Eritrea music Abraham Afewerki - Nay mebze'a Desiet/ናይ መብጽዓ ደሴት Official Audio Video

  Рет қаралды 1,393,722

Abraham Afewerki Music Channel

Abraham Afewerki Music Channel

Күн бұрын

Пікірлер: 393
@rbl.6917
@rbl.6917 5 жыл бұрын
ሰስኑ ሽሕን ወልታን ኩኒ ተማሂርኩም ሃገር ኣሰልጥኑ እዚ ቃላት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነፍሲ- ወከፍ ኣብ ግብሪ እንት ነውዕሎ ብሂወት የለን ኣይምበልናን ምኽንያቱ እቲ ኹሉ ቃላት ኣብ ሂወት ዘጋጥምን ዘሎን ደሪፍልና ዩ ደቂ ኤረ ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ኣብ ስርሓኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ዓወት ከምኡ ዉን ጥዕና ይምነ ።
@regatafewerki4854
@regatafewerki4854 5 жыл бұрын
waw kbret yhabka, lbi ztkf kalatka. Amlak ysmaika
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
@@regatafewerki4854 እንታይ ክብረት ትፍልጢ ንስኪ እሞ ጎል ኣቡኡ ነብራሃም "" እንታይ ኮይነ ኢልኪ ታሪኪ ኣብራሃም ከይንገር ኣውጅኪ ኢድ ኣልኪ ምስ ህግደፍ ብርግጽ 100 %
@danielabreha5834
@danielabreha5834 5 жыл бұрын
ኣንታ ኣነስ፡ አብርሃምሲ ነዞም ኤርትራውያን ልዕሊ ወለድና ዝፈትዋና ኮይኑ እይው ዝመስዓኒ
@hisabutsegay
@hisabutsegay Жыл бұрын
Endyusss
@samiasmelash2000
@samiasmelash2000 Жыл бұрын
@@hisabutsegaylleuk
@yordanossolomon5629
@yordanossolomon5629 Жыл бұрын
❤🌹❤🌹❤🌹💞
@berhanearayaselasie9913
@berhanearayaselasie9913 Жыл бұрын
ዶ ትብል ወደይ ከምዚ ናይካ ምርዳእ ምስ ኣበና ምበር ከምዚ ኢሉ ገሊጹና ውፈር ኣብ ባህጊ ኣይትንበር ፈራስ ህድሞ፡ዘለና ስራሕ ፡ ንሰምዑ ተሊና ማለትዩ፡ ልዕሊ ኣደኻ መን ክፈትወካ ትደሊ ፡ ቅድም በደኻ ጀምር ሽዑ ክትነቅፍ
@sabaokubay2566
@sabaokubay2566 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 2 жыл бұрын
ናይ መብጽዓ ደሴት ናይ መብጽዓ ደሴት ሓበን ዘርኣ መሬት ዛብህግቲ ስፍራ ታኣምር ክትህቅን ብልጽግቲ ክትከውን ነቒላ ኤሪትራ ናይ መብጽዓ ደሴት ሓበን ዝቦቕላ መሬት ዛብህግቲ ስፍራ ናይ ድኽነት ባህሪ ሰጊርካ ብጻዕሪ ትርክብ ብልጽግቲ ኤሪትራ ፍቅርኺ'ሎ ኣብ ሰራውረይ ፈልስኺ እንከሎ ኣብ ደመይ ንዓለም ንእሽቶ ሃገረይ ንዓይ ግን ንስኺ ዓለመይ ኣብ ዝኸድክዎ ኣላ ልበይ ንቡር ረኺበ ከም ሰበይ ጥማር ውረቀት ኣብ ኢደይ ዘይነጽፍ ሓበን ኣብ ውሽጠይ እንተ ካብ ሰብ እንተ ካብ ተፈጥሮ ዝመጸ ሽግር ገጢምና ክንሰግሮ ኣሎ ዘይጸገበ ድራር እለት ብዙሕ`ዩ ትርግሙ ምንባር ማለት እንካብ ሕሰም ዘምጽኦ ሽበራ እንካብ ጸይቂ ትወልዶ መከራ ናጻ መታን ክትከውን ኤሪትራ ለበዋ ተቐቢልና ሓደራ ሰላም ሰላም መንእሰይ ኤሪትራ (2) ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ዝፈረሰ ህድሞ ዳግማይ ብወፈራ ኣብ ዝትከል ዓንዲ ካብ ባህጊ ወጺእካስ መሪር ቃሕ ኢልካ ምጥማቱ ጋህዲ ብብቕዓት ብመሰል ብኽእለት ብሕጊ ዝስራሕ ብሜላ ከብኪብካ ብዓቕሊ ካብ ዝናኸስ ንህቢን'እኳ ዝርከብ ወለላ ፍቅሪ'ሎ ኣብ ሰራውረይ ፈልስኺ እንከሎ ኣብ ደመይ ንዓለም ንእሽተይ ሃገረይ ንዓይ ግን ንስኺ ዓለመይ ኣብ ዝኸድክዎ ኣላ ልበይ ንቡር ረኺበ ከም ሰበይ ጥማር ወረቀት ኣብ ኢደይ ዘይነጽፍ ሓበን ኣብ ውሽጠይ እንተ ካብ ሰብ እንተ ካብ ተፈጥሮ ዝመጸ ሽግር ገጢምና ክንሰግሮ ኣሎ ዘይጸገበ ድራር እለት ብዙሕ ትርግሙ ምንባር ማለት እንካብ ሕሰም ዘምጽኦ ሽበራ እንካብ ጸይቂ ትወልዶ መከራ ናጻ መታን ክትከውን ኤርትራ ሓለዋ ተቐቢልና ሓደራ ሰላም ሰላም መንእሰይ ኤሪትራ ሰላም ደቂ ኤረይ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ናይ ርሕቑን ቀረባ ብሓበራ ሰሱኑ ሰስኑ ሰሰኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ኢሎም'ዬም ኣቦታት ክምሕጸኑ ዓምብቡ ሰሱኑ'ሞ ተማሂርኩም ሃገር ኣሰልጡኑ ኢሎም 'ትቐደም ክምሕጸኑ ሰሱኑ 'ሞ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ሰሱንለይ ቆልዑ ኤሪትራ መብጽዓ ነሕድስ ብሓበራ ሽሕን ዋልታን ክንኮና ኤሪትራ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ሰላም ደቂ ኤረይ ብሓበራ ናይ ርሕቁን ቀረባ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ።
@habesha.03
@habesha.03 Жыл бұрын
Thanks zearkey marey ❤
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 5 жыл бұрын
ንዓለም ሓደ ኔርካ ንዓና ግን ዓለም ጠፊእኻና ኣብሪሽ ናይ ልበይ
@NahomMehari-cj8gd
@NahomMehari-cj8gd Ай бұрын
Rip abrish
@RobelMukur
@RobelMukur Ай бұрын
​@@NahomMehari-cj8gd2025
@HellaBrhane
@HellaBrhane 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@erilove6277
@erilove6277 5 жыл бұрын
አሎ ዘይጸገበ ድራር እለት ብዙሕ 'ዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት። abraham abo fiqri 👉 ❤
@desuwedierilove7962
@desuwedierilove7962 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 2 жыл бұрын
Ufff 💔🙏💚
@zerayasefa710
@zerayasefa710 5 жыл бұрын
ዓቢ መጽሓፍና ከምቲ ተፍቅረና ነፍቅረካ ኢና
@wedihabte9488
@wedihabte9488 4 жыл бұрын
ኣሎ ዘይጸገበ ድራር እለት ብዙሕ ትርጉሙ ምንባር ማለት ካብ ኩሉ እዚኣ እታ ትምስጠኒ እያ ኣብሪሂሞ ❤️❤️❤️
@cesc6982
@cesc6982 5 жыл бұрын
"ናይ ድክነት ባሕሪ ሰጊርካ ብጻዕሪ ትርከብ ብልጽግቲ ኤርትራ "! "እዛ ኣብርሃም ዝተመነያ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ከይረከብናያ!? ??"
@SelamZelewo
@SelamZelewo 3 жыл бұрын
እታ ናይ ድኽነት ባሕሪ ተጸሚንምና ኣይሓለፍናያን ሃዲምና ብጻይ
@Ereynatey
@Ereynatey 4 ай бұрын
Kinrekba ena Ajoka keribna ena ✊🏿🇪🇷
@Diva_Bella
@Diva_Bella 2 жыл бұрын
This song makes me cry I miss Asmara 😥😥 I love you all my Eritrean people 🇪🇷 May God Rest your Soul in peace Abraham afewerki you will never be forgotten I'm glad I met you in Los angels in 1999.
@ኤርትራልበይወሲዳታ
@ኤርትራልበይወሲዳታ 2 жыл бұрын
ኣይርዳኣናን ኢዩ እምበር ክንፋቀር ማዓት ኢና። ❤️🤝✊🏿🇪🇷
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 жыл бұрын
አብርሸይ ናይ ሎሚ ወለዶ ተትርእዮ ደኣ ኣይኮነን ሃገር ከሰልጥን ዝሰልጠነት ሃገር የምክን ኣሎ ተመለሰልና እባ 😭😭❤️
@hermontesfahiwet3192
@hermontesfahiwet3192 5 жыл бұрын
ኣሎ ዘይጸገበ ድራር እለት ብዙሕ እዩ ትርጉሙ ምንባር ማልትት" ናይ ባሓቂ ኣብሪሂሞ ዓቢ ሰብ , ንሕና ደቂ ሰባት ነቲ ዘለና ገዲፍና ነቲ ዘይብልና ከነቃምት ኩሉ ግዘ ዘይዑግባት እንዳኮና እምበር ። ምንባር ድኣ ብዘለካ ምዕጋብ እንድዩ , ኣብሪሂሞ ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና ኣለካ ኣቦ ፍቅሪ ፈጣሪ ኣብታ ዘይትሓልፍ ገነቱ የንብርካ
@hermontesfahiwet3192
@hermontesfahiwet3192 5 жыл бұрын
@@nahomt12567 wala dea eti abahahila yifelale ember eti meliktin melsins niwishtina niknfitsh elu eu abrihimo hasibwo
@xyz-sp9cr
@xyz-sp9cr Жыл бұрын
ኣብራሃም ብሂወት እንተዝህሉስ ብጻይና መቃልስትና ምኾነ!
@Kidu2022fish
@Kidu2022fish 5 жыл бұрын
LEGEND ABRHAM AFEWERKI 4EVER IN MY HEART ♥️🇪🇷♥️✔✔✔🎉🎉🎉
@henox5686
@henox5686 5 жыл бұрын
Alo zey xegebe drar ilet bzhu yu trgumu mnbar malet ahhhhh nska do tmewit abrhimo abo fkri abo kulu only love 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🤞🏼🤞🏼🤞🏼
@abitesfa7198
@abitesfa7198 4 жыл бұрын
ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ህልው እኻ ::Legends never die !!
@hermiellaisaac2285
@hermiellaisaac2285 5 жыл бұрын
The best teacher and king 👑 love u Abraham RIP 💔😭❤️
@hermiellaisaac2285
@hermiellaisaac2285 5 жыл бұрын
Wedi Eri man who are u elka tterf
@daniwedieri741
@daniwedieri741 Жыл бұрын
[♡]
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 2 жыл бұрын
30 ጥሪ 1966 ተወልደ 7 oktober 2006 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈለየ ኣብሃም ኣፈወርቂ ነባሪ ሰብ ዘየለ።
@eritrean4ever146
@eritrean4ever146 5 жыл бұрын
My all time favourite song & I think this song should be national anthem of Eritrea I Love you ABRAHAM RIP
@samali4759
@samali4759 3 жыл бұрын
I agree
@nebyouazage4032
@nebyouazage4032 2 жыл бұрын
Indeed
@kusungrmatsion3237
@kusungrmatsion3237 2 жыл бұрын
You right bro❤
@bereketberhane4154
@bereketberhane4154 Жыл бұрын
I speak always..... This song should be our anthem!
@tesfalemabrehaley6067
@tesfalemabrehaley6067 Жыл бұрын
​@@nebyouazage4032 7777
@amanueltuamzgi3688
@amanueltuamzgi3688 5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እንተሎ ናይ ሓበሻ ዩ እንታይ ዩ ባ ጸገምኩ ዲስ ላይክ ትገብሩ ደይትፍልጥዎ ኣይትጠውቁ
@habenteklay3574
@habenteklay3574 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkk dehan aythazelom keyfeletu eyom tewikomo zkonu
@temesgenabr2679
@temesgenabr2679 4 жыл бұрын
Dislike and like flluy sle zeyfeltwo yom arku
@temesgenabr2679
@temesgenabr2679 4 жыл бұрын
Ember n abrham da entay dislike ygbooo
@Seb_eyu_mekseb
@Seb_eyu_mekseb 3 жыл бұрын
Really
@ከውታዊምድረባሕሪ
@ከውታዊምድረባሕሪ 3 жыл бұрын
Nay hafash atemamta abehahla awegd ezi bzey mknyat dislike zgebru neti derfi keysemeu u abzey ykewn tre zereba like kgebru kelew u zgerm
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 жыл бұрын
የማነን ን ኣብራሃምን 😭😭😭😭😭😭
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 5 жыл бұрын
ስዲ ስዲ Sidi komu yibehal
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 5 жыл бұрын
😂 I was just kidding
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 5 жыл бұрын
Ata kemzi kemay alekum di nay Abraham derfi kab zfno melisu zkefo. Abkindi zxanana'e melise emotional 😭 koyne
@yonasahferom9911
@yonasahferom9911 5 жыл бұрын
አብራሃም አባ ፍቅሪ አብ ገነት የአንብርካ ንዘለአለም
@kebronpicturesofficials
@kebronpicturesofficials 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣፈወርቂ ንዓለም ንእሽቶይ ኢኻ ንዓና ግን ንስኻ ዓለም ኢኻ ። Abrham Afewerki is a little out of the world. But for us he is a world.
@rutamr3579
@rutamr3579 5 жыл бұрын
Kubrat yewhwat nezi memhr hiwet kulana eski like nbelu ab Abrham zelne kibret nafkotn ngletselu
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
-ናይ መብጽዓ ደሴት - እወ ብሓቂ መብጽዓ ኣለና ወላ ከጽንቱና ንኽንደይ ዓመት ተፈትኑ ይፍተን ኣሎ 100% ይብለኩም ኣለኹ ዕድመ ህግደፍ n30 ዓመት እያ 2ዓመት ተሪፋቶ ኣላ ኣብ ዘዘለኩሞ ጥራይ ሰስኑ ተራብሑ ሓደራ ግን ድቃላ ገበል ኣፋኒና ንኡሽተይ ተመን ከይ ትማሉ/ትማለኣ ምብላዕ ምብልዑ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ ይብሉ ኣቦታት ተትርድኣትኩም እንታይ ማለትይ ዩ 😍😍😍🇪🇷😍😍😍 --ፍልልይና ኣጽቢብና -- -ሓድነትና ኣደልዲልና -- --ምንዕዓቅ ኣወጊድና -- ሓወይ ሓፍተይ ሕለፍ ክሕልፈካ 🥰🥰ክበር ንበር እንድኣ በልና ምሁራትና ኣብ ቅድሚት ኣሰልፍና ባዕልና ይበቅዑ ዩ ንብሎም ምርሑና እንበር ክንመርሓኩም ክሳብ ዝብሉና ዘይ ምጽባይ ስልጣን ዘይ ምህራፍ ብሕግን ዲሞክራስን ንኹሉ ብማዕረ ብሓንቲ ዓይኒ ትርኢ ሃገር እያ ተድለና ፍልልያትና ነናቱ ብልቻ ኣለዎ ኮክራዓና ዩ ዘልዎ እንበር ንሕና ንሕና መጅሃሪ ክንጥቀምሉ ኣይኮነን ብፍቅርን ስኒትን ሓቢርካ ምንባር ንልመድ ኣብ ዓዲ ጓና እኮ ክኢልናዮ እሞ ኣብ ሓዉና ደኣ እንታይ ዩ እሾክ ዝገብርና ዘሎ ንቀራረብ ንደጋገፍ ኢህን ምሂን ንብሃሃል.......... 🙏🙏🙏
@michaelnatty43
@michaelnatty43 5 жыл бұрын
wiz Fugra : nice and wise advice my friend! Wedi Erey anbesa!!!👍🏼👍🏼👍🏼
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 5 жыл бұрын
ሰኪት ቆማል ተረፍ ጎዞሞ ቄሮን ፋኖን ኪድ ድኣ ኣብታ ከውሒ ዝኾነት ዓጋሜኻ ኩዕንቲ እንዳ ዓደንካ ብላዕ ድሕሪ ደጊም
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
@@piratebc-ge1iq ok zarkey bruk malti
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 5 жыл бұрын
@@piratebc-ge1iq hey ata mxerefkukha gin kemzi kemakha buzuhat sle zelewuna abti hager kes bekes kneredakum abey tfelto tgraway tblu wela tgraway tezkhewn ke abti comment zxehafo nfaqer u elu so nskha tgraway aykonkan erirtrawi tgrigna wn aykonkan so axebika hseb eritrawi ente koynka beta bhji nmneya eri selamn fqrn ekhlti ya
@robelmehari1433
@robelmehari1433 5 жыл бұрын
🇪🇷❤ all of his songs! What a real philosopher and theraphist 👌🇪🇷
@jhbvchhgvv1665
@jhbvchhgvv1665 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@jemalking5527
@jemalking5527 5 жыл бұрын
30ዓመታት ንባሕርን መሬትን ዝተገበረ ቃልእሲ መብጽዓ ጀጋኑ።
@robelmehari1433
@robelmehari1433 5 жыл бұрын
What a greatest singer ever in Eritrean music! Rest in peace Abrsh!
@ludav4785
@ludav4785 5 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ብሓበራ 🇪🇷
@isaibrahim3623
@isaibrahim3623 5 жыл бұрын
Mebxea nihids bhabera shihin waltan kinkona Ertrea,, dihrikas ayteamenan Abrishe
@Yacob88481
@Yacob88481 2 жыл бұрын
Des tbl tesfa t’hbeka derfi, kemakha yibez’hu, natsa mntan kt’kewn Eretra ❤️
@ethiopiat5237
@ethiopiat5237 2 жыл бұрын
The best ever RIP legends is alive and in everyones heart. 🇪🇷 🇪🇹
@kanari476
@kanari476 5 жыл бұрын
Abreshay u are my everything enqa Wedi Eri konkalena
@teshememehari3349
@teshememehari3349 5 жыл бұрын
o my God my best music of lengad Abraham Afwereki rest in peace
@eriiistars3089
@eriiistars3089 5 жыл бұрын
Abrishay enqi Natena Konka Wetru ab libena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹.
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 жыл бұрын
*ርግኣቲኖ ቆጽሊጋባ ምስ መለይ ተሪፋትኪ ኣላ የሐጉስኒ*
@fissahahagosfissaha128
@fissahahagosfissaha128 5 жыл бұрын
ኣበርሽ ብምንታይ"የ እሞ ክገልጸካ ንስካ ኩሉ ነገር ኢካ፡ ንዘልኣለም ውን ኣብ ውሽጥና ነባሪ ኢካ !! ተስፋ ውን ኣሎኒ ከምቲ ዝበልካዮ ክንስንስን
@teamesium9461
@teamesium9461 2 жыл бұрын
ኣብ ደምካ ኣትዩ ሓይልን ተስፋን ዝህብ ፉሉይ መድሃኒት ዘለዎ ደርፊ ነፍሲሄር ኣብርሃም ወትሩ ኣብ ልብና ኢካ ።
@erilove6277
@erilove6277 4 жыл бұрын
Abraham best of best 🇪🇷🙏
@godisgood7456
@godisgood7456 11 ай бұрын
My 🤴 👑 Ma inspiration ❤️ Ma favourite Ma teacher Love lover son eritrea 🇪🇷 alway in our hearts Ma country small but for us 🌎
@safsaf715
@safsaf715 4 жыл бұрын
Selam selam. Ahwat. Bhabera🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@biniyamwolday5108
@biniyamwolday5108 3 жыл бұрын
Selam yteam gerebet ♥️
@መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ
@መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ 3 жыл бұрын
ሓቂ ጠፊኣ ኣቢ ዓቢይ ሰብ
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 2 жыл бұрын
Legend of all time, just feeling so devastated may your soul rest in heaven🙏
@habtomghere9365
@habtomghere9365 5 жыл бұрын
Selam selam mensey Eritrea🇪🇷
@majorbrhane5891
@majorbrhane5891 4 жыл бұрын
Ahhhhh Abrihom hawey entay emo ms ezi tekal higdef mes elika kem kokob xibah tefika ember nihenas abaka eu neru tesfana kemzi elna ab sdet kem hawin haserin kenikewn wen hasibnayo ayfelitenn ena koynu xihftona Abrihom hawey mengste semay yewarska Ezgabhier amlak ab genetu yenbrka::
@yafietghebrehiwet5361
@yafietghebrehiwet5361 5 жыл бұрын
Sesunu sesunu temahirkum hager asltuni 👍👍👍😪😪😪
@anjolinamarcos7133
@anjolinamarcos7133 5 жыл бұрын
እወ እንኮ ኮመንት ከይጽሕፍ ፈሪሒ እቲምንታስኒ ዝናን ህቡብነትን አብርሃም ከየግድሎ ፈሪሒ እትምንታሲኒ አብርሃም ወናኒ ሚሎናት ልብታት ሰለዝኮነ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 ай бұрын
Abraham afwerki Tha Great.
@reagansimon111
@reagansimon111 5 жыл бұрын
Eritrea Forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simont15
@simont15 2 жыл бұрын
"Nay alem nishtoy hagery nay niski alemey" To the rest of the world you're a small country, but to me you are the world
@efreamkebreab9229
@efreamkebreab9229 11 ай бұрын
What
@rahwaahmed8604
@rahwaahmed8604 4 жыл бұрын
Nay Abrham afork daref btam ey zeftewo
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 жыл бұрын
*ብልጽግቲ' ክትከውን ነቒላ ኤሪትራ* *_ክትነቅል ኢያ ኤሪትራ!_* *ነዛ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዝተተምነያ ኤርትራ ተተምንየ!* ~ናይ መብጽዓ ደሴት ሓበን ዘርኣ መሬት ዛብህግቲ ስፍራ ታኣምር ክትህቅን ብልጽግቲ ክትከውን ነቒላ ኤሪትራ ናይ መብጽዓ ደሴት ሓበን ዝቦቕላ መሬት ዛብህግቲ ስፍራ ናይ ድኽነት ባህሪ ሰጊርካ ብጻዕሪ ትርክብ ብልጽግቲ ኤሪትራ ፍቅርኺ'ሎ ኣብ ሰራውረይ ፈልስኺ እንከሎ ኣብ ደመይ ንዓለም ንእሽቶ ሃገረይ ንዓይ ግን ንስኺ ዓለመይ ኣብ ዝኸድክዎ ኣላ ልበይ ንቡር ረኺበ ከም ሰበይ ጥማር ውረቀት ኣብ ኢደይ ዘይነጽፍ ሓበን ኣብ ውሽጠይ እንተ ካብ ሰብ እንተ ካብ ተፈጥሮ ዝመጸ ሽግር ገጢምና ክንሰግሮ ኣሎ ዘይጸገበ ድራር ዕለት ብዙሕ`ዩ ትርግሙ ምንባር ማለት እንካብ ሕሰም ዘምጽኦ ሽበራ እንካብ ጸይቂ ትወልዶ መከራ ናጻ መታን ክትከውን ኤሪትራ ለበዋ ተቐቢልና ሓደራ ሰላም ሰላም መንእሰይ ኤሪትራ (2) ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ///___________________\\\\\\ ዝፈረሰ ህድሞ ዳግማይ ብወፈራ ኣብ ዝትከል ዓንዲ ካብ ባህጊ ወጺእካስ መሪር ቃሕ ኢልካ ምጥማቱ ጋህዲ ብብቕዓት ብመሰል ብኽእለት ብሕጊ ዝስራሕ ብሜላ ከብኪብካ ብዓቕሊ ካብ ዝናኸስ ንህቢን'እኳ ዝርከብ ወለላ ፍቅሪ'ሎ ኣብ ሰራውረይ ፈልስኺ እንከሎ ኣብ ደመይ ንዓለም ንእሽተይ ሃገረይ ንዓይ ግን ንስኺ ዓለመይ ኣብ ዝኸድክዎ ኣላ ልበይ ንቡር ረኺበ ከም ሰበይ ጥማር ወረቀት ኣብ ኢደይ ዘይነጽፍ ሓበን ኣብ ውሽጠይ እንተ ካብ ሰብ እንተ ካብ ተፈጥሮ ዝመጸ ሽግር ገጢምና ክንሰግሮ ኣሎ ዘይጸገበ ድራር ዕለት ብዙሕ ትርግሙ ምንባር ማለት እንካብ ሕሰም ዘምጽኦ ሽበራ እንካብ ጸይቂ ትወልዶ መከራ ናጻ መታን ክትከውን ኤርትራ ሓለዋ ተቐቢልና ሓደራ ሰላም ሰላም መንእሰይ ኤሪትራ ሰላም ደቂ ኤረይ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ናይ ርሕቑን ቀረባ ብሓበራ ሰሱኑ ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ኢሎም'ዬም ኣቦታት ክምሕጸኑ ዓምብቡ ሰሱኑ'ሞ ተማሂርኩም ሃገር ኣሰልጡኑ ኢሎም 'ትቐደም ክምሕጸኑ ሰሱኑ'ሞ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ሰሱንለይ ቆልዑ ኤሪትራ መብጽዓ ነሕድስ ብሓበራ ሽሕን ዋልታን ክንኮና ኤሪትራ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ ሰላም ደቂ ኤረይ ብሓበራ ናይ ርሕቁን ቀረባ ብሓበራ ሰላም ሰላም ኣሕዋት ብሓበራ ሰላም ደቂ ዓደይ ብሓበራ።
@esrom3083
@esrom3083 5 жыл бұрын
👍❤❤❤
@ሕልናስቆሪራያ
@ሕልናስቆሪራያ 5 жыл бұрын
Good Thanks bro
@havendelina769
@havendelina769 5 жыл бұрын
Anbesa
@majorgirmay165
@majorgirmay165 5 жыл бұрын
በረኸት ወልዱ ክብረት ዪሃበልና thank You so much
@eritreawiwedebat7972
@eritreawiwedebat7972 5 жыл бұрын
ናይ ልበይ derfi ዝዓርከይ ማዓረይ thanks .
@ترحاسا-ض4ف
@ترحاسا-ض4ف 5 жыл бұрын
abrsheyy eufff mot eko aygbekan 😭😭😭😭😍😍😍
@ibrahimmahmud8590
@ibrahimmahmud8590 5 жыл бұрын
wie kann ich Abraham afewerki verstellen kein Ahnung liebe Grüße zu der immer habibi
@awotmehari5564
@awotmehari5564 Жыл бұрын
My favorite song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 we miss you I wish Abraham it was eritrean president it would be much better 💯❤
@alekelatekle6465
@alekelatekle6465 4 жыл бұрын
Aye Abraham abo feqri abo tesfa nisikado timewet hegdef nay idkum aytisanu regumat
@genetgenet1537
@genetgenet1537 5 жыл бұрын
ኣብርሽይ መምህረይይ ተስፋይ
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ 5 жыл бұрын
ንዓለም ንእሽተይ ሃገረይ ንዓይ ግን ንስኺ'ኺ ዓለመይ ዓለም'ና እወ ኣብርሸይ እንታይ እሞ መንጢሎምና እንዶ ናብ ካልእ ዓለም ሰዲዶምና ስደተኛ ኮይኑ ስምና ኣብ ዝኸድናዮ ውርደተኛ ብደይ ፍርዲ ብደይ ዳኛ ውሽጥ'ና ሕሰም ተደሪሩ ልብና ግን ጌና ሃገር'ዩ መዝምሩ።
@blackpearl2643
@blackpearl2643 3 жыл бұрын
September 20 , 2021 Abraham u r still the best Manim zeytkio artist
@Matiastsegay8910
@Matiastsegay8910 2 жыл бұрын
አብርሃመይ ናይ ልበይ ብሰላም ዕረፍ
@kibreababraham8879
@kibreababraham8879 4 жыл бұрын
ኣብርሽ መምህር ናይ ሂወት ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ
@capitano78
@capitano78 4 жыл бұрын
ኣብራሃመይ ኣይጣዓመናን ድሕሬኻ:: ፎቖድኡ ተዘሪና ኣለና::
@asterisayas8522
@asterisayas8522 3 жыл бұрын
🙃🍔🍟🍺🚬🛌
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ትርጉም ሂወት ብዝግባእ ዝገለጸ። ዓለም ብተስፋ፡ብፍቅሪ፡ ብጻዕሪ፡ ብእምበት፡ ምኽብባር፡ ሕልና ወዘተ ። ከም ትንበር ዝነገረ ስነጥበባዊ። ምሕደሪ ሽሕ ኣይምቱ። ሞት ሑጹይ ኮንና ኦይ ኢልኻ ዘይብኾዮ። ኣብርሃም ጥበብምስትውዓል ዝተዓደል እንኾ ስነ ጥበባዊ ሓገርና። ምናባር ካብኩም ንመን ይግብኦ ን ከም በዓል ንፍቀርቲ የሕዋቶም። ዘይ ኮም ካልኦት ፈተውቲ ነብሶም። ኣብ ክንዲ ህወት እምነት ዘፍቀሩ። ንሕና ብዙሕ ኢና ኸሲርና ንሱኩም ዘይምህላውኩም። ግን ብዙሕ'ኽኣ ተማሂርና።🎵🎶🎶🎤🇪🇷 we have only one matcher. It's name Eritrea. Please all Eritrean people respect with each other. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊. I love my people.
@rawdaabdella4642
@rawdaabdella4642 4 жыл бұрын
Hji entethilw abrahamey entay mebelika bizaeba Eritrea entay elika mederefkala kulu gez ab libeyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💘💘💘💘💘
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 ай бұрын
What A Song.
@jazerayberhane2529
@jazerayberhane2529 3 жыл бұрын
Enqa aytria Eritrea heji Abraham, you would be so sad. Amlak ab mengeste semay yekebelka.
@shumaytsegai2105
@shumaytsegai2105 5 жыл бұрын
King of king us abreham and barya
@kalidsalihibrahim8638
@kalidsalihibrahim8638 5 жыл бұрын
Abraham and abrar and barya
@ጥሕሎMedia
@ጥሕሎMedia 3 жыл бұрын
@@kalidsalihibrahim8638 እውይ እዛ ሕማም ሃይማኖት ኣብራር ከመይ ጌሩ ምስ ባዓል ኣብርያም ባርያ ይወዳደር ምስ ባዓል ወዲ ትካቦ በል
@rutatesfamariam7130
@rutatesfamariam7130 3 жыл бұрын
ንዓለም ንእሽቶ ኢኪ ንዓይ ግን እስኪ ዓለመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🇪🇷🤴🇪🇷🤴🇪🇷🤴🇪🇷🤴🇪🇷🤴🤴🇪🇷🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🇪🇷🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 жыл бұрын
abrham amlak harika nana gn beynna gedifkana kabaka bzuh tesfa nerna bsrhatka egubat ena leli gbukagerka zhalefka anbesa eka nhna dea tehasina enber bekas ab nefsiwekef astemakari srhatka aleka legend bselam aref wetru ablbna nebari eka brukey
@wedihalalmeret5066
@wedihalalmeret5066 5 жыл бұрын
Abshir best of best 🇪🇷🙏
@TsegeHome
@TsegeHome 3 сағат бұрын
abrham betam eye zfetweka ❤❤❤❤❤❤❤
@natnaelkiros5356
@natnaelkiros5356 4 жыл бұрын
Abrham aforki nay mejemertayn nay mwedatayn derafay nay eritrean I miss you best
@hskksjsksksgsbbaznvx6958
@hskksjsksksgsbbaznvx6958 3 жыл бұрын
Well done abrish wedise zeyxegbo memhr eka ne'ay.
@yoloaman
@yoloaman 5 жыл бұрын
i realy miss abraham afewerki he was by far my favorite singer R.I.P my friend you will always be in our heart
@biniamokbamariam4649
@biniamokbamariam4649 5 жыл бұрын
Ab alem kem Abraham Afewerki ayenbiren entay emo alemi shenati kena mengest semati ywariseka Rip
@hagareyzebaletekebiruyenab4380
@hagareyzebaletekebiruyenab4380 5 жыл бұрын
Anta wayal dislike tegaber Entay yerdaka zalo
@dawithabte2458
@dawithabte2458 7 ай бұрын
Neza derfi kitiqemela fiqad nimen kihatit aleni, aflito zelekum habruni, bitaemi rezin zikone meliekti eyu zelewa
@ማንጀስተራዊት
@ማንጀስተራዊት 2 жыл бұрын
ፍቅርኺ'ሎ ኣብ ሰራውረይ መልስኺ ከሎ ኣብ ደመይ ንዓለም ንእሽቶ ሃገረይ🇪🇷 ንዓይ ግን ንስኺ ኢኺ ዓለመይ🇪🇷 🌎 ኣብርሸይ 💞💞🦋🇪🇷
@abelkahssay6284
@abelkahssay6284 2 жыл бұрын
ፈልስኺ*
@godislovemedishikor300
@godislovemedishikor300 5 жыл бұрын
Abrishey lebam. Serawr AREY ab Lbna sle sur zsedede's sdet mlmad abinayo alena keman. NZelAlem ab Lbna Abo FQri and Eritreawyan.
@mehamedbrhanjemal93
@mehamedbrhanjemal93 5 жыл бұрын
Bitami hafira Eritreawi izi tirah diyu comment
@tmniteynsa4722
@tmniteynsa4722 5 жыл бұрын
Eti kale kea eba zerghyo ደንጌኽና እኮ።
@ክቕጽልእየፍቕሪዩእምነተይ
@ክቕጽልእየፍቕሪዩእምነተይ 5 жыл бұрын
አብርሽይ ዓለመይ😢
@lidyaamaniel3984
@lidyaamaniel3984 4 жыл бұрын
i Love you 👑👑❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 3 жыл бұрын
ዓዱ ዝናፈቐ ማራ ከምዚ ከማይ ይህሉ ዶ ማራ ስደት ጸሊዮ መይተ ዕለት 23 / 1 /21/21
@abuuuu8322
@abuuuu8322 Ай бұрын
Kmy aleka😢😢😢 25/09/24
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 Ай бұрын
ኣለኹ ዝዓርከይ ንስኻ ከ ከመይ ኣለኻ
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 3 жыл бұрын
Abraham alo ab ezia risha Alemei aymtne meslwa eyou enberi alo abezia alemei kenberi u Ka Abraham Afewerki 👑 for Africa Music 🎼 🎼
@cabdiraxmanmaxamed2022
@cabdiraxmanmaxamed2022 3 жыл бұрын
Meglexi ms seankulka suq merixe hanti zbla amlakh ab yemanay edu yqebelka somaliawi ebay eritra eritra lili somal ye zebra trigna kea ab eri lemideyo I love you all Eritrean my lovely people
@drwizy8779
@drwizy8779 3 жыл бұрын
nhna wn somal nfetwekum ena ab eretra teabika eretra niaka wn adika ayu bro👍👍👍👍
@yonatanbest827
@yonatanbest827 5 жыл бұрын
Abreham kulu gizie srehatka ab libna alo
@eritreanredsea1079
@eritreanredsea1079 5 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💚❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💗💙💗💋💝💟💗💜💜💟💟💟💟💟💟
@huruykesete828
@huruykesete828 4 жыл бұрын
ሰላም ኩሉኩም መንአሰይ ኤርትራ
@Dilfavor
@Dilfavor Жыл бұрын
Eritrawyan werki zekona fetret eko ena, RIP legend
@bitewking8127
@bitewking8127 5 жыл бұрын
Sesnnu temahirkum Hager aseltnu do elka abrsha xaeda hgdf da seb yetfu ember entay kesesnu enkae aytrena hzbi Ertrea absdet faha elu 😳😳😢😢
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 5 жыл бұрын
bitew king did hgdf told you to left the country
@bitewking8127
@bitewking8127 5 жыл бұрын
@@jakiyafu2516 sekbel ata besenki hgdf ember besenki men da wexie eska gen hade nay kedamie naytisrat ika.
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 5 жыл бұрын
bitew king so you saying hgdf told you to leave Eritrean ? So why you left your country ?
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ 5 жыл бұрын
@@jakiyafu2516 ኪድ ኣይትበሎ ከምዝኸይድ ግብሮ ዝብሃል ምስላ ኣቦታትና ኣሎ።
@johnmebra3584
@johnmebra3584 5 жыл бұрын
Meleyn, Wegahtan slemntay zeywereda Ktetfwen keythasbu Bejakum bezi resah poloticawi fllykum, smiet seb keytsebru
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 ай бұрын
Legend.
@merhawighirmay438
@merhawighirmay438 5 жыл бұрын
ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ኣብርሃይ ድምጽካ ዩ ስቀይ ኩሉ ገለጽካዮ እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ
@robelmosazghilebasiholytri7429
@robelmosazghilebasiholytri7429 Жыл бұрын
Abraham afwerki the Great,,!!!
@frankfurtammain3637
@frankfurtammain3637 4 жыл бұрын
Abraham afewerki megste semay yewarska
@redseaentertainment3398
@redseaentertainment3398 5 жыл бұрын
Yeqeneyelna rgiat haftna abrihey nay lbey bejaki rba ab somun 2 derfi tray sededlna
@petersimon2555
@petersimon2555 2 жыл бұрын
Abris nay lebey
@tw6331
@tw6331 5 жыл бұрын
Is there anyway we can make nice video clips with this beautiful songs
@tompower_8
@tompower_8 5 жыл бұрын
*Deki Eri xeda nskum nalem whdat ikum nay gen alemey ikum* Abrahme Brhan ika
@evenhadgo2744
@evenhadgo2744 3 жыл бұрын
abrham is still King of Eritrea RIP
@gualgoshergosher3119
@gualgoshergosher3119 2 жыл бұрын
Abraham best of best✌️❤️🙏🇪🇷
@Elilta694
@Elilta694 4 жыл бұрын
ኣበይኮን ይህሉ? ኣናድየ ስኢነዮ ዘይፈርስ ድምፁ ተፈጥሮ ዝቓነዮ ብሓቂ ድዩ መኒኑ ሃንዳሲ ሙዚቃ ኣህዛብ ዘረዳድእ ብኣድማሳዊ ቋንቋ ግምጃ ጥበብ ኣምላኽ ከምዘየወንዘፎ ምፍጣሩ የሕዝን ሞቱ ንዘይተርፎ::
@judithhabtu5312
@judithhabtu5312 3 жыл бұрын
ጓል ኤረይ ጥዑም ላዝአ ሽኮሪና ብዚሐት ኢና ከማኺ ዝስኣናዩ ኣናዲና ሞቱምበር ምፍጣሩ ነየሕዝነና ካባና ምፍጣሩ ወትሩ ሕጉሳት ኢና ኮኾብ ኤርትራና ዝሰፍር ኣብልብና ታሪኹ ዝነብር ንውሉድ ዎሎዶና ተዘይ ፍጠር ኔሩ ብኸመይ ምፈለጥና ደቂ ኤረይ ኣብዘለኹሞ ኣብ ልብኹም ሰላም ይንገስ።
@filmonberhe83
@filmonberhe83 5 жыл бұрын
Neaka zkewn meglexi yelen abrihimo hawna. Fqrka ab lbna kem zelo trah teredealna.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 106 МЛН
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
00:20
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 11 МЛН
amazing#devil #lilith #funny #shorts
00:15
Devil Lilith
Рет қаралды 18 МЛН
ТЫ В ДЕТСТВЕ КОГДА ВЫПАЛ ЗУБ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 2,7 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 12 МЛН
Yehdego G/Medhin - Vol 01 - Nonstop - Relaxing Video
1:04:54
HTMONA
Рет қаралды 4,6 М.
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Abela/ኣቤላ  Official Audio Video
7:07
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 7 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Sdray/ስድራይ  Official Audio Video
7:08
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 3 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 106 МЛН