Жыл бұрын
ዋ ቱርኪ 560 ዓመት ገዚኣትና ማለት ዱዩ
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 Жыл бұрын
@@ablelftiwi2477 400 ዓመት ኢና ተማሂርና 560 ዝብል ሎሚ ንመጀመርታ ግዜ ይርኢ ኣለኹ
@Peace-j1l
@Peace-j1l Жыл бұрын
ገለ ሙሑራት ኢና በሓልቲ ገለ ፓለቲከኛታትን ኢትዮጵያ ንዝሓለፈ 30 ዓመታት መጽሓፍ ብምጽሓፍ ናይ ቀይሕ ባሕሪ ዋንነት ትርግቲ ከከምዝጥዕሞም መጻህፍቲን የሕትሙ ኔሮም ብህዝባዊ መራኸቢታት ኣስተምሕሮን ጎስጓስን ይህቡ ጸኒሖም። ካብዞም ሓንቲ ዓሰብ የማናት ወይ ዓሰብ ናይ መን ኢያ ትብል ዶር ያእቆብ ሃይለማርያም ዝበሓል ተወላዲ ጉራጌ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዘሕተማ መጽሐፍ ኔሩ። ኮሎኔል ኣብይ አሕመድ ካብታ መጽሓፍ ከም መወከሲ ጥቕስታትን ሓረጋት ተጠቂሙ ምዃኑ ነታ መጽሓፍ ዘንበቡዋ ይምስክሩ ። ነዚ ከምዚ ትርክት ህዝቢ ከየጋጊ ሃገራውያን ብምምክታዕ ሰፊሕ ኣስተምሕሮ የድልይ ።
@YosiTek
@YosiTek Жыл бұрын
እታ ናይ ሎሚ ኣኽሱም/ትግራይ ነታ ኣክሱማይት ኪንግዶም ዝብል 'ቦታ' ትውክል ማለት ድዩ።
@fessehayeberhane6223
@fessehayeberhane6223 Жыл бұрын
O
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Horror Skunx 2
Рет қаралды 20 МЛН
ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ!
35:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 133 М.
עשה טוב תהיה טוב | הרב זמיר כהן בשידור חי
50:05
הרב זמיר כהן - הערוץ הרשמי
Рет қаралды 10 М.