Рет қаралды 193,533
Eritrea-Jemal Romodan ማማ'የ/Mama'Ye-Eritrean Music 2017
ኣብቲ ዘይምህላውኪ
ኣብቲ ጸቢብ ጎደና
ሕማቅን ጽቡቅን ስለ'ዝርኣና ሃገረይ
ኣመና ነፍቅረኪ ንምንታይ'ዲና
እንተለኺ ኣለና ...ኢልና ስለ ዝኣመና
ሃገር ናትና ክትኮኒ ኩሉ ስለዝሃብና
ጽቡቅኪ ኢና ንደልዪ ወላ ንሕና ይሕሰመና
በዚ'ስ ኣይትሰከፊ ግዜ ምሂርና'ዩ
ኩርኳሕ እና ሰገርና
መታን ክጥዕመኪ ፥ንኹሉ ጸጋኺ ደቅኺ ክጸግብሉ ንኹሉ ብኹሉ፥ ባዕልና ኣለናሉ።
ማማ'የ ማማ'የ ማማ'የ ኤረይ ወለላ
ማማ'የ ማማ'የ ማማ'የ ክብርቲ ዓደየ
ማማ ማማ ማማ ከሜልኪ መጺኺ
ስለዝዋዓልና ከመይ ይርህወኪ
ኣለና ባዕልና